Dehay Eritrea ዝኽሪ 32 ዓመታት ናጽነት ምስ ሓው ሳልሕ ጋዲ ጆውሃር! ደሃይ ኤርትራ

Dehay Eritrea ዝኽሪ 32 ዓመታት ናጽነት ምስ ሓው ሳልሕ ጋዲ ጆውሃር!
ህዝቢ ኤርትራ፡ ኣብ ከቢድ ምልካዊ ምሕደራን ቁጠባውን ሓርነታውን ብደሆ ኮይኑ ንመበል 32 ዓመታት ዝኽሪ ናጽነቱ ይጽንብል ኣሎ። ብሰንኪ’ቲ ኣብ ህዝቢ ወሪዱ ዘሎ ዓፈናን ጭኮናን ኣደራዕን መከራን ከኣ ገሊኦም መንእሰያት “ ስቓይን መከራን ህዝቢ እተጋድድ ናጽነት ደኣ እንታይ ናጽነታ እያ” ክብሉ እንከለው ዝበዝሑ ግን ብረዚን መስዋእቲ እተረጋገጸት ሃገር ብምልካዊ ሕሰም ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ክትኣቱ ኣይግባእን እዩ። ምልኪ ጽባሕ ክፈርስ እዩ፡ ሃገር ግን ዘልኣለማዊትን ነባሪትን ስለዝኾነት ክትክበር ክትነብር እያ” ይብሉ፡ ብዛዕባ’ዚ ብዝምልከት ጋዜጠኛን ተመራማርን ደራስን ሳልሕ ጋዲ ጆውሃር ተዘክሮታቱ ኣካፊሉና ኣሎ ምክትታል ናባኹም!!
ኣዳላውን ኣቕራብን ሳሙኤል ገብረሂወት ( ዓካ ዓካ)
21 ግንቦት 2023
ደሃይ ኤርትራ

Пікірлер: 46

  • @edrismussa3688
    @edrismussa3688 Жыл бұрын

    Thank you both of you good topic.

  • @absienice5013
    @absienice5013 Жыл бұрын

    Thanks guys

  • @yohannesdesta6954
    @yohannesdesta6954 Жыл бұрын

    Thank you so much ..✊✊✊✊👊🎤🔊💝✅

  • @wintahabtom9894
    @wintahabtom9894 Жыл бұрын

    ናዓና መንእሰያት ኤርትራ አብ ደገ ዝዓበናን ዝተወለድናን ታሪኽ ኤርትራ ታሪኽ ገድሊ ታሪኽ ሕብረተሰብ ኤርትራ ከምኡ’ውን ብዛዕባ ዲሞክራሲ ዝማሃረና ሳልሕ ቃጂ ኢዩ። ሳልሕ ንበር ክበር ኪቡር ሐው ❤

  • @dahlakdahlak9695
    @dahlakdahlak9695 Жыл бұрын

    በዓል ጽንብል احتفالات Celebration Not ዝኽሪ or commemoration .. በዓል ናጽነት /መዓልቲ ናጽነት ! ዝኽሪ መዓልቲ ስውአት ! ዓወት እጽንበል እምበር ብምዝካር ጥራይ አይኮነን ዝኽበር ። ዝኽርታት 31+ ዓመታት ናጽነት ከአ ብጎደሎ ምላእ ብሀገራዊ ዓወታትን ጽንብላትን ኩርዓትን ክኽበርን ክዝከርን ክጽንበልን ይግባእ ።

  • @aronogbay72
    @aronogbay72 Жыл бұрын

    ብፍላይ ኣብቲ ግዜ እቲ፡ ኣበይ መበቆልካ ኢሎም እንተሓተቱኻ እንታይ ጸገም ኣለዎ። ናይ ጸጥታ ጉዳይ ሙኻኑ እቲ ሕቶኡስ ፍሉጥ ነገር እዩ። ወያነ ዘጫጭሓቶም ናይ ደምሓኤን ካልኦት ሓምሻይ መኣርዐኛታትን.... ኣብ ግዜ ሆይሆይታ ንሌባ ምቹኡ ግዜ እዩ።

  • @nosacurry4257
    @nosacurry4257 Жыл бұрын

    Sami boy I like

  • @fiory25
    @fiory25 Жыл бұрын

    ❤❤❤❤

  • @tesfaiasbu6694
    @tesfaiasbu6694 Жыл бұрын

    ድሀይኩም ይጥፍእ! ኩፈአት ትግራዎት።

  • @open795
    @open795 Жыл бұрын

    የቀንየልና ዓክዓካ ንሳልሕ ዝዓደምካ።ወረጃ ዑዱም ኩሉ ግዜ ምዓርግ እዩ።

  • @nosacurry4257
    @nosacurry4257 Жыл бұрын

    Ki ki henziz mesilom Cheriton do?

  • @EreyNEriBEri
    @EreyNEriBEri Жыл бұрын

    One of my favorite activist and political analysis. ሳልሕ ቃዲ ጁዋር የቐንየለና።

  • @zegdagmawi275
    @zegdagmawi275 Жыл бұрын

    ዝኸበርካ ዓሊ ቢን ዓሊ፡ እዚኣ ናትካ ቀንዲ መልሲ እያ። ናተይ ብድሕሪኣ ትስዕብ። " ... እቲ ኣስላማይ ግን ዓረበኛ ሃገራዊት ኮይና ኣይኮይና ካብ ምምሃራ ዓዲ ኣይወዕልን እዩ ምኽንያቱ ነቲ ቁዱስ መጽሔፉን ከቡር ቃል ነቢዮን ብዓረብ ስለ ዝኾነ።" ክቡር ሓው ፡ ዝሃብካዮ መልሲ የቐንየለይ። እዚ ኮይኑ ትሕዝቶ መልስካ ኣብ ሃይማኖት ዙርያ እዩ ዝምርኮስ። ነዚ ንምግላጽ መሰልካ እዩ። ኣብዚ ክፍለጥ ዘለዎ ፡ ኤርትራ መሰረታ ኣብ ሃይማኖት ኣይኮነን። ኤርትራ ናይ ዝኾነ ሃይማኖት ኣይኮነትን። ኤርትራ ናይ ኤርትራውያን ዝበሃሉ ህዝቢ ፡ ከምዚ ዝገለጽካዮ ናይ ብዙሓት ብሄራት እያ። ንኣብነት ንበል ፡ ሓደ ኣባል ብሄረ ኩናማ ወይ ብሌን ወይ ዓፈር መግለጺኦም ሃይማኖት ዘይኮነ እንታይ ደኣ ብሄሮም እዩ። ስለዚ ፡ በቲ ናይ ብሄሮም ባህሊ ፣ መንነት ቋንቋ ወዘተ እዩ ዝግለጽ። ሃይማኖት ናይ ብሕትኻ እዩ ፡ ኣብ ገዛኻ ወይ መስጊድካ ወይ ቤትኽስያንካ ብሕጊ ቀኖና ድላይካ ግበሮ። ቁርኣንካ መጽሓፍ ቁዱስካ ብዓረብ ኣንብቦ ብፋርሲ ወይ ብግእዝ ወይ ብላቲን ፡ ንመንግስቲ ኣይምልከትን እዩ። ብሰንኪ ሃይማኖት ዝኾነ ሓደ ቋንቋ ብእምነት ኣሳቢብካ ፡ ብሕጊ ናብ ሓንቲ ጓል ኩናማ ወይ ናብ ሓደ ወዲ ብሌን ወይ ንጓል ዓፈር ክትጽዕኖ ፡ ኣነ ወይ ንስኻ ሕጋዊ መሰል የብልናን። በዚ ኤርትራ ብሰላምን ርግኣትን ክትቅጽል ትኽእል እያ። ካብዚ ወጻኢ ሃገረ ኤርትራ ኣብ ሃይማኖት ተመስሪታ ቀጻልነት የብላን። ሃይማኖት ካብ ገዛኻ ወጺኡ ኣብ መንግስቲ ኣትዩ ከማሓድር ምስ ዝፍትን ከም ዕጫ ናይ ሶማል ፣ ሊብያ ፣ የመን ፣ ኣፍጋኒስታን ፣ ኢራን ፣ ኣልጀርያ ፣ ዒራቕ ፣ ናጀርያ ፣ ማሊ ፣ ፓኪስታን ፣ ሶርያ ወዘተ ኣቲኻ ፡ ካብ ዘይውዳእ ነውጽን ዕግርግርን ኣይትወጽእን ኢኻ። ኣብ ኤርትራ ቋንቋታት ትግረ ትግርኛ 85% ናይ ህዝቢ ኤርትራ የጠቓልል። ኣብ ትምህርቲ ከኣ እንግሊዝኛ ቀንዲ ናይ ሳይንስን መራኽብን ቋንቋ እዩ። መንነቱ ክብሩ ቋንቋታቱ ዝነዓቐን ዝፈንፈነን ከመይ ኣቢሉ እዩ እትረብሕ ሃገር ክምስርት ዝኽእል፧ ህዝቢ ኤርትራ ሃይማኖትን ፖለቲካን ፈላልዩ ክርእዮ ኣለዎ። ኤርትራ ከም በዓል ስዑድያ ፣ ሱዳን ፣ ፓኪስታን ወዘተ ኣይኮነትን። ህዝቢ ኤርትራ ንባዕዳዊ ቋንቋታት ኣምሓርኛ ፣ ጣልያንኛ ወይ ዓረብኛ ኵወርስ ኣይተጋደለን። ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ሓንቲ ሃገር ክነብር ወይ መንነቱ ከኽብር ኣለዎ ወይ ኣብ ሓንቲ ኤርትራ ብሓባር ክነብር ኣይክእልን እዩ። ብናይ ለቓሕ ባዕዳዊ መንነት እትምስረት ሓንቲ ሃገር የላን። እንተዘይኮይኑ ፡ ኣብ ክልተ ወይ ሰልሰተ ሃገር ተመቓቒላ ክተርፍ እያ።

  • @Abi-hero
    @Abi-hero Жыл бұрын

    welcome መር ሳለሕ .ወዲ ኸረን ጻዕዳ። 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️

  • @zegdagmawi275
    @zegdagmawi275 Жыл бұрын

    ንኤርትራዊ ቋንቋታት ትግረ ትግርኛ (85% ናይ ኤርትራ) ፈንፊንካ ፡ መጽሓፍቲ ትግረ ብሓዊ ምንዳድ እምበኣር እዩ ናጽነት፧ ገና ንገዛእ ርእሱ ሓራ ዘይወጸ ኣብ ባርነት ዓረብ ዝነብር ሓንጎል ንመን እዩ ሓራ ከወጽእ፧ ... ኣብዚ ከባቢ ክንደይ ዓሻን ተበላጽን እንድዩ ዘሎ። ክንደይ ሰብ ድዩ ነቲ ናቱ ፈንፊኑ ንዕቕ ኣቢሉ ፡ ብባዕዳዊ "ዓረብኛ ኣይተዛረብኩምን" እናተባህለ ፡ እተገርፈን እተጸርፈን። ወረ ክንደይ ደናቑር እንድዮም ገና ንገዛእ ርእሶም ካብ ናይ ርእሰ ምትሓትን ናይ ኣእምሮ ባርነትን ሓራ ዘይወጹ ክነሶም ፡ "ንዓና ሰዓቡና ፣ ሓራ ከነውጽኣኩም ኢና" ፡ እናበሉ ዘሽካዕልሉ። በዓል መን ድዮም ናይ ገዛእ ርእሶም ቋንቋታት ብሓዊ ኣንዲዶም ባህላውን መንነታውን ነፍሰ-ቕተለት ዝፈጸሙ፧ ቋንቋታትካ መንነትካ ታሪኽካ ፈንፊንካ ንስኻ ንኣይ ፖለቲካ ክትምህረኒ፧ ከምዚ ከማኻትኩም ዓያሹ ደድሕሪ ደናቑር ክትከዱ እዩ ፡ እዚ ኩሉ ጸበባ እተፈጥረ። ንስኻትኩም ሺሕ ግዜ ተኣኪብኩም እተምጽእዎ ራህዋ የለን። ኣነ ዘዛረበኒ ብዛዕባ እቶም መን መዃኖም ዝፈንፈኑ ፥ "ካብ ህግደፍ ሓራ ከውጽኣካ እየ" ፡ ኢሎም ዘታልሉ እየ።

  • @zegdagmawi275

    @zegdagmawi275

    Жыл бұрын

    ዝኸበርካ ዓሊ ቢን ዓሊ፡ እዚኣ ናትካ ቀንዲ መልሲ እያ። ናተይ ብድሕሪኣ ትስዕብ። " ... እቲ ኣስላማይ ግን ዓረበኛ ሃገራዊት ኮይና ኣይኮይና ካብ ምምሃራ ዓዲ ኣይወዕልን እዩ ምኽንያቱ ነቲ ቁዱስ መጽሔፉን ከቡር ቃል ነቢዮን ብዓረብ ስለ ዝኾነ።" ክቡር ሓው ፡ ዝሃብካዮ መልሲ የቐንየለይ። እዚ ኮይኑ ትሕዝቶ መልስካ ኣብ ሃይማኖት ዙርያ እዩ ዝምርኮስ። ነዚ ንምግላጽ መሰልካ እዩ። ኣብዚ ክፍለጥ ዘለዎ ፡ ኤርትራ መሰረታ ኣብ ሃይማኖት ኣይኮነን። ኤርትራ ናይ ዝኾነ ሃይማኖት ኣይኮነትን። ኤርትራ ናይ ኤርትራውያን ዝበሃሉ ህዝቢ ፡ ከምዚ ዝገለጽካዮ ናይ ብዙሓት ብሄራት እያ። ንኣብነት ንበል ፡ ሓደ ኣባል ብሄረ ኩናማ ወይ ብሌን ወይ ዓፈር መግለጺኦም ሃይማኖት ዘይኮነ እንታይ ደኣ ብሄሮም እዩ። ስለዚ ፡ በቲ ናይ ብሄሮም ባህሊ ፣ መንነት ቋንቋ ወዘተ እዩ ዝግለጽ። ሃይማኖት ናይ ብሕትኻ እዩ ፡ ኣብ ገዛኻ ወይ መስጊድካ ወይ ቤትኽስያንካ ብሕጊ ቀኖና ድላይካ ግበሮ። ቁርኣንካ መጽሓፍ ቁዱስካ ብዓረብ ኣንብቦ ብፋርሲ ወይ ብግእዝ ወይ ብላቲን ፡ ንመንግስቲ ኣይምልከትን እዩ። ብሰንኪ ሃይማኖት ዝኾነ ሓደ ቋንቋ ብእምነት ኣሳቢብካ ፡ ብሕጊ ናብ ሓንቲ ጓል ኩናማ ወይ ናብ ሓደ ወዲ ብሌን ወይ ንጓል ዓፈር ክትጽዕኖ ፡ ኣነ ወይ ንስኻ ሕጋዊ መሰል የብልናን። በዚ ኤርትራ ብሰላምን ርግኣትን ክትቅጽል ትኽእል እያ። ካብዚ ወጻኢ ሃገረ ኤርትራ ኣብ ሃይማኖት ተመስሪታ ቀጻልነት የብላን። ሃይማኖት ካብ ገዛኻ ወጺኡ ኣብ መንግስቲ ኣትዩ ከማሓድር ምስ ዝፍትን ከም ዕጫ ናይ ሶማል ፣ ሊብያ ፣ የመን ፣ ኣፍጋኒስታን ፣ ኢራን ፣ ኣልጀርያ ፣ ዒራቕ ፣ ናጀርያ ፣ ማሊ ፣ ፓኪስታን ፣ ሶርያ ወዘተ ኣቲኻ ፡ ካብ ዘይውዳእ ነውጽን ዕግርግርን ኣይትወጽእን ኢኻ። ኣብ ኤርትራ ቋንቋታት ትግረ ትግርኛ 85% ናይ ህዝቢ ኤርትራ የጠቓልል። ኣብ ትምህርቲ ከኣ እንግሊዝኛ ቀንዲ ናይ ሳይንስን መራኽብን ቋንቋ እዩ። መንነቱ ክብሩ ቋንቋታቱ ዝነዓቐን ዝፈንፈነን ከመይ ኣቢሉ እዩ እትረብሕ ሃገር ክምስርት ዝኽእል፧ ህዝቢ ኤርትራ ሃይማኖትን ፖለቲካን ፈላልዩ ክርእዮ ኣለዎ። ኤርትራ ከም በዓል ስዑድያ ፣ ሱዳን ፣ ፓኪስታን ወዘተ ኣይኮነትን። ህዝቢ ኤርትራ ንባዕዳዊ ቋንቋታት ኣምሓርኛ ፣ ጣልያንኛ ወይ ዓረብኛ ኵወርስ ኣይተጋደለን። ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ሓንቲ ሃገር ክነብር ወይ መንነቱ ከኽብር ኣለዎ ወይ ኣብ ሓንቲ ኤርትራ ብሓባር ክነብር ኣይክእልን እዩ። ብናይ ለቓሕ ባዕዳዊ መንነት እትምስረት ሓንቲ ሃገር የላን። እንተዘይኮይኑ ፡ ኣብ ክልተ ወይ ሰልሰተ ሃገር ተመቓቒላ ክተርፍ እያ።

  • @wintahabtom9894
    @wintahabtom9894 Жыл бұрын

    ሳልሕ ጀውሃር ወደባት ወዲ መሬት ወዲ ህዝቢ ጹሪይ ኤርትራዊ ወዲ አውራጃ ሰንሒት ርእሰ ከተማ አቁርደት ብሄር ትግረ ኩቡር ጅግና ወዲ ጀጋኑ ኢዩ። ሳልሕ ጀውሃር ከማኹም ዘርኢ ሃጸይ ዮውሃንስ ስደተኛ (settler) ናይ ኤርትራ አይኮነን። ንስኻትኩም ስደተኛታት ካብ ሽሪ ኬብ አኽሱም ካብ ዓዲ ግራት መጺእኩም መሬት ኤርትራዊያን ወሪርኩም እትነብሩ ዘለኹም ትግራይ መቦቆሎኩም ኢኹም ። ግን ዳሐን ሎሚ ቀሪብና ኢና 😅ንሕና ደቀባት ኤርትራውያን መሬትና ሃገርና ከነምልስ ካብ ትግራይ ትግሪኛ። አብ ሐዳስ ኤርትራ ካብ መሬት ኤርትራ ብባደላ ተሐኻኽኩም ናብተን ዝመጽእኩምን መሬት ትግራይ ክትጥረዙ ኢኹም። ንሕና እቶም ጹሪያት ኤርትራውያን ብሄር ትግሪኛ ውሕዳት ኢና መሬትና ብተጋሩ ተወሪሩ አብ ገዛኣ አውራጃና ተኻረይቲ ገዛ ኮይና ብሰንኪ ኢሳያስ ትግራዋይ ወዲ ተመበን/ጎንደር። አብ ግዜ መግዛእቲ ኢትዮጵያ ኤርትራ ብደቂ አውራጃታት ኢያ ትማሐደር ነራ። ሎሚ ግን ኤርትራውያን ደቀባት ጸኒትና ተሰዲድና መሬትና መውንደሪ ተጋሩ ኮይና። ሎሚ ካብ አብ ትግራይ ዘሎ ትግራዋይ አብ ኤርትራ ዘሎ ትግራዋይ ይበዝሕ። ተወሊጀ ተጋሩ መሬት ኤርትራ ሃጊሮም ይነብሩ አለው ህዝቢ ኤርትራ ካአ አብ ኤርትራን አብ ስደትን ከርተት ይብል አሎ። ግን ዳሐን ኢሳያስ አብቂዑ ኢዩ ናይ ግዜ ሕቶ ጥራይ ኢዩ። ቀሪብና ኢና መሬትናን ሃገርናን ከነምልስ💪

  • @wintahabtom9894
    @wintahabtom9894 Жыл бұрын

    አታ ሑሱር ቁሩብ ሕፈር። ንሳልሕ ቃዲ ዝአክል አብዚ ዓዲምካሲ ብዛዕባ ወረን ሕመታን ጸለመን ብካድራት አኽረርቲ ክርስቲያን ዓልየታዊያን ፋሽሽቲ ዓባይ ትግራይ ትግሪኜ ምስጢሬዊ ሰልፊ ዝግበር ዘሎ ጸለመን ጸርፍን ዘለፋን አብ ልዕሊ ጀጋኑና ደቀባት ኤርትራ ከይሐፈርካን ከይሐነኽካን ሲ " ናይ እስላማዊ ስነ ሐሳብ አለካ ኢዩ ዝባሃል" ኢልካ ሑሲርን ነውራምን ዝኾነ ሕቶ ክትሐቶሲ ብጣዕሚ ሕማቕ ሰብ ደንቆሮ ኢኻ። ጽልኢ አብ ልዕሊ ሙስሊሚን ኤርትራውያን አሕዋትና ዘለካ ፈጺምካ ክትቋጻጸሮ ስለ ዘይካአልካ ኢዩ።

  • @besm113
    @besm113 Жыл бұрын

    አዪዪ እቲ ፀገም እዚ ኩሉ ሃጠው ቀጠው ዘብለካ ዘሎ ንስኻ ወሽለኽለኽ ኢልካ ን ኤርትራውን ከምዝተጋደልካን ተማሳሲልካ ክትተኽቦ ዝተመነኻዮ ስልጣን ከምዝነበረን ከምዘይትረኽቦን ወይውን ጦብሎቕ ጦብልቕ እንዲኻ ትብል ካሊእ ተላኢኽካ ዝመፃኻዮ ኔሩካ ከምዘይኮነልካ ቀቢፅካ ወፂኻ ሕጂ መምህር ዲሞክራሲ ክትከውን ትውርዝው አለኻ።ህዝቢ ኤርትራ ኩሉ ይፈልጥዩ ተፅግቦ ቕጫ ድማ አብ ሞቕላአ ከላዩዝፈልጣ።

  • @wintahabtom9894

    @wintahabtom9894

    Жыл бұрын

    ሳልሕ ጀውሃር ወደባት ወዲ መሬት ወዲ ህዝቢ ጹሪይ ኤርትራውያን ወዲ አውራጃ ሰንሒት ርእሰ ከተማ አቁርደት ብሄር ትግረ ኩቡር ጅግና ወዲ ጀጋኑ ኢዩ። ሳልሕ ጀውሃር ከማኻ ዘርኢ ሃጸይ ዮውሃንስ በላዒ ሰብ አይኮነን። ንስኻ ስደተኛ ካብ ሽሪ ኬብ አኽሱም ካብ ዓዲ ግራት መጺኦም መሬት ኤርትራ ወሪሮም ዝነበሩ ዘለዉ ትግራይ መቦቆሎም ኢኻ። አብ ሐዳስ ኤርትራ ካብ መሬት ኤርትራ ብባደላ ተሐኻኽኩም ናብተን ዝመጽእኩም መሬት ትግራይ ክትጥረዙ ኢኹም። ንሕና እቶም ጹሪያት ኤርትራውያን ብሄር ትግሪኛ ውሕዳት ኢና መሬትና ብተጋሩ ተወሪሩ አብ ገዛኣ አውራጃና ተኻረይቲ ገዛ ኮይና ብሰንኪ ኢሳያስ ትግራዋይ ወዲ ተመበን/ጎንደር!

  • @elsagaiem4132

    @elsagaiem4132

    Жыл бұрын

    የቀኒየሊና ቃዲ

  • @elsagaiem4132

    @elsagaiem4132

    Жыл бұрын

    እኒዲዒ ኒሳካን ካሉኡት ሚዲያ ተቀየሮ ኢለ ተሰፈ የገቢር ።ተሳቲፋ ደቂ አኒሲቲዪ በቃል ዘየኩነስ ቤተጊባር እዪ ህገደፍ ዐማፄ እዪ ቢፍላይ አብ ሊዒሊ ደቂ አኒሲቲዪ ። ዘይሜዒዳማኻ ደቂ አኒሲቲዪ መበገሲኡ እኒታይ እዬ። ባዐሊካ መሊሶ። ቃዲ ውን አብ ሜዲያ ገደ ደቂ አኒሲቲዪ ዛሐቲሉ እኒዳራሰካዪ ?ከመይ ይሲማዐኩም ምጊላል ደቂ አኒሲቲዪ አብ ሚዲያ፥

  • @nosacurry4257
    @nosacurry4257 Жыл бұрын

    We miss you bro

  • @tesgaytesfamicheal4755
    @tesgaytesfamicheal4755 Жыл бұрын

    Daniel tella mebyeka zbdleka

  • @wintahabtom9894
    @wintahabtom9894 Жыл бұрын

    አታ አኽራሪ ክርስቲያን ዓልየታዊ ፋሽሽቲ ካድር ዓባይ ትግራይ ትግሪኛ ምስጢራዊ ሰልፊ አባል ሑሱር ሰብ። ነዚ ጅግና ወዲ ጀጋኑ ወዲ ህዝቢ ወዲ ሃገር ወዲ አውራጃ ሰንሒት ብሄር ትግረ ቃዲ ጀውሃር ካብ ቆልዕነቱ ጀሚሩ ክሳብ ሕጂ ዝቃለስ ዘሎ ንፍትሒ ንማዕርነትን ሐርነትን ጅግና ኤርትራዊ ኢዩ።

  • @zegdagmawi275

    @zegdagmawi275

    Жыл бұрын

    ... ንኤርትራዊ ቋንቋታት ትግረ ትግርኛ (85% ናይ ኤርትራ) ፈንፊንካ ፡ መጽሓፍቲ ትግረ ብሓዊ ምንዳድ እምበኣር እዩ ናጽነት፧ ገና ንገዛእ ርእሱ ሓራ ዘይወጸ ኣብ ባርነት ዓረብ ዝነብር ሓንጎል ንመን እዩ ሓራ ከወጽእ፧ ... ኣብዚ ከባቢ ክንደይ ዓሻን ተበላጽን እንድዩ ዘሎ። ክንደይ ሰብ ድዩ ነቲ ናቱ ፈንፊኑ ንዕቕ ኣቢሉ ፡ ብባዕዳዊ "ዓረብኛ ኣይተዛረብኩምን" እናተባህለ ፡ እተገርፈን እተጸርፈን። ወረ ክንደይ ደናቑር እንድዮም ገና ንገዛእ ርእሶም ካብ ናይ ርእሰ ምትሓትን ናይ ኣእምሮ ባርነትን ሓራ ዘይወጹ ክነሶም ፡ "ንዓና ሰዓቡና ፣ ሓራ ከነውጽኣኩም ኢና" ፡ እናበሉ ዘሽካዕልሉ። በዓል መን ድዮም ናይ ገዛእ ርእሶም ቋንቋታት ብሓዊ ኣንዲዶም ባህላውን መንነታውን ነፍሰ-ቕተለት ዝፈጸሙ፧ ቋንቋታትካ መንነትካ ታሪኽካ ፈንፊንካ ንስኻ ንኣይ ፖለቲካ ክትምህረኒ፧ ከምዚ ከማኻትኩም ዓያሹ ደድሕሪ ደናቑር ክትከዱ እዩ ፡ እዚ ኩሉ ጸበባ እተፈጥረ። ንስኻትኩም ሺሕ ግዜ ተኣኪብኩም እተምጽእዎ ራህዋ የለን። ኣነ ዘዛረበኒ ብዛዕባ እቶም መን መዃኖም ዝፈንፈኑ ፥ "ካብ ህግደፍ ሓራ ከውጽኣካ እየ" ፡ ኢሎም ዘታልሉ እየ።

  • @wintahabtom9894

    @wintahabtom9894

    Жыл бұрын

    @@zegdagmawi275 ወይ ሃለውሎው😂😂 እዚ ደንቆሮ ሰብ ጥራይ ዘይኮነስ ናይ አእምሮ ጸገም ዘለዎ ሰብ ጥራይ ኢዩ ከምዚ ዝአምሰለ አነዋሪ አጸያፊ ዝዛረብን ዝጽሕፍን። ህዝቢ ኤርትራ መሰሉ ኢዩ ብድላዩ ቃንቃታት ክሰረብን ክማሃርን። ንስኻትኩም ዘርኢ ሃጸይ ዮውሃንስ በላዕቲ ሰብ አይኮንኩምን ወሰንቲ። ኩቡራት አሕዋትና ደቀባት ኤርትራውያን ወነንቲ ሃገር ወነንቲ መሬት ብድላዮም ቃንቃታት ክዛረቡ መሰሎም ኢዩ። ሙስላሚን ኤርትራ ቃንቃ ዓረብ ካላአይ ቃንቃኦም ኢዩ። ንሙስሊሚን ኤርትራ ቃንቃ ዓረብ ቃንቃ እምነቶም ሃይማቶም ሐሙሽተ ግዜ ንማዓልቲ ዝጽልዩሉን ዝማህለሉሉ ቃንቃ ግደቴ ኩሉ ሙስሊም ክማሃሮን ክፋልጦን ዘለዎ ኢዩ። እቶም ኩቡራት አሕዋትና አመንቲ እስልምና አብ መሬቶም አብ አውራጀኦም አብ ወረዳ ኮይኖም ኢዮም ዘለዉ ብምንታይ ቃንቃ ይማሃሩ ይማሐደሩ ንስኻትኩም ስደተኛታት አኽረርቲ ክርስቲያን ዓልየታዊያን ፋሽሽ ትግራይ ትግሪኛ አይኮንኩምን ትውስኑ። አብ መጻኢ ኤርትራ ደቀባት ኤርትራውያን ኢዮም ክውስኑ። እንተ ንስኻትኩም ግን ብመንፊት ተነፊኹም ናብታ ዝመጽእኩሙላ ትግራይ ክትጓሐፉ ኢኹም። ንስኻትኩም አብ መሬት ደቀባ ሽፍታ ዮሃንስ ዝሰረቆ ከምኡ’ውን ጣልያን ከምኡ’ውን ኑጊስ ሃይለስላሰ ከምኡ’ውን ደርጊ ከምኡ’ውን ሃጸይ ኢሳያስ ዝሃበኩም ኢኹም ኮፍ ኢልኩም ዘለኹም። ድሕሪ ኢሳያስ ናብ ትግራይ ክንጥርዘኩም ኢና። መሬት ኤርትራ ናብ ዋናታቱ ክምለስ ኢዩ።

  • @wintahabtom9894

    @wintahabtom9894

    Жыл бұрын

    ንሕና ክርስቲያን ደቀባት ኤርትራውያን ጸገም የብልናን አሕዋትና ብቃንቃ አዲኦም ይኹን ብቃንቃ ዓረብ እንግሊዝ አምሐሪኛ ኦሮመኛ ክማሃሩ ክዛረቡ ክማሐደሩ ደሞክራሳዊ ሰብኣዊ መሰላቶም ኢዩ። ህዝቢ ኤርትራ እንታይ ብምንታይ ቃንቃ ኤርትራ ክማሐደር ክማሃር ዝሐተቶ የለን። አብ ግዜ መግዛእቲ ኢትዮጵያ ኤርትራ "ክልል ትግራይ ተባሂላ ኢያ ትጽዋዕ ነራ። እዚ ካኻ እቶም አባላት ዓባይ ትግራይ ትግሪኛ ምስጢራዊ ሰልፊ አብ ሰራዊት ኢትዮጵያ ኮይኖም ንደቀባት ኤርትራውያን ብመደብ ማለት ብመላ አጽኒትካ ኤርትራ ምስ ትግራይ ሐዊስካ ንምግዛእ ዓላማ ማለት እዚ ሕጂ ንሪኦ ዘለና አብ ኤርትራ ማለት ካብ ኤርትራውያን ደቀባት ተጋሩ ይበዝሑ ሎሚ አብ ኤርትራ።

  • @wintahabtom9894

    @wintahabtom9894

    Жыл бұрын

    @@zegdagmawi275 ደቀባትሙስሊሚን ኤርትራውያን ቃንቃ ዓረብ ንኽማሃሩ ንኽፈልጡ ግደታ ኢዩ ምኽኒያቲ ቃንቃ እምነቶም ቃንቃ ሃይማኖቶም ስለ ዝኾነ። ሙስሊም ኤርትራውያን ካብ ማንም ፍቃድ አይጽበዩን ኢዮም ቃንቃ ዓረብ ቃንቃ ሃይማኖቶም ክማሃሩን ክምህሩን። ቃንቃ ዓረብ ቃንቃ እምነቶም ቂንቃ ሃይማኖም ኢዩ እዚ ስለ ዝኾነ ዝማሃርዎ።

  • @zegdagmawi275

    @zegdagmawi275

    Жыл бұрын

    @@wintahabtom9894 ኣቶ ሳልሕ ጆሃር ኣቡበከር ምሉእ ህይወቱ ንኤርትራዊ ቋንቋ ትግረ ክጥ ጥዕን ክምዕብልን ዝሰረሐ ሰብ እዩ። ስድራኡ ካብ ሽረ ዝመጹ እኳ እንተኾኑ ፡ ነቲ ዝዓበየሉ ባህልን ቋንቋን ትግረ ናይ ከረን ፡ ለይትን መዓልትን ንኽብሩ ዝሰርሕ ብመንነቱ ዝኾርዕ ሰብ ምዃኑ ምዝካር ጽቡቕ ይመስለኒ። ኣብ ኩሉ ጽሑፋቱ ብዛዕባ ኣድላይነት ቋንቋታት ኤርትራ ብፍላይ ነቲ ናይ ሓደ ሲሶ ህዝቢ ኤርትራ ዝኾነ ቋንቋ ትግራይት ግቡእ ክብሪ ክረክብ፡ ከይደቀሰ ዝጕስጕስ ኣዝዩ ለባም ሰብ እዩ። ከምዞም ካለኦት ኣዝዮም ህኩያት ብዛዕባ ጥሩፍ ሃይማኖት ኣብ ፖለቲካ እንዳምጽኡ ሓዊ ዝውልዑን ንባዕዳዊ ቋንቋ ተጎልቢቦም ወደኽደኽ ዝብሉ ምስሉያት ዓይነት ሰብ 'ዶ ይመስለኩም?

  • @mebrahtufessehazion4473
    @mebrahtufessehazion4473 Жыл бұрын

    ንሓደ ደርማስ ህንጻ በሓንቲ ሰዓት ዘይመልእ ከተፍርሳ ቀሊልዩ። በሓደ ሰዓት ክትሃንጻ ግን ሕልሚዩ። ሃገር ክትህነጽከኣ እዚ ኹሉ ትወራዘይሉ ዘለኹም ክሓልፍ ናይ ግድን ኔሩ ሕጂ ውን ሸሕ እኳ ኣንፈት እንተሎ እቲ መስርሕ ቀጻሊዩ። እቲ ዝጽመም ጥራሕ ከኣዩ ክሰርሖ ዚኽእል። ናትኩም ምውርዛይ ግና ካብ መቃምምቲ መሕለፊ ግዜ ሓሊፉ ዋላ ሓንቲ ፋይዳ የብሉን። ኤርትራ ኣብቲ ክትበጽሖ ዝድለ ንኽትበጽሕ ዝኽየድ ጉዕዞው ክዕንቅፍ ክኣ ኣይክእልን እዩ። ጣፍያ ክሳዕ ዝኾንኩም።

  • @ephremgebrehiwot485
    @ephremgebrehiwot485 Жыл бұрын

    ገለ ዝተዛረብካዮ ቅቡል ኮይኑ ኣይረኸብክዎን። ናጽነት ዝጽንብል ዘሎ ህዝቢ ምስ ደርጊ ዝሰርሕ ዝነበረ ሰብ ብፍሕሽው ገጽ ክቅበሎ ኣይ ትጸበ። ስለኦምን ስለ ሃገርን ምስ ደርጊ ይሰርሕ ከም ዝነበረ ምስ ፈለጡ ከም ኩሎም ካብ በረኻ ዝመጹ ደቁ ብፍሽው ገጽ ክቅበልዎ ግቡእ ኢዩ። ኣብ ፈለማ ናጽነት ወረቐት መንነት ከይ ተሰርሐ ከሎ ካብ ኢትዮጽያ ኤርትራዊ ኢየ ኢልካ ክታኣቱ ከለኻ መበቆል ዓድኻ ክሓቱኻ ጌጋ የብሉን ናይ ምፍልላይ ምልክት ኣይ ኮነን። ኣባል ጀብሃ ኔርካ ኢሎም ወይ ኣይ ታኣቱን ኢኻ ኢሎም ክሳብ ከልበትበት ዘየበሉኻ ወለሓደ ጌጋ የብሎምን። ኣብ ኣውሮፓ ኤርፓርት ንረኽቦ፡ ኣብ ፍራንክፈርት ኤርፓርት ዝረኸብኩዎ ብሰንኪ ኣብ ካርታ ዘየላ መቦቆል ዓደይ ተዘዕልለካስ እንታይ ምበልካ? እታ ገንዘብ ሰለስተ ሰባት ዘቀመጥኩማን፡ እታ ቪድዮ ካሴትካን ጥራይ ኢየን ምልክት ናይቲ ዛዕባ ዝሃርማ። ሓቅነቱ ንጎኒ ገዲፍካ ኢዩ። እቲ ክርስትና ኣይ ምልከተካን ኢዩ ዝበለ ሰብ ብዝግባእ መሊስካሉ ኣለኻ። ኩሉ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ንኩሉና ይምልከት። ብዙሕነትና ሃብቲ ሃገርና ኢዩ። ክበዝሕ ጸጋ ጥራይ ኢዩ ዝውስኽ ኣኽረርቲ ሰባት ጸገም ከይ ፈጥሩ ክንምህሮም ኣለና። ህዝቢ ለውጢ ክቅበል ዝሕሸ ኣማራጺ ክረክብ ጥራይ ኢዩ ዘለዎ። ደንበኹም ትግራይ ትዕወት ዝብል ምእዙዝ ናይ ወያነ ኣገልጋሊ ኢዩ። ህዝቢ ክሰምዓና ኢዩ ኢልኩም ትሓስቡ ተሊኹም ካብ ጋህዲ ዓለም ኣዚኹም ሪሒቅኩም ኣለኹም። Silent majority spoke loudly. ህግደፍ ዳሳቱ ከድኩም ረኣይዎ። ሳሚኤል you need to reflect! ሓቀና ለውጢ ብትምህርቲ ጥራይ ኢዩ ዝመጽእ! ልዕሊ ሰብካ ኣፍልጦ ተወነንካ ኣብ ወለሓደ ኣየብጽሕን ኢዩ። ለውጢ ናይ ሕብረተሰብ ኢዩ። እዞም ብእምኒ ዝፈጉኡ ዘለዉ መንግስቲ ሒዞም ህዝቢ ኣንጻሮም ተድሚጹ ኢዱ ከም ዝቆርጽዎ ምንም ጥርጥር የለን። ካብ ክውንነት ሪሒቅኩም ኣለኹም ዝብል ሪኢቶ ኣለኒ!

  • @berhanefesshaye1493
    @berhanefesshaye1493 Жыл бұрын

    ከም በአል ሳልህ ሎጂክ ዝዛረብ እዪ ዘድልያ ኤርትራ። 👍

  • @satelliteview4991
    @satelliteview4991 Жыл бұрын

    Jowuhar 😊 u have no shame. After u fled for your life u wanted to returned to Eritrea after independence. Ferah nediyu atwa diyu zbehal 😊

  • @hailewolde1816
    @hailewolde1816 Жыл бұрын

    ኢሳያስን ጆሃረን ዘመሳስሎም ሓደ ነገር ኣሎ ንሱ ድማ መበቆሎም ንምግላጽ ትብዓት የብሎምን ስለምንታይ ?? " እዛ ብርኩታ እምኒ ኣላታ "😂😅

  • @wintahabtom9894
    @wintahabtom9894 Жыл бұрын

    ንስኻ ንዓላማ ዓባይ ትግራይ ትግሪኛ ምስጢራዊ ሰልፊ ክሰርሕ ኮለኻ ምስ ኮማዶስ ኮይንካ ቃዲ ጀውሃር ግን ንብሄር ሳሆ ንብሄር ዓፋር ንብሄር ትግረ ንብሄር ረሻይዳ ንብሄር ሕዳርብ ንብሄር ብለን ንብሄር ኩናማ ንብሄር ናራ ትብሄር ጀበርቲን ንብሄር ትግሪኛ ሐራን ናጻን ንምውጻእን ንኹሉ ህዝቢ ኤርትራ ቃንቃታቱ ባህልታቱ ልምድታቱ እምነታቱ አውራጃታቱን ወረዳታቱን ንምዕቃብን ካብ ኢድ ወረርቲ ሐይሊታት ሰራዊት ኢትዮጵያ ብአባላት ትግራይ ትግሪኛ ምስጢራዊ ሰልፊ ዝምራሕ ዝነበረ ንኽምንዝዕ ኢዩ ብንእስነቱ ናብ ገድሊ ከይዱ ተጋዲሉ።

  • @sinit2016
    @sinit2016 Жыл бұрын

    ጉዳማት ህዝቢ ኣበይ ዘሎ ናጽነት ኢኹም 10 ግዜ መዓልቲ ናጽነት እንዳበልኩም ሰብ ተጽምሙ ፡ ኣምሕርኛ ዝዛረብ ገዛኢ ሓይሊ ኔሩ ፡ ትግርኛ ዝዛረብ ሓይሊ ተረኪብዎ 91 ካብ መግዛእቲ ናብ መግዛእቲ ደርግ ከማን ይሓይሽ ኔሩ ፡ ከም ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ዓለም የለን ኣብ ስደት ኮይኑ ንባርነት ናጽነት ይብል መገርም ህዝቢ ኢዩ ኮ

  • @zegdagmawi275

    @zegdagmawi275

    Жыл бұрын

    ንኤርትራዊ ቋንቋታት ትግረ ትግርኛ (85% ናይ ኤርትራ) ፈንፊንካ ፡ መጽሓፍቲ ትግረ ብሓዊ ምንዳድ እምበኣር እዩ ናጽነት፧ ገና ንገዛእ ርእሱ ሓራ ዘይወጸ ኣብ ባርነት ዓረብ ዝነብር ሓንጎል ንመን እዩ ሓራ ከወጽእ፧ ... ኣብዚ ከባቢ ክንደይ ዓሻን ተበላጽን እንድዩ ዘሎ። ክንደይ ሰብ ድዩ ነቲ ናቱ ፈንፊኑ ንዕቕ ኣቢሉ ፡ ብባዕዳዊ "ዓረብኛ ኣይተዛረብኩምን" እናተባህለ ፡ እተገርፈን እተጸርፈን። ወረ ክንደይ ደናቑር እንድዮም ገና ንገዛእ ርእሶም ካብ ናይ ርእሰ ምትሓትን ናይ ኣእምሮ ባርነትን ሓራ ዘይወጹ ክነሶም ፡ "ንዓና ሰዓቡና ፣ ሓራ ከነውጽኣኩም ኢና" ፡ እናበሉ ዘሽካዕልሉ። በዓል መን ድዮም ናይ ገዛእ ርእሶም ቋንቋታት ብሓዊ ኣንዲዶም ባህላውን መንነታውን ነፍሰ-ቕተለት ዝፈጸሙ፧ ቋንቋታትካ መንነትካ ታሪኽካ ፈንፊንካ ንስኻ ንኣይ ፖለቲካ ክትምህረኒ፧ ከምዚ ከማኻትኩም ዓያሹ ደድሕሪ ደናቑር ክትከዱ እዩ ፡ እዚ ኩሉ ጸበባ እተፈጥረ። ንስኻትኩም ሺሕ ግዜ ተኣኪብኩም እተምጽእዎ ራህዋ የለን። ኣነ ዘዛረበኒ ብዛዕባ እቶም መን መዃኖም ዝፈንፈኑ ፥ "ካብ ህግደፍ ሓራ ከውጽኣካ እየ" ፡ ኢሎም ዘታልሉ እየ።

  • @zegdagmawi275
    @zegdagmawi275 Жыл бұрын

    ... ብዘይጥርጥር ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣብ ህንጸት ፖለቲካ ኤርትራ ድሕሪ ናጽነት ተሪፉ እዩ ክበሃል ይከኣል። ሎሚ ኮይኑ ክርእዮ እንከለኹ ግን ኢሳያስ ኣፈወርቂ ካብቲ ኣብ ናይ ፖለቲካ ጉዕዞኡ ኣዝዩ ዕዉት ውሳኔ ዝወሰዶ ነቲ ባዕዳውን ዓረባውን ኣተሓሳስባን ድንቁርናን ዝነበሮ መሪሕነት ናይ ጀብሃ ካብ ሜዳ ኤርትራ ጸራሪጉ ንሱዳን ምጕሓፉ እዩ። እቲ ኣብ ኣእምሮ ባዕዳዊ ዓረባዊ መንነት ዝንበር ዝንበረ መሪሕነት ናይ ጀብሃ ፣ ነቲ ደጋል ናይ ለቃሕን ናይ ክራይን ኣተሓሳስባ ሒዙ ኣስመራ ወይ ከረን ወይ ምጽዋዕ ኣትዩ ኔሩ እንተዝኸውን ፡ እዛ ናይ ሎሚ ኤርትራ ነዘን ኣላህ ዓሰርተ ዕጽፊ ዝረገምን ዝመስላ ሃገራት ሶማልያ ፣ የመን ፣ ነዛ ሎሚ ብውግእን ራዕድን እተሐምስ ዘላ ሱዳን ምመሰለት ኔራ። ስለዚ ፡ ነዞም ገና ሎሚ ውን ዘይጸረዩ መራሕቲ ናይ ጀብሃ ርእይ ኣቢልካ ፡ ነዛ ናይ ሎሚ የመንን ሱዳንን ርኢኻ ፡ ነታ ኣብ ባዕዳዊ ዓረባዊ ናይ ክራይ መንነት እትነብር ዝነበረት መሪሕነት ናይ ጀብሃ እንኳዕ ጸራሪጉ ጕሓፋ።

  • @zegdagmawi275

    @zegdagmawi275

    Жыл бұрын

    ጂሃዳውያን በዓል .... ናይ ኣል ናሕዳ ጀበርቲ ፣ ነጋሽ ዑስማን፣ በሺር ኢሳቕ ፣ ሳሊሕ ሳባሕ ፣ ሓጂ ኣደብኑር ፣ ኢብራሂም ገደም ፣ ሑሴን ከሊፋ ፡ ነዚ ኣይፈልጡን እዮም ማለት ድዩ? ሎሚ ወያነ ትግራይ ምስ ተኸርደነት ፡ እዚ ኹሉ በሊዖም ጠሊሞም ብወያነ ኣብ ከባቢ ሑመራ ንጂሃዳውያን እስላማውያን፣ ኣብ ኤርትራ ሽበራ ክፈጥሩን ዓረባውነት ከስፋሕፍሑን ንቋንቋታት ኤርትራ ብሓዊ ከንዲዱ፡ መዋፈሪ ዝነበረ ኣብዚ ረኣዩ፥ kzread.info/dash/bejne/lJuG2cemedWfpMo.html&feature=emb_title

  • @adikeyh7770
    @adikeyh7770 Жыл бұрын

    ከዳዓት ደመኛታት ጸላእቲ ህዝቢ ኤርትራ ኣኸዳሚትኩም ኣሜሪካ ተሳዒራ: ዕድመ ንቻይናን: ሩስያን ረይሳኹም ናብ ኤርትራ ኣይኣቱን ኢዩ::

  • @wintahabtom9894

    @wintahabtom9894

    Жыл бұрын

    ተስእ ተባራበል ካብ ሕልሚኻ!😂😂 ድሕሪ ደጊም ኤርትራ ናይ ኤርትራውያን ኢያ ክትከውን። ድሕሪ ኢሳያስ አኽረርቲ ክርስቲያን ዓልየታዊያን ፋሽሽቲ ካድራት ዓባይ ትግራይ ትግሪኛ ምስጢራዊ ሰልፊ ካብ ሱርኩም ተብቁስኩም ናብ ዓዲ አቦሐጎኺም ሃጸይ ዮሃንስ ትግራይ ክትጥረዙ ኢኹም።

  • @danieltela-kd4ob
    @danieltela-kd4ob Жыл бұрын

    ተረጓቢ

Келесі