Dehay Betna - ድሃይ ቤትና (Episode 8) - One Day With Alena Walta Hager

Ойын-сауық

Alena Walta Hager: New Eritrean Show Dehay Betna.
Join this channel to get access to perks:
/ @alenawaltahager
© Copyright: Alena Walta Hager. All rights reserved.
#AlenaWaltaHager #MaebelKiflay #Eritrea #EritreanMedia
#AlenaWaltaHager #Eritrea #EritreanTalkShow #MaebelKiflay #EritreanMusic #EritreanMovies

Пікірлер: 1 100

  • @AlenaWaltaHager
    @AlenaWaltaHager17 күн бұрын

    PLEASE- SUBSCRIBE & LIKE SHARE ኣንረስዕ 🌟❤️🌟. | ❣️🙏 kzread.info/dron/reJ_MTpmcybypwK-MxrqfA.htmljoin 🇪🇷|•

  • @mbmb5927

    @mbmb5927

    15 күн бұрын

    Plse nay haftna telfona uba sdedlay khgza

  • @Asmaithab

    @Asmaithab

    15 күн бұрын

    Telefona eba xehafeley kehgza meabel hawey

  • @hagosgebru124

    @hagosgebru124

    15 күн бұрын

    Redu miqrti edimen tienan yhabk btemi zegus hasab eki tgebriyo zelek kem natey hasab wey Rieto kea ntom seb dukanat kea ketsrhyom xbuq koynu ysmeani

  • @hagosgebru124

    @hagosgebru124

    15 күн бұрын

    mknyatu kulu gizye kab hade a

  • @user-zy6ml6ok9g

    @user-zy6ml6ok9g

    15 күн бұрын

    Please post it their number!! So that we can help them.

  • @zeweldihaile2718
    @zeweldihaile271815 күн бұрын

    በጃኹም ሪኢና ጥራይ ኣይልኺ ላይክ ንሃቦ፡ ምኽንያቱ እታ ዝወሓደ ክንሕግዞ ንኽእል ንሱ እዩ። እንተ ኣለና ግን ዘልዓክሞ ይተክእልኩም፡ ኣናብስስስስ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤

  • @solyanasolyana4982

    @solyanasolyana4982

    15 күн бұрын

    Amen 🙏

  • @awetkidane3227

    @awetkidane3227

    12 күн бұрын

    ብሰንኪ ግዜ ልንቕነ ከይረኣኽዎ እየ ቐንየ ሎማዓልቲ ግን ንብዓተይ ጠጠው ምባል እብይኒ ምኽንያቱ ኣደ ኮይነ ክርእዮ ኸለኩ መዞም ቆልዑ ሒዛ ሓዳስ ግን ጅግና ኣደ ኢኪ እግዝኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምስዞም ምጨዋት ደቕኪ።

  • @user-nn1if3gh2i

    @user-nn1if3gh2i

    9 күн бұрын

    ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @zeweldihaile2718

    @zeweldihaile2718

    9 күн бұрын

    ንህቦ ርእይቶታት ተገዲስኩም ብምንባብኩም ማዕረ ክንደይ ኣብ ተዓዘብትኹም ኣኽብሮት ከምዘለኩም ዘርኢ እዩ፡ የቐንየልና። ኣብ ዓወት የራኽበና፡፡❤❤❤❤❤

  • @user-ts6pv2jv5o
    @user-ts6pv2jv5o15 күн бұрын

    በጃኹም ቴሌፎና እንተ ኣለኩም ጽሓፉለይ፡ ሕልና ዘለዋ ኣደ ብዙሕ እንዳ ጎደላ ይኣኽለኒ ዝልማዳ፡ እዚኣ ኢያ ክትሕገዝ ዘለዋ እሞ፡ ቴሌፎና ጽሓፉለይ 🙏🙏

  • @iloveyoumysweethomeeritrea2162

    @iloveyoumysweethomeeritrea2162

    13 күн бұрын

    ወላ ኣነ ብጣዕሚ እየ ኣድንቐያ ኣዝያ ሕያወይቲን መስኪን ኮይና ረኺበያ።ኣምላኽ ይሓግዝኪ። ❤❤❤

  • @Amlak-71

    @Amlak-71

    13 күн бұрын

    Telefona eba ❤

  • @user-ld9mw7jf9l

    @user-ld9mw7jf9l

    12 күн бұрын

    ዋላ ኣነ ዓቅመይ ምሓገዝኩ በጃኹም Alena walta Hager ቴሌፎና ትሓባበሩና.

  • @worldnine8153

    @worldnine8153

    12 күн бұрын

    ኣነ ከማን ኣድኒቐያ ብጣዕሚ ስክፍቲ እያ።

  • @senaitkfle3979

    @senaitkfle3979

    11 күн бұрын

    ወዲ ለባማትን ብሱላትን ኢኻ

  • @yefqrenat8852
    @yefqrenat885215 күн бұрын

    Lomi 2ይ ግዜ ይጽሕፈልኩም ኣለኩ ብዝተከኣለኩም መጠን ቴለፎን ናይቶም ተቅርብዎም ሰባት ግደፉልና ወይ ድማ ናትኪ ሮዳስ ሓፍተይ ማለተይ እቲ ኽሕግዝ ዝደሊ ሰብ ናባኩም ይድውል እሞ ዓቅሙ ይሕግዝ

  • @bereketedros3337

    @bereketedros3337

    3 күн бұрын

    Ane wela nay geliom naber mdeleku nay rodas or nayti dhgez seb 🥹

  • @meraabiabiygayl5102
    @meraabiabiygayl510215 күн бұрын

    Anes kdmi mrayey eye like zgebr kulatna like ngber.

  • @AmanuelTewedemedhn-gz5vz

    @AmanuelTewedemedhn-gz5vz

    15 күн бұрын

    Wela ane ❤❤❤❤❤❤❤

  • @haregeweinihabte2483

    @haregeweinihabte2483

    15 күн бұрын

    Ane keman keyrakuwo eye... Like suscribe zigebir..👍🌹

  • @nazrietkbreab4584

    @nazrietkbreab4584

    15 күн бұрын

    ናይ ግድን

  • @Eritreaa

    @Eritreaa

    14 күн бұрын

    Of course

  • @makentewelde5348

    @makentewelde5348

    14 күн бұрын

    Wala ane ❤

  • @lul9652
    @lul965215 күн бұрын

    ኣቱም ደቂ ኤረይ ሓላላት ላይክ እባ ንግበረሎም ነዚ ሰናይ ስርሖም ዋጋ ኣይክፈሎን አዩ በጃኩም

  • @biniamteklemariam2202
    @biniamteklemariam220215 күн бұрын

    ኣምላክ ኣብታ ሓላል መሬተይ ተመሊሰ ከምዚ ቅዱስ ቅንኢ ክገብር ሓግዘኒ ብሓቂ ነቢዔ ገለን ህዝቡ ክሕግዝ ይውዕል ገለን ካኣ ክብሪ ህዝቡ ክደፍር ይውዕል ኣድኒቐ ኣይጸግበኩምን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @fortunam2729

    @fortunam2729

    15 күн бұрын

    Wala nay❤❤❤❤

  • @selam-yi2op

    @selam-yi2op

    15 күн бұрын

    Natey dliet wn kem natkum u deqi Erey 🇪🇷🇪🇷❤💖🇪🇷🇪🇷

  • @deinemuta

    @deinemuta

    12 күн бұрын

    Amen amen amen ❤❤❤

  • @senaitkfle3979

    @senaitkfle3979

    11 күн бұрын

    ናይ ባሓቂ

  • @YoditTesfu-gm3ix
    @YoditTesfu-gm3ix15 күн бұрын

    Kab kuku rodi des tbleka nay tray dya wes nkulatna eye like

  • @fortunam2729

    @fortunam2729

    15 күн бұрын

    Afa mear welela ya❤

  • @YoditTesfu-gm3ix

    @YoditTesfu-gm3ix

    15 күн бұрын

    @@fortunam2729 btami btami kulu tzarebo des tbleka

  • @zeweldihaile2718
    @zeweldihaile271815 күн бұрын

    ኣብ ሜዳ ሓንቲ ደርፊ ማራ እንተጥዒማ ትደገም ይበሃል ነይሩ፡ እዛ ሰበይቲ ድማ እዚ ምስጋንኣስ መሊስካ ንኽትሕግዛ ዘተባብዕ እዩ፡ ትደገም ንኽትብል ትደፍር።

  • @Sawa-1996
    @Sawa-199616 күн бұрын

    ርሑስ ቅንያት ናጽነት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ኤርትራዊ ልማኖ ዘይፈትው ጻእራም ሕዝቢ እዩ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷⛪️❤️🕌🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪🐪🐪🐪

  • @AlenaWaltaHager

    @AlenaWaltaHager

    16 күн бұрын

    @Sawa-1996 🙏

  • @KbreKdusan-un3rl

    @KbreKdusan-un3rl

    15 күн бұрын

    ንስኻ ውን ብሩኽ ኢካ ኣምላክ ዘወጻእካዮ ይመልኣልካ

  • @rahwaamare1228

    @rahwaamare1228

    15 күн бұрын

    Zewtsekayo ytekalka

  • @yordalove37

    @yordalove37

    15 күн бұрын

    💐💐💐💐😍😍😍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @luwamsamule9693

    @luwamsamule9693

    15 күн бұрын

    Rodi, please help you mama agin please

  • @user-ip9kp6ey3i
    @user-ip9kp6ey3i15 күн бұрын

    ማዕበል ክፍላይ ሚልዮነር ኩን ብሓይሊ እግዛብህር ❤️❤️❤️❤️❤️

  • @elsaemahastyon3509

    @elsaemahastyon3509

    15 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @SolomeAbraham-gv1xr

    @SolomeAbraham-gv1xr

    15 күн бұрын

    አላና ዋልታ ሃገር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚአብሄር ዘልዕኩሞ ይተክአልኩም፡

  • @selam-yi2op
    @selam-yi2op15 күн бұрын

    በጃኩም ደቂ ኤረይ ኮፍ ኢላ ደቃ ተዕብየሉ ኬስኮ ነገር ተዝግበረላ ጽቡቕ ኔሩ ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷💖💖🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @senaitamanuel227
    @senaitamanuel22716 күн бұрын

    Des zebel sirha eyo kemzi gerka nixgum mhgaz ❤️🇪🇷🙏

  • @AlenaWaltaHager

    @AlenaWaltaHager

    16 күн бұрын

    @senaitamanuel227 Thank You 🙏

  • @user-sl9iv1rw2o

    @user-sl9iv1rw2o

    15 күн бұрын

    ❤❤❤

  • @teklitkidane8444
    @teklitkidane844415 күн бұрын

    ብጣዕሚ ጽቡቕ ቐጽልዎ ብፍላይ ተሌፈኖም ምስኡ ተደልውዎ ሰብ ሕልና ኣይ ምተሳኣኑን ብውልቂ ምሓገዝዎም ቀጽልዎ

  • @user-el9ll8cs8d
    @user-el9ll8cs8d15 күн бұрын

    ደቂ ኤረይ ኣብዚኣ ላይክ ከይገበረ ዝሓልፍ ፍርሃት ኣምላክ የብሉን በጃኹም ነዕብያ ሮዳስ ሓፍተይ ብሓፈሻ ኩላትኩም ደቂ ኤረይ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ፈጣሪ 🙏🙏🙏

  • @eritreamahder303
    @eritreamahder30315 күн бұрын

    ርሑስ ቅንያት ናጽነት ብጣዕሚ ተሓጊስና ማዕበለይ ሮዳሰይ ክኣ thankyou ❤❤❤❤❤ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሸር ላይክ ንግበር ደቂ ኤረ🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ❤❤❤❤❤❤

  • @selama3139
    @selama313916 күн бұрын

    Great job again. Happy Independents day. Thank you❤

  • @AlenaWaltaHager

    @AlenaWaltaHager

    16 күн бұрын

    @selama3139 Thank you 🙏

  • @user-sl9iv1rw2o

    @user-sl9iv1rw2o

    15 күн бұрын

    ❤❤❤

  • @berektiandeberhan3837
    @berektiandeberhan383717 күн бұрын

    ነዚ ጻዕራም ህዝቢ ታታሪ ምልማን ዘይፈቱ መመስገኒ ብዝበለጸ መታን ከነበረታትዕ አባላት ዋልታ ሃገር ብምኻን ብዝበለጸ ንምስራሕ ተሓባበሩ ❤️❤️🇪🇷🇪🇷

  • @nohisack7796
    @nohisack779615 күн бұрын

    ነዛ መደብ መታን ክትዓብን መደባታ ክሰፍሕን ሸር ላይክ ንግበር ደቂ ኤረ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍

  • @shikorinashikorina2085
    @shikorinashikorina208515 күн бұрын

    ቡዙሕ ግዜ እንደየ ተሓጉሰልኩም ዋልታ ሃገር ግን ኣይ ከም ሎሙዓንትን ❤❤ ካብ ልበይ እየ ነቢሕ ናይ ሓጎስ ድዩ ዋላ እንታይ እንዲዒ ❤❤❤❤

  • @DebesayHagos-yq2vc
    @DebesayHagos-yq2vc15 күн бұрын

    ብሐቂ ዋልታሃገር ብእትገብርዎ መደባት ብሐቂ ደስ ዝብል እዩ ብፍላይ ሮዳስ ከመስገንኩዋ አይሐልፍን በዚቀጽሊ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኪ

  • @g776yy3
    @g776yy315 күн бұрын

    ኣሰይይይይ ማዕበሊኖ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንኹሉኹም ደቂ ኤረይ ሰላምኩም የብዛሓዮ ፈጣሪ 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️

  • @user-bj6pe6lp9z
    @user-bj6pe6lp9z15 күн бұрын

    ደቂ አረይ ነተባባዓዮም ላይክ ሸር ንግበሮለም ሮዶይ ሽኮር ከኣ ቀጺልዮ❤❤❤

  • @mesitube5641
    @mesitube564115 күн бұрын

    ክትርኢ ከለኩም ኣድቨርታይዝ ኣይተቋርጽዎ ክሳብ መወዳእታ ተጸበይዎ ሰልዲ ምእንታን ክረኽቡ

  • @zeweldihaile2718
    @zeweldihaile271815 күн бұрын

    ናይ ብሓቂ 100% ዝግብኣ ሰብ መሪጽኩም፡ ዕዉታት ተዓውቱ!!

  • @hhb98ndndn58
    @hhb98ndndn5815 күн бұрын

    ቴሌፎን ተሐባበሩኒ ናይ አለና ዋልታ ሃገር

  • @Ancor123
    @Ancor12313 күн бұрын

    ብጣዕሚ ጻዕራም ሰበይቲ! ተጻዋሪት! ኣመስጋኒት! ስሰዐ ኣልቦ! ኣቱም ደቂ ተባዕትዮ ድማ ሓላፍነት ደቅኹም ተሰከሙ። ኣለና ዋልታ ሃገር ስለ ሰናይ ተግባራትኩምን ጻዕራም ዜጋ ምትብባዕኩምን ልዑል ምስጋና ይግባኣኩም። መቐረት ናይዛ መደብ ዝኾነት ሮዲ ድማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ 🙏

  • @atewerkigebrekrstos2237
    @atewerkigebrekrstos223715 күн бұрын

    ብቀዳምነት ኣምላክ እሕፍሱን ኣበርኹቱ የሃብኹም አለና ዋልትሓገር ኣብህዝብና ትገብርዎ ዘለኹም ንጽጉማት ኣብውህበት እዩ ዘሎበረከት እሞ ኣምላክ ጸጉኡ የሃብኹም 🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @hussienibrahim6577
    @hussienibrahim657717 күн бұрын

    ማዕበሊኖ አምበሳ ቀጽሎ አጆኻ አብጎንኻ አለና። ከምኡ ኸአኒ ብምሉእኩም መሳርሕቲ አለና ዋልታ ሀገር የቐንየልና። ሮዳስ ከአኒ ናይብሓቂ ኩሉ አቀራርባኺ ምቕልቲ ኤደትራዊት ዋዕሮ አኹሪዕክና። ብጣዕሚ ጽቡቕ አቀራርባ ደስ ዘብል ቀጽልዮ። ጽንብል ናጽነት ኤርትራ 2024 ዮሀና ንጅግና ምክልኻል ኤርትራ ,ንብምሉኡ ህዝቢ ኤርትራ አብዉሽጥን አብ ደገን ናይ ሰላምን ጥዕናን ይግበረልና አሜን ዓወት ንሓፋሽ 💯💯💯💯🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @AlenaWaltaHager

    @AlenaWaltaHager

    17 күн бұрын

    @hussienibrahim6577 የቀንየልና ጅግና.

  • @AlenaWaltaHager

    @AlenaWaltaHager

    16 күн бұрын

    @hussien thank you 🙏

  • @helenasmerom1582

    @helenasmerom1582

    15 күн бұрын

    @@AlenaWaltaHager kab London kehigza nza sela zedlku pls Phone sedadulay

  • @user-sl9iv1rw2o

    @user-sl9iv1rw2o

    15 күн бұрын

    ❤🎉

  • @zezuwedieri1349
    @zezuwedieri134915 күн бұрын

    ሎሚ ንብዓት ስዕሩኒ thx Rodas and alena waleta hager, hadas tsearem eritrewit meninet Amilak misaki yekun. 🌹🌹🌹🌹🙏🙏🙏🌹🌹🎉🎉🎉❤️❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹❤❤❤❤❤❤

  • @edenpazom9452
    @edenpazom945215 күн бұрын

    ሮዳሰይ ምጭውቲ ኩሉ የጸብቀላ ማዕበለይ ኩሉ አብግብሪ ሕብን ሀገራዊ ዕድመን ጥዕና ያሀብካ ፊጣሪ ዘውጻካዮ ዕጽፊ ያሀብካ ፊጣሪ🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹ሩሑስ ብዓል ናጽነትና ይግበረልና

  • @TesfalemGhirmay-eb5jw
    @TesfalemGhirmay-eb5jw15 күн бұрын

    ኣቱም የእዱግ ንሓመዱ ካብዚ ስክ ተማሃሩ ሰናይ ግብሪ ኣበይ ሞ ክርኣኩም ደናቁር ። ኣለና ዋልታ ሃገር ብኣኩም ኮሪዕና ኩሉ ኤርትራዊ ክስዕቦ ዘለዎ ኩሉና ጉቡእና ንዋጻእ

  • @WediSawaMendelay

    @WediSawaMendelay

    15 күн бұрын

    SEB rikba ms men tizareb aloka, kimharu ente ziklu do ….

  • @ephremtsegai9398
    @ephremtsegai939815 күн бұрын

    ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ሮዳስ ክንደይ ተስፋን ሞራልን ጌራ አላ ሓዳስ።

  • @berakihermon441
    @berakihermon44115 күн бұрын

    እግዚኣብሔር ኣምላክ ንሃገርና ኤርትራን ህዝቢን ብጸጉኡ ይባሪክልና:: ንኩሉኹም ኣዳለዉት ኢዛመደብ ዕድመ ጥዕና ይሃብኩም:: ንዓይ ካኣን ቅዱሰ ቅን የሕድረለይ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @ferafiroi2912
    @ferafiroi291215 күн бұрын

    ኣነስ እዛ ፕሮግራም ክርእይ ከለኹ ንብዓት እዩ ዝስዕረኒ በቲ ሓደ ድማ ብፍስሃ እየ ዝርእያ እንዳ ተሓጎስኩ ገለ ዓይነት መደብ እያ ከምዚ ዛመሰለ መደባት ብፍላይ ድማ እቲ ጽቡቅ ግብረ ሰናይ ምስናይ ዕላሉ ብፍላይ ድማ መራሒት መደብ ትሕትናኣን ግርህንኣን ብጣዕሚ ሰሓቢት መደብ ንቅድሚት ምስዛ መደብ ርሑስ በዓል ናጽነት ደቂ ኤረይ

  • @user-tb5oq8fm5m
    @user-tb5oq8fm5m13 күн бұрын

    ሰላም ማዕበሊኖ ርሑስ ቅንያት በዓል ናጽነት ምስ መሳርሕትኻን መላእ ህዝቢ ኤሪትራን ይግበረልኩም በቲ ትገብርዎ ዘለኩም ንህዝብኩም ሓገዛት ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @lemlemzerai6257
    @lemlemzerai625717 күн бұрын

    ማዕበለይ ጃወይ ብትገብሮ ዘለኻ ብጣዕሚ ሕጉስቲ እየ እዚኣ ድማ ጽብቕቲ ዘውጻእካዮ ይተካኣልካ ❤❤❤

  • @tsgehabte7038
    @tsgehabte703816 күн бұрын

    ርሑስ ባዓል ናጽነት ኤረትራ ንይ መበል 33 ዓመት ኣብጻሐና ደቂ ኤረይ ❤🎉❤🎉

  • @almaztzegazeab2232
    @almaztzegazeab223215 күн бұрын

    ኣለና ዋልታ ሃገር ጽቡቕን ተበጉሶ ሑቡናት ደቂ ኤረ ቀጽልዎ🇪🇷❤እዛ ሓፍትና ምስ ደቃ ጽብቕትን ሑጉስትን 🇪🇷❤ህዝቢ ኤርትራ መመስገንን መራቕን ብሰላም ዝነብር ዒምም ዘይብል 🇪🇷❤ሮዳስ ሽኮር ❤ርሑስ ቅንያት በዓል ናጽነት ይግበረልና🇪🇷🙏❤🇪🇷

  • @danafredriksson4206
    @danafredriksson420612 күн бұрын

    እዛ ሰበይትስ ዐረብያ ናይ ቆልዑት ክንደይ ምሃገዛ ኔሩ።ደቂ ኤረይ ኤኢድና ንበል

  • @user-jf2mv7xr7k
    @user-jf2mv7xr7k16 күн бұрын

    Thanks

  • @AlenaWaltaHager

    @AlenaWaltaHager

    16 күн бұрын

    Thank you 🙏

  • @kestebkree2549

    @kestebkree2549

    15 күн бұрын

    የቀንየልና

  • @user-sl9iv1rw2o

    @user-sl9iv1rw2o

    15 күн бұрын

    ❤❤❤

  • @asterkidane3093
    @asterkidane309316 күн бұрын

    አምላክ ምሰ ደቅኪ ጥዕና ይሐብኪ ሮዳሰ አምላክ ይባርኪ

  • @semeregebreamlak4744
    @semeregebreamlak474414 күн бұрын

    እቲ ንድኻ ዝርሕርሓሉ ንኣምላኽ የለቅሖ፡፡ ትኩር ጠመተ ሰናይ ምኽሪ ሕልና ዘቕስን ማራኺ ሓይሊ ደስ ዝብል ንጥፈት!!!!!!!!

  • @nebyatokbagaber8052
    @nebyatokbagaber805215 күн бұрын

    Alena walta hager እግዚኣብሄር ምሳኹም ይኩን ኣብዚሑ ይሃብኩም እንድዒ ቃት እዩ ድሓጽረካ ሰሰናዩ ተዓደሉ. ሮዲየ ምቅርቲ ኣብ ስራሕኩም ዓወትን ኣሳልጦን ንምነየልኩም❤️🇪🇷❤️

  • @bettysolo3226
    @bettysolo322616 күн бұрын

    Xaeram nefeiti memesgenit zeyseseiti Ade edmen teenan yehabki. Thank you Team Walta Hager!!!

  • @AlenaWaltaHager

    @AlenaWaltaHager

    16 күн бұрын

    @bettysolo3226 Thank you 🙏

  • @helenasmerom1582

    @helenasmerom1582

    15 күн бұрын

    I try to contribute but it’s not able to do I don’t know why??

  • @user-sl9iv1rw2o

    @user-sl9iv1rw2o

    15 күн бұрын

    ❤❤❤

  • @senaitkfle3979
    @senaitkfle397915 күн бұрын

    ብጣዕሚ ተሓጊስና ብፍላይ ኣደ ክትሽገር ከቢድ እዩ ዘልዓልኩሞ ይተካኣልኩም ፈጣሪ

  • @VipQet
    @VipQet15 күн бұрын

    ተሌፎን ጸሓፍሊና

  • @weinimuzelo9762
    @weinimuzelo976215 күн бұрын

    My daughter good job Eritrean people God bless you thank you so much. I love you.🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏👏🙏🙏🙏☪️✝️💐💐💐

  • @LishanAsgedom
    @LishanAsgedom16 күн бұрын

    ማዕበሊኖ (visionary young man) bless your heart, so proud of you, ኩልሻዕ ዘዝበለፀ ስራህ ስለትሰርህ አኣምላክ ይባርኻ ፡ ብዝጎደለኻ ይምላኣልካ። ሮዲውን ከምኡ።🇪🇷💕🇪🇷💐

  • @Woldetensae47
    @Woldetensae4716 күн бұрын

    ሓዳስ ፈተያ አይ:: እንቁዐ ነዓን ንደቃን ሃገስኩማ:: ብራዋ ጀጋኑ ❤️❤️❤️😄😄

  • @adyamyemane4862
    @adyamyemane486215 күн бұрын

    ሓጎስ ይሃብኩም፡ከምዛ ተሓጉሳታ ዘላ❤❤❤❤❤❤

  • @kidantekle2443
    @kidantekle244315 күн бұрын

    Guys i have one idea her daughter has to stay in one if the K.G because this woman is hard worker she can work different jobs, what do you think?

  • @selam-yi2op
    @selam-yi2op15 күн бұрын

    ኣለና ዋልታ ሃገር ካብ ፈጣሪ ርኸብዎ ብጣዕሚ ዘቕንእ መደብ። ከምስምኩም ኣለና ዋልታ ሃገር 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💖💖🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪

  • @Bana07tv
    @Bana07tv15 күн бұрын

    ትጭነቅ ዘለኻ ክኣ ኣምላክ ጭንቀትካ ናብ ዓቢ ሓጎስ ይቀይረልካ፤ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓሳብ ልብኻ የስምረልካ ሕሰም ኣይትርከብ መንገድኻ ጡጡሕ ይኹን። ኣብዛ ፕሮፋይለይ ኣቲኹም ከኣ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ። የቀኒየለይ😊😊😊

  • @selam-yi2op

    @selam-yi2op

    15 күн бұрын

    ኣሜንንንንን 🙏🙏🙏

  • @ytewolde9350
    @ytewolde935015 күн бұрын

    ማዕበሊኖ ኣታ ብርኹ ዘውጻኻዮ ይተካልካ ልዕሊ ሰንካ ይሕድርካ❤❤❤🎉🎉

  • @amanetberhane6093
    @amanetberhane609315 күн бұрын

    ሩሑስ በዓል ናጸነት ይግበረልና ሃገር ሰላም ቕሳነት ይግበረልና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @tesfalemmichael-eg6cy
    @tesfalemmichael-eg6cy13 күн бұрын

    እዛ መደብ ካብ ቀደም እየ ዝምነያ ነይረ እሞ ማዕበል ብጣዕሚ ጽቡቅ ሓሳብ ሕጅ ክኣ ተለፎን ዋላ ናይ ርዳስ ጽሓፈልና ሰልድ ናብኣ ይስደት እሞ ንካልኦት ጽጉማት ክባጻሓልካ

  • @bettysolo3226
    @bettysolo322616 күн бұрын

    Rodas thank you ketemana zerakna.God bless my ppl &Country. Long live Eritrea!!! 🇪🇷❤️🇪🇷👍🇪🇷❤️🇪🇷❤️🌹🌹🌹🌹🌹🐪🐪🐪🐪🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪

  • @frewinigirmai1473
    @frewinigirmai147315 сағат бұрын

    ብእትገብርዎ ነመስግን. ናተይ ሪኢቶ. እቶም ቆልዑ አብካልእ ቦታ ከተውዕልዎም ኔርኩም አብወዳእታ እታ መደብ ከመጽኡ ኔርዎም ምኽንያቱ ንአአ ወላሐንቲ አይዕረፈትን. ንዝመጽእ ዝላበወኩም አደ ቆልዓ እንተኾይና ቆልዑ ካልእ መደብ ክትገብሩሎም. ❤

  • @MS-dq7yh
    @MS-dq7yh5 сағат бұрын

    "ይኣኽለኒ" ታርግኡ ህዝቢ! 🤩

  • @nnnn-qs9fv
    @nnnn-qs9fv15 күн бұрын

    I can't control😢😢😢 very strong women.

  • @fithawitwelduo9116
    @fithawitwelduo911616 күн бұрын

    I was crying to see her hard worker mother may GOD bless you 🙏 maibil hawey am so proud to you good job keep it up ❤❤❤❤❤❤❤

  • @fn7619
    @fn761915 күн бұрын

    ኡፍፍፍፍ እንድዒ ከምቲ ዝበለትኩም አምላኽ ዘውጻእኩሞ ይተክአልኪም ብውላድኩም ርከብዎ መግለጺ የብለይን ንብዓተይ ምቁጽጻር ስኢነ።🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @senaitkfle3979

    @senaitkfle3979

    11 күн бұрын

    ሕልና ኣለካ / ኪ

  • @ALMAZEmmaniel-fd5qw
    @ALMAZEmmaniel-fd5qw13 күн бұрын

    ❤❤❤❤ብጣዕሚ ጅግና አዶ አጆኺ ብደቅኪ ክትኻሓሲ ኢኪ ኤርትራውያን ኩሉ ግዜ አይ ዓደይ ምስ በልና ኪና ኩሉኹም ላይክ ግበርሎም

  • @user-qg3nk5nw7f
    @user-qg3nk5nw7f15 күн бұрын

    ደቂ ኤረይ ሓላላት ዘጥፋእኩም ኣምላክ ይተካኣልኩም🙏🙏🙏🇪🇷💪❤⛪️😍🕌🇪🇷💪❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @sw7398
    @sw739815 күн бұрын

    Try to buy from different suppliers not only from one

  • @senaitsenait5666
    @senaitsenait566611 күн бұрын

    አሰይ አሰይ ኩሉ አቀራርባ ይኩን ደሰ ዚብል ይሃብኩም ደቂ ኤረይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ነዚአ መደብ ዘውጻኩሞ ፈጣሪ ዒጹፊ ገይሩ ይሃብኩም ደቂ ሐላል መሬት ኤርትራዊ ዘጋ ቀጽልዎ 🇪🇷👍❤️🙏❤️👍🇪🇷👍❤️🙏❤️👍🇪🇷👍❤️🙏♥️👍🇪🇷

  • @halalqebatse8965
    @halalqebatse896515 күн бұрын

    እወ ሮዳስ መቸም ኣቐዲመ ንኹላትኩም ኣሕዋትን ኣሓትን ክብሎ ዝደሊ ኣናብስ ጥራየ ዝብል ቀጺለ ደጋጊመ ክብላ ዝደሊ ካብታ ዝጀመርኩሙላ ምዓልቲ ክሳብ እዛ ሰከንድ እዚኣ ኣምላኽ ነዚ ንኽትገብሮ ዘብቃዓኩምን ኣብዚውን ዘብጻሓኩም ተመስገን ክብሩ ይስፋሕን ይከበርን ንዘልኣለም ኣሜን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @kibraredie5248
    @kibraredie524815 күн бұрын

    ደስ ዘብል መደብ ቀጽልዎ. ንታሓጋገዝ ወላ ሓንቲ መዓልቲ ሰብ ይታሓግስ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @tsegaafeworki2346
    @tsegaafeworki234615 күн бұрын

    🇪🇷♥️ኣለና ዋልታ ሃገር♥️🇪🇷 🇪🇷♥️ኤርትራውነት ክቡር መንነት♥️🇪🇷

  • @er3137
    @er313712 күн бұрын

    ደቂ ኤረይ like ንሃቦ ሓገዝ ተኮኖ ነቲ ለዋህ ህዝበይ 🇪🇷🇪🇷

  • @user-hb1nw9og1i
    @user-hb1nw9og1i15 күн бұрын

    ኣነስ ንብዓት ሲዒሩኒ ኣይክኣልኩን ብታሚ ጽቡቅ መደብ ኣለና ዋልታ ሃገር ናይ ባሃቂ ጽቡቅ መደብ ብሊስ ላይክ ገይርና ነተባብዓዮ

  • @Erei1
    @Erei115 күн бұрын

    አለና ዋልታ ሀገር ክበሩልና ብጣዕሚ ዝሕጉስ ስራሕ ትሰርሑ አለኩም ❤❤❤❤🙏🙏

  • @samimehari6771
    @samimehari677115 күн бұрын

    መጺኣ እታ ዝፈትዋ ዓይነት ስራሕ ዋውው❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ማራ ኢየ ዝሕጎስ በዚ ትግብሮ ዘለኹም ስራሕ ኣለና ዋልታ ሃገር ሮዲ ምስ መሳርሕታ ብ ከምዚ ሰናይ ነገር ተመሲጥና ላይክ ሸር ዓቅምና ንግበር እቶም፡ንዕዘብ ክኣ ደቂ ኤረይ ሰናይ ቅንኢ ኣብ ልቢ ኩላትና ይሕደር

  • @desietvmogitmogit2124
    @desietvmogitmogit212411 күн бұрын

    ኣዝዩ ደስ ዘብል ሰናይ ሥነ ምግባር እንድዩስለዚ ተበግሶኻ ማዕበል ተባረኽ ። እቲ ኣዝዩ ዝገረመንስ እቲ ናይ ህዝብና ጸጋ እዩ ንሱ ድማ ይኣኽለኒ ዝሰፈኖ ሕይወትን እምነትን እዩ ካብዚ ዚዓቢ እምንቶ ታይ ኣሎ ክብሪ ኒኣምላኽ ። ኣምላኽ ንኤርትራ ይባርኽ ።

  • @eftereladebas5818
    @eftereladebas581815 күн бұрын

    አሎና ዋልታ ሃገር መንግስቲ ኤሪትራ እሰርሕ እምበር አይዛረብንን ኢዩ እዩ ኢዩ እሞ ጽቡቕ ስራሕ ቀጽልዎ እዛ ሓፍተይ ድማ ናይ አዴታትኪ ወሪስኪ ክሓልፍ ኢዩ አጆኺ አምላኽ ምሳኺ አደ ኤሪትራዊት ጻዕራምን ባዓልቲ ዓቕሊ ኢያ ንኹሉ ከምትብድህዮ ብሩህ ኢዩ መጻእኺ ምስ ደቅኺ ንቕድሚት ጥራሕ🇪🇷🇪🇷✊🏾✊🏾🇪🇷🇪🇷

  • @godislove5105
    @godislove510515 күн бұрын

    መጀምርታ ሰላምታ ኣደላውቲ ኣለና ዋልታ ሃገር ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ፡ብምቅጻል ምስ ጀምርክዋ ንብዓት እዩ መጺኒ ከብድካ ትብልዓካ ኣደ ክትሕገዝ ዝግባ ኣደ እያ ሓንቲ ክሓተኩም ቴለ ኣምጹእሉና please ደጊመ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽሉዎ ሓደራ ዕድመን ጥዕናንን ይሃብኩም ንኩሉኩም ኣባላት ዋልታ ሃገር

  • @Bin0922

    @Bin0922

    10 күн бұрын

    ኣብ Alena enteawefiki nsom khbwa eyom

  • @wedimelake9436
    @wedimelake943614 күн бұрын

    ብጣዓሚ ሰናይ ስራሕ እኹም ትገብሩ ዘለኹም ዘውጻኹሞ ይተኪኣለኩም ላይክ ሸር ሳብስኪራይ ዘይገብርኩም ግበሩ ንዕብያ

  • @hiwetteweldebrhan8440
    @hiwetteweldebrhan844015 күн бұрын

    መርሓባ ሮዳሰይ ምቅርቲ እንቋዕ ዳሓን መጻእኪ ብርሃን ገጻ ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ ማዕበለይ ድማ ብሩህ ኣእምሮ ዘለዎ መንእሰይዩ ማንም ሰብ ዘይሓሰቦ ተበግሶ ዩ እሞ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ምስ መሳርሕትኻ🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤💪❤🕌🇪🇷⛪️🇪🇷💪💪❤️❤️🌴🌴🌴🌷🌷🎉🎉🎉🎉

  • @beleri9119
    @beleri911913 күн бұрын

    Welcome Deki Eri RUS Beal Knyat Ntsenet a great job we have to help each other Eritrea for Eritrean people together god bless all Eritrean people🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️💪🕊️🌹🙏🏾

  • @zeeMe2323
    @zeeMe232315 күн бұрын

    Alena walta Hager Great work keep up Serve our Beautiful Country 🇪🇷🙏♥️🙏🇪🇷

  • @semharteklehaimanot916
    @semharteklehaimanot91615 күн бұрын

    ኣብ ኣለም እቲ ዝበለጸ ነገር ጽጉም ምሕጋዝ እዩ ማዕበሊኖ ኣምላክ ጸጋን ጥዕና ይሃብካ ❤❤❤

  • @abdalkarimhazot1254
    @abdalkarimhazot125412 күн бұрын

    Thank you brother wedi ERI jigna bihaqi walta hager 🇪🇷❤🇪🇷❤🐅🇪🇷🇪🇷

  • @ZerayElfu
    @ZerayElfu13 күн бұрын

    🎉❤🎉❤kbri yhabkum 🎉❤🎉❤❤🎉walta Hager 🎉❤🎉 zeray elfu wedi elfu kab UK England awet nhafash wdqet nfshfash 🎉❤🎉❤

  • @wintasultan667
    @wintasultan66715 күн бұрын

    I’m not crying I’m just cutting onions 😭😭😭😭 this so beautiful and sad at the same time. God bless you alena walta hager.

  • @askkilkasa3770
    @askkilkasa377015 күн бұрын

    እዋይ ማዕበል ትገብሮ ዝላካ ብብክየ እኮ እዛ ሓብትና መዓረ ክንደይ ተሓጊሳ እዚ ኩሉ ንዓይ ምስ በለት ሲ ከብደይ ምክኣል ኣቢኒ እግዛቢሃል ከምዚ ናትካ ክንገብር ኣምልክ ይሓግዘና ❤❤❤❤❤❤❤

  • @mizanabraha573
    @mizanabraha57314 күн бұрын

    ክብረት የሓብኩም ኣለና ዋልታ ሓገር ማኢበል ናይ መኒሰይ እብይ ዕድመ ጥዕና የሓብካ ንሙሉዕ ሕዝቢ ኤርትራ ርሑስ በዓል ናጽነት ብፍላይ ንመንግስትና ንሃይሊ ምክልካል ሰራዊት ኤርትራ ይኩን ላይክ ሸር ሳፕስክራይፕ ሓገዝ እዪ ኣይንረስእ❤

  • @WeyniMurad
    @WeyniMurad10 күн бұрын

    Aeseyyyyyy nic job ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️👏🙏🙌🌹💐🌹💐🌹💐👍👍👍👍

  • @tiebegirmai7006
    @tiebegirmai700615 күн бұрын

    ሰላም ሰላም ደሃይ ቤትና ። ርሑስ ቅንያት ናጽነት ይግበረልና🇪🇷❤ብጣዕሚ ጹቡቕ ትገብርዎ ዘለኹም ዝምስገን ኢዩ። ሮዳስ ከኣ ካብተን ዘድንቐን ሰነ ጥበባዊያን ሓንቲ ኢኺ ምስቲ ጹቡቕ ፍሽኽታኪ።😊ተወሳኺ አንታይ ክብል ምደለኹ እቲ ትገዝእዎ እኽሊ ፡ እንዳ መሻጢት ከምእውን እንዳ ሰፋያይ ክዳን ኣብ ተፈላለየ ቦታ እንተኮነ ይምረጽ። የቐንየለይ🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎊🎉

  • @Eritreamassawaredsea
    @Eritreamassawaredsea15 күн бұрын

    RODAS shikor bitami nifieti akerarebaki HIDIETIN LEBAMIN .Walta hager win nufeat

  • @abhiweteyeyezeneber
    @abhiweteyeyezeneber14 күн бұрын

    1 M entezebetshaki entay megeberki ? Medekesku😢❤tedekeselu gezie hatsir aykekewrnen eu brdekeki rekrbeyo mekerti lewah ade.❤❤❤❤❤❤

  • @user-jj8ic8er8j
    @user-jj8ic8er8j12 күн бұрын

    ኣምላኽ ዘውጻእክምዎ ይተከኣልኩም ኩቡራት ደቂ እረይ

  • @user-po1vg4dl9t
    @user-po1vg4dl9t15 күн бұрын

    ዋውውውው ገለ ዓይነት ልቢ ዝትንክፍ መደብ ( ወትሩ ሸጥ መዓንጣ ) ኤርትራዊ ማለት ሓበን ኩርዓት ጭውነት ዘይተምበርካኽነት ሓልዮት በቃ ኩሉ ነገር ። እንቋዕ ኤርትራዊ ኮንኩ ።

  • @sw7398
    @sw739815 күн бұрын

    I really appreciate Eritrean. Hard worker people.

  • @tesfaldetlibsekal1793
    @tesfaldetlibsekal179314 күн бұрын

    ❤ወዲ ሰብ ሰብ ዘብሎ ሰብኣውነት እኢዩ'ሞ ኩሉ ሰብ ክስዕቦ ዘልዎ ናይ ሕልና ስራሕ ኣምላኽ ሰላምን ፍቕርን ምትእኽኻብን ዘለዎ ግዜ ይሃበና ❤❤❤

  • @rahelgebreselasse7388
    @rahelgebreselasse73884 күн бұрын

    ማኪዬ You are mentally extremely matured. I hope you won't change your behaviour. You're preaching peace betweens sisterly countries Eritrea & Ethiopia 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🇦🇺💚💛❤💚💛❤ There are many traitors they always tried to bring war and hate. Please keep up. We love you. God bless you 🙏🙏🙏❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷💚💛❤💚💛❤

  • @user-so3vh2wh3y
    @user-so3vh2wh3y15 күн бұрын

    ብ ሰማይ ርከብዎ ቀፅልዎ ብጣዕሚ ሰናይ እዩ ቀፅልዎ !!❤❤❤❤❤❤

  • @africanlion9479
    @africanlion947917 күн бұрын

    ናየብሓቂ ፅቡቕ ስሪሕ ኢኹም ትሰርሑ ዘለኹም❤❤

  • @user-fb7rc6hs1i
    @user-fb7rc6hs1i14 күн бұрын

    እዚ ክብሩን ሕፍሩን ህዝቢ ክሕገዝ ኣለዎ :: ሰናይ ምግባር ካብ አምላክ ኢዩ ሞ 🙏አምላክ ዘውጻክዮ ይተክኣልኪ ኣብ ሂወትኪ ዕድመን ጥዕናን ይምነይልኪ ሮዲ ሽኮር 🥰🥰🥰🥰

  • @zewditekie8871
    @zewditekie887115 күн бұрын

    Beteseb Alena walta hager, Meabel! Bhagos nebie nI behaki,meglesi seinelkum deki za halal meriet🙏❤️👌🇪🇷

Келесі