Awet Wedaj Media - ዓወት ወዳጅ ሚድያ

Awet Wedaj Media - ዓወት ወዳጅ ሚድያ

Awet Wedaj Media is a media from Tigray that delivers Entertainment video, documentaries, events and others

Please Subscribe For More

Пікірлер

  • @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
    @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb2 сағат бұрын

    Kem hizbi Tigray gegna yelen hiwehat gin bitaemi yehzinu.

  • @BerheHadush-zd1wk
    @BerheHadush-zd1wk2 сағат бұрын

    ንግዝያዊ መንግስቲ ልቡ ደጊፍኹም ንገሩለይ እዚኦም ረሲዖም እዮም ንረብሓ ዝዋደቑ ዘለዉ

  • @berhewelde3823
    @berhewelde38233 сағат бұрын

    ጅግና ዓወት ወዳጅ ንዝሰምዕ ነግርካዮ ዘይሰምዕ ይከ ስምዕ

  • @berhewelde3823
    @berhewelde38233 сағат бұрын

  • @user-lm7jp2ql4p
    @user-lm7jp2ql4p3 сағат бұрын

    ኣወት ኣደኒ ኣዶ ጅግና ይጽናኣ በለለይ።

  • @HagosHaileGebru
    @HagosHaileGebru3 сағат бұрын

    ንህዝቢ ዝሓስብ መራሒ ትግራይ ፈፂሙ የለን።ግዳስ ኣብ ዓለም ጠንካራ ህዝቢ ትግራይ እንተ ዓወት ተባዕ ቃልስካ ቀፅለሉ!

  • @user-lm7jp2ql4p
    @user-lm7jp2ql4p3 сағат бұрын

    ኣፍኡት ተመንዶ ኽንብሎምሰ መንደላይ ተመን!እህ

  • @tekkewaldo3447
    @tekkewaldo344710 сағат бұрын

    ❤❤❤❤💊💛❤️❤️❤️❤️❤❤❤❤❤🇻🇳🇻🇳🇻🇳💊💊💊💊💊🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳

  • @FantaneshAbera-z2h
    @FantaneshAbera-z2h11 сағат бұрын

    ❤❤❤❤

  • @LLl-xg1wx
    @LLl-xg1wx12 сағат бұрын

    ጅግና ወድ ህዝብ

  • @user-vi9gu2ju7r
    @user-vi9gu2ju7r13 сағат бұрын

    ❤❤❤❤

  • @GoriedaTadesse
    @GoriedaTadesse13 сағат бұрын

    እስኪ ንገሮም ተተረዲእዎምስ ያ ቀፅለሉ ኣንታ ጅግና ወዲ ህዝቢ

  • @YaredNegasi-p3z
    @YaredNegasi-p3z13 сағат бұрын

    Entay emo kgber awet

  • @user-rf6fs1ik4m
    @user-rf6fs1ik4m14 сағат бұрын

    ዝሰምዕ እዝኒ እንተዝህሉ እዩ እምበር!

  • @AffectionateBoombox-ws5be
    @AffectionateBoombox-ws5be17 сағат бұрын

    አታሞ ከመይ ገይርና ኢና ካብዚ ብላዕሊ ክነረዶኦም

  • @user-du3so7wh8v
    @user-du3so7wh8v20 сағат бұрын

    😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @aom5ader225
    @aom5ader22521 сағат бұрын

    ❤❤🎉🎉❤❤🎉🎉❤❤

  • @Gebrehiwethailu-f9u
    @Gebrehiwethailu-f9u23 сағат бұрын

    ዓወት ወዳጅ ጅግና ግጥምስ ገጥምካ መንእሞ ሰምዐካ መስምዒ ዘይበሎም መራሕቲ እንዶ ገጡሙና ብስልጣን ንሕንሕ እዶኮይኑ ስረሖም

  • @MebrahtuAlemsegedKibrete
    @MebrahtuAlemsegedKibrete23 сағат бұрын

    ዓወት ትርግታ ሱቅተኛ አቃሊሕካዮ የቀንካ ዓርስካ ግን ሓሉ

  • @ahmadk4740
    @ahmadk4740Күн бұрын

    ዓወተይ ጅግና❤❤❤❤❤

  • @manjussegen3654
    @manjussegen3654Күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @GhxxhCchhxhx
    @GhxxhCchhxhxКүн бұрын

    💪💪💪💪💪✊✊✊✊👍👍👍👍👂👂🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌷🌷🌷🌷

  • @negagiday7414
    @negagiday7414Күн бұрын

    ወድዓዊ አዝዩ ግልጽ ግጥሚ

  • @workehagos4663
    @workehagos4663Күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-yy4dj6di5x
    @user-yy4dj6di5xКүн бұрын

    Thank you so much Tegadalay Awot Wodage.

  • @MehariMurkuzie
    @MehariMurkuzieКүн бұрын

    ንህወሓት መረሕቲ ንገርዎም ብናይ ህዝቢ ትግራይ ደም ምቅላድ ይአኽለኩም በልዎም

  • @user-rj7ei6ji3u
    @user-rj7ei6ji3uКүн бұрын

    ወያነ!!! "ክትበልዓኩም ኢያ !" ኢንኹምም። ትጻረፉን ጺሊኢ ትሰብኩን ጺሊኢ ትጸዓኑ ነርኩምምምም። ሕጂ ትግራይ ብሂወታ ቀቲሎም ናብ ዓለት ኢንዳን ዝተማቓቐልለት ናይ ስርቂ ቅትለት ትግራይ ኮንኩምምም!! ሕጂ ኣይኮነን ኣውያት ትግራይ ብደቃ ተበሊዓ ኢያ። ኩናት ብዓለት ዘኡተሪፍፍፍ ናይ ግዝየ ጉዳይ ጥራሕ ኢዩ

  • @ahmadk4740
    @ahmadk4740Күн бұрын

    እቲ ህዝቢ እዉን ጥዕና የብሉን ይመስለኒ እንታይ ዘስሕቅ ተረኪቡ እዩ ፀገሙ እናተነገሮስ ይስሕቅ ኣየ ዕሸላተይ ንኣሮግቶት መራሕቲ ንእስነትኩም ሲኢንኩም መዐንደሪ ከብዶም ኣምላኮም ዝኮኑ

  • @ahmadk4740
    @ahmadk4740Күн бұрын

    ፆሎት እዩ መፍትሒኡ እምበር ንፎርኦናት ተዛሪብካ መድከሚ

  • @ahmadk4740
    @ahmadk4740Күн бұрын

    ብሓቂ ናይ ዓድና ነገር እናሓደረ ገረመ ኣምላክ ቅዱስ ያሬድ መራሒ ከም ቅዱስ ሙሴ ይስደደልና❤

  • @HaftomAbrha-l1k
    @HaftomAbrha-l1kКүн бұрын

    ❤❤🎉

  • @MekonenGebreyohanes
    @MekonenGebreyohanesКүн бұрын

    Please መራሕቲ እዛ ግጥሚ ብውነ ኣዳምፁዋ መሕፈሮ ኮይንኹም ዘለኹም ንስኹም ኢኹም ። ነዛ ስራሕ እዚኣ ንዝሰራሐኹም ይበል ስራሕ ኣእምሮ እንተልዩዎም እን ዶክተረ ፕሮፌሰር እን ኣቶ ወ/ሮ ምሁራት ልቢ ግበሩ

  • @user-cd9zw6de6l
    @user-cd9zw6de6lКүн бұрын

    አጀኻ ቀፅለሉ ወዲ ሓወይ ዓወተይ ጅግና

  • @AsmamawHagos-q6i
    @AsmamawHagos-q6iКүн бұрын

    ጎበዝ ዓወተይ❤❤❤❤❤

  • @HaftomGmeskel-u9f
    @HaftomGmeskel-u9fКүн бұрын

    😢😂 ❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @Peaceonearthforall
    @Peaceonearthforall2 күн бұрын

    Brother Awet, 👌💖💪 thank you for your contribution. This very touchee powerful poem !

  • @abbygualadwa7685
    @abbygualadwa76852 күн бұрын

    Ajona bertiu!🥰💛❤️

  • @BryeAxum
    @BryeAxum2 күн бұрын

    ❤❤❤❤

  • @GideyAbraha-i8j
    @GideyAbraha-i8j2 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @LovelyBoombox-dk9wp
    @LovelyBoombox-dk9wp2 күн бұрын

    ህዋሓቲ ለይባ ይዊረድ

  • @HdhHdh-wk6rk
    @HdhHdh-wk6rk4 күн бұрын

    ክብርን ምስጋናን ንሰማአታት

  • @HdhHdh-wk6rk
    @HdhHdh-wk6rk4 күн бұрын

    ንዘላአለም ክብርን መጎሰን ንሰማእታት ትግራይ❤

  • @HdhHdh-wk6rk
    @HdhHdh-wk6rk4 күн бұрын

    ዓወት ❤ክብሪ አምበ ርንሰማእታት ትግራይ

  • @HdhHdh-wk6rk
    @HdhHdh-wk6rk4 күн бұрын

    ክብርን ምስጋናን ንመላአ ሰማእታት ትግራይ

  • @segedafework1835
    @segedafework18355 күн бұрын

    ሓቅኻ ግና መን ሰማኢ ?

  • @abebakebede1270
    @abebakebede12705 күн бұрын

    በሓቂ ደም ጀጋኑና ዘይነቀፀ ተቃወምቲ ናይ ፓለቲካ ተቃዋሚ መሲሎም አትዮምና ንክበታቱኑና ብደገን ብውሽጥን ሚዲያታት ከፊቶም እቲ ችግርን መከራን ምስ ህዝቡ ዝተቃለሰን ዘቃለሰን ውድብ ህውሃት ማእሮ ምስቶ ፀላእቲ ክጠፍእ ደልዮምዎ ንህዝብና ግራ ከተአታትዉ ብዙ ፂኢሮም ትግራይ ግን ካብ ህውሃት ህዝቢ ትግራይ ተፈልያ አይትጠፍእን ህዝብና ዝጠቅሞ ስለ ዝፈልጥ ዝገርም ነገር ገና ናይቶም ደቅና ጀጋኑና ደም ዘይነቀፀስ ብስመ ፓለቲካ ተቃወምቲ ዝሰርሕዎ የብሎም ዕላምኦም አይፍለጥ ሥልጣን ደልዮም ዋይ እግዚአብሔር ናብ ልቦኖኦም ይመልሶም ህውሃት ሓሳብ እዩ ንሱ እውን ህዝቢ ትግራይ እዩ።

  • @abebakebede1270
    @abebakebede12705 күн бұрын

    ብጣእሚ ትምህርታዊ ዝኸነ ተዋስኦ ዝገርም እዩ እንታይ ንደልይ ካብ ደገ ዘድልየና ምውኽላል. ሕብረትን እዩ

  • @abebakebede1270
    @abebakebede12705 күн бұрын

    ኸዚ ከም ቀደም አይኮነን ከንንብቡእዮም ።

  • @brllabay3842
    @brllabay38425 күн бұрын

    ጀግና ወድቶም ጀጋኑ ብሓቂ ዓባይ መልአክቲ እያ ብርዕካ ይሰስን ዓወተይ ብዕድመ ብጥዕና ይሓልወልና እግዚአብሔር አምላክ🤲🥰🥰🥰❤❤❤❤😢

  • @ብጂግኑኡሰነፍ
    @ብጂግኑኡሰነፍ6 күн бұрын

    👌👌👌✊✊✊✊✊🎉🎉🎉🎉🎉👌