Dehay Eritrea “ፕረዚደንት ኢሳይያስ ክምልሶም ትጽቢት ዝግበረሉ ቀንዲ ዘቤታዊ ጉዳያት!” ደሃይ ኤርትራ

Dehay Eritrea “ፕረዚደንት ኢሳይያስ ክምልሶም ትጽቢት ዝግበረሉ ቀንዲ ዘቤታዊ ጉዳያት!”
ብዙሓት ኤርትራውያን ፕረዚደንት ኢሳይያስ ብሕጂ ኣብ ዝገብሮ ኣብ ዘቤታዊ ጉዳያት ዘድሃበ ቃለ መሕትት፡ ብዛዕባ ኣብ ኵናት ትግራይ ዝሞቱን ዝሰንከሉን ወተሃደራት ኤርትራ፡ ብዛዕባ ንወለዶምን ስድራ ቤቶምን ዝወሃብ ደበስን ንዝዘኽተሙ ደቆም ንምእላይ ክግበረፍ ዘለዎ ጭቡጥ መደብ፡ ብዛዕባ እቲ ንዓመታት ክደራረብ ዝጸንሐ ቁጠባዊ ማሕበራዊ ፖለቲካዊ ጸገማትን ፍትሓቱን ብዛዕባ እቶም ብዘይ ንቡር መስርሕ ቤት ፍርዲ ተኣሲሮም ዝተሸርቡ ዜጋትት ክዛረብ ይጽበዩ ኣለው።
ግን ሎሚ’ኸ ከምቲ ኩሉ ግዜ ዝገብሮ ሓበላኡ ክኸውል ድኻማቱ ንምዕራብን ኣመሪካን ምልጋብ ክቕጽል ድዩ ወይስ ናብ ልቡ ተመሊሱ ምስ ነብሱን ህዝቡን ክዕረቕ እዩ ኣብ ቀረባ መዓልታት ክረአ እዩ።
ምንጪ ጽሑፍ ቢቢሲ ትግርኛ
ንባብ ጋዜጠኛ ሳሙኤል ገብረሂወት ( ዓካ ዓካ)
22 ለካቲት 2023
ደሃይ ኤርትራ

Пікірлер: 24

  • @user-xq5po5vb8s
    @user-xq5po5vb8s Жыл бұрын

    መን መሪጹ ናብ ስልጣን ዘቐመጦ መንግስቲ ስለዝኾነዩ ሕቶ ህዝቢ ክምልስ ወይ ዘቤታዎ ዕማም ከነጽር ዝድለ ዘሎ ?? ብሓይሉ ኣብ ስልጣን ንዝተቐመጠ መንግሰቲ ዘቤታዊ ዕዮ ከሳልጥን ዘይከሳልጥን ኣብ ሰናይ ድሌቱ ስለዝምርኮስሲ ንሕና ሃንቀው ክንብል ዝግባእ ኣይመስለንን ።

  • @user-jx1gq4js8y

    @user-jx1gq4js8y

    Жыл бұрын

    Kibret yhabika ezi hawey ember nay Eritrawyan neger si.......

  • @user-jx1gq4js8y
    @user-jx1gq4js8y Жыл бұрын

    Kkkkkk KAB zibae axmi

  • @Higuain1995
    @Higuain1995 Жыл бұрын

    ኢሳያስ ብዛዕባ ቁጠባ ናይ ኤረትራ ሓንቲ መዓልቲ ሓሲቡሉ ኣይፈልጥን.

  • @solomontesfa2117
    @solomontesfa2117 Жыл бұрын

    ኣነ ዝገርመን ሃገር ንኽትጠፍእ, or ንኽትወድቕ ዝሰርሔ, ሃገር ንጽቡቕ ለውጢ ክሰርሕ ዝጽበዩ ሰባት ምህላዎም ዩ,

  • @Mennetey34
    @Mennetey34 Жыл бұрын

    ንምንታይ እዮም ኣከለጉዛይ ናይ ምሕሳብ ክእለቶም ድኹም/ትሑት ኮይኑ 🤔

  • @brannaberhane2391
    @brannaberhane2391 Жыл бұрын

    ክብዚ ስርዓት ንጽበዮ የለን ካብ ዝብእስ ዓጽሚ

  • @yohannesdesta6954
    @yohannesdesta6954 Жыл бұрын

    ✊✊✊✊🎤🔊ፍትሒ ንሕዝቤ።💪✅

  • @azahielmengis8767
    @azahielmengis8767 Жыл бұрын

    Kab bbc si Bailey eye zeytbl baelka zitsahfkayo

  • @AdaRaMs402
    @AdaRaMs402 Жыл бұрын

    Aye Sami kulu endfeletka Beal BBC CNN ...zdelio tegawh.

  • @belaytesfaytewelde9775
    @belaytesfaytewelde9775 Жыл бұрын

    President Isaias is the best leader in Africa and the whole World...ሓደ ሓያል መራሒ ልዕሊ ኹሉ ከኣ ንህሓሓኤ ዝፈጠረን ዝሰርሔን ፡ ብጾቱ ሓቚፉ ተቓሊሱ ኣብዚ ደረጃ'ዚ ዘብጸሔ ሰብ ከምዚ ተገበረ ወይ ከምቲ ተገበረ ይሕይሽ ኢልካ ክትዋራዘ ምፍታን ጥዕና ከምዘይብልካ የርአይ ። ስለዚ ተጋዳላይ ኢሳይያስ ዝህቦን ፡ ዝገብሮን ፡ ኩሉ ዝፈልጥ መራሒ ኢዩ ።

  • @woldaislassie2930
    @woldaislassie2930 Жыл бұрын

    ኣነስ ካብ ህግደፍ ለውጢ ዝጽበ ኤርትራዊ ክርኢ ከለኹስ ይድንጽወኒ !! ጽላለ'ዩ !!

  • @tess8603
    @tess8603 Жыл бұрын

    እሰያስ ሕቶ ህዝቢ ክምልስ ትጽበ አለኻ???? ዝሐለፈ 30 ዓመታት አበይ ዲኻ ትነብር ነርካ?? የርህዎ አምላኽ💒🕌❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @mulubrhanafewerki6683
    @mulubrhanafewerki6683 Жыл бұрын

    Hasot

  • @weldenegodguad4974
    @weldenegodguad4974 Жыл бұрын

    እዚ ኹሉ ሃለውሎዉ ናይ ኢሳያስ እንታይ እዩ ትርጉሙ? “ወያነ ኣብ ኩናት ስለዘእተወኒ እየ ነዞም ኣሽሓት ኤርትራዉያን ቆልዑ ንውሽጢ ትግራይ ኣእትየ ብኹናት ኣኾስቲረዮም“ እንበር “ኣነ ድኣ መዓስ ኩናት ይደልይ ነይረ: እኳ ድኣ ሰላም እየ ዝፈትዉ“ እዩ ዝብለና ዘሎ። ብኡ ኣቢሉ ከኣ ነቲ ዘይተርፍ ዜና መርድእ ኣሽሓት ኤርትራውያን ንህዝቢ ኤርትራ ኣቐዲሙ ብስነ ኣእሙሮ ከቃራርበና እዩ ዝፍትን ዘሎ። ስለዚ በጃኹም ጽባሕ ንጉሆ ንዓይ ብሓላፍነት ከይትሓቱኒ ኣነ ንጹህ ሰብ እየ ከም ቢላጦስ ወያነ እዩ ተሓታታይ እዩ ዝብለና ዘሎ።

  • @alganeshkelati9124

    @alganeshkelati9124

    Жыл бұрын

    Weldeagame nay Eritrea entay adeka gedeseka

  • @semaineshtewolde4360
    @semaineshtewolde4360 Жыл бұрын

    ህዝቢ ኤርትራ ከቲቱ እወታ አታ ምሽቲ ቁጠባ ከምቲ ኹሉ ጅግና ኤርትራዊ ንስድራኻ ቀልብ ዓጠንጠን አይትበል ወያነ ኢኻ ይመስለኒ ናይ ዓድኻ ግበር ኢሱ ድአ ናይ ንጉሳት ንጉስ ህዝቢ ኤርትራ አፍቅርርርርርርርር ኢዩ ዘብሎ ጸገም ስነአእምሮ እንተለካ ተሐከም ኢኻ ብኢሱ ሸለላ ዓይነይ ዝመጸኒ እኳ አይፈቱ ።

  • @michaelgod6714

    @michaelgod6714

    Жыл бұрын

    You must be oblivious to the suffering of Eritreans

  • @weldenegodguad4974

    @weldenegodguad4974

    Жыл бұрын

    እዚ ኹሉ ሃለውሎዉ ናይ ኢሳያስ እንታይ እዩ ትርጉሙ? “ወያነ ኣብ ኩናት ስለዘእተወኒ እየ ነዞም ኣሽሓት ኤርትራዉያን ቆልዑ ንውሽጢ ትግራይ ኣእትየ ብኹናት ኣኾስቲረዮም“ እንበር “ኣነ ድኣ መዓስ ኩናት ይደልይ ነይረ: እኳ ድኣ ሰላም እየ ዝፈትዉ“ እዩ ዝብለና ዘሎ። ብኡ ኣቢሉ ከኣ ነቲ ዘይተርፍ ዜና መርድእ ኣሽሓት ኤርትራውያን ንህዝቢ ኤርትራ ኣቐዲሙ ብስነ ኣእሙሮ ከቃራርበና እዩ ዝፍትን ዘሎ። ስለዚ በጃኹም ጽባሕ ንጉሆ ንዓይ ብሓላፍነት ከይትሓቱኒ ኣነ ንጹህ ሰብ እየ ከም ቢላጦስ ወያነ እዩ ተሓታታይ እዩ ዝብለና ዘሎ።

  • @henosdawit9271

    @henosdawit9271

    Жыл бұрын

    Terewae .kid tegombahalu wedza hlaf saat

  • @henosdawit9271

    @henosdawit9271

    Жыл бұрын

    Metar mitri zrewaaki sienki gefah

Келесі