Dehay Betna - ድሃይ ቤትና (Episode 9) - One Day With Alena Walta Hager

Alena Walta Hager: New Eritrean Show Dehay Betna.
Join this channel to get access to perks:
/ @alenawaltahager
© Copyright: Alena Walta Hager. All rights reserved.
#AlenaWaltaHager #MaebelKiflay #Eritrea #EritreanMedia
#AlenaWaltaHager #Eritrea #EritreanTalkShow #MaebelKiflay #EritreanMusic #EritreanMovies

Пікірлер: 1 200

  • @AlenaWaltaHager
    @AlenaWaltaHagerАй бұрын

    PLEASE- SUBSCRIBE & LIKE SHARE ኣንረስዕ 🌟❤️🌟. | ❣️🙏 kzread.info/dron/reJ_MTpmcybypwK-MxrqfA.htmljoin 🇪🇷|•

  • @user-ds3lv4wn4d

    @user-ds3lv4wn4d

    Ай бұрын

    Mabelino jigna hawey btami xbuk kemzi xbuk tgebrwo zelekum kea ni beal dekemhare mendefera keren wezete kea xbuk eyo kalay kea hanti mekina tedlyom eya dehan zkonet so awaxika ente zgizae ane ko ethiopya eye zeleku hasab kihb ele eye thank you bro❤

  • @senaitkidane7460

    @senaitkidane7460

    Ай бұрын

    Mabeley.amlak birkkk yeblika.idmeka yenwhayo hasab libka. Yesmirelka. Ab kulu yebxhika.lili kulu yenbirka. Zerebaka tefuni.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍👍👍💯💯💯🌺🌺🌺🌺🌺💯💯❤❤❤

  • @angosomkbrab1117

    @angosomkbrab1117

    Ай бұрын

    ሰላም ኣለና ዋልታ ከመይ ትኾኑ ኣያ ወልዳይ ብጣዕሚ ሳፕራይዝ ገርክዮም ኮላይ ንዓና ። ኣያና ግን ሃጎሱ ክንጸባረቕ ሓጎሱ ክገልጽ ክምርቕ ትጸብየ ግን ከምቲ ዝተጸበኽዎ ኣይኮነን።

  • @shikorinashikorina2085

    @shikorinashikorina2085

    Ай бұрын

    ​@@angosomkbrab1117 ሓደ ሓደ ሰብ ኣሎ ምዝራብ ዘይ ክእል ከሙኡ እዩ ዝከውን እንበር ከመይ ዘይ ሕጎስ ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @merkebnamerkeb1786

    @merkebnamerkeb1786

    Ай бұрын

    ​@angosomkbrab1117 hawey naty gele gele seb ab hagos ynebee gele gele seb ynetr gele gele seb ka tmmm ybl gele gele seb ka schock ygebrelu gele gele seb ka yhasb iu emo ab gexom nay mdnak srah amlak ynbeb .gega yklakey . Bezi ktrdo zhashe iu smitat bahri bzuh iu. ♥️🙏🏽 neta hanti mslti yestemakrwa alwu blbi adnakot

  • @Sara_de319
    @Sara_de319Ай бұрын

    እዛ ጓል ደስ ክትብላካ ንሳን ትሕትናአን🥰🥰🥰ከምኡ ቀጽሊ በጃኺ ከይትቕየሪ🙏🥺🥺ጥዑይ ሰብ ሙኻን ንነብስኻ እዩ🥰🥰

  • @atewerkigebrekrstos2237
    @atewerkigebrekrstos2237Ай бұрын

    ደሃይ ቤትና ኣምላክ ዘውጻእክሞ ዕጽፊ ገሩ የሃብኹም ብዚትገብርዎ ዘለኹም ኣብወጻኢ ዘለና ሕጉሳት ኢና በኣኹም እሞ ቀጽልዎ 🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @seidibeyan7544
    @seidibeyan7544Ай бұрын

    እዞም ሰብኣይ ብጣዕሚ ኣደንጉጾምኒ😢 ንሃገሮም ክብሉ ተቃሊሶም ብዙሕ መውጋእትን ቃንዛን የሕልፉ ኣለው: ጡረታ ክወጹ ዝግቦኦም ደቆም የዕብዩ ኣለው😢😢😢: ❤ ኣለና ዋልታ ሃገር ክብረት ይሃብኩም❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @samrikesete1421
    @samrikesete1421Ай бұрын

    ኡፍፍፍፍፍፍፍ 😢😢😢 ንብዓት ሓጎስ እንቓዕ ኤርትራዊት ኮንኩ እግዝኣቢሄር ኣምላኸይ ንሃገርናን ንህዝብናን ባርኽ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tesfayghebru9262
    @tesfayghebru9262Ай бұрын

    ብጣዕሚ እምበር ተሓጉስና! ከም በዓል ኣቦይ ወልዳይ ጻዕራም ከመይ ገርካ ነባሪ ፍታሕ ይርከብ!

  • @abrehetasmelash5365

    @abrehetasmelash5365

    Ай бұрын

    ኣምለኽይባርኹም ኪትህቡ የንብሩም ቡሩኻት ደቂ እታ ብርኽቲ መረት እኹሞ ኣብ ሃገር ሰላም ፍቀሪ የውርደላ ከምቲ ልቢ ሱ ኡናት ተሕጉሱ ኣሎኹም እሞ ሓጎስ ይሃብኩም ሃገርና ትለምልም ዓወት ኒሓፋስህ።

  • @aslitesfu6736

    @aslitesfu6736

    Ай бұрын

    Haqika suburbs hawey alena walta Hager gele nay Hager fly mdeb tezigebrelom zikael akmu mhageze

  • @almazmirach6490
    @almazmirach6490Ай бұрын

    Rodas you are so sweet and humble with great humility may God bless you with Alena walta Hager our excellent leadership

  • @user-qv6yq4vf6d

    @user-qv6yq4vf6d

    Ай бұрын

    ❤❤❤❤🎉

  • @smretsolomon1928

    @smretsolomon1928

    Ай бұрын

    Yeah,she is lovely.

  • @user-hx1zv8ih5m
    @user-hx1zv8ih5mАй бұрын

    ሓጎስና ወሰን የብሉን ሳርፕራይዝ ገርክና ርሑስ መበል 33 ዓመት መዓልቲ ነጻነት ዮሃና ን አለና ዋልታ ሃገር በተሰብን ንመላእ ህዝቢ ሀገረ ኤርትራ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @genetgebre2963

    @genetgebre2963

    Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉

  • @alexanderermias143
    @alexanderermias143Ай бұрын

    ሓጎስና ወሰን የብሉን ሳርፕራይዝ ገርክና ርሑስ መበል 33 ዓመት እንዃዕ ኣብጽሓና ደቂ ኤረይ ክትሕጎሱ ንበሩልና ሕማቅ ኣይርከብኩም

  • @tsgehabte7038
    @tsgehabte7038Ай бұрын

    ኣሰይ የውሃና ህዝብና ደግመ ደጋግመ እንካዕ ንይ መበላ 33 ሐርነትና ኣብጻሐን ይውሃና ❤🎉❤🎉❤🎉❤

  • @user-qv6yq4vf6d

    @user-qv6yq4vf6d

    Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @edenasfaw9409
    @edenasfaw9409Ай бұрын

    I know this won’t help much… but please please give this father this money…

  • @AlenaWaltaHager

    @AlenaWaltaHager

    Ай бұрын

    Thank you Edu

  • @mulumusa7752
    @mulumusa7752Ай бұрын

    ሮዳስ ሽኮር በጃኺ ናይ ዞም ተምጽእዮም የሕዋትና ተለፎን ጻሐፍልና።

  • @user-mr4iw4tj3u

    @user-mr4iw4tj3u

    Ай бұрын

    እቲ ዝበለጸ ንካልኦት ከምኦም ንክሕገዙ ኣብ ኣለና ዋልታ ሃገር መምበር ኩን👌🏾💯✅🇪🇷

  • @Entertainment-oo8yl

    @Entertainment-oo8yl

    Ай бұрын

    ተሌ ኣይትበል ነለና ዋልታ ሃገር ስዓቦ ካልኦት ክሕጎዙ ሃገር ምልእቲ ዋላ ክንዘራ ኣብጎኒ ዋልታ ንኩን❤❤❤

  • @nazrietkbreab4584

    @nazrietkbreab4584

    Ай бұрын

    ጽቡቅ ኣሎ ሓታቲ ካልእ ሰብ ክሕግዝ ዝደሊ ኣሎ ብውልቂ ምሕጋዝ ነውሪ ኣይኮነን ኣብርእሲ ንኣለና ዋልታ ሃገር ምድጋፍን ኣባል ምኳንን ጸገም የብሉን ዝከኣል እንተኮይኑ ተለፎኖም ተትገድፉልና ጽቡቅ ኢዩ

  • @andemeskeltekleweini9970

    @andemeskeltekleweini9970

    Ай бұрын

    እቶም ዓቅሚ ዘለኩም ንዎልታ ነዕብዬ : ከምኡ ተኾይኑ ግን ባባ ወልዳይ ዕዳጋ እኽሊ ኣለውኻ ብሰብ ክትሰደሎም ትኽእል ኢኻ ቅንዕና ነዘውትር ኤረና ትዓንብብ 🇪🇷🎉🎉🎉

  • @Sawa-1996
    @Sawa-1996Ай бұрын

    ርሑስ ቅንያት በዓል ናጽነት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷⛪️❤️🕌🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ኤርትራዊ ዘይ ናቱ ዘይደሊ ብራሓጽ ዝነብር ሕቡን ሕብረተሰብ እዩ ደቂ ኤሬይ ኣዛ መደብ ናይ ኹልና እዩ 🙏ተውሃደ 👍ንግበር 🇪🇷

  • @AlenaWaltaHager

    @AlenaWaltaHager

    Ай бұрын

    የቀንየልና ከም ወትሩ @sawa ጅግና

  • @Rorawit

    @Rorawit

    Ай бұрын

    Thanks @Sawa ! ደውጻካዮ/ክዮ ይተካኣልካ/ኪ። ርሑስ ቅንያት ሓርነት ይግበረልና እንሻላህ☪️❤️✝️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @AmanuelTewedemedhn-gz5vz

    @AmanuelTewedemedhn-gz5vz

    Ай бұрын

    ንስካ ውን ጅግና ወትሩ ትገብሮ ደገፍ ኩላትና ከምዚ ናትካ የብቀዓና ❤❤❤❤❤❤❤

  • @AmanuelTewedemedhn-gz5vz

    @AmanuelTewedemedhn-gz5vz

    Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @SolomeAbraham-gv1xr
    @SolomeAbraham-gv1xrАй бұрын

    ሮዳስ ጅግና አብዚ ኩቡር ብዓል መበል33 ዓመት መዕልቲ ናጽነት ንናጽነት ኤርትራ አካሎም ዘጉድሉ ጅግና ብምቅራብኪ ዓቢ ክብሪ ይግበአኪ, ፡ አለና ዋልታ ሃግር ድማ አግዚአብሄር አምላክ ዘልዕልኩሞ ይተክአልኩም፡ ፡ ሩሕስ ቅንያት በዕል ናጽነት ንሙሉእ ሕዚቢኤረትራ

  • @TeweldeYemane-wc7kv
    @TeweldeYemane-wc7kvАй бұрын

    ብመጀመርታ ንኣለና ዋልታ ሃገር ትገብርዎዘለኩም ሰናይ ተግባር ንህዝብና ክብረት የሃብኩም። ካብ ኢዚ ቀጺለ ንሮዳስ ኢድመን ጥኢናን የሃብኪ ዝተርፈኪ ዋላ ሓንቲ የብልክን ኣቃራርባ 100% ኣጆኩም ኣብጎንኩም ኣለና።❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @aminadabnoah3104
    @aminadabnoah3104Ай бұрын

    ከም ሎማዓልቲ ደስ ኢሉኒ ኣይፈልጥን ኢዩ .ከምዚ ዓይነት ንህዝብኩም .እዉይየየየየየየ እዚ ኤርትራዊስ ገሊጽካ ዘይዉዳእ .Alena walta hager❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ .THANK YOU.

  • @W.j.i-cx6kh
    @W.j.i-cx6khАй бұрын

    ደሃይ ቤትና ከም ስማ ናይ በሓቂ ሳብራይዝ ኮይና ወላ ንሕና ጽቡቅ ስራሕ ዩ ቀጽልዎ ዘውጸክሞ ይተካኣልኩም ማዕበሊኖ ከኣ ከምታ ዝበልካያ ብዝያዳ ፈቲናያ ቀጽልዎ እቶም ዓቅሚ ዘለና ኢድና ንሓውስ ጽቡቅ ምግባር ንጽድቕካ እዩ እቶም ዓቅሚ ዘኡብልና ከኣ ላይክ ሸር ሳብስክራይብ ከኣ ንባዕሉ ዓቢ ሓገዝ ዩ ኣይንሕመቅ ደቂ ኤረይ እዚኣ ክላወበኩም ርሑስ በዓል ናጽነት ይግበረልና ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @EritreaOnly
    @EritreaOnlyАй бұрын

    ካብዚ ጭዋ ህዝቢ ምፍጣረይ ደግመ የመስግን ።

  • @AliMorad-uv1st
    @AliMorad-uv1stАй бұрын

    ኡዚ መደብ ብታኣሚ ዝምስገን ኢዩ ነትባባዮኦም ዳቂ ኤረይ 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❤❤❤❤❤❤

  • @kokobestfanos-cg8wx
    @kokobestfanos-cg8wxАй бұрын

    ናርዲ ስዊት ኩሉ ግዜ ኢና ንሕጎስ በዝ ትገብርዎ ደልኩም ብጥዕሚ ጹቡቕ ንዕና ክብሉ ዝሰንከሉ ኣቦና ከኣ ሙሉእ ምሕረት ይሃቦም ፈጣሪ 🇪🇷♥️🌷🌹🎉🎉🎉🎉🎉🇪🇷♥️🌷🌹🎉🎉🎉🎉🇪🇷♥️🌷🌹🥰🎉🎉🎉🇪🇷♥️🌷🌹🌹🎉🎉

  • @eritreamahder303
    @eritreamahder303Ай бұрын

    ይግባኣኩም እዩ ኣርካናት ጀጋኑ ተጋደልትና ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም ሮዲ❤❤❤ ጽቡቕ አቀራርባ የቐንየልና ቀጽልዮ❤❤❤❤❤❤ዋው ማዕበለይ ብጣዕሚ ጹቡቅ 🙏👍❤❤❤❤❤❤ርሑስ ቅንያት በዓል ናጽነት ደቂ ኤረይ Pls share like & subscribe 🙏ንግበር👍

  • @asterkidane3093
    @asterkidane3093Ай бұрын

    በሐቂ ጽኑእ ሕዝቢ እዞም አቦ ምዝኩሉ ጸገም ንሥራህ ዘለዎም ድልየት የሐጉሰካ ጥዕነና ይሐቦም አምላክ ሮዳስ ነዛ መደብ መሊሰኪ ተጸብቅያ አምላክ ይባርኪ

  • @nalemna

    @nalemna

    Ай бұрын

    Eziom dege zele habo negeber neziom arkanat andarena ajona

  • @danielt4329
    @danielt4329Ай бұрын

    Baba weldai: He has been through a lot & he still is down to earth !!! These are our elders... Love it. Happpy 33rd Independence Anniversary 🌼🇪🇷🌼

  • @mmmm-wh5te
    @mmmm-wh5teАй бұрын

    የኔ ቆንጅ ፋጣር እድሜ ጤና ይስጥሽ

  • @ametezghiteklsenbet3274
    @ametezghiteklsenbet3274Ай бұрын

    ቃላት የብለይን አንቃዕ ናብ በኣል ናጽነት ኣብቀዓና❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉እዚኣ መደብ ሲ ካብ ፊልም ንላዕሊ በቃ ተሃንጥየ ይጽበጃ ከይተቃርጽዋ ሕድርኹም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @edenasfaw9409
    @edenasfaw9409Ай бұрын

    Every time I see these programs, it breaks my heart… I just want alleviate each and every of their burdens… I just want to see all my people well and prosperous.

  • @user-ib7ps3ov4r

    @user-ib7ps3ov4r

    Ай бұрын

    Bravooo

  • @semaineshtewolde4360
    @semaineshtewolde4360Ай бұрын

    ሮዳስ ጓለይ ምቕልልቲ ንፍዕቲ ተባረኺ አቶ ወልዳይ ሐገዝ የድልዮም ኢዩ አነ ይጽበ አሎኹ ማዕበል ከዳልወልና ኢዩ ከናዋጽእ ንብል ፍቑራት ህዝበይ ሰላምን ጥዕናን ይትምነ 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷

  • @ruta1324

    @ruta1324

    Ай бұрын

    It would be better to share money and shopping for a lot of poor people instead of giving everything to one person

  • @NuriaNuria-bv4yj
    @NuriaNuria-bv4yjАй бұрын

    መሽአላህ ረቢ ይወስኩም

  • @ramadhassan2262
    @ramadhassan2262Ай бұрын

    ዋው ክንደይ ሱርፕራይ ረኤየ እሞ ከምዚኣ ኣይኮነአ 100/100 ሂበኪ ኣለኩ❤❤❤❤❤ ከምዚኣ የለንን

  • @nebay6937
    @nebay6937Ай бұрын

    ☝☝☝ሰላም ዋጋስ ዘይትሓትዮም ነዞም ሸቃጦ ንምንታይ እዞም አብ ደገ ደለናስ አብ ዓድና ዘሎ ናብራ ክንፈልጦ ንደሊ ንመጻኢ ሕተትዮም የቀንየልና

  • @user-fv8uc2yy4t

    @user-fv8uc2yy4t

    Ай бұрын

    good question!

  • @NebTes-of9pq
    @NebTes-of9pqАй бұрын

    ደሃይ ቤትና ብጣዕሚጽቡቕ ስራሕ ::ከም ርኢቶ ቁጽሪ ስልኮም እንተትጽሕፍዎ ሰብ ከከም ክእለቱ ምሐገዞም

  • @abebakidane993
    @abebakidane993Ай бұрын

    ሮዳስ ሽኮር ንፍዕቲ ማዓር ርሑስ ባዓል ናጽነት ደቂ ኤረይ ዓወት ብዓወት ንዘላኣም::❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @arafatnajeeb8338
    @arafatnajeeb8338Ай бұрын

    ቃላት ይሐጺረን። እዚ። ሰናይ። ግብርኩም🎉ረብ። እዲኩም። ይምላአለኩም። አይትታዕንቀፉ። እሹኪ። አይጋአኩም። ሮዲሽኰር። ንፊዕት። ምቂርት። ሽኰሪና❤

  • @lul9652
    @lul9652Ай бұрын

    ኣሰይ ሮዲ ሓፍተይ ነዞም ኣቦና ጥራይ ዘይኮነ ዋላ ንዓና ኢኪ ሳርፕራይዝ ጌርክና።ማዕበሊኖ ድማ ዘውጻአካዮ ይተክኣልካ ፈጣሪ

  • @foziyamohammed5277
    @foziyamohammed5277Ай бұрын

    ማሽኣላህ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷ብጣዕሚ ጽብቅ ሩሐስ ባዓል ናጽነት ሳለም ብመከተ🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷

  • @tesfaygebrihiwet4501
    @tesfaygebrihiwet4501Ай бұрын

    ተባረክ ማዕበል ሓወይ ንዝጎደለካ ጎይታ ይምልአልኻ። ኣቲ ንድካ ዝድንግጸሉስ ንእግዛብሄር የለቆሖ🙏 ከምቲ ንዓካ ክግበለርካ ኣትደልዮ ኩሉ ንብጻይካ ከማኡ ግበረሉ✅ ንካልእ መሲልዎም ክነግሩዋ ጸኒሖምሲ ንዖም ኮይኑሎም 💗💗💗💗💗💗🇪🇷

  • @AlenaWaltaHager

    @AlenaWaltaHager

    Ай бұрын

    Amen 🙏

  • @Rorawit
    @RorawitАй бұрын

    Thanks AWH for choosing Rodas for presenting this project, she’s beautiful inside out and she is good at it ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @bettysolo3226
    @bettysolo3226Ай бұрын

    Thank you Team Walta Hager. Tebareku Rodas betaemi nai Derfo mezingaekum fetyeyo shikor iki ketxleyo 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️

  • @AlenaWaltaHager

    @AlenaWaltaHager

    Ай бұрын

    Thank you 🙏

  • @user-lr9zu6yl5z
    @user-lr9zu6yl5zАй бұрын

    Respect ኣለና ዋልታ ሃገር ከምኡ ውን ሮዲ ምስ መሳርሕታ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ. ርሑስ ብዓል ናጽነት ህዝበይ ብሓበራ

  • @askaluferezgi386
    @askaluferezgi386Ай бұрын

    ናይ ብሓቂ ተሓጊሰ ዘይ ተጸበኽዎ ኮይኑኒ ነቢዐ ዝግብኦም ኣቦ እዮም፡ ዋልታ ሃገር ናይ ብሓቂ ዝነኣድ ስራሕ ጽቡቅ ዝገብር ኣምላክ ምስኡ እዩ እሞ ቀጽልዎ🙏

  • @mebrahtuberhe5410
    @mebrahtuberhe5410Ай бұрын

    ኣገናዕ ኣለና ዋልታ ሃገር፡ ብታዕሚ ደስ ዝብል ስራሕዩ። ሮዳስ ከኣ ብትገብርዮ ዘለኺ ምቕሉል ኣቀራርባ ኣዝየ ይድንቐኪ።❤❤❤

  • @user-og7lp8xl4b
    @user-og7lp8xl4bАй бұрын

    ብሐቂ ደስ ዝብል ፕሮግራም ናርድስ ከአ ምቅልልቲ መንእሰይ ሐሳብ ልብኪ የስምረልኪ አምላክ 🙏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐💐👍🏾🙏🏽

  • @Azeb4Eritrea
    @Azeb4EritreaАй бұрын

    ኣለና ዋልታ ሃገር ዘውጻኹሞ ይተክኣልኩም ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ ኣነስ ዋላ እቲ ድምጾም ኣንቢዑኒ ሮዲ ምቅርቲ ኩሉ እቲ ዝምርቕኹም ቀሊል ኣይኮነን ታዓዲልኩም👍💪💯🇪🇷❤🎊

  • @avgasbbs7173
    @avgasbbs7173Ай бұрын

    ኣለና ዋልታ ሃገር ትገብርዎ ዘለኹም ሰናይ ጽቡቅ ተበግሶ ብጣዕሚ ጽቡቁን ኩሉ ሰብ ክስዕቦ ዘለዎ ኢዩ ስለዚ ቀጽልዎ ኣጆኩም ፈጣሪ ያሓግዝኩም

  • @beriyewedierey8797
    @beriyewedierey8797Ай бұрын

    ብሓቂ ብሓቂ ትገብርዎ ዘለኹም ምትብባዕ ንህዝቢ ብፍላይ ናርዶስ ኣጆኺ በርትዒ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤🇪🇷

  • @lillyghidey8566
    @lillyghidey8566Ай бұрын

    One Day With Alena Walta Hager :: THE most amazing program! Imagine 100 youth would do this kind of GIBRE SENAY? RESPECT

  • @Entertainment-oo8yl
    @Entertainment-oo8ylАй бұрын

    ኮይና ሳፕራይዝ ሮዲ ሽኮር ከምኡ ውን ኣለዋና ዋልታ ሃገር ማዕበሊኖ ኣለና ኣብ ጎንኻ ኣጆና ደቂ ኤረይ እዚይ ቁዱስ ተግባር ንስዓቦ ርሑስ ባዕል ኤረይ ፍቅር ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @senaitsenait5666
    @senaitsenait5666Ай бұрын

    ❤ዮሃና❤በዓል❤ናጽነት❤ንመላእ❤ኤርትራዊ❤ሮዳሰ ሸኮር ዚኮንኪ ትሕትናኪ አቃራረብኪ መግለጽ ሰኢነልኪ አለናልኪ ዋልታ ሃገር የቀንየልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ዘውጻኩሞ ፈጣሪ ዒጺፍ ገይሩ ይሃብኩም 🇪🇷👍❤️🙏❤️👍🇪🇷🎊🥂🍾🎉🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷👍👍👍🇪🇷🌺🌺🌺🇪🇷🙏🙏🙏

  • @jiromambesajir4394

    @jiromambesajir4394

    Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @mihret9662
    @mihret9662Ай бұрын

    Happy indipendence day to all my beautiful 😍 people 🇪🇷☪️🇪🇷✝️🎈❤❤🥇🎇🎇🎇🎇

  • @Woldetensae47
    @Woldetensae47Ай бұрын

    ጀግና ተጋዳልይ:: ምስክናይ:: ከቢድ ሂወት የሓልፍ ኣሎ:: ጹቡቅ መደብ:: ሙሉአ ተዕና ይኹንካ ኣቦ::

  • @user-zh9vu1ot1u
    @user-zh9vu1ot1uАй бұрын

    መግለጺ ትስእነሉ ናይ ባሓቂ ቅዱስ ስራሃ እግዚኣብሄር ዘዉጻእኩሞ ይተካኣልኩም ይሕዋት ንሃገርና ንህዝብና ሰላም ይግበረልና

  • @essengash1326
    @essengash1326Ай бұрын

    ሓደ ካብ እቲ ደስ ዝብለኒ መደብ ናይ ዋልታ ሃገር ንዝተጸገሙ ሃገራውያን ዘተባብዑ ምኻንኹም እዩ ካብ እዞም ንሕና ኤርትራውያን ኢና እንዳበልንኩም ንኤርትራውያን ዘይምሕጋዝኩም እዩ ዘተሓሳስበኒ ግን ከኣ ደሓን ንርኢ ስለ ዘለና 🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @abrahalelegesse6226
    @abrahalelegesse6226Ай бұрын

    መግለጺ ዘይርከቦ ኣተባባዒ፡ ነብስና ክንፍትሽ ዝገብር ምደብ ኢኹም ሒዝኩም። ኣምላኽ ይሓግዝኩም። ሮዳስ ብራቮ ትሕትናኺን ምቑልልነትኪን ቀጽልሉ።

  • @RutaWeldeyohannes
    @RutaWeldeyohannesАй бұрын

    ኩሉ ትኽእለሉ ብጥዕሚ ጽቡቕ መደብ ሸዊዳቶም ነዞም ኣቦ ተሓጊሶም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ዝሃበ እዝጊ ይሃቦ ይብሉ ወለድና ኣምላኽ ይሃብኩም🙏🌼🙏🌼🙏🌼🙏ርሑስ ባዓል ንጽነት ንኩሉ ህዝቢ ኤርትራ🌼

  • @suzitsegay1897
    @suzitsegay1897Ай бұрын

    We are praud to be Eritrea people 🙏♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️🙏🎉🎉🎉🎉🎉🎉💓💓

  • @m.t2185
    @m.t2185Ай бұрын

    ተሓጉስና የቀነልና አቸኪ ዛጓልና አምላክ ይሓግስ ንህዝቢ ንኤርትራ አምላክ የሓግዛ ራህዋ ይፍጠር

  • @helenyohannes4619
    @helenyohannes4619Ай бұрын

    Aseyyy Aseyyy Alena walta hager always doing a wonderful job ♥️ every time I watch this program I'm in tears!! God bless you our father ❤❤🇪🇷 🇪🇷 🙏🙏🙏

  • @SurprisedBirchForest-kv6gb
    @SurprisedBirchForest-kv6gbАй бұрын

    Egziabher zewxakmo ytekealkum brukat Alena walta hager good job kexlwo thanks and happy independence day to all eritrians 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷specifically our defence force

  • @Yohanatesfay24
    @Yohanatesfay24Ай бұрын

    ኡፍፍፍ ኣቦይ ከብደይ እባ ሓፍ በለኒ ናይ ሮዳስ ግርህነት ክኣ እሞ ንብዓት ምቁፃር ትስእኖ eritrea adey nberley kmleseki Aye one day

  • @sebhatukidane201
    @sebhatukidane201Ай бұрын

    ሮዳስ ሐፍተይ ማዕበል ሐወይ የቐንየልና 🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @habtomtekie8717
    @habtomtekie8717Ай бұрын

    እንታይ ዓይነት ሓቦ ኢዩ ዘለዎ እዚ ህዝብና ክትሓስቦ ዬድንጽወካ። ሰላምን ራህዋን ይፍጠረልና ብፍላይ ነዚ ጻዕራም ህዝቢ።

  • @EritreaOnly
    @EritreaOnlyАй бұрын

    ሮዲ ሓፍተይ ተሓጉስና ጓል ጅግና ጀጋኑ።

  • @user-ep7uj7yn7z
    @user-ep7uj7yn7z28 күн бұрын

    ፈጣሪ ዘይውዳእ ሃብቲ ያሃብኩም ንኽሉኹም ፍጣሪ ክልተ ኢድ ዛሃበና ንምታይ መስለኩም እታሓደ ክንሰርሓሉ እታሓደ ድማ ክንምጽውተሉ እዩ ሞ ምስ ሙሉእ ኣካልና ከለና ምሕጋዝ ኣይንረስዕ ኣነ ሓደ ማዓልቲ ምስ ዋልታ ሃገር እጃመይ ከበርክት ፈጣሪ ይምራሓኒ ናዓኹም ውን ኮሙኡ

  • @yemanemehari1742
    @yemanemehari1742Ай бұрын

    ናይ በሓቂ ተሓጊስና ነዚ ክብር ኣቦና ከምዚ ገርኩም ዝሓገዝኩሞ❤❤❤❤🇪🇷

  • @muzitalazar5821
    @muzitalazar5821Ай бұрын

    Wow how much stong our 🙏🇪🇷people are and am so sad about his health 😪😪 God plass him ♥️♥️♥️

  • @selamteamr5697
    @selamteamr5697Ай бұрын

    ረዚን ስራሕ ኣብ ረዚን ቅንያት ሓርነትና ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ኣለና ዋልታ ሃገር ንስድራ ኣለና ዋልታ ሃገርን ዘውጻእክሞ ኣምላክ ብዕጽፊ ዕጽፍታት ይሃብኩም ፈጣሪ።ሮዲየ ከኣ ምስ መሳርሕትኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።ኤርትራዊ ክቡር መንነት ❤❤❤❤❤❤

  • @Massawa2002
    @Massawa200228 күн бұрын

    Alena walta hager በዚ ዝገበርክዮ ቁዱስ ተግባር ናይ ዘልዓለም ዘይርሳዕ እዩ : ገዛውትን ስለ ዘርእኽኒ ድማ ከመስግነኪ እፈቱ ሹከሪና ቀጽልዮ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @ghebremeskelkesete3850
    @ghebremeskelkesete385025 күн бұрын

    ብጣዕሚ ንፍዕቲ ሮዳስ መንግስ ትሕትናኺ ኣቃራርባኺ ነዞም ወላዲ ደስ ኣቢልክዮም ደስ ይበልኪ ብሓፈሻ ኣዳለውቲ እዚ መደብ 👍👍👍👍👍

  • @efi4308
    @efi4308Ай бұрын

    ዮሃን እንኳዕ ናብዚ ክቡር በዓል ናጽነትና ኣብጸሓና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🕊️🎆🥰🙏

  • @mohammedsalih4995
    @mohammedsalih4995Ай бұрын

    ነዛ ናርዶስ መተባብዒ እንዶ ገለ ይግበረላ

  • @user-eb4oq8yy2b
    @user-eb4oq8yy2bАй бұрын

    Kemzi yu tegadalay Nay Eritrea, tariku keman zeynegir, hey kem gorebabtna, Nay hasot , jignnet zinegruna

  • @medhanittsegay2909
    @medhanittsegay2909Ай бұрын

    Asey Asey Asey ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @tesfasolo2665
    @tesfasolo2665Ай бұрын

    ልዕሊ ኣቦይ ወልዳይ ኣነ ተሓጊሰ ንዘንት እለት ትበር ኤርትራና

  • @tesfasolo2665

    @tesfasolo2665

    Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tesfasolo2665

    @tesfasolo2665

    Ай бұрын

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @tesfasolo2665
    @tesfasolo2665Ай бұрын

    ኣብ ካልእ ከተማታትና ከኣ ዘወር በሉ ታሪክ ኣርትራና ቡዙሕ ዪ ድናድ መደብ ዩ ሰላም ምሳኩም ይኩን

  • @FocusOnyourblessing

    @FocusOnyourblessing

    Ай бұрын

    ጀመርቲ እንድዬም ኩልና ኢደይ ኢድካ እንተኢልና ግን ክንበጽሖም ንክእል ኢና

  • @eritrea3560

    @eritrea3560

    Ай бұрын

    ኣብ ካልእ ከተማታት ከኣ ካሎኦት ዩቱበራት ይስዓብዎም

  • @Daeroadebo
    @Daeroadebo21 күн бұрын

    ደስ ዝብል ኢዩ ኩሉም ዩቲበራት ክስዕቡዎ ንምሕጸን ክምዚ ጌርና ንሓግዝ ህዝብና

  • @kestedebenachannel107
    @kestedebenachannel10713 күн бұрын

    wawwww k ret yhabelna eritrawi hawey

  • @edenghebremussie3964
    @edenghebremussie3964Ай бұрын

    Amilaki Hagerup yebarki Ruhus bare natinetna abkana Walta har kem shmku walta hager ekum❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️⚘️⚘️⚘️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-fn5go1zx5u
    @user-fn5go1zx5uАй бұрын

    መቸም መግለፂ ቃላት ይሐፅረኒ ነዚ ሰናይ ግብርኩም❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤አምላከ አብኩሉ ሰራኩም አሳልጦ ይሐብኩም❤❤❤🎉🎉🎉ይባርኩም❤❤❤🎉🎉🎉wonderfull job

  • @Rahwa_34
    @Rahwa_34Ай бұрын

    God bless you Rodasey🙏❤️⚘️🇪🇷🍇❤️🇪🇷🙏❤️⚘️🍇🇪🇷⚘️

  • @sabatek228
    @sabatek228Ай бұрын

    Happy independence 33th days Alena walta hager. You doing good job ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @regatmengstu2401
    @regatmengstu2401Ай бұрын

    Deki eriy halalt edimen tienan yhabukum fetari 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤

  • @Rorawit
    @RorawitАй бұрын

    Thanks!

  • @AlenaWaltaHager

    @AlenaWaltaHager

    Ай бұрын

    Thank you 🙏

  • @yordanosyemane1289
    @yordanosyemane128926 күн бұрын

    Eritreawnet kubur mennet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️

  • @RoRamaebel.
    @RoRamaebel.Ай бұрын

    OMG I ohhh I watched it 3 times I can't stop God bless you Alena walta hager 🇪🇷♥️💪

  • @user-sc6qs7nc6y
    @user-sc6qs7nc6yАй бұрын

    70ዓመት ❤

  • @jamalalideen8636
    @jamalalideen8636Ай бұрын

    እወ ብጣዐሚ ጽቡቅ መደብ ደስ ዝብሉ ወላዲ ጅግና ተጋዳላይ።ግና ከምዚ መደብ ናይ ሓገዝ መደብ ክትገብሩ ከለኹም መሊእካ ጽደቅ ካብ ኮነ ቁጽሪ ቴሌፎን ከም ተወሳኺ አቀምጡልና ።

  • @genettesfay1731

    @genettesfay1731

    21 күн бұрын

    Nay bhaki ane wen tlf dele nere gn ay rekbkom

  • @tsehayyebio976
    @tsehayyebio97615 күн бұрын

    God bless you my father ❤❤❤

  • @yordanosyemane1289
    @yordanosyemane128926 күн бұрын

    Eritrea hagerey tebarekley 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️

  • @robelweldemariam9120
    @robelweldemariam9120Ай бұрын

    Yes we are surprised.

  • @binyamdebesay167
    @binyamdebesay167Ай бұрын

    Selam Maebelino tel nayzi sebiay eba ent alika xahafeley

  • @merhawitekle7130
    @merhawitekle7130Ай бұрын

    Asey

  • @ermiastesf7298
    @ermiastesf729825 күн бұрын

    ጽድቂ ብተግባር ዝባሃል ከምዚ ኢዩ። ዘደንቕ ሰናይ ግብሪ። እዞም መንፈሳዊያን ብትርኢት ጥራይ ዝኮንኩም ውን ብግብሪ እስከ ከም ሮዳስን አለና ዋልታ ሃገር ንኹን!

  • @robelhaileab3706
    @robelhaileab3706Ай бұрын

    Naye bahki meglxie senlkoume Alna walita hager egzabher exfie geru yehabkoume ezi eu Eritreawnte Mablie hawey dehare ente atka abe live Kamey gerka abalnte yegbre kethbrini bahki lebye rekbkomini 🙏🏽🙏🏽🙏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️

  • @simotitesfagaber4575
    @simotitesfagaber4575Ай бұрын

    Roads Sweet God bless you!!! We love you 😘 thank you 🙏🏾❤️🇪🇷❤️🙏🏾

  • @sabaokbagergish2065
    @sabaokbagergish2065Ай бұрын

    አቦና ተጋዳላይ ጽቡቕ መዓልቲ ❤❤❤❤

  • @yehdegatsegay2674
    @yehdegatsegay2674Ай бұрын

    Eritrawinet kubur menne 9 ❤ 🇪🇷

  • @fatma.jamala4793
    @fatma.jamala4793Ай бұрын

    ናይብሕቂታሐጊስና ብጣዕሚ ጽቡ ስራሕ ረቢ ዘውጻእክሞ ዓጸፊታ ዓጻፊታ ገሩ ይተክአልኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️

  • @hussienibrahim6577
    @hussienibrahim6577Ай бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️🙏

  • @AlenaWaltaHager

    @AlenaWaltaHager

    Ай бұрын

    Thank u jigna

  • @azujigina4753
    @azujigina4753Ай бұрын

    Walta hager egzabher zeeuxakimo exifi geru egzabher yhabikum edmen tenann ymineyeliku hafitkum zfetwekum teketatilikum Walta hager nikidmit sesinu abibu❤️

  • @semaineshtewolde4360
    @semaineshtewolde4360Ай бұрын

    ሮዳሰይ ንናፍቐኪ እንዲና አቀራርባኺ ብጣዕሚ ጽቡቕ ኢዩ ንአስመራ ክመጽእ ይሐስብ እንድየ ክረኽበኪ ይደሊ ኢየ ዛጓለይ መንገድኺ ኩሉ ጥጡሕ ይግበረልኪ ። ❤️🥰🇪🇷❤️🇪🇷😍❤️🇪🇷

Келесі