ህድሞና - Part 2 - ቅንያት ናጽነት ምስ ገዲም ስነጥበባዊትን ተጋዳሊትን መዓሾ ሓለፋ (ጓል ሓለፋ)- New Eritrean Video 2024

Ойын-сауық

ህድሞና - Part 2 - ቅንያት ናጽነት ምስ ገዲም ስነጥበባዊትን ተጋዳሊትን መዓሾ ሓለፋ (ጓል ሓለፋ)- New Eritrean Video 2024
ህድሞና - ገለ ኣይከውንን'የ ብ ዳናይት ዮውሃንስ Gele Aykewnn-Ye by Danait Yohannes - New Eritrean Music 2024
JOIN 👉 / @hdmonanebarit
/ @hdmonanebarit
Enjoy and Subscribe now bit.ly/2vIkX9f at HDMONA NEBARIT. "HDMONA NEBARIT" brings New Eritrean entertainment comedies, "New Eritrean HDMONA Drama", "New Eritrean HDMONA movie", "New Eritrean HDMONA film" and "New Eritrean HDMONA music" video clips for you. Enjoy!
All "Eritrean music", "Eritrean movie", "Eritrean film", "Eritrean comedy" are shared here.
℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳውንሎድ ምግባር ን ኣርቲስ ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ንዝኾነ ቪዲዮ ዳውንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
℗ © Copyright: HDMONA NEBARIT. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
KZread - / hdmonanebarit
Facebook - / hdmona-nebarit-2149397...
Instagram - / hdmonanebarit
TikTok - / hdmonanebarit
Twitter - / hdmonanebarit
Website - hdmonanebarit.com/
© HDMONA NEBARIT LLC 2024. All Rights Reserved.
#hdmonanebarit #hdmonaGualHalefa #hdmonaFilm
@HDMONANEBARIT @moreinfo22 @hdmonapromotion1119 @dankurshow1050

Пікірлер: 180

  • @issupetros2337
    @issupetros2337Ай бұрын

    ምዓሾ ሓለፋ ጅግና ስነጥበባዊት ሃገርና። ብጣዕሚ መሳጢ ታሪኽን ኣገላልጻን መስመሩ ዝሓለወ ምስ ጥዑም ድሃይክን ላዛ ዝመልኦ ዳእላክን ቁምነገርክን ተሳንዮም ኣፍና ከፊትና ብሓበን ክንሰምዓኪ ክንደይ ዕድለኛታት ኢና። ምስ ብጾትኪ ዕድመን ጥዕናን ንጀጋኑ ስውኣትና ድማ ወትሩ ኣብ ልብና እዩ ሰፈሮም ክብርን ሞጎስን ይሃቦም ቃላት እዩ ዝሓጽረካ ክትገልጾ ኣዳለውቲ ናይዚ መደብ ድማ ኣዚና ነመስግን ቀጽልዎ ❤

  • @Merii25
    @Merii25Ай бұрын

    My favorite Singer መዓሾ ሓለፋ 🥰🙏 Thank you guys 🙏 እዚ ኣሮን ዝብሃል ዘረብኡ ክፍተወኒ ❤🙏🇪🇷🇪🇷

  • @sabatekle6948
    @sabatekle6948Ай бұрын

    ❤❤❤ዋውው ጋል ሓለፋ ጅግና ጥዕምቲ ድሚጺ ትሕትንኣ ብልጽቲ ጸያምት ተወሳእት ኩልትና ኣዝያ ትንኣድ ኣዝየ የመስግነኩም ሂድሞና

  • @issackabraha8803
    @issackabraha8803Ай бұрын

    Thanks ህድሞና ንኩሉ እትገብርዎ መደባትኩም ይካታተሎ እየ እሞ ጽቡቅ መደብ ። ከም ሕቡን ኤርትራዊ ዜጋ መጠን ለበዋ ኣላትኒ ናብቲ ለበዋይ ከብለኩም በጃኩም በጃኩም ናብዞም ገዲይም ተጋደልቲ ስነጥበባዋን ከም ባዓል ጋል ኣንከረ ፡ ታንኪ ፡ መጺጽ፡ ኣብረሀት ብርሃነ፡ ኣበባ ሃይለ፡ ወዲ ሸቂ፡ ወዲ ትዓገስ፡ ወዲ ሻዉል፡ እታ ብልጽቲ ተዋሳኤት ወዳሰ ገብረንጉስ ዝኣመሰሉ ከአሙኡ ውን ኣብ ጀማህር ሰዉራ ኤርትራ ኮይኖም ሰብ ዘንቁሑ ዝነበሩ ከም ባዓል ኪርንዳድ ዘኣመሰሉ አብ ሓፋሽ ውድባት ዝነበሩ አብ መደብኩም ኣቅርቡልና ። ናይ በሓቂ ጽብቅ መደብ ናይ ጓል ሓለፋ ታሪክ ናብ ደቅና መታን ክምሓላለፍ ❤ ! ኤርትራ ብታሪክ ደቃ ትሕበን ወትሩ ዓወት ንሓፍሽ !

  • @saliemtesfamariamgoitom233
    @saliemtesfamariamgoitom233Ай бұрын

    She is so kind, polite, and honest. Amlak edmen tienan yihabiki. ❤❤❤❤❤❤❤

  • @tesfayfelfele2386
    @tesfayfelfele2386Ай бұрын

    2 ምሉእ ፊልም ክስራሕ ዝኽእል ታሪኽ ጅግንነት ኣዴና መዓሾ።❤

  • @wintana2112
    @wintana2112Ай бұрын

    Thanks ህድሞና ነባሪት፡ ግናስ ክትቅጽል እናተጸብኹስ ተወዲኣ፡ ድሕሪ ናጽነት ዝነበረ ናይ ህይወት ብድሆ ክትሓትዋ ተጸብየ ነይረ። ደጊመ የመስግነኩም ዓባይ ስነጥበባዊት ኣዴና መዓሾ ሓለፋ ምስ መሳጢ ኣቀራርባ ነዞም ንእሽቱ ወለዶ ብዙሕ ዘይንፈልጦ ታሪኽ ክትነግረና ውዒላ። ኣብ ቀጻሊ ከኣ ነቶም ዓበይቲ ኣቦታትና ኣዴታትና ሰብ ታሪኽ፡ ስነጥበባውያን ኣቦታትና ዓቢይ መደብ ሰሪዕኩም ከተቕርቡልና ይላቦ፡ ብዕድመ ይዓብዩ ስለ ዘለዉ ታሪኾም ሰንድዎ ከይንኸስሮም። ንዓበይቲ በዓላት ከይተጸበኹም ቀጻሊ ከምዚ ዓቢ መደባት ኣምጽኡልና በጃኹም። ንኹሉ ተቕርብዎ መደባት፡ ንዕዱማት ከኣ ኣኽቢርኩም respect ሂብኩም ትገብርዎ ኣቀራርባ ከኣ ነመስግን።

  • @tzeghayeseab1278
    @tzeghayeseab1278Ай бұрын

    ክብርቲ ገዲም ሓርበኛ ተጋዳሊት ጋል ሓለፋ የቀንየልና ስለ እቲ ረዚን ታሪኪ💐🙏❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪

  • @JsaidJamal
    @JsaidJamalАй бұрын

    Happy independence for all eritrea people How caring and enlightening you are, young men of honey. I admire your respect for your mother. You are all respectful. I wish you a long and healthy life. And every year, you are a glorious success.

  • @dasmeromalem
    @dasmeromalemАй бұрын

    I want to thank you for this program. It is historic to see one of our legends. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @raisemere-bm5ov
    @raisemere-bm5ovАй бұрын

    ዎው ትሕትና ጋል ሓለፋ እዝኩሉ ጅግንነት ታሪክ ኮሎኩም ኩሉኹም ተጋደልቲ ኣቦታት ኣደታት ዘይትጃሃሩ ትሕትናኹም ኩሉ ሙሉኹም ፉሉያት ሰብ ኢኹም ጋል ሓለፋ ኤድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ጅግና ህድሞና ኮላይ thanks ከዚኦም ሰብ ታሪክ ክተምጻልና ንላወብካ

  • @nebu5224
    @nebu5224Ай бұрын

    ክብሪ ይሃብኩም ደቂ ኤሪ ነዛ ክብርትን ጽብቕትን ጅግና ኣዴና ዘቕረብኩምልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ጓል ሓለፋ 🇪🇷❤️🥰🌹

  • @temesgenamlak4301
    @temesgenamlak4301Ай бұрын

    ኣቤት ትሕትና ዋዕሪት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ

  • @sere6279
    @sere6279Ай бұрын

    ዋውውው ዝፈትዋ ሰብ ኣምጺእኩማ ጹቡቕ ታሪኽ ዘለወን ኣዴታትና ጀጋኑ ኣብረሀት ብርሃነ ኽኣ ተተምጽኡሉና ጹቡቕ ኔሩ ዝካኣል ቶኾይኑ ማማ ማዓሹ ክኣ ዕድመን ጥዕናን ንምነየልኪ ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪👍

  • @abrahamkidane9170
    @abrahamkidane9170Ай бұрын

    ዝኸበርኪ ጓል ሓለፋ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣምላኽ። እዛ ክራረይ እትብል ደርፍኺ ክሳብ እዛ ሰዓትዚኣ ደምያ ተንብዓኒ።ምኽንያቱ እቲ ቡዙሓት መጋድልተይ ዝቐበርኩሉን ኣነ ንባዕለይ ኣካለይ ዝኸፈልኩሉን ድፍዓት ሴሜናዊ ሳሕል ክሳብ ሎሚ ካብ ኣእምሮይ ስለዘይክወልን። ብትሕትናኽን ብልዙብ ኣዘራርባኽን ደጊመ የመስግነኪ። ምስምሉእ ኣኽብሮት..

  • @michaelmebrahtomm530
    @michaelmebrahtomm530Ай бұрын

    Amlak Edmen Tenan yhabka kbrti haftey.

  • @AmanuelMehari
    @AmanuelMehariАй бұрын

    ARON Thank u so much❤❤❤

  • @nighistiabraham7127
    @nighistiabraham7127Ай бұрын

    እንቓዕ ዳሓን መጻእኪ ማዓሾ ጅግና

  • @user-ci3zp1lt6g
    @user-ci3zp1lt6gАй бұрын

    ህድሞና ነባሪት thank you ❤️ ኣብቀጻሊ ነብርሃት ብርሃነ.. ግዜነሽ መንግስ... ታንኪ.... ብዙሓት ኣለዉ እሞ በብሓደ አምጹኡልና please ❤️❤️❤️❤️❤️❤️ ርሑስ ቅንያት ናጽነት ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️

  • @giromkidane2994
    @giromkidane2994Ай бұрын

    ሰላም ደቒ ኤረይ ህድሞና ነባሪ ብልቢ የመስግን እዛ ለሚን ለሚነይ ብጣዕሚ እያ ኸብደይ ልበይ ትጎድ አኒ ብሕልፊ እቶም ሽዉ መንእሰያት አብ ስደት ዝነበርና ካሰት ገርና እንሰምዓ ዝነበርና ብሕልፊ አብ ቦሎኛ ምስ መጹና ኽንደይ ህዝቢ እዩ ስሚዒቱ ተንኪፉ መልሽካ ሃገርጋ ማዕረ ኽንደይ ከምተፍቕርን ስድራኻ ክትዝክርን ኢያ ገራ ስለዚ ቕድም ቕድም ብልቢ የመስግ ተጋዳሊት ሓፍተና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ንህድሞና ድማ በርትዑ ዓወት ንሓፋሽ💎💎💎💎💎❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @abibereket6848
    @abibereket6848Ай бұрын

    ኣሰይይይይይይይ ክብርቲ ጓል ሓልፋ ኢድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ብደቅኺ ተሓጎሲ

  • @HelenWeldeslase
    @HelenWeldeslaseАй бұрын

    ጻዕዱ ባህታ ከኣ ተሰዊኡ እዋይ እዞም ኣቦታትና ኩሎም ይሓልፉ ኣለዉ ከየዕረፉ 😭😭 ህድሞና ነባሪት እዚ ትገብርዎ ዘለኹም ዓቢ ታሪኻዊ ሓዘል ኣዝዩ የድንቀኩም ቀጽልዎ👏👏👏♥️🇪🇷 ካልእ ንሩት ስምኦን ኣምጽእዎ በጃኹም🙏🙏♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷💐

  • @letinaabraha2856
    @letinaabraha2856Ай бұрын

    እዋይ ጅግንነት ሓያል ኢኺ ዋዕሮ ጓል ሓለፋ❤❤ ዕድመን ጥዕና ምስ ደቅኽን ብጾትክን እምነየልኪ💪💪💪🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🍍🍓💖💪🥰🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ahferomgebremedhin3289
    @ahferomgebremedhin3289Ай бұрын

    አታ መልኣከ ተክለ ትብል ሽም ናይ ወድኸም ናይ ባሓቂ ፈትየያ ብእግጣሚ ናይቲ ዝፈትዎ ሓርበኛ ብሉጵ ፍትው መራሒ ስውኡ መልእከ ተክለ ስለዝኮነት።

  • @wedebgebrezgabiher7402
    @wedebgebrezgabiher7402Ай бұрын

    The legend,Fighter,mother,artist....etc....u r the best GUAL HALEFA(MAESHO)....hdmona nebarit btami nemesgin....MAESHO wela baakal rekibikaya btamii miklilti,timitii,halal....kulu eya....yekenyelna sle ti zgeberkiyo kulu aberkitoo...

  • @zaidtewelde2368
    @zaidtewelde2368Ай бұрын

    ኢዋይ ትሕትና ዓቅሊ መሳጥ ጠባይ !!! ታሪክ ኣጋላልጻ ብጣዕሚ ብሩሁ ጅግና ጽብቅት ጋል ኤረይይይ🙏🏾🎉🎉🎉🎉🎉🎉✊🏾✊🏾💗🇪🇷💗🇪🇷💪🏽💪🏽💪🏽💚❤💛💙🌿🌴🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊🏾✊🏾🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @g776yy3
    @g776yy3Ай бұрын

    ገዲም ተጋዳሊት ክብርቲ ስነ ጥበባዊት ጋል ሓለፋ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ምስ ስድራኪ 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️💪💪💪💪👍👍🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @haderakelati1160
    @haderakelati1160Ай бұрын

    ጓል ሓለፋይ ዘገርም ዘረባ ረዚን ኣብ ሙሉእ ኣእሙሮኻ ኣትዩ ነቶም ኩሎም ዝተሰውኡ ኣሕዋትና ኣዛኻኺራትና ንስዋኣትና ኣብዚ ጽሙዋ በረኻ ገዲፍናዮም ንኸይድ ደለና ኮይኑ ተሰሚዕኒ ዘደንቅ ዘረባ ጓል ሓለፋ። ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🙏🙏🙏❤!!!

  • @user-ig5dm3up6l
    @user-ig5dm3up6lАй бұрын

    እንቆዕ ሓጉሰኪ ጋል ሓለፋ ደስ ዝብል ቃለ መጠይቅ በጣዕሚ ሰምዕካ ዘይ ምኖ እን ቆዕ ከኣ ከኣ ተካእቲና ደቅኪ ጽቡቅ ንምነየልኪ ምስ ምጭዋት ደቅኪ❤❤❤❤

  • @user-je9fn6gh3z
    @user-je9fn6gh3zАй бұрын

    ማማ ማዓሾ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ

  • @kahsayabraha9199
    @kahsayabraha9199Ай бұрын

    Thanks ህድምና ብጣዕሚ ጽቡቕ መድብ ተሓግስና ❤❤❤❤

  • @mestes9724
    @mestes9724Ай бұрын

    Mashalah Eritreans heroes deki anstho jeganu

  • @segenalem6943
    @segenalem6943Ай бұрын

    Edmen tenan yhabki fetari mama masho❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-we3vg4ju1p
    @user-we3vg4ju1pАй бұрын

    Waww mejemerta happy independence ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷hedmona mes kulom abalata mesgana bakum deki Erey . Gedim arkan tegadalit senetebebna adena gal halefa edemen tenan endatemenku❤ betami germuni respect waw🙏🇪🇷❤️melke keglex entekoynu tehetna senesrat beka kulu abaki alo ❤❤❤❤

  • @abhiweteyeyezeneber
    @abhiweteyeyezeneberАй бұрын

    Amlak edmen tenan yehabki mes sedrabetki gual halefa gegna ❤❤❤❤

  • @rahelokbazgiambye-nr7dx
    @rahelokbazgiambye-nr7dxАй бұрын

    Aseyeee betami nemsgen Kibrat Dese debel progra.

  • @sabaokbagergish2065
    @sabaokbagergish2065Ай бұрын

    ተጋዳሊት መዓሾ ፍትው እየ ዘብለኪ❤❤❤❤❤

  • @LidiaTeame-bx3nh
    @LidiaTeame-bx3nhАй бұрын

    We love you gal Hlfa ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯💯💯💯✅️✅️✅️✅️✅️✅️✅️🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻

  • @senamitasmara8664
    @senamitasmara8664Ай бұрын

    ክብሪ ይሃብኩም ህድሞና ነባሪት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ክብርቲ ጅግና ተጋዳሊት መዓሾ ሓለፋ 🙏🇪🇷🇪🇷❤❤

  • @bekrihajji8411
    @bekrihajji8411Ай бұрын

    Mashiallh gal halefa xbuk titane sukuren

  • @asmelashhabtemariam3153
    @asmelashhabtemariam3153Ай бұрын

    Thank netom adalewiti bimikixal ezia legend zikonet arkan jigna niberlina Ane kibl delye zeleku gele go fund tezkifet gele kigber mikiale Or telephone xihafulna Thx again

  • @Shalommm34
    @Shalommm34Ай бұрын

    Thanks hdmona nebaret respct Wediiiii tekul ba amexulna bejakum🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @abibereket6848
    @abibereket6848Ай бұрын

    ህድሞና ነባሪት ንዘላለም ንበሪ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @AmanuelMehari
    @AmanuelMehariАй бұрын

    Rahel Thank u so much❤❤❤

  • @ogubitafewerki6850
    @ogubitafewerki6850Ай бұрын

    ጋል ሓለፋይ እድመን ጥዕና ይሃብኪ ጅግና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️💔💕❤❤❤

  • @naqfa7-836
    @naqfa7-836Ай бұрын

    ደቂ ኤረ ሽኮራት ምስታ ጀግና አደኩም ውድመን ጥዕናን ቅሳነትን ነዛ ጀግና አዴና ሐፍትና ❤️🇪🇷❤️🙏🏽❤️🙏🏽❤️🙏🏽❤️🙏🏽❤️💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-xu5jl6yq8m
    @user-xu5jl6yq8mАй бұрын

    ጓል ሓለፋ❤🇪🇷💪🌹 ዮሃና ደቂ ኤረይ ዮሃና❤🇪🇷💪🌹🍾🍾🍾🍾

  • @senaithaile8584
    @senaithaile858411 күн бұрын

    ቡሓቂ ዞም ተጋደልቲ ሰቡ ድዮም ኔሮም ጽንዓቶም ጅግንኖቶም ቡጡምዮም ጽጉባት ቡዕርቃኖም ጽቡቃት አቡዘይቡሎም ዘለዎም ዘይተማመሩ መሀዝቲ ❤❤❤❤አርካናትና

  • @user-iu6qc7pp9p
    @user-iu6qc7pp9pАй бұрын

    ፈለማ እንኻዕ ናብዚ ኩቡር በዓልና ናጽነትና ኣብጸሓና ቀጺለ እትገብርዎ ዘለኹም ነዞም ዕድሚኦም ምሉእ ንሃገር ዘወፈዩ ተጋደልቶም ይኹኑ ስነጥበበኛታትን ጽቡቅ መደብ ደስ ዝብለኻ ኢዩ እሞ ቀጽልዎ ኢኹም።

  • @helugalasmera1334
    @helugalasmera1334Ай бұрын

    GAL HALEFA MS DEQKI SDRAKI EDMEN TENAN YHABKUM GOOD BLESS YOU🙏🙏🙏👍👍👍🇪🇷🇪🇷💯💯

  • @hermonnegash146
    @hermonnegash146Ай бұрын

    Woww

  • @AmanuelMehari
    @AmanuelMehariАй бұрын

    Selam Thank u so much❤❤❤

  • @genettekeste3951
    @genettekeste3951Ай бұрын

    ዋው ቢጣዕሚ ልቢ ዝትንክፍ አ ታሓሳስባ ክቢሪ ይሃቢኩም ጅግና ጋል ሓለፋ ዕድመን ጥዕናን ይሃቢኪ። ደቂ ኤረይ ርሑስ ባዕል ናጽነት ይግበሮ ንሙሉእ ህዝቢ ኤርትራ ። ኤርትራ ሃገርና ከቢርክን ተሓፊርክን ንበሪ። 🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷

  • @hannaberhane2904
    @hannaberhane2904Ай бұрын

    Nfetwa gedim tegadalit edmen tenan ❤❤❤❤❤❤❤ yhabelna

  • @user-lm2ib7ie7s
    @user-lm2ib7ie7sАй бұрын

    Happy Independence day deki ereyyyy 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🥰 guwal halefa edmen tienan yhabki fetari

  • @ghirmaiaraia4929
    @ghirmaiaraia4929Ай бұрын

    Smietka ztnkf interview thank u

  • @user-um1de3bv6e
    @user-um1de3bv6eАй бұрын

    finally 🙏nice to see you gal halfay long life god blessed wish u long life joy and health ❤️❤️❤️❤️❤️

  • @feruzandebrhan6609
    @feruzandebrhan6609Ай бұрын

    ፈጠርቲ ሃገር happy independence ❤ አንታይ አስኪከበል ደሊየ ከመዘይ ገሩ ዝሃቶም ኢዮም ሲኢኖም አንበር ታሪኮም ከነግሩ ኣይኮኑን ዘይ ደለዩ ሰለዘይ ሲ ቢሂዎቶም ከለዉ ነወክሶም። በዘተረፈ ጽቡቅ ሰራሕ ሁዱሞና ነባሪት👏😍

  • @xegaxega4826
    @xegaxega4826Ай бұрын

    Good job deqi rimey and I Ricpect you 💕💕💕 qal halefay jegna wetru neberi🙏🙏🙏🥰🥰🥰💪💪🇪🇷🇪🇷💕💕💕

  • @AmanuelMehari
    @AmanuelMehariАй бұрын

    Measho edme teina yehabki❤❤q

  • @user-jv8fn6fq2s
    @user-jv8fn6fq2sАй бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ezem nay terikna zngrena si bebzhi kemxu alwum ❤❤❤❤❤ Good job❤❤

  • @eritrea6227
    @eritrea6227Ай бұрын

    Happy Independence Day Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🇪🇷🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @AmanuelMehari
    @AmanuelMehariАй бұрын

    Merhaba HDMONA NEBAEIT❤❤❤

  • @Aks44885
    @Aks4488517 күн бұрын

    ብጣዐሚ ጽቡቅ ቀፀልዎ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @EdenGoitom-id6er
    @EdenGoitom-id6erАй бұрын

    ኣቤት ትሕትና ብሓቂ ቀኒኤላ❤❤❤❤

  • @Helenteame
    @HelenteameАй бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @bereketberhane-zu4gu
    @bereketberhane-zu4guАй бұрын

    ጋል ሓልፋ አደመን ጠናን የሓብክይ በዓልትይ ታረክ ኣብ ሰውራ አደመ ይሓብክይ

  • @haniissak6852
    @haniissak6852Ай бұрын

    wari my bro good keep going longe life for legende baba Gebermeskel ❤❤❤🎉

  • @onelove9833
    @onelove9833Ай бұрын

    Love it perfect Fighter,perfect artist Perfect mother God bless you and your beautiful family

  • @NahomMedhane-kg6vd
    @NahomMedhane-kg6vdАй бұрын

    ለሚነይ ለሚነይ ኣዴኻ ተሓቢነ ሽምካ ጽዊዐ ምስ ሰብ ዝና ኔርካ ሰሚዐ........... 😢

  • @hagerawitekkali4209
    @hagerawitekkali4209Ай бұрын

    Thank you Gual Halefa!!❤❤❤

  • @briktiwelday9027
    @briktiwelday9027Ай бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ

  • @AmanuelMehari
    @AmanuelMehariАй бұрын

    Jegna gual jeganu❤❤❤

  • @mikalaraya2924
    @mikalaraya2924Ай бұрын

    Geganu ❤❤❤qdmen tiqnan yehabki fetari ❤

  • @teklemariamgebrendreas7076
    @teklemariamgebrendreas7076Ай бұрын

    ዋውውው ብጣዕሚ ደስ ዝብልዩ ምስ ጋል ሓለፋ፡ ህድሞና ነባሪት ንእትገብሩዎ ኩሉ ከመስግነኩም እፈቱሞ * ተተካኢሉ ነቲ ጅግና ተጋዲሉ ዘጋደለን መሪሕ ውድብ ህዝባዊ ግምባር(ህዝቢ ኤርትራ) ኮይን ንሃገርናን ህዝብና ናብ ዝበለጸ ከሰጋግር ለይትን መዓልትንከየዕረፈ ዝጽዕር ዘሎን ክቡር ፕረሲደን ኢሰያስ አፈወርቂ ተትዕድሙልና ብጣዕሚ ደስ ምበለኒ

  • @jacobsplayz1807
    @jacobsplayz1807Ай бұрын

    Waw amazing programm hdmona nebarit zelalem niberlna. Neza jigna adena kea edmen tienan yihabelna fetari. ❤

  • @brukmg1284
    @brukmg1284Ай бұрын

    ብጣዕሚ ዝምስጥ ዛንታ ከተዕልለሉ ጥዑም ግን እቲ ዝሓለፈ ገድሊ ሓያል እዮ ኔሩ የቀንየልና ጋል ሓለፉ ብሂወት ሃሊኹም ነዚ ዛንታን ክትነግሩና ፍቃደኛታት ብምዃንኩም ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️💯❤️🇪🇷🇪🇷

  • @AmanuelMehari
    @AmanuelMehariАй бұрын

    Happy lndependence day❤❤❤

  • @AmanuelMehari
    @AmanuelMehariАй бұрын

    ❤❤❤

  • @temesgenamlak4301
    @temesgenamlak4301Ай бұрын

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @edenyemane6801
    @edenyemane6801Ай бұрын

    Wow bitaemi zegerim ezi kulu gerkis walahanti ageberkun ewai nai jeganuna tihitnas ygermeka enkue natna konkum biakum kulu gize nkorue edmen tienan yhabkum Are Rakitey and Helu thank you bless my people and country we love you Hidmona nebarit ❤❤

  • @eritrea6227
    @eritrea6227Ай бұрын

    Eritreawiyan adett jiganu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️👸🏼👸🏼🫶🫶❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @zakigerie4273
    @zakigerie4273Ай бұрын

    Edmen tenan gal halefa waero Tegadalit!!!!

  • @yoninice6707
    @yoninice6707Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @TmgGuale.mengis
    @TmgGuale.mengisАй бұрын

    Anbes Deqi Erey Kebret Yehabkume Bitamy Des Teblu ❤❤🙏🏿❣️Arkanatena Haben Hger Neberulna Nezelalem Anbes❤❤🦁🦁🙏🏿💎🏆🏅🎈🌷⚘️❣️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌾🌾🌾🌾🌾💎💎💎💎

  • @OMARMOHAMED-rg8fn
    @OMARMOHAMED-rg8fnАй бұрын

    ❤❤❤❤wow❤❤❤❤❤

  • @EdenGoitom-id6er
    @EdenGoitom-id6erАй бұрын

    ጽብቅቲ ስኒ❤❤❤

  • @mibraktewelde1991
    @mibraktewelde1991Ай бұрын

    Waa kitxbq si konjo nay behaqi

  • @edengoytom7955
    @edengoytom7955Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @tsigewynitesfay7855
    @tsigewynitesfay7855Ай бұрын

    ❤❤❤❤love you guys

  • @semirabiede3798
    @semirabiede3798Ай бұрын

    Wow wow nayi behakiy desi zible 💪💪💪🙏🙏🙏

  • @tigistimesel2743
    @tigistimesel2743Ай бұрын

    Selam nakum ykun yehwatey anes nmasho kalay samiel❤❤❤❤❤ abona azey eye zedinkom Ketrakubuni ydeli bitelefon bejakum❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-jv8fn6fq2s
    @user-jv8fn6fq2sАй бұрын

    Ezy tarki ezy ezum naeshtu weldu zelna si xebuk girena kenfltu sel zlna kem jeganu bbezhy kemuxu alwum ari hawey good job ❤❤❤❤❤

  • @haniissak6852
    @haniissak6852Ай бұрын

    hidmona neibarit good job longe life for you lenged gal halfa thanks for amazing story ❤❤❤🎉

  • @delayselam7336
    @delayselam7336Ай бұрын

    Muetatn grumatn jeganu Eritrean women's proud of you

  • @yordanosmeakeb960
    @yordanosmeakeb960Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤🎉

  • @tommygebar1930
    @tommygebar1930Ай бұрын

    Edmen tienan yhabki jigna tegadalit❤ behar Measho Halefa.

  • @S.revolution
    @S.revolutionАй бұрын

    Long and healthy life gual halefa ❤❤❤❤

  • @natsnetsamuel5240
    @natsnetsamuel5240Ай бұрын

    ❤❤🎉🎉🎉

  • @SemharHagos-bp5bo
    @SemharHagos-bp5boАй бұрын

    🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

Келесі