Dehay Betna - ድሃይ ቤትና (Episode 3) - One Day With Alena Walta Hager

Музыка

Alena Walta Hager: New Eritrean Show Dehay Betna.
Join this channel to get access to perks:
/ @alenawaltahager
© Copyright: Alena Walta Hager. All rights reserved.
#AlenaWaltaHager #MaebelKiflay #Eritrea #EritreanMedia
#AlenaWaltaHager #Eritrea #EritreanTalkShow #MaebelKiflay #EritreanMusic #EritreanMovies

Пікірлер: 1 400

  • @AlenaWaltaHager
    @AlenaWaltaHagerАй бұрын

    ኣብዛ Link ብምጥዋቅ: ኣባልነት ብምምላእ ኣተባብዑና | 🔜❣️🙏 kzread.info/dron/reJ_MTpmcybypwK-MxrqfA.htmljoin 🇪🇷|• PLEASE- SUBSCRIBE & LIKE SHARE ኣንረስዕ 🌟❤️🌟.

  • @user-vy9bp2kx1b

    @user-vy9bp2kx1b

    Ай бұрын

    የቀንየለይ ዘርእልኩምኒ እንዳ ኣበየትኒ እየ

  • @yordanostekle9275

    @yordanostekle9275

    Ай бұрын

    አጆኹም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @abrshhaile7578

    @abrshhaile7578

    Ай бұрын

    ውውውው 👌❤️❤️🐪🚲🚲🐪🐪❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤deki eri ቃላት ይበለይን 🇪🇷❤️❤️🇪🇷👌❤️🇪🇷 ኣምላኽ የባርኩም ❤️🇪🇷❤️👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @sameraomer711

    @sameraomer711

    Ай бұрын

    አቲ.ሽኮሪነ.አባል.ክኾውን..ደልየ.ጠዊቀ.አለኹ

  • @user-vy9bp2kx1b

    @user-vy9bp2kx1b

    Ай бұрын

    @@sameraomer711 ምናልባት ምፍላጣ ስኢነ ክኸውን ይኽእል እየ ከምኡ ኣይ ኮነን ኣመላልሳ ንላዘብ ዓባይ ኣዴኻን ኣደ ዋርሳያት እየ ትርድኣኒ ትኸውን መቸም ኣርማ እዛ ኣመላልሳ

  • @user-bz8wf9pp8n
    @user-bz8wf9pp8nАй бұрын

    በጃኩም እቶም ዓቅሚ ዘለና ነዛ መደብ ዓዓቅምና ነበርክተላ ወላ 20፡30፡50፡ዶላር

  • @danielarsenal4952

    @danielarsenal4952

    Ай бұрын

    Tem bel demsesa eza xhfti eti like 👍🏽 subscribe yeaklo eu lomi genzeb aythetetoo bejakum

  • @fazumazuzaki9223

    @fazumazuzaki9223

    Ай бұрын

    ናይ ብሓቂ ጹቡቅ ሓሳብ ኢዩ❤

  • @selamblessederi

    @selamblessederi

    Ай бұрын

    Betami xebuq hasab

  • @yrgaelemrezene3429

    @yrgaelemrezene3429

    Ай бұрын

    Ya hakka aleka nhagzo

  • @biniwedimaharisenegal4673

    @biniwedimaharisenegal4673

    Ай бұрын

    Senay qal gele ngber

  • @user-gd4ym6jt3j
    @user-gd4ym6jt3jАй бұрын

    ኣሰይ ደቂ ኤረ ግርማ ታዓደሉ እንቃዕ ኤርትራዊት ኮንኩ

  • @nazrietkbreab4584
    @nazrietkbreab4584Ай бұрын

    እዋይ ኣቦይ ገብረእየሱስ ዝባን ሰንቀይ ወዲ ገዛውትና ገዛ-ባንዳ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩን !!!!

  • @onelovelove7688
    @onelovelove7688Ай бұрын

    😭😭😭😭 ንብዓት ሓጎስ ካብ ውሽጠይ ነቢዐ ቡኡነት፡ እዚ ሓገዝ ኣይኮነን ብጣዕሚ ሞራል ዘስንቅ ተግባር እዩሞ፡ ቀጽልሉ ደቂ ኤረይ ኣነ ውን ብዓቅመይ ክሕግዝ ድሌት ኣለኒሞ ብኽመይ ኣብዚ ማሕበር ክሳተፈሉ ዝኽእል እንተ ትሕብሩኒ ደስ ምበለኒ ኣለና ዋልታ ሃገር መሉሱለይ ብጃኹም።

  • @AlenaWaltaHager

    @AlenaWaltaHager

    Ай бұрын

    ኣብዛ Link ብምጥዋቅ: ኣባልነት ብምምላእ ኣተባብዑና | 🔜❣️🙏 kzread.info/dron/reJ_MTpmcybypwK-MxrqfA.htmljoin 🇪🇷|• PLEASE- SUBSCRIBE & LIKE SHARE ኣንረስዕ 🌟❤️🌟.

  • @zaidtewelde2368

    @zaidtewelde2368

    Ай бұрын

    ተባረክ ሮዳ ጋለይ ብርክቲ ክበረት ይሃብኩም ነዞም ኩቡር ኣቦና ናዕድመ ጸጋ ዘላለኩሙና የመስግነኩም ኤሪትራዊ ጭዋ መንነት ኢዚኢዩ ትምስኩሩ ኣጆኩም ቀጽ)ኡዮ 🙏🏾💖👍🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌽🌿🍀🍇🍇ሰሱኑ ሰላም💖💐💐💐💐💐💐💐💐💐

  • @Nataniya22

    @Nataniya22

    Ай бұрын

    Ezi gerkumo zelkum mekfeli kulu seb kkeflelu kulu kbd ybl eyu.kemzi card zeyblu seb alewu Alena.telfoon sdodulna abu kelna knhgz.

  • @naomiamanuel1544

    @naomiamanuel1544

    28 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @hussienibrahim6577
    @hussienibrahim6577Ай бұрын

    ማዕበሊኖ አምበሳ ካብ መጠን ንላዕሊ ደስ ኢሉና ሓጎስና ወሰን የብሉን ከምኡ ኸአኒ ሮዳስ ባህሊ ኤርትራ አንጸባሪቕኪዮ ብጣዕሚ ምቕልልቲ ቀጽልዮ። Thank you 🌹🌹♥️♥️💯💯🇪🇷🇪🇷❤❤

  • @AlenaWaltaHager

    @AlenaWaltaHager

    Ай бұрын

    Thank u ሑሴን ሓወይ ❣️

  • @abdalkarimhazot1254

    @abdalkarimhazot1254

    Ай бұрын

    Thank you brother wedi ERI ❤❤❤❤

  • @user-vy9bp2kx1b
    @user-vy9bp2kx1bАй бұрын

    ንፍዕቲ ራኢ ዘለኪ ቆልዓ ኢኺ ሞ ምስቶም መሳርሕትኺ ዝተመስገነ ይብጻሕኩም

  • @elhananyodit2743

    @elhananyodit2743

    Ай бұрын

    Amen 🙏

  • @sshh5175
    @sshh5175Ай бұрын

    ብጣዕሚ ዓቢ ልቦና ዝሓዘለ ቅዱስ ግብሪ ። ባባ ነታለ ወናም'ዮም ።

  • @helenabraham1398
    @helenabraham1398Ай бұрын

    ሮዳስ ሽኮር❤ ብጣዕሚ እየ ኣድኒቀኪ ፍሉይ ጽባቀ ተፈጥሮ በዘይ ተወሳኺ ኣዘራርባኺ ስነስርዐትኪ ተፈጥራዊት ፍዮሪ ኢኺ። ንዐኺ ዘዕበየት ኣደ ተዐዲላ ቀጽልዮ ምቅልልቲ ሐፍተይ🥰

  • @sssg9010

    @sssg9010

    Ай бұрын

    ❤❤❤

  • @FacheAkk

    @FacheAkk

    23 күн бұрын

    Tkkl 🙏

  • @nebyatokbagaber8052
    @nebyatokbagaber8052Ай бұрын

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኩቡራት የሕዋት ብሓጎስ ነቢዐ. እግዚኣብሄር ጸጋኡ የብዝሓልኩም ክትሕግዙ ንበሩ. ክቡር ሰብ ክቡር ሓሳብ ይሓስብ ኣብ ክቡር ነገር ይነብር 🙏ክብረት ይሃብኩም❤️🇪🇷❤️

  • @mizangebre7709
    @mizangebre7709Ай бұрын

    ንከምዚኦም ዘአመሰሉ ሰብፀጋ ምርቃ ልዕሊ ማንም እዩ ቀፅልው ዋልታ ሀገር

  • @user-xy2gb4qf5s
    @user-xy2gb4qf5sАй бұрын

    ኤርትራውያን ከምዚ ጌርና ክንታሓጋገዝን ክንደጋገፍን ከለና ዝስማዓኒ ባህታ እዚ ክብለኩም ኣይክእልን እየ ወለዶ ኤርትራ ድማ ካብዚ ንላዕሊ ክከውን ባዓል ምሉእ ተስፋ እየ ❤

  • @user-ib7en2tf9d
    @user-ib7en2tf9dАй бұрын

    አነስ ብብኪያት ክመውት ደልዬ 😢 ዝኮነ ነገር ክዛረቡ ከለው ሲ ፍቃድኩም ዲዩ ከስማዓኩም ይብሉ 😢 ሕዝበይ ማዓረይ ጸጽቡቁ ኩሉ ናዓካትኩም ክከውን ይጽልየልኩም ❤ ኤርትራዊ ሲ ክቡር አኻ አዩ ሂብኒ ኢልካ ቅልቅል ቅልቅል ምባል ጽብቅ አይኮነ ዲዩም ዝበሉ ባባ ናታለ ናይ ብሓቂ ❤

  • @Entertainment-oo8yl
    @Entertainment-oo8ylАй бұрын

    ከም ሓሳብ ደቂ ኤረይ እቲ ዱኳናት ዘአወር እንዳ በልኩም ሓንሹሹሎም ክሰርሑ መአታን❤❤🎉🎉

  • @eteridt4194

    @eteridt4194

    Ай бұрын

    ኣነ ውን ከምኡ እሓስብ ነይረ ፡ ንኹሎም ብማዕረ ምትብባዕ። ተማቂልካ እዩ ጽቡቕ።

  • @amlesettekie6223

    @amlesettekie6223

    Ай бұрын

    Yes‼️

  • @temesgenamlak4301

    @temesgenamlak4301

    Ай бұрын

    Yess

  • @mizangebre7709
    @mizangebre7709Ай бұрын

    ዋልታ ሀገር አብሂወተይ ዘሕጉሰኒ ነገር እንተሎ ንሰብ ምሕጋዝ እዩ ተባረኹ አስመራ ምስ መፃእኩ ምሳኹም ክራኸብ ይደሊ እየ

  • @HamudiHunu55891
    @HamudiHunu55891Ай бұрын

    ናይ ብሓቂ ቅሳነት ዝህብ ናይ ብሓቂ ዋልታ ሃገር በብዓቅምና ክንህግዝ ኣለና ወላ 10 ትኩን ደቂ ኤረይ ወላ ቲ ወጅሆም ደስ ክብለካ😢😢

  • @DawitTekle-kr9bf
    @DawitTekle-kr9bfАй бұрын

    ሮዳስ ኣጆኪ ቀጺሊዮ ጽቡቅ ምግባር ባህልና ስለዝኮነ ከምዚ ምግባርኪ ኣዝዩ ዝህጉስ ዩ ንህናዉን ኣብ ጎንኪ ኣለና

  • @user-bz8wf9pp8n
    @user-bz8wf9pp8nАй бұрын

    በጃኩም ነዛ መደብ ናብ ካልእ ከባቢ ከነስፋሓ ኣሎና ዓዓቅምና ንሓግዝ የሕዋተይ በጃኩም

  • @temesgenamlak4301

    @temesgenamlak4301

    Ай бұрын

    ግርማ ይሃብኩም ደቂ ኤረይ ማዓረይ❤

  • @genetmenghis7586
    @genetmenghis7586Ай бұрын

    ትዒዊትልና ከምዚኣቶም ኣቦታት ኣደታትን ዘለዊና ደቂ ኤሪ ሽኮሪናታ ጎሩም ኣቦ ❤❤❤

  • @genethalelid4486
    @genethalelid4486Ай бұрын

    አሰይ ዕላሎም ክጥዕም ሮዲ ምቅርቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ❤❤❤❤❤

  • @madenamadena7662
    @madenamadena7662Ай бұрын

    እዛ መደብ አይተካኣለትን መመሊሳ እንዳጸበቀት ትከይድ ኣላ እዋይ ኣቦይ ኩቡር ወላዲ እዞም ኣቦሲ አቃራርቦኦም ኣዛራርቦም ደስ ይብሉካ ዕድመ ይሃቦም ምስ ዶቆም ደቅደቆም እንሻላህ ዋልታ ሃገር ድማ ኣብ ስራሕኩም ዓወትን ኣሳልጦን ደቂ ኤረይ ሐላላት

  • @berektiandeberhan3837
    @berektiandeberhan3837Ай бұрын

    አቦና ባባ ናታለ ግሩም አቦና ኤርትራዊ ጽኑዕ ብርሃጹ ዝነብር ካብ ሰብ ዘይጽበ አብነታዊ አቦና ስለምክርኩምን ማዕዳኩምን ነመስግነኩም ዕድመን ጥዕናን የብዝሐልኩም❤️❤️ ሮዳስ ግሩም አቀራርባ የቐንየልና🌹🌹🌹 አለና ዋልታ ሃገር ፎርሳ ንቀጽሎ Viva Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @freweiniyohannes5230

    @freweiniyohannes5230

    Ай бұрын

    Amen Amen Amen 🙏 🙏 🙏

  • @user-lq5fu2un8q

    @user-lq5fu2un8q

    Ай бұрын

    I love it ,keep it up

  • @TesfaldetAbera
    @TesfaldetAberaАй бұрын

    ሰብ ኮይኑ ሰርሑ ዝነቢር ክቡር ኢዩ ኒስኪ ዕድመን ጢዕና ይሃብክ🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷

  • @TesfaldetAbera

    @TesfaldetAbera

    Ай бұрын

    አለና ዋልታ ሃገር ኒቅድሚቲ

  • @elhananyodit2743

    @elhananyodit2743

    Ай бұрын

    Amen 🙏 ❤

  • @alemayele8572
    @alemayele8572Ай бұрын

    He is an example of Eritreanizm hard work society. Much love and respect

  • @tsegamedhane1156
    @tsegamedhane1156Ай бұрын

    ግርማ ተዓደሉ ነዞም ብዓል ግርማ ኣቦ ወላ ንስኺ ጽብቅቲ ❤

  • @atewerkigebrekrstos2237
    @atewerkigebrekrstos2237Ай бұрын

    ብሓጎስ ዝተላዕለ ንብዓት ስዑርና ወትሩ ኣብስራሕኹም ኣሳልጦ ኣብሂወትኹም ጥዕና ንምነየልኹም 🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @astermartinazzo4309
    @astermartinazzo4309Ай бұрын

    I'm crying from joy why I don't know but my feelings gets me back home how older people are much respect more than any thing, ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤Wonderful feelings god bless you Rudi for such a great humbled way you treat them your all gust🇪🇷💯🇪🇷💯🇪🇷💯🇪🇷🇪🇷🌹🌺🌺🌹😍😍😍😍

  • @zemichaelyakob2756

    @zemichaelyakob2756

    Ай бұрын

    የበል መደብ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @lilymogess3081

    @lilymogess3081

    Ай бұрын

    I understand you! Our ppl were descent grateful and kind

  • @fn7619

    @fn7619

    Ай бұрын

    💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️

  • @yassinahmedin5720

    @yassinahmedin5720

    Ай бұрын

    Mee too I’m crying over

  • @sarage09

    @sarage09

    Ай бұрын

    They need us now the most....

  • @eritreaasmara5459
    @eritreaasmara545921 күн бұрын

    ብጣዕሚ ትምስገን ፕሮግራም እያ ኢደይ ኢድካ ኢልና ካብዚ ንልኣሊ ክትሰፍሕ ናይ ነፍስ ወከፍ ኤርትራዊ ሓገዝ የድሊ እዩ እሞ ሓየ ደቂ ኤረይ ከም ቀደምና ንተሓጋገዝ።

  • @Mehari2491
    @Mehari2491Ай бұрын

    በጃኹም መንእሰያት: እቲ ንዓበይቲ ምኽባር ባህልና ወትሩ ምሳና: አብ ልብና ይንበር::

  • @Amber1919
    @Amber1919Ай бұрын

    🇪🇷🐪❤️ኤርትራና ጽብቅቲ ሕዝባን ኤረናን ጽፉፋት በቲ ዘለካ ተመስገን ኢልካ ትነብረላ ክብርቲ ሃገር አላትና ።🇪🇷🐪❤️

  • @regataf6861

    @regataf6861

    Ай бұрын

    ❤❤❤❤

  • @Amber1919

    @Amber1919

    Ай бұрын

    @@regataf6861 🇪🇷❤️🐪

  • @Amber1919

    @Amber1919

    Ай бұрын

    @@regataf6861 🇪🇷❤️🐪

  • @user-bz8wf9pp8n
    @user-bz8wf9pp8nАй бұрын

    86ዕድመ ጸጋ ምሉእ ጥዕናን ግልበትን

  • @adhanommebrhtu1963
    @adhanommebrhtu1963Ай бұрын

    መርሓባ መግለጺ ዘይብሎም ስድራይ ስድራ ኤርትራውያን ምስ ሮዲ ምቅርቲ ትሕዝተኹም ይባረኽ ❤❤❤

  • @selamawitelias5990
    @selamawitelias5990Ай бұрын

    ማእበል ተባረክ በጎዳላይ የወደቁትነም እንርዳ የተቻለንን እኔ ም ለመርዳት ዝግጅ ነኝሰውማስደሰት ደስ ይላል

  • @SamiEstif
    @SamiEstifАй бұрын

    ❤❤❤❤ ክብርን ሞጎስን ን ክቡር ኤርትራዉነት ዘይናቱ ዘይደሊ ህዝቢ ዕድመን ጥዕናን ደቂ ኤረ

  • @hajerokubu8990
    @hajerokubu8990Ай бұрын

    ኤዞም ኣቦና ስ ግርማ ዝልዎም ፊልም አንተ ዝስርሑ ደስ ክብሉኻ 🥰🥰🥰

  • @Eri-nm7zs
    @Eri-nm7zsАй бұрын

    ብጣዕሚ ደስ ዘብል ብሮግራም ዩ ባባ ናትላን ዑጉስ ግርማ ዘለዋ ኣቦ ዩ እስክውን ህድእቲን ፍትውት ሓፍትና ተዋሳኢት ሃገርና ድማ ካብተን ንፉዓት ኢኪ ቀጽልዮ ዋልታ ሃገር ድማ ዝድነቅ ስራሕ ሰሪሕኩም💐። ኤሪትራውነት ኩቡር መንነት ዩ 🇪🇷 ወዲ በሪህ ሎንደን።

  • @senaitaraya7634
    @senaitaraya7634Ай бұрын

    ኣሰይ ደስ ክትብሉ ሮዳሲኖ ብጣሚ ክብረትኪ ኣፍቶም ኣቦ ዚገበርኪዮ ሲቅ አልካ ዝሕለፍ ኣይኮነን ኣቦና ክኣ ዕዲመን ጥዕናኣን ይሃብኩም

  • @rufta.
    @rufta.Ай бұрын

    ህዝቢ ኤርትራ ከም ሓደ ስድራ; ኢልካ ክትገልጾ እዚ ኮ ክውሕዶ; ማዕበለይ ጀጋኑን : God blss ኣለና ዋልታ ሃገር all ❤🎉🎉🎉

  • @user-bc5mq1dm6k
    @user-bc5mq1dm6kАй бұрын

    ንብዓት ስዒሩኒ ደቂ ሪመይ!ኣይ ኣም ሶ ሃፒ ኣባውት ዩር ሪስፔክትፉል ፕሮግራም። እንቋዕ ካባኹም ተፈጠርኩ። 🇪🇷 💖 🎉 ኤርትራ።

  • @berhanefray1146
    @berhanefray1146Ай бұрын

    ጽቡቕ መደብ ከምኡ ጌርኩም ንዝሰርሕ ሰብ ኣተባብዕዎ፡ ዕብየት መደብኩም ይምነይ!!!

  • @yordanosyemane2817
    @yordanosyemane2817Ай бұрын

    ንከምዚኦም ዘአመሰሉ ናይ ዕዶመ በዐል ፀጋ ምርቃት አበይ ይርከብ ዋልታ ሀገር ኩብረት ይሀብኩም ቀጽልዎ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤

  • @mengstewldi7378
    @mengstewldi7378Ай бұрын

    ሰላም ድሃይ ቤትና ክቡራ ደቂ ኤርትራ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ብሓበራ ተሓልያን ተኸቢራን ትንበር ሃገርና ኤርትራ...በዚ እትገብርዎ ዘለኹም ነመስግነኩም ብፍላይ ከአ ዝኸበርክን ዝተፈተክን ጓልና ውቅብቲ ነቦና ነታለ ዝኸደንክዮ ግርማ ተኸደኒ ዛጓለይ ብርኽቲ ሃብሮም ወሓለ... ?...

  • @kdstimesfn1059
    @kdstimesfn1059Ай бұрын

    ብጣዕሚ ደስ ዝብልን ስሓብን ውሽጥኻ ዝትንክፍ መደብ ናይ ኣቦና ምሕጋዝን ሞራል ምሃብን ጥራይ ዜይ ኮነስ ዋላ ነቶም ሰብ ድካን ናይ ስራሕ ዕድል ምሃብ ሕጉሳት ኮይኖም ሰርቢስን ሕጉስ ኣቃባብላን ኣተኣናግኦምን ስምዒትካ ይትንክፍ ብፍላይ ነዞም ኣብ ፎቆዶ ኣህጉር እንዳ ከድኩም ገንዘብኩም ትኸስሩ እሞ ምስ ምሉእ ስድራኹም ዜይ ትራከብሉ ምርጫኹም ገርኩም ኣቲኹም ምስ ምሉእ ስድራቤትኩም እትራኸብሉን እትሕጎስሉን ሃገርኩም ኣትኩም ክትሕጎሱ ንላቦ ብራቮ ማዕበል ምስ ኩሎም መሳርሕትኻ ኣለና ዋልታ ሃገር ከምኡ, ውን ምስ እዛ ምጭውቲ መንእሰይ ቀጽልዎ ዕድመን ጥዕናን ዓወትን ይሃብኩም ኣምላኽ🥰🇪🇷💐

  • @tekestebereket1306
    @tekestebereket1306Ай бұрын

    At the age of 86, the gentleman was entitled to sit down and enjoy the rest of his life. However, he chose to work and help himself and his family, showing the hard work and ethic of the Eritrean people. "There is no shame in laboring but it is shameful begging" he said. This is a good lesson to all our young children who are inside and outside of the country. I am proud of this gentleman! Thank you Rhoda for your skillful and entertaining presentation. Keep up the good work!

  • @meharigoitom2781
    @meharigoitom2781Ай бұрын

    ኣለና ዋልታ ሃገር ናይ ብሓቂ ከም ስምኩም ቀጽልዎ ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @andebrhanhabte2682
    @andebrhanhabte2682Ай бұрын

    ኣለና ዋልታ ሃገር ካብ ትጅምር ክሳብ። ሕህጂ ብዘይ ዕረፍቲ ዝተፈላለዩ ዓበይቲ ስርሓትን ሓገዛትን እተበርክተልና ዘላ ሃገራዊት ሚዳ ኢያ ኣጆንና ደቂ። ኤረይይ በቢ ዓቕምና ንሓግዝ

  • @zayedtemolso5592
    @zayedtemolso5592Ай бұрын

    እዋይ ዘገርም ንድሕሪት መሊስኩምና አቦጌሩስ ምርአየይ❤❤❤❤❤😍😍😍😍😍😍

  • @rebeccaml4839
    @rebeccaml4839Ай бұрын

    Wow to be 86 years old and still strong and lovely father ❤ that is strong mind and soul and that’s Eritrean Dads 🇪🇷❤️

  • @user-nj7rj6bt3n
    @user-nj7rj6bt3nАй бұрын

    ብጣዕሚ ዘሔጉስ ፕሮግራም ኤርትራውነት ቀጽሉዎ የሕዋት ዋልታ ሃገር

  • @SamielHatom

    @SamielHatom

    Ай бұрын

    Baba fshale King👑

  • @SASE-TV
    @SASE-TVАй бұрын

    ደስ ክብሉካ እዞም ኣቦ ግርማ ዘለዎም ❤❤❤

  • @senay6334
    @senay6334Ай бұрын

    ናይብሓቂ ጽቡቅ መደብ ዘውጻእኩሞ ይተከኣልኩም ብኣምላኽ ርኸብዎ ኣለና ዋልታ ሃገር ❤🇪🇷❤

  • @fn7619
    @fn7619Ай бұрын

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ቅዱስ ቅንኢ ዘሕድር ኤርትራዊ በብዓቅምና ከምዚ እንተጌርና አምላኽ ዝፈትዎ ስራሕ እዩ።🙏🙏🙏🙏💯💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @yemanemehari1742
    @yemanemehari1742Ай бұрын

    መደብ እናጸበቐት ትኸይድ ኣላ❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @leulaweldeab4962
    @leulaweldeab4962Ай бұрын

    እቲ ኣቃባብላ ብታሕጋስ ብብኽያት ክመውት ደሌ እንቋዕ ኣባል ኣለና ዋልታሃገር ኮንኩ ብዓቢኡ ክኣ ሕብንቲ ኤርትራዊት እየ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @germatsionmesmer8992
    @germatsionmesmer8992Ай бұрын

    መርሓባ ደቂ ሓላል መሬት ❤ ኩሉ ግዜ ተቅርብው ይብል ካብ ኩሉ ሮዳስ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኪ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-hn6dn4sb9k
    @user-hn6dn4sb9kАй бұрын

    ❤❤ ሽኮሪና ብጣዕሚ ጽቡቕ መደ እዩ፡ ኮመንት ፡ስለዝበልኪ እቶም ትኸድዮም እንዳ እኽሊ፡ኣስቤዛ፡ክዳውንቲ፡ረስቶራንት(Restaurant) ናብቶም ትሕት ዝበሉ እናቀያየርኩም እንተተባብዕዎም ጽቡቕ እዩ ይብል ፡እምበር ይበል❤❤❤

  • @atewerkigebrekrstos2237
    @atewerkigebrekrstos2237Ай бұрын

    ብኣምላክ ርከብዮ ዝሓፍተይ ክዳን የሃብኪ 🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @EritreanQueen
    @EritreanQueenАй бұрын

    OMG 😳 i miss you more my family ❤️❤️😢😢 GOD blessed with all Eritrean people 🇪🇷💯💐🎁💐

  • @Habrom
    @HabromАй бұрын

    እዋይ ወዲ ታኬታ ዓደይ ጥዕና ይሃብኩም ኣብ ህኮሰኤ ኤየ ዝፈልቶም

  • @amanuel3005
    @amanuel3005Ай бұрын

    ዋውውው ደቂ ሪሜይ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷በረከት እድሜ ምርቃ ወለድ በረከት ዩ ሐፍተይ

  • @Erilove2112
    @Erilove2112Ай бұрын

    እዞም ኣቦ ደስ ክብሉኻ መዓር ኣፎም ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም

  • @ruthbfser1052
    @ruthbfser1052Ай бұрын

    ናይ በሓቂ ደስ ዝብሉ ኣቦ ኣብ ሕማቅ ስትረስ ከለኩ እንድየ ርእየያ ክገልጾ ዘይክእል ንብዓተይ ምቁራጽ ኣቢኒ ዕላሎም ደስ ኢሉኒ ተመሲጠ ኪርእዮም ግን ኩሉ ተሓዋዊሱኒ ናፍቆት እዚ ወያል ስደት ኣቦይ መዓረይ ጸሎት ግበሩልና 😢😢😢😢

  • @gerensehailom7922
    @gerensehailom7922Ай бұрын

    ክብርቲ ሮዳስ ንብጽፍሮም ዝሃድሩ ትገብርዮ ዘለኺ መደባት ሓጎሰይ ወሰን የብሉን ።ባባ ናታሊ ምስቲ ዕድመ ዕንክሊል ክብሉ ክውዕሉ ክትርእዮም ከለኻ ኣሪገ ከይበሉ እሞ ከኣ ዘረቦ ኦም ህድእነት ዘለዎ ዩ።ብአካል የዕሊልና ነርና ሞ ካብዚኦም ክንመሃር ተስፋ ይገብር ቀጽልዎ ሮዲ🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @semaineshtewolde4360
    @semaineshtewolde4360Ай бұрын

    አጆና አጆና ተሐጒሰ ዊዒለ ስለዝረአኹኹም ሐበናትና ባቦናታለ ጥዑም ቃሉ ደዉ በለልና አንታ ዓደይ ናፊቐ ዓደይ ዓዲ ፍቕሪ ዓዲ ሰላም ኩሉ ዝትምነያ ዓይኒ አባይኺ ይደፈን አዛ ምጭዉቲ ጋዜጤኛ እስኽን ፍሽኽታኽን ዝወለደት አደ ትቕሰን ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰

  • @alganeshafewerqi1168
    @alganeshafewerqi1168Ай бұрын

    ዋዉኣቦና ናታን መረኸትኩምን ጸለትኩምን ምሰ ኩሉ ኤሬትራዊ ይኹን

  • @sofiayohannes5996
    @sofiayohannes5996Ай бұрын

    ጽብቅቲ ዎዕሮ ነቲ ጽቡቅ ባህሊ ኤርትረራ ትህፍትምዮ ሰለ ዘለኪ እሞ ዕድመን ጥዕና ይሃበኪ እዛገለይ

  • @user-hn6dn4sb9k
    @user-hn6dn4sb9kАй бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ኣቦና❤❤ ኣነስ ንቀጻሊ ከምታ ዝበላ ናይ ኣፍሪካ ባባ ናታለ ኣብ ኤርትራ ኣብቲ ናይ ቅነ ልደት ከዲንካ ንህጻናት እንተትሕግዝዎ ከኣ ጽቡቕ እዩ።ከምዚኦም ዝበሉ ሰብ ጸጋ ይጥፍኡና እለዉ

  • @brhanegebru8240
    @brhanegebru8240Ай бұрын

    ኣነ እኳ ኣብ ዓውዲ ስነሕብረተሰብ ስለዝነጥፍ ነዚ መደብ ንምክትታል ብህንጥዩነት እየ ዝጽበዮ፡ እቲ ምንታይሲ ኣቕራቢት እዛ መደብ ብሓቂ እየ ዘድንቓ፡ ንዋልታ ሃገር ድማ ንስለ እቲ ምቕሉል ኣበርክቶኹም ኣገናዕ ይብለኩም፡፡ እንቋዕ ናትና ኮንኩም፡፡ ብዘይ ቃል ዓለም ንሕብረተሰብ ኤርትራ ዝውክል ኮይኑ ረኺበዮ፡፡

  • @onelovelove7688
    @onelovelove7688Ай бұрын

    በጃኹም ደቂ ኤረይ እዚ ሰብኣይ ስነጥበባውያን ዘይረኣይዎ ሕቡእ ወርቂ እዩ፡ ምስቲ ውቁብ ግርምኡ ኣቦ ኾይኑ ድዩ ሃብታም ኮይኑ ድዩ ኣሳሲኖ ኮይኑ ድዩ፡ ናይ ቢዝነስ ዓይነት ተዋስኣይ ኮይኑ ክሰርሕ ከምዝኽእል ብጣዕሚ ይኽእል ዩ፡ ብአጃኹም ስነጥባባውያን ሃገትና ወይ ደተፍቲ ሃገርና ጠመተ ግበርሉ እዞም ኣቦና ኣብ ሰነድ ኣቀምጥዎ፡ በጃኹም ሕሰብሉ ባዓል ሻም ሰብኣይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣቦና🇪🇷

  • @user-vy9bp2kx1b
    @user-vy9bp2kx1bАй бұрын

    ኣቦና ካኣ ጅግና ኣቦ እዮም ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም❤❤❤❤❤

  • @tsgehabte7038
    @tsgehabte7038Ай бұрын

    ኣሰይ ክንደይ ደኣ ክፍትውውኻ እዮም ❤🎉❤

  • @eritrea6227
    @eritrea6227Ай бұрын

    I am proud to be Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🫶🫶🫶❤️❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @merryjerry3714
    @merryjerry3714Ай бұрын

    ፈይሩስ እዞም ግርማ ዘለዎም ኣቦ ግሩም ንፉዕ ስራሕ ኩሉ ስራሕ እዩ ዝብሉ ነብሶም ኪሎም ዝከዱ ብጣዕሚ ንፉዕ ዕድመን ጥዕና ይሃቦም ዋልታ ሃገር ትገብርዎ እንተ ኖትኪ ተፈያውነት ልዑል እዩ ቀጽልዎ እዚ መደብ መሃሪ ንዪ ልክዕ ናይ ኤሪትራውያን ባህሪ ባህሊ ጽብቅ ቀጽልዎ🇪🇷🇪🇷🐪🐪🙏❤️♥️🌹🌷👏

  • @Ibrahimwedisaho
    @IbrahimwedisahoАй бұрын

    That's why I like you king wedi Eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @kidanehaile377
    @kidanehaile377Ай бұрын

    ደስ ዘብል መደብ ሕጉስ ኢለ ውዒለ ሓጎስኩም ይብዘሓዮም ደቂ ኤረይ ሓላላት

  • @zeynebabdu8556
    @zeynebabdu8556Ай бұрын

    አሰይ አሰይ ብጣዕሚ ደስ ይብል ኤርትራና ትዓምብብ

  • @yeshidejen4770
    @yeshidejen477014 күн бұрын

    WOW ERITRAWINET 💎Meninet 🙏🇪🇷❤️

  • @letinagebreweld8296
    @letinagebreweld8296Ай бұрын

    ኣለና ዋልታ ሃገር ፈውሲ ልቢ ንብዓተይ ክቖጻጽር ኣይከኣልኩን አርትራውነት ክቡር መንነት

  • @letinaberhane2172
    @letinaberhane2172Ай бұрын

    ኣሰይ ጹቡቓት 🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷

  • @lemlemmesfin4108
    @lemlemmesfin410824 күн бұрын

    Very nice my people 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @yoditgezu7401
    @yoditgezu7401Ай бұрын

    Good job deki Erey ❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @KbreKdusan-un3rl
    @KbreKdusan-un3rlАй бұрын

    ጽቡቕ መደብ ማዕበል ወዲ ህዝቢ ኣምላክ ይመስገን መሓዙት ጽጉማት ብሙካንኩም❤❤❤

  • @mehretbaire6212
    @mehretbaire6212Ай бұрын

    Roads shikor very respectful very nice he is very handsome man God bless Eritrea and Eritrean people ❤♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @yordanos77
    @yordanos77Ай бұрын

    እዋይ ከመይ ደሐን እተዉ ጽቡቅ ብሮግራም በርትዑ አምልኽ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @EseyasBokretsien-dj8fg
    @EseyasBokretsien-dj8fgАй бұрын

    ❤❤❤❤ዋውውውው ክብሪ ይሃብኩም ዋልታ ሃገር ሕልናኻ ዝቕስቅስ ስራሕ ሰሪሕኩም ግን እዞም ናይ እስራኤል ኣባላት ክንከውን ኣይከኣልናን ብኸመይ ኣባልኩም ክኸውን ይኽእል

  • @user-ed9un7zr2k
    @user-ed9un7zr2kАй бұрын

    ዝሓሾሽኩሞንዘጥፋኩሞን ኣምላክ ይባርከልኩም ኣበርኪቱ የምጻልኩ። ቡሩካት ደቀይ።

  • @esutekie360
    @esutekie360Ай бұрын

    ኤረትራው ምኻን ኪንደይ ዕድል እዪ ❤️🇪🇷🫡

  • @user-qg3nk5nw7f
    @user-qg3nk5nw7fАй бұрын

    ኣሰይ ደቂ ኤረይ እዝጊኣቢሄር በረከቱ የብዝሓልኩም ኣሜን🎉❤🙏🙏🙏⛪️😍🕌❤🇪🇷💪🇪🇷💪

  • @user-hn4fb8xv5c
    @user-hn4fb8xv5cАй бұрын

    Wow, God bless you all Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @nuraomer2261
    @nuraomer2261Ай бұрын

    I liked deki erey shikorinatat ☪️ ✝️ 🇪🇷 ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @hagereykebretey1962
    @hagereykebretey1962Ай бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ደቂ ኤረይ( ኣ/ ዋ /ሃገር) 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👈☝️👌🙏

  • @AbrhamHayle-lw7fe
    @AbrhamHayle-lw7feАй бұрын

    ብጣዕሚ ፅቡቅ ቐፅልዎ ደቂኤረይ ፃዕዳ ደቂዛ ሐላል መሬትንበሩለይ

  • @edenteklegiorgis9889
    @edenteklegiorgis988922 күн бұрын

    ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯The best show ever, nice to see & sharing with our Eritrean people inside and out of Eritrea 🇪🇷 😀

  • @romatela7057
    @romatela7057Ай бұрын

    እዛ መደብ ፈትየያ ተባረኩ ሐብር ኩሉ ግዜ ማዕበል ሐውና ሰብ ብከመይ ከተሐባበር ይክእል

  • @AlenaWaltaHager

    @AlenaWaltaHager

    Ай бұрын

    ኣብዛ Link ብምጥዋቅ: ኣባልነት ብምምላእ ኣተባብዑና | 🔜❣️🙏 kzread.info/dron/reJ_MTpmcybypwK-MxrqfA.htmljoin 🇪🇷|• PLEASE- SUBSCRIBE & LIKE SHARE ኣንረስዕ 🌟❤️🌟.

  • @ErdiYosief
    @ErdiYosiefАй бұрын

    ❤🇪🇷💯👑🥇🤴 ኤርትራዊ ዘሕብን ዘኹርዕ መንነት ክቡር ኣቦ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣለና ዋልታ ሃገር ማዕበሊኖ ክኣ ዓቢ ክብሪ ይግብኣካ ❤ቀጽሎ ከምኡ’ውን ሮዲ ሽኮር መግለጺ የብለይን በዚ ትገብርዎ ዘለኹም እዚ ኢዩ ክኣ ኤርትራዊ ማለት 🇪🇷💯👑❤️🥇✅🤴🙏✅🇪🇷💯👑❤️🥇

  • @MakiMaki-dd4tt
    @MakiMaki-dd4ttАй бұрын

    ኣሰይ ደቂ ኤረይ ማዓረይ ግርማ ይሃብኩም ብታሚ ደስ ዝብል ናርዲ ሓፍተይ ምናዳ ምስቲ ምቁርን ቱሑቱን ጠባይክን ክትዕሊዮም ከለኪ ብታሚ ይደምቅ ኣሎ ምስ ትገብርዎ ደለኩም ሰናይ ስራሕ🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Rahwa_34
    @Rahwa_34Ай бұрын

    ደስ ዝብሉ ግሩም ኣቦ ኣብዚ ናይ ዕድመ ጸጋ ወጸኦም ክሰርሑ ደስ ዝብሉ ብዓል ሓቦ እዮም ክፍተውኻ ደጊመ ግሩም ዝኾኑ ኣቦ ይብሎም ኣለኹ፡ ንስኺ ውን ካብተን ዝፈትወን ኣርቲስት ዓድና ጽብቅትን ህድእትን ብልቢ እየ ዝፈትወኪ መርዓኺ የርእየና ሮዳስ ጽብቅቲ ቦኽሪ ጓለይ እግጺኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ተባረኺ ጽብቅቲ ፍሽኽታ ቀጽልዮ።❤ ⚘️ 😘 👍 💯 🇪🇷 🎁🎁🎁🎁🎁🎁🎁

  • @eritreamahder303
    @eritreamahder303Ай бұрын

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል በጃኩም ዓዓቅምና ንሓግዝ የሕዋተይ ነዛ መደብ እናጸበቐት ክትኸይድ መአታን🙏🙏🙏 ❤❤❤❤❤❤ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ማዕበለይ ብጣዕሚ ደስ ኢሉና❤❤❤❤❤thankyou

  • @thomaszerai174
    @thomaszerai174Ай бұрын

    So proud of you Mabelino, may God bless you 🙏 wish you all the best in the world my brother. Let's focus on our country and people 🇪🇷🐪🇪🇷

  • @gw4841
    @gw4841Ай бұрын

    መርሐባ ብሐቂ መሳጢ አቦ ኮዕናን ግርማ ዘለዋም ኤርትራዊ ማለት ግርማ አለዋ ብማዕዶ ተላልዮ መንነቱ ❤❤❤እድመ ይሃቦም ፈጣሪ 🐆🇪🇷🐆🇪🇷🤝👍♥️♥️

Келесі