ERISAT: Bitweded Abraha | ወርቃዊ ቃላት ጀነራል ቢተወደድ ኣብርሃ
SECOND CHANNEL : SUBSCRIBE
/ @erisatentertainmented...
ኤሪሳት ካብ ጥቅምቲ 2018 ጀሚራ፡ ናብ ውሽጢ ኤርትራ፡ ማእከላይ ምብራቕን ምብራቕ ኣፍሪቃን ኣብ መዓልቲ 24 ሰዓታት፡ ሰሙን ምሉእ፡ ብሳተላይት መደባት ቴለቪዥን ትፍኑ። ክሳዕ ሎሚ ብኣርባዕተ ቛንቋታት እትፍኑ ዘላ ኤሪሳት፡ ዓቕሚ እናወሰኸት ብኹሉ ኤርትራዊ ልሳናት መደባታ ክትፍኑ እያ። ኤሪሳት፡ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ሃገራዊ ጉዳያቱ ዘገድሶ ሓቂ ንኽድህስስ፡ ኩነታት ሎሚ ንኽርዳእ፡ ንጽባሕ ሰላም ከምጽእ ዘተ ኽካይደላ ዝቘመት ሃገራዊት መስመር ቴለቪዥን እያ። ኤሪሳት፡ ኣብ ሓንቲ ልኡላዊት ኤርትራ፡ ምእንቲ መላእ ህዝቢ ኤርትራ፡ ንናይ ሓባር መጻኢ፡ ብናይ ሓባር ራኢ፡ ኣብ ፍቓድ ዜጋታት ተሰሪቱ ኣብ ዝትከል ደሞክራሲ ትኣምን።
ራኢኹም ከም ራኢና እንተዀይኑ፡ ንስራሕና ውን ክትድግፍዎ ምስእትደልዩ፡ ኣብዚ ዝስዕብ መተሓሓዚ ጠዊቕኩም ተዓወቱ፥
erisat.org
paypal.me/erisat
ERISAT is a diaspora based independent Eritrean satellite television channel which is run by exiled journalists and activists. ERISAT broadcasts 24 hours of programming every day of the week on issues that raise the most repressed issues in Eritrea in the last 20 years. Our aim is to promote a national discussion based on learning from our recent past, being well-informed abut today and setting the agenda for tomorrow’s peace. We strive for a common national destiny towards a free and democratic Eritrea.
ERISAT Agat addal tan ni Ummatta Baadal geyneh nan currik yan woyti affaf geyaana gidah ERISAT Sittlite gitak baxsale Rasi agatinaaneh afaiteh Ayrol 24 saaqat Programat tatrusam abbinosseh tan, Ta taama bisoh intuh maali cato ERISAT TV abaamih fayxi le toboko kee maqanxiixik ahak gubal siinih yambule gitak nee eleltaanam duude liton.
ኤሪሳት ኣርባ መተሉትሪ 2018ትልድ ተርስረ፡ ኤርትራ ኮሪል፡ ነበካ ብርክስጛዲ ብርክስጛ ኣፍሪቂዂዲትል ግርግል 24 ሰዓት፡ ኡናር ተማም፡ ሳተላይት ሳብድ ስታት ቴለቭዥኑ ጠለቐቲ። ንኪ ኣኽራሲክ ሰጃ ጋብድ ጠለቕረሪ ኤሪሳት፡ንር ግርስሲ ለገድሩ ኤርትራ ጋብ ናትክድ ስታት ጠለቕቶ ግን። ኤርሳት፡ ኤርትሪ-ከው ፡ ና በለዲር ጋራትድ ሓሰርደውሎም እምን በሓስትሮ፡ ኣዋይን ሁመቱ ፈሃምስስትቶ፡ ኣመሪር ደባን እንትሮ ፍዲ-ጉዲር ኮዳ ወሸቕድቶ ተወብስረሪ በለዲር ቴለቭዥን ሳብ ግን። ኤሪሳት ፡ ላሪ መጆባ ኣኽረሪ ኤርትራ፡ ናውክ ኤርትሪ-ከዋ መታን፡ ላትሩዂ ኣመሪዲ፡ ላትሩዂ መኸላዲ፡ ኪን በለዲ-ቁሩዂል ትንክብሶ ተከልሳዂ ዲሞክራሲትል እምነቲ።
እንታ መኸላ ይና መኸሊሰና ኣከን፡ ይና ክድመትስኽር ካቢትኖ ጀረብደነን፡ እና ተለያዂ ክታርሊ ሰጐጥነድ ሰርገላ።
Click here to donate -- erisat.org
paypal.me/erisat
لتأكيد حق شعبنا في الداخل في الحصول على المعلومات التي يريدها، تعمل قناة (إري سات) على بث برامجها داخل البلاد وخارجها على مدار الساعة.
استمراريتها بحاجة إلى تضافر جهود الجميع؛ سيما توفير الدعم المادي. على الراغبين في دعم قناة (إري سات) الفضائية المستقلة ماديا، يمكنكم استخدام الخيارات التالية:
erisat.org : الخيار الأول:
paypal.me/erisat : الخيار الثاني
#ERITREA #Eritreanpolitics #Eastafrica #ERISAT#Unity#News#news#Eritreannews#ERITREANNEWS#afar#afer#qafar#eritreanmovie#tigrignyamovie#tigrignyafilm#eritreanfilm#eritreanmusic#tigrignyamusic#eritreansong
#eritreanmusic #tigrignamusic
#eritreanmusic #tigrignamusic
#NewEritreanMusic2020#NewEritreanMusic20201 #Eritreanmusic #Eritreansong #Eritreannewsong #NewEritreansong #MusicofEritrean #MusicofTgirigna#EritreanBest #NewEritreanSongs #NewEritreanMusic #BestEritrean #Eritreannewmusic #Tigirignamusic #Eritreanbestmusic #Eritriantigirgna #tigirigna#besttigrignamusic #EritreanMusic2020 #Tigrignamusic2020 #Eritreanderf #EritreanDrama #EritreanMovie #Eritreanfilm #Eritreannewmovies #EritreanDramas #Eritrean2020bestdrama #Eritreanbestfilms #Eritreanbestfilm #Eritreandrama2020#Eritreandrama2021 #BestEritreandrama #EritreanBestdrama2020#EritreanBestdrama2021 #ERISAT#eritreanprisoners#eritreanesurat#إري سات#Eritrean_music #tigrgna_music #hyesa_music
Пікірлер: 37
Hzbi Eritrea belai yehwatu
Bitewey king 🦁🦁🦁🦁💙💙🇪🇷🇪🇷
Bitweded you are a hero forever sorry Eritrean people we let down no one cares when I hear your speech you say Eritrean people they are going to realise me all the time it's teaching my heart it's to sad 😢 😔 😟
Wow he is very important person for eritrean people I hope we will see him if he is alive
ክቡራት ኣዳለውቲ ኤሪሳት ኩሉኩም ደልይቲ ፍትሒ ።ጅግና ኣቦና ብትወደድ ናይ ኣብነት ኮይኑ ኩሉ ሰብ ይዛረብል ።ሓንቲ ጋሉ ኣላት ንሳ ከኣ ዓሚ ኣብ ይኡጋንዳ ከምትነብር ኣብ ትዋስኦ ትነጥፍ ብምካና ፊልም ትርኣ ከም ዝነብረት ኩሉና ንፈልጥ እዩ። ሕጂ ኣበይ ኣላ ኣይፍልጥን። ንምንታይ ብዛዕባ ኣቡኣ ቃል መሕተት ዘይተቅርቡዋ ከይ ምገርምኒ ኣይተረፈን። ህግደፍ ንደቂ ስዉኣትን ስድራቤቱን ጥሉሚ ንብል ።ንጋለ ቢቱወደድ ምርያም ከ እንታይ ተገሩላ እዞም ኩሎም ተጋድልቲ ኮነ ዋላኩሉ ደልይቲ ፍትሒ።ጋል ቢትወደድ ኣብ ኡጋንዳ ኣብ ኣፍሪቃ እያ ዘላ ኣያን ይሕዋትን እንተ ኮይናያ ክብር ጅግና ብተውደድ ሕልና ዕረፍቲ ይስምዕ ።ነታ ፍቅሪ ወላዲ ከይ ኣስተማቀረት ዝዕበየት ጋሉ ገዲፉ ንስለ ፍትሕን ሓርነትን ሓቅን ንርብዒ ዘመን ዝተሓየረ ጅግና ቢትወደድ።ይቅረታ ግን ሕጂ ኣበይ ኣላ ኣይፈልጥኩን ኣብ ገላ ኣውደኣመት ኣብ ኡጋንዳ ብኤሪ ሳት ኣብ ዝመሓላለፍ ተራእያ ነይራ። ስድራ ቤት እሱራትን ስውእትን ዘይ ንሓትት እንተ ኮና ትርጉም የብሉን
@SuperMobly
Жыл бұрын
ንሚርያም እንተኾንካ ንሳ ዕልልቲ ደጋፊት ህግደፍ እያ። ናይ ኣቦይ ኣይምልከተኩምን እያ ትብል። ኣብ ኡጋንዳ ኣላ።
@gheribau3886
Жыл бұрын
መርያም ደኣ ብሕዛላ ዝገደፋ እንታይ ትፈልጥ ወሪድዋ፡ምናልባት እኳ ነዲኣ ኣብ ደገ እንተሃልያ ምሕታታ?
@kibromgebre6726
Жыл бұрын
ንስኪ ከ እንታይ ገርኪ ?
Kuburat erisat kulukum deleyti fithi selamkum ymine kubur btew kulu gze ab lbna Ketsle megadltu zfeltwo Tarku knegrulu ab eri sat ketekrbulna bthtna nahatit kem b/g abona tekeste hayle 🙏👌💗
Bitew jigna amlak msaka ykun hzbi ertra kihdnaka
Ahhhh. Our hero I wish everybody’s was like you. Our people and our country will be in better place ❤️😭😭😭😭
@letensetesfa9696
Жыл бұрын
0lo
በዚ ዕለት ንቢትወደድ ዝፈልጥዎ ኣምጺኩም ብዛዕብኡ ከምዝምስክሩ ግበሩ ኤሪሳት
@anfura3124
Жыл бұрын
Abzi alekum kale miskrnet bitweded
Well said
ህዝቢ ዶ በለካ ህዝቢ ድኣ ጠሊምካ እን ዲዩ 💔🥹
@tkhagos
Жыл бұрын
💯
የቀንየልና ኤረ ኢሳት ብሓቂ ብቲወደዶ ጅግና እዩ:: ንሱ ማንዴላ ናይ ኤርትራ እዩ:: 10 ከምኡ እንተዝህሉውና እዛ ሃገር አብዝ አይመወደቀትን ነይራ::
ቢትወደድ አብርሃ ኣደ ወሊዳ ትምከን ! ይቅረ ግበረልና ተሊምናካ ።
ናይ ለውጢ ሃዋርያ ቢተው
ከምዝኦም ዝአመሰሉ ሰባት ብምስአና ሀገርና ሰላም ዘይብላ ዐድ ማእሰርትን ኩናትን ኮይና ዘላ
Kela ezi entay ygebrelu 31 amet ab xelmat hzbi ka abandera nehezn😭😭😭
Lahmet wedi sewra ertra
Bitew jgna men alo kemaka abo haqi beal hlna
እንታይ እሞ ዓመት ዓመት ምዝካር እንታይ ዋጋ አለዎ ኩሉና ንደገ ወጺና እሱራትና ኽንብል ኔኤሩና ቅድሚ 31 ዓመት ።
ይገርም እዩ ቃል ሰላምን ይቅርታን ምዝራብ ድሕሪ ግፍዒ :: ኣነ እኮ ካብ ዘድንቆ ነዊሕ ዓመታት ይግበር እምበር : እቲ ቃላታቱ እንዳ ሓደረ የደዉጽወንን የኩራዓንን :: ኸምዚ ዝኣምሰሉ ለባማትን ተባዓትን ኤርትራዉያን ክትሰምዕ ከለካ : ኤርትራስ ስጋብ እዛ እዋን እዚኣስ ቡዙሓት ለባማትን ተባትን ተትመርሕዋ ነይሮም እቲ ምዕባለ ሃገር ቡዙሕ ሰብ መገረመ ነይሩ :: ግን ኤሪትራ ኣይተዓደለትን :: ሓዲ ድኽነትን ሰላም ዘይብላ ጥራይ ዘይኮነስ :ህዝባ ናይ ስደትን አብ በርካን ባህርን ዝጠፍኡላ ሃገር ኮይና ::አምላክ መኸራኣን ስቓያን ሪኡ ይተዓረቃ ::
እዚ ጀግና ቢትወደድ እዚ ዘለናዮ ጥፍኣት ንኸይመጽእ'ዩ ሓቢሩና ነይሩ ግን ኣይሰማዕናዮን ኣብ ዓለም ከም ኤርትራውያን ንሓራዲኡ ካራ ሲሒሉ ዘረክብ ፀማም ህዝቢ ይህሉዶ ይኸውን?
كل شيء مخطط ليش هاذ كل حتا متا
Kemey gerka eka hinoka hara ketewxo
ሐሳብ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ካብ ጥንቲ Royal family ናቱ መንግስቲ ኣብ ኤርትራ ንምውናን ብግፋ መንእሰይት ገንሸል ንስልጣቱ ውጽኢቱ ጥምየትን ዓጸቦን ኣብ ህዝብና መን ጠጠው የብሎ
እቶም ንስኻ ብዘይ ዝኾነ ገበን ክትሕየር ከለኻ ስለፍትሒን ሓቅን ደውዘይበሉ ብጾትካ ኣሪኪቦምኻ ንሶም ውን ኣብጎዳጉዲ ይበልዩ ኣለው። ስሌኦም ዘይሓተተ ሓፋሽህዝቢ ክኣ ኣብዛ ስዓት እዚኣ ዝሓተሉ ዝሰኣነ ጎሳ ከምዘይብለን ኣባጊዕ መዳርግቲ ዘይብሉ መከራ የሐልፍኣሎ።
ከም ሰብ ቢትወደድ ዝሓልፎ ዘሎ ዘይግብኦን ዘሕዝንን እዃ እንተኾነ ከም ሓደ ፉሉይ ጅግና ጌርካ ምቕራቡ ግን ጉኑይ እዩ። ጅግንነት ከም ናይ ባዓል ጀነራል ኣማን ዓንዶም ኣብ ዝኣምነሉ። ዕላማ ተዃሺሑ ብጅግንነት ዝወድቕ ኣንተኾነ እዩ እምበር ንሓደ (ከልተ) ግዜ ከም በጊዕ ተጎቲቱ ኣብ እስር ቤት ዝኣቱ ሰብ ከመይ ኢልካ ጅግና ይባሃል? ምስኪን ግዳይ እዩ ዝባሃል።
@user-xj2xt7ys3m
Жыл бұрын
ክክክ ኣማን ዓንዶም ዜሮ ታሪኽ ዓምሓራይ ስቕ እስከ በል በጃኻ ሕፈር
@abrahamadonay5551
Жыл бұрын
kkkkkkkkkkkk kemaka donakur eyom asiremo hlna zeyblom
Hasawi entay giberu yiblom alo mesakin abotat