ዕፀሳቤቕ TV: Zemari Bereket Tikue - EGZIABHER Collection Non Stop Mezamur: Orthodox Tewahdo Mezmur 2022

Музыка

Zemari Bereket Tikue , Dn Taame Segid , Dn Brhane Fesehaye, Dn Filmon Yebyo , Zemari Yohanes Selemon, Zemari Kiflom Meles and Zemari Tedros Grmay : Orthodox Tewahdo Mezmur 2021
Mariam Non Stop : Orthodox Tewahdo Mezmur 2022: • ዕፀሳቤቕ TV: Dngil Mariam...
Mariam Non Stop : Orthodox Tewahdo Mezmur 2022 : • ዕፀሳቤቕ TV: Zemari Berek...
1. Kieleki Zemari - Abel Semerab : • ዕፀሳቤቕ TV: Kelileki (ከዕ...
2. Mariamey - Zemerti Bereket Tikue and Meri Alem : • ማርያም - Kab Maamuk Lbey...
3. XION : Zemarit Milka Bitew
4. Temelisuley : Zemarti Bereket Tikue and Milka bitew:
Mdhanka Delye
5. Kidane Mhret: Zemari Bereket Tikue
6. Fluy Yu Xegaki Zemari Dn. Biniam Kiros : • ዕፀሳቤቕ TV: Mariam FLUYU... Mekdem
7. Msgana Kewxie - Dn Filmon Yebyo : • ዕፀሳቤቕ TV: Msgana Kewxi...
8. Selam Lechi - Dn Biniam Kiros : • ዕፀሳቤቕ TV: SELAM LECHI ...
9. Mudaye Fikir - Dn Filmon Yebyo : • ዕፀሳቤቕ TV - MUDAY FKRI ...
10. NIE MARIAM (ንዒ ማርያም) : • ዕፀሳቤቕ TV - NIE MARIAM ...
Bereket Tikuwe Non Stop :
1. MARYAM (ማርያም) : • ማርያም - Kab Maamuk Lbey...
iTunes: itunes.apple.com/album/id14481...
Apple Music : itunes.apple.com/album/id/1448...
2. KEYARI TARIKEY (ቀያሪ ታሪኸይ): • ዕፀሳቤቕ TV: KEYARI TARIK...
iTunes: itunes.apple.com/album/id14481...
Apple Music : itunes.apple.com/album/id/1448...
3. B TIMKETKA (ብጥምቀትካ): • ዕፀሳቤቕ TV - B TIMKETKA ...
4. DEBESEY(ደበሰይ) : • ዕፀሳቤቕ TV: DEBESEY(ደበሰይ...
5. BEALTI XELOT (ባዓልቲ ጸሎት) : • ዕፀሳቤቕ TV: BEALTI XELOT...
6. GUNDI WEYNI (ጉንዲ ወይኒ) : • ዕፀሳቤቕ TV: GUNDI WEYNI ...
7. ADE EYESUS (ኣደ ኢየሱስ) : • ዕፀሳቤቕ TV - ADE EYESUS ...
8. BETI HAILI : (በቲ ሓይሊ ዝህበኒ) : • ዕፀሳቤቕ TV - (በቲ ሓይሊ ዝህበ...
9. TELEMEN (ተለመን): • ዕፀሳቤቕ TV -TELEMEN (ተለመ...
#Debeseymezmur #EritreaorthodoxTewahdo #EthiopiaOrthodoxMezmur
Subscribe • ዕፀሳቤቕ TV: KEMEYLEMO: O...

Пікірлер: 1 000

  • @solifitu6501
    @solifitu6501 Жыл бұрын

    ኹቡር ሓወይ ዘማሪ በረኸት ትኩእ እንታይ ኢለ ከም ዝጽሕፍ ኣይፈልጥን መዛሙራትካ ክሰምዕ ከለኹ ሰላም ይስምዓኒ ተስፋ ይገብር ንኣምላኸይ ካኣ እንዳ ነባዕኩ የመስግኖ ይቅሬታ ይሓቶ ክርድኣኒ ዘይክእል ሩፍታ ይስምዓኒ.....🙏ካብ ልበይ የመስግነካ ስለቲ ፍቅሪ መዝሙር ክህልወኒ ዝሓገዝካኒ, እግዝኣቢሄር ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ ድንግል ማርያም ምሳኻ ትኹን።🙏🥰

  • @henokdesale2615

    @henokdesale2615

    11 ай бұрын

    well said may God bless you

  • @mekonendolar9606

    @mekonendolar9606

    7 ай бұрын

    Bhaki wehabi tesfa♥️✝️👏

  • @msganaafewerki

    @msganaafewerki

    6 ай бұрын

    Amen❤

  • @Lifeishardwork

    @Lifeishardwork

    5 ай бұрын

    ❤❤❤ Amen Amen Amen

  • @Berekesenayt

    @Berekesenayt

    2 ай бұрын

    How to 😮😮😅😊😊

  • @abebaabraham8227
    @abebaabraham8227 Жыл бұрын

    ኢትዮጵያዊት የቅድስት የኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖት ተከታይ ነኝ:: ብዙም ቋንቋውን ልቅም አድርጌ ባልሰማውም እጅግ ጥዑም መዝሙር ስለሆለ ደስስስስ እያልኝ አደምጠዋለሁ:: ዝማሬ መላእዕክት ያሰማልኝ

  • @shewitsium5514

    @shewitsium5514

    6 ай бұрын

    የኔ ህእት ወይ ወንድም ❤ስጀመር ኮ ኣንድ ነኝ ሰው ነው የምለየን ኣደለም እኔ ኤርትራዊት ነኝ ብሆንም ኣማርኛ እንዳንቺ ይሰማለሁ ምን ምሰለሽ ብስላሴ ፊት ኣንድ ነኝ በተለይ 🇪🇷❤🇪🇹የማርያም ኣስርስት ሃገር ነኝ እንወዳላቹዋለን ሰላም ፍቅር ይጠን ፈጣሪ።

  • @abebaabraham8227

    @abebaabraham8227

    6 ай бұрын

    @@shewitsium5514 እሜን እህትዓለሜ

  • @user-we3xy6db9h

    @user-we3xy6db9h

    3 ай бұрын

    ​@@shewitsium5514🙏🙏🙏🙏☝☝👏✋👆🚶👐💪👐

  • @MgbeyMgbey

    @MgbeyMgbey

    Ай бұрын

    ስብስክራይብ ታሕብብሩን ክብርት አሕዋተይ🍀🍀👏👏👏🌿🌿❤❤❤❤❤❤

  • @SemifaShishiy

    @SemifaShishiy

    12 күн бұрын

    G I TC h 5th 9pmAf​@@shewitsium5514

  • @gemeleyentertainmentchannel
    @gemeleyentertainmentchannel10 ай бұрын

    አየ ሐወይ ናተይ መዝሙርካ አብ ማዓሙቅ የእቲዩኒ ዉሽጢ ልብኻ ዝቅስቅስ ብፍለይ መዛሙራትካ በረኸት ሐወይ ክሰምዖም ከለኹ ንብዓት ይስዕረኒ ባህታ ልቢ ድማ ይፈጥረለይ ንበረልና ጥዕና ይሀብካ ምስ ፋሚልኻ ንበረልና ኩቡር ሐወይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰

  • @MgbeyMgbey

    @MgbeyMgbey

    Ай бұрын

    ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ክብርተይ❤❤❤❤❤❤👏👏👏🌿🌿🍀🍀🍀

  • @mihretassefa7894
    @mihretassefa7894 Жыл бұрын

    ሙሉ ተርጉሙ ባይገባኝም አንድ የምሰማት አማርኛ ነፍሴን ታረሰርሰዋለች ጌታ ኢየሱስ አብዝቶ ይባርክህ😭😭

  • @user-hn9sn9wu3n

    @user-hn9sn9wu3n

    9 ай бұрын

    ታራከን ቀያሪ መዝሙር ነው😊

  • @MgbeyMgbey

    @MgbeyMgbey

    Ай бұрын

    ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ክብሩት ኡሕዋተይ💖💖💖💖💖💖👏👏🌿🍀🍀🍀

  • @titigaltigray7118
    @titigaltigray7118 Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላኣክቲ የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ ክቡር ሓዉና ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረከልካ✝️🌺❤️🤲❤️🤲🌺

  • @fnansemereab3099

    @fnansemereab3099

    Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና በሬ ሃወይይ

  • @rodaskidane5094

    @rodaskidane5094

    Жыл бұрын

    J I k(k . B. IPlayerpm

  • @MgbeyMgbey

    @MgbeyMgbey

    Ай бұрын

    ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ክብርት አሕዋተይ👏👏👏🌿❤❤❤💖💖💖💖💖

  • @hiwi2141
    @hiwi2141 Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዐና👏 ኣነስ ኩሉ መዝሙራትካ ሰሚዐ ዘይፀግቦ ፀግኡን በረከቱን የብዝሐልካ ዝሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላኽ ኣቤቱ የንብርካ🙏🙏🙏❤🥰🥰

  • @hiwi2141

    @hiwi2141

    11 ай бұрын

    @Kerar Kerae 👏❤

  • @MgbeyMgbey

    @MgbeyMgbey

    Ай бұрын

    ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ክቡርት ኡሕዋተይ👏👏👏🌿🌿🌿🌿❤❤❤

  • @user-yq5bs6zu7b
    @user-yq5bs6zu7b Жыл бұрын

    ❤❤ክብርን ምስገናን ንቅድስት ስላሴ ኣጋእዝቲ ኣለም።❤❤ክብርን ምስገናን ንመድሓኒናን ጌታና እዮሱስ-ክርስቶስን❤❤ክብርን ምስገናን ንቅድስት ድንግል ማርያም ወላዲት ኣምላክ ❤❤ክብርን ምስገናን ንኩሎም መላእክትን ጻድቃናትን ሃወርያትን ቁዱሳናትን ይኩን ንዘለልእለም ንዘተ-እለት ። ኣሜን(3) መዝሙረ መላእክቲ የስማዓልና። ❤❤ኣሜን(3) እሰይ ክንደይ ደስ ክብል መዝሙር ሰሚዕካ ዘይጽገብ ጽገኡ የብዛሓልኩ ም ኩቡራት ኣሕዋትና ደስ ክብል ደስ ክብል እዚ መዝሙር ለይትን ቀትርን ሰሚዕካ ዘይጽገብ ። ተመስገን ❤❤

  • @MgbeyMgbey

    @MgbeyMgbey

    Ай бұрын

    ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ክብርተይ🌿🌿🌿❤❤❤❤❤❤

  • @eyerussgselema9592
    @eyerussgselema9592 Жыл бұрын

    አሜን(3)🙏 መድሃኒአለም አቦይ ይሓልወና በደልና ሓጥያትና ይቅረ ይበልና😭

  • @alemasfaha9870

    @alemasfaha9870

    Жыл бұрын

    Qala amlak ysmalen

  • @MgbeyMgbey

    @MgbeyMgbey

    Ай бұрын

    ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ክብርተይ❤❤❤❤❤

  • @helenhabtegergish7438

    @helenhabtegergish7438

    Ай бұрын

    Amen amen amen

  • @mehariredei4695
    @mehariredei4695 Жыл бұрын

    ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ክቡር ሓውና ጸጋበረከት የብዝሓልካ "ከም ስምካ በረከትካ ይብዛሕ

  • @lemlemlemlem-bz8lo

    @lemlemlemlem-bz8lo

    Жыл бұрын

    Buruk kem shimka amlak israel yhalka zzareb lsanka yebertoeyo

  • @MgbeyMgbey

    @MgbeyMgbey

    Ай бұрын

    ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌿❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🌿🌿💖💖

  • @jge7tye640
    @jge7tye640 Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ልዑል ፈጣሪ ፀጉኡ የብዘሐልካ ዘማራይ በረከት ትኩእ ሰሚዐ ዘይፀግቦም መዛሙርካ ብጣዕሚ እዮም ዝሙሱጡኒ ኣምላከይ ቃልካስ ክጥዕም👏

  • @FidelDM2007

    @FidelDM2007

    Жыл бұрын

    Amen amen amen zmare melkty yesmalna egzabher xegu yebzehalka mezemer hawena bhaki lebi ztenkef mezmur

  • @MgbeyMgbey

    @MgbeyMgbey

    Ай бұрын

    ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ክብርተይ🍀👏👏👏👏🌿🌿🌿❤❤❤❤❤❤❤💖💖💖

  • @user-ty8sl5fl3y
    @user-ty8sl5fl3y5 ай бұрын

    😭😭😭ኣሜን ኣምላኽ ኣቦይ ምሓረኒ 🙌ኣሕዋተይ ኣብ ጾሎትኩም ዘኩሩኒ ናይ ምዉላድ ዓቕምኺ ትሑት ኣሎ ተባሂለ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @luwamtekleab-yz7cz

    @luwamtekleab-yz7cz

    5 ай бұрын

    Xelot qudusan 🙏🙏🙏 haftey natey...ajoki amlak alo msaki berti'i

  • @user-ty8sl5fl3y

    @user-ty8sl5fl3y

    5 ай бұрын

    ኣሜን 🙌😢

  • @solianaabraha7802

    @solianaabraha7802

    2 ай бұрын

    Maryam byemana tidahseski zihaftey🙏🏾

  • @mewaeldaniel6223

    @mewaeldaniel6223

    2 ай бұрын

    Egziabher amlak entay yseano ajoki ndngl kea 😢😢😢abzihki lemnya ktrhrhalkiya nab fqur weda ktlmnelkiya

  • @yorsalemmebrahtom539

    @yorsalemmebrahtom539

    Ай бұрын

    Xelot qudsan zahftey 😢Amlak yabi kabtom zbelki ajoki ❤

  • @dadadadadada9100
    @dadadadadada9100 Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእኽት የስመዐልና ክቡር ሓውና በረኸት ትኩእ ዘመንካ ይባርኽ ኣምላኽ

  • @MgbeyMgbey

    @MgbeyMgbey

    Ай бұрын

    ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ክብርተይ🌿🌿👏👏👏❤❤❤❤❤💖💖💖💖💖❤❤

  • @hanayemaryamlij
    @hanayemaryamlij Жыл бұрын

    ዝማሬ መላእክቲ የሰምዓልና አሜን 👏👏👏👏🙏🙏🙏🙏

  • @zaydgalhadush6948
    @zaydgalhadush6948 Жыл бұрын

    እግዚኣብሄር ሓያል እካ ሓያል እካ የለን ዝዋዳደረካ እግዚኣብሄር ቅድስ እካ ቅዱስ እካ የልን ዝመስለካ ኣልፋ እካ ኣምላኸይ ጀማሪ ምንብረይ ኦሞጋ እካ እግዚኣብሄር ደምዳሚ ንጉዕዞይ ሰማይ ብዘይ ዓዲ ምድሪ ብዘይ ሰረት እግዚኣብሄር ሓያል እካ ሓያል እካ የለን ዝዋዳደረካ እግዚኣብሄር ቅድስ እካ ቅዱስ እካ የልን ዝመስለካ

  • @MgbeyMgbey

    @MgbeyMgbey

    Ай бұрын

    ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ💖💖💖💖💖💖

  • @user-gq5gx4iq9c
    @user-gq5gx4iq9c Жыл бұрын

    ብሓቂ ዝማሬ መላእኽት የስመዐልና ዘማሪ በረኸት ሓወይ ልቢ ዘረስርስ መዝሙር💚💚💚

  • @asmeretestifanos8131

    @asmeretestifanos8131

    Жыл бұрын

    ዝማሬ መላእኸት የሰመዐልና በሐቂ ደሰ ዘበል

  • @semiragere4105

    @semiragere4105

    Жыл бұрын

    zmere meleakati yesmeana 🙏❤️

  • @Jsvsg-jm6vy

    @Jsvsg-jm6vy

    Жыл бұрын

    ​@@asmeretestifanos8131 wwe4gdddwwea ❤😊

  • @user-tc9yl8zt2d

    @user-tc9yl8zt2d

    7 ай бұрын

    ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና። እታ ብመደብ ክትበርስን ክትዓኑን ዝፈረድዋ ኣደና ቅድስቲ ቤተክርስትያን ዳግም ብዝሓየለ ትዉለድ ከም ዘላ ዘበስር መዝሙር እዩ። ነቶም ዘመርቲ መንፈስ እግዚኣብሄር ወሲኹ ይብዝሓልኩም። ብዙሕ ሰራሕኩም ከኣ ንጽበ።

  • @mizanmasho2667

    @mizanmasho2667

    7 ай бұрын

    @@semiragere4105 7p

  • @weinikeflab7910
    @weinikeflab79105 ай бұрын

    😢ልቢ ዘረስርስ መዝሙር መዘምር በረኸት ሓወይ ዝማሬ መላእኽቲ የስማዓልና ናይ ኣገልጉሎት ዘበንካ ይባረኽ ብሩኽ ሓወይ 🙏🙏🙏

  • @MgbeyMgbey

    @MgbeyMgbey

    Ай бұрын

    ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ❤❤❤❤❤👏👏👏👏❤❤❤

  • @mihretefremand0m773
    @mihretefremand0m773 Жыл бұрын

    ዝማሬ መላእክት የስምዐልና አሜንንን

  • @freweyniqeleta4013

    @freweyniqeleta4013

    7 ай бұрын

    Amen amen amen 🙏

  • @senaitgebremedhin7460
    @senaitgebremedhin7460 Жыл бұрын

    ❤እግዚአብሔር ይመስገን ❤ እልልልልልልልልል እልልልልልልልልል እልልልልልልልልል አሜን (3) ዝማሬ መላእክት የስመዕልና.እመቤታችን ቅድስት ድንግል ማርያም ጥላ ከለላ ትሁናችሁ 🌷🙏🌷🙏🌷🙏

  • @medilove9633
    @medilove96339 ай бұрын

    ደስ ዝብል መዙሙራት በረከተይ😢😢 ኣምላኽ ኣቦይ ናብ መንገድኻ ምሪሐን ካብ ሓጥያት ኣናግፈኒ 😢😢😢🙏

  • @MgbeyMgbey

    @MgbeyMgbey

    Ай бұрын

    ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ክብርተይ❤❤❤❤❤❤❤🍀🍀🌿🌿🌿💖💖💖

  • @user-hn9sn9wu3n
    @user-hn9sn9wu3n Жыл бұрын

    ቀያሪ ታራኸይ ኢየሱስ💚🌄⛪ ዝማሬ መላእኽቲ የስምዐልና⛪

  • @rishant9980
    @rishant9980 Жыл бұрын

    ጥዑም ዝማሬ ጸጉኡ የብዝሐልካ ንዐይሲ ዝማሬካ የንብዐኒ እዩ ክብርን ምስጋና ንመድሀኒ አለም ይኩን አሜን

  • @MgbeyMgbey

    @MgbeyMgbey

    Ай бұрын

    ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ💖💖💖👏👏👏🌿🌿🌿🌿

  • @asterlibsu3461
    @asterlibsu3461 Жыл бұрын

    ኣሜን ❤❤❤ ኦርቶደክስ ንዘልኣለም ትንበር🙏🙏🙏

  • @sabashamsabeto8642

    @sabashamsabeto8642

    Жыл бұрын

    Amennnn

  • @tuhetuhe6387
    @tuhetuhe6387 Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላአኽት ያስመዐልና ጽጋኡ ይብዝሓለኽ አግዚእብሔር አምላክ ክብር ብረከት ሓውይ

  • @user-fd6zs4lu7q
    @user-fd6zs4lu7q5 ай бұрын

    እዛ መዝሙር ትግርኛ ሰምዐ ክፀግባ አይከአልኩን ሓውና ዝመሬ መልአክት የሰመዐልና ተባረኽ ንበረልና ካልእ ካዓ ንፅበየካ አለና❤

  • @MgbeyMgbey

    @MgbeyMgbey

    Ай бұрын

    ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ክብርተይ👏👏👏👏🍀❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @danaiteyob7456
    @danaiteyob7456 Жыл бұрын

    እግዚኣብሔር ይመስገን ጸጋ በረከቱ የብዝሓልካ እሁየ ኣነስ ኣይከኣልኩን 😢😢😢😢😢😢❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @MgbeyMgbey

    @MgbeyMgbey

    Ай бұрын

    ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ❤❤❤❤🍀🍀❤❤🌿🌿🌿🌿

  • @user-ji5rd2fb2h
    @user-ji5rd2fb2h5 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር ሓውና በረከት ፀጋ በረከቱ የብዘሐልካ

  • @MgbeyMgbey

    @MgbeyMgbey

    Ай бұрын

    ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ክብርተይ👏👏👏🌿🌿🌿🌿🍀🍀🍀🍀🍀👏🌿❤❤❤❤❤❤

  • @user-le4dq9iv9p
    @user-le4dq9iv9p Жыл бұрын

    ኣሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና🤲

  • @dinakibrom180

    @dinakibrom180

    Жыл бұрын

    Qq

  • @MgbeyMgbey

    @MgbeyMgbey

    Ай бұрын

    ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ክብርተይ👏👏👏👏💖🌿🌿🌿💖💖💖👏👏🍀🍀

  • @ruthmisgun8792
    @ruthmisgun8792 Жыл бұрын

    Amen zemare melakit yesmelna beruk hawey egzabher xega berktu yebzhelka 🙏🙏🙏❤️

  • @FlimonKahday-em3fk
    @FlimonKahday-em3fk Жыл бұрын

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ✝️❤❤❤❣️

  • @ocubaberhe2170

    @ocubaberhe2170

    Жыл бұрын

    Amen Amen Amen zmare melaekt ysmalna agolguletka ybarkelka zemari Bereket hawna.

  • @yordaredae8832

    @yordaredae8832

    Жыл бұрын

    ​ Nun hztg😂😂 war okay ooiiuiijbccrr OP😊😊😊 ob l

  • @letshletsh2637
    @letshletsh2637 Жыл бұрын

    ኣሜን ፀጉኡ የብዘሐልካ ኩቡር ሓውና በርከት አረተደኩስ ተዋህዶ ንዘልኣለም ትንበር 💒💒💒💒💒💒💒✝️✝️❤❤💐💐💐🤲🤲🙏🙏

  • @senaitgebremedhin7460

    @senaitgebremedhin7460

    Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን 🌷🙏🌷🙏🌷🙏

  • @MgbeyMgbey

    @MgbeyMgbey

    Ай бұрын

    ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ክብራተይ❤❤❤❤🍀🍀🍀❤💖🌿🌿🌿🌿👏

  • @kirostesfahans
    @kirostesfahans Жыл бұрын

    ናይ ባሓቂ ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልኩም እግዚኣብሄር ኣምላክ

  • @MgbeyMgbey

    @MgbeyMgbey

    Ай бұрын

    ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ክብርተይ💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖

  • @user-th7mg9dj2f
    @user-th7mg9dj2f Жыл бұрын

    ዝማሬ መላክት ያስመዐልና ጸግኡ የብዝሕ! በረከት ሓወይ እታ አማኑኤል አቦ ምሕረት እትብል ንስካ ድካ ዘሚርካያ ድምጻካ ንስካ ኣይትመስልን ኢለ እየ

  • @martamogos5709

    @martamogos5709

    Жыл бұрын

    ዘመርቲ 3 እዮም ዘበረከት ፣ዘ ዳንኤል፣ዘ ሳንድሮ እዮም ግጥሚ ዘ ድ/ን ጠዓመ ሰጊድ እዩ ። ዜማ ከኣ ዘማሪ በረከት ትኩእ

  • @tekleyemane1156
    @tekleyemane1156 Жыл бұрын

    ጥዑም""ዝማሬ፤ ብሩኽ/ሓው፤፤ ናይ ኣጎልጉሎት" ዘመንካ፡ ይባረኽ/ኣሜን*🙏

  • @absarakbreab-ci3df

    @absarakbreab-ci3df

    Жыл бұрын

    Amen 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏

  • @rutahayle4562
    @rutahayle4562 Жыл бұрын

    amlak mieniti dingil marym ab timexie mengisitu yizekirena🤲

  • @MgbeyMgbey

    @MgbeyMgbey

    Ай бұрын

    ስብስክርይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌿🌿👏👏👏👏👏👏👏

  • @auanyway2275
    @auanyway22758 ай бұрын

    አሰይይይይ እልልልልልል ዝማሬ ኩሎም ኣማልክት ያስማልን።✝️🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰👏👏👏💖💖💖🤲🤲🤲💝💝💝

  • @elsaokbay7289
    @elsaokbay7289 Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላአኽቲ ይስማዓልና ሓውና በረኸት ናይ ኣጎልጉሎት ዕድሜኻ ይባርኽ

  • @lamiyabala9897
    @lamiyabala9897 Жыл бұрын

    Amen Amen Zemare Melakit Yesmelna beruk hawey egzabher xega barktu yebzhelka🙏🙏🙏👏

  • @tiegestiandexen5472
    @tiegestiandexen5472 Жыл бұрын

    ዝማሬ መላኢክት የስማዓልና ናይ ኣጎልግሎት ዘመንካ ይባርከልካን ይቀድሰልካን ተስፋይ ኣብኡ ዘሎ ትብል መዝሙር ናትካ ድያ

  • @nasserllrshdee7021
    @nasserllrshdee7021 Жыл бұрын

    ፀጋ በረከቱን ያብዛላችሁ ❤❤❤❤ ተዋሂዶ ለዘለዓለም ትኑር ❤❤❤❤

  • @hihi-gy8zz

    @hihi-gy8zz

    Жыл бұрын

    Amenn

  • @user-xk7if5pn4t

    @user-xk7if5pn4t

    Жыл бұрын

  • @user-xk7if5pn4t

    @user-xk7if5pn4t

    Жыл бұрын

    ።፡፡፡።ቸቸ

  • @user-xk7if5pn4t

    @user-xk7if5pn4t

    Жыл бұрын

    ።፡።።ደደደ

  • @user-xk7if5pn4t

    @user-xk7if5pn4t

    Жыл бұрын

    ።ቸ

  • @user-ol4yw5sx6l
    @user-ol4yw5sx6l11 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ዝማሬ መላእክት የስመዕልና ደጋጊምካ ስሚዕኻ ዘይፅገብ መዝሙር ብሓቂ ፀጋ አብ ልዕሊ ፀጋ ይብዘሐልካ ልዑል ፈጣሪ ኹቡር ሓውና

  • @dengeleyadefeqri9989
    @dengeleyadefeqri9989 Жыл бұрын

    Amen (3)zemare melaekti yesmealna Orthodox tewahdo nezelalaem tenber tedelti yu ko tewahdo mekan ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @MgbeyMgbey

    @MgbeyMgbey

    Ай бұрын

    ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ❤❤💖💖💖🌿🌿👏👏👏👏

  • @amlesetyebyo3433
    @amlesetyebyo3433 Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዘማር መላክት የስማልና 🙏🙏🙏

  • @MgbeyMgbey

    @MgbeyMgbey

    Ай бұрын

    ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ክብርተይ💖💖💖

  • @shewitghilai2405
    @shewitghilai24059 ай бұрын

    Zemerie melaekiti ysmaona hawna diyakon breket amlak xegu yebzhalka

  • @Teki1926
    @Teki1926 Жыл бұрын

    ኣሚን ኣሚን ኣሚን ኣምላክናን መድሐኒናን ክርስቶስ ዝተመስገነ ይኩን።ብጣዕሚ ደስ ዝብል ሂወት ዘዝውርእ ዩ

  • @Nino6949
    @Nino6949 Жыл бұрын

    AMEN AMEN AMEN, kibrin misganan neti kubur goytayn medhaniyeyn yikun. zimare melakt yesmialna.

  • @mulugetatewelde1187
    @mulugetatewelde1187 Жыл бұрын

    ዘማሪ በረኸት ኣምላክ ይሓልካ!! ድምጺ ሃይማኖትና ኢካ እሞ በርትዕ

  • @solomondemissie4843
    @solomondemissie4843 Жыл бұрын

    ኢትዮጵያዊ ኦርቶዶክስ ነኝ ሙሉ ለሙሉ ቋንቋውን ባልረዳውም ደስ ብሎኝ ነው ምሠማው ....ድንቅ ዝማሬ ነው እግዚአብሔር ፀጋውን ያብዛላችሁ ❤❤❤❤

  • @mikalmicheal

    @mikalmicheal

    Жыл бұрын

    Amen wendemachin ❤️❤️❤️🇪🇷

  • @biniamhagos5588

    @biniamhagos5588

    Жыл бұрын

    Üü

  • @aidaghebrekrstos1418

    @aidaghebrekrstos1418

    Жыл бұрын

    Amen Amen ❤❤❤❤

  • @yordanosghebriel429

    @yordanosghebriel429

    Жыл бұрын

    ​@@aidaghebrekrstos1418 ø`m2x2222⁹0æp7😊i

  • @selemawitkahsay9283

    @selemawitkahsay9283

    Жыл бұрын

  • @user-mw3fh6sp9m
    @user-mw3fh6sp9m Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ ኣምልክ የስመዐና 🙏🙏🙏💒💒💒💒💒💗

  • @gabrielhaileyesus3026
    @gabrielhaileyesus3026 Жыл бұрын

    ዝማሬ መላእክት ያሰማልን ውድ ወንድማችን ብሩክ ነህ።

  • @fusfv877
    @fusfv877 Жыл бұрын

    ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣሜን 🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲👏👏👏👏👏👏👏👏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @MgbeyMgbey

    @MgbeyMgbey

    Ай бұрын

    ስብስራይብ ታሕብብርኒ ዝያድ❤❤❤❤❤

  • @user-ws7pk2sz2y
    @user-ws7pk2sz2y7 ай бұрын

    ዝማሬ ምላኣክት የስመዐልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ሓውይ ፀጉኡ ይብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ♥🙏

  • @user-hq6qn1dx9b
    @user-hq6qn1dx9b8 ай бұрын

    Orthodox etihibenelu wulud eka mezmurka nay behaqi menfeska zehedis fqri amlak zimihr qudus mezmur eyu.hawey gn xelot abzih ferihelka diyablosn seabtun kygoduka.miEmenan n abotatnan dima ab xelotkum zekuruwo.fiqrn haylin Egziabiher gaytan a misaka ykun.❤

  • @nazeratehagos4279
    @nazeratehagos4279 Жыл бұрын

    እግዚአብሔር ይባርካ ሐው በረከትአሜን ፀጉኡ የብዝሐልካ 🙏🏾🙏🏾🙏🏾💖🌹🕊✝️

  • @zemenaygashu

    @zemenaygashu

    Жыл бұрын

    Egzabher ytebkachihu

  • @makdaio829
    @makdaio829 Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ድያቆን ሓውና

  • @MgbeyMgbey

    @MgbeyMgbey

    Ай бұрын

    ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ❤❤❤❤👏🍀🍀💖🌿🌿🌿🌿🌿🌿

  • @mebratberhane7402
    @mebratberhane74025 ай бұрын

    Amlaek selam Awridu nabten. Ninafiken. Gedamatina. Ninegdelu. Gize. Yifterelina AMEN. Zimare meliekiti yesmaelna Amen 🙏♥️🙏

  • @user-wu8rl5ff2t
    @user-wu8rl5ff2t15 күн бұрын

    ዝማሬ መላአክት የሰምዐልና ሓወይ አሜንን❤❤

  • @selamgebrmaryam4224
    @selamgebrmaryam4224 Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኣክት የስማዓልና

  • @MgbeyMgbey

    @MgbeyMgbey

    Ай бұрын

    ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ክብርተይ💖💖💖💖💖💖🍀🍀🍀

  • @wintazerai2290
    @wintazerai2290 Жыл бұрын

    Tsegiu yebzhalka Z.Bereket hawey 🥰 Zmare melaekt yesmealna ☦️❤️🙏🏽

  • @user-em1jm2hb1l
    @user-em1jm2hb1l4 ай бұрын

    Amen Amen Amen zmarye melaekt yesmealna Egzeabhier Amlak Nayegolgilot zemenkum ybarkelkumn ykedselkumn yehwateyyy Ab xlotkum zekuruni Temesgenka Fetari kulu Alem❤❤❤

  • @tsehayesyum9190
    @tsehayesyum9190 Жыл бұрын

    Amen Amen Amen ❤❤❤🙏🙏🙏 zmariye melakt yesmeana amlak bealu berekotu ybzahlkum ❤❤❤🙏🙏🙏

  • @MgbeyMgbey

    @MgbeyMgbey

    Ай бұрын

    ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ክብርተይ❤❤💖💖💖💖💖🌿🌿🌿

  • @hanaghebremichael9734
    @hanaghebremichael9734 Жыл бұрын

    Egzabher anlkna barkato ydarbalka Bere hawy🎉🎉🎉💒💒💒🍇🍇🍇🤲🤲🤲🙏🙏🙏👏👏👏

  • @zebibtesfalem1109
    @zebibtesfalem1109 Жыл бұрын

    Amen Amen Amen zemaria melakti yesmalna xega ybzhalka fetari kulu alem.

  • @herutmengsteab6788
    @herutmengsteab67884 ай бұрын

    Amen Amen Amen zimare melakti yesmalna Bereket hawey nay agolgulot zebenka yebark Egzabiher 🥰🥰🥰🙏🙏🙏

  • @helenhabtegergish7438
    @helenhabtegergish7438Ай бұрын

    E/abiher keyreley eske tacokrydda kabzi zelenayo chinket Amen amen amen

  • @tesfutekele5896
    @tesfutekele58966 ай бұрын

    Amen amen amen Zmare melakti yesmalna. Nayagelglot odmeka ybarek Z hawey Bruk😊

  • @wizmdb4102
    @wizmdb4102 Жыл бұрын

    Amen amen amen zmare melakti yesmalna ❤🙏🏾🌼☦️ 23:29 ❤

  • @IbelongtoJesus123

    @IbelongtoJesus123

    Жыл бұрын

    Amen amen amen zmare melakti yesmalna

  • @feruzgebrezgi7234
    @feruzgebrezgi7234 Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላክት የስመኣልና የህዋት ልብካ ዝትንክፍ መዝሙር ብፍላይ 'ኣይከኣልኩን ናፍኮት ገዳመይ' ትብል ወላ ኣነ ኣይከኣልኩን !!!

  • @semenawit8438
    @semenawit84387 ай бұрын

    Zemare Melayekt yesmelna 👏👏👏 Tsega "Egziabher" Yebzahalkum

  • @dolchidolchi9838
    @dolchidolchi9838 Жыл бұрын

    Xegueu yebrahalka fetari zfetwo zemaray👏🙏🙏🙏

  • @user-zl1gb1dv3r
    @user-zl1gb1dv3r Жыл бұрын

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር ሓውና

  • @DanuelAbraha
    @DanuelAbraha9 ай бұрын

    ❤ zemra malaket ysemaln egzabher amlke edamen tenan yhbka egzaber amlke berkat hawen 1:18:21

  • @fthawitnuwaye1293
    @fthawitnuwaye12936 ай бұрын

    Amen Amen Amen zmare melakti yesmalna zemari berket hawey nay aglglotka zemenak ybark fetari kulu alem❤❤❤✝️✝️✝️🙏🙏🙏

  • @elsabrhane4113
    @elsabrhane4113 Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲይ የስመዐና ፈታሪይ

  • @user-hc8ss9wl6z
    @user-hc8ss9wl6z Жыл бұрын

    ዝማሬ መላእክት ያሰማል ወድማችን

  • @Robel-jx5lt
    @Robel-jx5lt3 ай бұрын

    Amen 🙏 amen 🙏amen 🙏 zmare melakt yesmalna kubur zemari bereket hawna naygolgulotka zemen ybarkelka eme brhan tdegfka

  • @IbelongtoJesus123
    @IbelongtoJesus1234 ай бұрын

    Amen amen amen zmare melakti yesmalna fqur mezemr Bereket hawna egziabher yezizu ybarka 🥰🥰🥰🙏🏾🙏🏾🙏🏾😇😇😇🙌🏾🙌🏾🙌🏾♥️♥️♥️

  • @fusfv877
    @fusfv877 Жыл бұрын

    ልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🤲🤲🤲🤲🤲❤️❤️🤲👏🤲👏🤲👏🤲👏👏👏🤲❤️ 💚💚💚💚💚💚💚💚💚 💛💛 🕊 ሰላም 🕊 💛💛 ❤️❤️❤️❤️❤️️❤️️❤️️❤️️❤️

  • @selamyehuni8452
    @selamyehuni8452 Жыл бұрын

    አሜን 🙏🏽ኦርቶዶክስ ለዘላለም ትኑር🙏🏽

  • @senaitgebremedhin7460

    @senaitgebremedhin7460

    Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን 🌷🙏🌷🙏🌷🙏

  • @eyosyasgebrekidan8865

    @eyosyasgebrekidan8865

    7 ай бұрын

    Adds Dc six yx

  • @endesewbihonma5331
    @endesewbihonma53314 ай бұрын

    Amen Zemarie melaiket yasemalen 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥹🥹🥹🥰🥰

  • @bdvbd7687
    @bdvbd76875 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ዝሜሪየ መላእክት የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጋ አብ ልዕሊ ፀጋ ይዓድልካ ኩቡሩ ሓወይ ክንደይ ከ ይጥዕም ደስ ክብለና መዝሙር❤👏👏👏

  • @tigistfitsum678
    @tigistfitsum67810 ай бұрын

    Oh my God you are amusing. May God Bless you my brother. First time to listen your Mezmur. I am very blessed to day to listening your Song.

  • @maron278
    @maron278 Жыл бұрын

    እልልልል ዝማሬ መላእኽቲ የስምዐልና 🙏🙏🙏🙏🌻🌻🌻🌻🌻🌾🌾🌾🌾🌺🌺🌺🌺

  • @aynalemmeles9537
    @aynalemmeles9537 Жыл бұрын

    Zmare melaekti yesmalna nay agelgulot zemenka ybarek 🙏🙏🙏💒💒💒💒♥️♥️♥️

  • @kulusebukulusebu7588
    @kulusebukulusebu75887 ай бұрын

    amen.(3)zmare melaekti yesmana fetari zhawey ✝️❤

  • @maazaaraya8776
    @maazaaraya8776 Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏🤲 ቃል ኣምላክ የስመኣዓልና✝️

  • @robelmosazghilebasiholytri7429
    @robelmosazghilebasiholytri7429 Жыл бұрын

    Zmare Melaekti Yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen.

  • @user-hh8yk9eq1i
    @user-hh8yk9eq1iАй бұрын

    ❤እግዚአብሂር ይመሰገን እልልልልልልልል እልልልልልልልልልል ኣሜንንንንንን 👏👏👏

  • @efremashebir5446
    @efremashebir54462 ай бұрын

    Kalehiwet yesmealna kubur hawu zemari Berket Tkua Agziabhir nayagolgulet admika ybark

  • @selamtsegaye2949
    @selamtsegaye2949 Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ወንድማችን ዝማሬ መላይክትን ያሰማልን !

  • @user-xn1uz3du1d
    @user-xn1uz3du1d5 ай бұрын

    ኣሜንኣሜንኣሜንዝማሬመላእክትስመዕልና❤❤❤

  • @user-fg4tf3pc8y
    @user-fg4tf3pc8y4 ай бұрын

    Edimen Tinani yhabki Fetari kiburi hawna🙏🙏🙏💒❤️

  • @lillynuguse4758
    @lillynuguse4758 Жыл бұрын

    Mezmer fukur hawey Berey Tekue zemare melakti yesmalna. Amalk xegue yebzahalka.❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏💕🙏🌷🌷🌷🙏🙏🌷🌷👏👏👏👏🌷🌷💐💐💐💐❤❤❤👏👏👏👏🌷🌷🌷💐💐💐

  • @haileas4538
    @haileas4538 Жыл бұрын

    ዝማሬ መለእክት የስምአልና

  • @amanuelgebreyohanes3896
    @amanuelgebreyohanes38963 ай бұрын

    Greetings and love from Tigray....may God Bless our congregation of Orthodox Religion

  • @issaalissa8955
    @issaalissa8955 Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ ማላእክት የሰመዓልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ቡሩከይ🤲🤲🤲

  • @user-vd8rp7mq3c
    @user-vd8rp7mq3c Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ፀግኡ የብዘሐልካ ዝሓወይ🙏❤

  • @endlesslove8371
    @endlesslove8371 Жыл бұрын

    Heart touching hymns. May God give you strength and more blessings dear bro Berie.

  • @zainazaina2750
    @zainazaina2750 Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሩከይ ብዕድመ ብጸጋ ይሓልኳ እግዝኣብሔር ቃለ ህይወት የስመዐልና

  • @user-wz8xz7kn5n
    @user-wz8xz7kn5n5 ай бұрын

    ዝማሬ መላኢክቲ የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልካ እግዛብሄር ኣምላክ❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @mihretyakob9177
    @mihretyakob91775 ай бұрын

    ቃልሕወት ይስማልና ዘማሪ ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷

Келесі