እሙን ዓርኪ ልበይ~Emun Arki Lbey~By Zemari Henok Fikadu~New Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur 2024

Пікірлер: 2 400

  • @luwamfikadu827
    @luwamfikadu827Ай бұрын

    እሙን ዓርኪ ልበይ ወይ'ዚ ለዋህ ጐይታይ፡ እሙን ዓርኪ ልበይ፡🫀 ፍጹም ኣየኽኣሎን፡ ኣነ ብምጥፋአይ፡🏃‍♂️ ኣእላፍ መላእክቱ፡ 'ከለዉ ኣብ ዙርያኡ👼🏼 ንዓይ ንኽደሊ፡ ካብ ሰማይ ወሪዱ፡🌑🌅 ፍቕሩ ገሊጹለይ፡ 'ዛ ሕይወቱ ሂቡ፡ ☦️ ዘየዳሉ አምላክ፡ ሓዳግ'ዩ ንዅሉ፡ ክብሉኻ ሰሚዐስ፡ ብለይቲ መጺአ'ሎኹ፡ ረቡኒ መሃረኒ፡ 'ቲ ናይ ሰማይ ሃብቲ፡ ከመይ ከም ምዃኑ፡ ድነ ጸልማት ኰይኑ፡ ጕዕዞ ናይ ሕይወተይ፡ 'ዛ ልበይ ኪህበካስ፡ ብርሃነይ ኩነኒ፡ ኢየሱስ ንጉሠይ። * ንናተይ ዕዳ፡ ንስኻ ክትከፍሎ፡ ንአበሳይ፡ ኣብ ዝባንካ ክትጾሮ፡ ብዓይነይ ርእየ'የ፡ ኣብቲ ቀራንዮ፡. ፍቕርኻ ኪትገልጽ፡ ንሞተይ ሞይትካዮ፡ ኣዝ ካባኻ ብምህዳመይ፡ ትእዛዝካ ጥሒሰ፡ ኣብዛ ቅድሚ ዓይነይ፡ ይሰቕሉኻ'ዶ ኢለ፡ ፍቱወይ በዲለካ፡ ግብረይ ኣሕፊሩኒ፡ ኣነስ ተጣዒሰ፡ ምሕረቱ ዘይውዳእ፡ አቦ ፍቕሪ ኢኻ'ሞ፡ ገስጸኒ እምበር፡ ኣይትመንነኒ፡ ኪዳንካ ዘክሮ፡ **** ንናተይ ዕዳ፡ ንስኻ ክትከፍሎ፡ ንአበሳይ፡ ኣብ ዝባንካ ክትጾሮ፡ ብዓይነይ ርእየ'የ፡ ኣብቲ ቀራንዮ፡ ፍቕርኻ ክትገልጽ ንሞተይ ሞትካዮ ኣዝ ንኽረኽበካ ኢለ፡ ክንደይ ዲየ ደይበ፡ 'ሰንኪ ሕጽረት ግብረይ፡ ክርእየካ ከመይ'ለ፡ ኣብ ጫውጫውታ ህዝቢ፡ ንድምጸይ ትሰምዖ፡ ተቕልበለይ'ዶ ኢለ፡ ድሌት ውሽጢ ልበይ፡ እትፈልጥ ልብኻ፡ ምሳይ'ያ ዘምሰየት፡ ምድኃን ውሽጢ ቤተይ፡ ንኽትመልስ ኢላ። * እዚ ዋና ልበይ፡ ክንደይ የፍቅረኒ፡ ዓቀብ ቍልቍል፡ ወሪዱ መጺኡኒ ውሽጢ ቤተይ ኣምስዩስ፡ ምሳይ እንክድረር፡ ዓጊበ'የ በቃ፡ ርእየ 'ዚ ተአምር። ወንጌል ዮሃንስ 3 16፤ ኣምላኽ፡ በቲ ሓደ ወዱ ዝኣመነ ዅሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ከይጠፍእሲ፡ ንወዱ በጃ ኽሳዕ ዚህብ፡ ክሳዕ ክንድዚ ንዓለም ኣፍቀራ። 17፤ ኣምላኽ ንወዱ፡ ዓለም ብእኡ ኽትድሕን እምበር፡ ንዓለም ኪፈርዳስ ኣይለኣኾን። 📖

  • @wedi_kristos1

    @wedi_kristos1

    Ай бұрын

    Thank you Luwam 🙏🏽

  • @user-lp3vn9ge4z

    @user-lp3vn9ge4z

    Ай бұрын

    ❤❤❤❤

  • @SaymonMekonen-pe8fg

    @SaymonMekonen-pe8fg

    Ай бұрын

    🙏🙏🙏🙏🦶🙏🎉🎉🎉🎉❤ Hani hwy

  • @delinayemane4833

    @delinayemane4833

    Ай бұрын

    ❤❤❤❤

  • @swsw5226

    @swsw5226

    Ай бұрын

    ♥️✝️🌺💞

  • @user-hh2pk1nn9n
    @user-hh2pk1nn9n25 күн бұрын

    ሓደ ሚልዮን ነብጸሓያ ኣመንቲ ክርስትያን እዛ መዝሙር ብጣዓሚ ኢያ ጥዕምቲ ውሽጥካ ኣትያ ኢያ ትቅስቅሰካ ሳብስክራይብ ሸር ላይክ ኮሞንቲ ብዘይ ምሕማቅ❤❤❤

  • @ninabella3940

    @ninabella3940

    14 күн бұрын

    Ya true especially Heni keep it up kulo gezai zemer❤

  • @rutatesfagergs5380

    @rutatesfagergs5380

    9 күн бұрын

    Ewe mara

  • @misganateklay5317

    @misganateklay5317

    7 күн бұрын

    Amen amen amen ❤❤❤❤❤

  • @WediAbrham-sv3gq

    @WediAbrham-sv3gq

    5 күн бұрын

    ክትበጽሕ ኢያ ጸገም የለን ❤❤❤

  • @user-it8cx8xb9r
    @user-it8cx8xb9r25 күн бұрын

    ❤ከምዚ ከማይ ነዛ መዝሙር ሰሚዑ ምጽጋብ ዝሰኣና ኣለኩም ዶ❤ሄኖክ ሓወይ ዝማሬ መላእክቲ ይስመዓል❤እግዛብሄር ጽግኡ የብዝሓልካ❤

  • @issiasghirmay1875

    @issiasghirmay1875

    24 күн бұрын

    Even me

  • @dengleyadefqerieya623

    @dengleyadefqerieya623

    22 күн бұрын

    Me 🥺

  • @luwamchildofGode4666

    @luwamchildofGode4666

    19 күн бұрын

    ኣነ ❤

  • @denaitberhane8221

    @denaitberhane8221

    19 күн бұрын

    ኣነ፡❤😢

  • @user-qx1el4vp6j

    @user-qx1el4vp6j

    18 күн бұрын

    Ane alku zemare mlakiti yesmeakna ❤❤❤❤❤❤❤

  • @Mikaltesfe-gd7wm
    @Mikaltesfe-gd7wm22 күн бұрын

    ክምዚ ከማይ በዛ መዝሙር ዝተመሰጠ ኣሎ ኣ ዶ ኣብ ማዓልቲ ልዕሊ 4ግዜ ኢየ ዝሰምዓ ኣምላክ ጸግኡን ጥበቡን ይዓድልካ ❤❤

  • @StarStar-gl1if
    @StarStar-gl1if24 күн бұрын

    ወይ'ዚ ለዋህ ጎይታ እሙን ዓርኪ ልበይ ፍጹም ኣይከኣሎን ኣነ ብምጥፍአይ ኣእላፍ መላእኽቱ ከለዉ ኣብ ዙርያኡ ንዓይ ንኽደሊ ካብሰማይ ወሪዱ ፍቕሩ ገሊጹለይ'ዛ ሂወቱ ሂቡ ዘየዳሉ ኣምላኽ ሓዳግ'ዩ ንኹሉ ክብሉኻ ሰሚዐ'ስ ብለይቲ መጽየ'ለኹ ረቡኒ ምሃረኒ ትናይ ሰማይ ሃብቲ ከመይ ከም ሙኻኑ ድነ ጸልማት ኮይኑ ጉዕዞ ናይ ሂወተይ ዛ ልበይ ክህበካስ ብርሃነይ ኩነኒ ኢየሱስ ንጉሰይ ንናተይ ዕዳይ ንስኻ ክትከፍሎ ንኣበሳይ ኣብ ዝባንካ ክትጾሮ ብዓይነይ ሪኤየ ኣብቲ ቀራንዮ ፍቅርኻ ክትገልጽ ንሞተይ ሜትካዮ ካባኻ ብምህዳመይ ትእዛዝካ ጥሒሰ ኣብዛ ቕድሚ ዓይነይ ይሰቕሉኻዶይለ ፍቱወይ በዲለካ ግብረይ ኣሕፊሩኒ ኣነስ ተጣዒሰ ምሕረቱ ዘይውዳእ ኣቦ ፍቕሪ ኢኻ'ሞ ገስጸኒ እምበር ኣይትመንነኒ ኪዳንካ ዘክሮ ንናተይ ዕዳይ ንስኻ ክትከፍሎ ንኣበሳይ ኣብ ዝባንካ ክትጾሮ ብዓይነይ ሪኤየ ኣብቲ ቀራንዮ ፍቅርኻ ክትገልጽ ንሞተይ ሜትካዮ ንኽረኽበካይለ ክንደይ ድየ ደይበ ሰንኪ ሕጽረት ግብረይ ክርእየካ ከመይ'ለ ኣብ ጫውጫውታ ህዝቢ ንድምጸይ ትሰምዖ ተቕልበለይዶይለ ድሌት ውሽጢ ልበይ ትፈልጥ ልብኻ ምስይ'ያ ዘምሰየት ምድሓን ውሽጢ ቤተይ ንኽትመልስ ኢላ ዚ ዋና ልበይ ክንደይ የፍቅረኒ ዓቐብ ቁልቁል ወሪዱ መጽዩኒ ውሽጢ ቤተይ ኣብስዩስ ምሳይ እንክድረር ዓጊበ'የ በቃ ሪኤ ዝትኣምር ፥ኣምላኽ፡በቲ ሓደ ወዱ ዝኣመነ ኹሉ ናይ ዘልኣለም ሂወት ምእንቲ ክረክብ እምበር፡ ከይጠፍእሲ፡ንወዱ በጃ ክሳዕ ዝህብ፡ ክሳዕ ክንድዚ ንዓለም ኣፍቀራ። ፥ኣምላኽ ንወዱ፡ዓለም ብእኡ ክትድሕን እምበር፡ንዓለም ክፈርዳስ ኣይለኣኾን። ወንጌል-ዮሃንስ 3፡16-17

  • @user-gm9ux3yf2d

    @user-gm9ux3yf2d

    21 күн бұрын

    ኣሜን (3) ❤❤❤❤❤

  • @user-mm1uu3fw6c

    @user-mm1uu3fw6c

    21 күн бұрын

    ❤❤❤

  • @habtomberaki8917

    @habtomberaki8917

    20 күн бұрын

    That is good lyrics god blessed you

  • @user-ht5nh8xi1f

    @user-ht5nh8xi1f

    18 күн бұрын

    ❤🙏

  • @BahruAyala

    @BahruAyala

    17 күн бұрын

    Thanks

  • @kibrahhabtab3769
    @kibrahhabtab376929 күн бұрын

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢 ጎይታይ ነዞም ብመዝሙር ዝጋስዩና ኣህዋት ሓልወልና ክብሪ ይሃብኩም ብዙሕ ህዝቢ ናይ ጎይራ ትመልሱ ኣለኩም

  • @RobelBrhane-ko1vs

    @RobelBrhane-ko1vs

    28 күн бұрын

    ኣሜን

  • @maranataefi8134

    @maranataefi8134

    25 күн бұрын

    ኣሚን ንስሊኦም ክንጽሊ ይግበኣና ጸግኦም ከብዝሓሎም ብሓጹር መንፈስ ቅዱሱ ክክሊሎም

  • @Jesusmylord345

    @Jesusmylord345

    25 күн бұрын

    Amen🤲🥺❤

  • @FeruzTsegay

    @FeruzTsegay

    24 күн бұрын

    Amen

  • @user-yz7to4rb1o

    @user-yz7to4rb1o

    22 күн бұрын

    Amennn🥰🥰🥰

  • @wediteages9391
    @wediteages93914 күн бұрын

    እግዚኣብሔር ናብ ብርሃነ ትንሳኤኡ የብጽሓና!ይቅረ ግበረለይ ጎይታይ በዲለካ እየ!

  • @freweynikiflay5353
    @freweynikiflay535313 күн бұрын

    ከምዚ ንዓይ ኣብ ውሽጠይ ኣትያ ትብክየኒን ትርተስፍወኒን መዝሙር ኣይረኸብኩን ተባረኽ ይበል ድምጺ ይበል ክሊብ ይበል ኣተኣላልያ ድምጺ ፈጺመ ሰሚዔ ምጽጋብ ሲኢነያ ኣለኹ

  • @MuzitMesel
    @MuzitMesel27 күн бұрын

    ኣዛ መዝሙር ሰሚዐ ምጽጋባ ስኢነ ዝማሬ መልእክቲ የስምዓልና ሄኔ ሓውይ እግዛብሄር ጸግኡ የብዝሓልካ ንፈለማየይይ የ ኮመንት ዝጽሕፍ ዘልኩ ገለ ❤እዛ መዝሙር ግን ❤

  • @edentekle9552

    @edentekle9552

    19 күн бұрын

    ❤️❤️❤️❤️❤️

  • @enate-
    @enate-29 күн бұрын

    ዘማሪ ሄኖክ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረክ መዝሙራትካ ካብ ጭንቀት ካብ ሓዘን ኢዮም ዘገላግሉኒ ቡኡነት ተባረክ ጎይታ ይባርክካ ሓወይ

  • @edentekle9552

    @edentekle9552

    19 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @martaabadi7438
    @martaabadi74387 күн бұрын

    🙏ኣነስ እዛ መዝሙር ደጋጊመ ሰሚዐያ ክፀግባ ግን ኣይከኣልኩን ለባም ሓውና እግዝብሄር ፀጋኻ የብዘሐለኻ#ወይ'ዚ ለዋህ ጎይታይ እሙን ዓርኪ ልበይ#🙏🙏🙏ምሕረቱ ብዙሕ እዩ መግለጺ የብሉን💒🙏💒🙏💒🙏🥰

  • @selamawitberhane5832
    @selamawitberhane583223 күн бұрын

    በጣም ምርጥ መዝሙር ነው ደጋግሜ ብሰማው አልጠግብም ዘመንክ ይባረክ

  • @Bri_Tgraweyti-
    @Bri_Tgraweyti-29 күн бұрын

    *_ክትጥዕም ዛመዝሙር ሰሚአ ሙምናይ ስኢነያ😢ዝማሬ መላእክት የስመዓልና 💝ስለቲ ኩሉ እቲ ዝገበረልና ውዕለት ክብርን ምስጋናን ስብሃትን ስግደትን ንጎይታናን መድሃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ይኩን ተመስገን🤲_*

  • @user-cs2nl3qy9u

    @user-cs2nl3qy9u

    29 күн бұрын

    🙏🙏🙏🙏

  • @user-up3gc9jl7j

    @user-up3gc9jl7j

    23 күн бұрын

    ❤🙏🙏🙏🙏❤💒💒💒

  • @elsatesfazgi5400

    @elsatesfazgi5400

    22 күн бұрын

    ❤❤❤

  • @abrahamhaile7272

    @abrahamhaile7272

    20 күн бұрын

    me too

  • @edentekle9552

    @edentekle9552

    19 күн бұрын

    ❤️❤️❤️🙏🙏🙏

  • @Luwam97
    @Luwam97Ай бұрын

    Uffff mezmurka semiye ayxegbon iye tebarek rge zbel zmarie proud to be Orthodox ⛪️

  • @Fili1017

    @Fili1017

    29 күн бұрын

    ❤❤❤❤

  • @robelhabti2845
    @robelhabti284522 күн бұрын

    ዓጽምካ ዝሰባብር መዝሙር ። wawwwwwwww እንካዕ ናትና ኮንኩም ፡ኣብ ጣዕሳ ከይንነብር ንመለስ። ዎ ኣምላከይ ነቲ እምኒ ልበይ ኣውጺካ ስጋ ልቢ ሃበኒ፡ መንፈስካ ውን ኣብ ልበይ ኣንብሮ። ተምስገን ንኩሉ ጊዜ..............

  • @Henokwediyesus12
    @Henokwediyesus1215 күн бұрын

    ወይ'ዚ ለዋህ ጐይታይ፡ እሙን ዓርኪ ልበይ፡ ፍጹም ኣየኽኣሎን፡ ኣነ ብምጥፋአይ፡ ኣእላፍ መላእክቱ፡ 'ከለዉ ኣብ ዙርያኡ ንዓይ ንኽደሊ፡ ካብ ሰማይ ወሪዱ፡ ፍቕሩ ገሊጹለይ፡ 'ዛ ሕይወቱ ሂቡ፡ ❤🙌🙏 Tebarek bruk ika

  • @A.H1237
    @A.H1237Ай бұрын

    እዊይ አነ ጡፋእ አለም ሲዒራትኒ ሐይልዃ ሀበኒ አበትካ ከምለሰ 😢😢😢

  • @user-yq3ip6rn4d

    @user-yq3ip6rn4d

    Ай бұрын

    Wela kabza mezmur bzuh tizta temahire

  • @eyerusendriass8191

    @eyerusendriass8191

    Ай бұрын

    ኣጆና።😢 ሕጂ ውን ተስፋና ምሉእ እዩ። ብዝርጉሕ ቅልጽሙ ኢዩ ዝቕበለና ዘሎ። ንመለስ❤

  • @Fili1017

    @Fili1017

    29 күн бұрын

    ❤❤❤❤

  • @RobelBrhane-ko1vs

    @RobelBrhane-ko1vs

    28 күн бұрын

    Amen

  • @bestfans

    @bestfans

    28 күн бұрын

    ኣጆኻ፡ እግዚኣብሔር ንምንታይ ሓጢኣእካ ዘይኮነ ስለምንታይ ዘይተነሳሕካዩ ዝብል። ቃል ኣምላኽ ተመሃር ቤተ ክርስትያንካ ፍለጥ ቀስ ኣናበልካ ናብ ናይ ንስሓን ሂወት እቶ!

  • @user-jd6pk5zw2x
    @user-jd6pk5zw2x28 күн бұрын

    እንወዳቸዋለን ሀገራችን በሰማይ ነው እኛ በመዳሃንታችን በእየሱስ ክርስቶስ አንድ ነን ዝማሬ መላእክትን ያሰማልን 🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤

  • @user-ig5dm3up6l
    @user-ig5dm3up6l21 күн бұрын

    ኣምላከይ እምን ዓርከይ ኣብ ጸገመይ ኣብ ሓጎሰይ ኩልሳዕ ምእሳይ ዝኮንካለይ የመስግነካ❤❤❤❤

  • @RobelBrhane-ko1vs

    @RobelBrhane-ko1vs

    19 күн бұрын

    ተመስገን

  • @adiamiseyas1889
    @adiamiseyas18894 күн бұрын

    ኩሉ ግዜ ኣብ ጸገመይ ኣብ ጎነይ ዘለኻ ኣምላኸይ ክብርን ምስጋናን ይኹንካ❤❤።

  • @swsw5226
    @swsw5226Ай бұрын

    ንዓይ ንክደሊ ካብ ሰማይ ወሪዱ😥 ፍቅሩ ገሊጹለይ ዛሂወቱ ሂቡ🥺 ዝማሬ መላአክቲ የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልካ ሄኖክ ሓዉና ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይብርክ እግዚአብሔር ኣምላክ💞✝️♥️🌺

  • @Fili1017

    @Fili1017

    29 күн бұрын

    ❤❤❤❤

  • @elunaelu1904
    @elunaelu1904Ай бұрын

    ወይዚ ለዋህ ጎይታይ እሙን ዓርኪ ልበይ ፍጹም ኣይከኣሎ ኣነ ብምጥፍአይ ኣይላፍ መላእኽቱ ከለዉ ኣብ ዙርያኡ ነዓይ ንኽደሊ ካብ ሰማይ ወሪዱ ፍቅሩ ገሊጹለይ ዛ'ዪወቱ ሂቡ ኣሰይይይይ ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ዘማሪ ሄኖክ ሓውና ፈጣሪ ጸግኡ የብዝሓልካ 🙏🙏❤❤

  • @Fili1017

    @Fili1017

    29 күн бұрын

    ❤❤❤❤

  • @Rijasebna
    @Rijasebna25 күн бұрын

    ብስም ሓደ ወዱ ንቅዱስ መንፈሱ ኣባኻትኩም ኣብዚሑ ንዘፍሰሰ ኣምላኽ ስብሓት ይኹኖ።

  • @Eriboy978
    @Eriboy97821 күн бұрын

    Eza mezmur lbey tenkifatni🥺🥹😢Amlak xegu yebzehalka 🙏🙏🙏

  • @HapiHapi-cz1ym
    @HapiHapi-cz1ymАй бұрын

    ስወድህ 😊😊😊 ጎቦዝ እግዚአብሔር አምላክ ከዚ በላይ. ምታገልግልበት ፀጋ ይስጥህ❤❤❤❤❤❤

  • @ninabella3940

    @ninabella3940

    Ай бұрын

    Ameeeeen

  • @Fili1017

    @Fili1017

    29 күн бұрын

    ❤❤❤❤

  • @user-sp8ft7sn4q

    @user-sp8ft7sn4q

    28 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-yq3ip6rn4d

    @user-yq3ip6rn4d

    26 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @saronkahsay5856

    @saronkahsay5856

    20 күн бұрын

    Amen Amen Amen zmarie melakti yesmeana

  • @MehamedAhmed-ui6qr
    @MehamedAhmed-ui6qr26 күн бұрын

    ❤❤❤ዝማሪ ሄኖክ ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንካ ይባረኽ መዝሙርካ ኣህዳኢ ጭንቀት ፈዋሲ ነብሲ ዕጋበት ልቢዩ ጎይታ ይባርኽካ ዛሓወይ

  • @Eriboy978
    @Eriboy97821 күн бұрын

    Kemza mezmur gera zenbetni yelan 🥹🥺weyzi lewah goytay emun arki lbey fxum aykalon ane bmtfeay ..... qal hiwet yesmeana 🙏🙏🙏

  • @kahsay-sr6mx
    @kahsay-sr6mx16 күн бұрын

    ዝማሬ መላእክት የስማዓልና እግዚአብሔር አምላክ ጸጉኡ የብዝሓልካ

  • @user-br5ts3jp7v
    @user-br5ts3jp7vАй бұрын

    😢ናትኻ መዝሙር ብጥዓሚ እዩ ውሽጥኻ ዝትንክፍ 😢ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀግኡ ይብዛሕ ይኣምነካ እየ ንስኻ ትፈልጥ ልትብል መዝሙር ሰምዐ ኣይመናዋይ ሓጉስ እዩ ዝስምዐኒ 😢

  • @user-vj4bh5fm5j
    @user-vj4bh5fm5jАй бұрын

    Eza mezmure mise semkuo Abe lebay ateya ,dehri newehi metfai church kayde lomi 🙏🙏🙏❤❤❤

  • @Fili1017

    @Fili1017

    29 күн бұрын

    ❤❤❤❤

  • @bestfans

    @bestfans

    28 күн бұрын

    ደስ ዝብል! እግዚኣብሔር ይመልኣልካ!

  • @segenamine9422

    @segenamine9422

    26 күн бұрын

    🙏🙏🙏

  • @asoalasoal7642

    @asoalasoal7642

    25 күн бұрын

    egzabiher ymesgen

  • @user-yq3ip6rn4d

    @user-yq3ip6rn4d

    25 күн бұрын

    Des zblyu btami.

  • @FrihewotYemana
    @FrihewotYemana20 күн бұрын

    Am protestant but I love u songs ,God bless u just keep shining !!!!tnx God u give us blessed brother ❤❤

  • @fruitsarelife7073

    @fruitsarelife7073

    4 күн бұрын

    🙏🏾🙏🏾🙏🏾❤️❤️🕊️

  • @rahelnegga9180
    @rahelnegga91807 күн бұрын

    I love all orthodox mezmur. God bless you 🤲🙏❤❤

  • @AbelHaile-ob3ry
    @AbelHaile-ob3ry28 күн бұрын

    እወ ፈቃር ጎይታ መምህር ፍቅርን ምሕረትን ሕድገትን ልኾነ ክብርን ምስጋናን ንከቕርብ ስለ ክብርኻ ክምስክርን ኣንደበተይ ወትሩ ክፉት ግበረለይ ቅዱስ ጎይታ እየሱስ ክርስቶስ 🙏🙏🙏ኣሜን

  • @adhanomtekle3609
    @adhanomtekle3609Ай бұрын

    ኦ ጎይታ ናብ ቤትካ ኣቅርበኒ ✝️🙏🙏🙏❤️❤️❤️

  • @Fili1017

    @Fili1017

    29 күн бұрын

    ❤❤❤❤

  • @user-cs2nl3qy9u

    @user-cs2nl3qy9u

    29 күн бұрын

    🙏🙏🙏🙏

  • @MbrakFkadu

    @MbrakFkadu

    28 күн бұрын

    Amen 🙏

  • @user-gb7cy3ll9l

    @user-gb7cy3ll9l

    24 күн бұрын

    Amen 🙏

  • @Kibretshishay
    @Kibretshishay25 күн бұрын

    ናይ ኣገልጉለትካ ዘመን ይባርከልካ ፈጣሪ ልበይ ተንኪፋኒ😢

  • @user-jo4py9uc3w
    @user-jo4py9uc3w24 күн бұрын

    እሙን ዕርኪ ልበይ ❤️💘 ወይ'ዚ'ለዋህ ጎይታይ 🥹እሙን ዓርኪ ልበይ ❤️ ፉጹም ኣይከኣሎን ኣነ ብምጥፈእይ😓 ኣእላፍ መላእክቱ ከለዉ ኣብ'ዙርያኡ ንዓይ ንኽደሊ ካብ ሰማይ ወሪዱ 🤲🏻 ፍቅሩ ገሊጹለይ ዛ'ሂወቱ ሂቡ!!!🌹❤️✝️ ኣዝ... ዘየዳሉ ኣምላኽ ሓዳግ'ዩ ንኹሉ🥹 ክብሉኻ ሰሚዕስ ብለይቲ መጺእ'ኣለኹ 🚶‍♀️ ረቡኒ መሃረኒ ቲ'ናይ ሰማይ ሃብቲ ከመይ ከም'ምኻኑ ❔ ድነ ጸልማት ኮይኑ ጉዕዞ ናይ ሂወተይ😶‍🌫️ ዛልበይ❤️ ክበካስ 🤲🏻ብርሃነይ ኩነኒ እየሱስ ንጉሰይ🤴🏻 ንናተይ ዕዳይ ንስኻ ክትከፍሎ 🩸🩸✝️ ንኣበሳይ ዝባንካ ክጸሮ 🧎🏻 በዓይነይ ሪኤ ኣብቲ ቀራንዮ👀✝️ ፍቅርኻ ክትገልጽ ንሞተይ ሜትካዮ😓 ኣዝ..... ካባኻ ብምህዳመይ ትእዛዝካ ጥሒሰ 🏃‍♀️🏃 ኣብዛ ቅድሚ ዓይንይ ይሰቕሉኻ ዶ' ኢለ 👀✝️ ፍትወይ በዲለካ ግብረይ ኣሕፊሩኒ ኣነስ ተጣዒሰ😓🫣 ምሕረቱ ዘይዉዳእ ኣቦ ፍቅሪ ኢኻ'ሞ❤️🤴🏻 ገስጸኒ እምበር ኣይትመንነኒ ኪዳንካ ዘክሮ💍 ንናተይ ዕዳይ ንስኻ ክትከፍሎ🩸✝️ ንኣበሳይ ዝባንካ ክጸሮ 😓 በዓይነይ ሪኤ ኣብቲ ቀራንዮ 👀✝️ ፍቅርኻ ክትገልጽ ንሞተይ ሜትካዮ🥹 ኣዝ... ንኽረኽበካ ኢለ ክንደይ ድየ ደይበ ⤴️ ሰንኪ ሕጽረት ግብረይ ክሪኤካ ከመይ ኢለ 🫣 ኣብ ጫዉጫዉታ ሕዝቢ ንድምጸይ ትሰምዖ ተቅልበለይ' ዶ ኢለ 👂🥹 ድልየት ዉሽጢ ልበይ ትፈልጥ ልብኻ❤️ ምሳይ'ያ ዘምሰየት ምድሓን ዉሽቲ ቤተይ ንኽትመልስ ኢላ🤴🏻❤️ ዚ'ዋና ልበይ ክንደይ የፍቅረኒ💘 ዓቐብ ቁልቁል ወሪዱ መጽዩኒ⬇️ ዉሽጢ ቤተይ ኣምስዩ'ስ ምሳይ እንክድረር🤴🏻 ዓጊበ'የ በቃ ሪኤ ዚ'ተኣምር 🙏✝️ ዝማሬ መላእክት ዝተቀበለ እግዚኣብሄር ኣምላክ ዝማሬኹም ይቀበል ፍቁራት ኣሕዋት🙏✝️ ብጣዕሚ ደስ ትምል ዝማሬ ሰሚዕካ ዘይምኖ ግጥምን ዜማን❤️

  • @naebsamuelturkay
    @naebsamuelturkayАй бұрын

    ድምጽኻ ንናይ ንስሓ እዩ ዝኸውን ፡ ኣብ ቀጻሊ ብናይ ጣዕሳ መዝሙር ክትመጻና ክንጽበየካ ኢና ❤❤❤❤❤

  • @Fili1017

    @Fili1017

    29 күн бұрын

    ❤❤❤❤

  • @user-cs2nl3qy9u

    @user-cs2nl3qy9u

    29 күн бұрын

    🙏🙏🙏🙏

  • @AwetLove-mu9kk

    @AwetLove-mu9kk

    28 күн бұрын

    ❤❤❤

  • @jesusismylife3974
    @jesusismylife3974Ай бұрын

    ኦርቶደክስ ኣይኩንኩን ግን ምዛምራትካ ብጣዕሚ እዩ ንልቢ ዝምስጥ 😢ሄኑ ሓወይ ብመንግስቱ ክመጽእ ኩሎ ጎይታይ ኢየሱስ ይዘክርካ፡ ኩሉትና ሃይሞኖትና ብዝየገድስ ንጎይታ ከምዙይ ጌርና ከነመስግኖ ይግባእ ፡ምኽንያቱ ንሱ ብዘይ ሓልፍ ፍቅሪ ኣፍቂርና እዩ

  • @bestfans

    @bestfans

    28 күн бұрын

    ኣሜን ሓወይ! ምሕረት እግዚኣብሄርን ጸሎት ቅዱሳንን ኣይፈለኻ!

  • @WintaKidane-xv3ei

    @WintaKidane-xv3ei

    23 күн бұрын

    Amen...❤❤mezmure haymanot iyfeln eyou❤❤❤

  • @mellu2751

    @mellu2751

    22 күн бұрын

    True​@@WintaKidane-xv3ei

  • @worldoffannychannel604

    @worldoffannychannel604

    14 күн бұрын

    ​@@WintaKidane-xv3ei ማለትካ ከማይ ማለት እዩ ?

  • @henokkidane2129
    @henokkidane21293 күн бұрын

    ዝማሬ መላእክት የስመዓልና እግዚአብሔር ጸጉኡ የብዝሓልካ ❤🙏🙏🙏💒

  • @hailemana2023
    @hailemana202323 күн бұрын

    I like your mezmur henok keep it up your doing well

  • @user-gh4ek5lf1o
    @user-gh4ek5lf1oАй бұрын

    I PROUD OF ORTHODOX TEWAHDO! 💒✝️ I LOVE THIS MEZMUR ♡

  • @Fili1017

    @Fili1017

    29 күн бұрын

    ❤❤❤❤

  • @Fili1017

    @Fili1017

    29 күн бұрын

    ❤❤❤❤

  • @user-cs2nl3qy9u

    @user-cs2nl3qy9u

    29 күн бұрын

    🙏🙏🙏🙏

  • @fthawitnuwaye1293
    @fthawitnuwaye1293Ай бұрын

    ካባካ ምህዳመይ ትእዛዝ ጢሒሰ ኣበይ ኢለዮ ኣነ ይሰቁልካ ዶ 😭😭😭ኢለየ❤️❤️❤️😔😔😔

  • @Fili1017

    @Fili1017

    29 күн бұрын

    ❤❤❤❤

  • @ruthgebru8650
    @ruthgebru865018 күн бұрын

    Anes neza mezmur ngho ksab srah darga 6 gzie ydegma kmles kemu😢😢😢. Zmare melakti yesmeana. Xegu yebzhalka.

  • @akberetgeremaryam1039
    @akberetgeremaryam103919 күн бұрын

    ተባረክ ወደይ ❤

  • @herutigraweyti5269
    @herutigraweyti526926 күн бұрын

    ዝማሬ መልእክት የስምዐልና ጎበዝ ዘማሪ ሰሚዕካ ዘይምኖ ቱድምፅኻ ንመዝሙር ክጥዕም 💙🙏❤❤❤

  • @Blackboy12652
    @Blackboy12652Ай бұрын

    ካባኻ ምህዳመይ ትእዛዝ ጢሕሰ ኣበይ ኢለዮ ኣነ ይሰቁልኻ ዶ'ኢለየ 😭😭 💔💔

  • @user-wl8yo3ug5v
    @user-wl8yo3ug5v10 күн бұрын

    Dear brother brave good job god bless you with all orthodox people

  • @yohanayohannes3245
    @yohanayohannes324512 күн бұрын

    Egziabhier xegue yebzhalka hawey, wshtka qesqisa nay mdhan tesfa tmelie mezmur

  • @yowhanayowhana2001
    @yowhanayowhana200128 күн бұрын

    Kmzi kemay yhlu do 1000 gize zidegema ❤good job Heni hawey ❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @tigistibelay532

    @tigistibelay532

    4 күн бұрын

    Ana alku❤❤

  • @HiwiGaltigray
    @HiwiGaltigray17 күн бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ክቡር ሓወይ ፀግኡን በረከቱን የብዘሓልካ ናዘመርካ ንበር ኣቤቱ የፅንዕካ ተባረክ ብሩከይ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @EmbabaBeloved-si3lo
    @EmbabaBeloved-si3lo19 күн бұрын

    What a blessed mezmur God bless you more and more zemari henok

  • @SErilove-cb1pn
    @SErilove-cb1pn3 күн бұрын

    "እሙን ዓርኪ ልበይ🙏❤❤❤ ዝማሬ መልእኽቲ የስማዓና ፈጣሪ ዝሓወይ ጸጉኡ የብዝሓልካ🙏❤

  • @user-zx7hd7qi9e
    @user-zx7hd7qi9e28 күн бұрын

    ጥዑም ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ክቡራተይ ፀጉኡ የብዝሕ እግዚአብሔር አምላክ አሜን፫❤❤❤

  • @dolshinegasi2296
    @dolshinegasi229618 күн бұрын

    Nay agolglot zemenka ybarek hawey❤❤❤

  • @henokmichael4011
    @henokmichael401112 күн бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ ኣምላእኽት የስምዓልና ሄኖክ ሓወና ❤❤❤❤

  • @BlackMan-nq1kb
    @BlackMan-nq1kb7 күн бұрын

    ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልካ ክቡር ሓው ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤እድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤

  • @esromtesfahiwet2055
    @esromtesfahiwet205528 күн бұрын

    ደስ ዝብል መዝሙር መንፈስካ ናብ እግዛብሂር ዘራኽብ ❤❤❤

  • @user-ee5tf2nv4h
    @user-ee5tf2nv4h12 күн бұрын

    ብጣዕሚ ሕማቅ ተሰሚዑኒ አዛ መዝሙር ንቶም ኣብ ዓለማውያን ኢያ ብፍላይ ከምዚ ከማይ ኣብ ኤሮጳ ነውሕ ዝተቀመጠ ኣብ ኦርቶዶክስ ሃይማኖተይ ረሲዕ ዝነበርኩ😢

  • @yohannesgebrengus6197
    @yohannesgebrengus619718 күн бұрын

    In love with this Mezmur 🙏🏽

  • @yunaelkifle4295
    @yunaelkifle42953 күн бұрын

    አሜን((3))🙏🙏🙏 ዝማሬ መላአክት የስዓልና ክቡር ሓውና ፀግኡ የብዝሓልካ ፈጣሪ 🙏🙏🙏

  • @kiflomtsegay1789
    @kiflomtsegay1789Ай бұрын

    ❤❤❤❤""እሙን ዓርኪ ልበይ"""❤❤❤❤ ናይ በሓቂ ጥዕምቲ መዝሙር ሄኖገይ ኣምላክ ቅዱሳን ዝመሬ መላእክት ዝተቀበለ ዝማሬካ ይቀበለልካ ወንድሜ ኣለም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-lm2xv6hk8t

    @user-lm2xv6hk8t

    Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤እሙን ዓርኪ ልበይ ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ቡሩክ ሓወይ ኣብ በቱ የንብርካ❤❤❤❤❤

  • @user-le6bt1or5p
    @user-le6bt1or5pАй бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬየ መላኣክት የስማዓልና መንፈስካ ትሕድስ መዝሙር ንዘላኣለም ኣቤቱ የንብርካ እግዛኣቤሔር ኣምላክ ጸጉ የብዛሓልካ ክብር ሓወይ እቶም ኩሉ ግዜ እናወደሱኻ ኣብ ቤትካ ዝነብሩ ኣየ ክንደይ ታዓዊትሎም መዝ ዳ 84 +4

  • @Fili1017

    @Fili1017

    29 күн бұрын

    ❤❤❤❤

  • @user-cs2nl3qy9u

    @user-cs2nl3qy9u

    29 күн бұрын

    🙏🙏🙏🙏

  • @shvshzhgzvz4229
    @shvshzhgzvz42293 күн бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🏻🙏🏻🙏🏻🌿🌿🌿✝️✝️በርቱዕ ክትሰምዓ ደስ ክትብለኒ 🙏🏻💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖

  • @Ssssssssssmhhfhhchhks
    @Ssssssssssmhhfhhchhks9 күн бұрын

    Aseyyy ktiem eza mezmur amlak edmen tenan yhabka buruk hawey zmare melaekti yesmealna❤❤❤❤❤

  • @yoditabraha863
    @yoditabraha86317 күн бұрын

    God bless you, ❤ amazing voice 🙏

  • @thomasnayzgi4031
    @thomasnayzgi403125 күн бұрын

    ዘየዳሉ ኣምላክ ሓዳግ ዩ ንኹሉ ክብሉኻ ሰሚዐሰ ብለይቲ መጺአ ሎኹ ረቡኒ መሃረኒ ቲ ናይ ሰማይ ሃብቲ ከመይ ከም ምዃኑ ድነ ጸልማት ኩይኑ ጉዕዞ ናይ ሕይወተይ ዛ ልበይ ኪህበካስ ብርሃነይ ኪነኒ ኢየሱስ ንጉሠይ :: ዝማሬ መላአክቲ የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልካ ሄኖክ ሓዉና ናይ አገልግሎት ዝመንካ ይብርክ እግዚአብሔር ኣምላክ ❤️✝️🤲🙏🙏🙏

  • @user-rr6bm4yn9n
    @user-rr6bm4yn9n8 күн бұрын

    ዝማሬ መላእክት ይስመዓልና ፍቁር ሓው መሓረነ ክርስቶስ ጎይታ ❤

  • @TigTig-qu8li
    @TigTig-qu8li9 күн бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የሰመዐልና ክቡር ሓወይ ፀግኡን በረከቱን የብዘሓልካ ናዘመርካ ንበር የፅንዕካ ተባረክ ብሩከይ🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Nebirm
    @NebirmАй бұрын

    🙏🙏🙏 ዝማሬ መላእክት የስምዓልና፡ እንቋዕ ብሰላም ተመለስካና ፍቁር ሓውና ሄኖክ፡ ነዊሕ ግዜ ጠፊእካና ጸኒሕካ፡፡

  • @Fili1017

    @Fili1017

    29 күн бұрын

    ❤❤❤❤

  • @samibrhane100
    @samibrhane10024 күн бұрын

    ወንድሜ እግዚኣብሄር የ ኣጎልጉሎት ዘመንህ ይባርከልህ ❤❤❤

  • @YonasDesbele-fy7vy
    @YonasDesbele-fy7vy4 күн бұрын

    ዝማሬ መላእክት የስምዐልና ጸጉኡ የብዝሐልካ ፈጣሪ ዓለም ዝሓወይ❤❤❤🎉🎉❤❤❤🎉🎉❤።

  • @hrrhrr4227
    @hrrhrr42276 күн бұрын

    ዝማርየ መላእክቲ የስምዐልና ዝሓወይ😢

  • @Tsega_Ye_Giyorgis
    @Tsega_Ye_Giyorgis26 күн бұрын

    ዝማሪ ሄኖክ ዝማሬ መላዕክት የስመዐልና ፀግኡ ይብዛሕ ❤❤🙏🙏🙏

  • @savanah6075
    @savanah6075Ай бұрын

    እልልልልልልልል ቃለ ሂወት የስምዓልና ሄኒ ሓውና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኻ ኣማኑኤል ኣቦ ምሕረት ይባርኽ እመብርሃን ጽላላ ተንብረልኻ ❤❤❤

  • @user-cs2nl3qy9u

    @user-cs2nl3qy9u

    29 күн бұрын

    🙏🙏🙏🙏

  • @user-cs2nl3qy9u

    @user-cs2nl3qy9u

    29 күн бұрын

    🙏🙏🙏🙏

  • @kahsaytesfay3115
    @kahsaytesfay311522 күн бұрын

    ኣሜን አሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ።ናይ ብሓቂ ጥዕምቲ መዝሙር ። ኣምላከ ቅዱሳን ነዊሕ ዕድመ ይሃብኩም ።

  • @senaitmehari436
    @senaitmehari43613 күн бұрын

    Bitaemi tiemti mezmur, Amlak nay mezmur zemenka yibarek. Mientana kibl ezi kulu Sikay yihlifu Jesus Christos. Nabiu nimeles kulu nay za alem neger halfI eyou. ❤️❤️

  • @abulenatey683
    @abulenatey683Ай бұрын

    ንናተይ ዕዳ : ንስኻ ክትከፍሎ ንኣበሳይ ኣብ ዝባንካ ክትጸሮ ብዓይነይ ርእየ'የ ኣብቲ ቀራንዮ ፍቅርኻ ኪትገልጽ ንሞተይ ሞትካዮ እግዛቤሄር ጸጉኡ የብዝሓልካ ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Fili1017

    @Fili1017

    29 күн бұрын

    ❤❤❤❤

  • @AsmeretAlemseghed-sl2yl
    @AsmeretAlemseghed-sl2yl29 күн бұрын

    ኣሜን እሜን ጎይታናን መድሓኒናን በዛ መዝሙር ይባርኸና ንዓኻ ጸግኡ የብዘሓልካ ተባረኽ

  • @RobelTeklezgi
    @RobelTeklezgi16 күн бұрын

    Creative and Arranged Hymn! May God Bless You Brother Henok. Robel T.

  • @sammys8678
    @sammys8678Күн бұрын

    Absolutely Beautiful God bless you abundantly…..keep the Origen of Eritrean orthodox tewahdo yaredawie zema brother.

  • @user-uq5pq5mw7r
    @user-uq5pq5mw7rАй бұрын

    ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ክብር ሓወይ ናይ ኣገልግለት ዘመንካ እግዚኣብሄር ይባርከልካ

  • @Fili1017

    @Fili1017

    29 күн бұрын

    ❤❤❤❤

  • @user-oj2zs7if8k
    @user-oj2zs7if8kАй бұрын

    ወይዚ ለዋህ ጎይታይ እሙን ዓርኪ ልበይ 🥺ክቡር ዘማሪ ሓውና ብዓል ጥዑም ልሳን ❤መመሊስካ ተገለጽ ❤❤

  • @Fili1017

    @Fili1017

    29 күн бұрын

    ❤❤❤❤

  • @user-cs2nl3qy9u

    @user-cs2nl3qy9u

    29 күн бұрын

    🙏🙏🙏🙏

  • @DSBBWM
    @DSBBWM5 сағат бұрын

    ክብርን ምስጋናን ነቲ ሓደ ወዱ ሂቡ ናይ ዘልኣለም ምድሓን ዝሃበን ልዑል ኣምላክ። ስለቲ ብሉጽ ስራሕ ንግብርን ውዕለት ጎይታና ኣብ ቀራንዮን ፍቅሪ ኣምላክ ኣብ ልዕሌና ብጥዑምን ብሉጽን ዜማን ዝማሬ ዘቅረብካ ኣምላክ ሞጎሱን ጥበቡን የብዝሓልካ። እግዚኣብሔር ኣምላክ ንሃገርናን ህዝብናን ይባርክ ስደትና የሕጽር።

  • @adiamzekarias2285
    @adiamzekarias228517 күн бұрын

    ደስ ትብል መዝሙር እግዛብሄር ናይ ኣጎልጉሎት ዘበንካ ያቅበልና ብሩክ ሓወይ

  • @alm2840
    @alm284026 күн бұрын

    ሰምዐ ምፅጋብ ስእነዮ ፀጋ አምላኽ ያብዘሐልኻ ዝማሬ መላእኽት ያስመዐልና መዝሙርኻ ኹሉ ብሓጉስን ብንባዓትን ዩ ዝሰመዖ😢❤

  • @user-yq3ip6rn4d
    @user-yq3ip6rn4dАй бұрын

    ዝማሬ መልኣክት የሲማልና ሀኖክ ሃዉና። ናይ ብሃቂ ደስ አሉና ደስ ዪበልካ , ጽቡቅ ቲምርቲ ዘለዎ ቲዝታ ኩሉ ጸግኡ የብዝሃልካ ፈታሪ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @user-cs2nl3qy9u

    @user-cs2nl3qy9u

    29 күн бұрын

    🙏🙏🙏🙏

  • @ghennetsium3915
    @ghennetsium39153 күн бұрын

    Amen 🙏❤️❤️❤️🙏🙏🙏ናይ ብሐቂ ዓርኪ ልበይ።

  • @user-ju9mf1sm9q
    @user-ju9mf1sm9q5 күн бұрын

    ዝማረኸ መልኣኽቲ የስማዕልና ሄኖክ ሃወይ❤❤❤❤❤

  • @iplay_m6362
    @iplay_m6362Ай бұрын

    Neza mezmur kfetwa 🥺🥰🥰

  • @knfeabraha8196
    @knfeabraha819626 күн бұрын

    Orthodox tewehod forever Amen Amen Amen Amen zemere melekit yasmalna tsegu yabzhi eigziabher Amleki nay aglegulet zmenkum yabarkakom yahatwy 😢

  • @user-mq7pv9ks8l
    @user-mq7pv9ks8l12 күн бұрын

    ዝማሬ መላእክት የሰማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-fc4nf1dq8i
    @user-fc4nf1dq8i18 күн бұрын

    ትርጉሙን አላዉቅም ደስ የሚል መዝሙር ነው ❤❤❤ተባረክ

  • @sarinat7595

    @sarinat7595

    13 күн бұрын

    ያ የዋህ ጌታ ታማኝ የ ልቤ ጓደኛ ኣላስችል ኣለው እኔ በመጥፋቴ ኣእላፍ መላእክት በዙሪያው እያሉ እኔን ለመፈለግ ከሰማይ ወርዶ ፍቅሩን ገለጠልኝ ህይወቱን ሰጥቶ ያ ድንቅ ኣምላክ መሃሪ ነው ለሁሉ ሲሉህ ሰምቼ ይሄው በለሊት መጣሁኝ ረቡኒ ኣስተምረኝ ያ የሰማይ ሃብት እንዴት እንደመሆኑ ጨለማ ሲበዛ በ ጉዞ ህይወቴ ልቤ ልስጥህና ብርሃኔን ሁነኝ ኢየሱስ ንጉሴ ----------ባጭሩ ለዚ ይመስላል ወንድሜ/እህቴ ኣማርኛ ብዙ ባልችልም ትንሽ አንድትረደው ሊረዳህ በማሰብ ነው ❤❤❤

  • @shewitmengstab8727
    @shewitmengstab8727Ай бұрын

    እሜን እዚ ብሩኽ ኣምላኽ ❤❤❤ ተባረኽ ሄኖካ መመሊሱ ልሳንካ ይቀባእ

  • @Fili1017

    @Fili1017

    29 күн бұрын

    ❤❤❤❤

  • @user-cs2nl3qy9u

    @user-cs2nl3qy9u

    29 күн бұрын

    🙏🙏🙏🙏

  • @user-zt9tn9hj9i
    @user-zt9tn9hj9iАй бұрын

    Zmare melakti yesmealna zemari Henok hawey ❤ajoka

  • @MusieMesmer
    @MusieMesmer13 күн бұрын

    ፍጹም ኣይከኣሎን ኣነ ብ ምጥፈአይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @meresiezaid3578
    @meresiezaid357824 күн бұрын

    እሙን ዓርኺ ልበይ ዌይዚ ለዋህ ጎይታይ ኡሙን ዓርኺ ልበይ ፍጹም ኣይኻኣሎን ኣነ ብምጥፈአይ ኤእላፍ መላእክቱ ከለው ዝርኡ ነዓይ ንክደሊ ካብሰማይ ወሪዱ ፍቅሩ ገሊጽለይ ታ'ሂወቱ ሂቡ(2)

  • @tekleweynikahsay1168
    @tekleweynikahsay1168Ай бұрын

    😢😢😢😢 ኣሜን ዜማረ መላክቲ የስማዓልና ክቡር ሓዉ ናይባሓቂ ብዓነይ ርእየ ፍቅርካ ጎይታ ፈቃር መፍቀሪ ሰብ ንስካ ጥራይ እካ መን ሞ ከመካ እዚ ዋና ልበይ ክደይ እወ የፍቅረኒ 😢😢😢

  • @fthawitnuwaye1293

    @fthawitnuwaye1293

    Ай бұрын

    ❤❤❤

  • @user-cs2nl3qy9u

    @user-cs2nl3qy9u

    29 күн бұрын

    🙏🙏🙏🙏

  • @lidiamerhawi184
    @lidiamerhawi184Ай бұрын

    ኣሰይ ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ የብዝሓልኩም ብሩካት ይሕዋት❤❤❤❤❤❤

  • @Fili1017

    @Fili1017

    29 күн бұрын

    ❤❤❤❤

  • @user-cs2nl3qy9u

    @user-cs2nl3qy9u

    29 күн бұрын

    🙏🙏🙏🙏

  • @natnaelmaheri3447
    @natnaelmaheri34476 күн бұрын

    ወይ ዝለዋሕ አሙን ኣርኪ 🫀🥹🥹🥹

  • @shewithaile7377
    @shewithaile73773 күн бұрын

    Amen Amen Amen zimare melaekiti yasemalin ❤❤❤

Келесі