RADIO ERENA - ህሉው ኩነታትን መጻኢን ኤርትራን ህዝባን

ኣብ ግዜና፡ ዘተ ምስ ዓብዱራሕማን ሰይድ - ቦሃሽም - Interview with Abdurahman Sayed - Bohashem - Sunday, 07 July 2024
You can contact Radio ERENA’s newsroom by telephone : +33 6 34 90 96 97
Or by email : newsroom@erena.org
#Erena#Radioerena#ERITREA#news#Eritreannews#eritreanmovie#tigrignyamovie#tigrignyafilm#eritreanfilm#eritreanmusic#eritreansong#neweritreanmovie
#eritreanmusic​​ #Eritreannewsong​ #NewEritreansong​ #MusicofEritrean​ #MusicofTgirigna​#EritreanBest ​ #NewEritreanSongs​ #NewEritreanMusic​ #BestEritrean​ #Eritreannewmusic​ #Tigirignamusic​ #Eritreanbestmusic​ #Eritriantigirgna​ #tigirigna#besttigrignamusic​ #EritreanDrama​ #EritreanMovie​#Eritreannewmovies​ #Ethiopiannews#sudan#ethiopia#Eritreanbestfilm​ ​​​

Пікірлер: 54

  • @thomasmusa5973
    @thomasmusa59739 күн бұрын

    Abu Hashm you're a great advisor we need people like you in a future Eritrea thank you for everything

  • @solomonteshagerethiopian6483
    @solomonteshagerethiopian648312 күн бұрын

    Reasonable analysis thanks

  • @KM-to7xs
    @KM-to7xs3 күн бұрын

    ሰላም ሓው ሽሻይን ሓው ዓደራሕማንን ፡ ናይ ብሓቂ ሃናጺ መደብ ፡ ክብረት ይሃብኩም ።

  • @asmarabella9533
    @asmarabella953314 күн бұрын

    Etom aslam politics bi professional mengedi yetintinu. Ezom Christian gn simitawyan awraja haymanot kihdet hagerin eyom zenxebaruqulka.

  • @BarImpero

    @BarImpero

    12 күн бұрын

    Kab bzuh tire kirikeb gidin eyu. Betom ab Tiktok kitirieyom tiwil zeleka tire mire nezi kulu Tigrigna muhur titserifo aleka? Zigerimn zesihikin eyu. Ezi muhur zega kea haymanotu wey aletu biheru zeykone ate'ababiyu, timihirtun eyu abzi dereja abtsihuwo.

  • @berhanecahsai2150
    @berhanecahsai215014 күн бұрын

    Bravo Shishai for your very pertinent questions- plse contiue- your contribution is appreciated

  • @chaeyge8486
    @chaeyge848613 күн бұрын

    ክቡር ሓው ሹሻይ ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ፡ኣቦ ሓሽም ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዓሚቕ ፍልጠት ዘለዎ ኤርትራዊ ኣቦ ስለ ዝዀነ ብጣዕሚ ጽቡቕ። ካልእ ከም ዶክቶ ኣማኑኤል ሃይለ መንቆሬዎስ ዝኣመስሉ እንተ ተተዛራርብ ድማ ብዙሕ ምተማሃርና ክቡር ሓው ሽሺ።

  • @berhanecahsai2150
    @berhanecahsai215014 күн бұрын

    Agree fully with the advice you give to our youth- bravo & thanks you represent our desires & hopes-we can all work together for a better future

  • @millytakhlam6202
    @millytakhlam620214 күн бұрын

    Xubuk hto mxubuk melsi ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏

  • @AsmeromOkbay-dz7hj
    @AsmeromOkbay-dz7hj13 күн бұрын

    ናይ ባሓቂ ጽቡቅ ትንታነ እዩ ኣቡሓሽም ግን ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ትሃሰና ኣለኻ ካባኻ ብዙሕ ክንመሃር ንደሊ ሰባት ኣለና ነዚ ዘይጠቅም ሪኢቶታት ሸለል ኢልካ ኣብ ብዙሕ ፖለቲካዊ ትንታነታት ሓሳብካ ከተካፍል ብሃንቀውታ ንጽበ። የቀነለይ።

  • @user-tj5nl5iq2e
    @user-tj5nl5iq2e11 күн бұрын

    120 minutes just speak hate that’s not gonna change thegovernment

  • @teklitberhane6136
    @teklitberhane613614 күн бұрын

    Zeybesle journalist (denqoro)hasas seb

  • @futsumestifanos1113
    @futsumestifanos111314 күн бұрын

    ❤❤❤❤

  • @negashhaile4061
    @negashhaile406111 күн бұрын

    ኣቡ ሓሽም: ብተግባር ንህግደፍ ኣይትቃለሱዎ ድዩ ዝብለና ዘሎ?

  • @berhanecahsai2150
    @berhanecahsai215014 күн бұрын

    Thanks very much for your lucide analysis-keep it up & walk long dear brother

  • @cobraabraham5259
    @cobraabraham525914 күн бұрын

    አብ ኤሮጶ ዘለኹም አስላም ብጣሚ ዝገረመኒ

  • @elsagaiem4132
    @elsagaiem413214 күн бұрын

    ሐሺም አብ ዐዊዲ ቲጊባር የሊካን ኢታ ሳሊሳይ ሪኢሲካ ስዲሪ ጠፊአ

  • @elsagaiem4132
    @elsagaiem413214 күн бұрын

    ኢቲዋ

  • @BarImpero
    @BarImpero12 күн бұрын

    3000 commando alewu, fluy liel zibele demozin ,sinkin alewom.

  • @elsagaiem4132
    @elsagaiem413214 күн бұрын

    መሪጺካ ኢካ ቲዒዲሞ ። ዐዲ ሚኒ ሽሻይ

  • @chaeyge8486
    @chaeyge848613 күн бұрын

    ደምበ ተቕውሞ ክዕወት እንተደኣ ኰይኑ ሕሉፍ ጌጋታቱ ክግምግም ይግባእ እንተ ዘይኰይኑ ግን ሓደ ዓይነት ስራሕ እናሰራሕካ ለውጢ ምጽባይ ግን ካብ ደርሆ ጸባ ከም ምጽባይ ዩ።

  • @tesfayetiffo623
    @tesfayetiffo62314 күн бұрын

    ኣዲካ ንምእትው ሃንቲ ዘላታ መላ እንካን - ሀባ ጥራይ እያ።

  • @user-tn2bh6tc2s
    @user-tn2bh6tc2s14 күн бұрын

    Conservative 🛌😂😂😂

  • @elsagaiem4132
    @elsagaiem41328 күн бұрын

    ሐሺም ስዲሪን ፓሊቲካዊ ዒጊሺጊሽ

  • @asmarah3174
    @asmarah31745 күн бұрын

    "ሓንቲ ዝነበተት ዩኒቨርስቲ ተዓጽያ" ትብሉ ደጋጊምኩም። ጸማምሲ ሓደ ደርፉ። እታ ትፈልጣ ይኒቨርስቲ ኣይተዓጽወትን፡ ምናልባት ተቀይራን ዓብያንዶ ትኸዉን? ኢልካ ዘይትሓስብ?ኣበይ ዝተመሃርዎ እዩ ደኣ እዞም ዝምረቑ ዘለዉ ብዲግሪ ይኩን ብቴክኒክ። በል ትምህርቲሞ ክሳብ ሳሕል ኣትዩሎ ፡ሕቶ ተለካ ካልእ ደኣ ኣምጽእ እምቨር ከምዞም ፡ ፡ ፡ ፡ ፡ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @tesfaytesfazgy6502
    @tesfaytesfazgy65023 күн бұрын

    ክልተ ዕሱባት ጸረ ሃገር !!

  • @cobraabraham5259
    @cobraabraham525914 күн бұрын

    ኣብ ብዙሕ ነገራት ይሳማማ ግነ አብ ፍታሕ ምንም ትርጉም ኣይሃበንን:

  • @elsagaiem4132
    @elsagaiem41328 күн бұрын

    Ethiopia. ስዒሪናያ ኢና ምስ ሄገደፍ ቲሒጊሺጊሽ ዘሊኻ መኒኢሰይ ኢሪቲራ ኒሒና ሚስ መኒጊሲቲና ኢሊኻ ኢሪቲራዊ መኒኢሰይ ኢሪቲራ ኪጢፊኢ ዚጊቢሪካ ኢካ

  • @ben5115
    @ben511514 күн бұрын

    Melesa Qolos Tiqtuqo eyu

  • @elsagaiem4132
    @elsagaiem413214 күн бұрын

    ዘይሚኪቲኻ ጋዚጢኛ ሪኪቢኻ አሊካ

  • @rezenedebesay5275
    @rezenedebesay527514 күн бұрын

    Hade Seb ab mengsty zelo nay Tigray wey nay hwiahat Bahri natna eyu zible Yelow bejaka Tara Seb ab utube dizarebo Tara Seb dima eritrewian si Dey tigray agama endabelu do tut kiblu yewulu yelowun gin Mistatim sukufat hgdef ekum

  • @eriblood803

    @eriblood803

    14 күн бұрын

    😂😂😂😂 aye agame cenewuti komalat ghembi funfunat fitret...wala enda motkum tihisuwu

  • @ghebrhiwetdebesay922
    @ghebrhiwetdebesay9227 күн бұрын

    ዓብደርሕማን ኣብ ተቕርቦ ሓሳባት ብዙሕ ጽቡቕ ከም ዘለዎ ኮይኑ ኣብ ሕሉፍ ክትዛረብ ከለኻ ግን ከምዚ ኢለ ኔረ -ጌጋ ኣለኹም ኢለዮም ኔረ እዋእ እሳኻ ዘቕረብካዮን ዘበገስካዮን ጠቓሚ ሓሳባት ወይ ተግባራት እንታይ ኣሎ 2ይ ጉጅለ ህግደፍ ምስ ወያነ ኮይኑ ንጀብሃ ዝደምሰሰ ተማሊ ተማሊ ኣብ ኣራት ኪሎ ከይዱ ምስ ንሰለሰተ ኣርባዕተ ወለዶ ንህዝብን መሰልን ኤርትራ ዝረገጸ ጉበጥ ጉምብሕ ክብል እናፈለጥካ እቲ ስርዓት ዝገብሮ ከም ቅዱስ ነቲ ተቓላሳይ ዝገብሮ ከም ርኹስ ጌርኩም ትግምግሙ እስኹም ውን እንታይ እዩ ዕላማኹም ብኻልኦት ትግምገሙ ምዃንኩም ምሕሳብ ከድልየኩም እዩ

  • @besm113
    @besm113Күн бұрын

    እስኹም ብዛዕባ ኤርትራ ሕማቕ ይኹን ፅቡቕ ክትዛረቡ አይፀብቐልኩምን ጥራሕ ዘይኮነ መሰል ውን የብልኩምን።አብ እዋን ጥፋአታ ናይቶም ከጥፍእዋ ዝምነዩ ዝንርበሩ ድሌታት ታማሉኡ ዝነበርኩምን ናይቶም ብጠቕሚ ዐዊሮም ንስኹም ውን ካቦኦም ብዝኸፈአ ብድሕረይ ሳዕሪ አይብቆላ ኢልኩም ናይጥፋአት መልእኽታ ዘጋዋሕኩም ቀንዲ ኢኹም።እቲ ምስተጋሩ ፀሚድኩም ዝተመነኹሞ ተንኮል እንኳዕ ተበጣጠሰ። እንኳዕ ድማ እቶም ገንዘብ ሓራም አብሊዖም ንጥፋአታ ዝላአኹኹም ቅድሚአ ዐነውነው በሉ እምበር መፃኢአ ንህዝቢ ኤርትራዩ ዝምልከት።

  • @elsagaiem4132
    @elsagaiem413214 күн бұрын

    አቲካ ጊቢራ

  • @elsagaiem4132
    @elsagaiem413214 күн бұрын

    ሪዲዮ ኢሪና ተዋላዊሊቲ ቲዳናጊጺ🎉ቲ ህገደፍ

  • @Combeshtato
    @Combeshtato14 күн бұрын

    No wander no one like you and subscribe you.

  • @elsagaiem4132
    @elsagaiem413214 күн бұрын

    መሪሒ ኾይኒኻ ጊቢራ

  • @abraham109
    @abraham10914 күн бұрын

    ኣስላማይ ብጀካ ጽልኢ ካልእ ጽቡቅ ሓሳብ የብሉን መደብኩም ኣማሓይሽዎ ብጃኩን 30 ዓመን ሓደ ዓይነት 😂😂

  • @eriblood803

    @eriblood803

    14 күн бұрын

    😂😂😂 aye agame cenewuti komalat ghembi funfunat fitret...wala enda motkum hasadat

  • @BarImpero

    @BarImpero

    12 күн бұрын

    10 dekik kitsemie akmi yebilikan donkoro mahayim. Semae temahar.

  • @amanbb
    @amanbb14 күн бұрын

    Jeberti jeberti. + shishay what do we expect. =eseyasism

  • @senedhoney4719
    @senedhoney471914 күн бұрын

    በቃ ኩሉ ነገር ምስ ትግራይ ጥራይ ዲኩም ተታሓሕዝዎ

  • @elsagaiem4132
    @elsagaiem413214 күн бұрын

    Şerri ሳላሳይ ሪኢሲኻ ኸም ውዶብ ከየፊሎጦኒ አይአቲውንኢሊካ ኢካ

  • @elsagaiem4132
    @elsagaiem413214 күн бұрын

    አይቲሪሲዐዮ አብ ሊዒሊ ቲጊራይ ዚቲካየደ ግፊዒ

  • @hagarawinet2088

    @hagarawinet2088

    12 күн бұрын

    Ab risi eritrawiyan bi tegaru ab Addis lieli 100 shih resiekiyo dikhi

  • @elsagaiem4132
    @elsagaiem413214 күн бұрын

    ሚኒኢሲይ ኢሪቲራ አጢፊኦ ተዐዊ ቶ ኢሊኻ

  • @elsagaiem4132
    @elsagaiem413214 күн бұрын

    ዎጾዒ ህዚቢ ቲጊራይ ይሲዒር ዚቢሊና ኸዳዐት ኢሊኻና ኢካ

  • @elsagaiem4132
    @elsagaiem413214 күн бұрын

    አነ ሚስ ሚኒጊሲተይ ዚቢሊካ ኢካ

  • @teweldenegusse1345
    @teweldenegusse134514 күн бұрын

    እቲ ህዝቢ ክምዕብል ኣለዎ፡ወዲ ቀቢላይ ክመርጽ ኣብ ክንዲ ዝብል እንታይ ዓይነት ኣታሓሳስባ ዘለዎ ሰብ ክመርጽ ክብል ኣለዎ።እንተድኣ ኣሳታፊ ክኸውን ኣለዎ ትብል ቃል ትጥቀም ኮይንካ ግን፡ከምዛ 50/50 ፖለቲካ ናይ በዓል ሰንጋል እዩ ዝከውን። ከምኡ ትገብር እንተኮይንካ ከኣ ዴሞክራሲ ኣይትክተልን ዘለካ።ንምኳኑ ቀቢላ ዓሌት ሃይማኖት ኣብ ፖለቲካ እንታይ አልካዮም ትዝክሮም። ንኣብነት ኣነ ኣቡሓሽም ይምጻእ ተስፋስላሴ፡መን እዩ ንዓይ ዘርብሕ ሓሳባት ዘለዎ ክብል ኣለኒ።ስለዚ ሓደ መራሒ ንዓይ መንነተይ ክሳብ ዘይገሃሰ፡ኤርትራዊ እዩ ከላስ።ስለዚ ካብ ከምዚ ወጺእና እንተንሓስብ ምሓሸ።እስያስ ኣፈወርቂ ውልቀ-መላኪ ለዝኮነ እየ ዝቃወሞ እምበር ወዲ ጸሎት ለዝኮነ ኣይኮንኩን ዝቃለሶ።ናይ ኬንያ ኣብነት ኣምጺካ፡ ብሓደ ዓሌት እዩ ዝምራሕ ኢልካ፡እሞ ኣብ ልዕሊ እቶም ውሑዳት ቀቢሊታት ደቂ ኬንያ ዘውረዶ በደላት ኣሎ ድዩ? እንተዘየልዩ ከላስ ኩሎም ደቂ ኬንያ እዮም።

  • @ftrue7898
    @ftrue789810 күн бұрын

    ሬድዬ ኤረና Tv. Eri ክንብላ ኢና ድሕሪ ሕጂ ንኢሰያስሲ ብዱዓ ክንኣልዬ ይብል ኣሎ እዚ ሐሸምሸመታይ

  • @elsagaiem4132
    @elsagaiem413214 күн бұрын

    ኢቲዋ

Келесі