Dehay Eritrea ደራሲ “ዓለም ዕዳጋ” ዳንኤል ዝምጒተሉ ኣገባብ ለውጢ እንታይ እዩ? ደሃይ ኤርትራ

Dehay Eritrea
ደራሲ “ዓለም ዕዳጋ” ዳንኤል ዝምጒተሉ ኣገባብ ለውጢ እንታይ እዩ?
ዳንኤል፡ እዚ ኣብ ኤርትራውያን ደገፍትን ተቓወምትን እናተባህለ ዝረአ ዘሎ ምትፍናን ብዘተን ልዝብን ክጸብብ ብኢሂን ምሂን ክለዝብ፡ እቲ ንልዕሊ ፍርቂ ዘመን፡ ንዓድን ዓውድን ዝበሓተ፡ ፖለቲካውን ባህላውን፡ ድኽነት፡ እንተስ ብሱቕታና፡ እንተስ ብጣቕዒትና ዝፈጠርናዮ ድኽመት ስለዝዀነ ካብ ቲፎዘነት ወጺእና፡ ኣተሓሳስባና ኣማእዚንና ንብድሆታትና ክንገጥሞ ኣሎና ንዝብል ሓሳቡ ምስ ደሃይ ኤርትራ ዘትይሉ ኣሎ ምክትታልኩም ንዕድም።
ኣዳላውን ኣቕራብን ሳሙኤል ገብረሂወት ( ዓካ ዓካ)
04 ሓምለ 2024
#bahgnatv #Eritrea #Tigringiamusic #Ethiopianmusic #Eritreanmovie #Eritreancomedy #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #edf #taezimselam #OldTigrignaClassicalMusic #eritreanmusic #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #TigrignaDerfi2021 #AwdametDerfiTigrigna #OldTigrignaClassicalMusic #eritreanmusic #tigrignamusic #NewEritreanMusic2020 #Eritreanmusic #Eritreansong #Eritreannewsong #melakeabraham #MusicofEritrean #MusicofTgirigna #EritreanWeddingMusic #EritreanWeddingSong #EritreanBestGuayla #Eritreanawdametmusic #EritreanAwdametguayla #EritreanAwdametsong #NewEritreanSongs #NewEritreanMusic #BestEritreanguayla #Eritreannewmusic #Tigirignamusic #Eritreanguayla #Eritreanbestmusic #Eritriantigirgnaguayla #tigirignaguayla #Besttigirignaguayla #besttigrignamusic #besttigrignaguayla #Tigrignaguayla2020 #EritreanMusic2020 #Tigrignamusic2020 #EritreanWeddingsongs #EritreanWeddingMusic #OldEritreanMusic #OldTghirignaMusic #Eritreanderfi #OldEritreanSongs #EthiopianMusic #EthiopianSong #Ethiopiandrama #Ethiopiantgraymusic #EthiopianAmharicMusic #Ethiopianfilm #Ethiopiancomedy #Ethiopianfilms #Ethiopianmusics2020 #AmharicMusic #OldAmharicsong #OldAmharicMusic #Ethiopiansongs2020 #Ethiopiannewsongs #Ethiopiannewmusic #MusicofEthiopia #EthiopianMovies #Ethiopiannewmovie #EthiopianMovie #EritreanDrama #EritreanMovie #Eritreanfilm #Eritreannewmovies #EritreanDramas #Eritrean2020bestdrama #Eritreanbestfilms #Eritreanbestfilm #Eritreandrama2020 #BestEritreandrama #EritreanBestdrama2020 #TigrignaDerfi #TigrignaDrama #DerfiTigrignaEritrea #DerfiTigrignaEthiopian #NewTigirignaDerfi #HadishTigrignaDerfi #TigrignaBahlawiDerfi #TigrignaMeraDerfi #HadishDerfiTigrigna #TigrignaAwdametMusic #TigrignaAwdametDerfi #TigrignaDerfi #DerfiKedem #Tigrignaderif2020 #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2018 #TigrignaDerfi2018 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #TigrignaDerfi2021 #AwdametDerfiTigrigna #OldTigrignaClassicalMusic #WolaytaMusic #Eritreanmusic #bahgnatv #Eritrea #Tigringiamusic #Ethiopianmusic #Eritreanmovie #Eritreancomedy #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #edf #taezimselam #OldTigrignaClassicalMusic #eritreanmusic #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #TigrignaDerfi2021 #AwdametDerfiTigrigna #OldTigrignaClassicalMusic #eritreanmusic #tigrignamusic #NewEritreanMusic2020 #Eritreanmusic #Eritreansong #Eritreannewsong #melakeabraham #MusicofEritrean #MusicofTgirigna #EritreanWeddingMusic #EritreanWeddingSong #EritreanBestGuayla #Eritreanawdametmusic #EritreanAwdametguayla #EritreanAwdametsong #NewEritreanSongs #NewEritreanMusic #BestEritreanguayla #Eritreannewmusic #Tigirignamusic #Eritreanguayla #Eritreanbestmusic #Eritriantigirgnaguayla #tigirignaguayla #Besttigirignaguayla #besttigrignamusic #besttigrignaguayla #Tigrignaguayla2020 #EritreanMusic2020 #Tigrignamusic2020 #EritreanWeddingsongs #EritreanWeddingMusic #OldEritreanMusic #OldTghirignaMusic #Eritreanderfi #OldEritreanSongs #EthiopianMusic #EthiopianSong #Ethiopiandrama #Ethiopiantgraymusic #EthiopianAmharicMusic #Ethiopianfilm #Ethiopiancomedy #Ethiopianfilms #Ethiopianmusics2020 #AmharicMusic #OldAmharicsong #OldAmharicMusic #Ethiopiansongs2020 #Ethiopiannewsongs #Ethiopiannewmusic #MusicofEthiopia #EthiopianMovies #Ethiopiannewmovie #EthiopianMovie #EritreanDrama #EritreanMovie #Eritreanfilm #Eritreannewmovies #EritreanDramas #Eritrean2020bestdrama #Eritreanbestfilms #Eritreanbestfilm #Eritreandrama2020 #BestEritreandrama #EritreanBestdrama2020 #TigrignaDerfi #TigrignaDrama #DerfiTigrignaEritrea #DerfiTigrignaEthiopian #NewTigirignaDerfi #HadishTigrignaDerfi #TigrignaBahlawiDerfi #TigrignaMeraDerfi #HadishDerfiTigrigna #TigrignaAwdametMusic #TigrignaAwdametDerfi #TigrignaDerfi #DerfiKedem #Tigrignaderif2020 #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2018 #TigrignaDerfi2018 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #TigrignaDerfi2021 #AwdametDerfiTigrigna #oldtigrignaclassicalmusic
ደሃይ ኤርትራ!

Пікірлер: 31

  • @yohannesdesta6954
    @yohannesdesta69547 күн бұрын

    Thank you 👊🏿ሜ⚖️ሜዛናዊ ፣ብቁጴር ምሕሳብ።⚖️⚖️ℹ️ℹ️🤝🏿

  • @robsnet7976
    @robsnet79767 күн бұрын

    Simply fantastique! More than the book( though still to read it) is the brilliant verbal narration . I pray and hope this book will open the eyes and perception of many Eritrean folks. Congratulations, Haw Danny!!

  • @teclemariamkidane257
    @teclemariamkidane2576 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @habtomgebrengus-it1om
    @habtomgebrengus-it1om6 күн бұрын

    Good anlysis❤

  • @user-om4vw9tg2u
    @user-om4vw9tg2u7 күн бұрын

    Btaemi Xbuk, menfeska zehedsn agelalxa yu mo ab kalay kfalul ke bselam yerakbena.

  • @teclemariamkidane257
    @teclemariamkidane2576 күн бұрын

    ❤😮0:21 0:26

  • @ben5115
    @ben51156 күн бұрын

    He is my Teacher I have great respect for him and his valuable works

  • @loli8ion
    @loli8ion6 күн бұрын

    “Ubuntu”!🙏🏽

  • @temporary995
    @temporary9956 күн бұрын

    ሓው ሳሙኤል ብሉጽ መደብ ከም ወትሩ

  • @danieltekle109
    @danieltekle1096 күн бұрын

    ወላ ክሳዕ ዓዲ ሃሎ "like, share” ንበሎ!

  • @tesfazghibeyene7848
    @tesfazghibeyene78487 күн бұрын

    Mihnxax dob eta meftih mejemerit selam eya, kalie dhri nenatka mflatka do aykenen enkan haban tbehahalelu. Abzia eske kurub hasabom knsemie ?

  • @teweldehabtesus9485
    @teweldehabtesus94856 күн бұрын

    Deki Alula tbla zeleka kem isaias tisehter Aleka nueshtei wedi Berad

  • @YonasGebremariam-m8o
    @YonasGebremariam-m8o7 күн бұрын

    ሰላም፡ሓው፡ዳኒኤል፡ብዛዕባ፡ኣጠቓቕማ፡ቓላት፡ኣባጅጎ፡እግዚኣቢሄር፡ኣይኮነን።ግብጻውያን፡ናይ፡ማይ፡ኣምላኽ፡ኢሎም፡ዝኣምንዎ፡ናይ፡ጣኦት፡ኣምላኽ፡እዩ፡ነይሩ።እዚ፡ንእግዝኣቢሄር፡ዝትክእ፡ኣይኮነን።

  • @danieltekle109

    @danieltekle109

    7 күн бұрын

    ግርም ሕራይ!

  • @Rtt34567
    @Rtt345677 күн бұрын

    ለባም ኣይጸነተን ማለት ኢዩ ካብ ቡሱል ጥረ ዝተረፈ ሓደ ለባም ሰብኣይ

  • @nationalinterest6656
    @nationalinterest66566 күн бұрын

    Bejaka eba degagmo

  • @user-cx4vv6gv2q
    @user-cx4vv6gv2q7 күн бұрын

    Ezi sebay kulu negeru fictional eyu😂

  • @Rtt34567
    @Rtt345677 күн бұрын

    እዚ ሰባኣይ ቡሱል ኢዩ

  • @adamismail9137
    @adamismail91377 күн бұрын

    The Father of Poverty is Mr .Isaias Afwerki and it's by plan . In A rebic well known Saying " Hang your Dog in Order to Follow you " And Isaias has Few Business collective .

  • @user-cx4vv6gv2q
    @user-cx4vv6gv2q7 күн бұрын

    ATO Samuel dehri gugle 15 , ezom deqi alula ab Eritrea teaquibom zeneberu seltan mes hazu kem Beal hagos Kesha bajet nay mulue Hager gebitom neti gujele 15 zetaqawemwo nay tegray tigrgne Elama nab hebreteseb Eritrea keetwewo herdeg yeblu alewu, keseltom Elka zey heseb eyu, eti wedebat neqihu eyu , lieli kulu kea eti 8 Niger Enda belu zeqalelwo hebreteseb zedeqese atomic bomb kekhwenu kem zekhelu ayfeletun zelewu nezi gashakha aytedkem Belo, rekhus menfes zelewu eyu

  • @danieltekle109

    @danieltekle109

    7 күн бұрын

    መናፍስቲ ኣለልዩ ዝፈልጥ ብርሃን ካብ ተዓደልካ: "ርኹስ መንፈስ" ዝባረረሉ መኣዲስራሕከ ደሃያዶ'ለካ? ምስ ሰላምታ።

  • @user-cx4vv6gv2q

    @user-cx4vv6gv2q

    7 күн бұрын

    @@danieltekle109 Eritreawi tezabay eyu

  • @user-cx4vv6gv2q

    @user-cx4vv6gv2q

    7 күн бұрын

    @@danieltekle109 series equa nenaxnet beqie, hji gedkhum eyu

  • @SHaile-xu9ub
    @SHaile-xu9ub7 күн бұрын

    ሰላም ዳንን- ሳምን- ኤል (el = God or deity)፡ ዳንኤል፡ ካብ ዝበልካዮ እምበር፡ መጽሓፍካ ኣየንበብክዋን። ናይ ተዋህዶ ትምህርቲ ሃይማኖት ከምዚ ኢሉ ይጅምር፣ መን ፈጠረካ? ስላሴ። ስላሴ ክንደይ ይኾኑ? ሓደ ይኾኑ ሰለስተ ይኾኑ (እዝጊን፡ ወለዝጊን፡ መንፈስ ቅዱስን።) ብናተይ ኣረዳድኣ ሰለስቲኦም ዝተፈላለዩ ሰለስተ እዮ። ኩሉ ሰብ መንፈስ ቅዱስ (ክሓስብ ዝኽእን ሓንጎል) ኣለዎ። ኣብ ምእማንን ዘይምእማንን ዘሎ ፍልልይ፡ ኣብ እዝጊን ወለዝጊን ዘሎን ዘለናን ኣረኣእያ እዩ። ዳንኤል ብዛዕባ ታሪኽ ብሉይ ኪዳን ከም ዝበሎን ዝተረዳእክዎን፡ ናይ ሓደ ህዝቢ ታሪኽ ከም ዝኾነ እዩ። ኣብ ክርስትና (ሓድሽ ኪዳን) ክሳዕ ሕጂ ዝበሎ ግና ናብ ሃይማኖትን፡ ጽድቅን ሓጥያትን፡ ጽቡቕን ሕማቕን፡ ገይሩ ዘቕረቦ ይመስለኒ። ብናተይ ኣረዳድኣ ሓድሽ ኪዳን'ውን ታሪኽ ሰዓብቲ ወለዝጊ ብሃልቲ (ክርስትያን) እዩ። ሰባት ንታሪኽ ብሉይ ኪዳን ዓመተ ዓለም ቢሎም፡ ነዚ ሓድሽ ዘመን ግና ዓመተ ምሕረት ሰይሞም፡ ወለዝጊ ተሰዊኡልና እዩ፡ ድሕሪ ደጊም ብደሙ ኣንጺሁና እዩ (ሃየ!) እንዳበሉ፡ ንባዕሎም ዘታልልሉ ዘመን እዩ። መስዋእቲ ከም ጽድቒ ምውሳድ ዝተጀመረሉ እውን ካብ መስዋእቲ ወለዝጊ እዩ። ዋላ እንተሓጥእና ይቕረ ሓቲትና ይቕረ ክገብረልና እዩ እንዳተባህለ ባዕልኻ ፈራዲ ዝተኾነሉ ዘመን እዩ። እምነት ልቸንሳ (ፍቓድ) ንሓጥያት ዝኾነትሉ ዘመን እዩ። ደሙን ስግኡን በሊዕና ነጺህና ኢና እንዳበልካ፡ ቅንዕናን ዘይቅንዕናን ኣብ ክንዲ ባዕልኻ መዚንካ፡ "ከምቲ ሕማቕ ክገብሩኒ ዘይደሊ፡ ሕማቕ ክገብር የብለይን" ዝብል መርሆ ምኽታል፡ ንእዝጊን ወለዝግን ተጠቕምካ ንባዕልኻ ምትላል እዩ።

  • @eyasuyonas5626
    @eyasuyonas56266 күн бұрын

    ሰላም ንኩሉኩም ሳሚኤል አቃራርባካን እተቅርቦም ሰባት ማሃርንት አላዘብቲ ብምኳኖም ደሰ እናበለኒ መደባትካ ይከታተሉ ኢየ የቀንየልና ዕድመ ይሃብካ ፈጣሪ❤❤ ሎሚ ድማ ፍልይ ዝበለ ምሰ ሐሳበይ ተሳማሚዑ ቡዙሕ ተማሂረ የቀንየልና❤❤ ደጋግምካ ክተቅሪበልና ንምሕነካ አና ዓሜቅ ትሕዝቶን ተመኩሮን አለዊ ኮይኑ ተሰሚዕኒ ናዓይ እም ሕቶይ መጻሕፍቲ ምብርካት ከምዘለዊ ኮይኑ አብ መአዲ ዘተ ይቀርብ ዶ ይከዉን?

  • @loli8ion
    @loli8ion6 күн бұрын

    ሰራውርን ዕምቆትን ሕዱር ሕማም/ባህርያት/ስነ-አእሙሮ ናይ ስርዓታት ውልቀ-መለኽቲ/ሕሉፋት ጸጋማውያንን የማናውያንን ዘይግንዘቦ ኮይኑ ይስመዓኒ፣ ካስትሮን ኪምን ፑተንን ንህዝቦም ብሽቑጥቁጥ ዘንብርዎ ዘሎዉ ደቂ አሉላ ስለ ዝኾኑ አይኮነን፣ ስታሊን ንትሮትስኪ አብ እተዓቖበሉ መክሲኮ ቀተልቲ ልኢኹ ዘጥፈኦ ወዲ አሉላ ክይኑ አይኮነ።🙏🏽🕊

  • @solomonsebhabtu5486
    @solomonsebhabtu54867 күн бұрын

    Are you a politician or a preacher you just mixed up things how grown every body knows funny 😂

  • @wediere2238
    @wediere22387 күн бұрын

    ኣቶ ዳንኔል ዓለም ዕዳጋ ዶ በልካ ትኽክል ኣሎኻ ምዕራባውያን ኣብ ዕዳጋ ኣውሪዶም ብኢድ ኣዙር መግዛእቲ ክእውጁልና ስቕ ኢልና ክንርእዮም ኣይንኽ እልን ኢና፡ ደሓር ከኣ ንሕና ኤርትራውያን እንበር ደቂ ኣሉላ ኣይኮናን ካልእ ዘየለ ታሪኽ ኣይትመድር ኣጋዝያዊ ዝኾነ ኣታሓሳስባ ዘማዕበልካ ኢኻ አስል። እዚ ትዛረቦ ዘሎኻ እንታዝኾውን ንዓና ኤርትራውያን መሓሸና ኣቦይ ዳኒኤል፡ ጸላኢ የብልናን ትብልሲ መሓፈርካ ንሃገር ክንሕሉ ዶ ኣይኮናን ኣብ 3ወራራት ልዕሊ 19፡000 ዶ ኣይሰዋእናን ዲና ንበሰልናን ብረብሓናን ሃገርናን ኣይንጓናብሕን ኢና ኣብ ምዕራባዊ ሃገራት ትቕመጡ ዘሎኹም ኤርትራውያን እቲ ሓቂ እንዳፈለጥኩም ክትዋርዘዩን ንዓና ንመንእሰያት ነንሕድሕድና ከተቃትሉና ብቃላትኩም ኣብ ሜድያ እንዳወርወርኩም ከተዳኽሩን እንበር ሰላም ዘሚርኩም ኣይትፈልጡን ብሕልፊ ኣብ ደሃይ ኤርትራ ትዕደሙ ኣቦታት፡ ሃገረ ኤርትራ ክንደይ ምሁራትን መስተውዓልትን ሽሓኒ ምዕራባውያን ዘይልምጹን ሃገር ዝመርሑ መንእሰያት ኣፍርያ ኣላ እቲ ንሃገር ዝተቕስለሰን ዝደመየን ከኣ ሃገር ምምራሕ ኣይኮነን ልዕሊኡ ምተገበኦ ኣብ ስደት ኮንካ ኣብ ጥጡሕ ሳሎን ኮፍ ኢልካ ከምዚዶ ከምዚ ክትብሉ ግን ዓገብ ዓገብ ብሕልፊ ቶም ኣቦታትና ብታሪኽ ትሕተቱ ኣብ ዓይንሉም ዘሎ ገፈል ቕድም ኣልግሱ ንዞም መንእሰያት ዘየለ ስእሊ ወልቂ ረብሓኹምን ሽግርኩምን ኣይትግበሩና ንብለኩም።

  • @ttek9180
    @ttek91805 күн бұрын

    ዋእ ሐውና ዳንኤል ብጽሑፍ አበርክቶኻ ንንእደካ። አብ ጉዳይ መጽሐፍ ቅዱስ ግን ናትካ አፍልጦ ድሩት ኢዩ ዝመስል። ሐዲሽ ኪዳን ሮማውያን አስፋሕፊሖሞ ዝብል ግጉይ ኢዩ። ንሐዲሽን ብሉይን ኪዳን ብግቡእ ዘንበብካ'ውን አይትመስልን። ንወንጌል አብ መላእ ዓለም ዘስፋሕፍሑ፣ እቶም የሱስ ክርስቶስ ብግቡእ ዘስተምሃሮም 12 ሃዋርያት ኢዮም። " የሱስ ክልእኮም ከሎ ዝበሎም ከአ፣ ብመሰረት ማቴዎስ 28: 19-20: "ስለዚ ኺዱ ንዅሎም ኣህዛብ ብስም ኣቦን ወድን መንፈስ ቅዱስን እናኣጥመቕኩም፡ ዝኣዘዝኩኹም ኵሉ ኺሕልዉ ኸኣ እናመሀርኩም፡ ደቀ መዛሙርቲ ግበርዎም። እንሆ ድማ፡ ኣነ ኽሳዕ መወዳእታ ዓለም ኵሉ መዓልቲ ምሳኻትኩም እየ። " ክብሎም ከሎ ብግልጺ ነንብብ። ሮማውያን ግደፍ ከስፋሕፍሕዎስ ይትረፍ ንዓታቶም ንምጥፋእ ይሃድንዎም ኢዮም ኔሮም። ነቲ አብ ሮማ ብሐላፍነት ዘስፋሕፍሖ ዝነበረ ሃዋርያ ጰጥሮስ ከአ ሮማውያን ከምዝሰቐልዎ ኢና እንርኢ። ወንጌል ምስፍሕፋሕ ተልእኾ አምላኽ'ምበር ተልእኾ ሰብ አይኮነን። ስለዚ አብ ተሞክሮኻ ተመርኲስካ ብዛዕባቲ እትርእዮ እትሰምዖ ምድራዊ አፍልጦ ጥራሕ አቶኲርካ ፍልጠትካ ከተበርክት ብትሕትና የተሐሳስበካ።

  • @danieltekle109

    @danieltekle109

    3 күн бұрын

    ሰላም ክቡር ሓው: ኣበሃህላይ: "ብዛዕባ መጽሓፍ ቅዱስ ኣፍልጦ'ለኒ” ዝመስል ብድዐ ዘንጸባርቕ መልእኽቲ እንተ ሃልይዎ: ንስሓ ዘይሰርዮ ሓጢኣተይ ኢዩ። ክልተ ሸውዓተ'ኳ ዝኣኽለኒ ኣይመስልን!! ካብ በልካ ግን: ኣብ እዋን ሮማውያን: ኣብ ትሕቲ ሓደ መንግስቲ ዝመሓደር ዝንበረ ጂኦግራፊ ኣዝዩ ዓቢ: ኣብቲ እዋን ዝመርሕ ዝነበረ ፖለቲካን ጥበብ ኣጸዋውታን ዝጥንፎ ዝነበር ብዝሒ ደቂ ኣዳም ኣዝዩ ብዙሕ ስለዝነበረ: ክርስትና ንምስፍሕፋሕ ዘሳለጠ መድረኽ (plat form) ኔሩ ምባል: ፖለቲካዊ ኣረኣእያ ኢዩ። ዘይምንባብ ወይ ድማ ዘይምርዳእ ትሕዝቶ መጽሓፍ ቅዱስ ኣየስምዕን። ኣበሃህላኻ ግን ኣብ በዓቲ እናነበረ ጥራይ እግሩ ክኸይድ ትሕዝቶ ናይዛ ዓለም ዕዳጋ ዝመነነ ባሕታዊ ዝብሎ'ዩ ዝመስል። ስለዚ ናብዛ ዓለም ዕዳጋ ክትመጽእ'ሞ ኣብ ቃልሲ ኣንጻር ድኽነት ንእዋን ብዘርብሕ ምኹስኳስ መኣዲ ስራሕ ክትዋሳእ ጽቡቕ ፍቓድካ ምስ ኮነ ደሃይ ግበር!

  • @fiory25
    @fiory257 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤

Келесі