ዝገርም ሓዱሽ ግጥሚ ዓወት ወዳጅን ዘረባ ዶክተር ኣብይን ( ሽምና ዶ ተፀዊዑ ሓቀይ ? )

Welcome to Awet Multi Media....
Like, Share, Comment and Subscribe to our Channel

Пікірлер: 737

  • @yordigaltigrayselammskulu2399
    @yordigaltigrayselammskulu23994 жыл бұрын

    ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ስውኣትናን ምእንተ ዛሃገር ፍርቂ ኣካሎም ዝከፈሉ ተጋደልትን ነቲ ምስ ዝነፈሰ ንፋስ ዘይነፍስ ኩሩዕን ወረጃን ህዝቢ ትግራይ ይኩን 🙏

  • @hlnamedia1111
    @hlnamedia11114 жыл бұрын

    🤔ኣድነቕቲ ዓወት ወዳጅ ኣለኹም ዶ ? 𝙡𝙞𝙠𝙚

  • @tsegezeababreham4607
    @tsegezeababreham46074 жыл бұрын

    ዓወት ጅግና ወድቶም ጀጋኑ I’m from Eritrea 🇪🇷 but I’m Proud of you even we’re broth and sisters we are ☝️ just keep going

  • @user-gq4lb1sv7j
    @user-gq4lb1sv7j4 жыл бұрын

    ዓወተይ ኣታ ጅግና ብሕልመይ ስለ ዝሓለምክካ እድሜካ ነውህ እዩ ጅግና ትግራይ ህማቅ ኣይዝርካ

  • @user-ki6wj6im5b
    @user-ki6wj6im5b4 жыл бұрын

    እሰይይይይይይይ ዓወተይ ወዲ ሓራስ ነብር ወዲ ትግራይ ቀፅለሉ

  • @user-jy1iq6kj7w
    @user-jy1iq6kj7w4 жыл бұрын

    ተባዕ ወዲ ትግራይ ዓወተይ ቀፅለሉ

  • @lilytadesse2429
    @lilytadesse24294 жыл бұрын

    Oወት ወዳጅ በሊሕ ጋዜጠኛ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ

  • @tsegaaezgobo1391
    @tsegaaezgobo13914 жыл бұрын

    ዓወት ጅግና ነዊሕ ዕድመ ያሃብካ መሽረፈት ሲ ዕድሜኻ ይሕፅሮ ፈጣሪ

  • @suzanagalejeganu9828
    @suzanagalejeganu98284 жыл бұрын

    ዓወተይ ጅግና ንበረልና

  • @elisagualmama1279
    @elisagualmama12794 жыл бұрын

    ዓውት ከም ስሙኻ ዓውት እኻ እሞ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ

  • @user-jj6cu5zg2d
    @user-jj6cu5zg2d4 жыл бұрын

    ክብርን ሞጎስን ሰማእታትና 😢😢😢 ዓወት ከም ሽምካ አጆኻ ናይና አዮኹም ደቂ ትግራይ

  • @user-jj8us6vg4n
    @user-jj8us6vg4n4 жыл бұрын

    ዓወተይ ጅግንና ወዲ ህዝቢ ኣኽሪዕኻና ዘላእልማዊ ክብርን ሞጎስን ንስዋኣትና

  • @haftayhagos1280
    @haftayhagos12804 жыл бұрын

    ይበል ግጥሚ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 1000 ዓመት ንበረለና!!!መሽረፈት ማንታ መልሓሱ!!!

  • @abrhamteame7641
    @abrhamteame76414 жыл бұрын

    ወዲ ወዳጀ ጅግና

  • @daniaxumawi3705
    @daniaxumawi37054 жыл бұрын

    ትግራይ ንተጋሩ ወርቂ እያ ምስ እንስሳት ንሕና ንሃንፅ ንሶም የፍርሱ ንድሕሪት እንዳተንሽራተትና ኣይንነብርን

  • @slamhjaber225
    @slamhjaber2254 жыл бұрын

    ቀፅል ዓወት ወዳጅ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ግጥሚ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መቅስን እንዲካ አንታ እስካስ ንዓ ዝወለደት አደ ሺሕ ዓመት የንብራ

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam124 жыл бұрын

    ዓወት ጅግና ኹርዓት ተጋሩ 🤩🤩🤩🤩🤩😍😍😍😘😘😘😘💪💪💪💪💪💪🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳

  • @user-ws3ht4dc8t
    @user-ws3ht4dc8t4 жыл бұрын

    ዓወት መቅሰን ብርዕኻ ይለምልም ኣታ መቅሰን 💖💖💖💖💖💌💌💌💌💌💛💖💛💖💛💖💛💖💛💖💛💖

  • @jerigere1908
    @jerigere19084 жыл бұрын

    ዓወት ወዳጅ ልክዕ ከምስምካ ዓወት ሒዝካ መዐወቲ💖💪💪💪

  • @kidugalitigray4751
    @kidugalitigray47514 жыл бұрын

    ዓወተይ ኩርዓት ትግራይ🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳 ንብረልና የኔ ጂግና ክብርን ሞገስን ንስማእታትና🙏🙏🙏

Келесі