Dehay Betna - ድሃይ ቤትና (Episode 4) - One Day With Alena Walta Hager

Ойын-сауық

Alena Walta Hager: New Eritrean Show Dehay Betna.
Join this channel to get access to perks:
/ @alenawaltahager
© Copyright: Alena Walta Hager. All rights reserved.
#AlenaWaltaHager #MaebelKiflay #Eritrea #EritreanMedia
#AlenaWaltaHager #Eritrea #EritreanTalkShow #MaebelKiflay #EritreanMusic #EritreanMovies

Пікірлер: 1 000

  • @AlenaWaltaHager
    @AlenaWaltaHagerАй бұрын

    ኣብዛ Link ብምጥዋቅ: ኣባልነት ብምምላእ ኣተባብዑና | 🔜❣️🙏 kzread.info/dron/reJ_MTpmcybypwK-MxrqfA.htmljoin 🇪🇷|• PLEASE- SUBSCRIBE & LIKE SHARE ኣንረስዕ 🌟❤️🌟.

  • @alemiyasu4358

    @alemiyasu4358

    Ай бұрын

    Des zebel serah amlak yehgskum deki eriey halalat

  • @wegahtatsegay9907

    @wegahtatsegay9907

    Ай бұрын

    Selam maebelino very nice program amlak abzihu yhabka behaki tmrek aleka hanti hasab gn eti zgizae asbieza kone ekli Kab ztefelaleyu shekato kgzae tsbuk nieru kulom kea mserhu msnay akbrot ❤🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌👌👌

  • @sabasirak9765

    @sabasirak9765

    Ай бұрын

    ይግበኣኩም እዩ ዋልታ ሃገር❤❤❤🩸🩸🩸🩸🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @nazrietkbreab4584

    @nazrietkbreab4584

    Ай бұрын

    ማዕበል ኣድናቆተይ ወሰን የብሉን ምርቃ ናይ ኩሉ ብስራሕካ ዝተሓጎሰ ይብጻሕካ ከመይ ከ መጺልካ እዚ ሓሳብ ጅግና ኢካ ዕድሜካ ነዊሕ እንጀራካ ሰፊሕ ይግበሮ ብር ክትብል ተሓጎስ ኣብ ስራሕካ ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልካ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-ph7tz8hm3f

    @user-ph7tz8hm3f

    Ай бұрын

    ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ስራሕ ኣምላኽ ዝጎደለ ይመልኣልኩም። 23:39

  • @hussienibrahim6577
    @hussienibrahim6577Ай бұрын

    ማዕበሊኖ አምበሳ ዓይኒ አባይካ ይደፈን። ከምኡ ዉን መዓልታዊ እትገብሮ አብ መነባብሮኻን አብ ስራሕካን ዓወትን አሳልጦን ይምነየልካ አጆኻ አብጎንኻ አለና። 💯🇪🇷🌹

  • @AlenaWaltaHager

    @AlenaWaltaHager

    Ай бұрын

    Hussien ሓወይ የቀንየልና 🇪🇷❤️

  • @WediSawaMendelay

    @WediSawaMendelay

    Ай бұрын

    Bhaki azyu dea zbil medeb wedi kiflay arkey ❤

  • @Sillysanriofan

    @Sillysanriofan

    Ай бұрын

    ኢድ ሙባረክ ወድ ኤሬ 🇪🇷❤

  • @yefqrenat8852
    @yefqrenat8852Ай бұрын

    ሪኢቶ ኣለኒ ፡ብመጀምርታ ናይ በሓቂ ጽቡቅ ስራህ እግዘኣብሄር ጸገኡ የብዘሓልኩ ፡ቅጺለ ናይዞም ትሕግዝዎም ዘለኩም ሰባት ቴለፎኖም እንተት ገድፉ ዝያዳ ክሕገዙ ይካሉ እዮም ዝብል ግምት ኣሎኒ? ሪእቶይ ነዚኣ ትመስል ካብዚ ዝተረፈ ብጣዕሚ ጽቡቅ ቅጽልዎ።

  • @semereom
    @semereomАй бұрын

    ዓበይቲ ነገራት ተዛሪበን እዘን ኣደ። 1. ሰብ ኣዕሪፉ ዝበሃል ምስሞተ ጥራሕ እዩ። 2. ልማኖሕማቕ እዩ። ናትካ እዩ ጥዑም። ናይ ብሓቂ ወርቃዊ ቃላት። ዘሕብና ኤርትራዊት ኣደ።

  • @user-jj9ck6gn5e
    @user-jj9ck6gn5eАй бұрын

    ኣሕዋት ንዕብዮ ንዋልታ ሃገር በጃኩ ዝገብሮ ዘሎ ንእድ እዩ እሞ ኣብ ከምዚ ነታባብዕ ኢና ❤🇪🇷♥️🙏

  • @samuelmengsteab1822
    @samuelmengsteab1822Ай бұрын

    ኢድ ሰብ ዘይርኢ ጅግና መመሊስካ ካብዚ ህዝቢ ምፍጣርካስ ኩርዓት ይስመዓካ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @AmanTekle1

    @AmanTekle1

    Ай бұрын

    Pure ERITREAN spirit... 👍👍👍👍💯💯💯💯🙏🙏🙏🙏

  • @lilihadgu

    @lilihadgu

    Ай бұрын

    💓💝💖

  • @berektiandeberhan3837
    @berektiandeberhan3837Ай бұрын

    ማዕበሊኖ ማማ አበባ ሕጉስ ኢላ ክርኢ ከለኩስ እዚ ትገብሮ ዘለካ ብዝበለጸ ክንሰርሓሉን ክንቅጽሎን አለና። ደቂ ኤረይ በጃኩም አባልነት ብምምላእ ንተሓባበር ፡ ሮዳስ ብርሃን ገጻ ጽብቕቲ ቤላ አቀራርባ 🤙❤️❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷

  • @user-fd5km9zv4l

    @user-fd5km9zv4l

    Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @ghebrezgibereketeabekit1537
    @ghebrezgibereketeabekit1537Ай бұрын

    ሰላም ሰላም ሮዳስ ከመይ ኣሎኺ ከምኡውን ኣሎና ዋልታሃገር ኣብ ስራሕኩም ዓወትን ኣሳልጦን እንዳተመነኹ ሓንቲ ሓበሬታ ኣላትኒ እሳ ኸኣ ኣብ ገጂረት ንእሽቶይ ጥቓ ባር ገጂረት ፖላሶ ኣላ ብቤትሮ ዝወቀበት ሕጂ ብዛዕባ ታበላሶ ዘይኮንኩ ክዛረብ ኣብትሕቲታ በላሶ ሓንቲ ሰበይቲ ሓምሊ እናሸጠት ብውሑድ ኣብታ ቦታ 20 ዓመት ገይራ ትኸውን እያ እንተዘይተጋግየ እታሰበይቲ ርኡይ ጸገም ዝኾነሰብ ብዓይኑ ዝርእዮ ኣለዋ እሱድማ ለምጺ ዝበሃል ሕማም ኣለውዋ ንዓለም ክትብድሃ ትጽዕር ሰበይቲ እያ ኣነ ምስኣ ዝኾነ ዝምድና ወይ ፍልጠት የብለይን ግን ኣብኡ ስለዝኾነ ገዛውተይ ኩልግዜ እየዝርእያ ኣነ ኢለኩ ዘይኮንኩም ባዕልኹም ኬድኩም ከተርጋግጹ ትኽእሉ ኢኹም ርግጸኛ እየ እዚሰናይ ተግባራትኩም ነዓዓውን ከምትልጉሱላ ኣነ ሕበሬታ ጽቡቕ ስለዝኾነ እየ ዝሕብር ዘሎኹ እምበር እቲ ክትገብርዎ ትኽእሉ ባዕልኹም ኢኹም ትፈልጥዎ እንተተጋግየ ድማ ይቕሬታ የሓትት ዓወትን ኣሳልጦን እናተመነኹ ሰናይ ናይስራሕ ኣሳልጦ ይብል

  • @selamtuquabo-girmazion3068

    @selamtuquabo-girmazion3068

    29 күн бұрын

    አነውን ነዛ ዝበልካያ ሰበይቲ ሪኤያ እየ ሐቅካ ኢካ ጽቡቅ ሐበረታ ❤

  • @ablelabraham8066
    @ablelabraham8066Ай бұрын

    ኣቤት ሰናይ ተግባር ትገብሮ ዘለካ ምዓበል ሓውይ ምስ ብጾትካ ስሚዕታትካ ዝትንክፍ እዝግኣሄርን ሰብን ዝፈትዎ ስራሕ ከምዚ ዝበለ ሰናይ ተግባር ክንገብር እዝግኣብሄር ፍቃዱ ይኩን ኣብነት መንእሰያት ኢካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ይሃብኩም ዘውጻእክሞ ኣምላክ መሊኡ ይሃብኩም ❤❤❤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @WediSawaMendelay

    @WediSawaMendelay

    Ай бұрын

    Ja Nay bhaki kemzom yebzhalna meglexi sinalu senay tegbarom

  • @abrahamjoseph9960
    @abrahamjoseph9960Ай бұрын

    እዛ ምርቓ ኣበይ ትርከብ ኣዴና ኣበባ ተሓግሳ ንሕናውን ተሓግስና ጽቡቕ ተበጉሶ ///

  • @gualdengelmariam2364
    @gualdengelmariam2364Ай бұрын

    ኣሰይ ብርኽቲ ዝኾና ኣደ መድሓኒ ዓለም ኢየሱስ ክርስቶስ ኢልክን ዘይትጸግባ። በላ መድሓኒት ዓለም ኢየሱስ ብበረኸት ቤትክን ይምላኣዮ።

  • @Moka-rl9sg
    @Moka-rl9sgАй бұрын

    እቲ ንድኻ ዚርሕርሓሉ ንእግዚኣብሄር የለቅሖ፡ ንሱውን ንሰናይ ግብሪ ኺፈድዮ እዩ። 'መጽሓፍ ምሳሌ 19:17'

  • @awetkidane3227
    @awetkidane3227Ай бұрын

    እዋይ በዛ ካሜራስ እተዊ ምጺኒ ዓድና ናፍቕና ብሓቂ ህዝቢና ናይ ብሓቂ ጻዕራም እዩ።እዛ ኣደ ናይ ብሓቂ መራቂት ኣደ እያ ነቢዔ እየ ኣሜን ኢልና ኢና ክስብ ምርቃ ዝዓቢ ስለ ዘየለ።😊

  • @Sawa-1996
    @Sawa-1996Ай бұрын

    Thanks ወዲኽፍላይ ቀጽለሉ ኣብ ጎንኻ ኣለና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @AlenaWaltaHager

    @AlenaWaltaHager

    Ай бұрын

    @Sawa-1996 የቀንየልና🙏

  • @tihtinakibret845
    @tihtinakibret845Ай бұрын

    ካብ ኩሉ ዝተኣገደት ሃገር እዚ ኹሉ በሽበሽ እኽሊ🙏🏾👍😇

  • @naboobsprit5638

    @naboobsprit5638

    Ай бұрын

    ይገርመካ ኢዮ እዚ ኩሉ ማዕቀብ ወዲ ማዕቀብ ሐሊፉስ ብሩህ መጻኢና ካአ ብብርሃን ንዓቀብ ኮይኑ እዝጋቢሄር ሰሰናይ የርኤና ሐወይ ወይ ሐፍተይ ናተይ

  • @tihtinakibret845

    @tihtinakibret845

    Ай бұрын

    ብጻዕርን ስራሕን ኩሉ ይካኣልዩ።

  • @EriOneMood
    @EriOneMoodАй бұрын

    መዕበሊኖ ጅግና ከማካ ዝመስሉ ውላድ ይብዝሑላ እዛ ሓላል ሃገር 🇪🇷። መምህር ሮዳስ ሽኮር ድማ ንፍዕቲ አቕራቢትን አዳላዊትን ርህርህትን ንህዝባ ክብሪ ትህብ ክብርቲ ኢያ'ሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ። ሓወይ መዓረይ ረቢ ምሳካ ይኩን ፈጣሪ ዝፈትዎ ግብሪ እዩ። ኤርትርዪን ኣሕዋተይ ይሰስኑ። love u ❤🇪🇷

  • @sinnithm.6972
    @sinnithm.6972Ай бұрын

    ግርማ ተከደኑ ደቂ ኤረይ 🇪🇷 ከምዚ ኢና ኤርትራውነትና ሰላም ነዚ ሐላለይ ህዝበይ 🙏 ሮዳሰይ ሽኮር ንዓኪ አስመራ ምስ መፃኩ ሳቭራይስ አለኪ ዝሐፍተይ🎁 1ግን ከም ሐበሬታ👈 ናይቶም ተቅርብልና አጋይሽ ቁጽሪ ስልኪ አንተትቅርብልና እቲ ክሕግዝ ዝክእል ሰብ ደዊሉ ዱዩ? ሐዊሉ ምሐገዞም? ከም ተወሳኪ ሮዲተይ መቀረት??? ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ⚖️ ቀጽሊ ሐፍተይ ናተይ አብ ጎንኩም አለና ዋልታና ዋልታ ሀገር 🇪🇷👌ማዕበል ክፍላይ Good job kip it up bro, 👍i saport you👌 🌹

  • @embabayakob6213
    @embabayakob6213Ай бұрын

    ጽቡቕ ስራሕ ተሌፎን ናይቲ ትረኽብዎ ሰብ ምልጣፍ ካኣ ኣይትረስዑ

  • @erenasalina7411
    @erenasalina7411Ай бұрын

    ኣዴታት ኤርትራ ኩሉ ጸጽቡቅቁ ንዓኽን ጀጋኑ ጽኑዓት ብሩኻት ❤🥹🥹🥹

  • @tsegaafeworki2346
    @tsegaafeworki2346Ай бұрын

    🇪🇷♥️ኣለና ዋልታ ሃገር ኩርዓት ሃገር♥️🇪🇷 ዝገርም ጽዒረ ክነብር እምበር፡ ጻዕዳ ኢደይ ክዝርግሕ ዝብል ህዝቢ ዘየለ፡ ዘኹርዕ ህዝቢ♥️🇪🇷

  • @mechaelberhane3711
    @mechaelberhane3711Ай бұрын

    ማዓበል ሐወይ በደይ አበባ ኪትጸደቅ እካ ሐወይ ናተይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹👍👍👍👍👍🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @bibimediatube9765
    @bibimediatube9765Ай бұрын

    እዛ መደብ ብጣዕሚ ፈትየያ ሓጎስ ይፈጥረልካ ኣብ ውሽጥካ ኣጆኺ ቀጽልዮ ሮዲ ሽኮር

  • @loveall892

    @loveall892

    Ай бұрын

    Btaemi tehagusom ktriom koleka des zibil ❤❤❤❤

  • @fthawi5958
    @fthawi5958Ай бұрын

    ወዲ ክፍላይ ኣበሳ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኩሉ ጽቡቅ ኢዩ ዘሎ ኣብኡ ከለካ እቶም ሰብ ትካላት ፍቃዶም እንተኾይኑ ዋጋታት ኣስቤዛ ሓፈሻዊ እንተ ዝነጉሩና ንሰብ ትካላት ክኣ ሰብ ንክመጽኦም ምሓገዘ ብተረፈ ቀጽሎ ሕጉሳት ኢና ብኩሉ👍👍❤🇪🇷🇪🇷✋✋

  • @edengebreselasie5291
    @edengebreselasie5291Ай бұрын

    ስቅ ኢልና አይኩነን ኤርትራዊ ጭዋ መንነት ንብል 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ማዕበል እግዛአብሄር ዘውጻአካዮ ይመልአልካ Thanks god ኤርትራዊ ት ገርካ ዝፈጠርካኒ ካብዚ ለዋህን ጻዕራም ሕዝቢ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @danieltsegai3575
    @danieltsegai3575Ай бұрын

    ኣለና ዋልታ ሃገር በዚ ጀሚርኩሞ ዘለኹም ደሃይ ቤትና መደብ ደስ ዝብል መደብ ዘዉጻኹሞ ይተካኣልኩም ።❤❤❤❤❤

  • @mebrhatueyob9169
    @mebrhatueyob9169Ай бұрын

    ኣምላኽ ዝፈትዎ ኢዩ እሞ ኣጆኹም እቶም ክጸርፉ ዝውዕሉ ብዓል ዮስዮፍ ተወልደ ካኣ ንቀደም ከዚ ግበሩ እሞ ሽዑ ሰብ ኢዮም ክንብለኩም ማዓበሊኖ ምስ መሳርሕትኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንህዝቢኻ ብኹሉ ኢኻ ትሕግዝ❤❤❤

  • @AmanTekle1
    @AmanTekle1Ай бұрын

    our Mother represents the truest Eritrean Spirit.... An amazing Lady... 🙇🙇🙇🙇🙇🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️

  • @user-mq7tu5do5i
    @user-mq7tu5do5iАй бұрын

    ኣዲታት ኢርትራ ጀጋኑ ዕድመን ጥዕናን ዪሃብክን ኣሚን 🙏🙏🙏❤❤❤❤❤🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐💐💐💐🌹🌹🌹🌹👑👑👑👑👑🎉🎉🎉🎉🎉

  • @user-qz2xh1zm4b
    @user-qz2xh1zm4bАй бұрын

    ናይ ረቢይ ሰራህ ትሰርህይ አለኪይ ረቢይ ያሀግዝኪይ ኢንሻ አላህ❤❤❤

  • @EyobKahsay
    @EyobKahsayАй бұрын

    ካብ ሰናይ ነገር ዝጥዕም መቸም እንታይ ከይህሉ alena walta hager ዘውጻእኩሞ ይተክኣልኩም ፈጣሪ ካልኦት ዩቲበራት ክኣ ከምዚ ዓይነት ቁዱስ ሓሳብ እንተትጅምሩ እቲ ዝተጸገመ ምስተደገፈ ንስኹም ክኣ ስዓብቲ ወይ ብዝሒ ተዓዘብቲ ምረኸብኩም እሞ ዓስብኹም ክኣ ምስረኸብኩም ልዕሊ ኩሉ ከኣ ናይ ሕልና ስራሕ ምስራሕ ፍሉይ ሓጎስ ምዓሰለኩም።

  • @eritrea6227
    @eritrea6227Ай бұрын

    ኢድ ስብ ዘይርኢ ጅግና መመሊሰካ ካብዚ ህዝቢ ምፍጣርካስ ኩርዓት ይስመዓካ🙏❤️❤️❤️❤️🫶🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @GG-lh2yw

    @GG-lh2yw

    Ай бұрын

    ብጣዕሚ ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @edenpazom9452
    @edenpazom9452Ай бұрын

    አሰይ ደቂ ኢረይ ብሉጻት እትገብርዋ ዘለኩም መመሊሱ ዝኩላዕ ሮዲየ ብልጽቲ ማማየ አሜን ኢልና አለና ዕድመን ጥዕና ያሀብ ፊጣሪ ማዕበለይ ፊሉይ እዳ ሐደርካ ትኩላዕ ንብዓተይ መጺኒ🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🇪🇷❤❤

  • @genethalelid4486
    @genethalelid4486Ай бұрын

    ኡፍ ንክሪአ ትብዓት ስኢነ እግዚአብሄር አምላክ ዘዉጻኻዬ ይመልአልካ ማዕበለይ ሐወይ አዴታትና እንድዒ በሪርካ ኪድ ይብለካ ክትምርቅ ከላ እንድዒ አዴታትና ትዝክር አዴታትኪም ዘለዋ በጃኻትኩም አሕዋተይ አደይ በሉ አዴታት ኤሪትራ ክሕጎሳ አለወን ሮዲየ ኸአ ንፍዕቲ ምስ መሳርሕትኺ ጥዕና ይሃብኪ 🙏🙏🙏

  • @andemeskeltekleweini9970
    @andemeskeltekleweini9970Ай бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ማማ ኣቡቺ ሮዲ ዘይከም ዕድሚኣ ዓባይ ሰብ ኣለና ዎልታ ሃገር ❤ የቀንየልና ብሓቂ ኣምላኽ ይበሎ ኣብ ቀረባ ግዜ ኣባል ክንከውን🇪🇷💪❤ኤርትራና ኣምላኽ ይባርኽ።

  • @huriahaile1158
    @huriahaile1158Ай бұрын

    ኤርትራዊ ባህሊ ኣዝዩ ቅዱስ ባህሊ እዩ እሞ ኣብ ምዕቃቡ ኩልና ኣይንሕመቕ።

  • @user-ez9lp3yv1d
    @user-ez9lp3yv1dАй бұрын

    ሮዳስ ጽብቕቲ ጽቡቕ ስራሕ ፡ ቴሌፎን ተትገድፉ ግን ጽቡቕ ኔሩ ፡ ዝሕግዙ ሰብ ሕልና ስለዘይስኣኑ ኣብ ግምት የእትውዮ ኢኺ።

  • @hiwetteweldebrhan8440
    @hiwetteweldebrhan8440Ай бұрын

    መርሓባ ሮዳሲና ብርሃን ገጻ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ ኢኹም ትሰርሕዎ ዘለኾም እሞ ቁሩብ ሓበሬታ ክንህብ ካብ ኩለን ብሄራትና ጌርኪ ክትሕግዙ ንላቦ ማዕበለይ ዘይናኣሰ ኣጆኻ ቀጽሎ ዋልታ ሃገሩ ከም ሽሙ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🕌🇪🇷⛪️🇪🇷💪💪❤️❤️

  • @ErdiYosief
    @ErdiYosiefАй бұрын

    ማዕበሊኖ መግለጺ ስኢነ በቃ በዚ ትገብሮ ኩሉ ስርሓትካ ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯👑🤴🙏✅🥇🇪🇷❤️❤️💪👑🥰🤴🙏✅🥇

  • @Kokob-ye8rt
    @Kokob-ye8rtАй бұрын

    ኣሜን ንብል ኣለና ማማ ኣበባ ለባም ጥዕምቲ ኣደ ጅግና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💪💪❤️❤️👌👌💕💕👍👍🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🙏🙏🙏

  • @user-ez3qg6sj2d
    @user-ez3qg6sj2dАй бұрын

    አለና ዋልታ ሀገር ብተደጋጋማ እተቕርብዎም ሰባት ካብ ነንሕድሕድም ዝፍተዉኻ እሞ እቲ ኤርትራዊስ ይሰርሕ እምበር አይልምንን ዝበሃል እወ አብ ግብሪ ኢኻ ትሪኦ፤ካብቲ ዝገርመኩም ጀማራ ክሳብ ትውድእ ዓይነይ ጠጠው ምባልዩ አብዩኒ፣ኩሉኹም አብዚ መደብ ዚ ዝተሳተፍኩም ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም፣ተባረኹለይ ንበሩለይ ምጩዋት የሕዋት🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹❤️❤️❤️❤️❤️🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾

  • @romatela7057
    @romatela7057Ай бұрын

    አንቲ ጽብቅተይ ክንደይ ደስ ትብል አደ አምጺእክልና ብጣዕሚ ውርዝይቲ ባህርያት አደነት ዘለዋ በሊ ምርቃኪ ሰማይ የዕርገሎም ነቶም ገበርቲ ሰናይ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @LishanAsgedom
    @LishanAsgedomАй бұрын

    ማዕበሊኖ፡ ብሩክ እንዲኻ፡ አምላኽ ብኩሉ ድሌታትካ ይባርኻ፡፡ you have a good heart ❤️ I am so proud of you, I will always be with you🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💕

  • @fortunam2729

    @fortunam2729

    Ай бұрын

    Bzeymflay eu nredalom ,nsom keheguswen tray yom delyom

  • @user-qf2rn8rm5g
    @user-qf2rn8rm5gАй бұрын

    መርሓባ ብርሃን ገጻ ሮዳስ ሓፍትና ኣብ ልብና ሰፈርኪ ምስ ኲቱር ናፍቆትና ንፍቕፍቕ ነብለኪ ባህታ ልብና ስለ ዝኮንኪ ነዛ መደብ ኲላትና ዋልታ ሃገርና ክንጽበይ ማዓስ እያ ሓሙስ ትመጽእ ንብለሉ እዪ ጊዜና። ብዝኮነ ንበርልና ክበርልና ሓበንና ክብረትና። 🇪🇷🌷🇪🇷🌹🇪🇷💐🇪🇷🌺🇪🇷🌺🇪🇷🌹🇪🇷💐

  • @user-lr1mo6vr8p
    @user-lr1mo6vr8pАй бұрын

    ዋውውው ደስ ክብል ብንብዓት ገጸይ ተሐጺበ ማዕበል ሐወይ ንበረልና ጂግና ከምኡውን ኩሉኹም አብዚ ዝተሳተፍኩም ደቂ ኤረይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 አምላኽ ምሳኹም ይኹን ❤

  • @lifeisagift8504
    @lifeisagift8504Ай бұрын

    Thanks!God bless you our young hero 🙏🏽❤️

  • @AlenaWaltaHager

    @AlenaWaltaHager

    Ай бұрын

    Thank u 🙏

  • @naboobsprit5638
    @naboobsprit5638Ай бұрын

    ኩሩዕ ሑቡን ዘይናቱ ዘይደሊ ለዋህ ህዝቢ ኡኑቃዕ ኤርትራዊ ኮንኩ አለና ዋልታ ሃገር ካአ እዝጋቢሆር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤❤❤❤

  • @elsasolomon9247
    @elsasolomon9247Ай бұрын

    ካብዚ ህዝቢ ምውላደይ ብጣሚ ዐዶለኛ እየ ማዐበለ ሐወይ ከማኻ የብዛሐዩ ብጣሚ ልቢ ዝትክፍ እዩ❤🙏🙏

  • @bettysolo3226
    @bettysolo3226Ай бұрын

    Thank you team walta hager!! appreciate a lot your efforts Stay blessed 🙏🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️

  • @AlenaWaltaHager

    @AlenaWaltaHager

    Ай бұрын

    @bettysolo የቀንየልና 🙏

  • @tsegaytesfamariam3743

    @tsegaytesfamariam3743

    Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤selam selam walta hager dhay betna azye bmedebkum tehagise nebiar kbrn mebalen nhagerna Rodas galey kea xbqti temti feqar gexki bruh des tbli ab weledki fqri zeleki shikor eki neshtoy gega gn kermeki Netom sdrana abeyti xom sle zkonu ngaylan dankeran aytgeddyom fqadenatat kemzey konu rgxena eye nakin ntezazkn kehegusu gn ygdedu zelewu koynu ysmeani yreta

  • @mukiiis

    @mukiiis

    Ай бұрын

    Keep it up such a beautiful programme Walta hager.

  • @adhanommebrhtu1963
    @adhanommebrhtu1963Ай бұрын

    ሮዲ ምቅርቲ መልካዓን ድምጻን ኤርትራዊት ቅርቅረ ሎመስ ላዓላይ ጋሽ ኢኺ ኬድኪ መስለኒ ቡልቱግ ሱታይ ኣምጺኺ

  • @nanna9497
    @nanna9497Ай бұрын

    ቃል አምላክሲ ሃቡ ክወሃበኩም የብል ። አብምሃብ በረከት አሎ። ናይብሃቂ ዘህጉስ ስራህ ። እግዚአብሔር ኤርትራን ህዝባን ይባርክ🙏🇪🇷

  • @teweldeweldhaimanot4340
    @teweldeweldhaimanot4340Ай бұрын

    ሮዳስ ሓብተይ ብፍላይ መደብ ዋልታ ሃገር ጽቡቅ ስራሕ፡ ተቅርብዎ መደብ ኣዝዩ መሳጥን ተባሃግን ኢዩ፡ ንዓኩምን ንመላእ ህዝብና ሰላም በረከተ ጸጋን ይሃብኩም መድሓኒአለም።

  • @lemlemzerai6257
    @lemlemzerai6257Ай бұрын

    ሮዳሰይ ጽብቕቲ ርሑስ ጋማ ይግበረልኪ ወሊድኪ ክበሪ❤❤❤❤

  • @freweinibrorsson285
    @freweinibrorsson285Ай бұрын

    ሮዳሰይ ምቅርቲ ተባረኺ ዓቅምና ክንገብር ብኸመይ ክንሰደልኩም ኣካውንት ግበሩ። ሰሰናዩ ንህዝበይ🇪🇷🌹❤️🇪🇷🌹🇪🇷❤️

  • @HAREGU1
    @HAREGU1Ай бұрын

    አዴታት ኤርትራ ጸጹቡቁ ይፈጠረልክን ጀጋኑ ጹቡቅ ዚገብር ጹቡቅ ይፍጠረሉ አሜን ❤🙏❤️

  • @lemlemzerai6257
    @lemlemzerai6257Ай бұрын

    ማዕበለይ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ዘውጻእካዮ ይመላኣልካ ናይ ብሓቂ ክስዓብ ዘለዎ እዩ❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-gd2kt7lw3x
    @user-gd2kt7lw3xАй бұрын

    ኣነስ ነቢዐ ብዘይቀልዓለም ጽቡቅ ስራሕ ኣለና ዋልታ ሃገር ከኣ ቀጽልዎ ፣ማዕበል ከኣ ጅግና ኢለካ ኣለኩ ፣እሞ ክልና ኤርትራዊን ነዛ መደብ ንስዓባ ንሓግዞም ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @sen-ayt7782
    @sen-ayt7782Ай бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷ቡርኻት ደቂ ኤረይ ምርቃ ከስብኩም ብርኽቲ ሰበይቲ 🙏🏽

  • @azujigina4753
    @azujigina4753Ай бұрын

    Deki Erey eza meda kitabi kitlieil ab lagligt dereza kitbexih like & sabucikiraiv nigiberelom tesifa zelewa media bitami kidus kiniei yhizeka 🇪🇷❤️🥰💯✅️

  • @owingsmillss
    @owingsmillssАй бұрын

    This lady makes me cry 😭 I love her 😍

  • @fithikiflay1431
    @fithikiflay1431Ай бұрын

    Ane kab kulu nrodas mmraxka maebel hawey dess kitbleka mikllti

  • @huriahaile1158
    @huriahaile1158Ай бұрын

    ኣደ ማለት መቸም መግለጺ ዘይርከቦ ብቃላት እዚ እልካ ክትገልጾ ውዕለታ ኣይ ከኣልን እዩ።ነደስ ካልእ እኳ ይግብኣ።ክብረት ይሃብኩም ኣለና ዋልታ ሃገር ምስ ኩሎም ተኸታተልትኹም።

  • @kidanehaile377
    @kidanehaile377Ай бұрын

    ዝኸበርኩም ኣለና ዋልታ ሃገር ፈጣሪ ሽሻይኩም የብዘሓልኩም ሰናይ ተግባራትኩም ብጣዕሚ ካብ ፈጣሪ ርኸብዎ፡ ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ተኻፋላይ ናይ ሰናይ ተግባራትኩም ክኸውን በዓል ምሉእ ተስፋ እየ፡ዘለኣለማዊ ክብርን መጎስን ንሰማእታት ኤርትራና ዓወት ንሓፋሽ።

  • @tesfomgebru5093
    @tesfomgebru5093Ай бұрын

    ደሃይ ቤትና ኣብ ኣለና ዋልታሃገር ውዕለትኩም ካብ እግዝኣብሄር ርከብዎ ኣዝዩ ዘሕጉስ መድብ ብፍላይ ጽጉማት ኣብ ምልላይ ኣጆኹም ኤርትራና ብጻሪ ህዝባን ደቃን እዩ ዝሓልፈላ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @user-kc1ew4pz5j
    @user-kc1ew4pz5jАй бұрын

    ኣዝዮ ኣዝዮ እናበለጸን እናመቀረት ስሚዕትካ ዝትንክ ክቅበልዋ ከለውስ ክበኪ ደልዩ ስጋዕ ክንደይ ተሐጉሳ ትከውን ብነብስካ ክትሪኦ ምግማቱ ኣየጸግመካን ኣለና ዋልታ ሃገር መመሊሳ ትሰስን ማዕበለይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷🌷🌷

  • @fithawitwelduo9116
    @fithawitwelduo9116Ай бұрын

    Ohhhh so proud of you all am so proud 👏 of you are my people ❤️ ♥️ 💖 💗 💜 ❤️ 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

  • @MakiMaki-dd4tt
    @MakiMaki-dd4ttАй бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ምርቃ ከይ ሓልፈኒ ፡ ኣሰይ ደስ ዘብል ዕድመን ጥዕናንን ይሃብክን ኣዴና ፡ ናርዲ ምስ መሳርሕትኪ ክኣ ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦን ፍቅርን ይሃብኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @biniamembaye201
    @biniamembaye201Ай бұрын

    ደስ ዝብል ተበግሶ ቀጽልዎ ሽኮሪና ኣስሒቕክኒ ቦሶሮ ምካንኪ ተገጢምኪ ቡልቱግ ሓውኺ ተላሊኽክዮ ኣብ ቐረባ ክጽምብሮኩም ኢና ሰናይ ተበግሶ ቦሶሮ ሓፍትና

  • @kidantekle2443
    @kidantekle2443Ай бұрын

    Bravo Amche we love you that is it We Eritreans were living in Ethiopia we did not have beggers everybody were working and helping each other.🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @FiebuFiebu-td4nq
    @FiebuFiebu-td4nqАй бұрын

    ክብሪ ይሃብኩም ኤርትራዉያን ይሕዋተይ ከመይ ትሓጊሳ እዚ ኣዲና ቀጽልዋ❤❤❤❤❤

  • @tsgehabte7038
    @tsgehabte7038Ай бұрын

    ውውውውውው ደቂ ኤረይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕና የሃብኩም ❤❤❤

  • @diyanazeru5860
    @diyanazeru5860Ай бұрын

    ጂግና ህዝብና ማዕበል ሓውና ክኣ ጹቡቅ መደብ'ዩ ክትዓቢ ዘለዋ ቻነልያ ቀጽልዎ💪🇪🇷🙏

  • @VeleroMedia4952
    @VeleroMedia4952Күн бұрын

    ጽቡቕ ሰራሕ ሮዲ ማማ ኣቡችይ ከኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃበን ማራኺ ዕላል መሰሓቕ ከኣ ደስ ይብላካኻ ኣምላኽ ይባረኸን

  • @solomontsegay9986
    @solomontsegay9986Ай бұрын

    THANK YOU VERY MUCH GODS I WAS BORN FROM ERITREAN PEOPLE!

  • @benyammubrehatu6743
    @benyammubrehatu6743Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤9 በሀራትና ከም ህዝብና ኣብ ኣለም የለን

  • @AmanTekle1
    @AmanTekle1Ай бұрын

    @Rodas...you are amazing...come do live broadcast with Maebel...🙏🙏🙏🙇🙇🙇🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @YonasDesbele-fy7vy
    @YonasDesbele-fy7vyАй бұрын

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኩቡር መጠን ነብሱ የክብረካ ዩ ፡ ደቂ ኤረ ሰላምን ፍቅርን የዉርደልና ❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤።

  • @lemlemzerai6257
    @lemlemzerai6257Ай бұрын

    ኣሜን ማማየይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ❤❤❤

  • @atewerkigebrekrstos2237
    @atewerkigebrekrstos2237Ай бұрын

    ኣምላክ ማዕልን ጥዕናን የሃብኪ ዝሓፍተይ ንጽግማት ከምዚገርኹም ምሕካዝ ብጣዕሚ ሕጉሳት እና ዝሓፍተይ ኣምላክ የሓግዝኪ🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @LidiaTeame-bx3nh
    @LidiaTeame-bx3nhАй бұрын

    Ni bahaqi enda bekeku raya aykalkun Mirqa nikulina ybtshna hizbna tueum Nezi kun nikikewn zigeberkum Egizabher yhagzkum amen 🙏🏻 ♥️ ❤️ ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻

  • @mussiedebrezion554
    @mussiedebrezion554Ай бұрын

    Thank you Alena walta hager.God bless Eritrea 🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷

  • @fevenkiros528
    @fevenkiros528Ай бұрын

    መርሓባ ሮዳስ ምቅርቲ እቲ ኣብ ህዝና ተርእይዮ ዘለኺ ምቅሉል ዝኸነ ኣካይዳ ቀጽልዮ ግን ሓንቲ ክትእርምያ ዘለኺ ነገር ምስ ይቅረታ እንዳበልኩ ሑተኺ ምስ ወዳእኺ ኣብ ናቶም መልሲ ኣይ ትኹለፍዮም ምኽኒያቱ ብዙሕ ዘሕልፍዎ ነገር ክህልዎም ስለ ዝኺእል እንዳበልኩ ብእትሕልፍዎ ዘለኹም ኣለና ዋልታ ሃገር ኣብ ቀጻሊ ኣብ ጎንኹም ኣለና ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @yohanesadmokom4181
    @yohanesadmokom4181Ай бұрын

    Walta Hager, you make the best candidate and this our mother is very appreciative and happy person. Ty.

  • @gualdengelmariam2364
    @gualdengelmariam2364Ай бұрын

    ኣሰይ ኣደይ ደቅኻ እንተተሃጎሱ ኢኻ ትሕጎስ ዶ በልክን ንሕና ውን ሽማግለታትና ዓበይትናን እንተኣኽበርናን እንተተኸናኸንናን ኢና ግዝያዊ ጥራይ ዘይኮነስ ዘልኣለም እንሕጎስ።ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ❤❤❤።

  • @gualmile655
    @gualmile655Ай бұрын

    Thanks!

  • @AlenaWaltaHager

    @AlenaWaltaHager

    Ай бұрын

    @Gualmile655 የቀንየና

  • @yoditsahle2046
    @yoditsahle2046Ай бұрын

    አሜን ምቅርቲ አዴና አፍክን ክጥዕም ዕድመን ጥዕናን ይሐብክን ።ዋዉ ደቂ ኤረይ ፍቅሪ ይበል ምድላዉ አዚዩ ጽቡቅ ብታሕጓስ ክንድዚ ንብዓት በሉ ክበሩልና ነዛ አዴና ዘኽበርኩም እዚ ባሕልና ክጥዕም ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏

  • @desietvmogitmogit2124
    @desietvmogitmogit2124Ай бұрын

    ማዕበል ወደይ ኣዝየ እየ ብእትገብሮ ደስ ኢልኒ ሞ ተባረኽ ምስ መሳርሕትኻ ቀጽሎ ኣብ ጎንኻ ኣለና ። ኣምላኽ ንኤርትራን ሕዝባን ይባርኽ ዘልዓለማዊ ዝኽሪ ንሰማዕታትና ።

  • @lulaamanuel3457
    @lulaamanuel3457Ай бұрын

    እታ አቅራቢት ወርቂ ሚዛን❤

  • @peaceisalwaysgood450
    @peaceisalwaysgood450Ай бұрын

    ብር ክትብሉ ተሓጎሱ ብውላድኩም ክበሩ ❤❤ ዘክብር ዘሕንቅቅ ውላድ ይሃብኩም

  • @Helen-om4gn
    @Helen-om4gnАй бұрын

    Alena Walta Hager zitemereke kulu yebsahkum,tebareku 🙏

  • @wwpc6518
    @wwpc651819 күн бұрын

    MUM, I am like a flower that is raised with love by you, help me grow up big & strong, thanks for all you do, HAPPY MOTHER'S DAY FOR ALL MUMS. 🌹🌹🌹

  • @user-jv2fb5zv7m
    @user-jv2fb5zv7mАй бұрын

    ደቂ ኤረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ ሓላል ህዝቢ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @AfeAsrat
    @AfeAsratАй бұрын

    This is Eri love Eri 💘💘💘

  • @Ibrahimwedisaho
    @IbrahimwedisahoАй бұрын

    🫶🏾🫶🏾🫶🏾 I can't stop crying 😢😢😢❤❤❤ my God bless my ppl🙏🏾🙏🏾🙏🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @yemaneokubazghi1118
    @yemaneokubazghi1118Ай бұрын

    ጽብቅ ስራሓ ምረቃ ኣደይ ኣበባ ድማ ከምታ ዝበላኣ እየን ጽብቅ እንተሓሲብካ ወዲቅካ ኣይትወድቅን ኢኻ goo job maibel 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Eritrean4life
    @Eritrean4lifeАй бұрын

    This a really nice program. ኣለና ዋልታ ሃገር ኣይተካልኩምን! ኣምላኽ ይባርኹም, ጸጉኡ የብዘሓልኩም, ምርቃ ናዘን ኣደ የሃብኩም.

  • @user-mu6co4zu8r
    @user-mu6co4zu8rАй бұрын

    መመሊስኩም ተሐጎሱ አለና ዋልታ ሃገር❤🇪🇷❤️ ከሞ ሪእቶ ግን እዚ ኣርባዓ ጾም ስጋብ ትሐሊፍ ኮቦሮ ተ ትተርፊ ጽቡቅ ምበልኩ። አለና ዋልተ አጀኩም በሪዑ ብር እንዳ በልኩም ተሐጎሱ ዝተመረቀ ይብጻሕኩም❤🇪🇷❤️

  • @BiniamGhirmayfuns
    @BiniamGhirmayfunsАй бұрын

    btaemi des zebl amlak abziho yhabka ...kemzi elna nsmer deki Erey 🇪🇷❤️

  • @angesomelias4981
    @angesomelias4981Ай бұрын

    Waw des zbel medeb 🎉 kberi yehabkum walta hager ajoka n kdmit tray 🎉

  • @bicherzere6312
    @bicherzere6312Ай бұрын

    Maebelino Jigina Amilak Abizihu Abizihu yibarikia great job. Rodas shikor ❤❤❤❤❤❤🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

  • @TsiTsi1904
    @TsiTsi1904Ай бұрын

    ኩሉ ጽቡቅ ግን አቲ ደርፊ ኣይመድለየን ኣብ ኣባይ ጾም ሰለዘለና❤❤❤❤❤

  • @user-ib7ps3ov4r

    @user-ib7ps3ov4r

    Ай бұрын

    ሰቅ ኢልካ ፃድቅ አይትኩን ፀም ዶ ገለ አይትበል ንዚ አደ ነዚ መደብ አተባባዕ ፇምካ አብ ገዛካ ግበሮ .

Келесі