"ህዝቢ ንምንታይ ደቀይ ገቢረ? መን እዩ ዝመርሐኒ ዘሎ? ንምንታይ? ኢሉ ክሓትት ኣለዎ" ቃለ መሕትት ምስ ሊቀ ጳጳስ ሃገረ ኣውስትራልያን ኒውዝላንድ ኣባ ሰላማ

Well Come To Berakhe Show KZread Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Berakhe_Media #ሾው_ብራኸ #ብራኸ
Well Come To Berakhe Show KZread Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Brakhe_Show
#ሾው_ብራኸ #ብራኸ_ሸው
#brake_show
#Berake_Show
#Brake_Show
#Medhin_Gebreslassie
#ቃለ_መሕትት-ትግራይ_ፖለቲካ
#Amhara_ethiopian_criss
#eritrean_community
#Eritrean_Poletics
#Tigiray_poletics
#ethio_forum
#Tefetawi_Tolk_Show
Eritrean Interviews
#ቃለ_መሕትት_ምስ_መም_ኣብርሃ_ተኽሉ
#Eritrean_Poletics
#Interview_Abrha_Teklu
#Proffesor_Fiseha_Asgedom
#ብፁእ_ኣቡነ_ሰላማ
#ሊቀ_ጳጳስ

Пікірлер: 609

  • @esmaelali2782
    @esmaelali27826 күн бұрын

    ብሓቂ ደስ ዝብሉ ሓቀኛን ፍትሓዊን ኣቦ ኣባ ሰላማ ኣቦ ሰላምና✌️ ኣነ ሃይማኖተይ ሙስሊም ትግራዋይ እየ ኣብዚ ክብሎ ዝደሊ ግን ተኸተልቲ ኦርቶዶክስ ሃይማኖት ተጋሩ ኣሕዋተይ ንዞም ኣቦ ስምዕዎም ሓግዙዎም።እዞም ኣቦ ንኦርቶዶክስ ጥራሕ እንተይኮነስ ንማንም እምነት ተኸተልቲ ከም ትግራይን ህዝቢ ትግራይን ዝረብሑ ኣርሕቆም ዝሓስቡ ኣቦ እዮም'ሞ በጃኹም ሓግዙዎም🙏

  • @harpe123

    @harpe123

    6 күн бұрын

    Abuna selama is another wing of TPLF

  • @Tigray122

    @Tigray122

    6 күн бұрын

    ብሓቂ ኩቡር ሓውና ጸግኡን ጥበቡን የብዝሓልካ ልዑል እግዚኣብሄር ኣምላክ 🙏🏻🙏🏻🙏🏻

  • @Yonas-qy3zy

    @Yonas-qy3zy

    5 күн бұрын

    ሰቅ በል ለክባጥ ኤርትራ ትግርኛ ጥራይ ኣይኮነትን (9)ብሄር እዩ ዘለዋ

  • @robelaraya7139

    @robelaraya7139

    5 күн бұрын

    Ata wedeza lemani resah​@@harpe123

  • @zefengorhawaria8526

    @zefengorhawaria8526

    5 күн бұрын

    🙏🙏🙏❤️❤️

  • @HorneAfricaJojo
    @HorneAfricaJojo6 күн бұрын

    ክቡር ኣቦና ኣብትሕቲ ፈጣሪ ኣባኹም ዓብዪ ተስፋ ኣለና ከማኹም ዝበለ ኣቦ የድልያሎ ትግራይ በረከትኩምን ረድኤትኩም አይፈለየና ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ክቡር ኣቦና

  • @yobel-lh2rj

    @yobel-lh2rj

    6 күн бұрын

    Ezi Sebeay Aykonen Du Beal Nay Kudusan Keyetebelu Zebele Xebuk Geyeru Kegelegl N Betecersian Yezarebewo 😢😢

  • @weinikeleta3461

    @weinikeleta3461

    5 күн бұрын

    Nay behaki egziabeher amlak Yhagzum🙏🙏🙏✝️✝️✝️❤

  • @user-iw8mp1oe3e

    @user-iw8mp1oe3e

    5 күн бұрын

    ሰላም ነቲ ኣብትግራይ ዘሎ፡ ስርቂ፡ዓመጽ ደቂ ኣንስትዮ፡ ቅትለት፡ዝሙት፡ድራግ፡HIV፡ ህዝቡ ናብ ናይ ቴንዳ ናብ ገዝኡ ክምለሱ፡ ጥምየት፡ ከም መራሒ ሃይማኖት ክገብር ነይሩዎም ኣብክንዲ ፖሊቲክስ።

  • @user-zo8qr4pn8n
    @user-zo8qr4pn8n6 күн бұрын

    ብጣዓሚ ደስ ዝብል መልእክቲ ኩሉ ግዘ ከምዚ ዝበለ መልእክቲ ንክሳተፉ ብጣዓሚ ደስ ኢሉኒ ።መዲህን ደሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ።ብሰልቲ ዋዕሮ በሓቂ ጅግና እቶም አሮግቶት መራሕቲ ንሰልጣን ርስቲ ገይሮም ዝወሰዱ ድሑራት ንህዝቦም ዝረስዑ ንመንእሰይ ንወጣት ትግራይ ስልጣን ከረክቡ አለዎም። ብጣዕ ቀፅልሉ ካብ ቀደም አድናቂኪ የ ካብ ልቢ።።

  • @Tigray122
    @Tigray1226 күн бұрын

    እንኳዕ ብፍጹም ሰላም ልዑል እግዚኣብሄር ኣምላክ መጻኩም ኩቡር ኣቦና ምስ ክብርቲ ሓፍትና ጋዜጠኛ መድህን 🙏🏻🙏🏻🙏🏻ኩቡር ኣቦና ጸግኡ የብዝሓላኩም ነዊሕ ዕድመን ሙሉእ ጥዕናን ይሃብኩም 🙏🏻🙏🏻🙏🏻በረከትኩም ክኣ ይሕደረና 🙏🏻🙏🏻🙏🏻

  • @solomonberhane3096

    @solomonberhane3096

    5 күн бұрын

    😂😂ደፋር ካድሬ ካብቶም ፖለቲከኛታት ፍሊይ ብዝበለ መገዲ ሓደ ዝኮነ ህዝቢ ኤርትራ ከፉሉ እታ አብ ሳንዱች አላ ዝበላ ትግራይ ምስ ኤርትራ ትግሪኛ ጥራይ ሓደ ንምግባር ጸሎት እገብር አለኩ ስለ ዝበለ ዲዩ? ከም ትግሪኛ ተዛራቢ ከም ዶብ ከባቢ ተወላዲ ፎዕ ኢለካ አለኩ በሉለይ ‼️ እምበር ንዚ ካድሬ ጸጋካ ይብዛህ አይብሎን።

  • @Wellaitay
    @Wellaitay6 күн бұрын

    Libi Tigrai twiyway at its best😂😂😂.

  • @tadesewoldu445

    @tadesewoldu445

    5 күн бұрын

    ውዳቕ ባርያ at it's best ተረፍ ዓሳ😂😂😂

  • @user-wn2ke3zx6y

    @user-wn2ke3zx6y

    5 күн бұрын

    ​@@tadesewoldu445 ተረፍ የመን ተረፍ ድሮን ሰራቂ መስቀል😂😂

  • @DawitTekle-vq6bz

    @DawitTekle-vq6bz

    5 күн бұрын

    Seriously!!? ኣንቱም ሰረቅቲ ረሳሕ መንዲል ፤ሰረቅቲ ማንካ።

  • @user-wn2ke3zx6y

    @user-wn2ke3zx6y

    4 күн бұрын

    @@DawitTekle-vq6bz ኣንቱም ሰፈርቲ ሑሩጭ ተሰከምቲ ዒባ ቆራጻት እግሪ ሰርቅቲ ታቦት ሰርቅቲ መስቀል

  • @user-fs1fs7rd6h
    @user-fs1fs7rd6h6 күн бұрын

    መድሂን ፅቡቕ ብራኸ ትብርኽለኺ ምስቲ ጋሻ ክኸድ ዝበልክዮ ኣካዳድና ምኽዳንኺ ከመስግነኪ ናብ ኣቦሃይማኖት ክትቐርቢ ከለኺ ማዕሪግኺ ምቕራብኺ ጎይታ መዓርግይወስኸልኺ።

  • @user-xu2hl8ll5k

    @user-xu2hl8ll5k

    6 күн бұрын

    Amsolu iyom klitiom. Nisom nay kudus zitekednu sheytan, nisawin kab om zegededet sheytan iyu. Kidan yemelkea Dea imber seb aygebrekan iyu::

  • @aexum1597

    @aexum1597

    4 күн бұрын

    Antum dekalu deky abator seytawnty emo nskatkum ekum antum kahdamat geta yedfaekum Amen 3 👎👎👎👎🤮🤮🤮

  • @yohannesabraham4919
    @yohannesabraham49195 күн бұрын

    ካብ መንበረ ሰላማ ህዝቢ ትግራይ ብዙሕ እዩ ዝጽበ ዘሎ! ከይታሕፍሩና ምስ እግዚኣብሔር ሓጋዝነት ጠንኪር ስርሑ!!

  • @negasitesfaye9978
    @negasitesfaye99786 күн бұрын

    ዝተባረኹ ብሉፅ ምጡቅ ፍልጠት ዘሐዎም ብፁእ አባና አባ ሰላማ በረከቶም ይብፀኸና አሜን❤❤❤

  • @user-bg5ck4mj9i
    @user-bg5ck4mj9i6 күн бұрын

    ብጹእ ኣቦና ኣንደበተ ሩቱኡ ዕድመ ያሃበልና ፈጣሪ ናብ ደገ ክኸዱ የብሎምን። መድህን ሓፍተይ እግዚአብሔር የክብሪኪ ክብ ኣከዳዲናኺ ጀሚሩ ዘለኪ ሰነ ሰራዓት ብጣዒሚ እዩ ደስ ባሃሊ ቀፅሉሉ ጋልኖ❤🙏

  • @stpual1
    @stpual16 күн бұрын

    አቦና አባ ሰላማ ዓቢይ ክብሪ ይግብኦም !!!

  • @mihretarkebe9285
    @mihretarkebe92855 күн бұрын

    መድህነይ ነዞም ሩጡብ ኣቦና ኣምፅኪ ደቢስክና ተስፋ ክንገብር ገርክና ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም የቀንየልና🙏❤

  • @Bit-iv9bl
    @Bit-iv9bl6 күн бұрын

    እዛ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ትብል ቋንቋ መለስኩም ዘይትርስዕዋ? ህዝቢ ብዘይ መራሒ ክስጉም ርኢኹም ትፈልጡ? ኣዋንጣ መለስ ቀደም ኣይሰርሐትን ሕጂ'ውን ብላሽ እያ

  • @solomonberhane3096

    @solomonberhane3096

    6 күн бұрын

    Tegaru ተለቢሙለይ ኢሎም ዝጻወትዋ ናይ ምድንጋር ጻወታ እያ። ናተይ ህቶ sorry to say ንዚ ወረበላ ቀሺ ቅዶሚ ኩናት አብ መንጎ ኩናት እንታይ ይብል ኔሩ ስለ ዝፈልጦ ተዓማኒነት ዘለዎ ሰብ ኣይኮነን። ካብ ቄሺ ካድሬ ተባሒሉ እንተ ዝጽዋዕ ጽቡቅ ምኮነ። ሕጂ ድማ ድህሪ ኩናት ካብታ ህዝቢ ንህዝቢ ትብል ምድንጋር ፖከቲካ አይወጸን። ኩሉ ገዲፈ ከምቲ አብላእሊ ዝበልኩዎ ናተይ ህቶ መን እዩ ጹሩይ ትግሪኛ ዝዛረቦ ? እዚ ቀሺ በሓሊ ጽቡቅ ትግሪኛ ክዛረብ ዝጽበዮ ኔሩ ግን ዝገደደ ኮይኑ ረኪብካዮ መን አይተመሓርካን ከይብሎ እዩ ንቲ ኢንግሊሽ እንዳ ወሰከ ዝዛረብ ?

  • @sheba-291

    @sheba-291

    5 күн бұрын

    @@solomonberhane3096 ኣነ እኮ ኣይተ ሰራቂ ብርሃን ወይ ኣቡነ ከላማ ኢለ’የ ዝጽውዖ፤ከምቲ ናይ ገብረሰይጣን ደስታ ክንሱ(ገብረኪዳን ደስታ)ዝብሃል መርዚ ይነዝሕ እምበር ምስንባቱ ኣይተርፎንዩ‼️

  • @HdhdgTete
    @HdhdgTete6 күн бұрын

    respect medi ለባም ሓፍትና ልዕሊ ኩሉ ንእትገብርዮም ቃልስን ህዝብና ካብ ዝተፈላለዩ ምሁራን ግንዛበ ክወስድ ስለ ትገብሪ ዘለኪ ። ቀፂለ ደሞ ለቦናን ንሃይማኖትክን ዘለኪ ክብሪ ካብ አከዳድናኪ ምግንዛብ ይከአል

  • @mebrhatueyob9169
    @mebrhatueyob91696 күн бұрын

    ተጋሩ ተቋወምቲ ኣኪብካ ትመጽእ ሰላም የለን ኣብ ደገ ዘለዉ ትብሎም ዘለኻ ነቶም ቅተልዎም ዝብሉ ዘለዉ እታ ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ትፋላልዩ ዘለኹም ኢድኩም ስሓቡ ሰላም እንተደሊኹም ክእርመካ ኤርትራ ትግርኛ ዝዛረብ ጥራይ ኣይኮነን ዘለዋ ኤርትራውያን ኢልካ ተዛረብ ሰላም እንተኾይኑ ኤርትራውያን ምባል እዩ ትግርኛ ትግርኛ ኣትበል ።

  • @user-ul9lx9cl8i

    @user-ul9lx9cl8i

    6 күн бұрын

    ኣንቲ ትሃትዮ ሕቶ ይርዳኪ ኣሎድዩ ትግራይሲ ትፈርስዶ ወላስ ኢቶዮጵያ ታኣቱ አልካ ኣሎ ክልል ትግራይ ኢቶጵያ ምካና አና ንፈልት ኣስተዉ ኣታ ሰብ ነይ ኤርትራ ጥራይ ጽላኢታይኮነትን ናይ ትግራይ አንኮላይ ደጊምኩም ካብ መጀመርያ ስምዋ😢😢

  • @RahaelYhdego

    @RahaelYhdego

    6 күн бұрын

    እዝዮም ሩጉማት እንድዮም ኤርትራ ናይ ትግርና ሃገር አይኮነትን ብትግራይ ዝመጽ ሰላም አያድልይን 9 ቤሔር ኤርትራ ዘይአምን አየድልን4::

  • @robelaraya7139

    @robelaraya7139

    5 күн бұрын

    9 9 9. Aserte gize tesheate ina teblu..tumuyat ..mejemeriya arsekum kealu ..selam enkuwa enteweridu nesekum enber nehena aynesededen ko ...jahrakum Abu gedefewo ..ab tigray trah darga 100shi sedetegnatat eritrawian alewu ...abakum 1 tigraway yelen tumuyat....

  • @AaA-nq7il

    @AaA-nq7il

    5 күн бұрын

    ኣየ ባርያ🦓🇪🇷🤣

  • @fitsumhabtom2572

    @fitsumhabtom2572

    5 күн бұрын

    ​@@user-ul9lx9cl8igugmangug entay zesekif aleka resah atababya zbedelo

  • @user-lm3dm8vz6r
    @user-lm3dm8vz6r4 күн бұрын

    መድህን ናይ ባሕሊ ኽዳን ብጣእሚ የጥእምልኺ ኣቦና አባ ሠላማ ብምቅራብኺ ንኽልተ ኹም የቀንየልና

  • @freweyinimelake5309
    @freweyinimelake53096 күн бұрын

    ዋና ፈገር ካድር ፖሎቲካኛ ጉልባብ ቀሺ ዝገበረ፧አብ ኤርትራ ቀሺ አብ ቤተክርስትያን ጥራይ እዪ ስርሑ።

  • @Jaki-1989-Azmarino
    @Jaki-1989-Azmarino6 күн бұрын

    i like the way u dress , መድህን ብጣዕሚ ንፍዕቲ ኢኪ ኣጆኪ ቀጺሉሉ ።

  • @user-hh3tz6gc4y

    @user-hh3tz6gc4y

    4 күн бұрын

    Fake thats why ya religion dead, 😂😂😂

  • @weinikeleta3461
    @weinikeleta34615 күн бұрын

    Amen Amen Amen 🙏🙏🙏 Abona Egziabeher Amlak ytehaweso Kale Hiwet Yesmalena 🙏🙏🙏✝️✝️❤️❤️❤️

  • @demyteklu5345
    @demyteklu53455 күн бұрын

    ብጣዕሚ ደስ ዝብሉኻ እቦ የቀንየልና 🙏

  • @mebrhatueyob9169
    @mebrhatueyob91696 күн бұрын

    ገበነኛ ኢኻ እዳበልካ ሰላም የለን ፍቅሪ እንተደሊኻ ገዳዲፍካ ነገር ደሊኻ ገፋጊፍካ ይባሃል ሰላም ብቃልን ግብርን ሓደ ይኹን

  • @user-qo6tp9yj8c
    @user-qo6tp9yj8c4 күн бұрын

    መዲሂን ሓፍትና ብጣዕሚ ኢና ናምስገነኪ ምኽንያቱ ኣቃራርባኺ ብጣዕሚ ናቦና ዘለኪ ኽብርን ትሕትናን ካብ ኣካዳድናኺ ጀሚርኪ ምግናና ወሰን የቡሉን❤❤❤

  • @user-fh7gi3mf5c
    @user-fh7gi3mf5c4 күн бұрын

    ቃለ ሂወት የስዓልና

  • @Brave-Is_Mine1
    @Brave-Is_Mine16 күн бұрын

    Hat 🎩 off to You and Abona for bringing this into your attention and condemning the heinous crime happening inside Tigray.

  • @mebrhatueyob9169
    @mebrhatueyob91696 күн бұрын

    ፖሎቲካን ሃማኖትን እንታይ ማለት ኢዩ ፖሎቲከኛታት ዘይትገድፍዎ ሕጂ መን ይቀትልን ይዝርፍን ኣሎ?

  • @Brave-Is_Mine1

    @Brave-Is_Mine1

    6 күн бұрын

    ሓመድ ብላዕ!!! ስለቕትለት:ዓመጽ:ስርቂ:ሽፍትነት:ጉሕለት:ጾታዊ ዓመጽ:ኩነኔ ለያቡን ውዱቓትን መራሕቲ ስለዝተዛረቡስ ፖለቲካ ኣይትዛረቡ ክትብል ኣይትሓፍርን🤔???!!!What exactly are you expecting from a religious leaders??

  • @user-nq8ev7bz6k

    @user-nq8ev7bz6k

    6 күн бұрын

    Tigraway Zerafin qetalin tegaru iyu !

  • @amanuelamahazion2039
    @amanuelamahazion20396 күн бұрын

    ምስ ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ሰላም ንግበር ምባል ጽቡቕ ነገር ኡኳ እንተኾነ ህዝቢ ኤርትራ ከም ተዛራቢ ትግርኛ ሓሲብካ ምስ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ሓደ ክመጽእ ኣለዎ ምባል ግን ክውንነታዊ ኣይኮነን።

  • @avmars5937

    @avmars5937

    6 күн бұрын

    ንፋቶ ግን በብያትና ይብሉ ጥልያን። ሕጂ ኸኣ ንተዓረቕ ግን ሃሃገርና።

  • @gebreasmari7895

    @gebreasmari7895

    6 күн бұрын

    yeah

  • @mebratbereket2732

    @mebratbereket2732

    5 күн бұрын

    ሰላም ክፍጠር እንተኾይኑ ኤርትራ ምስ ኢትዮጲያ እምበር ኤርትራ ምስ ኣውራጃ ሰላም ዝበሃል የለን፡ (1) እስኻትኩም ኢትዮጵያውያን ኢኹም እመንሉ፡ (2) ኢትዮጽያ ( ወያነ) ብፍላይ ናይ ሓባር ደም ኣፍሲስና ኣራት ኪሎ ዝእተና ተኻሒድና ምስ ብዕዳውያን መኺሮም ከጥፍኡና ዝዓጥቑልና፡ ንሰላም ብኣፍ ዘይኮነ ንዓመታት ብምጽማም ተዓጊስና ደሚና መሪሩና ምእንቲ ህዝቢ ትግራይ ከይጠፍእ ሚሳይላት እንዳተጓሕፈና ስቕ ምባልና ከም ፍርሒ ወይ ከኣ ዕጥቂ ዘይብልና ወሲድኩም፡ ብዓለም ደረጃ ክንጽላእ ክንፍንፈን ዝገበርኩምና እስኻትኩም ኢኹም፡ በዓል መለስ ዓው ኢሎም ዝተዛረብዎን ዝመደብዎን መመሊሾም ዝሓናኸርዎን እነሆ ንልዕሊ ርብዒ ዘመን ሃሲዮምና፡ ጀኖሳይድ ተፈጺሙ ኣብ ትግራይ እንዳበልኩም ትዝምሩ ትውዕሉ፡ እንታይ ድዩ ነይሩ መደብኩም ዕላማኹም ጨሪሽና ክንድምሰስ እስኻትኩም ከኣ ዓባይ ትግራይ ክትፈጥሩዶ ኣይንኮነን? ግን ኣምላኽ ይመስገን ሳላ ቅኑዕ መሪሕነትና፡ ሳላ ሓላው ወሰን ዋልታ ሃገር ጅግና ሰራዊትናን ምክልኻልናን፡ ሳላ እቲ ዘይጸዓድ ጸዋር ዓቃል ሓየት ህዝብና፡ ከምቲ ንጥፍኣትና ዝሓሰብኩሞ ዘይኮነስ ልዕሊ ሰብና እምበር ትሕቲ ሰብና ኣይኮናን፡ ክብርን መጎስን ንስውኣትና ሓበንን ኩርዓትን ንስንኩላትና፡ ዎትሩ ዓወት ንሓፋሽ።

  • @asmeromghoitom3283

    @asmeromghoitom3283

    5 күн бұрын

    Abona selam eko selam e u ktzerebelun kttswon keman taum.Negher ghn eritrea selam ms kll tigray zey kone ms mulue hzbi ethiopia e u zedlyo.Mknyatu hwhat eyom ab hshewye znbra zelo nkerni africa.

  • @AaA-nq7il

    @AaA-nq7il

    5 күн бұрын

    ሞ ሕጂ ናይቶም ካሎኦት ብሄራት ክንማሃር ኮይና ንሕና ትግርኛ ኢና😂

  • @user-ci5ro4fg4w
    @user-ci5ro4fg4w6 күн бұрын

    አቦና ከምታ ዝበልኹማ አብ ቅድስቲ ከተማ አክሱም ካብ ኹሉ ሕማቅ ክትጸሪ አሎዋ አሜን፣

  • @user-bg5ck4mj9i

    @user-bg5ck4mj9i

    5 күн бұрын

    💯✅

  • @weldaytsegay5215
    @weldaytsegay52155 күн бұрын

    መድህን ብጣዕሚ ውርዝይትን ውቅብትን ፈላጥን ብምኻንኪ ብዙሓት ሰባት ትስሕቢ ኣልኺ❤

  • @NatalBruck1948
    @NatalBruck19485 күн бұрын

    The beautiful Medhin is my favorite and best journalist that I love❗️♥️💘♥️

  • @freweyinimelake5309
    @freweyinimelake53096 күн бұрын

    እሞ የለን ናይ አኽሱምካ ግበር፧ማርያም አስመረይቲ አለው ብሩኻት አቦታት

  • @robelaraya7139

    @robelaraya7139

    5 күн бұрын

    😂😂 emo taliyan ina deyu teblu zelekum😂...adi alekum deyu gen???? Hager alba hezbi fokodo measkerat tigray ekum ko tenebru😂..lemani

  • @freweyinimelake5309

    @freweyinimelake5309

    5 күн бұрын

    @@robelaraya7139 nehna eritrea tebahal adi alatena nehedhedkum endatebelaekum tenebru hezbi kem asa beliekum ketwedewen ekhum eten anestekhum

  • @yohannesabraham4919
    @yohannesabraham49195 күн бұрын

    🙏🙏🙏🙏🙏 ክቡር ኣቦና ኣቡነ ሰላማ በረከቶም ይብጸሐና!! ሕቡንን ሕርሩን ኣዛል ወመስተጋደል ትግራግራዋይ❤❤❤❤❤!!

  • @tiberihkidane577
    @tiberihkidane5775 күн бұрын

    ቅድሚ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ፡ መንግስቲ ምስ መንግስቲ ክረዳዳ ኣለዎ! ኣብ ሰላም ወይ ኣብ ኩዊና መንግስቲ ኢዩ ወሳኒ! ኣብ ትግራይ እዚ ዝፍጸም ዘሎ ጽዩፍ ነገር ከም ምጭዋይ ፡ምግህሳስ ምቅታል ደቂ ኣንስቲዮ ኣብኡ እንተ ሰራሕኹምሉ ዝሓሸ ይረኽቦ፡ ሓንቲ ጓል ኣንስተይቲ ብሰላም ቤታ ዘይትኣወሉ ጊዘ መጺኡኩም ኣሎ! ንሕና ኤርትራዊያን ምስ ከምዚ ጽዩፍ ነገን ዘዘውትሩ ሰባት፡ ኣብ ዓድና ክኣትዉና ኣይነፍቅድን! ኣቦይ ቀሺ ንግዚኡ ሓንቲ ስራሕኹም ዉሕስነት ናይዘን ደቂኣንስቲዮ ትኹን ፡ እቲ ኻልእ ቀዳምነት የብሉን! ❤️🇪🇷❤️

  • @user-vs2ww6vr7m
    @user-vs2ww6vr7m6 күн бұрын

    መድህነይ ብሓደ ኢዱባ ኣቡነ መርሃክርስቶስ እውን ኣቅርብልና🙏❤

  • @AlemAbraham-wq5et
    @AlemAbraham-wq5et5 күн бұрын

    Thanks Medhin, I appriatiate the man of God how he express the problem of Tigray.

  • @esaiasberhane6756
    @esaiasberhane67566 күн бұрын

    Thank you our sister, the right dress in the right time.

  • @Bit-iv9bl
    @Bit-iv9bl6 күн бұрын

    እቲ ብሌናይ፡ ዓፋር፡ ትግረ፡ ሳሆ፡ ኩናማ ፡ ናራ፡ ሕዳርብ፡ ራሻይዳ ኤርትራዊኸ? ትግርኛ ትብሉሲ እቲ ኹሉ ኤርትራዊኸ ናበይ ክትድርብዩዎ ትደልዩ? ወረ ንዓኹም መን ደልዩኩም?

  • @wowo9142

    @wowo9142

    6 күн бұрын

    ኣብ ኢትዮጵያ ፓትርያርክ ኮይኖም ንሳላሳ ዓመት ዘማሓደሩዎ ቤተክርስቲያን ገዲፎም ናብ ኤረትራ ሓደ ኢና ምባሎም ዝገርም እዩ። ኤረትራዊ መንነት ካብ ውበ፣ኣሉላ፣ምለሊክ፣ሓይለስላሰ፣መንግስቱ፣መለስ፣ደብረጬን፣ተሞኩሮ ኣለዎ።

  • @tsegaikesete9015

    @tsegaikesete9015

    6 күн бұрын

    ኣድጊ ንሓመዱ ስቅ በል ገና መዓት ኪወርደኩም ኢዩ።

  • @hybirdgenetic7096

    @hybirdgenetic7096

    6 күн бұрын

    ኣየ ተጋሩ ፍንፉናት ፍጥረት ፡ኤሪትራ ፈታዉን ጸላእን ይፍለጥ ኣደ ትሻዓተ ብሔር ፡ክልተ ሃይማኖት ፡ደሴት ሰላም

  • @AaA-nq7il

    @AaA-nq7il

    5 күн бұрын

    🇪🇷🦓🇪🇷🦓🇪🇷🦓🇪🇷🦓🇪🇷🤣

  • @kakamhari1433

    @kakamhari1433

    5 күн бұрын

    Entai waga alewo ezi tiblo zeleka. Eti tigre, bilen, asawrta eko bitgrinja tewekilu alo. Mikniatu hade hizbi eyiu. Kunama win komu. Eti kali gin abey zelo jelfaf wedi jelfaf eyiu nana wekilu kikeyid

  • @BahreNeGash
    @BahreNeGash6 күн бұрын

    The church must keep clear & out of politics.

  • @desalegngebre-ym6gk
    @desalegngebre-ym6gk6 күн бұрын

    ክብሪ ንአቦና አቡነ ሰላማ ይኹን እናበልኹ ፅቡቕ ስራሕ ይሰርሑ አለው ቐፅሉ አቦና ምሐሩና አድና ብዙሕ ትምሕርቲ የድልየና

  • @nakfa5403
    @nakfa54036 күн бұрын

    ኣሪትራ ናይ ትግርና ዓዲ ጥራሕ አይኮኑትን።

  • @tewzoldebereket9952
    @tewzoldebereket99526 күн бұрын

    መርሐባ ብራኸ ሸው መድህን ኸምኡውን አቦና አባ ሰላማ ነቲ ትህብና ትምህርትን መንፈሳውን ማሐብረሰባውን ትምህርቲ የመስግኘኩም ንሕና ውን ከም ኤርትራውያን ኸማኻትኩም ሀፍታም ዝኾነ ፍልጠትን ሰፊሕ ዝኾነ ልቦናን መምሀራን ኽንረክብ ኾለና አዚና ኢና ንሕበንን ተስፍን ንገብር እሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና መድህንድማ እዚ ባህላዊ ኽዳን ድማ ኸጥዕመልኪ ተባረኺ

  • @alembrhane4488
    @alembrhane44884 күн бұрын

    Peace and love to the people of Eritrea and tigray, Ethiopia ♥️♥️♥️

  • @user-hv1tc6ih4u
    @user-hv1tc6ih4u6 күн бұрын

    የቅንየልና መድህን ንኣቦና ኣባ ሰላማ ኣቅርብኪ ኣስተምህርኦን ምክሮምን ሰለ ዘስሙዑና ከምስግኒኪ ይፈቱ ኢለ ፍጣሪ ድማ ንኣቦና ዕድመን ጥዒናን ያሃብልና

  • @rahwag.6888
    @rahwag.68886 күн бұрын

    ኤርትራውያን ተጋሩ ኣይንደልየኩምን እዳበሉስ ንምንታይ ኢና ንሕና ንልምኖም ከምጎረቤት ብሰላም ምንባር ኣይካልንዶ?

  • @habenhadish938

    @habenhadish938

    6 күн бұрын

    ከሙኡ ዝበለ የለን። ኣብ social media ዝረአ ናይ ጽሊኢ ሕማም ኣብ ክልቲኡ ወገን ኣሎ። ኣብ ተጋሩን ኤርትራውያንን ። ኣነ ኤርትራዊት"የ። ይኩን እምበር ምስ ህዝቢ ትግራይ ብሰላም እንነብረሉ ግዜ ክሪኡ"ዩ ተስፋይ። ሰላም ከኣ ክትደልያ ኣለካ እምበር፡ ክትደልየካ ኣይትክእልን። ንቅድም ሰላም እንኮ ፍታሕ ምኳኑ ንእመን። ብድሕሪኡ ኩሉ ነገር መመስርዑ ክሕዝ"ዩ። ኣይኮነን ግን ትግራይ ንኤርትራ ጸሊኣ ኤርትራ ከኣ ንትግራይ ጸሊኣ ኣብ ንበጽሖ የለን። ተተሓሒዝና ክንጠፍእ ኢና። ፖለቲካ ሕዋሓትን ሻዕብያን ገዲፍና ከም ህዝብታት ንሕሰብ። የቀንየለይ ምስ ኣክብሮት።

  • @geneamha7584

    @geneamha7584

    6 күн бұрын

    @@habenhadish938Asey Lebam Haftey !! Sirkyo! We need peace ✌️

  • @Bhgialeni12345

    @Bhgialeni12345

    6 күн бұрын

    ​@@habenhadish938komal agame tekan tigrawayti men eritrawit geruki gefih meshita tukan nay tigrayki gber ghaf tigrawayti teref dron

  • @amanuelberhane2068
    @amanuelberhane20686 күн бұрын

    ቡሩክ ሰንበት

  • @LuelAmare
    @LuelAmare5 күн бұрын

    መዲ ፅቡቕ ኣከዳድና!

  • @surafelmesfin2237
    @surafelmesfin22376 күн бұрын

    ፈጣሪ ኣገልግሎት ዘመኖም የንውሓዮ

  • @jssllaa122ali7
    @jssllaa122ali75 күн бұрын

    ዕድመን ጥዕና ን ንኩቡር ኣቦና❤❤❤

  • @user-sb5uk1ud5p
    @user-sb5uk1ud5p4 күн бұрын

    thanks

  • @user-zg3gx3ps4o
    @user-zg3gx3ps4o6 күн бұрын

    መዳ ንፍዕቲ ንጥሚ ከይከነስ ንዓዳን ህዝባን እትቃለስ ጅግና ከማኺ ዝበለ የብዘሐልና

  • @goesaroundcomesaround
    @goesaroundcomesaround5 күн бұрын

    😢 ዕድመን ጥዕናን ነቦና 🙏❤

  • @samueltesfay12
    @samueltesfay126 күн бұрын

    ፅብቅ ሓሳብ እዩ

  • @goitomabebe1872
    @goitomabebe18725 күн бұрын

    ❤❤❤ በረከትኩም ይሕደረና ኣቦና

  • @raheemh.9891
    @raheemh.98916 күн бұрын

    ዓባይ ትግራይ ፍጠሩ ኢሉ ሓንጎል ቖልዑ ዘባላሽወ ጉዳም ካድረ ። ህጂ ግልብጥ ኢልካ ምስ ኢሳያስ ተዓረቁ? ኤርትሪያ ናይ ኢሳያስ ድያ?

  • @mebrattesfay5436

    @mebrattesfay5436

    6 күн бұрын

    🇪🇷❤️🦁

  • @Bit-iv9bl
    @Bit-iv9bl6 күн бұрын

    ዘይትምሕሩና? ዓድኹም ኢትዮጵያኹም ዘይትሕዙ?

  • @user-vs2ww6vr7m

    @user-vs2ww6vr7m

    6 күн бұрын

    ማለት🤔

  • @mebrattesfay5436

    @mebrattesfay5436

    6 күн бұрын

    🇪🇷❤️🦁

  • @esaiasberhane6756

    @esaiasberhane6756

    6 күн бұрын

    Seddi !!

  • @robelaraya7139

    @robelaraya7139

    5 күн бұрын

    Men deyu delikum..tigray nemeitaw kedey mekera aykonen deyu halifkum teatu 😂...tumuyat sedetegnatat... tekielkum ashihat sedetegnatatkum wesedulna komal resahat ...

  • @goitomabebe1872

    @goitomabebe1872

    5 күн бұрын

    ኢትዮጵያዊነት እንተሒዝና እማ ኤርትራ ኣይክትህሉን እያ ::

  • @dejenhadera1909
    @dejenhadera19096 күн бұрын

    ብኡነት መድህን ናዓይ ፍሉይ ሰብ እኪ አብ ናይ አቦታት ና አክብሮት ፃዕዳ ክዳን ተከዲንኪ ንአቦታትና ቃለ መሕተት ክትገብሪይ ብለኪ ዓብይ ናአዳን ክብረት አለኒ

  • @denaytgoytom6294
    @denaytgoytom62946 күн бұрын

    Yekenyelna / thanks 🙏🙏 Abona 💚💚

  • @merhawiandegergish6416
    @merhawiandegergish64166 күн бұрын

    ፍርሃት እዝጋቤሄር የብልኩሙን ድዩ ኣቱም ኣቦ? 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ትማሊ 90.000 🇪🇷 ሕብሪ ዓይንኩም ደስ ኣየበለናን ኢልኩም ንብረቱ ራሲኩም ካብ መሬት ኣምሓራን -ኦሮሞን ክትሰግዎ ኣበይ ኔርኩም ዓግብ የሕዋትና እዮም ዘይ በልኩም ""ሕጂ ዳኣ እንታኣዋና የሕዋት ኮይና "" ዓገብ ዓገብ ዘየለ ዘረባ ኣይትዛረቡ ነውሪ እዩ "" from Eritrea 🇪🇷""ይኣክል "ሰልቺና በዚ ለምጭ ዘረባ """

  • @bbg8739

    @bbg8739

    6 күн бұрын

    Go out off tigray no no Eritrean in Tigray tiwot

  • @esaiasberhane6756

    @esaiasberhane6756

    6 күн бұрын

    Seddi, just disappear.

  • @BiniamAreayaslassie

    @BiniamAreayaslassie

    6 күн бұрын

    ሓሳዊ ሓሳድ ኣብዘይ መንጠቢትክን ኣይተእትዋ ኢድክን

  • @user-wc3xm5us2x

    @user-wc3xm5us2x

    6 күн бұрын

    ዲቃላ ጣልያን ንህዝብ እምበር ነዓካ መንበለካ ለኽባጥ

  • @esaiasberhane6756

    @esaiasberhane6756

    6 күн бұрын

    @@BiniamAreayaslassie Ata asha ! disappear.

  • @tiebeghebru2649
    @tiebeghebru26496 күн бұрын

    ቅዱስ ኣቦና ኣባ ሰላማ ኣቦ ሓቂ ኩሉ ፈተነ ሰጊርኩም ከምዚ ክንርእየኩም ኣምላኽ ዝተመስገነ ይኹን ዕድመን ይሃብኩም ንበሩልና መድድህ ወረጃ ንፍዕቲ ጋዜጠኛ ❤🎉❤🎉🩵🩵🩵🩵🩵

  • @HoneyHoney-ud4ct
    @HoneyHoney-ud4ct3 күн бұрын

    ❤️❤️🎉🎉🙏🙏🙏🙏

  • @BrhaneBitew
    @BrhaneBitew6 күн бұрын

    ኣቦና ሠረቀ ብርሃን ሓንቲ ወርሒ ኢሳይያስ ንትግራይ እንተ ዝገዝኣ ከም ዘርኣያዕቆብ ነዓኹም ከጸፍፍ ነይሩ።

  • @Abraham-zy7df
    @Abraham-zy7df6 күн бұрын

    He is an activist. Period!

  • @tigrayadey2771

    @tigrayadey2771

    6 күн бұрын

    So what?

  • @alganeshkelati9124

    @alganeshkelati9124

    6 күн бұрын

    ​@@tigrayadey2771donkoro eka

  • @trustingod2549

    @trustingod2549

    5 күн бұрын

    No. He is a priest who lived outside of Ethiopia an saw how ppl live in democracy, peace anf development. He isnt afraid to speak his mind

  • @esaiasberhane6756

    @esaiasberhane6756

    5 күн бұрын

    Activist for peace ? yes.

  • @tesfaybirhane4435
    @tesfaybirhane44355 күн бұрын

    🎉🎉🎉🎉🎉ሰላም መድህን ሓፍተይ ኣባ ሰላማ ሰላምኩም ይብዛሕ

  • @BerihuBahta
    @BerihuBahta6 күн бұрын

    👍🙏

  • @maryamtsionhizbeyhadera9233
    @maryamtsionhizbeyhadera92336 күн бұрын

    ❤❤❤Abona edmen tienan yihabelna ❤❤

  • @timnitzemariam4493
    @timnitzemariam44932 күн бұрын

    Amen kal hiwet yesmeana yesmeana buxea we kdus Abona nay bhaki kem afikum nay selam nay fkri ygberelina Fetari ab xelotkum zekueuna mhret kweridelina edmemen teanan yhabkum Fetari medhin hafitey 🙏🙏🙏

  • @TemesgenTeklay-ll6pf
    @TemesgenTeklay-ll6pf5 күн бұрын

    ጎበዝ አቦ ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም አምላኽ

  • @zafukebede2879
    @zafukebede28795 күн бұрын

    አባና ጅግና

  • @user-ou9oe3bc2m
    @user-ou9oe3bc2m5 күн бұрын

    ዋላ ሽሕ ጊዜ ይኹን ሕያዋይ ኣይትእመን እንታዋይ ኢሎሞ እዮም ኣቦታትና ትግራዋይ ዋላ ጳጳስ ኮይኑ ይምጻእ እተን ነጥብታት ናይ ወያነ ትግራይ ኣየዕብረንን እዩ። ብፍላይ ብፍላይ ን ህዝቢ ኤርትራ ዝትፋኣ መርዚታት ጺቕ ከይበለ ኣይሓልፍን እዩ።ኣስተውዕል ኤርትራዊ ወያነ ክሳዳ ተጠዊቓ ትሕሰይ ስለዘላ ከም መዋጾኦ ወይ መለሳለሲ ተባሂሉ ዝግበር ዘሎ እዩ።ብፈኸራ ኣይተኻእለን ብዂናት ኣይተኻእለን ብልመናን ብቐሺን ክምጻእ ንጽበዮ ነገር እዩ።ንቓሕ ወፊ ህግደፍ

  • @esaiasberhane6756
    @esaiasberhane67566 күн бұрын

    Thank you our father !!

  • @user-mx3mp2ih4g
    @user-mx3mp2ih4g6 күн бұрын

    Edmen teinan yhabkum kbur abona bereketkum ayfeleyena ❤❤❤

  • @awetbereket3570
    @awetbereket35705 күн бұрын

    "ሰላም ምስ ኩሉ፡ስግረ-ዶብ ዘይብሉ"

  • @KahaseMezgebe
    @KahaseMezgebe6 күн бұрын

    ኣቦና ኣቡነ ሰላማ ኣቦ ሓቂ ኣቦ ናፅነት መድሂን ሓፍትና ጀግና ስራሕኺ ቃልስኺ ደስ ዝብል በርትዒ ከምዚ ዝበለ ንህዝብና ዘንቅሕ ዝረብሕ ሓሳብ ዘለዎም ኣቦታት ሙሁራት ብምቅራብ ቀፅሉሉብሓቂ ዋዕሮ ኢኺ👍👍👍👍👍👍

  • @user-kn9ct4ft6x
    @user-kn9ct4ft6x6 күн бұрын

    አንቱም ተጋሩ ሃይማኖት የብልኩምን ሃይማኖትኩም ካአ ገንዘብ ኢዮ ሰረቅቲ

  • @DawitTekle-vq6bz

    @DawitTekle-vq6bz

    5 күн бұрын

    Are are you serious? !! ኣንቱም ሰረቅቲ ረሳሕ መንዲል ፤ሰረቅቲ ማንካ።

  • @nashibrhane8399
    @nashibrhane83996 күн бұрын

    ሰላም የውርድውልና ብፍልይ ኒ ትግራይ ሓዊ ሕዝብ

  • @weinikeleta3461
    @weinikeleta34615 күн бұрын

    Nay behaki Abona Egziabeher Amlak edmen tienen Yehabekum 🙏🙏🙏🙏❤️✝️✝️✝️

  • @tibletsmerso9794
    @tibletsmerso97945 күн бұрын

    እግዚአብሔር ምሳኩም ይኩን አባ ሰላማ 🤲🏻

  • @maramihari6453
    @maramihari64536 күн бұрын

    መጀበርያ ምስ ህዝቢ ኢትዮጵያ ሰላም ግበሩ ኣቱን መዳናገርቲ ህዝቢ

  • @harpe123

    @harpe123

    6 күн бұрын

    አቡነ ሰላም ተገንጣይ የወያኔ ክንፍ ነው

  • @haileabisaq8956
    @haileabisaq89565 күн бұрын

    ዝኸበርካ ኣቦና ብኹሉ ኣስተምህሮኻ ዘኽራዕካኒ ውእጠይ ዝመሰጥካኒ ኣቦ ኢኻ ኣጆኻ ኣብ እምነትጃ ጽናዕ።

  • @TomM-ex9jc
    @TomM-ex9jc4 күн бұрын

    ሰላም ጽቡቕ ጉርብትናን ንህዝቢ ቀርኒ ኣፍሪቓ ብፍላይ ኣብ መንጎ ትግራይን/ኢትዮጵያን ህዝቢ ኤርትራን

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal39355 күн бұрын

    እግዚኦ መሓረና ክርስቶስ ካብ ርኹስ ኣምሓርኛ ዝዛረቡ ተጋሩ ሓልወና !

  • @amanhaile6579
    @amanhaile65796 күн бұрын

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @desebelkahsay2480
    @desebelkahsay24806 күн бұрын

    ብዛዕባ ኤርትራ ጥራሕ ሕማቕ ክትዘረቢ !መልሓስኪ ክትክንሽቢ ኢኪ

  • @user-ek8ff9tf4r

    @user-ek8ff9tf4r

    6 күн бұрын

    ዘገርም ዩ እዛ ጋል ጆኖሳይ ጆነሳይድ ንሰላም ዘይ ኮነ ካልእ ክርዳድ እናዘሬኤት ትኸይድ ጋል

  • @nomoredictator7172

    @nomoredictator7172

    6 күн бұрын

    እንታይ ማለትካ እዩ ጆኖሳይድ አይተፈጽመን ማለትካ ድዩ ? እዚ ኣብ ልዕሊ ህዝብና ብስርዓት ህግድፍ ዝተፈጸመ ገበን እታ ሃገርኩም ተሸይጣ ከማን አይክልን እዩ

  • @selamyoutube

    @selamyoutube

    5 күн бұрын

    ​@@nomoredictator7172 entay tbl wedey, genocide mengstka yu feximulka nebskum aytetallu. Genocide dtefexeme ab llena yu 98-2000 Gena tkeflwo waga bhiji yu

  • @azmeratesfay6273
    @azmeratesfay62735 күн бұрын

    አቦና አቦ ህዝቢ ትግራይና አቦ ሰላማ እግዚአብሔር ምሳኩም ይኩን 🙏🙏🙏🙏🙏

  • @MelesMeles-eg3nw
    @MelesMeles-eg3nw5 күн бұрын

    ደስ ዝብል ቃለመጠየቅ እዩ ።

  • @ziontsehaye934
    @ziontsehaye9345 күн бұрын

    Great abo ❤❤❤

  • @menasebohiluf1410
    @menasebohiluf14105 күн бұрын

    Iron lady keep it up especially the point raised by our father spiritual revival is very fundamental pls give due attention i think it is the solution to what current Tgrai existing

  • @tesfayhailu700
    @tesfayhailu7006 күн бұрын

    I need blessing from aba selema ❤❤❤❤

  • @tirhaswelu
    @tirhaswelu6 күн бұрын

    Kale hiwet ysmeana kubur Abona 🌼🌻🌾💐✝️🙏🌼🌻🌾💐✝️👌

  • @habtomberhane1541
    @habtomberhane15413 күн бұрын

    😍😍😍😍

  • @mebrhatueyob9169
    @mebrhatueyob91696 күн бұрын

    ሓሶት ተንኮል ከይገደፍኩም ክሓልፈልኩም ማለት ዘመት ጆኖሳይድ ብስሚዒት ተዛሪብካ ዝኽውን የለን ቀሺ እየ ኣብ ኣኹሱም ኣለኹ ኢሉ ኣብ ኣሜርካ ከሎ ንቅተል ኣለና ዝበለ ነዝን ከምዝን ጌርካ ንሰብ ምጽላም ተገምጢሉ ንዓኹም ኢዩ

  • @rreer

    @rreer

    6 күн бұрын

    Hataf

  • @YemanGrmay
    @YemanGrmay5 күн бұрын

    ክብሪ ይሃበልና አቦና ዝደብረዘረባ የብሉን

  • @user-sm8gg8zz8v
    @user-sm8gg8zz8v5 күн бұрын

    ሰላምን ቅሳነትን ንትግራይ ክብሪ ይሃበልና አቦና♥️💛❣️🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾

  • @ZekariasZeke-yn9ul
    @ZekariasZeke-yn9ul5 күн бұрын

    ሰላም ሰላም ክቡራን

  • @user-fb9bm6wj7l
    @user-fb9bm6wj7l5 күн бұрын

    ናይ ብሓቂ በሳል ኣቦ

  • @MerhuShushay
    @MerhuShushay5 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @princeatimes4209
    @princeatimes42095 күн бұрын

    እዞም ኣቦ ሕያዋይ ኣቦ እዮም ከም ትዕዝብተይ ኩሉ ዓይነት ንቕሓትን ፍልጠትን ዝውንኑ ይመስሉ ማለት መንፈሳውን ዓለማውን ናይ ጉጅለ ህወሓት መሳርሒ ተዘይኮይኖም ድሓር😊

  • @salamsalam1464
    @salamsalam14645 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @shxbcgfhv-sq8nw
    @shxbcgfhv-sq8nw6 күн бұрын

    🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @haileocbamicael3236
    @haileocbamicael32364 күн бұрын

    ነዚ ቁዱስን ፡ ሕዚ ሓዘል " ኣብ ዝኾነ ግዜን ቦታን ፡ ብቐሊል ዘይርከብ ሃብሪ " ኩሉ ትግራዋይ ፡ ጽን ኢሉ ክሰምዖ ይግባእ !!!!!

  • @selam8217
    @selam82176 күн бұрын

    የቀንየልና አቦና ብጣዕሚ መሃሪ ምክሪ ግን ህዝብ አምሐራኮ ከም ህዝብ ትግራይ ኢትዮጰያዊ እዩ? ህዝበይ ሕጃዉን ንቅሐትን ምስትዉዓል ብሐድነትና ኤርትራዊያንን 9 ብሄርን ዘለና ህዝበይ ሕጃዉን ንቅሐትን ምስትዉዓል ትግርኛ ምዝራብና ሐደ ቋንቋ ዓረብኛን ምዝራብም ሐደ ሃገር የብለምን ሃሃገሮም እምበር ሕጃዉን ንቅሐትን ምስትዉዓል 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🇪🇹🇪🇹🇪🇹❤️

  • @WediEndayGobez4222
    @WediEndayGobez42225 күн бұрын

    መድህን ሓፍተይ ሲ , ለባም ረኣይዎ አሞ ኣለባብስኣ, ምስ ኩቡር ኣቀራርባ ሕቶታታ, ንስክስ አንቃአ ሓፍተይ ኮንኪ, ኣቦና ስለቲ ክቡር ሓሳባትኩም ንኣምላኽ የመስግኖ.

Келесі