ህዝቢ ዘንበዐ ዝገርም ግጥሚ ብጋዜጠኛ ዓወት ወዳጅ Awet wedaj
Ойын-сауық
ሰላም ተኸታተልቲ ያታ ኣፕ እንኳዕ ብደሓን መፃኹም።ድሕሪ ብዙሕ እዋን ከምቲ ፀላኢ ዝሓሰበልና ከይኮነስ ከም ፍቓድ ፈጣሪ ኮይኑ ተራኺብና ኣለና።
#Comment
#Share
#like
#Subscribe ምግባር ኣይትረስዑ::
Any unauthorised use,posting in any other social Media re-uploading is strictly prohibited and may result in automatically copyright strike.
Пікірлер: 125
እግዚአቢሄርንሀዉና አወት ወዳጅ እድመን ጥእናን የሀበልና አሜን
ጅግና ወዲ ህዝቢ ተባዕ ናይ ባሓቂ ከምዚ እንተይላ ዓዲ ክትቅየር እየ ክብርን ሞጎስን ልናይ ቀደምን ሐዝን ሰማእታትና!
ናይ ብሐቂ እዋናዊት ግጥሚ ሕዝቢ ትግራይ አስተብህል ደው ኢልካ ሕሰብ ትማሊ ዝተሰዉኡ ህዝቢ ትግራይ ርእሱ መታን ከቅንዕ ኢዩ ህዝቢ ትግራይ ሐታቲ ኩን ንቃ በል ለውጢ መሪሕነት የድለና አሎ። ወያኔ በቃ ይአክለካ ካሊእ ሐሳብ ዘለዎም ጀጋኑ ከማኩም አለው አደ ትግራይ ሕዋሀት ጥራይ አይኮነትን ወሊዳ ስለዚ ትግራይ ካብዚ ዘሎቶ ክትወጽእ ተኮይና እቲ ቦታ ሕደግዋ እሞ ንኑእስ ወለዶ ሃብዎ ትግራይና መታን ተመሊስና ክንሪኣ ሐደራ እዝኒ ዘለዎ ይስማዕ። ትግራይ ትስዕር
ኣቤት ግጥሚ ቀፅለሉ ሓዉና ህዝቢና ይረአ እወ
ሎሚ ኣሐጉስኻና ዓወት ድምፂ ህዝቢ ይሰማዕ 💔💔😭
ብርዕካ ይሰስን ጀግና ሓዉና😘👏👏✊❤💛
ኣሕሕሕሕሕ ህዝበይ መራሕቲ የረኸብናይ ኩሉ ንሽመቱ መንእሰይና ሃልቁ ኣሕሕሕሕ የቀንየልና ጀግና ሓውና😭😭😭😭😭😭
Wawwwwwwwwwwwwww akurikana awuchu❤❤❤❤👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍🌷
ዓወትና በዓል በሊሕ ርእሲ ንገሮም ልክዕልክዖም ዞም --------
ጅግና ሰብ
ጀግና ዓወት ሓዉና
አታ ጅግና ዓወተይ
ዓወተይ እስኺ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ኣብ ዘለኻዮ😢😢💊💊💊💊💊💊
I’m Eritrean,But I can’t stop crying and I support Tigray people.!!!!!!❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@abrahamtesfai6597
Жыл бұрын
Why are you crying for? How do you think the 80K Eritreans were crying when the evil TPLF kicked them out of Ethiopia in empty hand and on a war zone. Tegaru are snake and HASADAT and there are more misery to come as long as they support TPLF.
@eliaslondon1585
Жыл бұрын
Yordanos, I don't think so you are Etitrean ,the people of tigrai has been given a lot of opportunity to change the way they think to ward Eritrean resilient people ,100,000 deported in a horrible way because of their eye color
@user-bw4sj2nt2h
Жыл бұрын
@@eliaslondon1585 why do you always play the victim? you guys deport more than a half million people in 1991 and then before you start the bademe war you deport Tegaru and took everything that belong to them we know what you did to our people so stop being a victim and own what you did to Tegaru too
ብርዕካ ይሰስን ጀግና ሓዉና::
ዓወት ጅግና
ዓወተይ ዕድመ ይሃብኻ።
ተላዓል ሆዝቢ ትግርኛ
ዓወተይ❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏
ዋይ ህዝበኣየ ህዋሓት ህዝብትግራይ ኣሳቂወ ጅግና ወዲህዝቢ ዓወት ሓዉና ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ ፈጣሪይ 😥😥😥😥
@wenybelay7845
Жыл бұрын
Tgrawot smeru hwaht qberu selam ktnebru ms kulu
@embetukonjo
7 ай бұрын
🥲🥲🥲🥲💝
ብርዒካ ይሰስን ዓወተይ
ተጋ. ዓወት ወዳጅ ካብ መድረኽ ዘግልለካ እንተሎስ ውይልኡ ኣይትሳኣን 🫡
Hawey marey aegoka
ዋዉ ዓወት መግለፂ ኣልቦ ዝኮነ ግጥሚ👌❤
Yes yes yes you are right
ዓወትኳስ መሪርዎ😭
@welday232
Жыл бұрын
ዓወት እኮ ሕወሓት ኣኼባ ኣብ ዝገብርሉ ግዜ ብሕወሓት ተዓዲሙ ነቲ መድረኽ መሸቀጢ ዝኸዉን ግጥሚ ሒዝካ ምፃእ ዝበሃል ዉሽጣዊ ጀኖሳይድ ዝገብር ዝነበረ ኣካል እዩ
❤❤❤❤❤❤😊😊😊😊😊ዓወተይ❤❤❤❤
😭😭😭😭💔💔💔🖤🖤🖤ሕቆየና ተሰይሩ ዓወተዮ😢❤❤
ዋው!!!
God bless you always every time. 🙏 nezu hzbi ezuy zeyneerfo, I love that.
ልቢ ይሃቦም መራሕቲ ንስካ ግን ቀፅለሉ
🌷🌷🌷⚘⚘⚘🌹 yes I proud of you I'm happy you are my brother God bless you
ጎበዝ ንገረኦም ዳሕና ገይርኻ
Ambsa wedi tgray🎉❤
እዋይ ዐወት ወዳጅ ሐወይ ብሐቂ እግዚኣብሔር ይባርኽካ 100/በርሰንት እያ 6:23
One of recent heroes.
Tanx awet gn tay waga alewo tsemamat zikonu gujile getimomna
Ezia nana Eritrean tmlketena eya ❤❤❤❤❤❤❤
Tgray and tgray and tgray
yes
ዓወተይ 😢እቶም ጀጋኑ ኣያታትና ጀነራላት ቀታሊኦም ዘይተገልጸ ድሮ ተረሲዖም።😭
@tigraywerki1355
Жыл бұрын
መን ጀነራላት እዮም ???
ፍሬ ጀጋኑ!
ክብሪ ህዝቢ እትሕሉ ብልጽቲ ጥበብ!
ይገርም ካብ ሑሉፍ ዘይንማሃር😢😢😢😢😢😢😢😢
God bless you 🙏🙏🙏
ዓወት እማ ተላአኪ ናይ ወያነ እጁ እታ ሰገናት ዘፅነተት ተበላፂት ደጋፊ እጁ ንወያነ ከምሓቀና ይገጥመል ህዝቢ ትግራይ ክሳዕ ማዓስ እዩ ለለአዳበለ ህዝቢ ይሽውድ
አሕሕሕሕሕሕሕ"ብመውስቦን ከባብያውነትን"እንድሕር ህዝቢ ንብትን እንታይ'ዋጋ ለዎ እቱ ሙህሮ....
Long live our hero
Aej0ka ajoka
🥰
tim Bel komal agame Teguar tgraway you was a number one supporter TPLF
❤❤❤❤❤
ዓወተይ👑♥️🥰
that’s right
እዋይ💔💔💔💔
@user-ne2rs9ix1k
Жыл бұрын
Eway ygerm eyu
💜❤️
ዓወተይ 🥰🥰🥰🥰
ተጋሩ ካባና ተመሃሩ ንስልጣን ክብሉ ኢዮም ኣትጥፊኦምና እዚ ንዓኩም ዓቢ ተመኩሮ ኢዩ ጉዳይኩም ብህልክ ዘይኮነ ብምርድዳእ ኢዩ ክከውን ዝግባእ ስመሩ ሕበሩ ጸላእትኩም ክተባርሩ።
T P .L.F..T.D.F. :እኳዕ ንብረታ ተጋድሎ:ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ን48 በዓል አብፃሓን። ጅግና ህዝብና ንዓለም ዘደነቅ: ዘደመመ ዓወት አርእዩ እዪ።ትግራይ ትስዕር።(💖💛💖)
🙏🙏🙏❤❤❤😭😭💔💔
እህህህህህ ቆስለይ ተጉዲእ😭😭😭😭😭😭😭
Aejoka
Awet nay behaqi Awet...... telefonu zelewo
😭😭😭👏👏👏👏👏👏
ነስተዉዕል
😘#😘😘##😘😘
😭😭😭💟🙏
💖🥀👑♥️
😭♥️💛♥️💛
Tgray aegame tgray aegame tgray
ያንቅፅኻዋ ናትኻ ግጥሚ ድዩ ዓዲ ክዕሪ ሓሳዊ ለቕላቒ ድስቲ ሕወሓት
Ajokum hzbi tgray .jeganukum halwu.nhna eritrawian sle zeyhalena tefina
Anta daynasor mengstesemay leyba banda
አይ ዓደይ 😥 ኩሉ ይጥቀመልኪ
💔💔💔😭😭😭
ኡፍፍፍፍፍፍ ታይ እና ንገብሮ ዝርኸብካዬ ህዝብ ትግራይ
ከምስምካ ዓወት በቃ ዓወት ኢኻ (Us your name you are victory)
ህዝብና ዝረኹቦ አሕ በቃኺ ዶ አዶ ትግራይ
Naybehaqi azika lebam seb ileka aleku ane eritreawi iye edmen tienan ymneyelka
🤔💪💪💪💪💪
ህዝበይ 😭
@ZzZz-gd2uj
Жыл бұрын
ህዝበይ
Mengstesemay yewarskay ayawa
anta neskas gegna eka
AjoKa❤
ኣሜን እንካዕ ንስኻ እውን ብሰላም ፀናሓኻ ግጥሚ ዓዎት ተንርዳ ኣ ፅቡቕ እዩ።
Ezi haqi ezi eyu nhzbi zeyhali merhnet gedel ygba
Hakegna gtmie gtem.ab tarik ztemerkose suik ilka hasot aytgtem
Bitami hayal melikti eyu 🥲👈 kab hawikum ertirawi
Konjk
Bejakum nibiaet adetat Debussu ufffffff
Kkkkkkkkkk tegaru gena zzerakumuwo ktasdu ekum
Kabbal Awel sied gtmi temaharu 😁🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷tegaru
3:18 3:21
ዓወት እኮ ሕወሓት ኣኼባ ክገብር ከሎ ብሽም ስዉኣት ተጋደልቲ ግጥሚ ሒዝካ ምፃእ ተባሂሉ ዝዕደም ሓደ ካበቶም ኣብ ህዝቢ ትግራይ ጀኖሳይድ ዝፈፀመ ኣካል እዩ
Eniquo tigraway koniko
Awet wedajowa TPLF malet ko nay Denakur sibsib ko eu There is no change or any development having them “The kadres”
Edkum eya. Geme over. Hji wn Alatkum eta Betri. bkyat Aykonen.Maleit lementi::
@mashonguse4661
Жыл бұрын
አቱም ደናቁር ከማኹም ናብ ሲኦል ዝኾነ መግዛእቲ ንከይንአቲ እዪ ዘጠንቅቅ ዘሎ እንበር ምሳኹም ሰማይና ምድሪ ኢና ርሕቀት አማሓድራና እንተኺእልኩም ከማና ሕሰቡ እንተዘይኪእልኩም ሱቅ በሉ
ኣንታ መውረይ ግደፍባ እዞም ሓቂ መሲልዎም ትግራይ ትለምዕ ብዝብል ፕሮፓጋንዳ ተታሊሎም ደመ ከልቢ ኮይኖም መሳለይቲ ሂወት ሰበ ስልጣን ብዝኾኑ ኣብ መድረኽ እንዳወፃእኻ ኣይትቀልድ ሕወሓት እኮ ባዕሉ ብዝቐተሎም ንፉዓት ተጋደልቲ ኣቢሉ ክሽቅጥ ኢና ንፈልጦ
hzbi tgray agokum tetenkeku hade kunu hzbi rsen kemoklo
Bahaki zegerm nzehiji zelo zegelex eyu mhur bezey hzeb konto eyu