Dehay Eritrea ኤርትራውያን ከም ዜጋታት ብሓደ ንሓስበሉ እዋን ሕጂ እዩ! ደሃይ ኤርትራ

Dehay Eritrea ኤርትራውያን ከም ዜጋታት ብሓደ ንሓስበሉ እዋን ሕጂ እዩ!
“ህዝቢ ኤርትራ ካብዚ ገጢምዎ ዘሎ ውድቀት ክላቀቅ ኣንተኾይኑ ክልሰ ሓሳብ (Theory) ከማዕብል ኣለዎ። መቸም ከምቲ ዝኾንናዮ ሕጂውን ብሃውሪ ብዝመስለና ኬድና ናብ ሓደ መዕለቢ ክብጻሕ ኣይከኣልን እዩ። ምብትታን በብሓደ ክትከዶ ይከኣል እዩ። ንምትእኽኻብ ግን ግድን በብጽሒትካ ከትወስድ የድሊ። ኣብታ ናይ ሓባር ርስቲ ዝኾነት መሬት ክሳብ ዝረኽባ 'ጭንን' ዝብል ኤርትራዊ ኣብ ብዙሕ ምድባት ከምዘሎ ክንሓስብ ጽቡቕ እመስለኒ። ወላ ሓደ ኤርትራዊ ዜጋ ኣብ መሬቱ ተኣማሚኑ ብኹርዓት ዝነብር የልቦን። እቲ ዝሕልዋ ዝመስሎ፡ ከም ዕንቊ ክትጠፍኦ ትኽእል እያ። እቲ ዝጠፍአ ዝመስሎ ድማ ናብ መረበቱ ሓደ መዓልቲ ክምለስ ብዙሕ ዕድል ኣለዎ። ስለዚ ኤርትራውያን ልዕሊ ማንም ግዜ ሎሚ ከም ዜጋታት ብጉዳይ ሃገርናን ህዝብናን ብሓባር ክንዝትን ክንረዳዳእን ይግባእ!" ይብል ኢንጂነር ሳሙኤል ሓይልኣብ!
ብዛዕባ እቲ ሓሳብ ተዘራሪብና ኣለና ምክትታል ናባኹም!
ኣዳላውን ኣቕራብን ሳሙኤል ገብረሂወት (ዓካ ዓካ)
01 ሚያዝያ 2023
ደሃይ ኤርትራ

Пікірлер: 32

  • @user-xq5po5vb8s
    @user-xq5po5vb8s Жыл бұрын

    ግርም ጌርካ ዓካ ዓካ ፣ ሎሚ ካብ ማርስ ዝመጸ ኤርትራዊ ከተቕርብ ምኽኣልካ ።

  • @adhanomwerede7810
    @adhanomwerede7810 Жыл бұрын

    ብጣዕሚ ኣዝዩ በሊሕ ዜጋ ። ሃገር ሰብ ኣለዋ ።

  • @teklusolomonyosab9250
    @teklusolomonyosab9250 Жыл бұрын

    ሳሚ ደስ ዝብል ኣብዚ መድረክ ምምጻእካ

  • @fiory25
    @fiory25 Жыл бұрын

    ጋዜጠኛ ሳሚ (ዓካ ዓካ) ኣብ ህዝቢኻ ዘለካ ተጋዳስነት ነመስግነካ::ኣጆኻ ቀጽሎ:: ❤❤❤

  • @edentsegay1457
    @edentsegay1457 Жыл бұрын

    Samuel Haileab, You have a deeper understanding beyond your explanation about the current Eritrean situation. You’re expressing practically the reality and we must be humble 😊

  • @adhanomwerede7810
    @adhanomwerede7810 Жыл бұрын

    Brilliant ❤

  • @goitomfessaha2690
    @goitomfessaha2690 Жыл бұрын

    Welcome Dehay Eritrea

  • @woldeamlake.7019
    @woldeamlake.7019 Жыл бұрын

    This opinion would be good if we had have a government, and functional institutions , but we are in a very authoritarian dictatorship system.

  • @berhanemedhanie9583
    @berhanemedhanie9583 Жыл бұрын

    ጽቡቕ ትሕዝቶ ኢዩ ኣብ ቤተ ክርስትያን ዘሎ እኮ ሓደ ንመግስትና ጾሩን ጸላእቱም ኣጥፋኣሉ ዝብልን ፡ ብኹሉ ተበዲልና ኣለና'ሞ መራሕትና ቐይረልና ዝብሉን ኣብይ ይራኸቡ ?

  • @yonashagos3406
    @yonashagos3406 Жыл бұрын

    Are you serious, still talking about investment in Eritrea, I can't even comprehend you take this as a topic,you really think Isayas Afewerqi is going to let you Invest let alone visit your family in Eritrea, sad,

  • @dawitsahle9911
    @dawitsahle9911 Жыл бұрын

    ክላእ...እዚ ድኣ ማይ ዘይሓለፎ ህግደፍ እንድዩ: ኢንጅነር ህዝቢ እዩ ሃገር: ኣበይ ኮይንካ ን ሽፍታ ክትብድሆ????

  • @hadaswolde
    @hadaswolde Жыл бұрын

    እዚ ወፍሪ ዝበሃል ነቶም ቤተሰብ ናይ ሰበስልጣን መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ወጻኢ ንብረት ዝገበሩ ዝምልከት ይመስለኒ

  • @amiryohannes1083
    @amiryohannes1083 Жыл бұрын

    Nice program sami interesting

  • @letigebrekristos3282
    @letigebrekristos3282 Жыл бұрын

    ልክዕ ሕጂ እዩ።

  • @bereketeabogbaslassiewelde117
    @bereketeabogbaslassiewelde117 Жыл бұрын

    ኣብ ኤርትራ ሃገርና: ዝኾነ ሰብ: ንሂወቱ ይኹን ንንብረቱ ውሕስነት የብሉን።

  • @dawitsahle9911
    @dawitsahle9911 Жыл бұрын

    ዓካ ዓካ ንስኻ ትገድድ

  • @dahlakdahlak9695
    @dahlakdahlak9695 Жыл бұрын

    As usual Obviously ....ever እምበር ከ ቀደም ካብ ቀደምን ንሓዋሩን እምበር ። ከም ሰብን ሕብረተሰብን ከም ዜጋን ደአ ዝነበረን ዘሎን ዝወራረስን ዘልአለማውን እዩ። ኤርትራ ኤርትራ በዓል ...ተደምሲሱ መስዋእታ ብሓርነት ተደቢሱ ! ...... . ..... . ........ ..... !

  • @yemanemebrahtu1477
    @yemanemebrahtu1477 Жыл бұрын

    ሓሳቡ ቅቡል ኣይኮነን

  • @samuelhaileab9281

    @samuelhaileab9281

    Жыл бұрын

    ሓሳበይ ቅቡል ዘይክኸውን ይኽእል እዩ፡ ከም ኤርትራውያን ግን ቅኑዕ ኣንብሎ ሕሳብ ንፈትሽ በሃላይ እየ። የቀነየለይ ስለ ተገዳስነትካ!

  • @tecleghebremariam
    @tecleghebremariam Жыл бұрын

    ሓው ሰሚኤል ገብሪሂወት: መድያኻ ንኹሉ ከምዘሳትፍ ተመስክር ኣለኻ: ነዚ'ውን ቡዙሕ ምስጋና እግባኣካ:: እንተ ካብዚ ጋሻ ኢልካ ዘቕርብካዮ ሰብ ዋላ ክንዲ ቕራፍ ቆሎ ትኹን ሃናጺ ሓሳብ እይረኸብኩን እንትርፎ ውዳሳ እቲ ፕረስደንት ኢሉ ዝጽውዖ ጋኔን:: እቲ ነዚ መደብ መበገሲ ዝኾነ: ጽሕፉ እዩ ትብሎ ጽሑፍ : ነዚ ሰብ'ዚ ዝምጥን ጽሑፍ ኣይኮነን: እቲ ጽሑፍ ናይ የማነ ህበይ ጥራይ እዩ ክኸውን ዝኽእል: እዚ ወዲ"ዚ ተሰካም ሳንጣ ናይ'ዞም ሃገርናን ህዝብናን ዝሕምሱ ዘለዉ ዉሑዳ ት ኣራዊት'ዩ:: እንተስኻ'ሞ በታ ዝጀመርካያ ዓቕሊ ጌርካ ክትሰምዖ ብምኽኣልካ እዝግሄር እሃብካ:: በጃኻ ድሕሪ ሕጂ ከምዚኦም ዘኣመሰሉ ሰባት ኒው በሎም ሽምካ ከይባላሽውልካ::

  • @meleseman9268

    @meleseman9268

    Жыл бұрын

    ፅቡቅ ሓሳብ ለባም ሓውና ከምኡ ብዝሑ::

  • @bteklegiorgis
    @bteklegiorgis Жыл бұрын

    እዛ አርእስት እዋናዊት እያ። ፕረሲደንት አብወጻኢ ዘለው ዜጋታት አብዚ ተሐሲቡ ዘሎ ዝመስል "development scheme"ህንጻ ሃገር ኤሪትራውያን ንዑ ናብ ሃገሮም ክምለሱ አለዎም አይበለን። ብናይተይ ርእይቶ መንግስቲ ብመጀመርያ ብዘይአፋላላይ ንኹሉ ዜጋ blanket amnesty ክእውጅ ይግበኦ። ብመንግስቲ አሰራርሐ ክፊእዎ ድዩ ምውጻእ መሪጹ ሰብ ስግረዶብ እንተኸይዱ ቅድም ምምላሲ ካብመንግሥቲ ምሕረት ክረክብ አለዎ።እዚ አብዝኾነ ሃገር ዝሥራሐሉ ስለዝኾነ ክገርመና የብሉን። አብዚ ሥግረዶብ ዝኸዱ ዘለው ካብ ጨቋኒ ምሕደራምበር ካብሃገር እንኳን ዝብሉ አይሰአኑን። ኤርትራያን አብዚ ፀዋዒት እምነት ክህልዎም እንተኾይኑ መንግሥቲ ክሳብ ሕጂ ዘይተራእዬ ሕጋዊ መሳርዕ ክእውጅ ይግባእ።

  • @tomasmogos6239
    @tomasmogos6239 Жыл бұрын

    እዚ ጋሻና ዕድለኛ'ዩ ከመይሲ፡ መጀመርያ እቲ መንግስቲ ናቱ ኢዩ ይብጽሖ'ዩ፡ ምኽኒያት እቲ መንግስቲ ናይ ኣውራጃ ሓማሴን'ዩ፡ ጋሻና ብግቡእ ተጣይሱ ፓስፖርት ኣውጺኡ ናብ ዘድልዮ ክፍሊ-ዓለም ዪገይሽ። እቲ ዘገርም ነገር ኣብ ኤሪትራ ብፍላይ ንሕና መንእሰያት ኣከለ ጉዛይ ምጥያስ፡ ናይ ኤሪትራ ፓስፖርት፡ ወረቐት መንነት ካልኦት መሰላትን...ወዘተ ንዓና ናይ ሕልሚ እንጀራ'ዩ። ስለዚ መንእሰይ ወገነይ ከምቲ ካብ ብ ህግደፍ ምጥያስ ኣፋናጣስ (ምፍንጣስ) ኢልና ባዕልና ናብ ስደት ብሓይልና ዝተጣየስና ሕጂውን ናይ ኣተሓሳስባና ጎይተት ክንከውንን ሓደራ ከይንታለል ንቕሓት ኣጥሪና ን ህግደፍን ኤሪትርውነትን ክንጽየኖ መጽዋዕታይ የቕርብ።

  • @tsegaia2909

    @tsegaia2909

    Жыл бұрын

    Eza Retoka Fahfa Elatka , Walas Kone Elika Eka Kemu Tbl Zelaka.

  • @hailewolde1816
    @hailewolde1816 Жыл бұрын

    ቅድሚ ሕጂ ዘውፈሩ ቁማር ተበሊዖም ተሪፎም ፡ ሕጂ ንኺድ እሞ ምስ እዚ ማፍያ ስርዓት ሓቢርና ንስራሕ ? ንባዕልኻ ድላይካ ግበር ጸገም የለን (PR) ናይ ህግደፍ ኮንካ ምቅራብ ግን ኣይግድን ።

  • @yonashagos3406
    @yonashagos3406 Жыл бұрын

    Stop calling him President please, doesn't deserve it. Maybe call him Ato Isayas Afewerqi.

  • @sinit2016
    @sinit2016 Жыл бұрын

    ህግደፍ ኢዩ እዚ ዳኣ ፡ ብዛዕባ ሃገር ዘዕነወ ገበነኛ ሓንቲ ከይተዛረበ ወዲእዋ ፕረሲደንት ጥራይ ክብል ፡ ነቶም ንኢሳይያስ ዝቃወሙ ተቛለስቲ ዳርጋ ኣወንታ ስራሕ ከም ዘይሰርሕ ክጥቅስ ይፍትን ፡ ንኢሳይያስ ግን ከም ጽቡቕ ከም ዘሎ ወፍሪ ዶ እሽምሽ ክብል ወዲእዋ ሕጊ ካኣ ይብል ኣብ ኤርትራ እንታይ ሕጊ ኣሎ፡ መንግስቲ ድማ ይብል መንግስቲ ዶ ኣሎ ኢዩ ኣብ ኤርትራ ? ተኽለ ዕዉር(ማንጁስ) ኣጥይስካ ይኸውን ምበር ግደፍ ንስኻ መንእሰይ ወዲ 65 ከማን ኣይተጣየስን ።

  • @semaineshtewolde4360
    @semaineshtewolde4360 Жыл бұрын

    ሐታቲ ዓጋመ Game over ሐሳዳት ቀማላት ዉጥም ዉጡም አብዚሕኩም አሎኹም በል በል አይትደቀስ ዉዒጊን

  • @adhanomwerede7810
    @adhanomwerede7810 Жыл бұрын

    ብጣዕሚ ኣዝዩ በሊሕ ዜጋ ። ሃገር ሰብ ኣለዋ ።

  • @adhanomwerede7810
    @adhanomwerede7810 Жыл бұрын

    ብጣዕሚ ኣዝዩ በሊሕ ዜጋ ። ሃገር ሰብ ኣለዋ ።

  • @adhanomwerede7810
    @adhanomwerede7810 Жыл бұрын

    ብጣዕሚ ኣዝዩ በሊሕ ዜጋ ። ሃገር ሰብ ኣለዋ ።

  • @adhanomwerede7810
    @adhanomwerede7810 Жыл бұрын

    ብጣዕሚ ኣዝዩ በሊሕ ዜጋ ። ሃገር ሰብ ኣለዋ ።

Келесі