This guy has large amount of funds for opposing the opposition movement. How come this guy go anywhere? This is another ‘ wedi bashay’ who is recruited by HGDEF period.
It is becoming clear from time to time that !! ቃልሲ ዩኤል ! ሓቢሩ ንጉጅለ ህግደፍ ክቃለስ ንዝተከበ ኤርትራዊ ንምብታን እዪ!! Thank you brother Teddy for your wonderful presentation!!
I know both of them.They may blame each other but they have common behavior ..Each of them are imotinal and want to develop their own kult.They want to be the leader without having minimum concept of leadership and knowledge .They are obstacle for change and struggle .One big issue about Eyoel is that he has hidden agenda . He has formed Yeakel in refuge camps and has a remour that he has given the list to Eritrian government .They both have common character assassination and labling nature.
Пікірлер: 106
Yoel ... dangerous and self inslaved guy to HGDEF.
ዝኾነ ቃልሲ ምንቅስቓስ ድሓን አብ ዝኾነሉ ግዜ ተጻብኦ ይበዝሖዩ:: እዚ ከምዝታት ክአ አካይዳኻ ንኽተጽፍፍ ዝሕግዝ እዩ ድአ እምበር ዘሰምብድ አይኮነን::
ዩአል ነዞም ኩሎም መሪሕነት ትግራይ ዘኽተለ ለኽባጥ ንምንታይ ትግራዎት ስቅ አሎም ይረይዎ ከኣ ናተይ ሕቶ አዩ, አንበር ኪሮስ ደኣ በዓል መትከል ጅግና አንድዩ.
እዚ ኩሉ ናይ ተጋሩ ሕመቅ እዩ ።ንፋጦም ዘየጽርዩ ቆልዑ ክጸውትሎም ክመብሩ"ዮም።
ሕልኩስ
This guy has large amount of funds for opposing the opposition movement. How come this guy go anywhere? This is another ‘ wedi bashay’ who is recruited by HGDEF period.
ጽብቅ አልኪ ሙሉ
ብራቮ ሙሉ ሓፍትና ሓቃ ሓቂዪ::
ኣምላክ ኣንዕቅ ብሰላም ኣውጻካ ንዝተረፉ ከመካ ይግበረሎም
Ajenda eyom zserhu zelewu Yoeln eza gualn. Teliko hgdef yiftsimu alewu.
ዩኤል ዝጻወተሉ ሜዳ: ክግታእ ዶ አይነበሮን
Teddy limbs 😢😢
Teddy : Ezia Sebeyti , Abebech KaHsay eya Shma. Nay Abiy banda eya.Degafit Blxigna eya.
ዩኤል ሕልኩስን ባርያ ህግደፍን ምኳንካ በጺሕናዮ አለና።
Ezi loqumats men nay hizbi eritrea wekali gerwo nimukhanu tiuy diyu? 🤔🤔
እግዝኣብሔር ኢዱ የንብረልና
Men eka etebelukas men tbl yoel guhaf segeneyti adey kawu ewun halay nezuy welieda
እዚ ኤርትራዊ ዝባሃል ፍጥረትሲ፡ ካን ኮይንዎድዩ ንሓው የሕሊፉ ኸጥቅዕን፡ኸቐትልን ክነብር? እንታይ ዓይነት ሕስድና እዩዚ? ካን ሕስድና ካብ ኢሰያስ ጀሚሩ ሕላገትዚ ህዝቢ ኮይኑ ተሪፉ? ኣምሓርኝኡ ዘየጽረየስ፡ ሰብ ኣብ ሓደጋ ኸውድቕ ድሕር ዘይብል ፍጥረት።ብጣዕሚ የሕዝን።
BNH must respond sooner than later
Exposing the enemy of the ppl is very important
It is becoming clear from time to time that !! ቃልሲ ዩኤል ! ሓቢሩ ንጉጅለ ህግደፍ ክቃለስ ንዝተከበ ኤርትራዊ ንምብታን እዪ!! Thank you brother Teddy for your wonderful presentation!!
ካብ 2010 ካብ ጌጉኡ ዘይምሃር ኣብዲ ከም ዩኤል ሪኤ ኣይፈልጥን
ሰላም ሰላም ቴድሮስ እንቓዕ ብደሐን ተገላገልካ ካብቲ ዝወረደ 🙏❤️
❤❤❤❤❤❤❤❤
ዩኤል ብኽልተ እግሩ ዝኸይድ ኣድጊ
ዩኤል እንታይነቱ ኢዩ ዘረጋግጸልና ዘሎ።ህግደፍ ምኳኑ ህዝቢ ስለ ዝፈለጦ ኢዩ ፈንጠርጠር ዝብል ዘሎ። ናይ ብርጌድ ንሓመዱ ቃልሲ፡ ብባንዳታት ዝዕንቀፍ ኣይኮነን።
Norway is member of NATO since 1949. Finland and Sweden are the new members.
የኢትዮጵያ እንተልጅንስ ዩኤል ማን እንደሆነ ብያውቁ ኣገራቸው እንዴት እንደ ተዘርፉ ይገባቸዋል
❤❤❤❤❤
እዚ ዩኤል ዝብሃል ሰብ ሓደ ሃላይ ሰብ እዩ።
If she is tigrigna, why not in tigrigna
ዩኤል እንታይነቱ ኢዩ ዘረጋግጸልና ዘሎ።ህግደፍ ምኳኑ ህዝቢ ስለ ዝፈለጦ ኢዩ ፈንጠርጠር ዝብል ዘሎ። ናይ ብርጌድ ንሓመዱ ቃልሲ፡ ብባንዳታት ዝዕንቀፍ ኣይኮነን። ተባዕ ኪሮስ ድማ ብኣኻትኩም ዩኤልን መሰልቱን ኣይደናገርን ኢዩ።
Mes Mankey tesaeilo nero eyu..were nementay eyu kalee shem zeytekem Eti defreto kea yegerem.
The summer weather sounds out of content. I don’t know if that was necessary on a live discussion about the abduction that’s going on?
Commonsense
Do you think Tigray leaders will allow the Blue Rev. army to use their territory for the strugle to remove Iseyas
ዩኤል እቲ ቀንዲ ልኡኽ ሸፋቱ ምዃኑ? ካብ ዝምልሶም ቃላቱ ምስክርዮ'ም ንባዕሎም? ብምቕጻል ውን? ምምስሳል ብርጌድ ንሓመዱ ክመስል? ንመለይ ማለት ኣርማና ኣርማ ባንዴራና? ሕሉፍ ሓሊፉ ክሳብ ከራባታ ኣብ ክሳዱ ኣሲርዋ ንርኢ? እዚ ግን ሓደ ካብቲ ምድንጋር ዝግበር ተዋስኦ ምዃኑ ክትግንዘብን ክትምርምርን ይገብረካ ማለትዩ።
I know both of them.They may blame each other but they have common behavior ..Each of them are imotinal and want to develop their own kult.They want to be the leader without having minimum concept of leadership and knowledge .They are obstacle for change and struggle .One big issue about Eyoel is that he has hidden agenda . He has formed Yeakel in refuge camps and has a remour that he has given the list to Eritrian government .They both have common character assassination and labling nature.
Antezey tegagoye gal galu iya n aregawi berhe
ቴዲ ግን ሰብ ረኪበ ኢልካ ነዚ ዑሉል ቀጣፊ መታለሊ ከተቅርብ ኢለ አይተጸበኩካን ወላ እቲ አምሐርኛ አዘራርባ ከማን አበላሺውዎ ኔው በሎ እታ ቻናልካ ከየባላሽወልካ
ሐቒ ኢልኺ ሙሉ ሐብትና።
❤❤❤❤@@@@
ዩአል ሓስዊ ኪሮስ ፡Puur ኢርትራዊ ኢዩ ክብ ኢስያስ ትግርዋይ ይልን
ዩኤል ክታልል ዘይግብኦ ብንጹር እንዳተዛረበ ዝመጸ ሰብዩ ብርገድ ንሓመዱ ኣዲስ ኣበባ ዘለኻ ጥንቃቀ ግበር።
YUOEL. IS. 100%. HGDF !!!!!!!
@genetfish99
25 күн бұрын
100000000% HGHF
ኣኽኽ ዩኤል በትኪ
ሰላም ተድይ ምስ እዛ ናይ ሶማሊ ላንድ ውተሃደራት ኣብ ኢትዮጵያ ጁብቲ ክኣ ትቓወምቲ ናይ ሶማሊላንድ ትዕልም ክምዘላ ዝተረጋገጸ ወረ እዩ
Azia tegaru jeganu kab znebera gazetena abariroma iyom
Joel.mes Yeakel Yeakel eye yebel nero zeykone kelo. Hegi kea keyhafere Berged nehamedo eye yebel alo. Gen aykonenn. Yoel 100% Hegdef mekano teregagitseo eyu.
ናይ ዩኤል ነገር ጽቡቅ ነጺሩ አሎ
Sound 000000
Araya tesfamariam and andargachew xige behind it to distroy BNH
ውውውውው ስዲ እስካካ አርትራዊ ትብህልካ
KEMAKA AB AMERICA ZINEBRU DO AYKONUN...NISIKA MIKRI TIHIBOM?........
እዚኣ ሕጂ ጋዜኛ ክትብህል ድያ freedom speech ዘይተክብር
Teddy do not make a mistake this guy is eplf’s agent
እዚ፡ሙሴ፡ሰላይ፡ህግደፍዩ።
YOEL mes mengesti Tegray wen ayserehen. Gen kemeo eyu zebel. Ab Measker bezohat sebat be Hegdef ketehazo gero eyu ab eti geze wegee.
ናበይ እኻሕ ተቅርቦ ንዚ ጃሱስ ዩኤል ብደም እሕዋትና እና ንደልዬ ማዓልቲ አሎ ንዝለኽባጥ ስራቂ ገንዘብና በሊዑ ብኽልተሕ ኻራ ዝበልዕ ኽዳዕ እዩ
this guy is very dangerous man love to to destroy brigade nuhamedu you need to talk about and mention
Yuel hgdef tom zetfeom tahababiru abey alewu
Nezi wedi kem hade teqalasi amxika ab media aflto mhab ykewn alo ! Ezi hasus hgdef hadegeNa seb eu! Ente tekaelu eti gbrawi qalsi nblo beziom hasusat knjimr alena! Neziom hasusat key aleka n eseyas kteali hlmi eu!
Aklu sebibuwo aka iyu kulu gze azom barayu tgrawsy wedi medhn berad ms sabtu kem zgezom zelo zeyestewalu barsyu
ዮኤል ቆርበት በጊዕ ዝተኸድነ ተኹላ እዩ
ኣናታ ዩኤል በጃኻ እንዶ በጃኻ፡ ውርደት ዘይትጸግብ ሰብ።
k
This is part of araya tesfamariam propaganda project against the woyanes
Yoel guhaf mewaredie
ዬኤል ጃሱስ ህግደፍ እዩ እልናኹም እና ቅድሚ ዓስርተ ዓመታት ስማዒ አይረኽበናን እምበር ብጭብጢ ነግረናኹም 😢😢😢
Tedi ezia bolotika zfeshela banda eya
ነዚ ፎሽኻል ኣሚንካስ ትስሕቕ ኣለካ ተዶ።
reasercher😂
ሕልኩስ ሚድያ
@MussieHagos
24 күн бұрын
Kab xerfi
Its clear eyoel working for ህግደፍ wakeup my people
Ezi kidmi hji nbuzahat ahlifu nhgdef ahlifu zhabom ahwatna bzahatyom slezi uel hgdef eu
Kkkkkk
Aman b Aman yuel is hgdef
ዩኤል ዕላምኡ ብዘየገድስ ኩሉ ዝበሎ ግን100% ሓቒ እዩ። ኪሮስ ይኩን መብዛሕቲኡ ኣባል ብርጊድ ንሓመዱ ብሰብ ሞያ ዘይተረጋገጸ ከንሱ ኤርትራ አብ ትግራይ ጆኖሳይድ ፈጺማ እዮም ዝብሉ ነሮም። ሃገረይ ዘይተረጋገጸ ጆኖሳይድ ፈጺማ ዝብል ሰብ ከኣ ንኤርትራ ይቓለስ ኣሎ ክትብሎ ኣይከኣልን። ካልኣይ ነገር ድማ ኪሮስ ናይ ኤርትራን ትግራይን ባንዴራ ሓዊሱ እዚኣ ሓዳሽ ኣርማና እያ እዩ ዝብል እዚ ከኣ ሓንቲ ሃገር ክንምስርት ኢና እዩ ዘስምዕ። ስለዚ ንኪሮስ ይኩን ሰዓብቱ ትግራይ ትግርኛ እዮም እንተ ተባህለ ጌጋ ኣይኮነን። ንስካ ባዕልካ ኣብቲ እዋን ኩናት ካብ ኪሮስ ዝፉለ ኣይኮነን መርገጺካ። ብዝኮነ ፖሎቲከኛታት ኮይንኩም እኮ ኣይትፈልጡን ኢኩም ይኩን ደኣምበር ኣብ ሕድሕድ ኩናት ኢትዮጵያ ብሰንኪ ድንቁርናኩም ፖሎቲካዊ ነብሰ ቅትለት ስለ ዝፈጸምኩም ድሕር ሕጂ ብዛዕባ ፖሎቲካ ኤርትራ ክትዛረቡ ዘሎ ዕድል ጸቢብ እዩ።
Tedi maleti qunue tekalsay
ዩኤል ብንጹር ቃልሲ ንምፍንጣሕ ንልዕሊ 10 ዓመት ብንጥፈት ሰሪሑ::
በጃ ሰራዊት ጋሕ በል ረሳሕ
0000000
is garbage guy he do not represent brigade Kiros hero fight right and freedom
ዝታሓብኤ ኣጀንዳስ ናይ ዩኤል እምበር ናይ ኪሮስ ኮይኑ ኣይፈልጥን፡ ኪሮስ ወዲ ህዝቢ ኢዩ፡ ዩኤል ግን ንኸብዱ ጥራሕ ኢዩ ዝነብር። ናይ ኣቢይ ስላይ ኢኻ ኣይበሎን፡ ብኢሰያስ ዝተላእከ ኣኻ ኢዩ ኢልዎ። ዩኤል ሓሳዊ ኢዩ። እዛ ትሓቶ ዘላ ድማ ባንዳ ምኻና ኣዘራርባኣ ይምስክረላ ኣሎ።
እንካአ እግዝአብሄር አዉጸካ ቴደዲ🙏🙏🙏
እዚ ወዲ ደጋፊ ህግደፍ ምኳኑ ኣነፂሩ ኣሎ ካብዚ ንላዕሊ መርትዖ የለን:: ብርጌድ ንሓመዱ ለብም::
ቴዲ ሓወይ ዚ ወዲ ብጣዕሚ ሓደገ ዘለዎ መልእክቲ እዩ የሕሊፉ ዘሎ ዚሰብ ዚ ኣብቲ ዝገበሮ ኢንተርቢ ከይደ ተከታቲለዮ ልዕሊ 200 ዝኮኑ ሰባት ኮሞንቲ ጺሒፎም ኣለው ኩሎም ክኣ ንኪሮስ ከም ገበነኛ ሪኦሞ ኣለው ጥንቃቀ ክገብር ኣለዎ ኪሮስ
ተቓወምቲ ትብሃሉ ሓድነት ዝብሃል የብልኩምን
ኣብይ ኣብ ቀፃሊ ለውጢ እንተመፂኡ ምስ ትግራይ ዘይረዳዳእ ምስሌነ ንምቕማጥ ሓሲቡ ከምዘሎ የረድኣካ
ደደብ፡ምንም፡የጋዜጠኛ፡ሞያ፡የለሽም።
😂አረጊት ክሕሱ አየምሕረሉን አይ ታሐሱ
እዚ ብዓለገ ብህገርዊ ድሕነት ጌሩ ከጥፎኦ እዩ ብዓሉ ዓቅሚ ተሰኣነ ቅድሚ ሕጂ ምስኡ ዝነብሩ ናይ ያኣክል ኣበይ ኣልው ዝፈልጥ የለን ብኮነ ኣብ ዝዓመረ እዩ ዝ ኣቱ ኣስተውዕል መዘናይ
ትግራወይቲ ኣይትበልዋ በጃኹም ትሕቲ ምውታት እያ ንማንም ኣይትውክልን::
@negagetachew974
25 күн бұрын
ኣብ ሕወሓት ውሽጢ ሐለፍቲ ኮይኖም ንአቢን ንሻዕቢያ information ክህቡ ከለው ዝተተሐዙ, ሳሞራ, አርከበ ካልኦት ብዙሐት ተጋሩ ዶ አይኮኑን።
ኣንታ ሳንቲም ቴዲ ሕጂ ኸ ሓንቲ ከምዘይትገብሩ ኣረጋጊጽኹም ክትኮኑ ተስፋ ንገብር ዕድመ ንዩኤል አዲስ አበባ ካላኣይ ገጽኩም ከምዘይትረግጹ ዋ ጌሩኩም ኣሎ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኢሳያስ ዘይገብሮ ክፉእን ሕሰምን ኣሎ ክንብል ኣይንኽእልን ኢና ምኽንያቱ ንሰይጣን ይዓብዮ ኢዩ።
ሕጂ ኸ ናበይ ምናልባት ብከንያ ወይ ብጅቡቲ ገርኩም ፈቱኑ ካልእ ዕድል ይሎን ዋይ ካኣ ናብ አሳያስ ኢድኩም ሃቡ ኣጆኹም እይትእ ሰሩም ኢ ኩም
@mengedihaqiterarikinaybhaqi
22 күн бұрын
Kabzi Teasirnayo Zelena zkefa do alo u.Weyo resi Zeymihlaw diyu zkewn zelo
ተድሮስ ዑሱብ ከመይ ገርካ ትገዞኦ ኩርኩር ትግራይ ጻድቃን ፈደራል ፈሊጥዎ አሎ😂😂😂😂😂😂
0000000