Dehay Eritrea “ሰራዊት ኤርትራ፡ ሻምብቆ ብረቱ ናብ መላኺ እምበር፡ ኪኖ ዶባት ንወራር ከቕንዖ ኣይግባእን'ዩ?” ዶረ ኣሰፋው ተኸስተ ደሃይ ኤርትራ
Dehay Eritrea “ሰራዊት ኤርትራ፡ ሻምብቆ ብረቱ ናብ መላኺ እምበር፡ ኪኖ ዶባት ንወራር ከቕንዖ ኣይግባእን'ዩ?” ዶረ ኣሰፋው ተኸስተ
ህዝቢ ኤርትራ ኣንጻር ሕልሙን ትጽቢቱን ንልዕሊ 30 ዓመታት ናተይ ብዝብሎ ብምልኪ ቆሲሉን ደኺሙን እዩ። ሕጂ ግን እቲ ግፍዒ መሊኡ ስለዝፈሰሰ ስርዓተ ምልኪ ደጊም ኣብቂዑ እዩ። ምልኪ ከኣ ብህዝቢ እዩ ዝፈርስን ዝሰዓርን እዩ!
ቀዳማይ ክፋል ዝርርብ ምስ ዶር ኣሰፋው ተኸስተ!!
03 ጥቅምቲ 2022
ደሃይ ኤርትራ
Пікірлер: 152
Asefaw: your dying gray matter won't enable to think straight. Your doctorate degree has become a source of shame. If you had had some gray matter left , you would not have fallen into this embarrassing situation of uttering childish contradiction. Yes, you would remember that cause of this war was little woyan's voracious appetite for expansionism,. You would remember its twenty years occupation of Eritrean territory by refusing to abide by the Final and Binding decision of the Eritrean Ethiopian Border commission; yes you would remember its unprovoked Missiles shooting on the civilian of Eritrean people; yes you would remember its Abai Tigrai Manifesto that included Eritrean Sovereign Territory; you you would remember its myriad of military incursions into Eritrean territory with explicit goal of occupying Eritrea. Yes, you would remember Eritreans do not want even a single millimeter from the cursed land of tigrai. Yes, had you had some gray matter left, you would have understood that the Eritrean youngsters are defending their country, and that it is the villain woyane that is the cause of the war. Anyway, you will soon see the complete demise of woyane because no one touches the Mighty EPLFs and gets away with it. Mark My Words!!!
ኣበይ ኣሎው ግና ሙሁራት ኤርትራ፧ ህዝቢ ኤርትራ ይበርስ ኣሎ። ሙሁራት ኤርትራ ተባራበሩባ።
@goitomweldemariam2830
Жыл бұрын
ረሻሕ ርእቶ መክንያቱ ውግእ ሕድሕድ ኣየድለናን
@ephar133
Жыл бұрын
አብ ጽልኢ ይነብሩ አለዎ ቅድሚ ሕጂ ብዙሕ ዝተጋገይዎ ነገራት አለዎ እዚ መንግስቲ ሀደሽደሽ እንተኢሉ እሶምውን ክፍድሑ እዬም ካልአይ አብ ዝተማህረ ሕብረተሰብ እዬም ዝተማህሩ ዝርከቡ
ንዓበይቲ ነባራት ተጋደልቲ ዘየኽብር: ንወለዱ ከም ዝደፍር ሓልዮት ህዝቢ ዘይብሉ ጥራይ እዩ። ዶር ዝሃቦ ኣስተምህሮ መዳርግቲ የብሉን ዋላ እኳ ከም ኣብ ጸባ ዝርከብ በሰር ብንእሽቶ ሕርፍፍ ዝበለትኒ ኮመንት እንተ ደርቤኹ ምስ እዚ ድሒሩ ዝወረደ ዘቚጸልጸለ ጽላሌ ከይቁጸረለይ እልምን። የቐንየልና ሳሙኤል ሓወይ።
For me it would be easy to say I saw God in person than change will come from Eritrean military!
Great analysis.
ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ደኩተር ኣሰፋዉ።
Thank you
Nice thanx Samiel jigna
Hi Dr. Asefaw Tekeste. J am proud of you. Hope you doing well?
እንታይ ኢኻ ተመኽንየሉ ክክክክክክ ሉኡኽ ሳጥናኤል
ተጋሩ ብሓፈሻ ህዝቢ ኢትዮጲያ መሕረዲኡ ርኹስ ኣምሓርኛ ምህርናዮ ኢና በል ንናሳሕ!
👌👍
Aren’t we in war with Tigraians for the last thirty years ?
ብላሽ
🇪🇷👍👍👍💙💚💙 welcome kubur merah
I stand with tgray tblsi entay helayi konka eka.
ሕጂ ህዝቢ የለን ስሒዩ ኢዩ። ኻብ እግዚኣብሄር እምበር ህዝቢስ ደኺሙ ኢዩ።
Mr Eritrean Aba Dula gemeda or Mr Eritrean Gedu Andaregachcew, you are good strategist ...... you are fighting for your burger but you advice Eritrean youths to fight for their demise..... the demise that you feared and run away from it by thousands of kilometers..... !!
ወያነ........,,,,,,,President Esseyas is unique and do you understand the challenge? Please behave think clearly your self.
Mengistin Hageren felalika meray yedeley. genetics factor halewlow koynu yesemiani.
Bitaemi XUBUQ!
ስቅ ምባል ርዝነት እዩ። ኣየ ምሁራትን ደናቅርን እዚ ክትዛረብ ግዜኡን ስዓቱን ኣይኮነን። አየ ብሓቂ እቲ ናይ ሳውራ አኣስፍሃ ኢካ ዘሕመኩም ህዝቢ ዘይኮነስ ስልጣን ዘይምርካብ እዩ። ሕጂ ምድረ ይ ሳላ እቲ ተረካቢ ሕድሪ ገጥኣብሉ ሕዝዋ ኣሎ። ሕጂስ ነቲ መንእሰያት ምጥርናፍን ጽቡቕ ዝኾነ ፖለቲካዊ ንቅሓት ምሓሸ። ኣየ ንስካ ሓዝነልኩም ምሁራትና። እቲ ንኤርትራ ዝሕሉ ኣምላኽ ኣይድቅስን እዩ።
@filmontsehaye
Жыл бұрын
ኣብዚ ዝበልዎ እሞ እንታይ ሓሶት ተዛሪቦም ኩሉ ሓቂ ኢዩ
ሰላምኩም ይብዛሕ ኣኣብ ዘሎኩሞ ሰላምን ጥዕናን ይሃብኩም ኣብዚ ሓጺር ግዜ መሃርን ኣዛናጋዕን ዝኾነ መደብ ሒዘልኩም ይመጽእ ኣሎኩ እሞ ተኻታተልቲ ናይዚ መደበይ ምኻን ኣብዛ ፕሮፋይለይ ኣቲኹም ሳብስክራይብ ግበሩሎይ ንእትገብሩሎይ ምትብባዕ ኣዝየ ኢየ ዘመስግነኩም።
Hasawy
ዶክቶር ይቅሬታ ግበረለይ ንስካ ጽሊኢ ኢሳያስ እምበር ናይ ህዝቢ እንታይ ከጋጢሞ ብድሕር ኢሳያስ መፍትሒ ኣለካ ኣይመስለንን ሰለዚ ናይ ግልካ ቂም መዓት ህዝቢ ክከውን የብሉን ዓገብ
ሰብ ረኪብካስ ነዚ ጋሓፍ ሰብ ምምጻካ ይገድድ።
Great information Dr. , it feels painful to see a lot of people supporting the sick man.
@jimihune9650
Жыл бұрын
Game over a fucking agame boy. .
ኣብ ሜዳ ውን ዝገደደ ኢዩ። ከም ኣብሰውራ ምልኪ ዝነበረሉ ቦት ኣይመበረን። ዘይነበረ ኣይኮነን ሕጂ ዘሎ ኩነታት
doctor hasottttt
ትማሊ ትማሊ ንጸመም ትብል ዶ አይነበርካን አታ ጸማም ዶክተር
what about TPLF attacked eritran by rocket to destroy Eritrean land Eritrean people I guess is nothing for you guys
ዶ/ር ተፀመም
Anza dokter feyu bhaky
Muhur denkoro dokter asefaw zunbul sltan aykonen zdeli mengstna kedae
Anta nay endamen mihur denkoro eka! Eti tenki tifelto eka 100% . Kalie hasab hiska mitsae nihizbi zetekim.
الان ما هو الحال ሕጅ ፍታሕ እንታይ እዩ??
ካብ ሓደ ዶክተር ዘይኮን፣ካብ ሓደ ቆልዓውን ዘይትጽበዮ ጽዩፍ ዘረባ፣ዝሕንኽ።
@ferweinig740
Жыл бұрын
Ygermeka. Eyu. Ab. Zebuk tekemitika. Nseb. Twunglu. Kab. Muhuro. Yemuro. Tbil abayey Asmera Delo yhayshe kabakum. Seb. Yezebekum alo. Mwaelkum. Eseyas. Eseyeseyas. Tbulu.
@emanabraha3251
Жыл бұрын
@@ferweinig740 freweini goma entay kitgebri mesiki emo abzi abti eritv kidi botaki aykonen abzi
ብጣዕሚ እየ ዝሳሚማዕ ብፍላይ ብዛዕባ ሰራዊት ኩሉ እቲ ዝበሎ ዶክተር ኣሰፋው መግለጺ ።
ዶክተር ኣሰፋው ብሕሉፍ ታሪክካ የክብረካ፡ እንተ እዚ ሎሚ ትዛረበሉ ዘለካ ግን ዋላ ሓንቲ ክወሓጠልካ ኣይክእልን እዩ፡ ካብ ጽልኢ፡ ቅርሕንቲ ዝተበገሰ እዩ፡ ኣብ ኤርትራ ምሳካ ሓካይም ዝነበሩ ክሳብ ሕጂ ኣብቲ ዓዲ ይሰርሑ ኣለው ዝኮነ እንተታት ገዲፎም ንጎድኒ ህዝባውነት ተሰሚዕዎም፡ እዞም ተጋደልቲ ብዙሕ ግዜ ማዕረ ሰብና ኣይተመዘናን፡ እገለ ሓሊፉኒ፡ ካብ ሓላፍነተይ ተሰጉገ፡ ጸሊኡኒ፡ ክብሪ ኣይረከብኩን እንበር ዋላ ሓደ ተጋዳላይ ኣብ ቅድሚ ኢሰያስ እዛ ሃገር ሕማቅ ተማሓድራ ኣለካ ኢሉ ዝተላኢለ የለን ኩላ ኣብ ነብሳ መምስ መጻ ኣውያት ትገብር። ንስካ ክኣ ጽልኣት ናይ ኢሰያስ እዩ ሃገርካ ተጸልምን ምስ ባዕዲ መሳርሒ ኮይንካ ትክድምን ዘለካ እንበር እዚ ኩሉ ኩናት ሽግር ኮሎ ኣብቲ ዓዲ ኢካ ኔርካ ፡ኩላ መምስ ርሕቀት ብጽእ ክትመስል እይ ትመስል። ኣብዚ ናይዛ ሃገር ጸገም ኩሉ ማዕረ ተሓታትነት እዩ ዘለና ሓደ ንሓደ ዝከሰሉ ምክንያት የለን። ኢሰያስ ትማሊ ትማሊ እዚ ሰብኣይ ዝበላ፡ ይበል ስረ፡ በሊሕ፡ ምሁር፡ ጅግና ኢልኩም ሰማይ ዝሰቀልኩሞ ንስኩም ኢኩም፡ ሕጂ ኢድካ ምስሓብ የለን። ኣብ መወዳእታ ሕጂ ውን ካብ ምስ ዝመተት ሕወሓት ኮይንካ ትሰሓግ ሃገር ትሃሉ ኣይትሃሉ እዩ ዝብሃል ዘሎ ኢሰያስ ይውረድ ኣይኮነን ሕጂ ዝሕተት ዘሎ ኩናታት ዓድና ሓቢርና ንከላከል ጽባሕ ክኣ ኣብ ገዛና ዋላ ንተሃናኮት ጸገም ኣይኮነን። ናይ ትማሊ ኣንበሳ ናይ ሎሚ ውካርያ ኢካ ንዓይ። ኢሰያስ ክኣ ሕጂ ሕሙም እዩ ኣይትበሉና ካብ ሰቡ ይጥዒ ነዛ ኩላ ምሁር ነዛ ኩላ ጅግና ኣብ መንታይ ኣውዲቅዋ ኣሎ ዝረኣናዮ ንርእዮ ዘለና እዩ። ንስኩም ኢኩም ሕሙማት ነንሕድሕድኩም እንዳ ተሓሳሰኩም መቃልስትኩም ኣሕሊፍኩም እንዳ ሃብኩም ኣብ ነብስካ ምስ በጸሐት ኣውያት።
@ferweinig740
Жыл бұрын
Ygermeka. Eyu. Hawey. Muhurat. Tebhilom. Ageb. Ageb. Ageb. Nblom. Hizib. Eritira zelaetu. Feliti eyu. Gdi yelen. Ageb. Nbelo
@efremdebrom9163
Жыл бұрын
Weyane ketetfei alewa tebel tekoinkum kedu dekei 15n 70n kemotulkum ne kontu elama Belexena terbahei kemtena atehasaseba hezkum halyot hezbei alena ka teblu.
ፍጹም ዝሓከምካዮም ስለዝሓወዩ የጣዕሰካ ትመስል
204 Hagerat alwa.
ዶክተር ወያነ ወያነ ወያነ እንታይ ኮንካ ኤርትራ ኤርትራ ዳበልካ ትግራይ ትግርይ ህዝቢ ትግራይ ህዝባዊ ሰራዊት ትግራይ ዘይትብል !
@senaittesfazgi9707
Жыл бұрын
Junta
@efremdebrom9163
Жыл бұрын
Demenatat hezbei ekum antum donakur dufunat agelgeltei setayei dem gezekum texbyu 360 shelatat hgdf sefrkum kekwen u.
ተጋዳላይ ኣብ ግዜ ቃልሲ ኣይድፈርን እዩ ኔሩ ዝበላ ኣይተረደኣንን ተጋዳላይ ኣብ ግዜ ዕጥቃዊ ቃልሲ እንታይ ከ እዩ ዘየጋጠሞ፡ ካብቲ ዝተሓተ ክሳብ ዝለዓለ ብሰንሰለታዊ መንገዲ ንዝደለይዎ ተጋዳላይ ግዳይ ከም ዝኸውን ተጌሩ እዩ ዶቶረ፡ ግዜ እንተ ረኺብካ ኣነጽረልና።
እታይ እዩ አብኩናት የእቲዋ ተንትኖ መልሲ የብልካን።
@senaittesfazgi9707
Жыл бұрын
Thanks that’s what I want ask
Enchae dehan metsaekum kburat yehwat nezahager edmiekum mlue wagakefilkum gena bmoral tserhu alekum mo eske edmen tenan yhabkum
ቅድሚ ሀምሳ አመት ዝነበረ ቁጠባ መግዛእቲ ምስ ህጅ ዘሎ ቁጠባ ሳንክሽን አዋዳዲርካ ምዝራብ ዘሎ አለም ለካዊ ሀቅ ምርሳእን የህዝን ሀገርካ ምክልካል ተጋኒኑ ኩናት ደላይት ምግባር ብሀፈሻዊ ጭቡጥ ኩነታት ገዲፍካ ምኩናን አይንፅበይን የህዝን ተጎበጢ ምባል ይመስል እሞ እዝ ሀገራዊነት አለዎ ዶ?
Aregit
ዶቶረ በጃኻ ኢለካ ኣብዘይ ትመልኮ ኣርእስቲ ግዘኻ ኣይተጥፍእ። ንስኻ ንፉዕ ሓኪም ኢኻ እሞ ፡ ኣብዚ ኣርእስቲ እዚ እንተተቕልብ ምሓሽ ምስ ክብረቱ ፡ ካልኣይ ከኣ አርትራ ሰራዊት እንተዘይህልዋ ሃገር ኣውሒሳ ምኸደት? ኣምላኽ ደኣ ሰላም የውርደሉልና እምበር ሰራዊት አርትረስ ውሑድ ኣይኮነን፡ ንስኻ ክትጋደል ከሎኻ እውን መኣስ ብዙሓት ነርኩም ቖራጽነት እምበር። ከልእ እንተሎካ ደኣ ተዛረብ እምበር። ብኣጠቓላሊ ብሱል ትንታነ ኣይኮነን ዝሃብካዮ ዓወት ንህዝባዊ ሰራዊትና።
ማሕበር ነዳያት ክክክክክ ካባኹም የድሕነና።
ከመይ ገይሩ ሕዝቢ ኤርትራ ክቃወም ብነዕቀት ንዓጋመ ዝላደየ እንድዮም ማለት ኤርትራውያን ከምቶም አምሓሩ ንሕና ኢና ሰብ ዝብሉ
Habi Eritrea Kulu gedifu n issias ketfeo eu zegba hazbi Eritrea xlee yeblun hasot zero 👀👀👀👀
አንታ ዶቶር ማፍያ ኢይ ምባ ል። ዲዩ ከበዱካ ምልክዕን እንታውንቱን ምህብ። ሀቂ ኢዩ
Kilae gidefuna beka bmegletsy and interview selchyuna eyu…. The train gone too far and made a turn long time ago, now we are on the cliff… symbolically speaking the situation of eritrea 😢😢
Eeh, Eeh, Mihurat Eritrea, Siditaat, Donakou, Mehferti, Bealegetaat, Deki Ghabattat, Mebekouloom kaabeey KEEM Zimetziouu Zeyfiletouu. Bikaa Kitinessouu Kelekouum, koulokatkoom Shintii KOYINKOUUM mosteshenkouum Tziboouk nerouu. Leyabo, Sheyetii Hizbom Ni Tzaadaa. Ni Hizbii Eritrea Nihaliiy Inaa Iloom, Aab Hizbii 3ritrea, Sunction Zegbourouu Dekii Tonkeltii. Hizoom keyifelete, Eritrea Bizeygeberetoo Wengel Be Crime Zikesouu. Aab Hikoo Weyane Koyinoom, Genzeeb Indateketlouu. AAB HIKO WEYANE BABA ILOOM, HIZBII ERITREA KETNITOUU TIMBITOOK. BELOUU, KEMTAANI WEYANE WERIDATAA ZELAA, HADE MEALTII KEAA NATKOUUM ZINTEET YERIYENA. LOSER WEDI LOSER ENTITIES. SIDITAAT. DEKII NOBODY THE MORE EDUCATED INAA ZIBLOUU, INDAHADEROUU ZIDINKOUROUU FINAFIIJTI
Edemen TeEnan Dr! We all love you!
ኤርትራ ፍጹም ምልኪ እዪ፡ ኣብ ዓለም ከምዚ ስርዓት'ዚ ኣይተራእየን ኣብዛ ዓለም '።
@jimihune9650
Жыл бұрын
Game over agame boy
@h.gebrndras6749
Жыл бұрын
Game over and Over Losers 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷✝️☪️⛪❤️🕌
ኣቶ ኣስፍሃ ኣብ መግለጽካ ወያነ ነቲ ብይን ዓንቂጾም ትብል፡ እስኪ ኣብርሃልና ንስካ እንተትኮውን እሳያስ ( ኤርትራ ) ከመይ ጌርካ እዚ ሽግር ትፈትሖ ?
@solomonteshagerethiopian6483
Жыл бұрын
What kind of question is this Eway denkuruna bel emo n issias implement the constitution belo emo come back with your questions
ህዝቢ ኤርትራ ናይ በለጽ ተረባሒ ክኸውን ያኢ ካልእ ኣንቢዑ ንሱ ጻልጣ ክጭልጥ ምንቡሃቅ ክሳብ ዘይገደፈ በቶም ተሓቋቁፉዎም ዘሎ ገበነኛታት ጌና ዳር ትሪኢቱ ክሳብ ዝሪኢ ኣውዲቆም ክረጋግጽዎ እዮም። ንስኻ ባዕልኻ ንጸመም ኢልካ ንቡዱል ኩርኒዒት ዝሃረመ ዝንቡዕ ምኽሪ ዝሃብካሉ ዕግርግር ኢና ዘለና። እናተማሻጠርኩም ጠፊእኩም ብላሽ።
ሓቂ ኢዩ ኦአርትራውያን ደቂ ኣንስትዮ ሕልፍ ዝበለ ቅያ ሰሪሐን ኢየን። ግን ደቀንስትዮ ኣብ ሰራዊት ጀመርቱ ኤርትራውያን ኣይኮናን ብፍላይ እተን ማሕበራውያን ናይ በዓስ ፓርቲታት ዝነበረን ናይ ዓርብ ሃገራት ብዝሒ ደቀንስትዮ ኣብተዋጋእቲ ነፈርቲ፡ ኣጋርን ጸጥታን ኔረን ኢየን።
د اسفاو المجرم تحياتي أريد أن اذكرك ان المجرم اسياس افورقي لن يبدأ في تصرفاته الوسخه هذه اليوم بل من قبل تحرير الوطن وكلكم قيادات الشعبية تتحملون المسؤلية
hasawiii zeysergk msrag keliak mengsti
ኣብዚ እዋን እዚ ከምዚ ዓይነት ዘረባ እሞ ክኣ ገሊኡ ሓቂ ገሊኡ ድማ ኣብቲ ዓዲ ስለ ዘየለካ ፡ በዚ ምኽንያት ብዙሕ ሓበሬታ ዝጓደለካ ተዓዚበ ። ንሕና ውን ኣብዚ እዋን ኣብ ኩናት ኣለና ፡ ናይ ወያነ ድላይ ኣይተረድኣካን ወይ ድማ ክትርድኦ ኣይትደልን ኣለካ። ሕቶ ኣለኒ ስለምንታይ ወያነ ስላም እንተ ደልዩም ፡ እቲ ውሳኔ ናይ ዶብ ዘይፍርሙ?
@weldenegodguad4974
Жыл бұрын
እዮብ ንስኻ ብኣዉራጃ ሓማሴን ተወዲብካ ሓንጎልካን ሕልናኻን ንወያነ ዘካረኻ ሰብ ክትከዉን ጥራሕ ኢኻ ትኽእል:: እቲ ሓቂ ግን ወያነ እንተዘይህሉ ኤርትራ ትባሃል ሃገር ኣይምሃለወትን ነይራ
@solomonteshagerethiopian6483
Жыл бұрын
Eyob hazbi Tigray xelee hazbi Eritrea aykonun zero hazbi Eritrea xelaeeu issias only and only ezi nay hgdf rubbish propaganda we know and you know as well gen husurat ekum 🐕
@solomonteshagerethiopian6483
Жыл бұрын
Your question is answered by meles zinawi interview with assena and 2018 issias side in national tv that he doesn’t care:: now tell me if this not true?????
@pjmasks2402
Жыл бұрын
@@weldenegodguad4974 ኤርትራ 30 ዓመት ተቓሊሳ ሓርነት ዘረጋገጸት ሃገር እያ፤ እዚኣቶም ትርእዬም ዘለኻውን ንናጽነት ዝተጋደሉ እዬም፣ ኣምላኽ ረዲኡና ኸኣ ጀጋኑ ደቃ ሰለም ዙየብሉ እዬም። እምበር እዞም ዉያኑ ትብሎም ዙለኻስ ቀደም መጥፍእዋ ኔሮም።
Thx Samu and Dr.Asefaw! I will add to your point. Eritrea has never stop to send bullet to all countries around our country in the horn of Africa. I fought with 4 countries in Eritrea.
Serekti niska leba nsu leba janda manda
Enqae biselam mexaka ayana Dr Asefaw 🎉
ወያን ኣስመራ ኣቲና መንግስቲ ክንቅይር ኢና፡ ብኮሚሽን ዶብ ዝተፈርደ ፍርዲ ኣየተግብርን፡ ሚሳይላት ህዝቢ ንምህላቕ ተኲሶም፡ ከብቅዑ ናይ ትግራይ ምሁራት ንወያነ ኮኒኖሞ ኣይፈልጡን። እንታይ ስለ ዝኾንኩም ደኣ ኢኹም ምሁራት ትብሃሉ ኤርትራውያን ንመንግስቲ ኤርትራ ንድሕነት ህዝቡ ንዝኣተዎ ኲናት ትኹኑኑ?
Azui blux meglexi doctor thank you we love you 🇪🇷💙 💚 💙🇪🇷
Thank you And good to see you again Dr Asefaw.
Hi Sami 142 or 42 one of those,in hishkib ,no 152 if you remember nice to see you still live
እዚ ባንዳ ንህዝቢ ኤርትራ ነፃነት አይወፀን ጃሱሰ ናይ ሀይለስላሴ ንጀብሀ ክፍንጥህ ን ኤርትራ ናብ ኢ/ት ክህዉሳ ህዝቢ ኤርትራ አፂኒቱ አምሀራይ ክነብረሉ 50 አመት ዝሀለሞ ህልሚ TDF በርኢንዎ እታ ህልሚ ናይ ሚሊሊክ ዝሀለሞ ትግርኛ ተዛረብትቲ ንምጥፋእ እዩ ህልሚ ገልጣም ሚሊሊክ
አብ እርጋኑ ዝጸየቀሉ ምሁር ። ኤሪትራ ጥራይ እያ -ኤሪትራ ጥራይ እያ እንዳበለ ክመውት እዩ።
ኣሰፋው ምስ ወያነ ዘኽዞኽ እናበልካ ከመይ ገይሮም ክሰምዕኻ።
Do not confuse our people. Eritrea will win Awet for Esseyas and his follow generals and the people of Eritra!!!!!!!!!!!
ኣቤርትራ ጥራሕ ድዩ ኣብጎረቤትካ ምእታው? ቱርኪ ኣላ፡ ታንዛንያ ኣብ ጊዜ ኒሪሬ ኣብ ካልእ ውን።
ዕድመን ጥዕናን ይሃበኻ ኣቦና
My favorit media, keep going brother.
ኢድ ምእታው ዘይኮነስ ሃንዳሲን ኣላይን ባዕሉ ኢሳያስ ምዄኑ ኣብ 20 ሰነ መዓልቲ ክውኣት ወያነ ኣብቃዑ ኢሉ ብድሕሪኡ እቲ ወግዓዊ ስምምዕ ዝተገብረ ሳሙኤል
@tesfahiwetbrhane8256
Жыл бұрын
መን እዩ ሳሚኤል?
@fituikifle5629
Жыл бұрын
@@tesfahiwetbrhane8256 ሳሙኤል ገብሪሂወት ( ዓካዓካ) ሓደ ካብቶም ቡቑዓት ጋዘጠኛ እዩ
ፍልጠት ትምስሃሮ ኢኻ ልቦና ግን ኣብ ትምህርቲ ዝጥረ ኣይኮነን። እዚ ካብ ጋውና ክትፈልዮ ዘጸግመካ ሰብኣይ ሕጂ ብትምህርቱ PHD ከም ዘለዎ ትኖጉና ትኮኑ እዚ ግን ናይቲ ዝተማሃረሉ ዓውዲ ፍልጠት ጥራይ እዩ ዘገልግል። ሰራዊት ኤርትራ ካንሸሎ ናይ ኢስያስ ክሕሉ ድዩ ንልዕሊ 20 ዓመት ብረት ተሓንጉጡ? ስለምንታይ ኢኹም ነቲ ንኤርትራ ንልዕሊ ዕስራ ዓመት ዘጋነፋ ብድሆ ክትሽፍኑዎ ትደልዩ? ብዝኮነ እንኳዕ ነቲ ልክዕ መክንያትን ነጸብራቕን ናይ ህዝቢ ኤርትራ ሕቶ ኣይጸባረቑኩም። በቲ ዘለኹሞ ንካልኣይ ግዜ ንዓድኩም ከይተመለስኩም የጥፍእኩም ኢለኹም ኣለኹ። ነውራማት፡
አየ ሙሁራት ኤርትራ ሎሚ ምስ ሓደ መድያ ካልእ ትዛረቡ ጽባሕ ድማ ምስ ካልእ መድያ ንዝተዛረብኩሞ ዘፍርስ ትዛረቡ። ኢሰያስ ሓንቲ እያ ቃሉ ንኤርትራ አብሪስካ የዕኒኻ በታቲንካ ናብ ኢትዮጵያ ምጽንባር። ስለዚ ናትኩም አታሓሳስባ ግን ከም ንፋስ ግልብጥ ግልብጥ ንህዝቢ እውን ተባእሱ አለኹም። ምኽንያቱ ዶክ/ እገለ ጽቡቅ ተዛሪቡ ክትብል ጸኒሕካ አብ ካልእ ድማ ሕማቅ ተዛሪቡ ክትሰምዕ ከሎኻ ንነብስኻ ንምእማና የጸግመካ ናይ ብሓቂ ድማ እምበርዶ እዛ ሃገር ሰብ አለዋ እዩ ንምኻኑኸ ናይ መቃለሲኦም ምኽንያትከ ብስምዒት ድዩ ነይሩስ ወይ ድማ ብምስትውዓል ትብል።
ምቁዛም ልማድካ እዩ ዶክተር አሰፋው
ረቱም ዕሱባት ኢርትራዊ ሃገሩ አሕሊፉ አይህብን እዚ ኸአ፡ንአኹም ዝምልከት አይኮነን ንስኹም ደንቆራታትምሁራት ትባሀሉ ሰብእነት እንተአሎኩም አብ መዳ ውረዱ አብ ወጻ፡ዂንኩም ድላይኩም ትዛረቡዕሱባት አኽላባት ትባሀሉ
ንመን ክተእምኑ ትዛረቡ ከም ዘለኹም ይገርም እዩ። ወያነ ድሕሪ 4 ኪሎ ንዓዲ ሃልሎ እንዳበሉስ ኣይምልከተናን እዩ ትብሉ ዓዲ ሃልሎ ኣቡይ ድያ ትርከብ
@filmontsehaye
Жыл бұрын
እስኻ እምበር ንመን ከተእምን ኢኻ ጽሒፍካ ምስ ወረርዎም ድኣ እንታይ ክብሉኻ ደሊኻ ዶስ ሻዕብያ ከም ድላዮም ወያነ ግን ወላሓንቲ ክብሉ የብሎምን ዩ ኣባሃህላኻ
@solomonteshagerethiopian6483
Жыл бұрын
Adehalo ab nay issias company terekeb
@solomonteshagerethiopian6483
Жыл бұрын
@@filmontsehaye Eritreawi ayekonen kalbi issias eu bro
@filmontsehaye
Жыл бұрын
@@solomonteshagerethiopian6483 ሓቅኻ ወ ካብዞም ባራዩ ክኸውን ይኽእል ዩ
@pjmasks2402
Жыл бұрын
ዘይእዋናዊ ኣርእስቲ ተስፋ ዘይብሎም ፤ ፍቕሪሃገሮም ዘይብሎም፤ ውልቃዊ ጽልኢ ሓሪርኩምሲ ሃገር ዕግርግር ክኣትዋ።
ኤርትራ ምድራዊት ሲኦል!!! Thanks ዶክቶር ኣሰፋው 🙏
@jimihune9650
Жыл бұрын
Game over a fucking agame boy. .
ዶክተር አሰፋው አይታሐፍርን ዲካ ብሰንኪ ስልጣን ስደትካ ዘምራከ ኩሉ ሰብ ይፈልጥ ኢዩ ግርጭት ባእሲ ምስ ሐለፍቲ ከምዝነበረካ ይፍለጥ ስለዚ ንስልጣ ትጎየ ነርካ ንፍልጥን ኢና። ንመንእሰያት አይተታልሉ ካልእ ክትምህር ነሪካ። ወያነከ ሰላም ሂቦምና ዲዮም።
ዶክተር ኣሰፋው ኣብ ሞያኻ ንፉዕ ኢኻ፡ ኣብ ገድላዊ ኣገልግሎትካ ውን ጽቡቕ ስራሕ ሰሪሕካ ኢኻ። ኣብዚ ሕጂ ሰዓት ትኸዶ ዘለኻ ኣካይዳ ግን ዘሕዝን ኢዩ። ኣብ ሞንጎ ኤርትራውያን ኲናት ሕድሕድ ክካየድ ትእውጅ ኣለኻ? ኣብ ኢሳያስ ዘለካ ውልቃዊ ጽልኢ ከተውጽእስ ህዝቢ ኤርትራ ነንሕድሕዲኡ ክቃተል ትጉስጉስ ኣለኻ? Shame on you! ኤርትራ ብኹሉ መዐቀኒ ከምዝወደቐት ነጊርካና፡ እዞም ዝነገርካና ውድቀት ግን ሳዕቤን ኢዮም ጠንቂ ውድቀት ኣይገለጽካን (ኢሳያስ ኢዩ ገመለ ኢልካ፡ ኢሳያስ ግን ጠንቂ ኣይኮነን)። ሓቂ ብርእሳ እንተቐበርካያ ብእግራ ትወጽእ ከምዝበሃል እምበኣር ኣብ ዘረባኻ ንእሽቶ ሓቂ ኣቐልቂልካ ነይርካ፡ ኣቢይ ኮሚሽን ዶብ ከተግብሮ ኢየ ኢሉ፡ ህወሓት ግን ኣብዮም ኢልካ፡ እምበኣር እታ ጠንቂ ንሳ ኢያ። እንምበኣረይከስ እዛ ጠንቂ ኩሉ ጸገማት ዝኾነት ምእባይ ንምትግባር ውሳኔ ኮሚሽን ዶብ ኣቢይ ምስመጸ ዘይኮነስ ኣብ 2003 ኢዮም ጀሚሮማ ንሳ ኢያ ከኣ ነዚ ኹሉ ጸገማት ኣምጺኣቶ ዘላ። ኣብያ ናይ ወያነ መጀመርታ ንህዝቢ ኤርትራ ኣብ ሕማቕ ኣውዲቑዎ፡ ሕጂ ከኣ ንህዝቢ ትግራይ ይልክሞ ኣሎ። ስለዚ ምሁር ሚዛናዊ ዝኾነ ሓሳባትን ገምጋማትን እንተሃበ ደኣ ኢዩ እምበር ብጽልኢ ተባዒጡ ናብ ሓደ ጫፍ ዛዝዩ ዝህቦ ትንታኔ ፍረ ኣይርከቦን ኢዩ። ንምዝኽኻር እምበኣር ኣብ 2003 ወያነ ንኮሚሽን ዶብ ምትግባር ኣብዮም ናብ ካልእ ኣንፈት ኢዮም ከይዶም፡ + ዓቕሚ ሰብ ንምምዝሓቕ ምምስራት መዓስከራት፡ + ኤርትራ ኣብ ቀጻሊ ዘይንቡር ኩነታት ንኽትነብር ናይ ኲናት ምትኹታኽ ምግባር + ዝተፈላለየ ናይ ሓሶት ክስታት እንዳመስረትካ ኣብ ፈቖዶ መጋባኣያ ተጸልማ + ቁጠባዊ ሽርሕታት ትምህዝ፡ ኣብነት ኣብ 2008 ምስ ዝነበረ ሕማቕ ክራማት ብዙሕ ናይ ምህርቲ እቶት ስለዘይነበረ ካብ ሱዳን መሸላ ክዕደግ ዋጋ ዕዳጋ ምስተገበረ ብምትሕብባር ኣመሪካ እተን እኽሊ ካብ ዕዳጋ ከምዝስወራ ምግባር (ከም ውጽኢቱ ከኣ ህዝብና ኣብ ጥሜት ወዲቑ) + መቐጸልታ ናይቲ ቁጠባዊ ሽርሒ ከኣ እገዳ መጺኡ። ኣብ 2018 ኣቢይ ኮሚሽን ዶብ ከተግብር ኢየ ምስበለ፡ ወያነ ኣብ ዘበነ ስልጣኖም ሰሪቖም ዝኣከቡዎ ሃብትን ኣጽዋርን ናይ ኢትዮጵያ ሒዞም ንኤርትራን ንኢትዮጵያን ኣይኮነን ንምሉእ ምብራቕ ኣፍሪቃ ዘገላብጥ ዓቕሚ ኣለና ኢሎም ብምእማን ሓንሳብ "ዕጡቕ ሰንበት" ካልእ ግዜ "ኢሮብ ትዓቢ ካብ ኤርትራ፡ ባድመ እባ ትዓቢ" እንዳበሉ ዝገበሩዎ ምትዕንቓፋት ኩልና ዝተዓዘብናዮ ኢዩ። ኣብ መወዳእትኡ ከኣ ተዳሊና ኣብ ዝበሉላ ሰዓት ኲናት ጀሚሮም። ኢሳያስ እምበር ነቲ ዓጢቐሞ ዝነበሩ ዕጥቅን፡ ናብ ኤርትራ ዘተኮረ ሓደገኛ ስትራተጂኦምን ስለዝፈልጥ ኢዩ ነዞም ሰባት እዚኣቶም ዕጥቆም ንኽፈትሑ ዝገበረን ኣብቲ ኲናት ኢዱ ክሕውስ ዝተገደደን። ኢሳያስ ጠንቂ ውድቀትና ኣይነበረን፡ ኣይኮነን!
@filmontsehaye
Жыл бұрын
በጃኻ እስከ ኣይተስሕቀና እዚ ኹሉ ብዘይ ሕጊ ምጭዋይ ኩሉ ዓይነት መሰረታዊ ነገራት ሰብ ከይረክብ ምግባር ከ ብሰንኪ ናይ ዶብ ጉዳይ ወይ ብሰንኪ ኣሜሪካን ወያነን ዲኻ ክትብለና በዚ ኣገላልጻኻስ ፕረስዴንትና ባይደን ኣማሓደርቲ ዞባታት ክኣ መራሕቲ ወያነ ኢዮም እሞ ማለትዩ
ህዝቢ አሬትራ ከም ከብቲ ተኸብኪቡ ንማሕረድቲ እዩ ዝቀርብ ዘሎ.. ብኹሉ መዳይ እዩ ፈሺሉ እዩ ከምሃገር ክትቅጽል ዘለዋ ዕድል ጸቢብ እዩ. ምክንያቱ ህዝቢ አሬትራ ጸቢብ ድኹምን ኣተሓሳስባ እዩ ዘሎዎ. 😪😪😪
LIER, LIER, LIER, LIER. WE EPLF BUILT 4 COLLEGES AND UNIVERSITIES. YOU SHOW IF FULL OF LIES. YAK
@Sick0fTraitors
Жыл бұрын
😁😁😁😆😆😆your English language level is for Azele😅😅😅😅🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣😆😆😁😁😁
Kidmi motka ynasah eu nska gn tihsu eka zelka .....
@solomonteshagerethiopian6483
Жыл бұрын
are you kalbi issias or Eritrean?
@filmontsehaye
Жыл бұрын
ኣብ ምንታይ ኢዩ ሓስዩ እስከ ኣብርህልና፧
@letezghitessema3974
Жыл бұрын
Dr Asefaw Why are you deniying the war of eoyane the abstacle of eritrea. The peace of Eritres is destraped by the imposed war in in may 1998. Dr. Falso you were a freedom fighter but you did not underdtand the politics of the EPLF. Dr. Falso you can analize ehst ever you want but you need you need anslize your delf first. The war is meant to destablize eritrea.. Please stop your crazy alnalisis you need to see a scholigist to come to your sences.
@Elisa14143
Жыл бұрын
@@solomonteshagerethiopian6483 Enkae kelbi junta aykonku ember ....💎🇪🇷 weshele
@solomonteshagerethiopian6483
Жыл бұрын
@@Elisa14143 🐒👌
ጽቡቅ መደብ
ዶ/ር ኣሰፋው ሓንቲ ዝረሳዕካያ ድማ ኤርትራ ጥራይ ኢያ ካብ ዓለም መስተንክራዊ ቃልሲ ን ናጽነት ኣካይዳ ብ ገዛእ ፍቃዳ ናብ መግዛእቲ ትምለስ ዘላ ሃገር ኢያ ብሰንኪ እዚ ውቁዕ ርእሲ ኣረጊት ሰብኣይ ኢሳይያስ።
ንህዝቢ ኤርትራ ዘይተጋደልቲ መን በዲልዎ ቁሩሱሳት
@simret639
Жыл бұрын
ተጋደልቲ ጀጋኑ እዮም ብኣካ ዝለዓሉ ኣይኮኑን
መራሒ ዘይኮነስ ገባቲ ወናኒ ዱስቡጣ ማፍያ እዩ ኢሳያስ
ወያኔ ዶ ኣይኮነትን መጀመርያ ሚሳይላት ናብ ኣስመራ ዝተኮሰት?
ተጋሩ ብሓፈሻ ህዝቢ ኢትዮጲያ መሕረዲኡ ርኹስ ኣምሓርኛ ምህርናዮ ኢና በል ንናሳሕ!
ኣሰፋው ምስ ወያነ ዘኽዞኽ እናበልካ ከመይ ገይሮም ክሰምዕኻ።