ፍሉይ ምድላው በዓል ልደት ምስ ስነጥበባዊ ተስፋይ ወልደዮሃንስ (ሓው ገብረፃዲቕ ወልደዮሃንስ) _ Interview With Teafay Weldeyohannes

Well Come To Berakhe Show KZread Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Berakhe_Media #ሾው_ብራኸ #ብራኸ
Well Come To Berakhe Show KZread Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Brakhe_Show
#ሾው_ብራኸ #ብራኸ_ሸው
#brake_show
#Berake_Show
#Brake_Show
#Medhin_Gebreslassie
#ቃለ_መሕትት-ትግራይ_ፖለቲካ
#Amhara_criss
#Ethiopian_criss
#eritrean_community
#Eritrean_Poletics
#Tigiray_poletics
#Seltene_Girmay
#Tefetawi_Tolk_Show
Eritrean Interviews
#Gebretsadika_Weldeyohannes
#Eritrean_Music
#Interview_Tesfay_Weldeyohannes
#Tesfay_Weldeyohannes
#ቃለ_መሕትት_ስነ_ጥበባዊ_ተስፋይ_ወልደዮሃንስ

Пікірлер: 961

  • @teagesyemane3389
    @teagesyemane33896 ай бұрын

    እዚኣ ጋዜጠኛ ክትፍተወካ ኩሉ ግዜ ስሓቅ love you❤❤❤❤❤ from eritrea.ኣምላኽ ዕድመኺ ምሉእ ስሓቕ ይግበረልኪ።ኤርትራ ዝዓበዩ እና ኣምጻእኪ እስከ ነዚ ጽልኢ ኣብ መንጎ ክልተ ህዝቢ ደሎ ሕምሽሽ ኣብልዮ።❤❤❤❤

  • @deqiqehadush424
    @deqiqehadush4246 ай бұрын

    መድህነይ ነዚ ዓቢዪ ስነጥበባዊ ኣቦ ዕድመ ጌርኪ ኣብ መደባትኪ ስለዘቕረብክልና ኣዝየ እየ ዘመስግን። ብጣዕሚ ለባም ኢኺ! መደባትኪ ድማ መቐረትን ድምቀትን ዝተላበሱ እዮም። ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @deqiqehadush424

    @deqiqehadush424

    6 ай бұрын

    ​@Bruh-lt7sm ድራግን ዕፀ ፋርስን ፣ ሓሽሽን ኮንትሮባንድን፣ ስርቅን ቁጥሚነትን፣ ዝምታን እርውውናን፣ ዓመፅን ጉዕፀፃን፣ ነውሪን መነውራን ነቶም ሰብ-መሰል ኣራዊታት ሻዕብያ ሕደገሎም። ኣራዊት እንተዘይኾይንካ ንኣራዊት ሻዕብያ ኣይትትሓለቕ። ጥበብ ግን ኣብ ስድራቤት ጥባባዊ ተስፋይ ወልደዮሃንስ እያ ዘላ። መድህን ድማ ብልፅትን እርንብትን፣ ውቅብትን ምልክዕትን በዓልቲ ሞያ ጋዜጠኝነት እያ ።

  • @gerzhertessema2856
    @gerzhertessema28566 ай бұрын

    መድህን ብራኸ ሸው እንኻእ እስኽስ ናወንጀል ምርመራ መርማሪት ለያኾንኺ እላሳሀኺ ተናዝዚ ምስ ህጉስ ህጉስቲ ፣ምስ ህዙን ሀዘንተኛ እላኾንኺ ምስጢር ፣ ሓሳብ ፣ ክህቡ ልተረስዑ ብላምባዲና እላደለኺ ታሪኮም ፣ታሪክ ትግራይ ብሚድያ ክፍለጥ ትገብርዮ ልለኺ ተጋዳሊት ፣ጋዜጠኛ ተባዕ ሳሀቒት በኻይት ብራኽ ሸው የቐንየልና ። ካብ አሜሪካ

  • @beyenawahid
    @beyenawahid6 ай бұрын

    I must confess i had a moment of peace & solace, watching Brakhe show hosting the creative, comedian-com-dramatic artist Tesafay WY. Enjoyed it superemely. Having observed his talent, an idea came up. At this trying moment, we need to heal from the traumatic situation we are in. One healing instrument could be organizing a well thought & organised weekly or biweekly comedy-com-dramatic music show with Tesfay that lasts an hour or so, focussing on relaxing & healing people. If Brakhe show accepts & aired the show, what a tremendous contribution it would be to the healing process of the people of Tigray. I THANK YOU VERY MUCH FOR HOSTING TESFAY WY.

  • @wolderufael

    @wolderufael

    6 ай бұрын

    @@chuksokadigbo4750 እዞም "ሻዕብያ ኣራዊት ንጸላእቱ" ተኾሊፍኩም ኣብትነጥቡዎ ጠፊኡኩም መሬት ዑንቊ ኮይና ጸቢባትኩም፣ ህዝቢ ኢትዮጵያ ገጽኩም ከይርኢ ይምሕጸን፣ እቲ ሕልና ዝመልኦ ህዝቢ ኤርትራ ተፊኡኩም ምስ'ቲ ወረጃ ህዝቢ ትግራይ ርክቡ ናብ ቀደሙ ክብርኽ ንኽትርእዩዎ ህይወትኩም ኣጽሊእኩም እዚ እትብሎ ዘለኻ ኣይ ዘረባ ሰኽራም ኣይጽሉል ውጽኢት ማፍያዊ ስርዓት ዝፈጠሮ ማፍያዊ ሕብረተ-ሰብ እዩ። እቶም ተገዲዶም ዘስካሕክሕ ገበን ግህሰት ሰብኣዊ መሰል ዝፈጸሙ ብዘይ ዓሙቕ ስነ-ኣእምሮኣዊ therapy ኣብ ህዝቦም'ውን ክፍጽሙዎ ስለዝኾኑ ኣብ ከቢድ ኣሰካፊ ኩነት ንርከብ።

  • @MebreLab
    @MebreLab6 ай бұрын

    ስነ ጥበባዊ ተስፋይ፡ ወናኒ ተቐዲሑ ዘይውድእ ጥበብ። ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና።

  • @chuksokadigbo4750

    @chuksokadigbo4750

    6 ай бұрын

    ዕልልልልል…መጀመሪያ እንቋዕ ንዘላለማዊ ሓዘንን ቁዛመን ቃንዛ ስቃይ መርድእ ናብ ሲኦል ጋሃንብ ዝኣቱ more than 1.5 million Rest in HELLፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ዕቡድ ኸልቢ ዝለሃሶም ብመንፈስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተጠመቁ ዝተለኸፉ ዝተበኸሉ ንሞት እምበር ንምንባር ዘይተዓደሉ ተጎቢሆም ብመኣኮሮም ብኣፎም ይዉገሩ ብበረኺና ብኣሲድ ተሓፂቡ ዘይጸርይ ጥላም ጥምባም ብስብስ ረሳሕ ለሓሲ ዘርኢ ድያብሎሳት ተወጋሪ ትግራዋይ ሰማእታት ኣብ ምድራዊ ሲኦል ዘርኢ ድያብሎሳት ጋንየናት ሕዝቢ መንሃርያ ክልል ትግራይ ኣብፀሓኹም: ኣሜን! ኣሜን!

  • @solomonassefa3521
    @solomonassefa35216 ай бұрын

    ሰላም ብራኸ ሸው ኣሰናዳኢት- ተስፋይ ወ/ዮሃንስ ዕድመ ጥዕና ይሃብኻ!!!! ተስፍሽ ሰላም!!

  • @Zenawi_Ataklti
    @Zenawi_Ataklti6 ай бұрын

    እንኳዕ ኣብፃሓና! ብጣዕሚ መዘናግዕን ንበዓል ዝምጥን እዩ። ክብረት ይሃበልና

  • @BamlakTselot-
    @BamlakTselot-6 ай бұрын

    ኣንቲ ፅብቕቲ ፍጥረት ብጣእሚ እየ ዘድንቐኪ። ነዚ ወናም ኣርቲስት ድማ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ በልለይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @johnthebrain7990
    @johnthebrain79906 ай бұрын

    ሰላም ሰላም ኣዳለውቲ ከምኡ ውን ኣቦና ተስፋይ ዋጣ ርሑስ ኣውደኣመት ይግበረልና ስከ!!

  • @kiflutewelde445
    @kiflutewelde4456 ай бұрын

    ፍስሃ ዘለዎ ኣውዳኣመት ኣሕሊፍና የቐነልና ክቡር ስነ-ጥበባዊ ተስፋይ ከምኡ’ውን ውርዝይቲ ሓብትና ጋዜጠኛ መድሄን።

  • @danielgebreab692
    @danielgebreab6926 ай бұрын

    ተስፋይ ዋጣ 34 ዓመት ናኣሽቱ ከለና ንድሕሪት ኢዩ ዝመልሰኒ ኣብ ኣስመራ ፍቱው ኢዩ ኔሩ! ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ🙏🙏🙏 ጽቡቕ መደብ መድህን ርሑስ በዓል ልደት ምስ ጋሻኺ ተስፍሽ!💙💙💙

  • @medhanieteklemariam8282
    @medhanieteklemariam82826 ай бұрын

    የቐንየልና መድሕን፡ ምስ'ዚ ክቡር ስነጥበባዊ ወዲ ዓደይ ወዲ ኣስመራ ትግራዋይ ዘማሰኹምና፡ ርሑስ ኣውደኣመት ይግበርርልና ሰላም የውርደልና።

  • @abrahamblata8183
    @abrahamblata81836 ай бұрын

    ምስዞም ጽቡቃት ተጋሩ የሕዋትና እሲ ሰላም ኢዩ ዘጸብቀልና። ኤርትራውያን + ተጋሩ ❤ ኣታ ንሕና ሓደ ሃገር እንተ ንኸውን እሲ ክንደይ ግዲ መጸበቀልና❤ ን ኣምላኽ እዚኣ ከሬኤና ንልምኖ

  • @tsegu6068

    @tsegu6068

    6 ай бұрын

    Entay yehezen yemeselka Isayas robinato zegeberekum weledo kemey ilka misakum ne qedmit kemzekeyed terah iyu.

  • @user-fi5ou9hs7l
    @user-fi5ou9hs7l6 ай бұрын

    ኣቦና ተስፍሽ ኣነስ ክፈትወካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤ሰላም ንህዝቢ ትግራይ ንመላዕ ዓለም

  • @chuksokadigbo4750

    @chuksokadigbo4750

    6 ай бұрын

    ዕልልልልል…መጀመሪያ እንቋዕ ንዘላለማዊ ሓዘንን ቁዛመን ቃንዛ ስቃይ መርድእ ናብ ሲኦል ጋሃንብ ዝኣቱ more than 1.5 million Rest in HELLፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ዕቡድ ኸልቢ ዝለሃሶም ብመንፈስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተጠመቁ ዝተለኸፉ ዝተበኸሉ ንሞት እምበር ንምንባር ዘይተዓደሉ ተጎቢሆም ብመኣኮሮም ብኣፎም ይዉገሩ ብበረኺና ብኣሲድ ተሓፂቡ ዘይጸርይ ጥላም ጥምባም ብስብስ ረሳሕ ለሓሲ ዘርኢ ድያብሎሳት ተወጋሪ ትግራዋይ ሰማእታት ኣብ ምድራዊ ሲኦል ዘርኢ ድያብሎሳት ጋንየናት ሕዝቢ መንሃርያ ክልል ትግራይ ኣብፀሓኹም: ኣሜን! ኣሜን!

  • @regatgebrehiwotgebrehiwot8153
    @regatgebrehiwotgebrehiwot81536 ай бұрын

    ዕድሜ ጥዕና ይሃብካ አዝማርኖ ሐውና ቀፅል ጥዑም አዘኪርካና ናይቀደ ደርፊ ፊኖ አዝማሪኖ ❤❤❤🙏🙏🙏

  • @chuksokadigbo4750

    @chuksokadigbo4750

    6 ай бұрын

    ዕልልልልል…መጀመሪያ እንቋዕ ንዘላለማዊ ሓዘንን ቁዛመን ቃንዛ ስቃይ መርድእ ናብ ሲኦል ጋሃንብ ዝኣቱ more than 1.5 million Rest in HELLፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ዕቡድ ኸልቢ ዝለሃሶም ብመንፈስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተጠመቁ ዝተለኸፉ ዝተበኸሉ ንሞት እምበር ንምንባር ዘይተዓደሉ ተጎቢሆም ብመኣኮሮም ብኣፎም ይዉገሩ ብበረኺና ብኣሲድ ተሓፂቡ ዘይጸርይ ጥላም ጥምባም ብስብስ ረሳሕ ለሓሲ ዘርኢ ድያብሎሳት ተወጋሪ ትግራዋይ ሰማእታት ኣብ ምድራዊ ሲኦል ዘርኢ ድያብሎሳት ጋንየናት ሕዝቢ መንሃርያ ክልል ትግራይ ኣብፀሓኹም: ኣሜን! ኣሜን

  • @nugusekelali7972
    @nugusekelali79726 ай бұрын

    የቐንየልና መድሂን ሓፍትና ደስ ልብል ፕሮግራም ዘይፅገብ ጊዜ ነይሩ ምስ ተስፍሽ

  • @abrahamberhane6699
    @abrahamberhane66996 ай бұрын

    Tesfish you are a legend and an archive. I wish you a Happy Christmas!!

  • @donbosco3732
    @donbosco37326 ай бұрын

    ተስፋይ ዋጣ ዓቢ ሰብ:: ደቂ ኣስመራ ብዙሕ ይናፍቑኻ:: ይዝክር ኣብ ባሕቲ መስከረም ናይ ቀደም "አብዮት ኣደባባይ" ኮንሰርት ከተቕርብ ከለኻ ምስ ብጾትካ::ሰላም ኮይኑ ሓደ መዓልቲ ነዚ ምርኢት እዚ ክትደግሞ ::

  • @user-zs1hd5ky2i

    @user-zs1hd5ky2i

    6 ай бұрын

    እዚ ሓሳዊ ብዓቢ ስርቂ ተኸሲሱ ኣብ ቤትፍርዲ ን 3 ዓመታት ተፈሪዱ 1 ዓመት ምሕረት ዝተገበረሉስ ተስፋይ ሲ ተመሊሱ ኤርትራ ክርእያ ትሓስብ ክክክክክክ ኣባል ኢሰባ ደርጊ ኮይኑ እዩ ኣብ ባሕቲ መስከርም ዋጣ ዝዋጥይ ዝነበረ ።

  • @eritreanhiwot4667

    @eritreanhiwot4667

    6 ай бұрын

    ​@@user-zs1hd5ky2iጥበቃ ጓድ እዩ ኔሩ።

  • @thomasgebreslase7681

    @thomasgebreslase7681

    6 ай бұрын

    @@eritreanhiwot4667ጓድ ጥበቃ

  • @thomasgebreslase7681

    @thomasgebreslase7681

    6 ай бұрын

    @Bruh-lt7sm ጽቡቅ ኣለኻ ድራግ ክሸይጥ ሰሪቁ ተታሒዙ ብቤት ፍርዲ ተፈሪዱ ከምተኣስረ ኢየ ዝፈልጥ ግን ንሱ ግልጺ ኮይኑ ክዛረድምብ ኣለዎ በር መድሂን ዋላ ወሪኡ እንተሃከዋ ብሰርቂ ተኣሲርካ ነይርካ ኢላ ክትሓቶ ከቢድ ዩ።

  • @Asmera-1

    @Asmera-1

    6 ай бұрын

    @@user-zs1hd5ky2i ጽቡቕ ኣለኻ ሕልፍ ኢሉ ምስ ኪነት ናይ ከፍተኛ ሸውዓተ ይጻወት ኔሩ።ካብ እንዳ ስዋ ገዛ ብርሃኑ ተኣሊኹ ይውዕል ኔሩ። በት ማእሰርቲ 2 ግዜ እዩ ተኣሲሩ ብደርጊ ኣብ 90 ኣብ ኤርትራ ድማ ብቐጠፍጠፍ ን 3 ዓመት ተፈሪድዎ 2 ዓመት ብኣመኩሮ ተኣሲሩ ወጺኡ deport ተጌሩ። ዝመሽመሸ ሂወት ይመርሕ ኔሩ

  • @Aksum881
    @Aksum8816 ай бұрын

    ክቡር ኣያና ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም❤❤🎉

  • @tesfalamgebreyohannes3642
    @tesfalamgebreyohannes36426 ай бұрын

    Smile my friend and make us smile for the hollyday. Thanks Brakie

  • @user-bp5gf4zw4s
    @user-bp5gf4zw4s6 ай бұрын

    Absolutely unique man Perfect comedian man live long stay long god bless you merry Christmas

  • @andemariam1763
    @andemariam17636 ай бұрын

    Once Azmarino always Azmarino. We love you.

  • @militetesfay396
    @militetesfay3966 ай бұрын

    Tesfay, my favorate Artist! a comidian entertainer!.. He is simply the best! An original Asmarino! I simply Love him! ሕውና ገብረጻዲቕ ብሰላም ዕረፍ! ኣያናን ሓውናን ተስፋይ ዲማ ንዓና ክሕሸና ንበረልና! 🙏🏼💙

  • @naherdawit1701
    @naherdawit17016 ай бұрын

    ተስፋይ መታዓቢቲ we miss you

  • @kebey.a.9230
    @kebey.a.92306 ай бұрын

    ተጋሩ በአለትና ንበአልትና ዘጥፋእና ሙኳና ምሰክርነት እተደሊና ናይ ገብረጻድቅን ናይ ኪሮስን አሟሟት ንመርምር። I was privileged to know them in person and I am still crying when I hear their names.

  • @hagarawinet2088

    @hagarawinet2088

    6 ай бұрын

    Tegaru neighbors good luck with your kilil

  • @hagosdebesay8000

    @hagosdebesay8000

    6 ай бұрын

    እዚ ዳኣ እንታይ ሕቶ ደሊኻሉ ሓወይ? ንኪሮስ ኣለማዮን ገብረጻድቕን ዝቐተልዎም ባዕሎም ወያነ እዮም፤፤

  • @daneelotkroos

    @daneelotkroos

    6 ай бұрын

    why don't you investigate it by yourself instead of spraying conspiracy 🙄

  • @chuksokadigbo4750

    @chuksokadigbo4750

    6 ай бұрын

    @@hagarawinet2088 ጉዳይ ጥሪ ሲኦል !! ዘለኣለማዊ ክብርን መጎስን ብምኽንያት ኹናት "ባሕላዊ ጸወታ“ ናይ ዘርኢ ድያብሎሳት ሕዝቢ ትግራይ ብEXPRESS ጥሪ ናብ ሲኦል ጋሃንብ ዝኣቱ more than 1.5 million Rest in HELL ንሞት እምበር ንምንባር ዘይተዓደሉ ፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም "ሓዱሽ ANIMALS" ሓይልታት ምክልኻል ሞቶረ ሃገረ ዓባይ ትግራይ Republic TDF ብዘይካ መናእሰይ ካባ “ሰብኣዊ መሰል“ ተጎልቢቦም ዝንቅዉ ዘሎዉ ሓደሽቲ ኣዛብእ ናይ ቀትሪ፥ ብዓረባዕተ እግሪ ዝኸይዱ ዉርጋጣት ወርደተኛታት ዕቡድ ኸልቢ ዝለሃሶም ብመንፈስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተጠመቁ ዝተለኸፉ ዝተበኸሉ ተወጋሪ ትግራዋይ ንሰማእታት: ኣሜን! ኣሜን!!!! ፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ሓዱሽ ANIMALS ብሓንሳብ ጉድጓድ ምስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተፈጠሩ ዕቡድ ኸልቢ ዝለሃሶም ብመንፈስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተጠመቁ ዝተለኸፉ ዝተበኸሉ ንሞት እምበር ንምንባር ዘይተዓደሉ ተጎቢሆም ብመኣኮሮም ብኣፎም ይዉገሩ ብበረኺና ብኣሲድ ተሓፂቡ ዘይጸርይ ጥላም ጥምባም ብስብስ ዘርኢ ድያብሎሳት ተወጋሪ ሕዝቢ ትግራይ ከይጸነተ ሰላም የለን!!!ኣሜን! ኣሜን!

  • @chuksokadigbo4750

    @chuksokadigbo4750

    6 ай бұрын

    @@hagarawinet2088 .ዕልልልልል…መጀመሪያ እንቋዕ ንዘላለማዊ ሓዘንን ቁዛመን ቃንዛ ስቃይ መርድእ ናብ ሲኦል ጋሃንብ ዝኣቱ more than 1.5 million Rest in HELLፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ዕቡድ ኸልቢ ዝለሃሶም ብመንፈስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተጠመቁ ዝተለኸፉ ዝተበኸሉ ንሞት እምበር ንምንባር ዘይተዓደሉ ተጎቢሆም ብመኣኮሮም ብኣፎም ይዉገሩ ብበረኺና ብኣሲድ ተሓፂቡ ዘይጸርይ ጥላም ጥምባም ብስብስ ረሳሕ ለሓሲ ዘርኢ ድያብሎሳት ተወጋሪ ትግራዋይ ሰማእታት ኣብ ምድራዊ ሲኦል ዘርኢ ድያብሎሳት ጋንየናት ሕዝቢ መንሃርያ ክልል ትግራይ ኣብፀሓኹም: ኣሜን! ኣሜን!

  • @weyanaygebredngl2496
    @weyanaygebredngl24966 ай бұрын

    ብጣዕሚ ደስ ይብል መድሂን ሽኮር!

  • @user-qx4me6rt4c
    @user-qx4me6rt4c6 ай бұрын

    ተስፊሽ ኣቦ ጥበብ ❤ ናይ ብሓቂ ወዲ ሹቅ 😂 ርሑስ ብዓል ልደት ንኩሉ ኣማኒ ክርስትና 🙏🙏🙏 ብራኸ ሾዉ ኣብዚ ሕዚ እዋን ንትግራይ ዘድልያ ናይ ኩሉ ሓሳብ ዘተኣናግድ ብሉፅ ሚድያ ተሓባቢርና ነዕብያ።

  • @alemgebre1179
    @alemgebre11796 ай бұрын

    You take me back asmera very emoyinal day to me .I remeber all good time with my family.

  • @danieldesta4139
    @danieldesta41396 ай бұрын

    Eritrean is the hero people's long live Eritrean.

  • @user-fi5ou9hs7l

    @user-fi5ou9hs7l

    6 ай бұрын

    😂😂😂😂

  • @Pasttest543

    @Pasttest543

    6 ай бұрын

    What do you mean? Kkk

  • @jonathansemere7697

    @jonathansemere7697

    6 ай бұрын

    ፋህ ኢላቶያ ተጋሩ ክብልምበር ኤርትራ ዝባሓል ሕዝቢ የለን ።

  • @DesalegnGebremrdhn-tq7un
    @DesalegnGebremrdhn-tq7un6 ай бұрын

    ርሑስ በዓል ልደት ንክቡር አያና ዕድመ ጥዕና ይምነ

  • @yemanetsegai4617
    @yemanetsegai46176 ай бұрын

    ክብርቲ ሓብትና መድህን ኣያና ተስፋይ ንቃለ መሕተት ስለዝጋበዝኪዮ ኣዝየ የመስግነኪ፡ተዘክሮታትና ከነሕድስ ስለዝካኣልና።ስነ-ጥበባዊ ተስፋይ ዋጣ ድማ እ/ሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።ሓብተይ ናተይ ኣብ ስራሓኪ ዓወትን ኣሳልጦን ይሃብኪ ፈጣሪ።❤❤❤❤

  • @amsaluhaileselassie8813
    @amsaluhaileselassie88136 ай бұрын

    ተስፉሽ ኣቦ ጥበብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @jubilee_john4862
    @jubilee_john48626 ай бұрын

    Ato Tesfay, it was really delightful to watch you play your Wata, sing and comic!! You took us back to the 80s and early 90s. What a nostalgic time/era!! Your daughter Selam Tesfay was my colleague and dear friend back in Asmara "ufficio lavoro"!! I hope and Pray that she is doing well, wherever she is. Please pass my greetings! Respect to you and your family (including the one and only the legendary Gere'TSdiq)!!

  • @habtezekarias6109
    @habtezekarias61096 ай бұрын

    Tesfish ,you are always the best. I miss you and miss your great brother Ghebrexadik, my favorite I grew up listening to his music. God accepts his soul. Your Eritrean brother from diaspora.

  • @kuetasentary

    @kuetasentary

    6 ай бұрын

    yes you are right me too

  • @hi-zp4ud
    @hi-zp4ud6 ай бұрын

    ኣያ ተስፋይ ንኡሽተይ ጭሩኡ ሳላ ተሓጎሰ ሕልው ጥዕኑ ኡ ካልኦት እንትስዕሉ ፅሩይ ዩ ሳንብኡ መሓዝቱ ጎቢጠ ኦም ይኸይድ ቐኒዑ 🙏❤🙏👍👍

  • @user-tu8jm7hn3p
    @user-tu8jm7hn3p6 ай бұрын

    መድህን ዕድለኛ ኢኺ በዚ ሎሚ ሳሓቅ ኣንፈታ ኣጥፊኣ ዘላ ምስ ተስፋይ ዝገበርኪዩ ዕላል ስሒቅኪ ኣስሒቅክና። ኣብ ትገብርዮ ዕላል ምስ ኪኢላታት ኢልኪ ተቅርብዮም ናይ ብሓቂ ብሉጻትን ንስኺ ሓያልን ተሞጓቲትን ንሓቂ ዘይትደፍኒ፡ ሓቃ ተውጽያ። ክብረት ይሃበለይ። ሰላም የውርደልና።

  • @addisalemmesfin4849
    @addisalemmesfin48496 ай бұрын

    ፅቡቅ ገይርኪ!!! ካብቶም ብአምሆ ትሰሓሓቅዮም ዝነበርኪ ሰባት እዞም አቦ ዘምህር ነገር ይህልዎም እዩ። ምክንያቱ ሓዎም ዓብይ ታሪኽ ንትግራይ ገደለፎም እዮም።

  • @yordanostekle5049
    @yordanostekle50496 ай бұрын

    ኣቦ ጥበብ አድመን ጥናን ይሃብካ ፈጣሪ ኣነስ ብታኤም አየ ዝፈትዎ❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰 ሩሑስ በዓል ልደት ይግበረልኩም 🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @RGS905
    @RGS9056 ай бұрын

    ኬፍ ዘለዎ ኣቦ 😂ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤

  • @billdebrezion7178
    @billdebrezion71786 ай бұрын

    Very much proud of you all I love Tesgaye

  • @kalayuhagos6376
    @kalayuhagos63766 ай бұрын

    እንካዕ ኣብፀሐኪ መዲ ሓፍቲ ኣብርሃ ደስታ

  • @yonastekle7507
    @yonastekle75076 ай бұрын

    Wow wow part two tedlina ala nay Tesfish elalu aywudian aeyu ❤❤❤❤❤ 🙏

  • @praiselordamen4328
    @praiselordamen43286 ай бұрын

    አውደአመት መሲሉ የቀንየልና ብራኸ ሾው ተስፍሽ ዋጣ ወደስመራ ❤👏🏻👏🏻👏🏻👏🏻👏🏻

  • @dawitmehari6865
    @dawitmehari68656 ай бұрын

    ርሕስ በዓል ልደት ኣቦና ተስፋይ ናይቀደም ሰብ ከምዚ ዩ ዘጥዕመልና ህዝቢ ኤረትራን ,ተግራይን ተስፉ ንገብር እቲ ናይ ቀደም ፍቕርና ብዘይ ዶብ ክምለስ መድህን ድማ ቐጽልዮ ጽቡቐ መደብ ህወከት ,ጽልኢ መሪሩና ሰላም የወርደልና ሓወና ህዝቢ ትግራይ ድማ ካብዚ ዘለዎ መከራ ክግላገል ሰናይ ትምኒትና እዩ .

  • @berhanemedhanie9583
    @berhanemedhanie95836 ай бұрын

    ❤ተስ ዓቢ ሰብ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ !!! ካብ ኤርትራዊ ሓውካ ጽቡቕ ትሕዝቶ ዓመት ለውጢ ይበሎ 🎉🎉

  • @kesetemousa4633
    @kesetemousa46336 ай бұрын

    በጃኪ መድህን 2ይ ክፍል ገርኪ ኣምጽእልና ናቦና

  • @rahwag.6888
    @rahwag.68886 ай бұрын

    ዋውውውውውውውው ብጣዕሚ ዝፈትዎ ደርፍታት የቕንየሌና🙏🏾🙏🏾❤️💛❤️💛❤️🙏🏾🙏🏾🙏🏾❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛

  • @titi1401
    @titi14016 ай бұрын

    Birged nehamedu shelmat ne Tesfay teemeti derefi derfelekum alo❤❤❤!!!

  • @eri-mediaweditaba
    @eri-mediaweditaba6 ай бұрын

    Thanks tesfish wedi Asmara 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 Mery Christmas 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤

  • @user-tz7if6zl9g
    @user-tz7if6zl9g6 ай бұрын

    I never seen Medhin laugh like this. I love 💕 Tesfay. He’s very funny and talented musician. Long live for Tesfay

  • @robsnet7976
    @robsnet79766 ай бұрын

    Tesfish Asmarino! Ruhus Awdeamet to You and your family !

  • @Yohanneset
    @Yohanneset6 ай бұрын

    You are awesome ! Keep up.

  • @CheerfulDirtBike-bf2mb
    @CheerfulDirtBike-bf2mb6 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤ መዲ ቆንጆ ፕሮግራም ምስ ቆንጆ ኣከዳድና ነቲ በዓል ዝምጥን ጋሻ

  • @jacobgebretnsae406
    @jacobgebretnsae4066 ай бұрын

    I found it very touching, very funny, very entertaining. Thank you.

  • @GrumGebremeskel
    @GrumGebremeskel6 ай бұрын

    Wedi Er Ebayyy I Love you❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @warezLamba
    @warezLamba6 ай бұрын

    You can take a man out of Asmara, but you can't take Asmara from a man's heart. ♥♥

  • @kuetasentary

    @kuetasentary

    6 ай бұрын

    still he is in asmera asmera is one of part of tigray

  • @warezLamba

    @warezLamba

    5 ай бұрын

    Kondaf@@kuetasentary

  • @eskendertesfaye3914

    @eskendertesfaye3914

    2 ай бұрын

    Truly said bro

  • @user-lz1dy8lh1z
    @user-lz1dy8lh1z6 ай бұрын

    ደስ ዝብል ፕሮግራም መሃርን መዘናግዕን ❤❤

  • @user-kd3vu7qt8f
    @user-kd3vu7qt8f6 ай бұрын

    Wow ዝገርም ተስፍሽ ፍትሕ ኣቢልካና ይሞችኻ ሩሑስ ባዓል ልደት ይግበረልና💖💖💖

  • @tesfu-12
    @tesfu-126 ай бұрын

    ክብሪ ኣያና❤❤❤ መድሂን ሓፍትና❤❤❤ሩሑሰ ልደት

  • @chuksokadigbo4750

    @chuksokadigbo4750

    6 ай бұрын

    ዕልልልልል…መጀመሪያ እንቋዕ ንዘላለማዊ ሓዘንን ቁዛመን ቃንዛ ስቃይ መርድእ ናብ ሲኦል ጋሃንብ ዝኣቱ more than 1.5 million Rest in HELLፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ዕቡድ ኸልቢ ዝለሃሶም ብመንፈስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተጠመቁ ዝተለኸፉ ዝተበኸሉ ንሞት እምበር ንምንባር ዘይተዓደሉ ተጎቢሆም ብመኣኮሮም ብኣፎም ይዉገሩ ብበረኺና ብኣሲድ ተሓፂቡ ዘይጸርይ ጥላም ጥምባም ብስብስ ረሳሕ ለሓሲ ዘርኢ ድያብሎሳት ተወጋሪ ትግራዋይ ሰማእታት ኣብ ምድራዊ ሲኦል ዘርኢ ድያብሎሳት ጋንየናት ሕዝቢ መንሃርያ ክልል ትግራይ ኣብፀሓኹም: ኣሜን! ኣሜን!

  • @semeretesfay905
    @semeretesfay9056 ай бұрын

    ርሑስ ኣዉዳኣመት ብራኸ ሾዉ ብጣዕሚ ነመስግን ዓቢ ስነጥበኛ ዘምጻኽልና ብኸመይ ንረኽቦ ክንሕግዞ

  • @Brakhe_Show

    @Brakhe_Show

    6 ай бұрын

    0910310647 በዛ ስልኪ ደዊልኩም ክትረክብዎ ትኽእሉ ኢኹም

  • @teagesyemane3389
    @teagesyemane33896 ай бұрын

    ኣቦና ተስፊሽ❤❤❤❤❤ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።

  • @genettedla4209
    @genettedla42096 ай бұрын

    I love the program thank God the wore it's over God bless Tiger 🐅 people 🙏🙏🙏

  • @amanuelberhane2068
    @amanuelberhane20686 ай бұрын

    መድህን ስርሓ ፅቡቅ ስሓቃ ጥዑም ርሑስ በዓል ልደት ንኩልና ይግበረልና

  • @jjcc7950
    @jjcc79506 ай бұрын

    You are where you belong.Asmara is healthier than ever,and breezing fresh air.

  • @ihaveadream9093
    @ihaveadream90936 ай бұрын

    Wowww des zebel Wegi ❤abo Tesfay ka Admen Tanan Kab BN 💙💙💙💙💙💙

  • @tesfamichaelhailu1151
    @tesfamichaelhailu11516 ай бұрын

    The best show.

  • @warezLamba
    @warezLamba6 ай бұрын

    Tesfaye, you took me back to best time of all the 70's Asmara. Thanks !!

  • @otcanful

    @otcanful

    6 ай бұрын

    @Bruh-lt7smhgdef go to hell.

  • @ማዕበል

    @ማዕበል

    6 ай бұрын

    ኣላ ንስኹም ንሳ እያ ዓቕምኹም ሎቛምጽ 😂😂 ተስፍሽ❣️ @Bruh-lt7sm

  • @dcshikor

    @dcshikor

    6 ай бұрын

    ​@Bruh-lt7smsekt men kamneka eu hasawi seb aytkeshshu

  • @dcshikor

    @dcshikor

    6 ай бұрын

    @Bruh-lt7sm kkk ata ksab lomi aytnekhun ekum msh ? Agame awraja eu halay xerfi mesiluka kkkkk

  • @samielyohans8942
    @samielyohans89426 ай бұрын

    መድሂን ሓፍተይ ብጣዕሚ ነመስግነኪ ነቦይ ተስፋይ ዘምጻኽልና። በዚ ሓደ ንስሕቕ በዚ ሓደ ንዳናፈቅ። ካብዞም ኣድናቒኺ ኤርትራዊ እየ። ኣብቲ ሕማቕ ኩነታት ናይ ትግራይ ብግዜ ቁሪ፡ ጸሓይ፡ ማይ ደው ዝበልና ኢና። ትማሊ ፡ ሎሚ፡ ጽባሕ ኣብ ጎድኒ ህዝቢ ትግራይ ኣሎና።

  • @chuksokadigbo4750

    @chuksokadigbo4750

    6 ай бұрын

    ዕልልልልል…መጀመሪያ እንቋዕ ንዘላለማዊ ሓዘንን ቁዛመን ቃንዛ ስቃይ መርድእ ናብ ሲኦል ጋሃንብ ዝኣቱ more than 1.5 million Rest in HELLፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ዕቡድ ኸልቢ ዝለሃሶም ብመንፈስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተጠመቁ ዝተለኸፉ ዝተበኸሉ ንሞት እምበር ንምንባር ዘይተዓደሉ ተጎቢሆም ብመኣኮሮም ብኣፎም ይዉገሩ ብበረኺና ብኣሲድ ተሓፂቡ ዘይጸርይ ጥላም ጥምባም ብስብስ ረሳሕ ለሓሲ ዘርኢ ድያብሎሳት ተወጋሪ ትግራዋይ ሰማእታት ኣብ ምድራዊ ሲኦል ዘርኢ ድያብሎሳት ጋንየናት ሕዝቢ መንሃርያ ክልል ትግራይ ኣብፀሓኹም: ኣሜን! ኣሜን

  • @habtayaron9542
    @habtayaron95426 ай бұрын

    tesfay wata l sow you after 32 years nice to see you the last time l sow you in asmera 1991

  • @seteengda2459
    @seteengda24596 ай бұрын

    ተስፍሽ መሕረር ክንደይ ይጥዕም ዕላሉ ዕድመ ይሃብካ ኩቡር ኣቦና መድህን ደጊምኪ ኣምጽልና በጃኪ

  • @hamepostselemun5822
    @hamepostselemun58226 ай бұрын

    Btai des eu zb medebkum ka hawkum brged nhamedu gn kem mearemta ata barista tbl betefe nice ❤

  • @asmerabelojomen3044
    @asmerabelojomen30446 ай бұрын

    ኣያ ተስፋይ ወዲ ኣስመራ ጻዕዳ ሙሉእ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ። ኩሉ ዕላልካ መሳጢ መስሓቅ ኢኻ። ግን ኣብ መወዳእታ ምሕረት ሰላም የውርድ ፈጣሪ ኣብ ኩሉ ኣብ ትግራይ ኮነ ኣብ ኤርትራ ኢትዮጵያ ክትብል ኔሩካ ኩሎም መራሕቲ ናይ ኣፍሪቃ ጌጋ ብጌጋ ኢዮም። ፍታሕ ንለዋ ህዝብታት ብኣምላክ እንበር ብብርጌድ ንሓመዱ ብደገፍቲ ፍታሕ ክመጸካ ኣይትጸበ ተፈታዊ ከለካ ከይትጽላ ኣብዚ ዕድመ ክትምርቅ ኢዩ ዘለካ

  • @yodithagos320

    @yodithagos320

    6 ай бұрын

    Eti hasoute bezaheba eritera amele gieroumo .emo keah eriterawi eyui zehegezoum

  • @YaredMebrahtu-vd8fh
    @YaredMebrahtu-vd8fh6 ай бұрын

    ዕድመይ ጥዕናይ ይሃበልና ተስፍሽ😍

  • @wolderufael
    @wolderufael6 ай бұрын

    እንኳዕ ኣብጽሓና፣ ንዓመታ'ውን ከምዚኣ። የቐንየልና መድህን ምስ ተዋዛዪ ጋሻኺ። ገብረጻዲቕ ብኽብሪ ተዘኪሩ። የቐንየልና ብራኸ ሾው ንስለ'ቲ ጽቡቕ በዓላዊ መደብ።

  • @kobramewael7857
    @kobramewael78576 ай бұрын

    መድሕን ጽቡቕ ስራሕ

  • @elizabethamene323
    @elizabethamene3236 ай бұрын

    ይቀንየለና ባአል ልደትና አቦታትና ስለዘዘኻኸርክና።መድህነይ ቃላት ስኢነልኪ❤❤ Thank you for everything.

  • @user-uz7eu7to6k
    @user-uz7eu7to6k6 ай бұрын

    Medhn bashak ketiluki tesfish btaemi eye zfetweki❤❤tesfish edmentenan fetari ymneyelka medhn shikor kulgze shaki shakki mara kefalewo from Eritrea i love your show all interesting kem nay biniyam mesali hki zzarebu trah akrbi bzuh flowers aleki thank you ❤❤❤❤

  • @negasihaile5860
    @negasihaile58606 ай бұрын

    The Legend singer Tesfay weldegirgios I wish long live

  • @mebrahtomteklebirhanwubet7041
    @mebrahtomteklebirhanwubet70416 ай бұрын

    Just legend🤗🤗 i love him

  • @hi-zp4ud
    @hi-zp4ud6 ай бұрын

    ርሑስ በዓል ልደት መርገም ዝሰረዘት ብርሃን ዝወለዐት ይቕርታ እንታይ ምኻኑ ኣጉሊሐ ዘብራህረሐት 🙏❤🙏!!

  • @dawitsolomon5477
    @dawitsolomon54776 ай бұрын

    Thank you Medhin for invied him.

  • @haileseged1124
    @haileseged11246 ай бұрын

    መድህን ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዘሐጉስ መደብ እዩ ነመስግን ምስ ቢኒያም ተወልደ ስሒቅና ብዙሕ ተማሂርና ስነ ጥበባዊ አያና ተስፋይ ድማ አስሒቁና ብዙሕ አፍሊጡና ካብዞም ነቃጻት ፖለቲከኛታት ኢና በሀልቲ (በዓል ክንፈ) እስካብ ትምለሲ ጽቡቃት ሰባት ኢኩ አቅሪብኪ 31:23 )

  • @niyatsami6926
    @niyatsami69266 ай бұрын

    ኣባ ተስፍሽ ❤😂 ፡ መድህን ከኣ ቀጽልሉ ❤

  • @teweldetemesgen9737
    @teweldetemesgen97376 ай бұрын

    Tesfiye ruhus beal❤❤❤ from tsorona eritrea

  • @tecleabraham5322
    @tecleabraham53226 ай бұрын

    ሰላም ሩሑስ ባዓል ልደት ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት አናበኩ። ብዛዕባ በርገድ ንሓመዱ ምዝራብካ ምግዳስካን ይመስግን ተኽለ ዘራይደርስ።

  • @asmerommengstu8009
    @asmerommengstu80096 ай бұрын

    ተስፋይ ወልድዮውሃንስ ውዲኣስመራ ጎረቤተይ ብዋጥኡ እዳዘናግዐ ኣብ መንጎ ብቀልድን ተረካቢ ዘርባን ሰሓቅ ትዋሕ እዩ ዘብልና ነሩ ገለ ካብኡ ኣብ ባር ሓጎሳን እንዳ ከባብ እንዳስዋን ገዛባንዳ ጥልያን ትገብሮ ዝነበርካ ኣዘክርካና። ርሑስ በዓል ልደት ተስፍሽ።

  • @selamneritranaselamneritra3954
    @selamneritranaselamneritra39546 ай бұрын

    መድሂን❤❤❤ ለንቀነ ስሕቂ ተስሕቕኒ ኣለኺ 😂😂😂❤

  • @DesalegnGebremrdhn-tq7un
    @DesalegnGebremrdhn-tq7un6 ай бұрын

    ርሑስ በዓል ልደት ንኩለኩም🎉🎉🎉

  • @chuksokadigbo4750

    @chuksokadigbo4750

    6 ай бұрын

    ዕልልልልል…መጀመሪያ እንቋዕ ንዘላለማዊ ሓዘንን ቁዛመን ቃንዛ ስቃይ መርድእ ናብ ሲኦል ጋሃንብ ዝኣቱ more than 1.5 million Rest in HELLፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ዕቡድ ኸልቢ ዝለሃሶም ብመንፈስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተጠመቁ ዝተለኸፉ ዝተበኸሉ ንሞት እምበር ንምንባር ዘይተዓደሉ ተጎቢሆም ብመኣኮሮም ብኣፎም ይዉገሩ ብበረኺና ብኣሲድ ተሓፂቡ ዘይጸርይ ጥላም ጥምባም ብስብስ ረሳሕ ለሓሲ ዘርኢ ድያብሎሳት ተወጋሪ ትግራዋይ ሰማእታት ኣብ ምድራዊ ሲኦል ዘርኢ ድያብሎሳት ጋንየናት ሕዝቢ መንሃርያ ክልል ትግራይ ኣብፀሓኹም: ኣሜን! ኣሜን!

  • @SelamNkulu-to5kh
    @SelamNkulu-to5kh6 ай бұрын

    ርሑስ በዓል ልደት ብራኸ ሸው ጽቡቕ መደብ ተስፍሽ ነዊሕ ዕድመ ምስ ጥዕና ይምኔልካ ( የማነ ኣለም ትግራዋይ ዲዩ ? ኤርትራዊ ?)ንምፍላጥ ዝኣክል'የ ።

  • @genygen5351
    @genygen53516 ай бұрын

    Tium gize halifu. Edmen tienan ymine🙏 💕

  • @DestaYbrah-tj5kf
    @DestaYbrah-tj5kf6 ай бұрын

    Medehin do today's the best holiday I thank you ,becouse tesfay is genersadike by,

  • @samiyow
    @samiyow6 ай бұрын

    Xbuk medeb 💙💙💙

  • @MikealAsefa-xn7wu
    @MikealAsefa-xn7wu6 ай бұрын

    ይበል ጅግና ዝሐፍተይ ከምኡ ግበሪ ብዙሕ ቁምነገር ሰሪሖም ዝተረስዑን ዝተዘንግዑን ናብ መድረኽ እናምፃእኺ ምሥ ህዝቦም እናራኸብኪ ሃለዋቶምን ዝሠርሕዎ ቁምነገርን አበርክተኦምን እንክትነግርና ብጣዕሚ እዩ ደሰ ዝብል መድህን ሐፍትና🎉

  • @visitaleck
    @visitaleck6 ай бұрын

    LEGEND!!!! 😍😍😍

  • @solomonassefa3521
    @solomonassefa35216 ай бұрын

    ተስፍሽ ቓፅለሉ በርትዕ ሩሑስ ኣውዳኣመት!!!!

  • @fayaz3598
    @fayaz35986 ай бұрын

    ከያኒ ደበሳይ ዘገየ ካብ ዘይንሪኦ ብዙሕ ገይርና ብራኸ ሾው ደሃዩ'ባ ሕተቱልና plz🥹

  • @fitwidrar5524
    @fitwidrar55246 ай бұрын

    Medhn habtna bteqrbyom medebat aziye eye zednqeki, bzaba wlqawi aqerarbaki eye gele retoy wes kbleki msnay akbrot, ab akedadnaki zeleni adnaqot buzuh eyu araya nezen nashtu ahatna eki kbleki ydefr, ab mexebabaqi gn entezey ttqemi kbleki ydefr mknyatu nxbaqeki eyu zkwlo bahalay eye 😊😊 msnay akbrot azye sle zednqeki eye rhus beal ldet neakn nsdrakn kbrti habtey ❤

  • @yonastekle7507
    @yonastekle75076 ай бұрын

    TESFUSH WEDI ASMARA ❤ thanks Medhn ❤❤❤

  • @mr.hrealpeople2135
    @mr.hrealpeople21356 ай бұрын

    I remember this guy when he first came from Tigray to Asmera. We were very young at the time. It was in Haseyawi(ሃጸያዊ እንዳ ሻሂ):: And everyone was nice to him. It didn’t took long before they became Asmarinos. Unlike some people who try to dehumanize Deki Asmera, we are very nice people. These brothers were received by Asmarinos with our hands open. They have enjoyed their life to the max in Eritrea.

  • @mawchagebreyohannes5987
    @mawchagebreyohannes59876 ай бұрын

    መድህን ለባም😘 ከም'ዚኦም ዝበሉ ግርማ ባህልናን ትግራይናን ዝኾኑ ዓበይቲ ተጋሩ ምቕራብኪ 'ውን ብጣዕሚ 'ዩ ደስ ዝብል። ሚድያኺ ዝተፈላለየ ቪዶ ስርሕሉ። ኩሉ ግን ንረብሓ ተጋሩ። ባህልና ክዓቢ፥ዲሞክራሲ ክሰፍሕ፥ሕ/ሰብና ክበልሕ፥ ወዘተ ኣብ ምምፃእ ተቓለሲ። ብዝተረፈ ነኽብረኪ ኢና ርሑስ ብዓል ልደት🙏💖🙏

Келесі