ሱቕ ኢልኩም ሓመድ ኣፍሱሱለይ ምእንቲ ክትቀብሩኒ እንትብላ ልብና ደምዩ - ኣደይ ገርግስ ተመሊስና ኬድናየን ዝበኣሰ ሓዚና ተመሊስና

Welcome to Awet Multi Media....
Like, Share, Comment and Subscribe to our Channel

Пікірлер: 714

  • @Akusumawit
    @Akusumawit7 ай бұрын

    ሓመድ ትብለዐኒ አደዋኒ አሕሕ😢😢😢😢😢 ዓወት ሓወይ ንምንታይ ናብ መቀለ ናብፍሬመነጦስ ዘይትወስድወን

  • @wxzlli
    @wxzlli7 ай бұрын

    ኣህህህህህህ ብጣዕሚ ልብኻ ዘድመይ እዋይ ኣደይ መዓረይ ሓመድ የብለዓኒ ኡፍፍ 😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔ኣምላኽ ንህዝብና ምሀረት ልዓኸሉ 🙏🙏🙏☝

  • @marta_tube12
    @marta_tube127 ай бұрын

    አቱም ትህቡ ትደክሙ አምላክ ባዕሉ ይክፈልኩም🙏

  • @abigael7333
    @abigael73337 ай бұрын

    ዋይ ኣቱም የሕዋት እዘን ኣደ ካብቲ ዘለዎኦ ኣተሲእኩም ሓጻጺብኩም ዝሑል ኣስትይ ከየበልኩመን ወዲእኩማ ኡፍ እዋይ ኣደይ ማዓረይ ሓንቲ ጎረቤት ዶ ሲኢና ማይ ዘስትያ 😢

  • @atranos2198

    @atranos2198

    7 ай бұрын

    ሓቂ ኣነ ውን ከምኡ ሓሲበ ። ብንብዓት ኢየ ወዲኣያ ካብ ኣስመራ።

  • @agameeyuadey4246
    @agameeyuadey42467 ай бұрын

    ይቅረታ ዳ ግበርለይ እንበይ እቲ ገብዘብ ካብ ተረከበስ ቅድምያ ሕክምና ግሉኮስ ድዩስ ዋለ ሰብ ሞያ ሕክምና ዝኣዘዝሎን ክወስዳ ነይርዎን.ተስፋ ንገብር መሊስና ብፅቡቅ ክንሪአን .ኣብ ሳውዲ ዘለክን ኣሕዋትና ግን ትፍለያ ኢክን ክብሪ ይሃብክን❤

  • @user-pj6kq4ds5r
    @user-pj6kq4ds5r5 ай бұрын

    ኣሕሕሕሕሕሕሕ ህዝበይ እዚ ኩሉ. ኣየግበኣካን 💔😭💔😭💔😭💔😭💔😭 ኣደዋኒ መዓረይ ቅድሜክን ይስጣሓኒ ክንደይ ልብካ ይሰብር ጎይታ ኣምላኽ የኣኽለኩም ይበለና 🙏🙏😭💔😭💔😭💔😭💔😭💔

  • @user-ly4yr3no5h
    @user-ly4yr3no5h6 ай бұрын

    ኦ አምላክ ምሕረትካ አውርደልና ከም በደልና ዘይኮነሰ ከም ምሕረትካ ይኩነልና አሜን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @mena_media
    @mena_media7 ай бұрын

    ሰላማት! ነዘን አደ ጉልኮስ ተዝወሓቦም ፅቡቅ እዩ 🙏🙏🙏🙏

  • @sabasabina5346
    @sabasabina53467 ай бұрын

    እዘን ኣደ ብጣዕሚ ልበይ ተንኪፈናኒ ሓዚነ😢.ቅልጥፍ ኢልኩም ሕክምና ውሰድዋ.እግዚኣቢሄር ምሕረት የውርደላ.ደሃያ ከኣ ከይደንጎኻ ንገረና.❤

  • @user-st2vr1tw6h
    @user-st2vr1tw6h7 ай бұрын

    ዋይ😢😢 አነ አብ ዓደይ ተዝኸዉን ባዕለይ ክተሕዝነ ነረ

  • @fasikamesfun7232
    @fasikamesfun72327 ай бұрын

    ኣባይኪ ኣደይ መዓረይ ኣንታ ፈጣሪ ኣነስ እምበርዶ ፍጥረትካ እየ ክበልዕ ክሰቲ ይውዕልሞ ምስጋና ዘይብለይ ተረፈይ ኳደኣ ኣትሪፈ ከይበልዕ ናብ ጓሓፍ ዝጎይ ኣቤት ኣበየናይ መንግስተ ሰማይ እየ ዝኣትዎ ኣቤት ትመዓተይ ኣደይ መዓረይ ኣባይኪ ኣደየይይይ ሓላለይ 😭😭😭😭🤲🏾🤲🏾🤲🏾🤲🏾🤲🏾😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔

  • @selamyamenemh1100
    @selamyamenemh11007 ай бұрын

    አደዋኒ መዓረይ ኣሕዋተይ መዓረይ ብዝወፀ ይተክእለከን🤲🤲❤

  • @Ortho_1_Christ
    @Ortho_1_Christ7 ай бұрын

    Once the video became viral, a lot of philanthropists Tegaru motivated to give a hand. Amazing work. . . May God bless you all!

  • @freweyne865
    @freweyne8657 ай бұрын

    ዓወተይ ንዓኻን ንመሳርሕትኻን ፈጣሪ ያሐልኹም ንዝተጸገመ ሐውና አቤሎ ኢልኩም ምእላሽኩም.

  • @berndadesta9679
    @berndadesta96797 ай бұрын

    አብሱዑድ ዓረብ ትርከብ ጀጋኑ ፈተውቲ ህዝቦም ብቱትገብርዎ ዘለኾም ስናይ ስራሐቲ አምላክ ናይልብኹም ይግበረልኩም አብዘለኹምዎ ዕድመ ጢዒና ይሃብኩም ተባረኹ🙏

  • @HEGDEFAWIT
    @HEGDEFAWIT7 ай бұрын

    😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔 ezgo meherena krstos yqre belelna 😭😭😭😭

  • @belayneshkegnekegne
    @belayneshkegnekegne7 ай бұрын

    😢😢ጥጋበኞቺ የሰልጣንጥማተያለባቼወ አረመኔወቺ ደሀብቻ ነወ የሚሰቃየወ እዳንረዳዳ እኩን ሀገሪቱ ታምሳለቺ በገዳጀ መክራን ያመጡጥጋበኛመሪወቺ አገራቺንእገዚቤረአምላክ ለእሰሶቺም ለምለምያረገልን

  • @Selasea
    @Selasea7 ай бұрын

    ዓወት ሓውና አድራሻ እሞ አቀምጠልና ንዝጠምዩ ዘለው ክንሕግዝ🙏

  • @user-dq5kv7bz2q
    @user-dq5kv7bz2q7 ай бұрын

    ኣየ ኣዶዊተይ ሓመድ ትብለዐኒ😭😭😭ኣምላክ ኣቦይ ምሕረትካ ኣውርደልና ይኣክለኩም በለና ጎይታየ ብዘይ ብኣካ እሞ መን ኣሎና እዩ😭😭😭

  • @user-iw8mp1oe3e
    @user-iw8mp1oe3e7 ай бұрын

    ነኣቦይ ፍጹም ከኣ ሓገዝ ግበሩሉ በጅኹም፡❤

  • @MeazaTesfaye-nb3et

    @MeazaTesfaye-nb3et

    7 ай бұрын

    S

  • @user-kf1xp8dg5e
    @user-kf1xp8dg5e7 ай бұрын

    ኣደዋኒ ማዓረይ ኦ ሰማያዊ ኣቦና ምሕረትካ ኣውርደልና ናይ ሰብ ሓገዘ ንግዝኡ እዩ ናትካ ግን ልኹሉ ግዜእዩ ሞ ሓደራ ምእንት ማርያም ወላዲትካ ደቅካ አዕንግል ኣምላከና🤲🤲🤲😭

  • @raheelrahee9494
    @raheelrahee94947 ай бұрын

    እግዚአብሔር ሆይ ህዝብና ህዝብኻ ርድአልና😢

  • @Rgxccv
    @Rgxccv7 ай бұрын

    በጃኩም ቁፅሪ ስልኪ ተሓባበሩና😢😢❤

  • @yordanos5186

    @yordanos5186

    7 ай бұрын

    ክትሕግዚ/ዝ ድልየት ተሀልዩኪ ንሰን ሐገዝ ረኺበን አለዋ ከምአን ዝበላን ቆልዕትን ይሞቱ አለዉ እሞ ንዘይተሐገዙ ምሕጋዝ ይሐይሽ

  • @GeSf-jc6ky

    @GeSf-jc6ky

    6 ай бұрын

    ከይበዝሓን ደዩ ሰልኪ ጥራሕ ተሓባበርዋ

  • @goesaroundcomesaround
    @goesaroundcomesaround7 ай бұрын

    ሕክምና ውሰድወን መጀመሪያ ከይሞታ ግሉኮስ እንትወስዳ ነብሲ እንተዘረኣ. በይዛኹም 😭😭😭😢🙏 ገንዘብ ክንሰድድ ዝካናኽንወን ሰባትውን 🙉 ንቶም ዝሕግዙዎን ዝነበሩ ሰባት ክንሕግዞም ይሓግዙዎን.😓

  • @mimomm9582
    @mimomm95827 ай бұрын

    ናብቲ ፍሪሚናጦስ ዶ ምዎሰድክምዎኒ አውኡ መሐሸ ነይሩ ዝሕግዘን ተተረኪቡ ዳአ😢😢😢😢😢

  • @zewdihiyabu4031
    @zewdihiyabu40317 ай бұрын

    ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ ከብድካ ትበልዓካ ውሉድ ከም ዘይ ብላ እቶም ላዕልን ታሕትን ትብሉ ዘለኩ ብኩሉ ትሕግዙ ዘለኩም ዓስብኩም ካብ አምላክ ርከብዎ

  • @bdal4966
    @bdal49667 ай бұрын

    Egziabher Amlak msaki ykun adeway mearey

  • @Ksa-zg3tw
    @Ksa-zg3tw7 ай бұрын

    ሓመድ ያብለዐን ኣደዋ ወለላ ትረኽብዮ😢

  • @RigatTekle-nd7ts
    @RigatTekle-nd7ts7 ай бұрын

    Eway adey mearey ewayyyyy ahhhhh eway hzbi tgray halal niaka zeygbae ahhhhhhhhh ata goyta rdae 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @selamgaym7405
    @selamgaym74057 ай бұрын

    😭😭😭😭😭eway weladit zeyeida rekiba ezgabiher amlak meliau yhabkum fetari 🥰

  • @queenqueen6112
    @queenqueen61127 ай бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሂወት ህዝቢ ትግራይ ዝኾንካ ዓወተይ:: ንዝሃብኩም አምላኽ ይሃብኩም ::

  • @user-no6iz3fx7s
    @user-no6iz3fx7s7 ай бұрын

    ኦጎይታ ምሕረት አዉርደሉ ህዝብኻ😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @blenbbbb3090
    @blenbbbb30907 ай бұрын

    እግዞኦ ማረነ ክረስቶስ 😢😢😢😢😢😢❤ በቃ በለን ጌታ ሆይ😢

  • @Huwetghebreamlak
    @Huwetghebreamlak7 ай бұрын

    Edmen tienan yhabkum fetari zomgoytotey❤❤❤❤❤❤

  • @linayareid6925
    @linayareid69257 ай бұрын

    Agzabher yabrkhe wandamotch Agzabher Malkam Naweeee tabrke ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @NegasiWelday-hx3fp
    @NegasiWelday-hx3fp7 ай бұрын

    ባሓቅ አቶም ነዝ ሰናይ ተግባር ዚገበርኩም ኣምላክ ያሓጉዝኩም ኣብ መዋአልኩም ዘይሬኤኩሞ ሓጎስን ጥዕናን ያሃብኩም ኣምላክ ምሳኩም ይኩን።(ኢቶም ረሳሕን ዘሕፍሪን ታርክ ዝገቦሩ ኢኩያን ኢዶም ካብ ኣምላክ ክፍደዩዮም።)

  • @frewenigergish1579
    @frewenigergish15797 ай бұрын

    😢እዋይ ህዝቢ ትግራይ ኣምላክ ራህዋ ይፍጠረልካ😢 ካብዚ ከቢድ መከራን ስቃይን መዋጽኦ ይፍጠረልካ!

  • @adde1852
    @adde18526 ай бұрын

    Egziabiher Msakum Ykun kulukum weledi ❤❤❤

  • @SA-oc2kw
    @SA-oc2kw7 ай бұрын

    God bless you all who helped this poor mother! 🙏🏽

  • @user-ko2ju5hz8w
    @user-ko2ju5hz8w6 ай бұрын

    ኣደይ ናተይ ብዙሕ ነቢዐ ሓመድ ኣፍሱስለይ ምእንቲ ኽትቐብሩኒ

  • @azebb.semereab63
    @azebb.semereab636 ай бұрын

    Ahhh adey mearey amlak mhret yewrdelkin

  • @user-uv9kl5dq5u
    @user-uv9kl5dq5u7 ай бұрын

    Ahhh hizbi tigray zeygibaka rekibka Amlak misaku ykun🙏

  • @elsaressomtsegay3352
    @elsaressomtsegay33527 ай бұрын

    Fetari sle kudus smka ykre belelna🙏🙏🙏

  • @user-xo4kt2nn1f
    @user-xo4kt2nn1f6 ай бұрын

    ወይ የኔ እናት አይ ጠላትሽ አፈር ይልበስ እኔን እኔን እማየ ኡፍ ልቤ በጣም ነው የደማውው😢😢😢😢😢😢😢

  • @user-hr4mz2gq3v
    @user-hr4mz2gq3v7 ай бұрын

    ኣደዋይ ማዓረይ ፅላእኪን የደፍእ😢

  • @missyoujhon4781
    @missyoujhon47817 ай бұрын

    😢😢😢ህዝበይ ዝረኸቦ ፈጣሪ ኣቦይ ምሕረትካ ላኣኽ😢💔

  • @araratararat7826
    @araratararat78267 ай бұрын

    ኦይይ ኣምላክ ኣነ ክሞውንት ሕዝብካ ይነብዕ ኣሎ😢😢😢😢😢 ሃዘነ በቃ ኣምላክ ምሕረትካ ኣውርደና 😢😢😢😢😢

  • @angesomgebreyesus7190
    @angesomgebreyesus71907 ай бұрын

    ዝሃበ ኣምላክ ይሃቦ ሕማቅ ሪኤ ጉሄ እሞ ሕጂ ተሓጊሰ

  • @user-nk8lh7jl5h
    @user-nk8lh7jl5h7 ай бұрын

    Amlak misakin ykun adey mearey

  • @selamgoytom-dj4mb
    @selamgoytom-dj4mb7 ай бұрын

    ሓመድ ትብለዐኒ አደዋይ 💔😭😭😭

  • @Aki-pi8lt
    @Aki-pi8lt6 ай бұрын

    Egziabhar Seb ygiberelen adey marey

  • @user-ri3xc1zy5v
    @user-ri3xc1zy5v7 ай бұрын

    ዓወት ዓብዪ ሰብ፣ግዱስ ትግራዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ወዲ ህዝቢ❤❤❤

  • @mililove705
    @mililove7057 ай бұрын

    ኡፍፍፍፍ ኣደዋይ መዓረይ ተዝሕግዘን ደስ ምበለኒ ነይሩ😢😢 እታ ጓለን ግን ተዝሓንቃ እውን ኣይምፀላእኹን ክተናድደካ😭😢😢😢

  • @azebretta8310
    @azebretta83107 ай бұрын

    It is heart breaking.

  • @user-gl6qo3iz6p
    @user-gl6qo3iz6p6 ай бұрын

    ብሓቂ ዘሐዝንዩ ፖሎቲካ ኣይፈልጡ ሜድያ ኣይፈልጡ በጀካ እንጌራ ምምእራር ማንም ዘይፈልጡ ንጽሃት ወለዲ እዚ ክረኽቡ ብጣዕሚ ዘሐዝንዩ እግዚአብሔር ይብጽሓዮም

  • @MohdAhmad-bo2mc
    @MohdAhmad-bo2mc6 ай бұрын

    ሓመድ ያብልዐን ኣደዋ ድውሎኮ ጦፍእን 💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @user-si6jk6ve6m
    @user-si6jk6ve6m7 ай бұрын

    አደዋይ😭😭 እፍፍፍፍ ጌታ ሆይ😢 ሐመድ ትብልዐኒ 😢 ኤህ

  • @sabagebru6850
    @sabagebru68507 ай бұрын

    አግዚአብሔር አምላክ የትግራይን ሕዝብ በቃ በለው አሜንን 🙏🙏🙏🙏😭😭😭💔💔💔🖤🖤🖤

  • @user-pj6kq4ds5r

    @user-pj6kq4ds5r

    5 ай бұрын

    ኣሜን🙏❤ ኣሜን 🙏❤ኣሜን 🙏❤ ልኡል እግዚኣብሄር የህዝባችን ስቃይና መከራ ይብቃቹ ይበለን 😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔

  • @habeshaengdaw103
    @habeshaengdaw1037 ай бұрын

    ወይኔኔኔ እማዬ ለጎበኛችሁ ለሰጣችሁ ሁሉ ፈጣሪ ይባርካችሁ

  • @Hareg675
    @Hareg6757 ай бұрын

    ሓመድ ይብለዐኒ😢😢😢 እነዋይ ፈጣሪ ኩሉ ኣለም ኣማውታና ኣፀብቀልና🙏

  • @haymanotabrha7649

    @haymanotabrha7649

    7 ай бұрын

    Alm zmdlwt khdtna enreyt keme zyreyt kena Ewe zhftey

  • @user-pj6kq4ds5r

    @user-pj6kq4ds5r

    5 ай бұрын

    ሃረገይ. ክብረተይ 🙏 ኣሜን 🙏ኣሜን ኣሜን 🙏. ኣደ ትግራይ ዝረኸበቶ ስቃይ መዓዝ ኮን ይኮን ዘብቅዕ. ልብካ. ዝሰብር ፈተና 💔💔💔💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭😭

  • @user-zp1fn7yw4v
    @user-zp1fn7yw4v6 ай бұрын

    😭😭😭እማየ ኡፍፍፍ የኔውድ አላሕ ይገዝሽ አየ የጦርነት ትርፉ ክፋ

  • @betelihemdibekulu2430
    @betelihemdibekulu24307 ай бұрын

    Thanks for helping those in need.

  • @samrawittadesegebredingl5252
    @samrawittadesegebredingl52527 ай бұрын

    Eiseyy burkat zrhkum ybarek

  • @alefumekele3184
    @alefumekele31847 ай бұрын

    አታ አምላክ አቦይ ናይ ምሕረት ገፅካ ምለሰልና😢😢😢

  • @user-vr4jt1zi2c
    @user-vr4jt1zi2c7 ай бұрын

    😢😢😢😢😢 betami zehzen eyu fetari mehret yewerdelu nehzbi tegray kab hawekum Eritrawi bealu tamlak yetarken

  • @hanstesfaldet6211
    @hanstesfaldet62117 ай бұрын

    እዝዩ ዘሕዝን...ኣቱም ገበርቲ ሰናይ ...ካብ ፈጣሪ ርኸብዎ

  • @DV-yc7nd
    @DV-yc7nd7 ай бұрын

    That’s very nice team work Aksumawian

  • @segentesfamariam612
    @segentesfamariam6127 ай бұрын

    Eway hizbey Amlak msakum ykun hizbiy tigray

  • @user-re5hv9nz3d
    @user-re5hv9nz3d7 ай бұрын

    ዓወተይ እዛ ምስሊ ወሲድካ ንዞም ቁራሌው ሰረቅቲ ዓመፅቲ ጓሓሉ ጉጅለ ኣለም ገብረዋሂድ(ሽዳ,ሰፋሪ ሑሩጭ) ንፈትለወርቅ መንጃር ንዕንክሊል ደብረፅንት ኣርእዯም እዞም መርገም ህዝቢ ትግራይ ዕሾኽ ጋንግሪን ዝኾኑ

  • @mssaraha6873
    @mssaraha68736 ай бұрын

    My God Please help us 🙌

  • @Vcinlv23
    @Vcinlv237 ай бұрын

    ኣህህህ ኣደይ መዓረይ 😭😭😭😭💔💔💔💔💔

  • @magitigraweyti579
    @magitigraweyti5797 ай бұрын

    ኣደይ ሰላም ክትኮነለይ ኢሎም ደሞም ኣፍሲሶም ተሰዊኦምስ በቃ ድዩ እዚ ኮይኑ ንዓኪ ኣደዋይ😭😭💔

  • @kassahuntiku7441
    @kassahuntiku74416 ай бұрын

    Dear Awet wedaj (our hero ), really, you are blessing for tigray people. Keep it up. hhhhhhhhhh Amazing video.!

  • @user-xh4dp6ij4r
    @user-xh4dp6ij4r7 ай бұрын

    እዘን ኣደ ፡ ምስቲ ናይ ዕድመ ምድፋእ ነገር ፡ ናይ ባህሪ ጸገም እውን ገይረን ስለዘለዋ ፡ እሞ ናይ ገዛን ኣቕሑት ገዛን ጉዳይ እዋናዊ ስለዘይኮነ ፣ ብህጹጽ ሕክምናዊ ረድኤት ክረኽባ ይግባእ ።

  • @hakibrhan
    @hakibrhan7 ай бұрын

    Egziabiher yhagzkum aboy,,, nedena kea Egziabiher kulih elu eyu emo temesgen 🙏

  • @mssaraha6873
    @mssaraha68736 ай бұрын

    Thanks for helping god bless 🙌 y all

  • @hrta2079
    @hrta20797 ай бұрын

    እፍፍፍፍ እደዋይ ማአረይ 😭💔😭💔😭💔

  • @senaittesfamichael3635
    @senaittesfamichael36357 ай бұрын

    አደይ ከርተታ በዚሑ ብፍላይ ደቀን ብምሟተን ተጐዲኤን ይኮና እውይ እደ ትረክቦ መከራ ማማየ አምላክ ምሕረት ይአዝዘልክን አጆክን ወሊድካ ከምዘይወልድካ ክትከውን የሕዝን ንፉእ አይኮነን ዝሕግዞም ሬክቦም ካብ ቀደሙን ይሕግዝዎን ኔሮም እድመን ጥእናን ይሐብኩም ውላድ ዘይኮነ ስብ እዩ ዘድልይ እድመን ጥእናን ይሐቦም ምስ አንስቶም ንአኩም ከአ እድመን ጥእናን ይሐብኩም ነዚ ትገብርዎ ምትሕግጋዝ

  • @azebgebretensay7853
    @azebgebretensay78537 ай бұрын

    Egziabher yekbrkum kuburat

  • @fevenayale5593
    @fevenayale55937 ай бұрын

    ኡፍ ዝገርም እዩ ኣምላክ ምሳኩም ይኩን እዋይ እዋይ ሕዝቢ ትግራይ 😊

  • @sabagebru6850
    @sabagebru68507 ай бұрын

    አግዚአብሔር አምላክ ለርዳችሁ በወጣ የትካላችሁ ሁሉም ያልፋል አግዚአብሔር አምላክ ሁሌም የሚውደ ውን ይ ፍትናል አግዚአብሔር አምላክ የትግራይን ሕዝብ አብዝቶ ይባርክ አሜንንን 🙏🙏🙏

  • @almazalmaz5248

    @almazalmaz5248

    7 ай бұрын

    ያላችሁ አማራጭ አማራ ብቻ ነው በዚህ ሁኔታ ነው እንዴ ሀገረ ትግራይ የሚመሰረተው

  • @mimiy2938

    @mimiy2938

    7 ай бұрын

    Asedabi endanchi aynetu kift afoçh nachew Amhara mitàsedibun...le hulum egzabher alew Enezih sewochu manim bedilew adelem .be tiktoch sira new endih mihoñu... egzabher yirdaçhu ​@@almazalmaz5248

  • @user-pj6kq4ds5r

    @user-pj6kq4ds5r

    5 ай бұрын

    ​@@almazalmaz5248በሽተኛ የኣእምሮ ዘገምተኛ እርኩስ 👊👊👊👊

  • @user-pj6kq4ds5r

    @user-pj6kq4ds5r

    5 ай бұрын

    ኣሜን🙏❤ ኣሜን🙏❤ ኣሜን🙏❤ መዓረይ

  • @user-rw4fc7uk7m
    @user-rw4fc7uk7m7 ай бұрын

    😢💔ኣደዋይ እግዚብሔ ይሃብኩም አብ ዓምደወርቂ ይፅሓፈልኩም

  • @onelovehumanityfirst4072
    @onelovehumanityfirst40727 ай бұрын

    😢😢😢 what sad .. thank u all for helping 😢❤

  • @user-vt6jw7jw3g
    @user-vt6jw7jw3g7 ай бұрын

    ዓወት አትገብሮ ዘለካ ብፈጣሪ ሪኮቦ ዘሓወይ🙏

  • @trhastekle2543
    @trhastekle25436 ай бұрын

    እዋይይ በጃኹም ገለ ግበሩ ምፍጣርካ የጽልአካ 😭😭😭😭

  • @temesgentekle3826
    @temesgentekle38267 ай бұрын

    እዋይ ዓደይ ማዓረይ አምላክ ምሳኩም ይኩን ሐውኩም ካብ አስመራ

  • @fevenandemeskel1809
    @fevenandemeskel18097 ай бұрын

    ሰላም ኣውርደልና ኣባይኩም ተጋሩ የሕዋተይ

  • @mebnazgi8319
    @mebnazgi83197 ай бұрын

    Nab mekele Freminatos nay Aregawyan please 🙏 wisedwenn. GOD bless you abundantly JESUS IS LORD

  • @muleeyob-zn9zx
    @muleeyob-zn9zx7 ай бұрын

    Way adey meareyyyy euffff btaemi zehznnn bejakum selam yu tueum

  • @habtuhime9372
    @habtuhime93727 ай бұрын

    ኣታ ክንደይ ተሕርቁ ኢኩም በጃኩም ዝስተ ይኩን ዝብላዕ ሃብወን ቅድም ከመራ ይጽናሐልኩም ኡፍፍፍፍፍ

  • @Hareg675
    @Hareg6757 ай бұрын

    ግን ቡዙሕ ዝተፀገማ ስለ ዝህልዋስ ሓንቲ ከም ሓጋዚት ተዝግበረለን ንዝሃብኹም ብዝወፀ ይተክእ😢 ኣሕዋተየ🙏

  • @frehiwetbaraku6246
    @frehiwetbaraku62467 ай бұрын

    አሰይይይ እግዚአብሔር ይመስገን ተጋሩ አሕዋተይ ብሓቂ ዘውጻእኩምዎ ኩሉ አብ ዓንደ ወርቂ ይጽሓፈልኩም ፈጣሪ

  • @andebrhanteklemariam9739
    @andebrhanteklemariam97397 ай бұрын

    ህዝቢ ትግራይ ብሰንኪ መራሕቱ ኣብ ከምዚ ሽግር ኣትዩ መዋጸኦ ይፍጠረልኩም ብሓቂ መሪር ቃንዛ ይስምዓካ ነዚ ንክትርኢ ኣሕ።

  • @gualzalembesa3984
    @gualzalembesa39847 ай бұрын

    ዋይ ኣነ ሓመድ ትብለዐኒ ኣደዋይ 😭😭😭😭😭😭

  • @user-sd1sk2ek3f
    @user-sd1sk2ek3f7 ай бұрын

    ያሳዝናል. ወላሂመፈጠሬንጠላሁ. ጥጋበኞችበአመጡትጣጣ. ሚስኪኑህዝብተሰቃየ. ቢያንስአማራጋርየአላቸውንእንዳይካፈሉ. በረሰጉብን. ያሣዝናልብቻአላህይግባበት

  • @user-sc7yh4ue9q
    @user-sc7yh4ue9q7 ай бұрын

    xbuk serh des ybel kaxelwo🇪🇷❤️👍

  • @Rshanmebrahtom
    @Rshanmebrahtom7 ай бұрын

    ናብ ፍረሚናጦስ ኣእትወን

  • @yuhtyuh9107
    @yuhtyuh91077 ай бұрын

    ብዝወፀ ይተክአልኩም አይሕወተይ ፈጣሪ አብ መዝገበ ሂወት ስምኩም ይፅሓፈልኩም የሕዋተይ 😢

  • @ghenetantonio9127
    @ghenetantonio91277 ай бұрын

    Mama medhane alem xilalu yexlilelkin kem xahay breqa edmen tienan yihabki amen

  • @user-wb8ry3cj6g
    @user-wb8ry3cj6g7 ай бұрын

    ዓሰርተ ገብሮም ይፀግሞም ኣዶ ኣዶ እያ ምስ ባዕሎም ዘይሞታ ዋ ንምንታይ ክድብርየን 😢😢ጋሩ ክድብርየን ጎና ጎና እዩ ያሕዝን 😢😢😢😢ኣዶ ትግራይ እግዚአብሔር ይርዳኣኹም

  • @user-ol1ie8hm4n

    @user-ol1ie8hm4n

    7 ай бұрын

    ረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረ🎉ረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረ🎉ረረረረረረረረረረረረረረረረ🎉🎉ረረረረረረረ🎉ረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረ🎉ረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረ🎉ረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረ🎉ረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረ🎉ረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረረ

  • @Akusumawit

    @Akusumawit

    7 ай бұрын

    ክቡር ሓወይ ወይን ላፍተይ አደ ኦም አይኮናን ንባዕልቶም ተፈናቀልቲ እዮም

  • @user-wb8ry3cj6g

    @user-wb8ry3cj6g

    7 ай бұрын

    @@Akusumawit ሐዝ እና ፈልጥና ብምድያ ዝነበረ ካልእ እዩ በቃ ልብና ትሰይሩ ኣዶ ትግራይ እዝ ኣይግባኣን ነይሩ ፈተና በዝሕዎ ህዝበይ

  • @yordanos5186

    @yordanos5186

    7 ай бұрын

    እቲ ቪድዮ መሊእኺ ዘይረአኺ ዲኺ ትዛረቢ?? ጎረቤቶም እየን ፀጊምዎም መንግስቲ ተሐገዘን ኢሎም እዮም አምፂአምወን

  • @user-wb8ry3cj6g

    @user-wb8ry3cj6g

    7 ай бұрын

    @@yordanos5186 እቲ ቭድዮ ሰመዖዮ እየ ዋ

Келесі