ህድሞና ሾው - ምቁር ዕላል ምስ መምህር ወጊሑ ፍስሃጽዮንን ወይዘሮ ፈለግ ግደ - New Eritrean Show 2024
Ойын-сауық
ህድሞና ሾው - ምቁር ዕላል ምስ መምህር ወጊሑ ፍስሃጽዮንን ወይዘሮ ፈለግ ግደ - New Eritrean Show 2024
ህድሞና - ፍቕርና ካብ ኮነ ብማዕዶ ብማዕዶ ብ ዳናይት ዮውሃንስ | Fqrna ... by Danait Yohannes - New Eritrean Music 2024
JOIN 👉 / @hdmonanebarit
/ @hdmonanebarit
Enjoy and Subscribe now bit.ly/2vIkX9f at HDMONA NEBARIT. "HDMONA NEBARIT" brings New Eritrean entertainment comedies, "New Eritrean HDMONA Drama", "New Eritrean HDMONA movie", "New Eritrean HDMONA film" and "New Eritrean HDMONA music" video clips for you. Enjoy!
All "Eritrean music", "Eritrean movie", "Eritrean film", "Eritrean comedy" are shared here.
℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳውንሎድ ምግባር ን ኣርቲስ ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ንዝኾነ ቪዲዮ ዳውንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
℗ © Copyright: HDMONA NEBARIT. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
KZread - / hdmonanebarit
Facebook - / hdmona-nebarit-2149397...
Instagram - / hdmonanebarit
TikTok - / hdmonanebarit
Twitter - / hdmonanebarit
Website - hdmonanebarit.com/
© HDMONA NEBARIT LLC 2024. All Rights Reserved.
#hdmonanebarit #hdmonaWegihuFeleg #hdmonaFilm
@HDMONANEBARIT @moreinfo22 @hdmonapromotion1119 @dankurshow1050
Пікірлер: 307
ደስ ዝብክ ኣቀራርባ ኩሉ ኣከዳድና ዉርዝያት ከም ወለድና ከም ዩ ዘጸብቀልና ከይተዛረብኩም ኣከዳድናኹም ምስ ረኣና ጥራይ ኣጊብና ሶ ክብረት ሃብኩም
ሎሚ ጋል ኤረይይይ ሽኮር ክሒስክና እምበር ኣብ ቀዳማይ ዝነበረ interview ሲ ኣሕሪቅና እኪ፡ ከምዚ እዩ ናይ ሕጂ እዩ ዘጸብቀልክን so that gbu both i appreciate you 🎉❤ godhead!!.
ሕጂ ነዴታትኪይ መሲልኪ ለቢምኪ ሐቂ እዩ እናለበማ እየን ዝኸዳ ዝብሀል ቀጽልዮ ብዐልቲ ሐዳር ሰለ ዝኾንኪ ሰብአይኪ ከአ ለባም ንፉዑ ስለ ዝኾነ ሐልዉዮ አይትሕፍርዮ ጽብቅ መደባት ❤❤❤
ኣቤት ግርማ ሕጂ ነዴኪ መሲልኪ ፈለግ ሓብተይ ሰብ ይሕጎስ እዝጊ ይሕጎስ ከም ኣደታትና መሲልኪን ክትምጽና ከለክን እሞ ክብሪ ይሃብኪ ንኩልኩም ❤❤❤❤
ኣሰይ ኩሉኩም ደቂ ኤረይ ስላም ናዓኩም ይኩን ፈለግ ሓፍተይ ከምዚኣ ኢልኪ ማዕሪግኪ ከይትጽብቅስ ብጽብቅትኪ ሰውነትኪ ከተባላሽወዮ ቀዳድ ወዲ ቀዳድ ደይ ባህልና ስለዚ ሓዳርኩም ቡሩክን ቅዱስን ይኩን ውላድኩም የርእየና ኣሜን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሎሚ ክትጽብቕ ኮይና መጺኣ 👌👌👌👌
@Sim-rv8rl
Ай бұрын
Entay dea kitdegim....kkkkk
@abrehetasmelash5365
Ай бұрын
ኒበሩ ኪበሩ ሕጂ ናባሓቂ ኒዓኪ መሲልኪ ሓደርኩም ይባረኽ ❤
ሕጂ ግርም ነደታትኪ መስልኪ
ራሄላ ሽኮር 💐💐💐🌷🌷🌷🌷❤❤❤❤❤🇪🇷
ሒጂ ግርም ሓዳርኩም ይባረክ ሽሕን ዋልታን ኩኑ
እንዳ ኣቶ ወጊሕ ሩሑስ ቃል ኪዳን ይግበረልኩም። ቁኑዕን ንጹህን ሰብ ቁኑዕ ሓዳር እዩ ዘጋጥሞሞ ኣጆኹም ፍቅሪ እንተሎ ዋላ ሓንቲ ባኒ በሊዕካ ሲሒቅካ ትሓድርሞ ኣምላኽ ድማ እንጀራኻ የስፍሖ ንኹሉ ነገር ፍቅሪ እዩ እቲ ወሳኑም ቃል ኪዳን ኣብራሃምን ሳራን ይግበረልካ። ❤❤❤❤❤!!!
ፅቡቃት ናይባህልና ክዳን ማዕረግ እዩ even with out holiday Our Cultural dress 👗 is Beautiful I’m Sorry to Say this ፈለግ ዋላ ሬዲሜድ ዓይነት ፅቡቅ እንድዩ ግን ምሳካ ዝከይድ ውን አበይ ትክደኖ ወሳኒ እዩ today you looking beautiful 👍👍👍❤️❤️❤️
ርእይቶ ሰብ ተቀቢልኪ ካብ ጌጋኪ ምእራምኪ የድንቀኪ ፈለግ ሓፍትና
❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷Best conclusion Wedi Eritrean people, Teacher in reality, God bless you with success and happiness and prosperity 🙏 ✨️ 😊 ❤️ 🎉🎉🎉🎉
Asseyy muqurtey Family hadarkum egiabiher ygberelkum ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉 wladkum yereyelna
ኣቤት ግርማ ሞጎስ ሓዳርኩም ይባረኽ
የቀንየልና ሰይተቦይ ወጊሓ😂😂😂ነዲታትኪ መሰልኪ 🙏ሓደራክን የሕዋተይ ባህልክን ኣክብራ ❤🙏🇪🇷ንዓክን ጽቡቅ ናዓና ደቀንስትዮ ድማ ንኮርዕ🇪🇷🇪🇷❤❤
Helen❤❤❤
በሐቂ እግዚአብሔር ሐዳርኩም ይባረክ 🙏🙏🙏❤️
Aseyy hji xbuqat konkum metsikum deqi erey❤🇪🇷
Beautiful moment ...stay blessed !
ሰስኑ ሽሕን ዋልታ ኩኑ 🎉
እሰይ ሽኮሪኢናታት ፉቑራት ውላድኩም የረየና♥️🥰♥️🥰
Btaemi xbuqat ftret egziabiher hadarkum ybarko mebalyti ygberkum fetari
ኣብዚ ነካ ወግዒ ኣቦታትናን ኣዴታትናን ደስ ዝብል ባህልና ጽቡቅ ደቀኤሬይ ሓላላት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Grma Adi zemenka ybarek,bei eske nhna kea knasbelu Naka yemaslena❤❤❤❤❤❤🎉
ብጣዕሚ ጽቡቅ ሎሚ ወቂብኩም መጺእኩም።ኣብ ውሽጢ ሕብረተሰብ ኤርትራ ኮንካ ንኣዴታትና ምምሳል እዪ ዕጋበትና።ወጊሑ ሓየት ሎሚ ሽሕ ልቢ ንዓኻን መርዓትካን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Bezkone amlak hadarkum ybareke❤
ሰላም ጽቡቃት ደቂ ኢረይ ብመጀመርታ ሓዳርኩም ይባርክ ጎይይታ ቀጺለ ቅድምሕጂ ዝነበረ አተርቢው ኩም ኣከዳድናኢ ንባህሊ ሰብ ሓዳር ዘይ ውክል ንዘይ ተመርዓውት ከማን ነውሪ አዩ ብፍላይ ኣብ ቃለ ምሕተት ባህሊ ኣይ ተባላሻዋ በጃክን አቲኦም ትሓቱ ኣብ ባህሊ ጽቆጥለን ሓደራኩም ኣብ ደገ ዘለና ብጣዕሚ ኢና ንጸልኦ ሕማቅ ኣከዳድና ❤❤❤
Hiji tsubuk tekedinki feleg beal raheley kea kem kulu gzie tsubukat good job hdmona thanks❤
This is very important and amazing program.
Now you represent our Eritrean mother and sister thank you 🙏 this is our beauty zenaiy bahelna ayxebqlnane eyou 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@edenteklegiorgis9889
8 күн бұрын
💯💯💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏I agree 100% within your response 😘❤️💐
Felege Wise Woman I Ever Seen in My Life Like You ❤❤❤ Wegehwo You Are One In A Million. BLESS YOU ❤❤❤
Shkorat hadarkum yebarek❤
ዋውውውውውውው❤❤❤❤❤❤❤
ፈለግ ሽኮር ጋል ዙረይ ጋል ሓይለይ ጋል ጋንታይ ሓይልና ከኣ ኮብራ ትበሃል ነይራ. ....ደስ ትብሉ ብሓቂ
❤❤❤❤🙏🙏🙏Thank you for sharing the beauty of our Eritrean people families, true Relationship 👍 Wonderful example of Eritrean in Relationship , unity 🤝 Thank you Hidmona show 🇪🇷 🙏 Eritrea ☺️ 🇪🇷 Absolutely great explanation Anabes Eritrea 🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️
❤❤❤❤❤❤❤ Amlak hadarkum Yibarik.
👍 ደቂ ኤረይ ሽኮሪናታት ዘበንኩም ይባረክ 👍🌿💕🇪🇷👍🌿💕🇪🇷👍🌿💕🇪🇷👍🌿💕🇪🇷
Memhir Wegihu and Feleg edmen Tieinan yhabkum hadarkum ybarek thank you Hdmona
ዋይ ህድሞና ሸው ግርማ ተኸደኑ ሰበይቲ ወግሑ ሰለፈ ሕፍረተ ኩሉ አለም ሙሉእ ሪእዋ ሓፊርና ሕጅግን ኣኩሪዕኩምና ዳሓን እተው
@user-wc6fb3jk9d
Ай бұрын
ኣይይ ጻድቅ ጻድቅ ጸወታ።እስከ ምሓሩና ኣቱ ጉሓላሉ ተጋሩ።ኣለም ሰለፋ ሪእዋ ሓፊርና ዶ ኢልካ ሓቀይ።ዓለም ደኣ ኣኮነን ዘለፈን እቲ ክብር ሕፍረተን እንድየን ቀሊዕን ዝኸዳ ዘለው ካብታ ርምስቲ ክልልካ ተግራይ ጀሚርካ። ሕጂኣብ ኤርትራዊ ዜጋ ለባም ለባም ክትጻወት ወዲ ደቃላ ዓጋመ
ሕጅግርም ገሪምኪ መጺኺ ብዕልቲ ሐድር ግርም እንትበለት እዩ ጽብቕ ኢላ ምስ ብዓል ቤታ ክትመጽእ ጽቡቕ
Happy lndependence day❤❤❤
Rahel❤❤❤
ብዝኮነ ሓዳርኩም ይባረኽ❤ ጊን ማዓስ ኢዮም ኣብነታውያን ኮይኖም ሕጂ እንዲዮም😂 ኣቦታትን ዲኣ እንታይ መልኩሞም ማለት ኢዩ ገለ ሲም ሃብሎይ ክቀሲን ነቦታትና
@user-wc6fb3jk9d
Ай бұрын
ጽሑፍካ ኣይርዳእን እዩ ደጊምካ ጽሓፎ
Des bhalti btaime Egziabher hadarkum ybark 🥰
Des ktblu amlak hadarkhum ybarkh muquratey🎉🎉🎉🎉🎉
ERIMIAS❤❤❤
Felegey shikor and wegihu Beal grma hadarkum ybarek tsbukaty🎉❤❤❤🎉🎉
ወጊሑ ሓውና ደስ ዝብል ናይ ገጠር ዕላል ኣዕሊሊካና ማይ ናይ ዕትሮ ካፍቲ ሰቲካዮ ዘይጽገብ ማይ እዩ ኣብ ገዛና ዕትሮ ኔርና ንመሰራሒ እንበር ንዝስተ ካፍ መርቢል ሰትና ኣይንፈልጥን ኢና ብፍላይ ሓጋይ ኮይኑ ደገ ዊዒልካ መጽካ ቅድሕ ኣቢልካ ብደውካ ግጥም ከተብሎ ከለካ ዘይርስዓኒ ኣደይ ኣቲ ማይ ብደውካ ኣይስተን እዩ ናብ ብርክኪ ከይሓልፍ ትብለኒ ኔራ እንታይ ንምባል እዩ ክሳብ ሕጂ ኣይርድኣንን እዩ
@galakrya3933
Ай бұрын
Dew elna may entesetina nab abrakna u zwerd keltifu yslchwenan wey bzuh megedi aynkeydn
Nice program🥰🔥
Habayeb ❤❤❤❤❤❤
Welcome ❤❤❤❤
እዛ ናይ ፈለግ ኣሳሕቃኣስ ደስ ክትብል ሽኮር 😘🤣😘
❤😊
❤❤❤
Asey deki Ereay shkorinatat rhus awdamet ygberelkum ❤🎉🎉🎉🎉
ሎሚ ጽቡቅ ገርኩም ❤
ሕጂ ትሕሺ ነ ደታትናን ባህልናን መሲልኪ
Hi
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Helu des ktbleka hdeti keep it up
Aseyyy xbuqat mqurat seb hadar mebalyti ygberkum felegey ka hjy grem grma zelewo akedadna🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤
Felegey and wegihu E/R amlak hadarkum ybarek fereytn xegeytn ygberkum fetari ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤
well come
Hadarkum ybark yehwat
❤❤❤❤❤❤❤des behalti hadarkum ybarek
Where’s Aron guys I hope he is ok
ወያ ነቐፌታ ናይ ኣለባብሳ ኣሪምኩማ ❤
Merhaba Deqi erey halalat❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤
Hadarkum ybarek mukurat 🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Kemziu zexebkelki feleg❤❤❤
Enqa dahan mexakum❤❤❤
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
I love you wegihu good job keep going
ሽኮሪናታት ስድራ ቤት❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ዎጊሁ መስ ፈለክ ❤❤❤
ጎደዔይ መይቱ ኣብ ዘይማዓልቱ ድሙ ሕረዱሉ መድገም ዳዊቱ ይባሃል ኣብ ሓሙስ ኣዳም እዩ ዝጽወት ወጊሑ ኣዘኪርና የቀንየልና ሓዳርኩም ይባረክ
Heli goyta tebay ❤❤❤xibkty
ወግሑ ዓርከይ ሩሑስ ኣውዳኣመት
Selam. Deki.erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️
Shikorinatat deki Erei bitaemi des kitblu edmen tienan yhabkum hadirkum ybarek ayni abaikum🇪🇷🇪🇷🙏 ydefen
We love ❤️ you N filmon mahray ms bealti betu amxulna pls 🙏
Wladkum yeryena fuqurat❤🎉
Hidmona ne faleg ab Hidmona gaztena zaytigebrewa betaemi forma alewa ❤❤❤❤
🎉🎉🎉🎉
ሕጂ ግርም ናይ ኣዴታትኪ መሲልኪ ከምዚ ዘጸብቀልኪ ከሎ ጸላኢና ይቀላዕ ሰይቲ ሰብኣይ ሲ ጉልብብ ተበለት እዩ ዘምሕረላ።
👍👍👍👍👍
ሐጂ ናይ ኣዴታታ ተኸዲና መጽያ ብጽቡቃትክን ከለኽን ክዳን ዘይባሃልኽን ኣትግበራ❤❤
Higi girim nedetati mesilki❤
❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ራህላ love you መዓርይ ❤️❤️❤️❤️
Raheley xbkti nkulom belixkyom❤❤❤
Hji grm adetatki mesilki feleg haftey ❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
Selamselam