This dramatic art is the best advice to the politicians. They are not learning and value the suffering of this strong people. Old politics has no place at this time. unity is the only way out to establish a system that leads us to a permanent peace and developments. Politicians have to be civil and prioritize the people’s need not their place in governing. True politicians shouldn’t have interest to be in government. The true politicians will be effective by explaining what is wrong and right to the people in a civilized manors so that the people will force the government to do the right things.
I have never Heard As powerful Poem as This One, Very touching 😢, Extremely Meaningful Message👏, Indeed Let The People Of Tigray Releasing A Sigh Of Relief For Once And For All Forever For Good 🙌, For God Sake 🙏.
Пікірлер: 433
ጅግና ዓወተይ ተጋደላይ ❤💛❤🙏
ብጣዕሚ ጎበዝ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዓወት ሓወይ ኣጆኻ ቀፅለሉ ሓቂ ሒዝካ ኣብ መንገዲ ሃርስ ኣኹሪዕኻኒ ኣምበሳ ኢኻ ብሓቂ 💪👌👌👌
ዓወትይ ጆግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ጅግና ወዲ ህዝቢ ዓወት ወዳጅ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወዲ ትግራይ መዓረይ 💛❤️💛❤️🙏
እፍፍፍፍ😭😭😭 ህዘበይ ቀደማኻ አቱም መራሕቲ ልቢ ግበሩ ዘህዝቢ አዕርፍዎ 😭 ዓወተይ አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይለሃብካ🤲❤ ብደገን ብውሽጥን ዘለና ስኽን ኢልና ንሐሰብ😭
@alganeshbahre8598
Жыл бұрын
Agree
አንታ ዝትዓደልካ ብሩክ ሓቂ ኢልካ አምላክ ድምፅካ ክስማዕ ይግበሮ ብሞገስ ፅገብ ሓወይ!!
@user-kz8yr2dp9w
8 күн бұрын
yesss it is
ዓወተይ እንድሕር ለቢምና ኣስተውዒልና ወሳኒ መልእኽቲ አብስዓቱ።
ብሓቂ ዓወት ሓወይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ ፈጣሪ ኩሉ አለም። ዓይነ ልቦኖኦም የብረሀሎም እግዚኣብሔር ኣምላክ
ዓወት ጅግና ናይ ብሓኪ ደስ ዘበል ግጥሚ ኣብ ህዝቢ።
አብ ትግራይ ዘለው ጋዜጠኛታት አዝዩ ዘድንቆ ሓደ ዓወት ወዳጅ እዩ ጅግና ወዲ ህዝቢ
ብጣዕሚ ጅግና ሓቂ ይሃብካ ዓወት ወዳጅ ቀፅለሉ
ብርዕካ ይሰስን ዓወት ጅግና ናይ ህዝብካ ፀገም ከምዙይ ገይርካ ምግላፅካ ተሓቢና ቀፅለሉ ኩሉ ግዜ ወፅዓ ፅዝብካ ግለፅ
ዓወተይ ብሉጸይ ❤ እህህ ናይ ብሓቂ ናትና ነገር አብ ጸገም ጥራይ ንሓብር! 😪 እዞም ፖለቲከኛታት 'ዚኦም ብዘይ ጉርሕን ሽርሕን ነዚ ለዋህ ሕዝቢ ከንብብዎን ክርድእዎን ይግባእ! ሕዝብና ሰላምካ ይመልሶ ትግራይ ዓደይ ካብዛ ከሓዲት ዓዲ'ዚኣ ትፍለይሉ ዕለት 'ናፊቑኒ! ከዓ መዓዝ ብክፉእ ከም ትለዓለኪ ትሓስብ ትህሊ! በይዛኹም ንሕበር!
You are the best. Please keep teaching our young generation to remain strong. You are the best
ኣይይይህዝብና ኦ ቅዱስ እግዚኣብሄር ርደአዮም ከምኡ ገይርኻ ንገሮም ዓወተይ
ብጣዕሚ ጀግና ሓቂ ይሃብካ ዓወት ወዳጀ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ጅግና ተጋደላይዓወት👊👊👊💝💝💝💝💝💝
ዓወትስ በሊሕ ነይርካ መንሞ ይስማዕካ
@kindeya598.
Жыл бұрын
Banda hiwhet
ዓወተይ ናይ ልበይ ኢለካ ኣለኹ። ኣቦ ጥበብ ወዲ ህዝቢ ዓወተይ ብሓቂ ሕድሪ ሰማእታትና ከይነዕብር ሓደራ ሕድሮም ነኽብር💊💊💊💊🥰🥰🥰🥰ህዝበይ🥰🥰🥰💊💊💊💊🥰🥰🥰🥰
ዓወት ኣቦ ጥበብ ሓሳብ ህዝብ ኣንብብካ ትገጥም ጀግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንትግራይ ሙሉእ ሰላም ይሃበልና ፈጣሪ😍❤️❤️❤️
ዓወተይ ሕማቕ ኣይርከብካ መተዓቢተይ መምህረይ
ብሓቂ ብሓቂ ምስምማዕ ምትሕልላይ ብልቢ ንሕዝቢና ነክሓልፈሉ ምፅዓር ።ምክብባር እቲ ተረኪቡ ዝንሄ ሳላ እቶም። ዕሸላት ሓትና ሞይቶም ካበሕዚ ምጥንቃቅ ።እታ ሰላም ተረኪባ ዘላ ነንባዕልና ንሕበር !!
ሓድነት ጥራይ እዩ ዜድልየና 💪🏾💛❤Ajokum Hizbey
@kindeya598.
Жыл бұрын
Banda hiwhet
great view. happy tp see you on the window again. kep it up with your team.
❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ጅግና ወዲ ጀጋኑ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤
እንኻዕ ናብ መበል 48 ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ በሰላም ኣብፀሓኩም ጀጋኑና 🥰💊✊ ዓወተይ ጅግና ብሓቂ ነዚ ዘለናዮ ሃዋህዉ ዝገልፅ ግጥሚ👌 ከምዚ ዩ ህዝባዉነት ቀፅለሉ ❤✊ ክብር ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና❤✊💊🙏
Brother Awet, 👌💖💪 thank you for your contribution. This very touchee powerful poem !
ዓወተይ ወዲ ህዝቢ ትግራይ ኣጆኻ በርተዕ ዓወተይ ጅግና ብርሃን ትግራይ እግዚአሰብሔር ዳግም ይምለሳ ብደቃን ብሓሊ ፈጣሪ ሙሉእ ሰላም ይግበረላ
Awet your are a great seasonal messenger God bless you well said everything is real and right
አፍፍፍፍፍፍ ህዝቢይ😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔 ዓወት ወዳጅ ጅግና ወዲ ህዝቡ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🕊🕊🕊🕊💛❤🔥
ዓወትየ ጀግና ወዲ ህዝቢ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ አታ ለዋህ ህዝበይ ምሉእ ስላም የውርደልካ ፈጣሪ ኩሉ ዓለም 🙏🙏🙏♥️♥️♥️👌👌👌👌♥️♥️♥️♥️♥️❤️❤️🥰🥰👌👌👌
ኣታ ጅግና ከማካ ይብዝሁ እድመን ትእናን ይሃብካ
ጀግና ወድቶም ጀጋኑ ብሓቂ ዓባይ መልአክቲ እያ ብርዕካ ይሰስን ዓወተይ ብዕድመ ብጥዕና ይሓልወልና እግዚአብሔር አምላክ🤲🥰🥰🥰❤❤❤❤😢
ክንዲሽሕ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ቀጽሎ።
ዓወተይ ጀግና በሓቂ ህዝብና ዘንብብ እዩ ተሳኢኑ ዘሎ ኩላ ንወንበራ ጥራይ በቃ ኣሕ🙏🥲💊💪
ጅግና ተጋዳላይ ዓወተ ሓውና 🙏🙏😍😍😍💊😍😍😍
ጅግና ዓወት ወዳጅ ንዝሰምዕ ነግርካዮ ዘይሰምዕ ይከ ስምዕ
ህዝበይ እዙዩ ዶ ይግበአካ ምሰኪን ህዝበይ ዓደይ ዓደ ጀጋኑ ሕራነ ንኩሉ ይስዕሮ 😭💪♥️💛♥️💛♥️💛♥️💛♥️💛♥️💛♥️💛
ዓወተይ ጀግና 💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️😘😘😘😘😘
ጋዜጠኛ ዓወት ወዳጅ፣ንዝሰምዕን ኣብ ተግባር ንዘውዕሎን ፖለቲከኛ መራሒ ረዚን መልእኽትን ሓደራን ስለ ዘሕልፍ ደስ ዝብል ግጥሚ ስለ ዝገጠመካ ብሽም ህዝቢ ትግራይ ብጣዕሚ ነመስግነካ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ዓወተይ ጀግና ወዲ ህዝቢ ንበረልና ሰላም ንዓካ ሓላል ህዝበይ
it great poem Awot Wedage keep up it.
Thank you so much Tegadalay Awot Wodage.
ዓወተይ ጅግና💝👏
ናይ ብሓቂ ዓወተይ ከም ሽሙ ዓወት ጀግና ወዲ ህዝቢ ✅❤️❤️❤️❤️🕊
ብጣዕሚ ህዝብና ህዝብና ህዝብና💞💞💞👌🙏
ጎበዝ ዓወተይ❤❤❤❤❤
ጅግና ወድ ህዝብ
ጅግና ወድ ህዝቢ
ጅግና ወዲ ህዝቢ ቀፅለሉ ወዲ ሓራስ ነብሪ ዓወተይ ❤️❤️❤️👍👍👍👍
Ember gazitegna kunetat bdembi zenbebe wedihzbi
ዓወተይ ብርዕኻ ይሰስን ዓባይ መልእኽቲ እያ
ዓወተይ 💛❤️💛❤️🍀🍀🕊🕊
ህዝበይ ጅግና😘😘😘😘😘💪💪💪💪💪💪
@worldcup7450
Жыл бұрын
Bhzbkum kuruu bhiwehatt ginnn kithasruu ekuuum beluwooommm nezooom wekaru bay hiwehatin diasporaa belatii burger dem mensey tgray zeyhmoom
@lilymogess3081
Жыл бұрын
ትግርኛ አይርድአክንዩ? ጀግና ህዝቢ አይኮነን አኽላባት ሰላም ጀጋኑ ጸላሜ ሕሱረት
@user-zb1nd3eh5t
Жыл бұрын
ጅግና
@Solteka
11 күн бұрын
❤ብምስትውዓል ንስምዓዮ፤ ቅድሚ እቲ መዕነዋይ ኵናት'ውን ባዓልቲ ትሽዓተ ጎማ ዝብል ግጥሚ ገጢሙ ነይሩ ግን ዘስተውዐሎ ኣይነበረን ሐዚ ግን እስቲ ነስተውሎ።
ብጣእሚ ትምህርታዊ ዝኸነ ተዋስኦ ዝገርም እዩ እንታይ ንደልይ ካብ ደገ ዘድልየና ምውኽላል. ሕብረትን እዩ
አጀኻ ቀፅለሉ ወዲ ሓወይ ዓወተይ ጅግና
ጅግና ወዲ ህዝብ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤😂🎉
Well done brother, long live and God bless Awetey...
ዓወት ጅግና ወዲ ህዝቢ ናይ ልበይ ረኪብያ በቃ የኣክል ህዝብና የኣክሎ ንህዝብና ዘይምጥን መሪሒ ገደል ይእቶ
እስካብ ማዓስ እዩ ግን ከምዚ እልካ ጅግና ህዝበይ🖤😭💛❤️👌
ወድዓዊ አዝዩ ግልጽ ግጥሚ
Ajona bertiu!🥰💛❤️
ዓወት መን ሰማዕ ንስኩ ሓቂ ካብ ትነግሮ ፀንሓካ ኣሎካ❤
Gegna adi nberelna eske❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እንኳዕ ብዳሓን መፃእኻ ዓወት ሓውና ብጣዕሚ ደስ ዝብል ግጥሚ !!ኣሕዋትና ድማ sebscraib ኣይትረስዑ ተሓባበርዎ
I really appreciate you ❤️
ዓወተይ በሓቂ ጅግና መራሕት ትግራይ ስመዕ በደብ ናይ ህዝበ ትግራይ
ተጋደላይ ዓወት ወዳጅ ጅግና ፈታዊ ህዝቡ 💔💔💔💔💝💝💝💖💖💖❤💛❤💛❤💛❤👍👍👍👍👍👍👍
ብሓቂ ናይ ዓድና ነገር እናሓደረ ገረመ ኣምላክ ቅዱስ ያሬድ መራሒ ከም ቅዱስ ሙሴ ይስደደልና❤
This dramatic art is the best advice to the politicians. They are not learning and value the suffering of this strong people. Old politics has no place at this time. unity is the only way out to establish a system that leads us to a permanent peace and developments. Politicians have to be civil and prioritize the people’s need not their place in governing. True politicians shouldn’t have interest to be in government. The true politicians will be effective by explaining what is wrong and right to the people in a civilized manors so that the people will force the government to do the right things.
ንህዝቢ ዝሓስብ መራሒ ትግራይ ፈፂሙ የለን።ግዳስ ኣብ ዓለም ጠንካራ ህዝቢ ትግራይ እንተ ዓወት ተባዕ ቃልስካ ቀፅለሉ!
ጃግና ወድ ህዝብ ከማኻ ዝበለ ያብዝሓዮ ፈጣር ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Nay behaki ewanawe malekte agoka hezebey😍😍😍😍😍
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዓወት ፈታዊ
Jgenn kelu tkelwe jgenn ladenl melue selm ygberne gotay meray ❤🙏
ኣቤት ብድሮን ተወቂዑ መይቱ ኢላትኒ ሓንቲ 😁ዝነባዕኽዎን ዝሓዘንክዎን ኣቤት ምምራሩ ዝነበረ 😭😭😭😭
ዓወት ጅግና ካብ ዓይኒ ሓሳድ ይምሓርካ ❤️💛❤️💛🐅
ናይ ኩሉ ግዜ መምህር ብህዝቢ ትግራይ ንዝሐስብ ዐቢ መምህሮ
እፍፍፍይ ሓቅኻ ህዝቢ ያአክሎ ልቢ ግበሩ መራሕቲ ናሓደራ 🙏🙏🙏🙏
Gobez gobez👍👍
" ...ኣኻልብ ሠላም: ኣናብስ ጸላም..." Amazing ዓወተይ🧡❤️🧡❤️ መን እሞ ይስመዐካ😥😥
@asekoeneymbetamdesylegnneb6206
Жыл бұрын
👌👌👌👌👌💔
ዕድመና ጥዕናን ይሃብካ ዓወት ወዲ ህዝቢ
ብትክክል ዓወት ጅግና
ጅግና
ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ስለም ንዓኻን ንህዝብኻን።
ዓወተይ ጅግና
I have never Heard As powerful Poem as This One, Very touching 😢, Extremely Meaningful Message👏, Indeed Let The People Of Tigray Releasing A Sigh Of Relief For Once And For All Forever For Good 🙌, For God Sake 🙏.
@sabaamanuel8501
Жыл бұрын
ነኡው በሎም
@user-nl8uo3cd5b
Жыл бұрын
ተስፋ ይገብር!ዝምልከቶም አካላት ትምህርቲ ኸወስዱ
@terhasyebarkan9995
Жыл бұрын
ዓወት ጅግና ወዲ ትግራይ
@awegeny6875
Жыл бұрын
@@terhasyebarkan9995 Indeed Our Beloved Fellow Tigrayan Brother.
ጅግና ጋዚጠኛ መንእሞ ይስማዕኻ ብዘይ ካ ፀገሞም ፀገም ህዝቢ ዘይ ፈትሑ መራሕቲ
ዓወተይ ቀፅለሉ ጀጋኑ ተጋሩ❤💛😍💪
Thanks Braeka ysesen !
ናይ ብሐቂ እዋናዊት መልእክቲ😍😍😍😍😍😍
Tekekel leb zelewo lbi ygeber aytetmenalna ahewot feksi selam yfeterelna hzbey kbern mogesen nsewotna ❤🙏
ብጣሚ ደስ ልብል መልኽቲ ዘለዋ ግጥሚ እያ
ህዝበይ💛💊 ሓላል💔😢 ዓወተይ ጀግና በርትዕ!
ይበል መልአኽቲ ነቶም ሎሚ ውን ኣብ ጦብያ ተስፋ ዘለዎም።
Awetey gegna edmen tena yhabka 🙏🏾 👌❤💛❤💛❤
ትልቅ ትምህርት ነው ልብ ላለው
Edmien tenan yehabka Awetey 😘💯 betami lebka Seritsu zeatu Getmi eiu Fetsum selam nezi jegna hezbina 💛❤🙏
You're so smart 👦 guy
ይብዘሓልካ አፍ ሕዝቢ ምካን ፀጋ እዩ!!!!!!!!!!!!!ዝምልከቶም ድማ ሓያል እግዚአብሔር የስማዓዮ።።።።
Awet wedaje lebam mesteweali yekenyelna 🙏🏽🙏🏽❤💛❤💛❤💛