ህድሞና ሾው - ጥዑም ዕላል ምስ ስድራቤት ድምጻዊ በራኺ ገብረመድሂን | Beraki with his wife - New Eritrean Show 2024

Ойын-сауық

ህድሞና ሾው - ጥዑም ዕላል ምስ ስድራቤት ድምጻዊ በራኺ ገብረመድሂን | Beraki with his wife - New Eritrean Show 2024
ህድሞና - ገለ ኣይከውንን'የ ብ ዳናይት ዮውሃንስ Gele Aykewnn-Ye by Danait Yohannes - New Eritrean Music 2024
JOIN 👉 / @hdmonanebarit
/ @hdmonanebarit
Enjoy and Subscribe now bit.ly/2vIkX9f at HDMONA NEBARIT. "HDMONA NEBARIT" brings New Eritrean entertainment comedies, "New Eritrean HDMONA Drama", "New Eritrean HDMONA movie", "New Eritrean HDMONA film" and "New Eritrean HDMONA music" video clips for you. Enjoy!
All "Eritrean music", "Eritrean movie", "Eritrean film", "Eritrean comedy" are shared here.
℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳውንሎድ ምግባር ን ኣርቲስ ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ንዝኾነ ቪዲዮ ዳውንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
℗ © Copyright: HDMONA NEBARIT. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
KZread - / hdmonanebarit
Facebook - / hdmona-nebarit-2149397...
Instagram - / hdmonanebarit
TikTok - / hdmonanebarit
Twitter - / hdmonanebarit
Website - hdmonanebarit.com/
© HDMONA NEBARIT LLC 2024. All Rights Reserved.
#hdmonanebarit #hdmonaBeraki #hdmonaFilm
@HDMONANEBARIT @moreinfo22 @hdmonapromotion1119 @dankurshow1050

Пікірлер: 791

  • @tesfommelake2982
    @tesfommelake298219 күн бұрын

    Gal seretey shkor abet girma beraki hawey edimen tinan yahabkum lebam sebeyat rekibka kemi beli mama ❤

  • @zakariamera3601

    @zakariamera3601

    19 күн бұрын

    @@tesfommelake2982 ጸቢብነት ግደፍ ሳምሩ ንነብሳን ናይ ስድራ ኣታዓባብያን ጥራይ ያ ትገልጽ ።ዝሕሻ ፈሊጣ ሲ ናበይ ተመርዕያ ከኣ ፍለጥ መልሲ ክርዳኣካ ኢለ የ ብናትካ ።

  • @abelsolomon8055

    @abelsolomon8055

    19 күн бұрын

    @@zakariamera3601xlul hbreteseb kferi kemiu iu

  • @dl4055

    @dl4055

    19 күн бұрын

    Getski trhaq,entay amtso hjs serate do gele,mbal tsebab hangol

  • @lidiatesfay7807

    @lidiatesfay7807

    18 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tesfaldetyebio-pc6cd
    @tesfaldetyebio-pc6cd20 күн бұрын

    ብመጀመራያ ስላምታያ የቅረብ ንዚ መደበ ዝዳሉኩም ኩሉ ግዜ ጽፈት ዘሎዊ ስራሕ ከብ አካዳድናኩም ትሕትናክም አገናዕ ቀጽሎዊ !!! ድምጽዊ በረኪ ምስ በዓልቲ ቤቱ ፍቅረን ስላምን እንዳተመነኩ ድምጸዊ በረካ አብኡ ዘለኒ አኩብረት መወዳእታ የብለይን እቲ አብ ስብ ዘሎዊ እክብረት ሐሊያ ትን ፍቅረን የድነቁ !!! ካብኡ ብምቅጻል አብዚ መደብ ተምጽዊ ብዛዕባ ሐዳረ ጠቂሚ እዬ ቀጽለዊ !!! ከምኡን አደታታ ( singlemom) በየነን ብዝተፍላላ ምክነያት በዓል ቤተን ዘየለ ግን አብ ጽብቅ ፍረ ዘበጻሐ አዴታት አለዋ ንስብ ክምህረ ስለ ዝክእል ሃስስ እንዳበልኩም ከተቅረቡ በአክረት ይምሕጸን!!! ከምኡውን ናያ ሃያማኖት አበታት ከተምጽኡልና መሃረያ ይመስለኒ ካብዚ ብምቅጻል ጽብቅ ስራሕ ቀጽሎዊ!!!

  • @TM-yl8bg
    @TM-yl8bg19 күн бұрын

    በራኺ ሓወይ ሓላል ብሩኽ ከም ስሙ እዩ ብሓቂ 👍🏽 ሽኮሪና ሰበይቲ ኣላትካ ሓዳርኩም ይባረኽ ጽቡቓተይ❤❤❤

  • @zakariamera3601
    @zakariamera360120 күн бұрын

    በራኺ ሓወይ እንቃዕ ደስ በለካ ።ሓዳር ወሳኒ ናይ ሂወት መኣዝን ዩ ደጊመ ጽቡቕ ዕድል ።ቀጺለ ሰበይትኻ ሳምሩ ሕብራ ኣቃውማ ገጻ ኣከዳድናኣ ብፍላይ ኣብ ታ ወኒነይ ትብል ደርፍኻ ክትቅበለካ ካላ 👌👌👌ዋው ብጣዕሚ ያ ትምስጠኒ ።መባልይቲ ይግበርኩም ሳምሩ ካኣ ከማኺ ትመስል ትፍጠረለይ 🙏🙏🙏😍😍😍 ብጣዕሚ የ ዝፈትወኩም ከምዚ ናተይ ፍቕሪ ዘለኩም ላይል ረጊጽኩም ሕለፉ ።

  • @user-kl1rc5ep8v

    @user-kl1rc5ep8v

    20 күн бұрын

    እሞ አነ ንዶ እንየኩንውሰደኖ😂😂😂

  • @zakariamera3601

    @zakariamera3601

    19 күн бұрын

    @@user-kl1rc5ep8v 😄😄መልሲ ያ ናይ ብሓቂ ኣብዛ ጠቓይ እንትህልዊ ሞ ከኣ ከም ሳምሪ ባሕሪ ጨዲደ ምበር ምወሰድኩኪ 🙏🙏🙏😘😘😘።

  • @getk6062
    @getk606220 күн бұрын

    ዋውውውውውውው ካብቶም ዝፈትዎምን ዘድንቖምን ደረፍቲ ሃገርና በራኺ እዝጋቢሄር ሓዳርኩም ይባርኸልኩም

  • @user-xu5jl6yq8m
    @user-xu5jl6yq8m20 күн бұрын

    ❤አዋይ ዋኒነይ ሽኮር ሙሉአ ዕድሜኹም መታኣርግቲ ይግብርኮም❤💪🇪🇷🙏 ተኽሽ ሓወይ ❤💪🇪🇷🙏ህድሞና❤💪🇪🇷

  • @motherland1510
    @motherland151019 күн бұрын

    ብጣዕሚ... ደስ ዘብል.... መደብ. በራኺ... ልዕሊ... ማንም... ቅንዕንኡ... እዩ... ደስ ዝብለካ ❤❤❤

  • @Merii25
    @Merii2516 күн бұрын

    ደስ ትብሉ ብጣዕሚ 🙏 She is So Lovely and beautiful ❤❤

  • @user-um7ut2po6n
    @user-um7ut2po6n20 күн бұрын

    ትግረኛ ትንሺ ትንሺ እሰማለሁ ግን በረከትን በፍቅር ነዉ እምወደዉ ሁሉንም ዘፈኖች ሁልጊዜ ከመስማቴ የተነሳ ሸምድጃቸዋለሁ በተለይ ስለጦርነት የዘፈረዉን በእንባ ነዉ እምሰማዉ ❤❤❤❤❤❤ ሚስቱ ታድለሻል 🙏🙏🙏 ኢትዮ ነኝ አማራ፡፡

  • @selamsemere9596

    @selamsemere9596

    20 күн бұрын

    ❤❤❤

  • @efremasmerom915

    @efremasmerom915

    20 күн бұрын

    ❤❤❤

  • @kisanet4715

    @kisanet4715

    20 күн бұрын

    ❤❤❤❤

  • @kuhil3740

    @kuhil3740

    20 күн бұрын

    Enamesginalen ❤❤❤❤❤❤ from ertriea ​@@selamsemere9596

  • @user-fx6ys6yd6m

    @user-fx6ys6yd6m

    20 күн бұрын

    ፈሳም ከሀዲ ባንዳ።

  • @user-pk8lu9tf2q
    @user-pk8lu9tf2q20 күн бұрын

    ናይ ብሓቂ ንፉዓት ኣብነታውያን ሰብ ሓዳር ሓዳርኩም ኣምላክ ይባርከልኩም ስነጥበባዊ በራኺ & ሳምራዊት ❤❤❤

  • @GrmayBereketab
    @GrmayBereketab20 күн бұрын

    Des tblu btaemi ❤❤❤ bhji gn n filmon mahray bealti betu feruz tesfalem amxulna bejakum Azyom des zblu eyom thank you ❤❤❤

  • @motherland1510
    @motherland151019 күн бұрын

    ዋውውውውው በራኺ.... ሓወይ.... ዕድለኛ ኢኻ. ጋል.... ዓዲ... ጎነድ ( ዕጣን.... ዘርአ ).... ብምርካብካ...... ብኽቡር.... ባህሊ... ሕብረተሰብ..... ዝዓበየት... ምኻና... ርግጸኛ... እየ. እቲ... ከባቢ... ጽቡቅ ጌረ... ስለዝፈልጦ. ዕድመን... ጥዕናን... ይሃብኩም 🙏🙏🙏

  • @funtiabrhaley5935

    @funtiabrhaley5935

    19 күн бұрын

    yes 👏👏👏👏

  • @mesgenaasgodom9670
    @mesgenaasgodom967020 күн бұрын

    ዕድመን ጥዕናን እሃብኩም ምስ ቃል ኪዳንኩም ንበሩ ብውላድኩምን ብሃህገርኩምን ትሓጎሱ ኣሜን❤🙏🙏🙏🇪🇷

  • @azebaraya8168
    @azebaraya816820 күн бұрын

    ኣሰይ ደስ ዝቢል ዕላል ከም ናይ ኣቦታትና ሓዳር ኣምላክ መባልይቲይ ይበልኡም ፈታሪ፡❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏

  • @Wedibri1
    @Wedibri120 күн бұрын

    ቡኡነት ሰምሪ ኣደይ ኮይና ተሰሚዓትኒ ከምዚ ክገልጻ ዝጸነሐስ ኣደ ያ ❤❤❤❤

  • @alemtewlde8080
    @alemtewlde8080Күн бұрын

    Beraki zefetweka Behlfi eta Zefetwa MESELAY SUPER 🎉🎉🎉❤❤❤👋👋👋🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪🙏🙏🙏🙏

  • @nfakerntehagegeztv5488
    @nfakerntehagegeztv548820 күн бұрын

    በራኪ ብሩክ ኣምላክ ሓዳርኩም ይባርከልኩም ።

  • @DanielCom-iv8hz
    @DanielCom-iv8hz20 күн бұрын

    በሬ ሓወይ ከ ❣️❣️ ናይ ፍቕሪ ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን ንህጻን ድማ ብጥበብን ጸጋን የዕቤልኩም ፈጣሪ ❣️🙏🙏

  • @michaelristom8776
    @michaelristom877620 күн бұрын

    እግዚኣብሄር ኣምልኽ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ዝተባረኸ ሓዳርን ይግበረልኩም በራኺ ሓወይ ኣጆኻ ኣይትሕመቕ ቀጽሎ ኢኻ I love you and Ilike you with your family

  • @senaitsenait5666
    @senaitsenait566620 күн бұрын

    አሰይ ክልተ ፍቁራት አምላክ ሐዳርኩም ይባርክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሸኮሪናታት 🇪🇷👍❤️🙏❤️👍🇪🇷 🇪🇷👍❤️🙏❤️👍🇪🇷 🇪🇷👍❤️🙏❤️👍🇪🇷

  • @n-gf3mb
    @n-gf3mb20 күн бұрын

    ሰላም ህድሞና መደብኮም ጽቡቅ እዩ ግን ንሓደ ኪልተ ጋሻስ ሰለስቲ ኣቅረብቲ በዚሖም ክሎም ክዛረቡ ይደልዩ ነቶም ዕዱማት እኹል ግዜ ኣይህብውሙን ኣብ ገሊኡ ባዕሎም ይዕብልልዎም ስልዚ ነቶም ትዕድምዎም ኣጋይሽ እኹል ግዜ ኪትህብዎም ኣለኮም።

  • @letinaberhane2172
    @letinaberhane217220 күн бұрын

    ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ ደስ ዘብል ሓዳር ኣምላኽ ይባርኽኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣምላኽ 🙏🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-ig5dm3up6l
    @user-ig5dm3up6l20 күн бұрын

    ዋዉ በራኪ ጎይታ ታሪክ ሓዳርኩም ይባርከልኩም ፈጣሪ ❤❤❤❤

  • @kikilove6751
    @kikilove675120 күн бұрын

    እውይይይ ግርህነት ብሓቂ ጻዕዳ ልቦም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @piealpha795
    @piealpha79519 күн бұрын

    ህድሞና ነባሪት እዚ ኣብነታውያን ሰብ ሓዳር ዝብል ፕሮግራምኩም ብጣዕሚ መሃሪ ፣ ኣዘናጋዒን እዩ ። ኣነ ኣብ ኣሜርካ ይቅመጥ ዝለዓለ ናይ ሕክምና ትምህርቲ ተማሂረ ጽቡቅ ስራሕ ፣ ጽቡቅ ኣታውን ኣለኒ ፣ እዚ ግን ፈጺሙ ዕግበት ፈጢሩለይ ኣይፈልጥን ምኽንያቱ ኽልተ ግዜ ሓዳር ፈቲና ስለ ዘይቀደወኒ፣፣ ምስ እዚ ኹሉ ኣብ ላዕሊ ዝተቀስክዎ ንዋታዊ ርክበት ፣ ኩሉ ብገንዘብ ዝግዛእ ክገዝእ እንዳ ኸኣልኩ ድኻ እየ ምኽንያቱ እቲ ዘድልየኒ ፍቅሪ ፣ ምዉቅ ሓዳር ሰለ ዘይብለይ ኣብ ሂወተይ ሕጉስ ኣይኮንኩን። እቲ ጠንቂ ናተይ ወይ ድማ ናተን መጻምደይ ዝነበራ ዘይኮነስ እቲ ሎሚ መዓልቲ በዛ ንእሽተይ ሓፍትና ሳምሪን ብሓውና በራኺን ዝተገልጽ እዩ ፣፣ ኣነ ኽልተ ግዜ ክፍትን ከለኹ ብሰብ እየ ተፋሊጠ እቲ ጌጋ ድማ ኣብኡ ይመስለኒ ፣ ከምዚ ናይ በራኺ ርእይ ምስ ኣበልካያ ፣ ምስ ተዓዘብካያ ፣ ጦምቦላህ ኢላ ኣብ ልብኻ ትኣቱ ፣ ኩሉ ነገራ ዝስሕበካ ምርካብ እያ እታ ምስጢር ፣ ሳምሪ እውን እዝስ ንሓዳር ይኾነኒ ኢለ ምስ ነብሰይ ተዛትየ ወሲነ ዝበለታ ነጥቢ ኣዝያ ወሳኒ እያ ፣ እዚ ክትብል ከላ እቲ ናይ መጀመርያ ጦብላሕታ ክሳብ ክንደይ ወሳኒ ምኳኑ እዩ በሪሁለይ ፣ እዞም የሕዋተይ ዓቢ ትምህርቲ እዮም ሚሂሮምኒ ። እዚ ሰብ ዘማጽኣልካ ከምዚ ደላላይ ብዛዕባ ሓንቲ ክሸጣ ዝደሊ ነገር ጌሩ ዝነግረካ ኢካ ትሰምዖ ትእምኖ እውን ባዕልካ ነታ ንብረት ምስ ረኣኻያ ግን ካብቲ ዝተገለጽልካ ኣዚያ ዝረሓቀት ኮይና ኢኻ ትረኽባ፣፣ እምነት ኣዝዩ ኣገዳሲ እዩ ፣ ምትእምማን ክህሉ ኣለዎ ወሳኒ እውን እዩ ፣፣ በዚ ንዓይ ዘጋጠመኒ ክርእዮ ከለኹ ግን ናይ እምነት ጸገም ኣይነበረናን ፣ ኣነ እሙን እየን ፣ ዋላ እተን መጻምድተይ ዝነበራ እውን እሙናት እየን ፣፣ እቲ ጸገም ንዓይ ኸምዚ ኮይኑ ይርድኣኒ ፣ ሓንቲ መፍትሕ ማዕጾ ፣ ኣርማድዮ ፣ ገዛ ትከፍተልካ ፣ እዛ መፍትሕ ነታ ክትከፍታ እትኻል መዋስብታ ማዕጾ ፣ ኣርማድዮ ፣ብሽክለታ ወዘተ ጥራህ እያ ትኸፍተልካ እምበር መፍትሕ ስለ ዝኾነት ንዝድለኻዮ ማዕጾ ኩሉ ትኸፍተልካ ማለት ኣይኮነትን ፣ ስለዚ እዛ መፍትሕ ንሕደ ማዕጾ ፈቲንካያ እንተ ዘይከፈተትልካ ሕማቅ እያ ፣ ኣበር ኣለዋ ፣ ኣይትጠቅምን እያ ፣ ክትጉሓፍ ኣለዋ ማለት ኣይኮነን ፣፣ ነቲ በሪ ዘይከፈተቶ መውስብታ ማዕጾ ስለ ዘይኮነ ጥራሕ እዩ ፣ ካልእ ዝዋሰባ ትከፍቶ በሪ ግን ኣለዋ ፣፣ ኣነ ምስተን ኣሕዋተይ እውን ሓዳር ክንገብረሉ ዘይከእልና ምኽንያት እቲ ኣነ ዘለኒ መፍትሕ ልበን ኣይከፈቶን ፣ እቲ ናታተን መፍትሕ እዋን ነቲ ናተይ ልቢ ኣይከፈቶን ፣ ስለዚ ብምርድዳ'እ ብኽብሪ ፣ ብዘይ ቤትፍርዲ ላዕልን ታሕትን ነቲ ናይ ቃል ኪዳን ውዕልና ሰሪዝና ከም ኣሕዋት ክነብር ወሲና፣፣ እዚ ነገር ሓዳር ብጣዕሚ ስለ ዘተሓሳበኒ ኣብቲ ሙያ ዘለዉ መሳርሕተይ የዕሩኽተይ ፣ ሳኮሎጂስት ፣ ሳይካትሪስት የዕልል እየ ፣ ግን መውስቦ ባህላዊ ኽብርታት ስለ ዘለዎ ፣ ብናይ ሕብረተሰብ ኣቃውማ ፣ ኣመጻጽኣ ፣ ሃይማኖት ወዘተ እውን ኣብ ውሽጡ ዝሓዘ ስለ ዝኾነ እቲ መሳርሕተይ ኣብ ሳይንስ ዝተመርኮሰ ምኽርታት ፣ መልስታት ኣየዕገበንን ፣ ንሕቶይ እውን ኣይመለሰለይን ፣ ኣነ ካብ ልበይ ሃገርይ ዘፍቅር ኤርትራዊ እየ ፣ ባህለይ ፣ ህዝበይ ፣ ክብርታት ኤርትራ ኩሉ ኣብ ልበይ ዓቢ ተራ ኣለዎ ፣ ስለዚ ሓሓሊፈ ኣብ ግዜ ዕረፍተይ ናይ ኤርትራ ቻናላት ይዕዘብ እየ ፣ ናይ ሎሚ መዓልቲ ግን ኣዝያ ዘገረመትኒ መዓልቲ ኮይና ረኺበያ ፣ እቲ ንነዊሕ ግዜ ግድል ኮይኑኒ ዝጸንሔ ሕቶ እዮም መሊሶምለይ ፣፣

  • @LiyaLiyaZeratsion

    @LiyaLiyaZeratsion

    19 күн бұрын

    Niska wen kubur hawena bitaqmi abi sebe eka beslame mis zen yehwatna miflelayka wen abi xega eu ❤❤❤❤

  • @BlesssedDay

    @BlesssedDay

    19 күн бұрын

    ኣምላኽ ንልብኻ ትመልእ ሓዳራን ዉሉዳን ባዓል ቤታን ኣክቢራ ትኸይድ ይፍጠረልኻ❤❤❤

  • @user-vr7xd6tp6n

    @user-vr7xd6tp6n

    19 күн бұрын

    Hiii

  • @gheneteyob9107

    @gheneteyob9107

    19 күн бұрын

    Egziabiher natka hewan mesengelka etmeli yhabka.

  • @user-tu6uv6lu1t

    @user-tu6uv6lu1t

    19 күн бұрын

    Ajoka nska wn emun ika bhaki.mknyatu tefelalika eqa ente konka gin emunat mnbaren gelixkayen aleka.zgermeka Seb lomi Ms tefelaleye hmak na mexamtdu eyu zzareb emo kibret yhabka.amlak kea Kem dlyetka yhabka

  • @LovelyChameleon-ix7bx
    @LovelyChameleon-ix7bx20 күн бұрын

    ካብ ስርሑ ትሕትንኡ ካብ ትሕትንኡ ቅንዕኒኡ ሙቕሉል ዝኾነ ሰብ ናይ ሰበ ሰባት

  • @LingoLingo-sp3er
    @LingoLingo-sp3er20 күн бұрын

    ሰላም ሰላም ህድሞና ነባሪት ብዝበዝሕ እትቅርብዎ መደባት ሕጉስ እኻ እንተኮንኩ ኣብናይ በራኺ ግን ኣይግድን ምኽንያቱ ብሞይኡ ሓደ ካብ ኣድነቅቱ እየ። ኣብነታውያን ሰብ ሓዳር ዝብሃሉ ተኸኣኢሎም ክይተፋትሑ ሓዳሮም ንዘውሓሱ ኢካ ኣብነታውያን ትብሎም ንስኩም ግን ንከም ብዓል በራኺ ኣብነታውያን ተባሂሎም ንኽንደይ ብሉጻት ሰብ ሓዳር ከም ኣርኣያ ቅድሚ ምጥቃስክም ድሕረ ባይትኡ ከይፈለጥኩም ንኣብ ዓለም ዘሎ ሰብ ኣይተደናግሩ ስለዚ እንታይ ከምዝጸልእ ምስተሓተት ሓሶት ኢላ ግን ኣቦ 4ተ ቀለውዕ ምኻኑን ሓዳሩ ከዝፈትሓንከ ግልጺ ኮይኑ ነጊርዋዶ ይኸውን ስለዚ እስኪ ነዚ ሕቶቱለይ 4ተ ደቅኻ ደርቢኻ ኣብነት ናይ ሰብሓዳር ኣይተበላሽዉ ባህልና ክቡር ስለ ዝኾነ ኣጽኒዕኩም ኣመሓላልፉ ሰብ ረኸብና ኢልኩም ባህልን ልምድን ሕብረተ ሰብ ኣይትበልሉ መጀመርያ ድሕረ ብይትኦም ኣጻርዩ ወድሓንኩም።

  • @Huwetghebreamlak

    @Huwetghebreamlak

    20 күн бұрын

    Etakhata zdeleku hatitkaya

  • @Huwetghebreamlak

    @Huwetghebreamlak

    20 күн бұрын

    Kdmi klte amet wedey nsawa kkeyd eyu ybl neru hji kea abnetawibeal hadar tebahilu gerimuni

  • @tesfunegash4876

    @tesfunegash4876

    17 күн бұрын

    6 ቆልዑት ካብ 3 ኣንስቲ እዛ ንሪኣ ዘለና ህጻን ዕጫ ኣሕዋታ ከይረኽባ ኣምላኽ ምስኣ ይኹን እምበር 4 ኣንስቲ በጺሑ እታ ቀዳመይቲ ግን ዕድለኛ ኮይና ውላድ ኣየትረፈትን እዚ መበል 5 እያ ቆልዓ ከኣ 7ይቲ

  • @banoarefayne3910
    @banoarefayne391020 күн бұрын

    እዳ ቢኺ ቡሉጻት ሰባት እንኻዕ ብሰላም መጻኩም ሞር ግልጹነት❤❤❤Thanks

  • @eriiistars3089
    @eriiistars308920 күн бұрын

    ኣቤት ፍቅሪ ኣምላኽ ዝሃቦም ሓዳርኩም ይባርክ

  • @user-zt2ik3zz8d
    @user-zt2ik3zz8d20 күн бұрын

    በራኺ ጎይታ እግሪ መኸል ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓዳርኩም ይባረኽ

  • @LemlemAdhanom-uv8xg
    @LemlemAdhanom-uv8xg20 күн бұрын

    Amlak hadarkum ybarkelkum beraki ms samri shkorinatat alalom deymno deki erey halalat❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @kisanet4715
    @kisanet471520 күн бұрын

    ህድሞና ከምዚ ናይ ሓዳር ኩሉግዜ ኣምጽሉና, ናይ ቆሉዑት ይትረፍ ወይ ከኣ ክኢላታት ናይ ቆልዑት ሓተቲ ግበሩ, ብዝተረፈ ኩሉ ጹቡቅ

  • @Adulisawi

    @Adulisawi

    19 күн бұрын

    👍

  • @user-tg4tb1oc3i
    @user-tg4tb1oc3i15 күн бұрын

    Beraki 525 eu Nifuati eyom kulom❤❤❤❤ alka do awu zinbrka deki Eriay xida

  • @alemasmerom7706
    @alemasmerom770620 күн бұрын

    ሹኮሪናታት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም መጣዕሚ ጽቡቕ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @berhewehabzgi9890
    @berhewehabzgi989020 күн бұрын

    በራኪ ሓቁ እንዲዩ ወዲ 20 ክመስል ከምዚኣ ዓይነት ሰበይቲ ረኪቡ ክልተ ሓዳ ኣምላክ ሓዳርኩም ይባርክ

  • @hygytth6tsjtj395
    @hygytth6tsjtj39519 күн бұрын

    በራኺ & ሳምሪ ሓዳርኩም አምላኽ ይባርኸልኩም

  • @abebahaile2552
    @abebahaile255220 күн бұрын

    በራኺ:🎉🎉🎉🎉❤❤❤በራኺ:ወራስ:ሕድሪ:ስዋኣትና:ካብ:ልብና:ንፈትዎን:ነፍቅሮ:ሐዳርኩም:ይባርኸልኩም🎉🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ZiduShfare
    @ZiduShfare20 күн бұрын

    ኣሰይ ምቁራት ❤❤❤❤ ሓዳርኩም ይባረክ ሳምሪ የ ጽብቅቲ

  • @gideyghebre187
    @gideyghebre18720 күн бұрын

    Des zeblu sdra God bless them 💖. Beraki we love your great music keep it up &Samri wereja Lebanon seb eki edmen tienan yhabkum🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤

  • @kisanettesfay9037
    @kisanettesfay903720 күн бұрын

    Helen nfiet gazetena ey please 🙏 kulu gzie aqrbwa

  • @freweyniyhdego7141
    @freweyniyhdego714120 күн бұрын

    Aseyyyyy xebekete mereate Beraki hawena edmen tenann yehbekom mebalete yegberekome♥️♥️♥️♥️🌷🌷

  • @danieltesheme1773
    @danieltesheme177319 күн бұрын

    Nay Bhaki Abnetawyan Seb Hadar Eg/amlak zeben hadarkum and Kalkidankum ybarkelkum Samri and Beraki ❤❤❤❤❤

  • @azujigina4753
    @azujigina475320 күн бұрын

    Egzabher hadarum ybarek jeganutatt wuledulina Egzabher hagernann hizbinann ybarkelina hidmona nebarit kea xbuq sirahi betekirbiwo egibiti eye kexiliwo🇪🇷❤️💪✅️🙏🙏🙏

  • @mehretnegusse8569
    @mehretnegusse856919 күн бұрын

    Breaking one of my favorite 😍 ❤️, his wife and daughter ❤️ are lovely 😍. ❤

  • @ftsumftsum6995
    @ftsumftsum699520 күн бұрын

    Aseyy egziabher hadarkum ybarki

  • @user-dp6vj9qw8y
    @user-dp6vj9qw8y20 күн бұрын

    ዋው ብጣዕሚ ደስ ዝብል ፍቅሪ:: በራኺ ካብቶም ዝፈትዎም ሐደ ኢኻ እሞ እንቃዕ ቆቃሕ ዝኾነት ባዓልቲ ቤት ፈጠረልካ:: ሳምሪ ድማ ዕድለኛ ኢኺ ዋኒነን ወነንኪዮ

  • @SamuelGebremeskel-ly8mk
    @SamuelGebremeskel-ly8mk17 күн бұрын

    ቁኑዕ ሰብ በራኪ,, በሓቂ ኣምላኽ ንዑኡ ትበቅዕ ሰብ ሂብዎ,, ፍቅርኩም ይብዛሕ 🙏🙏🙏

  • @businessforvalue
    @businessforvalue20 күн бұрын

    I have observed some exceptional respect thank you guys

  • @Amirahumed
    @Amirahumed16 күн бұрын

    Aseyyyyy tsbukatey ayiney abaikum yedfen blessed 🙌 😇 🙏

  • @semaineshtekie1394
    @semaineshtekie139420 күн бұрын

    ዋውውውውውአንታ አብነታዊ እንዳጠሐኒት ጸኒሐስ ጸብሒ አታ ንስኻስ እድመ ጥእና ❤🎉

  • @meryemsiid6901
    @meryemsiid690120 күн бұрын

    May Allah bless Eritrea 🇪🇷

  • @Yordanosmehari-z2z
    @Yordanosmehari-z2z20 күн бұрын

    በሬ ሓወይ & ሳምሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃበኩም ፈጣሪ ምስ ጎልኩም ❤❤❤❤

  • @kebromberhan7781
    @kebromberhan778120 күн бұрын

    Beraki Anbesa btami zfetwo derafay ❤️❤️🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🙏🙏🙏 Hidmona btami xbuk medeb ❤❤❤❤

  • @medhaniebaire7840
    @medhaniebaire784019 күн бұрын

    Bera abi sab gerhi lewhi egzabhier amlak haderkum yrbark❤❤🎉🎉

  • @yoditsahle2046
    @yoditsahle204619 күн бұрын

    ዋዉ አዚና ነኽብሮን ንፈትዎን ሐያል ስነጥበበኛ በሬ ሽኮር አዚያ ጽብቅቲን ዋሐለን ባዓልቲቤትካ ምጭዉቲ ዉላድኩም ፈጣሪ ፍቅርኹም መመሊሱ የብዛሐልኩም ሙቁራት ደቂ ኤረይ ።በሬ ደድሕሪ ጀግና ሰብአይ ጀግና ሰበይቲላ ኢኻ ትብለና ዘለኻ ።መልክዓን ፍሽሕታዓን እሞ ንርእዮ አለና አዚኹም ደስ ትብሉ ሰብ ሐዳር ሕድሞና አዚዩ ጽቡቅ መደብ በርትዑ ።ደቂ ኤረይ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏👏

  • @meryemsiid6901
    @meryemsiid690120 күн бұрын

    Shekorina fetret welcome kemu breaking thanks hedmona nebarit ❤❤❤

  • @teklemedhanie7104
    @teklemedhanie710420 күн бұрын

    መባልይቲ ይግበርኩም ኣምላኽ❤❤ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @eri-dairyeritrea1377
    @eri-dairyeritrea137719 күн бұрын

    ጽቡቓት ፍጥረት ምስ ሒማኹም የንብርኩም።❤❤❤

  • @nevergiveupdontquit2460
    @nevergiveupdontquit246019 күн бұрын

    First off all thanks hidmona nebarit and tumat sidra bet beraki memheran hizbi hidmona dima kemzi seb hadar zineharulu medeb entetigebru des yiblena thanks any way

  • @user-xb3pe4yt7d
    @user-xb3pe4yt7d14 күн бұрын

    beraki xaeda amlak kem lbka hibka brkti sebeyti mebalyti ygberkum ❤❤❤❤❤

  • @semsem4563
    @semsem456320 күн бұрын

    ኣሰይ ጽቡቓት በራኺ ጡዑይ ሰብ አንዲኻ እንቃዕ ሓጎሰካ ❤

  • @merhawiWelday-fd4dx
    @merhawiWelday-fd4dx20 күн бұрын

    በራኺ መስ ባዓል ቤቱ በቲ ዝርኣኽዎም ማራ ገርህታት አዮም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምስ ጋልኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @wehazittesfamichael4120
    @wehazittesfamichael412020 күн бұрын

    Egzabihere qalkidankum hadarkum ybark ❤️❤️❤️🙏🙏🙏

  • @merhawitandebrhan7117
    @merhawitandebrhan711720 күн бұрын

    Aseyyyy xibukattt edaman teanan yehabkum fteri egzabher hadarkum yebrki ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @selamawitwe3213
    @selamawitwe321320 күн бұрын

    Mechem kalat yebleyin hedarkum Egiziaebher aemlak yibarek ketisliwo edmen tienan yhebkum fetary beautiful 😍 🤩 👌 ♥️ ❤️ ✨️ 🙏🏽🙏🏽🙏🏽

  • @michaelristom8776
    @michaelristom877620 күн бұрын

    Welcome Beraki my bro I admire you so much and your songs fascinate me so much

  • @Mussie5
    @Mussie520 күн бұрын

    Beraki xeada seb amlak hadarkum yebarkelkum ❤❤❤❤❤❤

  • @senaitkidane7460
    @senaitkidane746020 күн бұрын

    Hadarkum ybarek. Mis fkrkum.yenvrkum .👍👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤🎉🎉

  • @eritrea6227
    @eritrea622720 күн бұрын

    Deki erey marey hadarkum ybark 🙏❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🙏

  • @user-fs4rg6jw6p
    @user-fs4rg6jw6p20 күн бұрын

    አንትን የሕዋት ሹፉን ካበይ ትረክብኦ ክጽብቅ ህድሞና ነባሪት እስኪ ሐደማዓልቲ ክንረክበክን እዛ ብስልቲ ጋዜጠኛ እንቋዕ ተመለስኪ ፍሕሽውቲ ንፈትወኪ ኢና አይተጥፍእዋ

  • @Mussie5
    @Mussie520 күн бұрын

    Waww miqurat hadarkum yebarek ❤❤❤

  • @binyamtesfay6641
    @binyamtesfay664119 күн бұрын

    በሬ ሓላል ትግብኦ ኢዩ ምቅልልቲ ሰበይቲ ❤

  • @samuelfierdos
    @samuelfierdos20 күн бұрын

    Aseyyy beraki hawey mqrti kemaka xaeda sebeyti rekibka hadarkum ybarek fquratey❤❤❤❤

  • @hareguteclu8517
    @hareguteclu85175 күн бұрын

    Berakaki and Sumrii both of you❤❤❤❤

  • @user-yz4it2zn4j
    @user-yz4it2zn4j20 күн бұрын

    Beautiful couple ❤I hope you guys grow old together 🙏🏽🥰

  • @user-jt4yz6hz7b
    @user-jt4yz6hz7b20 күн бұрын

    Edmen tenan yehabkum berakin & samrin hadarkum ybarek ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @letenseanegassi617
    @letenseanegassi61720 күн бұрын

    Btaemi des zblu seb hadar ❤❤❤❤❤❤❤

  • @saliemtesfamariamgoitom233
    @saliemtesfamariamgoitom23319 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤ Bitaemi des tiblu seb hadar. Amlak hadarkum Yibarik. Lebam, wereja sebeyti des tibil

  • @danuhagos6163
    @danuhagos616319 күн бұрын

    waaaaw des kebeluka hadarekum yebarekelkum edemen tenan y habekum mes weladekum🙏 ❤️❤️❤️❤️❤️❤️😘😘😘😘😘😘😘❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯

  • @rahelmaekel8107
    @rahelmaekel810715 күн бұрын

    ሓዳርኩም ይባርኸልኩም ፈጣሪ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @azebogubamichael7082
    @azebogubamichael708220 күн бұрын

    መርዓት ምልሶት ቀጣን ስጋለት እትብል ደርፍታቱ ኣዚዬ እዬ ዘድንቖ ሰበይትኻ ማለት ክኣ እታ ነታ ለዋህ ወላዲት ቀጺላ ሰላ ናይምሉእ ዕድሜኻ የማናይ ኢድ ናይ ሂወትካ ምዃና ፈሊጥካ ንዝተረፈ ንዕድሜኻ ከተስተማቕሮ ብትሕትና ክምሕጸነካ እፈቱ❤❤❤❤🙏🏿🙏🏿🙏🏿👏👏🎁😍🌹🌹

  • @atakltinegash4950
    @atakltinegash495020 күн бұрын

    Amlak edmen tenane yehbkem ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @negstihabtu6788
    @negstihabtu678819 күн бұрын

    ህድሞና ነባሪት ብሐቂ ከምታ ህድሞና ምጭውቲ ናይ ብሐቂ ካብ ንሕድሕድ ትገዱ አጋይሽኩም ባዕልኹም ብልቢ ደጀናት ዕድመን ጥዕናን ንኩሉኩም አምላክ ንህዝብናን ሃገርናን ይባርክ አሜን ህድሞና ❤❤❤ህድሞና❤❤❤ህድሞና❤❤❤ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @tesfittesfit2699
    @tesfittesfit269920 күн бұрын

    Amlak hadarkum ybarkelkum ❤❤

  • @wedikeshi5322
    @wedikeshi532220 күн бұрын

    edmen tinan yhabkum xbuqat Familie 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏

  • @berheandeberhan1871
    @berheandeberhan187120 күн бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ፍጹም ፍቕርን ይሃብኩም ፈጣሪ ጽቡቓተይ። 👑👑👑👑👑🌹🌹🌹🌹🇪🇷

  • @letinamb
    @letinamb16 күн бұрын

    ደቂ ኤረይ ጽቡቓት ዓድመን ጥዓናን ይሃብኩም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ቃልክዳንኩም የጽናኣዮ

  • @user-sj5vz1wr7v
    @user-sj5vz1wr7v18 күн бұрын

    ንዓኩም ምስ ረኣኩ ሓዳር ደስ አልኒ 😢😢😢😢😢😢 በራኪ ሓወይ ካብቶም ኣድነቅትካ ሓንቲየ ብዝኮነ ሓዳርኩም ይባረክ ዝሓወይ ❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-ys9yq7yp1p

    @user-ys9yq7yp1p

    18 күн бұрын

    Emo haye endo

  • @Ramena2
    @Ramena219 күн бұрын

    EWAY BIRHAN GETSOM SHIKORINATAT TEBAREKU ❤

  • @muzeimogos9652
    @muzeimogos965220 күн бұрын

    Beautiful couples 🎉❤❤️🙏

  • @user-rx6pt8ps3z
    @user-rx6pt8ps3z20 күн бұрын

    well come tium dimsi GOD Bless you with lovely family💗💗💗💛💛💛💚💚💚💙💙💙💙

  • @user-wc6fb3jk9d
    @user-wc6fb3jk9d18 күн бұрын

    በራኺ ከም ስሙ እታ ሰበይቱ ከኣ ገርህን ሽኮሪናን ኣሰይይይይ ጀጋኑ ደቂ ጀጋኑ ኣሕዋተይ ሓዳርኩም ይባርኽ❤️❤️❤️🍀🍀🍀🍀🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌳🇪🇷🇪🇷🍀🍀🍀🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🍀🍀🍀❤️❤️❤️❤️🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌳

  • @senaityemane5610
    @senaityemane561020 күн бұрын

    Aemlak hedarkum yibarkelkum ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @meheretgilamicheal9520
    @meheretgilamicheal952019 күн бұрын

    Merhaba Deki Eriay lord bless you bark and your family good job Deki Eriay we love you guys ❤❤❤❤❤❤❤❤🌺💐💐💐💐🌷🌷✅💕💕🌹🌹👍👍👍❤️❤️❤️🇪🇷🌺💐💐

  • @simontekle7173
    @simontekle717320 күн бұрын

    Tebareku hadarkum ysesn ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @1991-nx9kb
    @1991-nx9kb20 күн бұрын

    በራኺ ካብ'ቶም ኣዝየ ዘድንቆም ደረፍትና ሓደ አዩ ።ደርፉ ክሰምዕ ከለኹ ደጋጊመ ሰሚዐ ኣይመኖን አዩ። ሓዳርኩም ይሰስን ዘላለም። ህድሞና ነባሪት ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ቀጽልዎ።

  • @Wedibri1
    @Wedibri120 күн бұрын

    ናይ በሓቂ ደስ ዝብሉ ስድራ ❤❤

  • @Sunshine25678
    @Sunshine2567820 күн бұрын

    ❤❤እንኳዕባ ኣይሓለፈትካ ሽኮሪና ኪዳንኩም የጽናዓዮ❤❤

  • @user-bd8hr1hm8v
    @user-bd8hr1hm8v19 күн бұрын

    God bless you and your family

  • @teklegebrebrhan1946
    @teklegebrebrhan194620 күн бұрын

    Hadarkum ybarekh bataemi xbuk fkri ❤❤❤

Келесі