Dehay Eritrea ድሕሪ መጋረጃ ዘሎ ርክብ ኢሳይያስን ሩቶን እንታይ እዩ? ደሃይ ኤርትራ
Dehay Eritrea ድሕሪ መጋረጃ ዘሎ ርክብ ኢሳይያስን ሩቶን እንታይ እዩ?
ኣብዚ ቐረባ ግዜ ዝተበጻጽሑ መራሕቲ ኤርትራን ኬንያን ኣብ ክልተኣዊ ርክባት ህዝቢ ከሐይሉ፡ ዜጋታት ክልቲኦም ሃገራት ካብን ናብን ብዘይ ቪዛ ክገሹን ክንቀሳቐሱን ብመንፈስ ‘ፓን ኣፍሪካኒዘም’ ብመሬት፡ ብባሕርን ኣየርን ኣብ ዝግበር ንግዳዊ ርክባትን ዞባዊ ጸጥታን ብዕቱብ ክተሓባበሩ ከምእተረዳድኡ ብመገዲ ጋዜጣዊ መግለጺ ሓቢሮም።
ግን ርክቦም ንሱ ጥራሕ ድዩ ነይሩ ወይስ ንህዝቢ ዘይተነግረን ዘይንገርን ካልእ ምስጢር ኣለዎ እዩ?
ዶ/ር ኣሰፋው ብዛዕባ እቲ ሕቡእ ዝበሃል ምስ ወርቅን ማዕድንን ዝተኣሳሰር ርክባት ንደሃይ ኤርትራ ሓቢሩ ኣሎ። ዝርዝራቱ ክትሰምዑዎ ኢኹም።
ኣዳላውን ኣቕራብን ሳሙኤል ገብረሂወት (ዓካ ዓካ)
25 ለካቲት 2023
ደሃይ ኤርትራ
Пікірлер: 203
ዶክተር ኣሰፋው ኣዚዩ ኩቱር ጽልኢ ኢዩ ዘለካ:ኣብ ልዕሊ ኤርትራን: ህዝቢ ኤርትራን: ምኽንያቱ ኩሉ ኣገላልጻካ ዘበለ ካብ ጽልኢ ዝተበገሰ እንበር,ካብ ፍልጠት ኣይኮነነን ክሰምዓካ ከለለኩ ትብሎ ዘለኻን ኣብ ባይታ ዘሎ ሓቅን ኣይራኸብን ኢዩ, ካብ ጽልኢ ውጺኻ ኣብ ባይታ ዘሎ ሓቂ ክትርድኦ ጀምር ዶክተር ኣሰፋው,
@michaelhiabu5280
Жыл бұрын
P]pppp]₩₩₩₩₩₩
ክልተ ብላሻት ኣሰፋው ብህርፋን ሓላፍነት ዝዓወርካ ሕማቅ ፍጥረት
ክብርት ይሃብኩም ጽብቅ ሰነፍልጠታዊ ልዝብ ንውጻዓት ስድራን ሰዋአት ጀጋኑ ሃገር ንምክልኻል ዝተሰወኡ ብሐባር ግቡኡና ንምገባር ዝሃብኩምና ለባም ዘረባ ዶክቶር አስፋውን አዳላዋይ ክብርት ይሃብኩም። ብወገነይ ቅቡል ንክታሐባብር ቃለይ ይህብም ካብ ሐውኹም Von Deutschland.
I don’t expect anything new from coming interview
ኣይትሓዙለይ አምበር አዚ አንታይ ሓገዝ ይኾና ንህዝቢ ኤርትራ. ወልቃዊ ጺልኢ ኮይኑ ይስምዓካ.በጃኹም ብስዋኣት ኣይትጻወቱ. ልብና ኣይተንብዎ. ዓወት ኩሉ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️
@yonas2103
Жыл бұрын
ጽቡቅ ኣለካ ሓልዮት ሕዝቢ ከይኮነስ ውልቃዊ ጽልእን ህርፋን ስልጣን እዩ እምበር ኤርትራ ሽግር ከምዘሎ ወጽኣን ክምዘሎ ኩልና ንፈልጦ ኢና ኮፍ ኢልካ ካባምዝራብ ውጽእ ምርሓና ክንስእብካ
አየ ዶክተር ፋልሶ ተሕዝን
ሙሁራት ዑቡዳት ተማሂሮም - ዘዓበዱ ክዳውንቶም - ዘይ ቀደዱ ንምክፍእ - ዝህደዱ ሽግርም - ዘጋድዱ አብዘይ ጓይልኦም - ዘክዱዱ ካይተዓደሙ - ዝነግዱ ስርሖም - ዝርጋን መራሒኦም - ሰይጣን መንገዶም - ስሕታን ውራዬም - ዕብዳን ዘይብሎም - ኪዳን አብ ዝዎዓልዎ - ዘይሓድሩ ኩፉእ - ዝመክሩ ጹቡቅ - ዘይ ተማሀሩ ምግቦም - ዘሕርሩ ነቦታቶም - ዝደፍሩ መቃብሮም -ዝፍሕሩ ንሕዎቶም-ዘሕፍሩ ተወሊዶምና - ዘይሓፍሩ ንሓዎሩ አበይ እየም ክሰፍሩ
@user-dy5kf3dr4h
Жыл бұрын
እዛ ጉጥያ ን ዶክተር ኣሰፋሽ ድያ?
It's ridiculous to say a war that doesn't concern eritrea. Eritrea has suffered from this evil organization Woyane
I love your confidence, way of defining. The concept is very good. T
Thanks Dr for your great analysis
Aesefaw Nay muhur Denkoro kebtiy Eka.Aebtbetsho yelen kebtiy.
Who are you to predict someone age, are you God
አታ አሪግካስ ትህስው
ሐሳዊ ከንቱ ዶክቶር
Thank you samuiel and Dr assefaw,Dr from medical Dr to poletical profetion. Great discation
Dr assefaw a failed politician. You should have been ashamed yourself with what you did in the past with Woyane
You are the best and thanks
እዚ ዶክተር እየ ዝብል እቲ ዘይተማሃረ ጋሳ ይበልጽ እስካ ግን ህፈር ከዳእ ደንቆሮ ፍልሶ ዶክተር
It is good too see our leaders like tegadalay Dr. Asefaw speak and share their views and become voices who had been unjustly in a cruel way shut off by an oppressive dictatorial system for years and years.
“Russia wants to achieve through its engagement in Africa: a) Exploit Africa's gold reserves b) stabilize the ruble.” This abstruse statement is subject to a fundamentally wrong assessment or lack of knowledge about the Russian economy and resources. Unrivaled in its rich and diverse resources, Russia is the largely self-sufficient country in the world looking for its equals. Russian engagement is simply geopolitical interest which will also be followed by other powers soon, for example China. You should ask yourself why more than 7 nations entertain bases in Djibouti, a barren area at the southern tip of the Red Sea…
Good analysis Doc..
ሕሹኽ ...Whisperrr.. ብከንያዊ ..ፕ .ሩቶ ፦ ሕጅስ እዚ ዞባና ሰላም ክኸውን እዩ። ፕ . ኢሰያስ ፦ ንሕና ካብ ቀደም ኢና ንደልዮ ኔርና እዚ ዞባናን እዚ ህዝብታትን ሰላም ክረክብን ነጻ ኮይኑ ጸጋታቱ ክጥቀመሎምን። ግን ገለ ናብ ሓምሳታት ገለ ኸአ ናብ 14+ Centuries 1500 ክምለሱ ዝደልዩ እሺ ጎይታይ "ዝልማዶም / ልማደኛታት ኔሮም። ፕ...፦ እዚ ዞባና እኮ መጻወቲ እዮም ጌሮሞ ኔሮም ። ፕ ....፦ ? እወ ሕጅስ አኺልዎም እዩ ኩሉ እዩ ዓጢቕሎም ኔሩን ነቒሕሎምን ። እቲ ገላዕ...ታ ናትና እውን ሕጂ እውን አደናጊሩ ብኢደ ዙር ክቕጽል ሓሲቡ ኔሩ እዩ። ፕ.....፦ እንታይ እዩ ኸ ዘይ ከም አቡኡ ? etc... More or less their discussion probably the success of Ethiopia and about the evaporation of puppet weyane+
የቀንየልና ዶር ኣሰፋው ብሉጽ ትንተና
@user-dy5kf3dr4h
Жыл бұрын
ዶር ኣሰፋሽ ተቐይሩ ኡ
ክንደይ ጀልጋፋትዮም ዘለውዋ እዛ ሃገር እንቛዕ ማርያም ኣስመራ ኡፍ በለትኩም
Thanks defined
This Doctor is very good fictional fake story man
ኣነ ንኢትዮዝጵያ ክሞተላ ኢየ አናበለኩም አብቲ ርአስኩም አንታይ ኡዩ መሊኡ ዘሎ።
Eza fara sebay kea iseyas tiray kitibil kitnebir ya
@shaebiagravity297
Жыл бұрын
Eti zbeAse muhur eye behalay kidnkur enkelo eyu.wey Assefaw falso.
Game over 👎🏾💀🤪🇻🇳💀👎🏾🤪🇻🇳👎🏾👎🏾👎🏾👎🏾👎🏾👎🏾👎🏾
He talks about an issue involving Isaias, Ruto and Wagner, defines it as unconfirmed & still says this issue will not succeed. Why would he allow himself to go this low? Reduced to innuendos
@hagarawinet2088
Жыл бұрын
That is a problem, when an intellectual goes low, he would chose a bottomless pit than admitting his mistake. It’s really sad
@hagarawinet2088
Жыл бұрын
Leaders of the world know sovereignty decision. So Eritrean voting in United Nations has no bearing on Eritrea and African leaders relationship.
🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️
ዶክተር ተስፊ ቁረጽ ኤርትራ አይትርአን ኢካ አብዚአ ኢካ ትጠፍእ ብስም ትግራይ ትስእር ኪድ
Gidfwo izey bruk hizbiy selam habwo ::
Shaebia / EPLF scholars were only saving the legacy and history of the Organization. And PIA was jointly leading them as ELF - TPLF alliance cooperative party jointly.
Anjal denkorro nska eka dika haniķol
KULU GROUP SHAEBIYA EKEY MEHAYM EYU KULOM BAREYU ISEYAS EYOM HEGIWEN KOYNU NAY ISEYAS SHEM LEEL EYU KEBELO ZEDELI DOKATER TEBAHALU NESEKUM KENDEY MEHURAN KETILKUM AB SAHEL NEWRAMAT HADAMI KAB WEYANE TEMAHARU KEMEY GERKA KEMETEKALES DENAKUR
Dottore, OK projects Nay ESAYAS aitaweten. Gen Nay kifaAt projects kullsha mestawete eyu. Thanks Dr.
How low can this Ethiopian guy Asseffa Tekeste can go, this channel got only 7k subscribers. His trash talking fits his desperation
Nefat afaf funfun
Isayas kitblu Arikum.
After the ELF and the TPLF/ EPRDF in a joint operation defeated the Shaebia/EPLF in Badme they established 2 clandestine shadow governments each one in Eritrea the other in Tigray and had been ruling the two neighbor Nations jointly cooperatively for several years now.
@hagarawinet2088
Жыл бұрын
Those kinds of people is your show serving
@mulugetanegash594
Жыл бұрын
Another crazy guy . Soon will be hospitalize.
👌🏽
Nab civil hizbi rocket ziderbeye ab zelewo bota atika kithadno gidn eu silezi yimilketenan fereqan meswaeti kea gdn eu ente esikan meseltikan gn mealtikum texebeyu
Dr.Assefaw all fighters brought.us freedom. How didn't you know Esayas with all your intelligence to discard our martyrs deed and democracy of Eritrea?
Your cruel statement giving 3 yrs life for PIA
Nay wagner si indeeee. Aygddin zereba metsisa. Haqnet zeliwa aymeslenin doctore.
ጽቡቅ ትንተና እዚ ህዝቢ ኤርትራ ገለ መርገም ኣለዎ እምበር ከምዚኦም ሙሁራት ኣክንዲ ትምራሕ በዚ ዕቡድ ገልቢ ኢሳያስ ኣይ ካብ ሕልና ኣይ ትምህርቲ ኣይ ሕጊ ኣልቦ ዝኾነ ሰብ ክንምራሕ የሕዝን ብዝኮነ ኣሕዋት ጽቡቅ ትንተና
@yonassolomon7711
Жыл бұрын
R I P
@eritrealovely3638
Жыл бұрын
ኣጆኻ መርገም ኣይኮነን ናይ ህዝቢ ኤርትራ ናይ G15 ገርሕነት ኢዩ እዚ ህዝቢ ካብ መግዛእቲ ኣብ ኢድ ህግደፍ ጨካንት ዝወደቀ ። ኤርትራ ኣብ ቀረባ ካብዚ ጨካን ህግደፍ ሓራ በደቃ ሎሚ’ውን ከምቲ ናጽነትና ንሓራ ህዝቢ ኤርትራ እቶም ንህዝቢ ኤርትራ ነፍቅር ንስመር🤝🤝🤝🎈 ኣምላኽ ሃገርና ኤርትራ ይባርኽ።🙏🧚🏾
@yonassolomon7711
Жыл бұрын
@@eritrealovely3638 BLA BLA BLA.
ስጋብ ሕጂ ትአፍሩ አለኹም እዋይ ታጽብቅቲ መራሒኻ ምኻኑ ብኽብሪ ምጽዋእካ እዋይ ሐሸዉየ ጸገም የብልና ንስኻትኩም ኢኹም ጸገምና ብጻይ ወዲ ወረደ ብጻይ ጻድቃን ትብሉ ደአንበር ሐሶት ሎሚ ዘበን ሸንኮለል አይበለን በአል ትግራይ ትስእር
ሕርር በል እምበር ህዝቢ ኤርትራ ተዓዊቱ ዩ 🇪🇷🌹
@Robeltk
Жыл бұрын
ኣብ ምንታይን ብምንታይን ኢና ባ ታዓዊትና ዋላስ እቲ ካብ ወሎዶ ናብ ወሎዶ ዝሰጋገር ዘሎ ከም ውርሻ ወሪስናዮ ዘለና'ዩ እቲ ዓወት እቶም ሰባት ንዑ'ባ በጃኹም ከም ሰብ ንሕሰብ ዘርእና'ዩ ኮ ዝበርስ ዘሎ😢😢
This people will never get it. Lokamtsat.
Kemzi aynet kebiru zhaser doctor reye afeltn eye nab prim minister ethiopia neber hailemariam desalegn keydu twerna dikum elu kzareb khfr ygbo, hji kea tgray tser endabelka bzeaba eseyas kzareb moral yeblun
R I P
🤣🤣🤣🤣🤣 isseas kindey amet wey immryi iu terifiwo bi wagner kihillo pls beleka leksaker tintane nay lebzeben
1) ኬንያ ከዳሚት ምዕራባውያን ብፍላይ ባንቡላ ( puppet ) አሜሪካ ኮይና እንዳሃለወት ብኸመይ አብ ሞንጎ ሩስያን ኤርትራን ከም ሞንጎኛ ኮይና ዋግነር አብ ኤርትራ ንኻአቱ ናይ ደላላ ተራ ትጻወት? ።ሓደ ምስ ውሽንግተን አብ ጎንጺ ክእተዋ እዩ፡፡ ብዓቢኡ ድማ እቲ ዝዓበየ ሚኒስተር ወጻኢ ሩስያ ላብሮቭ አብ ኤርትራ በጺሑ ክልተአዊ ርክብ ምስ ኤሪትራ ፈጺሙ እንዳሃለወ ፡ ድሌት ዋግነር እንድሕር አሎዎ ኢሰያስ ፡ብቐጥታ ብመንገዲ ሰርጌ ላቭራቮ ብዘይ ሞብጎኝነት ዊሊያም ሩቶ ክፍጽሞ ስለዝኽእል ዑደት ፕረሲደን ኢሰያስ ናይ ኬንያ ንዋገነር ንከራኽቦ ዝዓይነቱ ጽዉጽዋይ ትንተና ትኽክል ክኸውን አይክእልን እዩ፡፡ካብ ዓበይቲ ገዳይም ተጋደልቲ ነበርን ሰብ ገዚፍ ቆቢዕ ፕሮፌሰራትን ከምዚ ዓይነት ትንታነ ክትሰምዕ ብጣዕሚ የሾቑርረካ ። 2) አብዚ ዂናት እቲ እንኮ ዝተዓወተት ሃገር እንተላ ኤርትራ እያ ምኽንያቱ ፥ ሀ) ን 27 ዓመት ባድመን 15 ዓድታት ኢሮብ ወያነ ከምድላዩ ክዕንድረለን ዝጸነሔ ላዕላዊ መሬት ኤርትራ ናብ ኢድ ውናታተን ክአትዋ ስለዝኻአላ። ለ) 99% ዝላዓሉ ፖለቲካውያን መራሕቲ ወያነ ተደምሲሶም (ገለ ተቐቲሎም ገለ ተማሪኾም) ዝተረፉ ድማ ዕጥቆም አረኪቦም ስረ ፈቲሖም ።ስለዚ እቲ መሬታን ባሕራን ናብ ትግራይ ጸንቢሮም ክፈጥርዋ ዝሓለሙ ዓባይ ትግራይ ንሓንሳብን ንሓዋሩን ተደርቂሙ ተሩፉ ስለዘሎ። 3) ብናይ ምዕራባውያን ደገፍ ኤርትራ ንምጥፋ ወያነ ዝዓደገቶ ወታሃደራዊ አጻዋርን ናይ ኮንስትራኽስን ማሺነሪ መብዛሕትኡ አብ ኢድ ሓይልታት ምኽልኻል ክአቱ ኪኢሉ እዩ። ስለዚ እቲ ዝነበረ (Defence Inventory) አረጊት ዕጥቂ (Ordnance) ሓይልታት ምኽልኻል ኤርትራ ብሓድሽን ዘመናውን ተተኪኡ አብ ፍጹም ሙሉእ ዕጥቂ ወታሃደርዊ ቁመና ከምዝኾውን ጌሩዎ አሎ።ንጸላኢ ብብረቱን ብዕጥቁን ዝባሃል ፍልስፍና ህዝባዊ ግንባር ከም ተጋደልቲ መቸም ንዝተማሃርኩሞ አይትርስዕዎን ትኾኑ ግዲ ?፡ ስለዚ ብኸመይ ኤርትራ አብዚኹናት ተሳዕራ ትብሉ አሎኹም?ሓቂ ብእግራ እንተቐበርካያ ብርእሳ ትወጽእ፡፡ስለዚ ሓቂ ምዝራብ ከድለይኩም እዩ፡ ሲዕራ ጥራሕ ዘይኮነት ሲዒራን ሰዊዳን ወጺአ እንዳሃለወት??? ዓገብ ምባል አኻሊ ይመስለኒ !!! ብሓጺሩ ነቲ መገበትን መናቖትን ፖሊሲ አመሪካ (Uni-polar New World Order and Anchor states) ጸረ ናቱ ዝቐነዔ ግብራዊ ምንቅስቓ ኮይኑ ፡ኢትዮጲያ ድሮ ሪዕማቶ ስለዘላ ማሓውሩ ንምስፋሕ ነታ ናይ ነዊሕ ግዜ መሳሪሒት ምዕራባውያን ዝኾነት ኬንያ ንኽትርዕሞ ዝግበር ዘሎ አገዳሲ ዑደት ኮይኑ ፡ኬንያ ድማ ማዕጾ ኢጋድ ከፊታ ንሙሉእ ምብራቕ አፍርካ ዉህደት ንኽሰርሓሉ ባይታ አንጺፋትሉ ትርከብ፡፡ እዚ ኹሉ ድማ ውጽኢት ዓወት ምድምሳስ ወያነ ኮይኑ አብ ልዕሊ መቓብር ወያነ ዝዕንብብ ዘሎ ትግባረ ቃልሲ አንጻር ዕብለላ ምንቛትን ምግባት ፍልስፋና (New World Order of USA ) ሕ/መ/አ ኮይኑ ብዘይ ኬንያ ዉጺኢታዊ ክኸውን ስለዘይክእል ንኢጋድ ናብቲ ቁኑዕ መስመሩ ንምትሓዝ ዝስራሓሉ ዘሎ ዓቢ ዝላ ንቕድሚት እዩ።
with all do respect, I definitely will not expect anything positive from the dictatorship for he never ever has the capacity to live under peaceful environment...
ዶክተር ኣሰፍው ብጣዕሚ ኢና ተስፍ ኔሩና ካባኻትኩም እንዳሓደረ ግን ዘተሓሳስብ እዩ ኣብዚ ሕጂ ሰዓት ኣብክንዲ ሃየ ተሓጋጊዝና ነዚ ነቅነቅ ኢሉ ዘሎ ስርዓት ነልግሶ እሞ ኩሉ ኤረትራዊ ተጠቃሚ ጸጋኡ ክኮውን ኩሉና ዓድና ክናቱ ክንዲ ምባልሲ ሓግዙ ትብለና ክንሕውል ዓይንና ሓውሊሉስ ሕጂ ከኣ እንደገና ክንሕውል ዓይንና ክንዓውር በጃኹም እባ ደቁኹም መሪሕኹም ገለ ግበሩ መዋእልና ኣብውግእ መዋእልና ክንዳእ ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን ናትና ነገር
ዶክተር ኣስፋው ስራሕ ዲካ ስኢንካ ኩሉ ግዜ ኣንጻር ሓደ ሰብ ቅንኢ ኣለካ .ኣንጻር ቴድሮስ ኣድሓኖም ተትሰርሕ ሰብ መኽበረካ ሕሜታ ቃል ብቃላ ተበሊጸ ማለት እያ
@weldenegodguad4974
Жыл бұрын
Frezgi መሃይም ካብዚ ተማሃር ኢኻ ሕጂ በየናይ ርእስኻ ድኣ ክስቆረካ ኾይኑ እንበር: Narcissistic ዝብሃል ሓደ ሰብ ናይ ነብሱ ኣምልኾት ዘለዎ ማለት እዩ። ንኣብነት ጽባሕ ንጉሆ ጸሓይ ክትበርቕ እንተኾይና ንዑኡ ኢላ ትበርቕ እዩ ዝመስሎ። እቲ ብ Sadism ዝሳቐ ሰብ ከኣ ዝኾነ ይኹን ጽቡቕ ነገር ክርእይ ዘይጻወር ማለት እዩ። ንኣብነት ጽቡቕ ተኸዲንካ ቀሲንካ ስራሕካ ክትሰርሕን ክትነብርን ምስ ካለኦት ክትፋቐርን እንተ ርእዩካ ፍጹም ድቃስ ዘይብሉ ይሓድር። ግን ከፊኡካ ብመስተ ተሰኒፍካ ተዋሪድካ ምስ ኩሉ ሰብ ተባኢስካ ሓመድ ክትጋበር እንተርእዩካ ኸኣ ሩፍታ እዩ ዝስምዖ። ንኣብነት ጽርግያ ናይ ኣስመራ ተቧናቒሩ ሓመድ መሊእዎ እቲ ገዛዉቲ ዓንዩን ደቢኑን ሪኡ ሰብ ክሓዝን ከሎ ኣይተ ኢሳያስ ሩፍታ ከም ዝስምዖ ምስትዉዓል የድሊ::
This interview missed a major point- TPLF wanted to invade Eritrea 🇪🇷. ድሕሪ መረጻ ሓዲኣ ኣላ ብዛላንበሳ! ኣስመራ ተዘይ ኣትየ ኣይትግራዋይን! The question should be, how much is Eritrea 🇪🇷 vulnerable, from TPLF invasion? IGAD was started, by Mengistu and Moi- the aim was, to tackle drought.
من يتحمل خسارة هذا الشعوب هو مايهمك سلامة تقراي
እዚ ሰብኣይ ክንዲ ዝስተር ይግተር ፡ ስዕረትን ከሲራን እንታይ ምኹኑ ዘይፈልጥ ፡ እምበርከ እዚ ናይ ዶር መዓርግ ብሰልዲ ግዲ ረኽብዋ፡
🤮🤮🤮🤮
እዚ ሰብኣይ ሎሚ ውን ጠሊሙ ዩ፣ ዝመጽእ ኣይመስልን እዩ። 3ይን 4ይን ግን ክፋል ዝመጹ ሕቶታት ናባይ ግደፍዎ ደቂ ኤረ፡ ሕጂ ከምዝጥዕመካ ጌርካ ሕቶታት ምድላውን ምምላስን የለን፡ ሓደ ሰሙን መጢጥዎ ኣሎ ነዚ ቃለመጥይቕ ።ሕቶይ ሕቶ ህዝቢ ዩ እንሆ ድማ ባዕለይ ኣዳሌዮ ኣለኹ። ስለዚ ኣብ 3ይ ክፋል ቃለምልልስ ፕረስደንት ሃገረ ኤርትራ ኣቶ ኢሰያስ ኣፍወቂ እቶም ክልተ ጋዜጣናንታት ኣየድልዩን ኢዮም፣ ErtiTV እዘን ሕቶታት ከምዘለዎን ከቕርብዎ ድማ ይላቦ 3. 3ይ ክፋል • ብሰንኪ እቲ ንሃገራዊ ስግኣት ሃገረ ኤርትራ ንምውሓስ ተባሂሉ ዝተኻየደ ኲናት ኣብ ትግራይን ካልእ ቦታታት ኢትዮጵያን ዝኸፈልናዮም ስዉኣት ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ብግሉጽነት ህዝቢ ክፈልጦ ስለዘለዎ ብፍላይ ድማ ስድራ ስዉኣት ደቆም ኣብ ምንታይ ዕላማ ከም ዝወደቑን ብኣገባብ ክንገሩ ዝተሰርዐ መደባት ዝተሰርዐ ኣሎ ዶ? • ህዝቢ ኤርትራ ካብዚ ዘለዎ መናባብሮ ኣጋላጊሉ ናብ ዝሓሸ ስሩዕ ሂወትን ዝተመለአ ሰላም ዝሰፍነሉ ኣብ ዝተፈላዩ ማሕበራዊ ጉዳያትን ጽላትን ፍታሕ ንምምጻእ እንታይ ዝተሓስበ ኣሎ? • ብማሕበር ዝተወደበ ትካል መጋዓዝያ ሓራት ኣብ ህዝባዊ መጋዓዝያ(public trasport) ይነጥፍ እኮ እንተሎ፡ እዚ ግን ነቲ ዘሎ ጠለባት ህዝቢ ማለት ምዕሩይ ዝርገሐ መጋዓዝያ ሚእቲ ካብ ሚእቲ ዝፈትሕ ኣይኮነን።እዚ ከይኣክል ብሰንኪ ክልከላ ናይ ግሊ ኣውተቡሳት ህዝቢ ኣብ መጋዓዝያ ይሽገር ከም ዘሎ ፍሉጥ ዩ። እዚ ብ ኮቪድ-19 ተመኽኒዩ ተኸልኪሉ ዘሎ ክሳብ መዓስ ዩ፡ ነዚ ጸገማት መጋዓዝያ ህዝቢ ንምፍታሕ ከ እንታይ ዝተወጠነ መደባት ኣሎ? • ብተማሳሰሊ ጉዳይ ሕጽረታት ቀረብ ሓይሊ ኤለትሪክ ከ እንታይ ዝተሓስበሉ ኣሎ? ኣብዚ ምዕቡል እዋን ዓለምና ብዋጋ ዝይክፈሎም ተፈጥራዊ ቀረባት ጸዓት (renewable energy) እናተጠቕመት ትኸደሉ ዘላ እዋን ኣብ ኤርትራ በጺሑ ዘይሕሰበሉ ምኽንያት እንታይ ዩ? • ሓፈሻዊ ህንጻዊ ስርሓት ኤርትራ ብመንግስታዊ መዳያት ጥራይ ካብ ዝሕጸር እንሆ ዓሰርተታ ዓመታት ኮይኑ ኣሎ፡ ናይ ብሕቲ ኣውፈርትን ፡ሕጋውያን ኮንትራክተራትን ኣብ ህንጻዊ ስርሓት ንኸይነጥፉ መንግስቲ ድሕሪ ምእዋጁ፡ ኣብ ዚ ጽላት ዚ ኤረትራ ምስ ከባቢኣ ዝርከባ ሃገራት ንኸይትዋዳደር ዓንቂጽዋ። ኣብዚ ጉዳይ ዚ እንታይ ሓድሽ ነገር ኣሎ ? ኣስፍሕ ኣቢልካ ግለጸልና። 4. 4ይ ክፋል ኣብ ቀጻሊ።
@weldenegodguad4974
Жыл бұрын
ኣይተ ኢሳያስ ነዚ ሕቶታትካ ክምልሽ ዓቕሚ የብሉን ፈጺሙ ጥርሑ ዝወጸ ንጉስ እዩ። ኢሳያስ ዉልቀ መላኺ ክኸዉን ከማን ብቕዓት የብሉን። ኢሳያስ ሓደ ብሕማም ስነ ኣእሙሮ ዝሳቐ ዘሎ ብስቓይ ናይ ደቂ ሰባት ሩፍታ ዝስምዖ ሑሙም ሰብ እዩ። እተኾነ ግን ጥዕና ናይ ህዝቡን ብፍላይ ከኣ ናይቶም ተኸተልቱ ኢና ዝብሉ ዘለዉ ዜጋታት ክምርመር ይግባእ እዩ። ብጀካ ኣብ ኤርትራ ኣብ ዓለምና ንከምዚ ዓይነት ጭካነን ግፍዕን ዝጻወር ህዝቢን ሰራዊትን ተራእዩ ኣይፈልጥን ንመጻኢ እውን ኣይክህልዉን እዩ።
ትምህርቲ መሃይምነት እምበረ ዕሽነት አየጥፍእንዩ ዝበሃልሲ ከምዚዩ ዝኾነ አብ ደገ ዝወጸ ምሁርየ በሃሊ መውጽኢኡ ንምሽፋን ናይግድን ንኤርትራን መሪሕነታን ከጸልምን ክጥቅንን አለዎ።ነብስኻ ምፍላጥውን ጽቡቅዩ ናይነብስኹም ፍለጡ ኢሳያስ ዓቅምኹም አይኮነን።
ብመሰረቱ ኢሳያስ ዝተሓተቶ ሕቶ መልሱ የፈልጥ ድዩ? ክንየው አብ ወጥንዎ ዝመፅአ ዕንክሊል ወፃእ ዝፈልጦ የለን ከምኡ ስለ ዝኾነ አብ ኬንያ ቃለ መሕትት ወቕዒ ጎንፍዎ stack ገይሩ እንኮ ሕቶውን ክምልስ አይከአለን::
እቲ ጉዳይ ስውኣት ዝሃቦ ሓሳብ ኣብ መጨረሽታ ጥራይ ንዓይ ዝብላዕ ዘረባ ። ጉዳይ ስውኣት ኪኖ ፖሎቲካዩ ሓላፍነት ነብሲወከፍ ኤርትራዊ ዝብል ሓቂ። እቲ ካልእ ግን ካብቲ ናይ ኢሰያስ ዘይሓይሽ ሃተፍተፍ ጥራይ ኢዩ ኔሩ ። ወያነ መይታ ማለት ፖሎቲካዊ ተግባራትን ወትሃደራዊ ሓይልን ዓውማ ተመይቱ ስም ኣይቅተልን ኢዩ ። መንጉስቱ እኮ ብሂወት ኣሎ ግን ስርዓት ደርጊ ግን ቀደምዩ መይቱ ወያነ ድማ ልክዕ ከምኡ።
ካብ ሃተፍተፍ ሓሊፍኩም ሓቅነት ተዛሪብኩም ትፈልጡ ዲኹም ?
Kkkkk ኣሰፋው ሓትርላ ታሪኽ።
Vagnar in Eritrea 🤣🤣🤣🤣 ዓካ ዓካ ቁሩብ እባ ን ኣእሙራና ሕለየሉ በሎ። ኣነስ እንድዒ ኣብዚ ምዕራብ ሃገሪት ዝለኹም ኢቲ ማይ ድዩ??? ሃተውተው ስቅ ኢልካ። ርቶ ሲ ብዛዕባ ወርቂ ኤርትራስ ብኸመይ ይራኸቡ?? ውዲ ኣፌስ ንስልጣን ኢሉስ ን ኤርትራ ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ክኣትዋ። ኢቲ እንኮ መራሒ ብብልሽውና ዘይሕመ በዓል መትከል እዩ። በዓል ኣቢ ፡ ሩቶ ፡ ከም መንኢስይት መራሕቲ ካብኡ ቡዙሕ ክማሃሩ እዬም። long live president isieas afwerki 🇪🇷🥇. Leader of our struggle, Defender of our sovereignty, and I am very sure he will put all fundamental bases for Eritreas economic growth. I am very sure. ሳሚኤል ትፍለጥ ዶ ናይ መጀመርያ ናይ ትግርኛ ፊልም ኣብ ሂወተይ ናትካ ምኻና። that's why I respect you even if you are wrong. Please bring People who can benefit our youth as u where doing before.
ክቡራት የሕዋት መጻኢት ቃለመሕትት እንታይ ክንጽበየሉ ፉሉጥ እንድዩ መን ደፊሩ ክሓቶ ብዛዕባ ጉዳይ ሰራዊትን አዋናዊ ሕቶታትን በጀካ እቲ ን 31 ዓመት ሸንኮለል ዘበለ ትሕተ ቅርጺ መሰል እዮም ዘይራዩን ዘይጽበቱን ጠራይ ምኻኑ ከይደቀስካ ዝሐለም እዩ :: ጉዳይ ምጥያስ : ካብዚ ዘሎ ጥምየትን ህዝብን ጉዳይ ኣታዊታት ብሻን ምሕታት ኩልኩል እዩ :: ዶስ እዞም ጋዜጠኛ ዒራዒሮ ዝናፈቑ እዮም ኢልና ክንጽበ ??????///
ሓ ሶት ካ ወሰን የቡሉን
A dr talking with if nonsense
What the future economic concept of eritrea?
ደኩተር ኣሰፋው መጀመርታ ንስካትኩም ኣብ ሽድሻይ ወራር ብልሳንካ ስረካ ፈትህካ ተጎቲት ቃልሲ ወዲካዮ ከማካ ተቃለስቲ ደካትር ስኖም ንኪሶም ንሃገሮም የበኩቱላ ኣለዎ።ከም ባኣል ንስካ ግን ዳለርኩም እዳ ኣአርኩም ምስ ወያነን ካሎት ንትፋኣት ኢረትራ ዝሰርሁ ሰሪኩም ምስ ወያነ ካንሰር ቀርኒ ኣፍሪቃ ተሳኢርኩም ብምልሃስካ ኣወት የለን።ስቅ ክብረት ነሩ ግን ተካእብካ ።
Men kemzitrawete ni General Tsadkan hatitkum kitfeltiwo tikilu ikum ISSEAS iu ilu bailu junta
ተሳዒሮም ብኸመይ? ኣብ ውዕል ምእታውዶ ምስዓር የሪኢ እዩ። ሰዓርን ተሳዕርን ከይበጽሑ ጠጠው ኢልካ ምዝታይ እንታይ ሓጥያት ወይ ጉድለት ኣለዎ
ኣንታ ዓበይቲ እንዳበልክይም ሰብ ኣብ ሚዲያ መጺእካ ትሑሱ እንተኾይንካ ምንም የብልካን ኣብ እንዳሻሂ ሰብ ዘዘዕለሎ ከም ሓቂ ጌርካ ኢሳያስ ናይ ፕሪቶሪያ ኣይትዕወትን እያ ኢሉ ኒሩ ኢልካ ምዝራብካ ንሓቂ ድኻታት ናይ ምዕባለ ኢኹም። ንሽኻ ግን ቤላ ቤለው ውርቅን ዋግነርን ዘይተባህለ ቅድሚ ሕጂ ዝበልካዮ ንሰብ የሀውቲቱ ኣየ መጻረዪ ከነጻርዮ ኣሎና። ኣብኣ ኣላትካ።
ዘቤታዊ ማለት እንታይ ኢዩ ሕጂ ዉን ማለት እንታይ ክግበር ኣለዎ ብዛዕባ ዘቤታዊ ክንብል ከለና ኣቱም ሰብ መልሓስ ብኣፍኩም ጥራሕ ጸፍ ክትብሉ ኣብ ኣሜሪካ ኮፍ ኢልካ ኣምሰሉታት
Bael shintimnti doktor falso
🤣🤣🤣🤣 ab serawit eritra men kikitsil kewamy serawit yikewin ane 2001 aiu keleku tenegiruna iu,kewamy serawit mitraf imo intay iu keshegirom
- [ ] ሐቀኛ/ሱር-መሰረት ባህርን ታሪኽን ሻዕብያ/ህ.ግንባር/ህግደፍ/ኢሳያስ ካብ ሐደ ኲናት ናብ ካልእ ኲናት አብ ሞንጉኡ ከኣ ንኹሉ ሀጓፋት ግዝያት ዝመልእ ናይ ዘሕለፎ "ዕዉት ጽምብላት" ዘኽብር ባዓላትን ፈስቲቫላትን፣ ቀጻሊ ንውግአትን ክተትን ዘቀራርብ ውዲታት ናይ መጹ/ክተት/ተቐልቀሉ እምብልታን ከበሮታትን ምህራም ዝዓይነቱ ብንጥፈት ዘሰጋግር መስርሕ ዘሎዎ ጉጅለ ኮይኑ ክሳዕ ጉጅለ ህግደፍ/መንደፍ አብ ስልጣን ዘሎ ከኣ ዘንተ-እለት ዕንደራዊ ኲናት/ክተት አንጻር ውሽጣዊን ግዳማዉን "ተጻባእቲ" ዝነበረን ዘሎን ዝቕጽልን እዩ፣ ሎሚ ኸ ናበይ? ካብ ሞትን መዉጋእትን ዝተረፈ ብናይ አእምሮ በሰላታት ዝላደዉ ብአሽሐት ዝቑጸሩ ግዱዳትን ዕሱባትን ሰራዊት ጉጅለ ህግደፍ ባዚኖም (idled) ኮፍ ክብሉ ዘይከውን’ዩ፤ከመይሲ ሐደጋ ንጉጅለ ህግደፍ ይኾኑ፣ ስለዚውን፣ ናብ ሶማል ምስ ናይ ኬንያ ሰራዊት? ናብ ምብራቕ ሱዳን ምስ ቤጃውያን? እንደገና ናብ ኢትዮጵያ ምስ አምሐራ-ፋኖ አንጻር ትግራይን ማእከላይ መንግስቲ ኢትዮጵያን? ናብ ዩክረይን ምስ ናይ ሩስያ ሰራዊት ነቲ ሐድሽ እኩይ "ፑቲን-ኢሳያስ"ዝምድናታት ንምድልዳልን ነቲ ዋጋ-ዕዳጋ ሸመታ መሳርያታት/ዓቕምታት/ሻራታት ብወተሃደራት ኤርትራ ዝብል ህርፋናት ከርዊ።የርህዎ🕊
ሐሻዊ ዶክተር
ካብቲ ዘሕዚን ዶክቶር ኣሰፋው ኒነብሱ ኪንድ ጎቦ ገርካ ምርኣይ ጊደፎ ኒጹር ዊልቃዊ ጽልኢ ኣለካ ካብ ትረቦ ጽልኢ ኢሳያስ ዎይጦ ተቐይርካ ።ዋላ መሊቑካ ጽቡቕ ብዛዕባ አርትራ ኣይቲዛረን
Despite all their sacrifice, they had been denied this basic and fundamental human right and civil Liberties undeservedly for 90 % of their lifetime. Good things are changing now.
ዶክ.ንሓንቲ ካልኢት ዉን ትኩን ትክ ኢልካ ካሜራ እንዳራኣካ ክትዛረብ ብቅዓት መስኣኒካ እንታይ እዩ?? ሓሶት? ተስፋ ምቁራጽ ? ጣዕሳ? ተሕዝን.
ናይ ቢሻ ዕደና ኸ ናይ ኣየናይ ናይ ወጻእተኛታት ፐራይቨት ሰራዊት ይሕልውዎ ከምዘሎ ዶክተር ምሓበረናዶ? ከምኡ’ውን ነዚ ቀጻሊ ናይ ፖታሽ ዕደና ኸ ከምኡ ዝኣመሰሉ ሓለውቱ ኣለዉ ዶ?
🤮🤮🤮
ንዓ ድኣ ዶክተር ኣሰፋው ኹሉ ግዜ ዓይንና ክትደፍነና== ነራዊት ትግራይ ወይ መራሕቲ ወያነ ተሳዒሮም ዮም ኣብቲ ናይ መጀመርትራ ግዜ 2018 ተመለስ ድሕሪ መረጻ ሓንትኣ ኣላ ብዛላምበሳ ይብሃል ኔሩ ሕጂ?? ስዩም መስፉን: ኩሎም መራሕቲ ትግራይ እንታይ ይብሉ ነሮም?? ሕጂ ኣበይ ኣለዉ ካብዚ ንላዕሊ ስዕረት ከመይ ተጸቢኻ ኔርካ? ሓሸም ሸም ኣቢልዎም ሰራዊት ኢሰያስ ኣራዊት
ኣነ ሕጅ ኣብ ጀርመን ኣለኹ ሳሚ ሓወይ ኩሎም ሰድራኻ ኸ ብሓንስብ ኣለኹም ብዓልቲ ቤትካ ምሕረት ሃይለ ከኣ ስላም በለለይ ጓል ሓይለይ እያ ነይራ?
ሳሚ ሓወይ ከመይ ኣለኻ ኣጥዕናኻን ሰራሕካ ዓወትን ኣሳልጦን እምየል ምስደቅኻን ብዓልቲ ቤትካን ኣነምስግና ክፍሌሱስ እባሃል ወዲ ሓይልኻን ናይ ቀረባ እየ? መጥቃዕቲ ባረንቱ ኣብ ሞጎሎ ዘይተጸበናዮ መስዋእቲ ከጋጥመና መሩጻት ብጾት ገዲፍና ክንወጽእ ብዓል ሳምሶን ምልክት
@dehayeritrea8394
Жыл бұрын
ሰላም ሰብ ቀደም ከመይ ትኸውን ኣለኻ። እንቋዕ ደሃይካ ሰማዕኩ። ሓቅኻ ኣብ መጥቃዕቲ ባረንቱ ኣብ መጎሎን ምድረ ባርካን ዝተፈጸመ ጀግንነት ዝወዓለ ጥራሕ እዩ ዝፈልጦ። ናይ ቀደም ተዘክሮና ከነሐድስ ኣብ ዝጠዓመካ ግዜ ብቑጽሪ ቴሌፎነይ +447903574934 ክትድውለለይ ትኽእል ኢኻ። ስልክኻ እንተጽሒፍካለይ ከኣ ባዕለይ ክድውለልካ እየ!!
Thank you Samuel and Dr. Assefaw. One would have thought the interview was on the outcome of the two year bloody and destructive war. Here is my opinion. The war was ferocious and, sadly, many lives have been lost from all sides and millions have been displaced mainly from Tigrai. It is also sad that the social and economic infrastructure of Tigrai have been destroyed completely. Moreover, the TPLF dream of regaining control of Ethiopia have been shattered once and for ever. In fact, Tigrian forces are now in the process of being disarmed and the Federal forces are in full control of Tigrai including the Ethio-Eritrean border area. Moreover, Eritrea has completely regained it's internationally recognized border which was under the control of Tigrain forces for more than twenty years. I pray to the Almighty that the cases of Wolkait and Ray regions, which were within Tigrai before the war erupted but which are currently under the control of Amhara forces, will be settled peacefully. To my opinion this is a bird's-eye view of the balance-sheet of the outcome of the war.
Dr assefaw halewlew " Wagner" gud eyu lezeben
ንገብሮ ዳአ የብልናን እምበር ኢሰያስ ሕጂ ጥዑይ ምሕደራ ከምፅእ እዩ ኢልካ ዝሕሰብ አይኮነን ስለዝክነ መራሒ እየ ስለዝብል ንህዝቢ ኢርትራ ድማ ስለዝንዕቆ አብ ዕንኪልል እዩ ዛቱ እምበርከ
ኢሰያስ both sides ተጠቒሙ ኣሎ ምስ ኬንያ ስምምዕ ስለ ዝገበረ ምክንያቱ ራሻ እንተስዒራ ሒዙዋ ኣሎ ይኩሬንን NATO ን ኢንተስዒሮም ብመንገዲ ኬንያ ወይ እንግሊዝ ኢሉውን ኣሜሪካ ሒዙ ኣሎ መገላበጢ position ይሕዝ ከምዘሎ ነስተውዕል
ሐሳወይ ዓጋመ አረጊተሸ ሐሳወይ
Well said. Thanks guys.
ዶክቶር ኣሰፋው ንህዝቢ ኤርትራ ደበሱ ነቲ ሰርዓት ምልጋስ ኢዩ።
ዶ/ር ኣሰፋው መሕፈሪ ? አሞ አሪትራዊስ ወያነ ክሳብ መረብ ሰጊራ ትመጽእ ወንገል ዳዊት ሒዙ ክጽበያ ነይርዎ ኢልካ ትሓስብ ኔርካ?
ሽግር እዮ ኢሎሞ ኢልኻ ምዚራብ ክልቲኦም ሳሚኤል አሰፋውን ምስቶም 300 ኤርትራዊ ዝፈረመ አለው። ትግራይ Jenocide ተፈጸምዎ ። መልሲ ኻባኩም ፈረምቲ ወይ ዘረጋገጽኩም ተለኩም ገለ በሉና.
ብዓል ትግራይ ትዕወት ።ሃገር ኣይፈረስትን እካዲኣ በርቲዓ ።ኣሰፋው ኣዲስ ክርድካ ኣይትህረምና ብጃኹም ተቅላይ ሚንስተር ዶ ከበልካን። ክንሪኢ ኢና መን ከም ትዕወት ትግራይዶ ኤርትራ ኢልካ ።ሕጂኸ ዕሱብ ኣሰፋው ።ትዳጋግሞ ኣሎኻ ግላዊ ጽልእኻ ጸሊእናዮ።ኣሰፋው
ዶክተር ትርጉም ኣልቦ ኢኻ ምስ ተድሮስ ኣድሓኖም ተርኮስኮስ ኢናበልካ ኣንጻር ሃግርካ ጽቡቅ ኣይኮነን
@tesfaiale6735
Жыл бұрын
ንስኻ ኮ ትርጉም ሃልይካ ባርያ