MEGDELAWIT NEBSEY/መግደላዊት ነብሰይ/ NEW ERITREAN ORTHODOX MEZMUR

Ойын-сауық

c eritrean artist \ haw to \ haw to use \ asmera \ tigray \ tigray news \ seber zena \ zehabesha \ mahder production \ dani wedi memhr \ aregay hagos \ monica \ jedida \ habesha tik tok \ football \ dawit eyob \ neshnesh \ maynas \ abel birhanu \ yewenwa lije \ jayo \ yacob dawit \ helen meles \ abrham afewerqi \ yemane bariya \ tedalo \ amanuel alazar \ news \ youtube \ tmh \ tigray tv \ eri sat \ jstudio \ fnan app infotech \ eritrean media network \ dnqi lijoch \ tigray music \ tigrigina music \ henok wari \ new eritrean video \ #Eritrea #Tigray #Ethiopia #RussainWar #zarafeltet #ZENATIGRIGNA #dasna tv #aanmedianetwork #eritrea #ethiopia #tigray #eritreanmusic #eritreantiktok #eritreanmovie #eritrean comedy #ertreannews #ethiopianmusic #ethipoianmovie #tigray #eritreanmushup #eritrea #ethiopia #amara #tigray #neshnesh #awel seid #alenawaltahager #doctor #adissabeba #asmera #sport #manutd #arsenal #liverpool #chelsea #manchestercity #realmadrid #barsa #football #fetadeily #comedianeshetu #Asmera #mebredmedia #asmilan

Пікірлер: 316

  • @DilyetTsigab
    @DilyetTsigab27 күн бұрын

    መግደላዊት ነብሰይ እዛ መግደላዊት ነብሰይ አብ ዓይና ዩ ሓይላ አብ ዓይና ዩ ቃላ አብ ዓይና ዩ ሓይላ ንብዓታ ኣፍሲሳ ትጥምት ብተስፋ(2) ግሁድ’ዩ ኣበሳይ ኩሉ ሰብ ዝጠልጦ ብርሃን ተሓሲመ ንጸላም ዝብህጎ ሕጂ ግን ክድፋአ ናባኻ ኣምላኸይ ፍቅርኻ ምልኣዮ ንዝሸፈተ ልበይ ሕጂ ግን ክድፋአ ናባኻ ኣምላኸይ ፍቅርኻ ምልኣዮ ንዝሸፈተ ልበይ እዛ መግደላዊት ነብሰይ አብ ዓይና ዩ ሓይላ አብ ዓይና ዩ ቃላ አብ ዓይና ዩ ሓይላ ንብዓታ ኣፍሲሳ ትጥምት ብተስፋ ግም ሓጥያቶም ተሸፈነ ፍርሖም አንተመሰሉ ተኣመንቲ ንሕጎም መሓሪ ኢየሱስ ሓጥያተይ ትሰሪ ኣዳውካ ዘርጊሕካ ኣቂምካኒ ኣብ ክብሪ መሓሪ ኢየሱስ ሓጥያተይ ትሰሪ ኣዳውካ ዘርጊሕካ ኣንቢርካኒ ኣብ ክብሪ እዛ መግደላዊት ነብሰይ አብ ዓይና ዩ ሓይላ አብ ዓይና ዩ ቃላ አብ ዓይና ዩ ሓይላ ንብዓታ ኣፍሲሳ ትጥምት ብተስፋ ክትህበኒ ኣዒንቲ ናባኻ ዝርእያ ኣእዛነይ ክጸሉ ናብ ቅዱስ ቃላትካ ጉዕዞይ ጀሚረዮ’ ኣቦየ ናባካ ወራሲት ክኸውን ሰማያዊት ቤትካ ጀሚረዮለኩ ጉዕዞይ ናብ ሑቅፎካ ወራሲት ክኸውን ሰማያዊት ቤትካ እዛ መግደላዊት ነብሰይ አብ ዓይና ዩ ሓይላ አብ ዓይና ዩ ቃላ አብ ዓይና ዩ ሓይላ ንብዓታ ኣፍሲሳ ትጥምት ብተስፋ ግም ሓጥያቶም ተሸፈነ ፍርሖም አንተመሰሉ ተኣመንቲ ንሕጎም መሓሪ ኢየሱስ ሓጥያተይ ትሰሪ ኣዳውካ ዘርጊሕካ ኣቂምካኒ ኣብ ክብሪ መሓሪ ኢየሱስ ሓጥያተይ ትሰሪ ኣዳውካ ዘርጊሕካ ኣንቢርካኒ ኣብ ክብሪ እዛ መግደላዊት ነብሰይ አብ ዓይና ዩ ሓይላ አብ ዓይና ዩ ቃላ አብ ዓይና ዩ ሓይላ ንብዓታ ኣፍሲሳ ትጥምት ብተስፋ

  • @user-mo3vo5jt2q

    @user-mo3vo5jt2q

    26 күн бұрын

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @user-lg9so7ei4p

    @user-lg9so7ei4p

    23 күн бұрын

    Zimarie melakit yesmealna ❤🎉❤🎉❤🎉 hftiy xgu ybzhlkum

  • @akberetberhane6521

    @akberetberhane6521

    20 күн бұрын

    ዝማሬ መላእክቲ ዝተቀበለ እግዚአብሔር አሞለኽና ዝማሬኺ ይስማዕ 🙌🛐🥲😪😭🙏🏾🛐🍃🕊️🕊️🕊️

  • @safe7222

    @safe7222

    13 күн бұрын

    ኣሰይ ኣሰይ ዚማረ መልኣኽቲ የስምዓልና ክቡራት የሕዋተይ heru ሓፍተይ ዘመንኪ ይባርክ

  • @RobelBeyene-tf6pz

    @RobelBeyene-tf6pz

    11 күн бұрын

    ⁸och 8

  • @Yosan_fsaha1
    @Yosan_fsaha128 күн бұрын

    "መግደላዊት ነብሰይ" ኣዝ፥ አዛ መግደላዊት ነብሰይ ኣብ ዓይና'ዩ ሓይላ ኣብ ዓይና'ዩ ቃላ ኣብ ዓይና'ዩ ሓይላ (ንብዓታ ኣፍሲሳ ትጥምት ብተስፋ)2 __________/////_________________ ግሁድ'ዩ ኣብሳይ ኩሉ ሰብ ዝፈልጦ ብርሃን ትሓሲመ ንጸላም ዝብግሆ (ሕጂ ግን ክድፋአ ናባኻ ኣምላኸይ ፍቅርኻ ምልኣዮ ዝሸፈተ ልበይ)2 __________/////_______________ ግመ ሓጥያቶም ተ'ሸፈነ ፍርሖም አንተ መሰሉ ትኣመንቲ ንሕጎም (ምሓሪ ኢየሱስ ሓጥያተይ ትሰሪ የአዳውኻ ዘርጊሕኻ ኣቌምካኒ/ኣንቢርካኒ ኣብ ክብሪ)2 ___________/////___________ ክትህበኒ ኣዒንቲ ናባኻ ዝርአያ ኣአዛነይ ክጸሉ ናብ ቅዱስ ቃላትኻ ግዕዞይ ጀሚረዮ ኣቦየ ናባኻ ወራሲት ክኸውን ሰማያዊት ቤትካ ጀሚረዮ'ለኩ ግዕዞይ ናብ ሕቅፎካ ወራሲት ክኸውን ሰማያዊ ቤትኻ ___________/////______________ ግመ ሓጥያቶም ተ'ሸፈነ ፍርሖም አንተ መሰሉ ትኣመንቲ ንሕጎም (ምሓሪ ኢየሱስ ሓጥያተይ ትሰሪ የአዳውኻ ዘርጊሕኻ ኣቌምካኒ/ኣንቢርካኒ ኣብ ክብሪ)2 ____________/////________________ አዛ መግደላዊት ነብሰይ ኣብ ዓይና'ዩ ሓይላ ኣብ ዓይና'ዩ ቃላ ኣብ ዓይና'ዩ ሓይላ (ንብዓታ ኣፍሲሳ ትጥምት ብተስፋ)2 _____________/////______________ ኣሜን፡ ዝማሬ መላአክቲ ይስማዓልና። ተባረኹ!!!🥰✝️🫶

  • @sultansamuel2674
    @sultansamuel267428 күн бұрын

    ዝማሬ መላአክት የስማዓልና ❤️🥰😇. ሄሩ ብርክቲ!

  • @saronbiniam8978
    @saronbiniam897826 күн бұрын

    እዛ መግደላዊት ነብሰይ ኣብ ዓይና'ዩ ሓይላ ኣብ ዓይና'ዩ ቃላ ኣብ ዓይና'ዩ ሓይላ ንብዓታ ኣፍሲሳ ትጽበ ብተስፋ,,,,,,,,,,,,,,,,!!!!!!!! ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ብርኽቲ ሓብተይ ጸግኡ የብዘሓልኪ❤

  • @Abelluqas
    @Abelluqas28 күн бұрын

    እዛ መግደላዊት ነብሰይ ኣብ ዓይና'ዩ ሓይላ ኣብ ዓይና 'ዩ ቃላ ኣብ ዓይና'ዩ ሓይላ ንብዓታ ኣፍሲሳ ትጥምት ብተስፋ/2/ ኣዝ.......... ግሁድ ኢዩ ኣበሳይ ኩሉ ሰብ ዝፈልጦ ብርሃን ተሓሲመ ንጸላም ዝብህጎ ሕጂ ግን ክድፋእ ናባኻ ኣምላኸይ/2/ ፍቕርኻ ምልኣዮ ዝሸፈተ ልበይ/2/ ኣዝ............ ግመ ሓጢኣቶም ተሸፈነ ፍርሖም እንተ መሰሉ ተኣመንቲ ንሕጎም መሓሪ ኢየሱስ ሓጢኣተይ ትሰሪ/2/ የእዳውካ ዘርጊሕካ ኣቑምካኒ ኣብ ክብሪ/2/ ኣዝ............ ክትህበኒ የዒንቲ ናባኻ ዝርኢያ ኣእዛነይ ክጸሉ ናብ ቅዱስ ቃላትካ ጉዕዘይ ጀሚረዮ ኣቦየ ናባኻ ወራሲት ክኸውን ሰመያዊት ቤትካ ጀሚረዮ'ለኹ ጉዕዞይ ናብ ሕቕፎኻ ወራሲት ክኸውን ሰመያዊት ቤትካ ኣዝ............... ግመ ሓጢኣቶም ተሸፈነ ፍርሖም እንተ መሰሉ ተኣመንቲ ንሕጎም መሓሪ ኢየሱስ ሓጢኣተይ ትሰሪ/2/ የእዳውካ ዘርጊሕካ ኣቑምካኒ ኣብ ክብሪ/2 ንዓይ ንሓጢኣተኛ ባርያኻ ይቕረ በለለይ🙏🙏🙏 ሄሩየ የኔ ቆንጆ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ በረኸት ኣብ ልዕሊ በረኸት ኣዕዚዙ ይሃብኪ ተባረኽለይ ጓል ክርስቶስ ፍረ ማሕበረይ🥰❤️🥰❤️🥰❤️

  • @user-pr2mi7pz4e
    @user-pr2mi7pz4e28 күн бұрын

    እቲ ብዓል ፋጻ😢 ግን ፋፅኡ ክጥዕም ኣንቢዕኒ

  • @swsw5226
    @swsw522628 күн бұрын

    እዛ መግደላዊት ነብሰይ😢 ኣብ ዓይና ዩ"ሓይላ🥺😢 ዝማሬ መላአክቲ የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልኪ እግዚአብሔር ኣምላክ ናይ አገልግሎት ዘመንኪ ይባርክ ሄሩ ሓፍተይ🌺✝️♥️🥰💜😘

  • @user-ph1du8vw4t
    @user-ph1du8vw4t21 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤ መለከት የስመኣልና❤❤ብታኣሚ ልብካ ዝትንክፍ መዝመር ❤ኢድመ ይሃብኪ ፈታሪ❤❤❤

  • @user-xf8lw7ik4w
    @user-xf8lw7ik4w21 күн бұрын

    Amen amen amen zmarie melakt yesmalna ezgabiher xegu yebzhalki❤❤❤

  • @zemaritrahwatekesteofficial
    @zemaritrahwatekesteofficial28 күн бұрын

    Zmare nelaekt yesmealna my blessed sis❤❤❤

  • @SamuelBirhanu-ks2tg
    @SamuelBirhanu-ks2tg5 күн бұрын

    ይህን መዝሙር ደጋግሜ እስማዋለሁ እና ሁሌም መንፈሴ ይታደሳል በነገራችን ላይ የኤርትራ መዝሙር እንዴት እንደምወድ ከሕነግራችሁ በላይ እግዚአብሔር ይጠብቅሽ ድንግል ማርያም ትባርክሽ

  • @user-nd6pk5gn6h
    @user-nd6pk5gn6h22 күн бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኣክት የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና

  • @yordamaranatademenaelias9512
    @yordamaranatademenaelias951226 күн бұрын

    Ezi mezmur nay lomis aygdn nabey gexu yu zkeyd zelo

  • @sirakdimariya5898
    @sirakdimariya589815 күн бұрын

    Thank you 🙏🙏🙏 getmen zeman zwexa zey bla . Edmen tinan yehabki fetari heri haftey ❤

  • @kwkw899
    @kwkw89921 күн бұрын

    ዝማሬ መላክት ያስማልን 🥰❤️❤️🙏🙏🙏🥰❤️

  • @dawitghilazghi6548
    @dawitghilazghi654828 күн бұрын

    Amen Amen amen zmare melakt yesmalna🎉❤❤❤🎉

  • @user-yq3ip6rn4d
    @user-yq3ip6rn4d28 күн бұрын

    መርሃባ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንዘላለም ቲንበር ካል ሂወት የስምኣልና❤

  • @NatuNatu-vk3jo
    @NatuNatu-vk3jo17 күн бұрын

    Amen 🙏🏼 amen 🙏🏼 amen 🙏🏼 amen

  • @SolianaTube1332
    @SolianaTube133228 күн бұрын

    zmare melaekti yesmelna my sis Amlak abzihu ybarki heriye😇❤❤ በስመ ስላሴ! መግደላዊት ነብሰይ እዛ መግደላዊት ነብሰይ ኣብ ዓይና እዩ ሓይላ(2) ኣብ ዓይና እዩ ቃላ ንብዓታ ኣብሲሳ ትጥምት ብተስፋ(2) ግሁድ እዩ ኣበሳይ ኩሉ ሰብ ዝፈልጦ ብርሃን ተሓሲመ ንፀላም ዝብህጎ ሕጂ ግን ክድፋእ ናባኻ ኣምላከይ ፍቅርኻ ምልኣዮ ዝሸፈተ ልበይ(2) እዝ====== ግመ ሓጥያቶም ተሸፈነ ፍርሖም እንተመሰሉ ተኣመንቲ ንሕጎም ምሓሪ ኢየሱስ ሓጥያተይ ትሰሪ (ኣንቢርካኒ) የእዳዉኻ ዘርጊሕካ ኣቒምካኒ ኣብ ክብሪ(2) እዝ====== ክትህበኒ ኣዒንቲ ናባካ ዝርእያ ኣእዛነይ ክፀሉ ናብ ቅዱስ ቃላትካ ጉዕዞይ ጀሚረዮ ኣቦየ ናባካ ወራሲት ክከዉን ሰመያዊት ቤትካ ጀሚረዮ ኣለኩ ጉዕዞይ ናብ ሕቅፎካ ወራሲት ክከዉን ሰማያዊ ቤትካ እዝ===== ግመ ሓጥያቶም ተሸፈነ ፍርሖም እንተመሰሉ ተኣመንቲ ንሕጎም ምሓሪ ኢየሱስ ሓጥያተይ ትሰሪ (ኣንቢርካኒ) የእዳዉኻ ዘርጊሕካ ኣቒምካኒ ኣብ ክብሪ(2) ስብሐት ለእግዚአብሔር!🙏😇❤❤

  • @Aman-lq2ur
    @Aman-lq2ur28 күн бұрын

    Zmare meleakti yesemealna heri brikti. 🙏🙏🙏🙏🙏

  • @senaytnofo1349
    @senaytnofo134928 күн бұрын

    Amen Amen Amen zmare melaekti yesmealna hieru haftey btaemi ye zfetwki ybl dmxi ❤

  • @_Merhawi_
    @_Merhawi_28 күн бұрын

    መግደላዊት ነፍሰይ... ጎይታ ኢየሱስ ጸጋኺ የብዝሓዮ ሄሪ ሓፍተይ፡ተባረኺ!❤

  • @nahomamanuel
    @nahomamanuel28 күн бұрын

    Zmari melaekti yesmalna Heri❤❤❤

  • @fiyoriabraha9765
    @fiyoriabraha976526 күн бұрын

    🙏🙏🙏💞 nay eki zemirkley semie mxgab sieneya sher wn degagime eleya xegueu ybzhalki mkrti haftey ajoki ab gonki alena sher nbela yehwatey🙏🙏🙏💞

  • @brzafhaylu8508
    @brzafhaylu850827 күн бұрын

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና አሜን አሜን አሜን ክትህበኒ ኣዒንቲ ናባኻ ዝርእያ ኣእዛነይ ክጸሉ ናብ ቅዱስ ቃላትካ🙏💒 ❤😍

  • @musseteklit2860
    @musseteklit286026 күн бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ ይስማዓልና።እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሕ ሓብትና።

  • @tadeseamine714
    @tadeseamine71428 күн бұрын

    Amen Amen Amen zmare melaekti yesmealna❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @SenatHagos
    @SenatHagos28 күн бұрын

    Zemare melaikt yesmelna ❤❤

  • @zemariyonasgebrekidanmayek8952
    @zemariyonasgebrekidanmayek895228 күн бұрын

    My fav መዝሙር!❤ ብሓቂ ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ሄሪዬ ❤❤❤ ተባረኺ!።

  • @EyobAnde
    @EyobAnde12 күн бұрын

    ጸጋ ኣምላኽ በዚሑልኪ ግሩም ግጥሚ ምስ ጥዑም ድምጺ መመሊስኪ በርትዕልና ብዙሕ ተባሪኽና። ንበረኸት ቀድምዮ ክክክክ!

  • @danaitteklemariam1365

    @danaitteklemariam1365

    9 күн бұрын

    😂😂😂

  • @Gfxvbnhhgv
    @GfxvbnhhgvКүн бұрын

    Amen 🙏🙏🙏 gn hto alatni trguma sle zeyfelta megdelawit nebsey entay malet iu

  • @IbelongtoJesus123
    @IbelongtoJesus12328 күн бұрын

    Zmare melakti yesmalna Z-heri brkti zebene agolgulotki ybarek 🥰😇

  • @timnitteklay
    @timnitteklay17 күн бұрын

    ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-vq9ud3fr7g
    @user-vq9ud3fr7g20 күн бұрын

    ዝማሬ መልኣክት የስምኣልና ክብርቲ ሃፍተይ ጸግኡ የብዝሓልኪ❤❤❤

  • @aynomsolomon7071
    @aynomsolomon707114 күн бұрын

    Amen Amen God bless you, Hermela habity

  • @user-qh1fx2by5z
    @user-qh1fx2by5z17 күн бұрын

    Amennn zmarie melakti yesmalna heri habtey

  • @WegihWegih-mo4nd
    @WegihWegih-mo4nd27 күн бұрын

    Amen amen amen zmare meleakti yesmalena xegu yebzhaleki🙏🎉❤

  • @betimeles4842
    @betimeles484228 күн бұрын

    ዝማሬ መልኣኽት የስማዕልና ዘማሪት ሄርሜላ ሓፍትና ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ይባርኸልኪ🙏🙏🙏🙏❤❤❤

  • @SimonHabtemariam-qc4yj
    @SimonHabtemariam-qc4yj28 күн бұрын

    ሄረይ ዝማረ መላእክት የስማዓልና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Brhaney_eki.dngl.adey.
    @Brhaney_eki.dngl.adey.27 күн бұрын

    zemarie melakti yesmalna zemarit heruu amlak xegeu yebzhalki bertie amlak ❤❤❤❤😍🙏

  • @samishikor
    @samishikor26 күн бұрын

    Amlek xego yebzhlkm deqi orthodox tewahdo ❤❤❤🙏🙏🙏

  • @AyeneTsegay-tg4mm
    @AyeneTsegay-tg4mm24 күн бұрын

    kal hiwet yasemalna burktey

  • @mewaelhaile201
    @mewaelhaile20128 күн бұрын

    Zmare melakti ysmalna amlak xegu yebzhalkum ❤

  • @tsarkangebremeskel6947
    @tsarkangebremeskel694723 күн бұрын

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላአክት የስመዐልና😢😢😢አብቤቱ የፅንዕንኪ ክብርተ❤

  • @fkreysinu8169
    @fkreysinu816923 күн бұрын

    Heruye brkti zmari melakt ysmaelna 🙏❤️🙏❤️🙏❤️🙏❤️🙏❤️🙏❤️🙏❤️

  • @user-eu6vo2zj9p
    @user-eu6vo2zj9p27 күн бұрын

    ዝማሬ መልኣኽቲ የስምዓልና ንዓኹም ከኣ ጸግኡ የብዘሓልኩም

  • @maranatae
    @maranatae27 күн бұрын

    Zemarie Melakti yesmealna🙏✝️❤️am so proud of you ladies because even the lyric of this mezmure is lady. So keep it up all the great job well done everyone but mostly hermela and rahwa 🤍🇪🇷

  • @merytekeba56
    @merytekeba5619 күн бұрын

    Thank you for the English subtitles, May God bless you with more abundance.

  • @HienokGebremedhn-pe4ml
    @HienokGebremedhn-pe4ml27 күн бұрын

    ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ሑሩ ሓብተይ ጸግኡ የብዛሕልኪ ፡ነቲ ነዚ ክትዝሙሩ ዘብቅዓኩም ሉዑል እግዚኣብሄር ኣምላክ ምስጋና ይኩኖ፡🙏🙏🙏♥️♥️♥️

  • @ammorning.5984
    @ammorning.598426 күн бұрын

    Azyu buzh tedelti eyu. Kulatkum wehbetkum ezkum mexikum des zebel eyu emo kexlwo knxbe ena more from you guys ❤❤❤

  • @user-ig9zd7pe2u
    @user-ig9zd7pe2u28 күн бұрын

    እንቓዕ ብሰላም መጻክና ሄሩ ሓፍተይ ናይ ኣጎልጎትኪ ዘመን ይባርክ

  • @yohanakiflemichael9556
    @yohanakiflemichael955628 күн бұрын

    Birkitiy, tiemti, turgum zelewo mezmur. Amlak ybarki.

  • @yowhanamail7100
    @yowhanamail710026 күн бұрын

    Zmareye melakt yasemalena Sisterey Edmen Tenan yhabki fetari 🙏🙏🙏🙏🙏💖💖❤❤❤❤

  • @adenilfu2166
    @adenilfu216621 күн бұрын

    Amen amen amen zemare melakt yemalena kebertey haftey ❤❤❤❤❤❤

  • @user-bj8ix9zl7m
    @user-bj8ix9zl7m23 күн бұрын

    መልክዕኺ ጽቡቅ፣ መዝሙርኪ ጽቡቅ፣ ድምጽኺ ጽቡቅ፣፣ ብርትዕዕዕዕ በልለይ ብስም ኢየሱስ፣፣

  • @hermela376
    @hermela37626 күн бұрын

    Heritey as always Tum mezmur !kulkum ahwat behaki thank you nana zmles mezmur ktsrhu amlake kidusan kulu gzie msakum ykun🙏🏻❤️Zemare melaket yesmalna 🥰

  • @user-yu9nf7no6f
    @user-yu9nf7no6f28 күн бұрын

    ኣብ ዓይና ኢዩ ቃላ ኣብ ዓይና ዩ መልሳ ኣቦየ ነዒንተይ እሞ ርኣየን ዝመሃርካየን ፍቅሪ ኣሎ ኣብኡ ይረአ ተስፋ ኣለወን ብምሕረትካ ኣቦየ ❤😢 ዘይትጠቅም ኢሎማ ከመይ ኢላ ዛ ጽይፍቲ ናብ ጎይታ ትቀርብ ዘይፈለጡ ብዙሕ ዝተሓድገሉ ብዙሕ ከም ዘፍቅር

  • @deborahticabo5289
    @deborahticabo528928 күн бұрын

    ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ተባረኺ ሄሪ ሓፍተይ❤

  • @YohannesFshatsion
    @YohannesFshatsion27 күн бұрын

    Zmarie melaikt yesmealna heru haftey xegu yebzehalki trbareki ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @semherfili3311
    @semherfili331124 күн бұрын

    Amlak ybarkum xega ableli xega ybzhalkum agelglotkum bgoyta eyesus ybarek ❤❤❤

  • @Berhan185
    @Berhan18528 күн бұрын

    Endless blessings to all mezmiran. Your collective and united work is a Blessing ❤❤❤

  • @sabayohhanesandemichaelsab2660
    @sabayohhanesandemichaelsab266028 күн бұрын

    Am so honored you shared this with me and so impressed by you may GOD BLESS YOU HEREY 🙏🙏🙏

  • @ghrmaylemlem8863
    @ghrmaylemlem88634 күн бұрын

    ሎሚ እየ ሰሚዒያ ብጣዓሚ መንፈስካ ትሕድስ መዝሙር ፡ዝማሪ መላእኽት የስማዓለይ ቡሩኻት ይሕወተይ ኩሉ ሂወትኩም ቡሩኽ ይኹን፡ኪዳነ ምህረተይ ዋሕስኩም ጽላልኩም ትኹን

  • @ghirmayandebrhan1370
    @ghirmayandebrhan137023 күн бұрын

    Kal hiwet yesmealna brukateyyy❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ tewahdo nzelalem tnberelna❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @terhastk
    @terhastk28 күн бұрын

    Zemare melakti yesmealna🙏 ezia megdlawit nebsna bqieti ygbra semeyawit mngstu ktwris❤

  • @user-gn4ut4db8y
    @user-gn4ut4db8y28 күн бұрын

    Zemareya melikete yesmalna keberte haftna texagu yebzhalki egzabehar❤❤❤🙏

  • @YotamAmonEfrem
    @YotamAmonEfrem5 күн бұрын

    I love your work good mazmur ortodoxs. And please continue your voice is very good so you have to use it to appreciation gad❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @askalutesfazgi4535
    @askalutesfazgi453528 күн бұрын

    Zemare malket yesmalna haftey natey ❤❤❤

  • @andomngusse9877
    @andomngusse987726 күн бұрын

    🙏🙏🙏❤️❤️❤️Zmarie melakte yesmana

  • @TesfaMariyam-qn2fi
    @TesfaMariyam-qn2fi28 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤ እንዴት ደስ ዝብል መዝሙር ነው ❤❤❤❤

  • @user-hv9vp8yx8f
    @user-hv9vp8yx8f28 күн бұрын

    Zmare melakit yesmalgna Heruye ❤❤❤

  • @silvanaalazar6045
    @silvanaalazar604528 күн бұрын

    Heruye zmarie melaikt yesmealna fkirti haftey❤❤❤ I LOVE U❤❤❤

  • @LuwamIsaias
    @LuwamIsaias28 күн бұрын

    Well came heritey zemare melakt yesmalna ❤❤❤❤❤❤❤

  • @Asmara-oneEri
    @Asmara-oneEri25 күн бұрын

    Zmarie Melaekt Yesmealna kbrti haftna❤❤❤...teemti mezmur🙏🙏🙏🌹

  • @Michael-Gher
    @Michael-Gher28 күн бұрын

    ዋውው ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልኪ ሄሪየ🥰 ደስ ትብል መዝሙር ራህዋ ሓፍትና ካኣ ንፍዕቲ ቀጽልዮ ❤❤❤

  • @user-hn2mh5bj7f
    @user-hn2mh5bj7f17 күн бұрын

    Amen amen amen❤🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @AngesomMesfin
    @AngesomMesfin27 күн бұрын

    ኣሜን ዝማረ መላእኽቲ የስመዓልና❤❤❤🎉🎉🎉

  • @Mikiyas-my7wg
    @Mikiyas-my7wg24 күн бұрын

    ቃለሂውት ይስማዓልና ሄርሚ መአረዬ

  • @Danityemane
    @Danityemane26 күн бұрын

    Zemar melkakti yesmalna,heru hafaty xegu yebzhalke fetari 🙏🙏🙏🙏

  • @eri360media
    @eri360media28 күн бұрын

    ዝማረ መልአከት ያሰማልን❤❤❤❤

  • @mchaeltesfu-or7gl
    @mchaeltesfu-or7gl27 күн бұрын

    እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዘሕልኪ ❤❤❤ ፍትዊቲ ሓፍተይ ❤❤❤

  • @Jesus_is_the_good_shepherd_27
    @Jesus_is_the_good_shepherd_2726 күн бұрын

    ሕይወትኪ ብጐይታ ኢየሱስ ይባረኽ።❤👏

  • @user-vb6qq9jy2z
    @user-vb6qq9jy2z18 күн бұрын

    ❤❤❤xegeu yebzhalki Haftey nty 🙏🏿🙏🏿🙏🏿

  • @semeremahretab4099
    @semeremahretab409919 күн бұрын

    Amen Amen Amen 🙏 ❤ zimare melkati yesmealna ❤

  • @danaitkflom2341
    @danaitkflom234127 күн бұрын

    Zmarie melakt yesmalna heru haftey xegu ybzhalki ❤🙏🙏

  • @user-zz7vo4et5f
    @user-zz7vo4et5f28 күн бұрын

    Aseyyy brkiti haftey zmarie melaekti yesmaelna❤️❤️❤️❤️❤️

  • @user-bc5ib2yr4o
    @user-bc5ib2yr4o19 күн бұрын

    Amen zemrya mallet yesmlna my sweet🥰🥰🥰 sister I can't stop listening all God bless you all🥰🥰🥰

  • @slam0419
    @slam041927 күн бұрын

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና 👏👏👏

  • @ElenTesfay-ms5de
    @ElenTesfay-ms5de27 күн бұрын

    Amen(3)Zmarie melaekti yesmalna haftey 🙏🙏❤❤❤️❤️

  • @filmonokbay4704
    @filmonokbay470427 күн бұрын

    Zemarie melakti yesmealna nekulatkum amlak Ab betu yenberkum

  • @arsemamengstu9580
    @arsemamengstu958027 күн бұрын

    Zmare meleakti yesmealna 🙏

  • @evengebru2712
    @evengebru271228 күн бұрын

    🙏መሓሪ ኢየሱስ ሓጥያተይ ትሰሪ ኣዳውካ ዘርጊሕካ ኣቂምካኒ ኣብ ክብሪ🙏 ዝማሬ መላእክት የስምዓልና

  • @FnanTumzghi
    @FnanTumzghi26 күн бұрын

    Eza megdelawit nebsey ab ayna eyu hayla ab ayna eyu qala ab ayna eyu hayla nbata afsisa ttmt btesfa[2] btaemi temti mezmur xegu yebzhalki goyta brkti haftey🙏🙏🙏💒💒💒

  • @user-zq7cf4vo4j
    @user-zq7cf4vo4j17 күн бұрын

    Amen(3) zmare melakti yamalena zhaftey🙏🏻

  • @rain-drop..
    @rain-drop..27 күн бұрын

    Welcome heruye mkrtiiii

  • @user-oj2zs7if8k
    @user-oj2zs7if8k28 күн бұрын

    ዝማሬ መላእክቲ የስምዐልና ❤❤❤

  • @user-bf9bk1sv2e
    @user-bf9bk1sv2e28 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @henokhh8991
    @henokhh899114 күн бұрын

    amen amen amen 🙏

  • @JemBer-hm4ik
    @JemBer-hm4ik28 күн бұрын

    ዝማሬ መልእክት የስመዕልና🎉❤

  • @MieronKbretOsteranggymnasietSP
    @MieronKbretOsteranggymnasietSP27 күн бұрын

    zmarie melaekti yesmalna

Келесі