ወዮ’ቲ ጠቕሙ ዘይነቕልበሉ ካዝሚር !!! # New Eritrean Video 2024
ወዮ’ቲ ጠቕሙ ዘይነቕልበሉ ካዝሚር !!! # New Eritrean Video 2024
• ምሩቕ ዝበጽሖ # New Eritre...
• ኢደይ ኢድካ ዘድልዮ ዜጋ # New ...
• ትወልድ’ያ ኢሉ ዝሓስብ ኣይነበረን ...
• ኣበየናይ ዘመን ኢና በጺሕና # Ne...
• ካብ ዘይተበርበረ ታሪኽና ንመጀመርያ...
• ዕላል ምስ ኣባዲት ኣብ እንዳ ሓዘን...
• ኣብ’ዚ እንሄ ዘደንቕ ዕላል !! ኣ...
• ታሪኻዊ ዕላል ምስ ሓርበኛ ኣዴና ጽ...
• ታሪኻዊ ዕላል ምስ ሓርበኛ ኣዴና ...
• መስተንክራዊ ቆልዓ # New Erit...
@HDMONANEBARIT @StarEntertainmentEthioEri @AdmasMusic @EriOneTouchEntertainment @EriTVEritreaOfficial @MaraEntertainmentEritrea @BAHGNATV
Пікірлер: 108
ንወዲ ጀበልን አባዲት ትፈትዉ አብዛ ትሕተይ like subscribe ጠውቁ❤ ሐባይብ❤
ብዛዕባ ካዝሚር ምልዓልኩምን ትሕዝቱኡ ምግላጽኩምን ብጣሚ ዘሕጉስዩ ፡ ብዛዕባ ንካዝሚር ህዝብና ዘይምግዳሱን ግን ንዓይውን ብጣዕሚ ዝገርመኒ ዝነበረ እዩ
ካዝሚር I remember from Keren A lot benefits in Eritrea we have so many plants plus fruits that we don’t know how blessed we are.🇪🇷🐪🚴🏻
@user-ip1wc3qx2c
10 күн бұрын
Yes I remember in Keren
@godislove7204
10 күн бұрын
@@user-ip1wc3qx2c kereney ❤️
Welcome 💯💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ወዲ ጀበሊ 🎉🎉🎉, ወዲ ከረን ጠፍና ዮናስ በጃኻ ኣምጻኣልና ደሓን ድዩ ወዲ ከረን ጅግና 🇪🇷❤🇪🇷❤
ዋውውውውው ይበል ኣገላልጻ ፡ ወዲ ጀበሊ ናይ'ዚ ወዲ ሕቶ ብልክዕ ገሊጽካዮ ።ዝሃብካዮ መልሲ ፕሮፌሰር ኢለካ ኣለኹ ። ይበል !!!!
Wow, ወዲ ዠበሊ ብጣዕሚ ዘደንቅ አገላልፃ!🙏🏿💗
I know yeonas Asli xerfi keeeech eye zemxealey askahkiheka alewo me too keep it up kexilew nezi xerfi keterf gosguselu befelay gasha ketemxe koleka please xeketela meririwo eyu zeleqo ezi hezbi kabay jemirka anyway may Allah bless Eritrea 🇪🇷 thank for everything 🙏
Cazmir is very important and expensive in Europe so please eat it
@MedaEstifanos
10 күн бұрын
Entay ybehal b nay Europe
@asmeretzemariam3292
10 күн бұрын
What is casmir in english please
የቀንየልና እትህቦ መሃሪ መደባት ነመስግን ቀጸሎዎ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉❤️❤️❤️🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉
Nay bhki lebam mskin seb wedi gbli❤❤
Amazing 🎉🎉🎉
Wedi jebeli this is man I don't know very very well and smart person God bless you my dear father and my Teacher
A great man with great information keep up
Btaemi tsbuq 😢😢😢
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏
Wedi Jebeli tegenilkea zeytiwedae meshafi eki edimen tienan yihabkiea❤❤❤❤
እንካዕ ደሐን መጻኹም ወዲ ጀበሊ ቡሉጽ ዝኮነ መምህር እየዝብሎ አነ ዮናስ ድማ ተቕርቦ መደብ ብጣዕሚ ማሃርን ጠቓምን እዩ የድንቐካ አባዲት ድማ አይ ትደንጉየና ፈውሲ ጭንቐትና እያ❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏
❤🎉
እይንና ክዕ ዉርና እዮም እዮም ዝብሉ ውን iysaanun
NI WEDI JEBELI DEGAGIMKA AMXELNA YONAS THANKS
❤❤❤❤❤ Well Come
❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
ኩቡራት የሕዋተይ ምስተራከብና ከርኢየኩም እየ እቲህዝብና ኣጣቃቅምኡ ስለዘይፈልጦ እዩ
Edmen tinan yhabka kbur abona❤🎉.
❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጽቡቅ መደብ ዮናስ and ወዲ ጀበሊ Bravo
Welcome to deqi Erey 🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
Please teach our peple out this fruit❤❤❤
❤❤❤❤❤www
Ney behaki ❤❤❤❤❤❤
❤❤ 👌👌👍👍🇪🇷🇪🇷🙏
TV ንወዲ ጀባሊ ሳርፕራይዝ ዶ ንግበሮ ኣሕዋተይ ሓሳበያ መጽያትለይ❤
@mhaymanot1290
10 күн бұрын
That’s good idea, anyone who goes to visit Eritrea 🇪🇷 should surprise him with TV, because that’s not expensive, group of 3 people can get it easily
@user-qr4ro3pc5f
9 күн бұрын
ሃየ ትጸድቅ ከማኑ ቡሩኽ ሓወይ።
ክቡራት ኣሕዋት፡ ካዝሚር ኣልዒልኩም ኣፍና ማይ መሊእኩሞ። ቀደም ይዝከረኒ፡ ኣብ ደቀምሐረ ተመሃራይ ኰይነ ኣብ እንዳቦይ ፍስሃየ በርሀ ዝበሃሉ ክራይ ተኻርየ ክነብር ከለኹ ምስ ሓወይን ደቆምን ኰንና ካብ ክቱር ፍትወት ንላዕሊ እናሓንሳብ ከይበሰለ ከሎ ኣብ ሓመድ ቀቢርና ኣብሲልና ንበልዖ ኔርና። ሕጂ ግን ደሃይ ካዝሚር ኣብ ሃገርና ዝጠፍ አ ይመስል። ኣይግድን።
🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
Welcome deqi rimey 💕💕
Oll the best yoni❤
Waw wedi jebeli kem wetru xbuk meglexi kexlo kemu wn yonas ❤
Thank you for everything Yonas, I follow you on you tube all the time, I wish you can change the poster for your background may be our flag or something that reflects us. Thank you and don't forget Abadit ka🎉🎉🎉
ከማኹም ይብዝሑልና ለባማት ሰባት።
Kkkkkkk wedi jebeli missed you
Abadit amxaya atooo yonas
ዘይምፍላጥ ዩ እምበር ትሕዝትኡ ብዙሕ ዩ።
Amazing 😅
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
My favourite fruits I can't stop eating l love very healthy you can feel
Bihaki wedi Jebeli Kulu tigelxo zeloka haki eyu Thank you Lbona zelowo agelalxa eyu
Well come sdrana xbuk aleka yonas btaemi teumn ,tekamn fre eu gn ab geterat yshyet eu ab ketema gn mnalbat kemti tblo ykewn gn seb ktkemelu alewo❤❤❤❤❤❤
አብዚ አውሮፖ ኢቲ ዝኸበረ ነገር ፉሩታታት ኢዩ ዝሐሰረ ድማ ስጋ ኢዩ
I like him 🤩😂💯💯💯
ኣብሓልሓለ ብዙሕ neyru
bejakum part 2 gberula za guday agedasit ya
Geza Banda mama harigu eyuie zezekir Kazmer
@YT-hg6gz
10 күн бұрын
Wedi gezautey 45 years since o left gezabanda i Remember cAZIM ❤PEACE 4 ALL OF WORLD
አብ ሕጂ ኾይንኻ ኽትሐስቦ ኢንኸለኻ ንሕና አፍሪቃውያን ማዕረ ኽንደይ ዲሒርና ኸም ዘለና ትፈልጥ አብ ሃገርና ዘለዉ ፉሩታታት ብኢግርና ንረግፆም ኔርና አብዚ አውሮፖ ግን አብ ኸምይ ዝበለ ሱፐርማርኼት ኽሽየጡ ኢኻ ትረኽቦም በለስ ኸይተረፈ
Merhaba ❤❤❤
ካዝሜር እቲ ዝፈትዎ ካብ ዓለም
Ewy emo anes esu eyu sigab hiji himam zeybley seriqe kab enda gorebet eye zbelie nere mis metaabitey 😂😂😂😂😂😂 kazmer hawey kitiem ke hiji daa ember taemu qeyru ybl alo wedi jebeli
ኣነ መጺኤ ከለኹ ካዝሚር ደልየ ደልየ ሲኢነ፡ ፈጺሙ ዝጠፋኤ መሲሉኒ ነይሩ። ድሓን እንቛዕ ሃለወ ጥራሕ። ኣብ ኤርትራ ገዛ የብለይን እንበር ምተኸልኩ ኣነስ፡
ኣብ ሓርጭ ናይ እንጀራ ጌርና ነብስሎ ኔርና። ኣነ ግን ብዙሕ ኣይፈትዎን ኔረ
ንወዲ ጀበሊስ ኣየናይ ምሁር፣ ዶክቶር ወይ ፕሮፌሰር እዩ ክወዳደሮ፣ ብሓቂ ርትዓዊ ካብ ስምዒት ወጺኡ ብሉጽ ምኽሪ እዩ ዝህብ ዘሎ። ብዓቢኡ ድማ ትሕትንኡ ብጣዕሚ እየ ዘድንቖ ፣ በጃኹም እዚ ኣቦ ክሕገዝ ይግብኦ እዩ። ምኽንያቱ ኣማኸርቲ ምትሁራት ስነኣእምሮ ክህብዎ ዘይክእሉ ብነጻ እናኣዘናግዐ ዝምህር ዘሎ።
Welcome Wedi jebel and yonas .....what is kazmir in English please 🙏
ናይ ካዝሚር ካብ ተዛረብኩም ፡ኣብ ብዙሕ ሃገራት ተዛዊረ ፡ ካዝሚ ብጀካ ኣብ ኤርትራ ኣብ ካልእ ሃገር ርእየ ኣይፈልጥን! ኣብ ካልእ ሃገር ዝረኣየ ኣሎ'ዶ? በጃኹም ንገሩና ።❤️🇪🇷❤️
ኣብታእሙ ምስ ኣቨቃዶ ይማሳሰለኒ ወዲ ሓጅ እካ ናቱ ኽሳብ ዝብሎ ዝስዕብ
White sapote ybehal by english
Kazmer b English entay ybehal
ናይ ወዲ ጀበሊ ዘረባ ዝገርም ፍልስፍና እዩ ከም ትግራዋይ ብጣዕሚ ፈታዊ ወዲ ጀበሊ እየ!
Aliet Avocado ayu mesleni
What is ካዝምር in English please?
Ato yonas anes n wedi jenli Ezia hto htetley kem aresti ka ente tmxwa des ms belni n seb mskin mbal c hmaq diu mskin mbal entay eu
@zizunatey8825
10 күн бұрын
Wedi jbeli* sorry
ካዝሚር፡ ምስጥር ኣውጽክሞ ኣክልወን ኩለን ጎረበትና ኮንትራት ሕዘየን ኣሎኩ😂
ብፍላይ ኣልሓሽሚ ዘላ ካዝሚር ናፊቀያ መይተ
@hermelasami6254
11 күн бұрын
😂 nay alhashi buzuh gze beliela iye anewn.
@aronkifle2423
10 күн бұрын
ኣብታ እንዳ ኣረቂ ዘላ ካዝሚር ነጢርና ንኣቱ ኔርና ኣነ ግን ኣፈትዎን እየ ኔረ ማራራ ዝበሰለ ንእሽተይ ይጥዕሞ ኔረ።
Bizaba mornga tikmu iba habrena
Kulu aynet fruta zitefelaleye tikmi alewo
ካዝሚር ብኢንግሊሽ እንታይ ይበሓል ትፈልጥዎ እስከ ጸሓፉለይ
@adeymaryameyhalwnitemesgen9983
11 күн бұрын
Cazmir😂
@NasarMohamed-i2d
10 күн бұрын
White sapote
Yoni Wedi Jebeli ms Abadit amxayom bhansab
Hade hade ewan si nemen entay yehetet gedi ketefana delina wedi jebeli dea emo entay keblo eu bezaeba kazmir kebleka eu
Wedi jebeli shiweya kelam tebzh konka
Welcome guys
Kazmir b english entay yu ?
@mihret9662
8 күн бұрын
White sapot
ፋይበር=ሓሰር ወዲ ሓሰር። እቲ ስገም ምስተጣሕነ ተነፍዩ ዝድርበ ነገር፡ ገፈል ብእንግሊዝኛ fiber ይብሃል፡ ንነብስና ኸኣ ጽቡቕ እዩ።እኽሊ ብዙሕ እንተተንፍዩ ጽቡቕ ኣይኮነን። ናብነት እቲ ዝኸፋኤ ምግቢ ንነብስና ፊኖ እዩ ምኽንያቱ ኣብ ፊኖ ገፈል ስለዘይብሉ፡ ፊኖ ትበልዕ እንተኼንካ ሓምሊ ክትበልዕ ኣለካ፡ ቕጫ ስገም እቲ ዝበለጸ ምግቢ እዩ፡ ዓደስ ሽፉን፡እንጣጢዕ፡ኩሉ ኣሕምልቲ ቕጫ ስርናይ ብዙሕ ዘተነፈየ ምስ ሓምሊ፡ ጥጥቖ። ካብ ደገ ዝመጽእ መግቢ ብሕልፊ ዕሹግ ክብላዕ የብሉን። እቲ ኻልእ ሕማቕ ሓድሽ ዝረኣኹዎ ናይ ዕሹግ ዝስተ ሕብራዊ ሽኮራዊ እዩ፡ ብሕልፊ ንቖልዑ። ኮካኮላ ኸኣ ሕማቕ ኣብ ሓንቲ ጥርሙዝ 10 ማንካ ሽኮርን caffeine ን ዝበዝሖ ኾይኑ 4 ፍንጃል ቡን ከምዝሰተኻ እዩ። ❤
😂😂😂ይሕብል jebelino is becoming Bill Gates for the environment & whether Chang
What is the benefit of white sapote fruit?  The fruit is eaten to lessen rheumatic pain. The decoction of the leaves and seeds is taken as tea to treat hypertension, anxiety, insomnia, and cramps. The leaves, bark, and seeds have a sedative and mildly narcotic (hypnotic) action. Additionally, they possess anti-spastic and anticonvulsive actions. እዛ ሳፖት ዝብላ ዘሎ ካዝሚር እያ። - ቃንዛ ቅርጥማት ይንኪ። - ፍሪኡን ቆጽሉን ተጠጢቑ ምስ ዝስተ ንጸቕጢ ደም፡ ጭንቀት፡ ስእነት ድቃስ ይገላግል። ከም መተሃዳድኢ ከምኡ'ውን ብመጠኑ መድንዘዚ የገልግል። - ካብ ጉግል።
ካዝሚር ብእንግልሽ እንታይ ይብሐል?
@hermelasami6254
11 күн бұрын
white sapote(casimiroa edulis) ybhal.
@mehretkidane2241
10 күн бұрын
(Xaeda Sebote ) white Sapos
ዮናስ እቲ ቆጽሊ ናይ ካዝሚር ኣንቂጽካ ቁሩብ ኣብ ሓዊ ጽልው ጽልው ኣቢልካ ከም ሻሂ ኣብ ምዓልቲ ሓደ ብኬሪ ተሰቲኻዮ መድሃኒት ናይ ካንሰር ጡብን ማህጸንን ናይ ደም ካንሰርን ዩ ጎረቤተይ ዝድሓነ ኣሎ ካብ ካንሰር ንሱ ሰትዩ ኣነ ውን ጀሚረ ኣለኹ ክሰቲ ኣብ ኣማዞን ኣለኩም ኦንላይን ግዝኡዎ ቁሩብ ክቡር ዩ ተኸቢርኩም ካብ ዓዲ ልኣኹልና በሉ
@Gl.f
9 күн бұрын
Wawww nice information Thanks.
ወዲ ጀበሊ በዓል ብሉጽ ኣእምሮ፣ ዮናስ ጥቕምታት ካዝሚር ምስሓተቶ ኩሉ ብዝርዝር ደጊሙ መልስሉ ፣ ገና መንእሰይ ኢኻ ዘለኻ፣ ኣጆኻ ቀጽል ብጣዕሚ ኢና ንናፍቐኻ
ዝኸበርካ ዮናስ ፡ ምስ ኩሎም መሳርሕትኻ። ኣብ ሃገርና ዓሻ ዝተኸሎ ለባም ነይነቕሎ ዝብሃል ልሙዲ ኣሎ። ኣብ ፍርቂ ወዲ ጀበሊ ዝበሎ፡ ሰባት ከይትሰቆም ከይትወስደሎም ብምሕሳብ። ልክዕ ከም ሓደ ፈላጥ ኣንጠረኛ ቀጥቃጢ ጸላእቲ ኣብ ፍልጠት ከይነድህብ ብሕማቕ ከላልዩና የጻልኡና ዝግበር። ካልእ ጥንቃቐ ኩሎም ፍሩታታት ነናቶም ረብሓ ዝህቡ ብምኳኖም።በብጊዜ ልክዕ ከም በለስ ኣብ ዝተወሰነ ጊዜ ዝበስል ብምዃኑ። ኩሎም ነንሕድሕዶም ንመግቢ ጥራሕ ዘይኮነ መዐቀኒ ርኽበት ሓንቲ ሃገር ብምኳኑ ንኹሎም ወላ ብምድቓል ብፍልጠት ክንሕዞም ኣሎና።
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤