ህድሞና - Part 1 - ቅንያት ናጽነት ምስ ገዲም ስነጥበባዊትን ተጋዳሊትን መዓሾ ሓለፋ (ጓል ሓለፋ)- New Eritrean Video 2024

Ойын-сауық

ህድሞና - Part 1 - ቅንያት ናጽነት ምስ ገዲም ስነጥበባዊትን ተጋዳሊትን መዓሾ ሓለፋ (ጓል ሓለፋ)- New Eritrean Video 2024
ህድሞና - ገለ ኣይከውንን'የ ብ ዳናይት ዮውሃንስ Gele Aykewnn-Ye by Danait Yohannes - New Eritrean Music 2024
JOIN 👉 / @hdmonanebarit
/ @hdmonanebarit
Enjoy and Subscribe now bit.ly/2vIkX9f at HDMONA NEBARIT. "HDMONA NEBARIT" brings New Eritrean entertainment comedies, "New Eritrean HDMONA Drama", "New Eritrean HDMONA movie", "New Eritrean HDMONA film" and "New Eritrean HDMONA music" video clips for you. Enjoy!
All "Eritrean music", "Eritrean movie", "Eritrean film", "Eritrean comedy" are shared here.
℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳውንሎድ ምግባር ን ኣርቲስ ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ንዝኾነ ቪዲዮ ዳውንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
℗ © Copyright: HDMONA NEBARIT. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
KZread - / hdmonanebarit
Facebook - / hdmona-nebarit-2149397...
Instagram - / hdmonanebarit
TikTok - / hdmonanebarit
Twitter - / hdmonanebarit
Website - hdmonanebarit.com/
© HDMONA NEBARIT LLC 2024. All Rights Reserved.
#hdmonanebarit #hdmonaGualHalefa #hdmonaFilm
@HDMONANEBARIT @moreinfo22 @hdmonapromotion1119 @dankurshow1050

Пікірлер: 415

  • @adighebre1215
    @adighebre1215Ай бұрын

    ጓል ኣያ ሓለፋ! ክርእየኪ ከለኹ፣ ብዙሕ እሕጐስን ንስድራኺ እዝክርን። ኣብ 1960 መምህር ኰይነ ናብ ወኪ ተላኢኸ ክምህር ከለኹ፣ ሽዑ ጓል 7 ዓመት ሓውትኺ ገነት ሓለፋ ትዝከረኒ። ኣብ ቀዳማይ ክፍሊ ምሂረያ ነይረ። ኣውራ ግን ኣብ ወርሒ 2 ናይ 1962 ሞት እቲ ኣብ መዓልቲ መርዓኡ ብድንገት ዝሞተ ሓውኪ ዳዊት እዝክር። ሓያል ጽንዓት ኣቦኺ ድማ ብዝያዳ ብምድናቕ እዝክር።

  • @zeweldihaile2718
    @zeweldihaile2718Ай бұрын

    ኩሉ ዘጸብቐላ ሸገ ተጋዳሊት፡ ክብሪ ንዓኺ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @alemyohannes2084
    @alemyohannes2084Ай бұрын

    ነባሪ ህድሞና ክብረት ይሃብኩም ነዛ ገዲም ጅግና ቅርሲ ኣዴና ጓል ሓለፋ ምቅራብኩም ዝተሰማዓኒ ሓጎስ ወሰን የብሉን 👑🇪🇷🇪🇷❤️

  • @merhawittesfalem4951
    @merhawittesfalem4951Ай бұрын

    Gual Ankere ,tanki,gzenesh mengs,Abeba haile Kea Aqrbulna thanks xbuq mereb

  • @yoditsemere9427
    @yoditsemere9427Ай бұрын

    ዋዕሮ ኣደ ጥበብ ጠፊእክና ነይርኪ፣ እንቋዕ ብሰላም መጻኺ❤❤❤❤❤❤

  • @haderakelati1160
    @haderakelati1160Ай бұрын

    ብሓቂ ልብኻ ዝትንክፍ ታሪኽ ገድሊ ጓል ሓለፋ :- ምናልባት ንስኺ ካብቶም ዝኣትዉ ትኣትዊ ትኾኒ ኩልና መቸስ ኣይክንስዋእን ኢና ገሌናስ ክንኣቱ ኢና። ዝገርም ቃል ቲንቢትዪ ከምቲ ዘሎ ንሱ ተሰዊኡ ጓል ሓለፋ ግን ከምቲ ክቡር ስውእና ዝበሎ ኣትያ እቲ ጅግና ግና ተሰዊኡ።እንታይዩ እዩ ደዛርቦም ነይሩ ዝኾነ ሓይሊስ ይገልጸሎም ነይሩ እዩ እቲ ዝተዛረብዎ ኩሉ ይፍጸም። ጓል ሓለፋ እንቋዕ ነዚ ቃል ክትነግርሉ በቃዕኪ ቅሰኑ ስውኣትና ቅሰኑ መቃብርኩም ይቅሰን። ❤❤❤❤❤!!!

  • @recioasmarina

    @recioasmarina

    Ай бұрын

    Well said! 😢 HaRbegna AyneBirin-yu TariKu-yu ziwiRes!!! Proud Eritrean!!! ❤💪🏾💪🏾💪🏾

  • @MichaelYohannes-hq7kx
    @MichaelYohannes-hq7kxАй бұрын

    ሰላም ሰላም ንአዳለውቲ ህድሞና ነባሪት እቲ ኹሉ እትገብርዎን ባህ ዝብል ምድልዋትኩም አብ መዓልቲ 24 ግምቦት በዓል ናጽነት ንኹሎም ስነ-ጥበባውያንና በብግዚኡ አብ እስትድዮኹም ዓዲምኩም ቃለ ምሕትት ብምግባር ምስ ህዝቢ አብ ውሽጥን አብ ደገን ብምልላይኩም ከየመስገንኩኹም ክሐልፍ አይደልይን ብሕልፊ ድማ ምስ ገዲም ተጋዳሊት ስነ-ጥበባዊት ድምጻዊትን ተዋሳኢትን መዓሾ ሐለፋ ዝገበርኩሞ ቃለ ምሕትት ደጊመ ካብ ልበይ የመስግነኩም በዚ አጋጣሚ ድማ ቀጽልዎ ኽብለኩም ይደሊ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤ 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀

  • @kibreabrussom2564
    @kibreabrussom2564Ай бұрын

    ጋል ሓልፋ( ሰላም በሉለይ) ጎብለል ዋዕሮ ኤርትራዊት ብጣዕሚ ካብተን ስፈትዋ ጀጋኑ my sweet heart❤

  • @harounekubal8436
    @harounekubal8436Ай бұрын

    ርሑስ መበል 33 ዓመት ነጻነት ኤርትራ !!! ዝኽርን ክብርን ንሰማእታትና !!! ❤ 🇪🇷 🎉 !!!

  • @JsaidJamal
    @JsaidJamalАй бұрын

    Thank you very much from my heart. What a hero she is. The memories have not forgotten him. I like the memories of the struggle of the Eritrean people. How grateful I am to the Eritrean freedom fighters. You fought for us so that we could enjoy peace. Salute to our righteous martyrs and victory to the Eritrean people.

  • @mengsteabtekle4702
    @mengsteabtekle4702Ай бұрын

    ህድሞና ጽቡቅ መደብ: ቀጽሉዎ ጓል ሓለፋ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏

  • @tesfamichaelmebrehatu841
    @tesfamichaelmebrehatu841Ай бұрын

    ንጋል ሓለፋ ድማ ርሑስ በዓል ነጻነትና ኣብቀዓኪ በሉለይ የቐንየልና ንስኽን ብጾትኪን ንኤርትራ ዝኸፈልክንኦ ጅግንነት ነመስግነክን በሉለይ

  • @akberetkiflu5080
    @akberetkiflu5080Ай бұрын

    ዋውውውውውውው ከም ሎማዓንቲ ተሓጊሰ ኣይፈልጥን እየ ክንደይ ግዜ ሓቲተ ኣብ ዝተፈላለየ ግዜ ብልበይ ዝፈትዋ ስነ ጥበባዊት ጋል ሓለፋ❤ ካብ ልበይ የመስግነኩም❤ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ኣጆኪ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🙏🙏❤

  • @akilegerezgiher4676
    @akilegerezgiher4676Ай бұрын

    ክብርቲ ኣዴናን ሕላገት መንነት ቃልሲናን ዝኾንኪ ኣብነት ጀጋኑ ኣዴታት ኤርትራ ወይዘሮ ሓርበኛ ተቓላሲት ብዓቢኡ ድማ ለዋህ ወላዲት ጓል ሓለፋ!ኣብ ውሽጥኺ ተነቢቡ ዘይውዳእን ዝትርኽን መጽሓፍ ከምዘሎ ካብ ገጽኪ ብቐሊል ተንብቦ።ግዳ እንታይሞ ኣዴታትና ዝመጠኽንኦ ዕድመ ንእስነትክን ተጠሊሙ መጣጥሒ ስልጣን ናይዚ ካሕዳይ ጉጅለ ኮንክን ከምዚ ገጽክን ብጓሂ ክድብዝዝ ክልተ ሞት ኮይንና።ኣጆኺ ዝመጠኽዮ ዕድመ ንእስነትኪ ኮንቱ ኣይክኽውንንዩ እታ ትሓልምያን ደም ዘጉሳዕክላን ኤርትራ ከምታ ዝሓለምክያ ብጋህዲ ከነበልጽጋ ኢና^ነዚ ክሓዲ ካብ ሱሩ ንምምሓው ደቅኺ ኣብ ጉዕዞዩም ዘለዉ።

  • @martam9957
    @martam9957Ай бұрын

    ጋል ሓለፋ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @selamteamr5697
    @selamteamr5697Ай бұрын

    መዓሾ ሓለፋ ክብርቲ ኣደን ጅግናን እንቆዕ ብሰላም መጻእክና ኣዝዩ ደስ ዘብል መደብ ኢዩ ህድሞና ነባሪት፡ ነዞም ጠፊኦምና ዘለው ከኣ ከተንጹኡልና ንምሕጸነኩም ናኣብነት ኣብርሄት ብርሃነ ኣምጹኡልና ❤❤❤❤❤

  • @klant17denbosch44
    @klant17denbosch44Ай бұрын

    ስለትሕትና ኢላትዛረቦ ዘላዩዉትህድርና ጨሊፈያ ትብልዘላምበር ጋልሓለፋ ጅግናናይጀጋኑያ ሻድሻይ ወራር ኣብጡሩቕን ኣብከባቢ ዓራታትን ኣሽሓገን ባሓንሳብ ስለዝነበርና ኣጸቢቐ ዝፈልጣጅግናያ 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

  • @lul9652
    @lul9652Ай бұрын

    ራሄላ ክትዛረብ ከላ ን ማና ኪዳነ ኮይና ዝስመዓኩም ኣለኩም ዶ ዋላ ንዓይ ጥራይ እዩ

  • @user-pi7vt3wg1g

    @user-pi7vt3wg1g

    Ай бұрын

    እወ ራሄል ሽኮር እያ

  • @user-vy7wk1vu4k
    @user-vy7wk1vu4kАй бұрын

    ንሕና ንጋል ሓለፋ ክንሰምዕ ዝመጻና ዝጸነሓና ናትኩም ዘረባ በጃኩም ሕቶታትኩም የሕጽረዎ !!!!!!

  • @fnankaleab322
    @fnankaleab322Ай бұрын

    ክብርቲ ኣዴና ጛል ሓለፋ❤❤❤

  • @hannagebris9886
    @hannagebris9886Ай бұрын

    Jigna gal halefa 🇪🇷⛪️❤️🕌🇪🇷💪👍😭

  • @saliemtesfamariamgoitom233
    @saliemtesfamariamgoitom233Ай бұрын

    Gal halefa is so sweet!!! ❤❤❤❤❤❤❤ Amlak edmen tienan yihabki

  • @abhiweteyeyezeneber
    @abhiweteyeyezeneberАй бұрын

    Merhabae gual Halifa waero kechen rehus beal natsenet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💖💖💖nemelae hezbi eritrea 🇪🇷 ♥️ ❤️

  • @TsehayGhebremiceal
    @TsehayGhebremicealАй бұрын

    Thank you for your service God blessed u with your family.H.D.N thanks. Aaron amazing host unique love respect everyone i like it keep shining 🙏🏾💕💕💕

  • @dana.j9062
    @dana.j9062Ай бұрын

    ንኹሉ እቲ ብስውኣትናን ጀጋኑናን ዝኸፈልናዮ ከቢድ ዋጋ፡ ኤርትራውያን ምዃንና ኩሉ ግዜን ንዘልኣለምን ንሕበንን ነመስግንን!!💫🙏🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🙏💫

  • @SurprisedBirchForest-kv6gb
    @SurprisedBirchForest-kv6gbАй бұрын

    Kbri yhabkum neza kbrti tegadalit adena zemxakumlna komu gerkum netom abeyti ab media zeyelewu kea knxbe ena thanks ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @zaidtewelde2368
    @zaidtewelde2368Ай бұрын

    መርሓባ ህድሞና ነባርት ሕጅ ግርም ንጋል ሓለፋ ዝዓደምኩማ የመሰግን ማዓሾ ሓለፋይ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልክ 💪🏽🇪🇷💪🏽🇪🇷💚❤💛💙🎉💐💐💐

  • @tesfitkidane9398
    @tesfitkidane9398Ай бұрын

    ዕድመን ጥዐናን ይሃብኩም ህድሞና ነባሪ. ፍትዉቲ ጋል ሓለፋ ዘምጻኩምልና::

  • @mihreteame6285
    @mihreteame6285Ай бұрын

    ህድሞና ነባሪት ናይበሓቂ ንጓል ሓለፋ ኣደናን ሓፍትናን ይጸበያ ነረየ ነዛ ፍትውትን ብልጽትን ስነጥበባዊት ዘምጻእኩማ ክብረት ይሃበልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሓደማዓልቲ ከኣ ንብርኽቲ ወልደስላሰ /ታንኪ ከኣ ክተምጹእልና ተስፋ ንገብር ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️። ኣይላቭዩ ደቁ ኤረይ

  • @mebrhatueyob9169
    @mebrhatueyob9169Ай бұрын

    ከምዚ ጌርኩም ምትብባዕኹም ክትሞስጎኑ ይግባእ ❤❤❤

  • @gergishgergish1130
    @gergishgergish1130Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤ ጋል ሓለፋ ተባዕ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ሃብኪ❤❤❤❤❤

  • @senaitgeremedhin6515
    @senaitgeremedhin6515Ай бұрын

    ገዲም ዋዕሮ ተጋዳሊት ስነ ጥበባዊት መዓሾ ጓል ሓለፋ፡ኣብነታዊት ኢያ።ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @yoditsemere9427
    @yoditsemere9427Ай бұрын

    ህድሞና ብሓቂ ብሉጽ መደብ ነዘን ዋዕሮታት በብግዚኡ ኣቕርብወን ዘይድገማ ኣርካናት እየን

  • @senaittesfay7526
    @senaittesfay7526Ай бұрын

    Anti jgna, Ajokum tray meret wegihu yu Amlack tesamakum yhabkum wedkum galkum 🙏🙏🙏🙏💪💪💪💪✅✅✅✅❤❤❤❤🎊🎊🎊🏅🏅🏅🏅

  • @bekrihajji8411
    @bekrihajji8411Ай бұрын

    Mashiallh gal halefa nic edimen tenani yhabki rebi

  • @JsaidJamal
    @JsaidJamalАй бұрын

    Thank you very much for your enjoyable and informative program. We expect many, many stories of struggle and activists from you. We ask you, we ask you, before it is too late, to come to us with a program like this. How I enjoy these stories. I remember our righteous martyrs and my eyes bring tears. I wipe away the tears in my eyes with the joy of exploitation. Congratulations on Exploitation Day to all the Eritrean people inside and outside the diaspora.

  • @mihretkahsay5851
    @mihretkahsay5851Ай бұрын

    Wow deki erey rhus beal nasanet ygberelna raki skor ❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏

  • @letinaabraha2856
    @letinaabraha2856Ай бұрын

    ሩሑስ ብዓል ናጽነት ንኹሉኹም❤ ብፍላይ ድማ ንጓል ሓለፋ ጅግና 🙏🙏🙏ተጋዳሊት እንቓዕ ቢሂወትኪ ጸኒሕክስ ናብ ብዓል 33 ጽምብል ነጻነት ኣብቀዓኪ🇪🇷🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪

  • @yosefameshabr8658
    @yosefameshabr8658Ай бұрын

    Thanks ህድሞና ነባሪ ልብካ ዝመል መደብ ደስ ኢልና

  • @howtodoit5466
    @howtodoit5466Ай бұрын

    Such a nice interview with Measho 🙏🏽 Long live our heroes ❤

  • @LingoTewil
    @LingoTewilАй бұрын

    ህድሞና ነባሪት ብጣዕሚ ደስ ትብል ጅግና ምዓሾ ሓለፋ ብምቅራብኩም ብጣዕ ደስ ኢሉኒ ከምዚኤ ዝኣመሰላ ሕቡናት ብዙሓት ስለ ዘለዋ በብግዚኡ ክምተቅርቡወን ተስፋ ኣለኒ በርትዑ።

  • @letenseafesshaye7801
    @letenseafesshaye7801Ай бұрын

    እዳውሐደኪ ምዓሻየ ንህድሞና ነባሪት ከአአምላክ ዘውጻእኩሞ ይተክአልኩም ጎይታ ተባረኩ ጽቡቃት ደቅና ተባረኩ ዓሽሽሽሽሽሽሽ ምሕረት የውርደልኪ አባይኪ

  • @hannagebris9886
    @hannagebris9886Ай бұрын

    Kulu gize amxiwom eziom jeganu

  • @semeretewelday4626
    @semeretewelday4626Ай бұрын

    መአሾ ሃለፈት አደ ክራር ዕድመን ጥናን ይሃብኪ ንበርልና ከአ ❤️❤️🌹🌹❤️❤️🌹🌹

  • @gideonyemane659
    @gideonyemane659Ай бұрын

    ቡሉጻት ወለዶ ኢኩም ወረስቲ ኣቦታትኩምን ኣዴታትኩምን ኢኩም፡ ልዕሊ ዝኮነ ካኣ ኣብታ ንፈትዋ ሃገርና ምህላውኩም ዕድልኛታት ኢኩም።

  • @user-oz1he2ej5x

    @user-oz1he2ej5x

    Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @amannegus8465
    @amannegus8465Ай бұрын

    ጏል ሓለፋ ጅግና: እፈልጣ እየ ማራ ምቕልልትን ትሕትትን እያ:: እንቋዕ ብሰላም ናብ መበል 33 ዓመተ ናጽነት ኣብጸሓኪ ምስ ኩሎም ብጾትክን ቤተሰብክን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @simdela4785
    @simdela4785Ай бұрын

    Wow ክብሪ ይሃብኹም ንኣርካን ጓል መዓሾ ዘምጻእኹምል! ክብሪ ይሰምዓካ ኣንቲ ዋዕሮ ደርፊኺ እናሰማዕና ኢና ዓብና ❤❤❤

  • @gezaeasgddet1767
    @gezaeasgddet1767Ай бұрын

    ንበሪ ክበሪ ኩናትኩሉ ተሳቲፍኪዮ ኣጋጣሚ ማልስ ኪንኪ ጅግና ብጸይቲ ሕብንቲ ! 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @AmbessaAmbessa21
    @AmbessaAmbessa21Ай бұрын

    Waw gal halfa ambeset🇪🇷🇪🇷❤️

  • @lemlemselomon7824
    @lemlemselomon7824Ай бұрын

    Beautiful program, thank you so much for bringing the beautiful Eritrean freedom fighters /:singer history Masho Halefa our hero. Very proud of her and wishing her good health and long live ❤️ 💙 🇪🇷❤️❤️❤️❤️🇪🇷❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷

  • @ghirmaighele9858
    @ghirmaighele9858Ай бұрын

    Bitaemi subuk medeb Ruhus Beal Nasinet

  • @GdeyGeremicheal-nl5ly
    @GdeyGeremicheal-nl5lyАй бұрын

    ጓል ሓለፋ ስኒ ጸባ ፆድመን ጥፆናን ይሃብኪ ፆወት ንሓፋሽ።

  • @amanuel-.

    @amanuel-.

    Ай бұрын

    ናታ ስኒ መስሉካ? 😁

  • @selamitgerie7754
    @selamitgerie7754Ай бұрын

    ጅግና ዋዕሮ ጋል ሓለፋ አዚኺ ብልጽቲ ስነ ጥበባዊት የቀንየልና ዮዉሃና ዮዉሃና 🎉🎉🎉❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷🌷🌷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💚❤️💛💙🍷🍾🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @tesfayberhane5805
    @tesfayberhane5805Ай бұрын

    ጓል ሓለፋ ደሃይኪ ኣይተሓባእ።

  • @leulaweldeab4962
    @leulaweldeab4962Ай бұрын

    ማዓሾ ማዓረይ ብሳላኽን ዝተረኽበ ሓርነት ነስተማቕሮ ኣለናሞ ንበራልና ክበራልና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼

  • @mesfinabraham6412

    @mesfinabraham6412

    Ай бұрын

    አበይ ኣዴኺ ተስማቅርዩ * ኣብ ስደት 😂😂😂😂💙

  • @leulaweldeab4962

    @leulaweldeab4962

    Ай бұрын

    @@mesfinabraham6412 በጃ ኣደይ ጋሕ በል ቆማል ዓጋመ

  • @YonasBeyene-om1bj
    @YonasBeyene-om1bjАй бұрын

    አነ ዝገርመኒ ናይ ዚ ግዜና ደረፍቲ አብ ሰሙን ይምርዓዋ አብ ሰሙን ኪአ ይፋትሐ ናይ ጋል ሐለፋ ሞ ሪአይዎ ቓል ኪዳን ፡ ፍቕር እስከ መቓብር ዩ ፡ ካብ ኤሮባ ዓራርብ ካብኡ ንሰንዓፈ አስመራ ብሐቒ ዝድነቕ ቓል ኪዳን ገድሊ

  • @seberek
    @seberekАй бұрын

    ማማ ዉዳሰ እዉን ኣቁርቡሉና ህድሞ ነባሪት ከም ስማ ርሑስ ብዓል ናጽነት ደቂ ኤረይ ።

  • @eritrea6227
    @eritrea6227Ай бұрын

    Adett Eritreawiyan jiganu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️🫶🫶❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @girmaykidane2808
    @girmaykidane2808Ай бұрын

    ክብርን ሞጎስን ንስዋአትና ናይ ባሓቂ አብክኺኒ ጏል ሐለፋ ህጂውን ዘልአለማዊ ክብሪ ንስዋእታና ከምኡውን ንስንኩላትና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @keburemanenate1998
    @keburemanenate1998Ай бұрын

    Happy 33rd anniversary Independence Day dear people of Eritrea 🇪🇷Respecting freedom, unity, and perseverance. Let us honor our heroes, preserve our heritage, Tribute to our martyrs and look to a brighter future together!🇪🇷🌹🇪🇷🍇🇪🇷🌺🇪🇷💐🇪🇷🌷🇪🇷🐫🥰24/5/2024

  • @gabriella1237
    @gabriella1237Ай бұрын

    Jegna gual Halefa Habtey Jeganu Tegadelti Ahwatna zekirkiya( YODIT ) HABTEY GUAL SHAWL NAYBEHAKI EYYE ZEMESGHENEKI KEDMEHEJE BEJEGHENENETA ZELALLA SEB AYNEBEREN YEKENIYELEY TARIK NAY TEGADELTI AHWATNA JEGNENETKEN KESENED KEMZELEWO AWET NEHAFASH

  • @Metkel849
    @Metkel849Ай бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🌹🌹🌹

  • @riwetokbamicael7848

    @riwetokbamicael7848

    Ай бұрын

    😊😅😅⁰😅00099⁹⁹0.2 ch vgh x vvgjkI s5k lol 4t I h bĥg

  • @almaztzegazeab2232
    @almaztzegazeab2232Ай бұрын

    ዋዕሮ ጓል ኤረ 💪🇪🇷 ርሑስ ቅንያት በዓል ናጽነት ይግበረልና🇪🇷ክብርን ሞጎስን ጀጋኑ ሰማእታትን 🙏🇪🇷ንመንግስትናን 🇪🇷ንሰራዊትናን ህዝቢ ኤርትራ🙏🇪🇷🇪🇷🍁🍁🇪🇷🇪🇷🌹🌹🇪🇷🇪🇷🪻🪻🇪🇷🇪🇷🌿🌿🇪🇷🇪🇷💥💥🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷🍀🍀🇪🇷🇪🇷🌻🌻🇪🇷🇪🇷💕💕🇪🇷🇪🇷💪💪🇪🇷🇪🇷👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @saratsegay1172
    @saratsegay1172Ай бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ መዓሾ ጅግና አዚ ምሳኺ ዘሎ ብጻይ ኢብራሂም ስዒድ ኢዩ ዝብሃል ኣብ ኤረትራ ኣስመራ ኢዩ ዘሎ ምስናይ ይቕረታ 🙏🙏❤❤🇪🇷🇪🇷🌷🇪🇷🇪🇷❤

  • @medaeyob511
    @medaeyob511Ай бұрын

    ኣሮን ንፉዕ ኢኻአ ግን አብ ናይ ታሪክ እላል ኩልሻኣ ሰብ ታሪክ ከእልል ሰብ ኣብ ጽሞና ስለዝኣቱ በጃካ አብ መንጎ አይትእቶ ታሪክ ጽዕን ክትሰምኦዩ ጡኡም እዝያ በጃካ ግደፋ

  • @astermartinazzo4309
    @astermartinazzo4309Ай бұрын

    Great program Happy independence day ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @tesfayfelfele2386
    @tesfayfelfele2386Ай бұрын

    ማማ መዓሾ ❤ ኣዝዩ ደስ ዘብል ታሪኽ ጅግንነት።

  • @MieleMichael-vb9id
    @MieleMichael-vb9idАй бұрын

    Nafiqna weledona weledo gedli. Aye we kulu ab gzie quieten niesinetn 1981 gual halefa ab hiday bahli brigade 51 eye rieyeya. Aye tsbaqen grhinetn Fqri eyom nerom 💓

  • @YonasBeyene-om1bj
    @YonasBeyene-om1bjАй бұрын

    ቦው ጋል ሐለፋ ሞዴል ናይ የሕዋትናን አዴታትናን ክብሪ ይሃብኪ

  • @TmgGuale.mengis
    @TmgGuale.mengisАй бұрын

    Arkanatena Haben Hager Beluxiate Sebe Metkel Des Zebel Tarike Hade Mexihafe Mexihfe Mekone Nay Hade Seb Tarike Des Zeble Yeqenelna Beluxi Demxiky Yezekakerka Klu Neger Jegna Neberulna Nezelalem 🙏🏿🏆🏅😍🥰🦁💎🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷⚘️💐🪻🌹

  • @THT2025
    @THT2025Ай бұрын

    Happy Independence Day ya all!!! Welcome back Helen, You're the best!!!

  • @user-oo1vh2uk7z
    @user-oo1vh2uk7zАй бұрын

    Kibret nezen jeganu adetatna yehwatna men keb gual eritrea ❤

  • @betelmesfin1888
    @betelmesfin1888Ай бұрын

    ♥️🙏👍🏻❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 happy Independence Day my lovely people

  • @letinaabraha2856
    @letinaabraha2856Ай бұрын

    እታ ናይ ብሓቂ ዘስሓቀትኒ ካብ ዕላልኪ ጓል ሓለፋይ ሽኮር ሽም ቀይሩለይ ኢልክስ ንሶም ድማ ምቅያሮም😀😀😀

  • @oqubaykifle9554
    @oqubaykifle9554Ай бұрын

    ዎውውው ጓል ሓለፋ ዕድመን ጥዕናን የቀኔልና ህድሞና ነዘን ኣርካናት ገድሊና ተቅርቡልና ደለኹም 🙏❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @RussomGhenregiorghis
    @RussomGhenregiorghisАй бұрын

    ❤❤❤❤ ❤❤❤ዕድመን ምሉእ ጥዕናን ንጓል ሓልፋ❤❤❤❤❤❤

  • @yoditgezu7401
    @yoditgezu7401Ай бұрын

    Happy Independence Day anbesa amlak admean tanan yhabeley 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️

  • @Dilfavor
    @DilfavorАй бұрын

    Hdmona nebarit ❤❤❤❤ gual halefa amsolna elnakom amsikomolna 👏🏼👏🏼👏🏼👏🏼 mediakom yeseaen, zefetwa sebekti goyta tebay, jigna tegadalit MASHO HALEFA amaekomlna, 🙏🏽🙏🏽thank you so much,

  • @user-ed4ut4yg3x
    @user-ed4ut4yg3xАй бұрын

    Happy Independence Day for my beautiful people ❤️ 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 we will follow our mother's and fathers footsteps and long live for our Eritrean Defence Forces 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

  • @YowhanesKahsay
    @YowhanesKahsayАй бұрын

    መዓሾ ሓለፋ ብልጽቲ ድምጻዊት ሃገርና ዋዕሮ አርትራዊት ዕድመን ጥዕናን ይኩን ናዓኪ ብልጽቲ

  • @sure1705
    @sure1705Ай бұрын

    What a wonderful woman! Much respect🇪🇷✊🏾

  • @tesfiesieum2645
    @tesfiesieum2645Ай бұрын

    ርሑስ ብዓል ናጽነት ጓል ሓለፍ እንቛዕ ኣብጽሓና❤❤❤

  • @A.b.d19985
    @A.b.d19985Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤ruhus baal awde amet❤❤addey❤❤Eritrea 🇪🇷 ❤❤tabaat bilahat lewahat hayalat adetatey ❤Eritrea 🇪🇷 weyan ❤❤❤❤ hunqac nabakum tewelidna ❤❤❤adetatey maarey❤❤❤❤

  • @awelkhiernassir3037
    @awelkhiernassir3037Ай бұрын

    Interviews ne helu gedefula bejakum hayal seb eya eti nay mezenageie kea rahel arie kea ab keleteu betami stibuk mukone thx ❤

  • @simongrmay9975
    @simongrmay9975Ай бұрын

    ንኲለን ደቂ ኣንስትዮ ተጋደልቲ ኤርትራውያን ልዑል ኣክብሮትን ኣድናቆትን'ኳ እንተለኒ ከም ጓል ሓለፋን ኤልሳ ኪዳነን ድማ ብፉሉይ ይፈትወን ካብ ምንታይ እዩ እንድዒ ብዝኮነ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኪ ጓል ሓለፋ ስሕልቲ ድምጺ

  • @user-ng2gs6zv3b
    @user-ng2gs6zv3bАй бұрын

    Kbren mogsen njegnuna ❤️❤️❤️🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷🌷

  • @Merii25
    @Merii25Ай бұрын

    My favorite Singer ጓል ሓለፋ ሽኮር 🥰 good to see you my dear ❤🙏.

  • @tesfamichaelmebrehatu841
    @tesfamichaelmebrehatu841Ай бұрын

    ሰላማት ህድሞና ነባሪት ንስለቲ ትገብርዎ ስራሕ ነመስግን ርሑስ በዓል ነጻነትና

  • @recioasmarina
    @recioasmarinaАй бұрын

    Yohanna my beautiful people! ZeLAlemawi zikrin kinrin nSemaHtatna! Awet nHaffash!❤️💪🏾💪🏾💪🏾

  • @galeritra6083
    @galeritra6083Ай бұрын

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ ፡ ኣብ ቀጻሊ ፡ ንግዜነሽ፡ ጓል ኣንከረ፡ ታንኪ ኣምጹልና please

  • @ghideykahssay9473
    @ghideykahssay9473Ай бұрын

    Happy 🇪🇷Independence Day to all of you 🇪🇷 heroes 🙏❤❤❤

  • @Dilfavor
    @DilfavorАй бұрын

    Gual halefa mekeret ❤️❤️❤️❤️❤️❤️we love you weaaro jigna, edmen teenan yahabki

  • @daniehagos3312
    @daniehagos3312Ай бұрын

    Good job 👏 👍 👌

  • @gezaeasgddet1767
    @gezaeasgddet1767Ай бұрын

    ዋውውው መጽሐፍ❤😘🎯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @birneshhagos1954
    @birneshhagos1954Ай бұрын

    መርሐባ ጓል ሐለፉ.KoKob ጅግና ኤርትራዊት አርቲስቲ ርሑስ ብዕል ናጽነት የሕዋት ደቂ ኤረይ❤

  • @WALTA-Ery
    @WALTA-EryАй бұрын

    ይቀንየልና "ህድሞና ነባሪት"፡ ኣዝያ ንፈትዋን ነኽብራን፡ ክብርቲ ስነጥበባዊት ተጋዳሊት ጋል ሓለፋ ዘምጻእኩሙልናን ዘኽበርኩሙልናን። ቅድሚ ገለ ዓመታት ሓደ ቡዱዕ ዝኾነ ሰብ ዓዲምዋ ኔሩ፡ ፈጺሙ ንዓኣ ዘይበቅዕ። ሕጂ ግን ጽቡቅ ኣኽቢርኩማ'ሞ ክብረት ይሓብኩም። ነዞም ሰራሕቲ ቅያ ተጋደልትና፡ ዝሃብና ህያብ ናጽነት መዳርግቲ የብሉን እሞ ንዘለኣለም ይኽበሩልና ኩሎም። 👍🏿🙏🏾❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @HelenWeldeslase
    @HelenWeldeslaseАй бұрын

    እህ ንድሕሪት መሊስኩሙና ሰውራ ዕንጸይቲ ክንደይ ግዜ ተመለሲ ተባሂለ እየ ተዘክሮ ንድሕሪት 😭😭

  • @Aditse
    @AditseАй бұрын

    ❤❤❤

  • @BerihuAlem-dv1hc
    @BerihuAlem-dv1hcАй бұрын

    ሰላም ሰላም ንኣዳለውቲ ህድሞና ነባሪት ሕቡናት ኤሪትራውያን መጀመርያ ርሑስ ቅንያት መዓልቲ ናጻነት ንመበል 33 ዓመት እንቃዓዕ ኣብቀዓና ኣብ ውሽጥን ወጻእን ብሓበራ ህዝቢ ኤሪትራ ብፍላይ ንሓላዊ ወሰናስት ንሓይልታት ምክልኻል መደብ ኣዳለውቲ ህድሞና ነባሪት ናይ ብሓቂ ክትታባብዑ ዝግባኣኩም መንእሰያት ኢኹም ገዳይም ሓርበኛታት ተጋደልቲ እና ዓደምኩም ታሪኽና ታሪኽ ጅግንነት ሓርበኛታታ ኣቦዋት ኮነ ኣደታት ተጋደልቲ ታሪኽ ኣብ ምቅስቃስ ትገብርዎ ዘለኹም ኣበርክቶ ክነኣድን ክዋራረስን ዝግብኦ ብሉጽ ስራሕ ወይ መደብ እዩ

  • @user-ig5dm3up6l
    @user-ig5dm3up6lАй бұрын

    ኣደ ኤርትራ ዋዕሮ ዕድመ ይሃበልና ፈጣሪ እንቆዕ ኣብዚ ኣብቅዓና ብሳላክን ከሪዕና ንረግጻ ኣለና ኤርትራ ሃገርና❤❤❤

Келесі