Dehay Eritrea ኣብ ኬንያ ብዘጋጠመ ሰልፊ ተቓውሞ 10 ሰባት ሞይቶም! ደሃይ ኤርትራ

Dehay Eritrea ኣብ ኬንያ ብዘጋጠመ ሰልፊ ተቓውሞ 10 ሰባት ሞይቶም! ፕረዚደንት ኬንያ ዊልያም ሩቶ እቲ ትማሊ ኣብ ናይሮቢ ክካየድ ዝወዓለ ጎነጽ ዝተሓወሶ ሓያል ተቓውሞታት "ገበነኛታት ዝተሓወስዎ'ዩ" ክብል ኣማስይኡ ኣብ ዝሃቦ መብርሂ ተዛሪቡ።
ገለ ካብቶም ተቓወምቲ ንትካላት መንግስቲ ምዕናዎም "ክድዓት" ምዃኑን ዘድሊ ግብረ መልሲ ከምዝወሃቦን ኣጠንቂቑ።
ቅዋም እታ ሃገር ብዝህቦ ሓላፍነት ከም መራሕ መንግስቲ ከምዝቕጽልን ሕጊን ስርዓትን ንምስፋን ኣድላዪ ስጉምቲ ከምዝወስድን ኣፍሊጡ።
ኣዳላውን ኣቕራብን ሳሙኤል ገብረሂወት (ዓካ ዓካ)
26 ሰነ 2024
ምንጪ ቢቢሲ ትግርኛ
ደሃይ ኤርትራ

Пікірлер: 6

  • @solomonliza
    @solomonliza8 күн бұрын

    በርትዕ ዓካዓካ 🙏

  • @titihaile4514
    @titihaile45149 күн бұрын

    የቀንየልና ጽቡቅ ዜና ኬንያ ዓደይ ኣይግድን😢

  • @esaiasmehari7409
    @esaiasmehari74099 күн бұрын

    Selam❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @berhanekidane6107
    @berhanekidane61074 күн бұрын

    እዚይስ ግዝያዊ መጸናንዒ ደገፍቲ ህግደፍ ድኣ እምበር ፕረሲዴንት ሩቶ ቅድሚ ሕጂ፡ ብሰንኪቲ ኣብ ሃገሩ ብመንእሰያት ዝተኻየደ ሰልፊ ኣብ ክንዲ ታንክን መድፍዕን ሰዲዱ ዜጋታቱ ዝቐትል ቅድሚ ሕጂ ኣብ መራሕቲ ኣፍሪቃ ተራእዩ ዘይፈልጥ ሓድጊ ከምዝገበረ ርዱእ እዩ ።

  • @AmanEritreawit
    @AmanEritreawit9 күн бұрын

    Selam Sami hawey

  • @FusumGermay-uk5we
    @FusumGermay-uk5we9 күн бұрын

    ሕጂ ሳሚኤል ነዚ ምስ ኤሪትራ ብኸመይ ተነጻጽሮ? ድሓን ባዕለይ ክምልሸልካ። እንታይ እዩ ዘርእየካ ህዝቢ ኤሪትራ ንመሰሉ ኣይኮነን ንደቑ ደቕና ኣብ ምንታይ ኣትዮም ኢሉ ክሓትት ክንድየናይ ፍርሒ ከምዘለዎ። ትዝክር ኢኻ ሶማል ኣዴታት ድሃይ ደቐን ምስ ጠፍኤን ዘልዓልኦ ናዕቢ ሓደ ካብቲ ንፋርማጆ ካብ ስልጣኑ ዘደርብዮ ውን ንሱ እዩ። ህዝቢ ኤሪትራ በዞም ኩሉም ኣብ ትግራይ ዝጠፍኡ ደቑ ደቕና ኣበይ ኣለዉ ኢሉ ክሓትት ኣይክእልን። ስርዓት ኢሰያስ ንህዝቢ ኤሪትራ ከመይ ገይሩ ብፍርሕን ራዕድን ከምተቛጻጾሮ እዩ ዘርእየካ ኣፉ ክኸፍት ዘይክእል ህዝቢ።

Келесі