RADIO ERENA - ቃልሲ ንፍትሒ ከመይ ኣሎ?

ኣብ ግዜና፦ ዘተ ምስ ኣስገደት ምሕረትኣብን ከዲጃ ዓሊ መሓመድ ኑርን፡ ተመኩሮአንን ርእይቶአንን ኣብ ቃልሲ ንፍትሒ - Interview with two Eritrean women fighting for Justice in Eritrea - Wednesday, 26 June 2024
You can contact Radio ERENA’s newsroom by telephone : +33 6 34 90 96 97
Or by email : newsroom@erena.org
#Erena#Radioerena#ERITREA#news#Eritreannews#eritreanmovie#tigrignyamovie#tigrignyafilm#eritreanfilm#eritreanmusic#eritreansong#neweritreanmovie
#eritreanmusic​​ #Eritreannewsong​ #NewEritreansong​ #MusicofEritrean​ #MusicofTgirigna​#EritreanBest ​ #NewEritreanSongs​ #NewEritreanMusic​ #BestEritrean​ #Eritreannewmusic​ #Tigirignamusic​ #Eritreanbestmusic​ #Eritriantigirgna​ #tigirigna#besttigrignamusic​ #EritreanDrama​ #EritreanMovie​#Eritreannewmovies​ #Ethiopiannews#sudan#ethiopia#Eritreanbestfilm​ ​​​

Пікірлер: 26

  • @jayshokay1434
    @jayshokay143411 күн бұрын

    No matter what dictator Agama must go down. Eritrea for Eritreans by Eritrean.

  • @wolderufael
    @wolderufael11 күн бұрын

    ዘይትሕለላ ዋዓሩ። Thank you for your lifelong service.

  • @user-it6xr7ty4s
    @user-it6xr7ty4s12 күн бұрын

    Ethiopia kida fetna

  • @selamtesfay1834
    @selamtesfay18347 күн бұрын

    Thx adetatna nekbrekn bfluy😊

  • @nakfabrave
    @nakfabrave10 күн бұрын

    It's so sad identity crisis is insatiable, be proud for who you are.

  • @yosiefmehari8896
    @yosiefmehari889612 күн бұрын

    Bridging the System Gaps through Social Justice

  • @nakfabrave
    @nakfabrave10 күн бұрын

    Ala erena,kkkkkk,keep it up!!? Gize telimukin, Gize fooooo ilukin.😂😢😂😢😂😢😂

  • @eriblood803
    @eriblood80311 күн бұрын

    Asghedet donkoro haghereseb tewelige...ghena kitsileli iki...degal cenawit agame

  • @minasegebre9274
    @minasegebre927410 күн бұрын

    አሻስ ገበጡኡ ክሳብ ዝውድእ ይጻወት ትብሃሉ

  • @eriblood803
    @eriblood80311 күн бұрын

    Meskorkorti wahid....lehasti disti weyane.....the game is truly over juntino

  • @mrkey6423
    @mrkey642312 күн бұрын

    ናብ ኣስገደት ምሕረትአብን ከድጃ ዓልን ምስ ሬድዮ ኤረና ኣብ ዝነበረክንኦ መደብ ተኸታቲለዮ ብርእዮታትክንን እምነታትክንን ኣዝዩ ገሪምኒ ፡ ካብ ዝበልክንኦ ክጠቅስ እሞ ክሓተክን ፡ 1 - ኣብ ኤርትራስ ሓምሻይ መስርዕ ኣይነበሩን ድዮም ? ሰባት ኣይቀተሉን ድዮም ? ንብረት ኣየዕነውን ድዮም ? 2 - ኣብ ሰንዓ ፎርም መሳርሒ ምዃንኪ ጸሊም ታሪኽ ንዓኽን ንውድብክን ምዃኑ ክሳብ ሕጂ ኣይተሰቆረክን ድዩ ? 3 - ኣዋሳ ምምልላስኩም ካብ ሽሮን በርበረን ምሽቃጥ ዘምጻእኩሞ ረብሓ ንሃረርና ኣሎ ድዩ ? 5 - ሃገር ክትኩነንን ማዕቀብ ክወርዳን ንዝሰራሕኩሞ ብሳዕቤናቱ ከአ ህዝቢ ጠምዩ ጸሚኡ ሃገር ከአ ዓንያ ፡ አውያትና መንጢልኩም ህግደፍ እዩ ተሓታቲ ክትብሉናስ ቅጥፈት ዶ ኣይኮነን ? 6 - ህግደፍ ድዩ የእምሮ ህዝቢ ሓጺቡ ንዓኩም ጸለሎ ቀቢእኩ ( ኣኽፊእኩም ) ዋላስ ብነብስኹም ክፉአት ምዃንኩም እቲ ህዝቢ ስለዝፈልጠኩም እዩ ንልዕሊ 40 ዓመት ዘይቀርበኩም ? 7 - መራሒ ሃገር ኣገናዕ ንዝበሎ ድያስፖራ ነቲ ኣጻር ምዕራባውያን ንዝግበር ቃልሲ ነቂሑ ስለዝመከቶ ኣገናዕ እንተበሎ ንድያስፖራ ንምንታይ ዘይመልክዑ ተትሕዝዮ ? 8 - ንአድጊ ንሓመዱ ከ ኣገናዕ ምባልኪ ኣየተሓትትን ዶ 9 - ሰመያዊት ባንዴራ ስርሓ ዝወደአት ናይ ፈደረሽን ምዃና ወይዘሮ ጀብሃ ከመይ ዘንጊዕክንኦ ? 10 - ቅዋም ቅዋም ቅዋም ብናፍቆት እንጽበዮ እዩ እቲ ምንታይሲ ብሕግን ብእውጁን ኣብ ልዕሊ እዛ ሃገረ ሰማእታትን ህዝብን ንዘውረድኩሞ ዕንወት እትፍረድሉን እትኹነንሉን ቅዋም ስለዝኸውን።

  • @user-rt6ff4um4k
    @user-rt6ff4um4k12 күн бұрын

    ራድዮ ኢረናስ ብትክክል ንፍትሒ ድያ ምናልባት ቅድም ኣምበር ሕጅስ ናብ ህግደፍ ትቀርብ ኮኑ ይስማዓኒ

  • @sadat4271
    @sadat427112 күн бұрын

    ኣነብ ናይ ኤርትራ ናሽናል ኣይደነቲቲ ኣሚንኩም ካብ ፖለቲካ ጎረቤት ክሳብ ዘይተኣለኹም ክንኣምነኩም ዘበት

  • @woldeamlake.7019
    @woldeamlake.701912 күн бұрын

    ወዜሮ/ት ኣይትረስዕ

  • @hayletkle2197
    @hayletkle219711 күн бұрын

    ስሞዑ ደቅና ፡ ድሕሪ ስርሒት ሃይኮታ ጀብሃ ፡ ሃጸይ ሃይለስላሰ ኣኼባ ሃገራዊ ባይቶ ኣካይዱ ። ኣብቲ ጉባ ኤ ፡ የጀብሃ ወንበዴ ሓንቲ ኣብ ምዕራብ አርትራ እትርከብ ከተማ ስለ ዘጥቅዑ ፡ ጉዳይ ናይ ጀብሃ እንታይ እንታይ ንግበር ክብል ናብ ጉባ ኤ ሓሳብ ምስ ኣቕረበ ፡እቲ ጉባ ኤ አርትራ ባሕራምበር ህዝባ ኣየድልየናንዩ ክንድምስ ሶም ኢና ዝብል ውሳነ ኣሕሊፉ ፡ ነዚ ተወሳኺ ዝኸውን ሓውቡኡ ን ኢሳያስ ኣፈፈርቂ ኣብርሃ ፡ ስሎሞን ኣብርሃ ሓጎስ ዝተባህለ ኣብ ደሴ ወሎ ክፍለሃገር እንደራሴ ዝነበረ ፡ ንሃጸይ ሃይለስላሰ ፡ እዚ ዝስዕብ ምኽሪ ኣቕሪቡሉ ፡ ወዲ ኣፈወቂ ሓወይ ኢሳያስ ዝብሃል ኣብ ኣስመራ ተወሊዱ ዝዓበየ ፡ ሕጂ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ቀዳማይ ዓመት ዩኒቨርስቲ ዝምሃር ዘሎ ናብ ጀብሃ ተሰሊፉ ኣብ ውሽጦ ም ኮይኑ ፡ ንዕ ኦም መሲሉ ንኽብትኖም ፡ ንበረኻ አርትራ ንል ኣኮ ምስ በሎ ሃይለስላሰ ብቀጥታ ሓሳቡ ተቐበሎሞ ፡ ናብ ጀብሃ ብከሰላ ጌሩ ክምዝስለፍ ገበርዎ ። ኣብ ጀብሃ ምስ ተሰለፈ ፡ ኣባል ናይታ ብ 38 ኣባላት ዝቖመት መሪሕነት ኣል ቅያዳ ኣል ዓማ ኮይኑ ንኽምረጽ ዕድል ረኸበ ። ኣብ 1969 ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ሜዳ ዝተሰለፈት ብስርያ ኣዲስ እትፍለጥ ኣስታት 150 ዝኾኑ ኣብላት ዝነበሩዋ ንስለያ ዝተላእኩ ኢዮም ኢሉ ፡ ተማጒቱ ንመሪሕነት ኣእሚኑ ፡ኣብ ኣዶብሓ ኣረሺኑዎም ። 2 ) ኣብ 1970 ካብ ጀብሃ ተፈንጪሉ 3 ) ኣብ 1973 መንካዕ ብዝብል ስም ምሁራን ረሺንዎም ። 3) የሚን ብዝብል ብዙሓት በሊዕዎም ። 4 ) ኣብ 1981 ምስ ወያነ ተላፊኑ ንጀብሃ ካብ ሜዳ ኣውጺኡዋ ። 4 ) 1994 ኣብ ነፋሲት ብወዲመምህር ዝብሃል 12 ስንኩላን ኣረሺኑዎም ። 5) ከምቲ ብሪጋዴር ጀነራል ትኸስተ ሃኢለ ዝበሎ ኣብ 1984 ባድመ ንወያነ ባዕሉ ዝሃቦም ፡ 1998 ብዕሉ ኲናት ጀሚሩ ፡ኣብ 2001 ፡ጀማሪ ኲናት ምዃኑ ኣሚኑ ድሕሪ ኣልጀርስ ስምምዕ ፡ ንኮሚሽን ካሕሳ 10 ሚልዮን ዶላር ከፊሉ ። 6) ኣብ 2001 15 ሚኒስትሪታት ን ጋዘጠኛታትን ኣሲሩ ኣጥፊ ኡዎም ። 7) ኣብ 2020 ንትግራይ ወሪሩ ኣስታት 70 ሽሕ መባት ኣብ ዘይምልከቶም ኲናት ኣጥፊ ኡ ። ስለዚ ኢሳያስ እታ ናይ ንግሆ ብሃይለስላሰ ዝተላእካ ተልእኾ ብናትና አርትራውያን ሕመቕን ድንቁርናን ኣብዚ ደረጃዚ ወዲቕና ። ላምስ ምስ ሓራዲ ኣ ማይ ትሰቲ ! ሩባ ሰበነ

  • @sinnithm.6972

    @sinnithm.6972

    10 күн бұрын

    እዚአ ኲላ ዝበልካያ አብ ሩባ ሰበነ አጥልቃ ጥራይ ናይ አሳሰይቲካ ወይ አከደምትካ ሕንጣጦ ያ ግናዕ ረኪብካላዶ????😂

  • @aminekidane9003
    @aminekidane900311 күн бұрын

    ገጽክን ጥፋኣ ደናቁር ዓፈርቲ

  • @user-gf8zg1uv1o
    @user-gf8zg1uv1o12 күн бұрын

    Amlak ybarkn kburat Ahwat 100/100 tesemamiatin zerebakn

  • @aynomgodefa8228
    @aynomgodefa822812 күн бұрын

    ኣንቱም ሓሰውቲ ወገናውያን

  • @fsahayeberaki9042
    @fsahayeberaki904212 күн бұрын

    አርትራዊያን ፉሉያቲና 3m ምስ 100 m ተቃሊሱ ዝተኣአወተ ህዝቢ አስከ ንገሩና

  • @rezenedebesay5275
    @rezenedebesay527511 күн бұрын

    SHISHAY dimtsi hafash arkey

  • @user-it6xr7ty4s
    @user-it6xr7ty4s12 күн бұрын

    Adey abay go to church to pay 43 years don't shame tehzna

  • @hailewolde1816
    @hailewolde181612 күн бұрын

    ቃልሲ ንፍትሒ ግደታ እምበር ምርጫ ኣይኮነን ።

  • @eritr
    @eritr12 күн бұрын

    U must be Tigray decentant go to Tigray you will never see or go back to Eritrea 🇪🇷 for the rest of ur life

Келесі