Dehay Eritrea ተራ ዶር በረኸትን ዶር ሓረጎት ስዩምን ኣብ ምርቃቕ ቻርተር ውድብ ሓድነት ኣፍሪቃ 1963 እንታይ ነይሩ? ደሃይ ኤርትራ

Dehay Eritrea ተራ ዶር በረኸትን ዶር ሓረጎት ስዩምን ኣብ ምርቃቕ ቻርተር ውድብ ሓድነት ኣፍሪቃ 1963 እንታይ ነይሩ?
እቶም ሓሙሽተ ንቻርተር ውድብ ሓድነት ኣፍሪቃ ዘርቀቑ ሰባት’ከ እንመን ነበሩ?
7ይ ክፋል ቃለ መሕትት ምስ ዶር በረኸት ሃብተስላሰ
ኣዳላውን ኣቕራብን ሳሙኤል ገብረሂወት (ዓካ-ዓካ)
27 ሓምለ 2022 - ደሃይ ኤርትራ

Пікірлер: 26

  • @teklusolomonyosab9250
    @teklusolomonyosab92502 жыл бұрын

    ዝገርም ታሪክ ዘለዎ ዶክቶር በረከት

  • @tesfalemtewolde8352
    @tesfalemtewolde83522 жыл бұрын

    Doctor bereket nay behaki nhagerka bzuh serihka dika emo bhiwet keloka wala hade mealti bkwam temerihna rieika nebari seb slezyele ymneyelka amlak edmen tenan yhabka amlak

  • @genygen5351
    @genygen53512 жыл бұрын

    This media is one of my favorits. Keep going.

  • @almazweldu3914
    @almazweldu3914 Жыл бұрын

    ዓድና በዚ ዝነድፍክሞ ቅዋም አብ ስራሕ ዝዉዕለሉ አምላኸ ዓድመ ይሃብኩም 🙏🙏🙏 አምላኽ እዚ ሽይጣን ይጥፋአልና ባላዒ ስብ

  • @genygen5351
    @genygen53512 жыл бұрын

    What a great man, wish a well being.

  • @BekTesfa
    @BekTesfa Жыл бұрын

    Well done brining a great repository of history. This is a great content. Please put the part# on the title itself so people can follow the parts in sequential order.

  • @thedawnlight3902
    @thedawnlight39022 жыл бұрын

    ሳሚኤል እዛ መደብካ ጽብቅ እንድየ ዝከታተላ ግን ቁሩብ ኣብዛ ቪድዮ አዲት ምግባርስ ጸገም ኣሎ። እንተተማሓይሾ ጽቡቅ ኔሩ፡ እቲ ዝዓበየ ግን እቲ መልእክቲ ስለ ዝኮነ ጽቡቅ መደብ እዩ።

  • @degengedim7975
    @degengedim79752 жыл бұрын

    Dr. Berkeley. You have done a lot for Eritrea no question about it. You have given the authority for one person. This Constitution is the worst of it's kind. Hardly any Constitution bestow all key positions to one person. Land tenure is also another disaster.

  • @user-tl1ef3zi2e
    @user-tl1ef3zi2e2 ай бұрын

    Part 7

  • @kemmenbibu8246
    @kemmenbibu82462 жыл бұрын

    ሳሚኤል ገብሪሂወት ዓካዓካ (ሽሙኤል ገብሪሂወት)ተገዲስካ ክትሓተለይ ምደለኹአነ ሓደ ሕቶ አለኒ ንክቡር አቦና ፕሮፌስር በረኸት ሃብተስላስ

  • @Eritreafirst91
    @Eritreafirst91 Жыл бұрын

    ዝኸበርካ ሓው ሳሙኤል ዓካዓካ: ንእትገብሮ ዘለኻ ኣበርክቶ ዕዙዝ ምስጋና ኣለኒ:: ገለ ጽባሕ ክንረኽቦ ከጸግመና ዝኽእል ታሪክ ትስድ ኣለኻ ኣጆኻ:: ኣብዛ ናይ ኣቦና ፕሮ በረኸት ኩለን ክፋላት ቁጽሪ ብዘይምጽሓካ ቀዳማይ ብቅደም ተኸተል ክንከታተሎ የጸግመና ኣሎ : ካልኣይ ንዝሰማዕካዮ ምድጋም የጋጥም ስለዚ ነዚኣ ርኣያ ኢካ:: ሰብ ኣብ ስራሕ ኮይኑ ንኽከታተሎ ገለ ግበር ፕሊስ

  • @EyobGhebreziabhier
    @EyobGhebreziabhier2 ай бұрын

    ''Dehay Eritrea ተራ ዶር በረኸትን ዶር ሓረጎት ስዩምን ኣብ ምርቃቕ ቻርተር ውድብ ሓድነት ኣፍሪቃ 1963 እንታይ ነይሩ?''' Let us correct the combined Tigriyna words. እንታይ ነበረት እታ ጊደ ናይ ሀ እውን ለ አብ እቲ ...?

  • @user-fy9ym2cw4u
    @user-fy9ym2cw4u2 жыл бұрын

    ሰላም ኣታ ሓታታይ, ሃገራዊ ዕርቂ እንታይ ማለት እዩ? ዶክቶር በረኸት ጽቡቅ መሊስዎ ኣሎ. ከም ህዝቢ እንታይ ጸገም ኔርና? ረፈረንደም, ቅዋም, ኣብ ዳግመ ህንጻ... ህዝቢ ብደረጃ ሃገር ዳርጋ 100/100 ኔሩ ክባሃል ይካኣል. ዉሑዳት ገዲፍካ, እዚ ኻኣ ባህርያዊ እዩ ዘይነበረ ሓዊ ኣይቱእገድ. ን ፖለትካዊ ሃልኪ ወይ መኽሰብ ብዋጋ ህዝቢ ዓይትሸቅቱ ዓገብ.

  • @hailewolde1816
    @hailewolde18162 жыл бұрын

    እዛ ብ1997 ዝፀደቀት ቁዋም ኢሳያስ ጥራይ ኣይኮነን ተሓሲሙዋ ፤ መብዛሕትኦም ጀብሃውያንን ሰዓብቶምን እውን ብውሳነ ናይ ኢሳያስ ሑጉሳት እዮም ዝመስሉ ።

  • @focus.15
    @focus.15 Жыл бұрын

    ንየው እስከ በልዎ ነዚ #ወስላት ትሕቲ ሃገራዊ ወዲ 40 ዶ/ር በረኸት "ሓማሴን ደብያ ኢና" ከምእውን "ድልየተይ ኤርትራ ምስ እትዮጵያ ክትሕወስ እዩ" ዝበለ!

  • @ephraimtik920
    @ephraimtik9202 жыл бұрын

    አቦይ በረኽት ግዜ ዝጸልመተኮ ን አሃ እበር, ህዝቢ ኤርትራ አየጸልመቶን!!! ክትዛረብ አስተውእል!! ብርግጽ ብሰንኪ ሃሳዳ ተጋሩ ህወሃት ብዙሁ መደብት ተአቂፉ!! *** እት ዝጸሃፍኮዮ ህገ መንግስት ቀዳምንት ሃገር አብ ወተሃደራዊ ጸጥታ ስለዘላ ብህገ መንግሰት ክትምርህ አጸጋሚ እዩ። ኢሳይያስ ብህገ መንግስት አብ ስልጣን አየመጸን ስለዚ ህገ መንግስት ክእግዶ ወዘተ መሰል አለወ። *** አብ ኤርትራ ናይ ናጽነት ቃልሲ እበር ናይ ዉልቂ ባእሲ ወይውን ፍሉይ አብ ጀበሃ ጉዳይ አየነበረን, መን ምስ መን ስለ ተበአስ ብምንታይ ምክንያት ሃገራዊ እርቂ???? *ድህሪ ናጽነት ኩሉ አብ ቃልሲ ብጌጋ ይኽውን ወዘተ ዉዱብ ኔሩን ዝበለ ናብ ሃገሩ አቲዩ ኮብኦም አቦይ ህሩይ ወዘተ አቲዮም ዝተከፎም አየነበረን ስለዚ አብ ልእሊ ሃገረ ኤርትራ ገበን ዝፈጸም ተሎ ን ህጊ ይምልከት!! ኮይኑ ግን ጀበሃ ነበረ ዘባእስ አየነበረን!!! አቦይ በረኽት, ን በይንሃ ጸልሚቱኮ ተኮነ ብርሃን የውርደልኮ!! ሰላም!

  • @yohannesbereket7583

    @yohannesbereket7583

    2 жыл бұрын

    ረአቶካ ብስነስርዓት ገርካ እቅርቦ አዚ ስድነትካ ነቶም ብኮሙኡ ዘዕበይኻ ክሙኡ በሎም

  • @ephraimtik920

    @ephraimtik920

    2 жыл бұрын

    @@yohannesbereket7583 ቅድም ትዛረቦ ፍለጥ? ሃሳበይ ብጉቡእ እየ አቅሪቤ። አቦይ በረኽት ምባላይ ጌጋ ዲዩ? ስድነት, ዝብል ቃል ምስ ዘይ ስነምግባራዊ ጾታዊ እርክብ ትጥቀመሉ እበር, አብ እሪኢቶ መልሲ ጌጋ ተሎ ተጋሂሃ ኢልኮ እት ጌጋ ትህብር። አቦይ በረኽት, ጸልሚቱኒ ኢሎም ብርሃን የውርደልኩም ምብል ዲያ አኮርያ?? አነ ከመሃ አየኮንኩን ስዲ ወዘተ ኢሌ አይምልሰልኮን። ጌጋ ተሎ አብ ርኢቶይ ሃብረኒ ክምሃር??? ነቦና በረኽት እድሜን, ብርሃን ይሃቦም!!

  • @donbosco3732

    @donbosco3732

    2 жыл бұрын

    ኣታ ሓወይ መጀመርታ ትግርኛኻ ኣጽርይ ትም ኢልካ ሓበስቀደስ ኣይትበል ዓቢ ታሪኽ እዩ ዝንገር ዘሎ ተማሃር ኣምቸ

  • @ephraimtik920

    @ephraimtik920

    2 жыл бұрын

    @@donbosco3732 መምህር ትግርኛ ለአከለይ ክምሃር??? አቦይ በረኽት ታሪክ ተመሃር ጸገም የሎን። አንም ክምሃር ቅሩብ እየ። አቦይ በረኽት እታ ጸገሞም ሃገርዊነት ጎዲልወም!!! ከምእውን ብጉዳይ ኤርትራ ሃቦ ሲኢኖም ፎኪሳም። ህሉፍ ሃሊፎም ምስ ውርደታማት ህወሃት ተጨማሊቆም። አቦይ በረኽት ታሪክ የምህረና ክሰምኢ ኢና ጸገም የሎን። ጌጋ ክዛረቡ ን ህናውን ክንምልስ ኢና። አቦይ በረኽት ብርሃን የውርደሎም!! ሰላም!!

  • @user-ke2hr7gw2g
    @user-ke2hr7gw2g2 жыл бұрын

    ክወግሕ" ዩ ዶ በልካ ዶ/ር በረኸት ኣፈጨለ፡ ዝወግሕ ዘሎ ግን ህዝቢ ኤርትራ ምስ በሊሕ መሪሕነቱ ነቶም ንስኻ ተምልኾም ከም ብዓል ስዩም መስፉን ትሕቲ ሸውዓተ ማዕሙቅ ምስ ቀበረ እዩ ዝወግሕ ዘሎ፡ 100 ግዜ ብዛዕባ ኣብ ወረቀት ዘስፈርካዮ ቅዋም ብዙሕ ተነይትካሉ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝወርደ ገበን ግን ኣይገደሰካን ።ደጊም ህዝቢ ኤርትራ ቀቢጹካ "ዩ ።

  • @eritimes

    @eritimes

    2 жыл бұрын

    Sidi. Mis mebeyika tifae. This guy is probably your grandfather. You should have voice your opinion with respect.

  • @user-fy9ym2cw4u

    @user-fy9ym2cw4u

    2 жыл бұрын

    @@eritimes ሰላም ንኹሉ የሕዋት, ጌጋ ብጌጋ ኣይእረምን. እቶም ዘዕበይዎ ወለድስ ክብሪ ዶ ኣይግበኦምን? ኣስተውዕል /ሊ.

  • @yohannesbereket7583

    @yohannesbereket7583

    2 жыл бұрын

    ደቂ ደቃሉ አኮ ኣብዘይ የአትወኪም አንዳ ኣተኹም አኮ ረቢሽኩምና አዚ አኮ ናይቶም ደቀባት ጥራይ አዩ ዝምልከት ኪዱ አስኪ

  • @yohanneszeratsion1128
    @yohanneszeratsion112810 ай бұрын

    ኣንታ ከዳዕ ጋዘጠኛየ በሃሊ ዝዝተጻ ሕፈ ጉድካን ጉድ ከዳዕ ኣቕሪብካዮ ዘለኻ ፍርቁ አትዮጵያዊ ዝኾነ ዝገልጽ ርእይቶ ጉድካን ሓሶትካን ዕ ሱብነትካን ከይፍለጥ ርእይቶ ናይ ከድዓት ከማኻ እናገደፍካ ትስርዞ ኣለኻ :: መርኣያ እዚ ተግባርካ እዚ ከኣ ፍሽለት ናይ ሓሶትካዩ ::: ኣቕሪብካዮ ዘለኻ ደንቆሮ ምሁር ኣብ መወዳእታ ዕድሚኡ ኣብ ክንዲ ንህዝቡ ዝናሳሕ ዓይኑ ዓሚቱ ካብዛ ዓለም ይከይድሎ :: ኣንታ ዕሱብ ጋዘተኛየ በሃላይን ኣንታ ምሁር ደንቆሮን ዕስቡነት መሪጽኩም? ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ዝኾነ ግዜ መሕረት ከም ዘይገብረልኩም ትፈልጡኹም :: ብዝተዓሰብኩም ገንዘብ ጮማን ሱፍን ክትገዝኡሉ ትኽእሉ : ግን ሂወትኩም ዋላ ሓንቲ ደቒቕ እኴትኹን ድቃስ ኣይኽትረክቡን ኢኹም :: እዚ ከዳዕ ምሁር ደንቆሮ ኣቦታቱን ኣቦሓጎታቱን ከም ስድራ ቤት ተላ ባይሩን ካልኦትን መበቆላዊ ሃይማኖት ህዝቢ ኤርትራ ራሕሪሖም ሃማኖት ባዕዳውያን ለብሶም ንህዝቢ ኤርትራ ክልተ ግዜ ከዲዖሞዮም :: ክሳብ ለይቲ ሎሚ ከኣ መሳሪሖም ኮይኖም ከዲ ዖሞ ኣለዉ :: ኣንታ ከዳዕ ጋዘተኛየ በሃላይ ንኹሎም ከደዓት ሰሰሪዕካ በብተራ ተቕርቦም ኣለኻ :: እዚ ግን ሽህ ሃመማ ነይከፍቱ ተፎይቶዩ : ኣብዚ ኣተሓሒዘ ከም ኣሰፋው ወዲ ሰለሞን ወዲ ከክያ ኣቦታቶም መሳፍንቲ ናይ አትዮጵያ ዝነበሩዮም ዝነበሩዮም ከይ ሓፈሩ ከኣ መስፍንነት ናይ ኣቦታቶም ከምልሱዩ ሕልሞም :: ከምቲ ዘሎ ኣዘራርባ ከኣ ሕልሚ ጋህዲ ኮይኑ ኣይፈልጥን :: VIVA ERITREA

Келесі