ናይ ምስጋና ኣገላልጻ ብልሳነ ግዕዝ

ሰብስክራይብን ሼርን እናገበርኩም ኣባጽሕዎ
@ግእዝ መሰረት መንነትና

Пікірлер: 30

  • @user-wb6sg3bc8c
    @user-wb6sg3bc8c Жыл бұрын

    ኦ ንሴብሐክሙ መምህርነ ያሰመዐልነ ቃለ ህይወት በረከተ ቅዱስ ያሬድ ሊቀ ሊቃውንቲ ይኅደር በላዕሌክሙ

  • @vardamariyam7992
    @vardamariyam7992 Жыл бұрын

    🙏🤲💖❤

  • @kahishosara8500
    @kahishosara8500 Жыл бұрын

    ኽብረት ያሃበና ፀጉኡ የብዘሐልኻ ክቡር ሓውና 🙏❤💛

  • @user-bc7kv4jw9o
    @user-bc7kv4jw9o Жыл бұрын

    ቃል ሰናይ ያስመዐነ መምህርየ ወአኃትየ

  • @user-zj1ce1me2f
    @user-zj1ce1me2f Жыл бұрын

    እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ሰላምኩም ይብዛሕ ክብር መምህርነ ቃለ ሂወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ልበናና ይክፈተልና

  • @user-iq8xu8zw4z
    @user-iq8xu8zw4z Жыл бұрын

    ቃለ ሂወት የስመዐልና አዚና ነኽብረክሙ ክውር መምህርና ሓውና

  • @mahritma9201
    @mahritma9201 Жыл бұрын

    👍👍👍👍👍

  • @fdg761
    @fdg761 Жыл бұрын

    እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምኻ ይብዛሕ

  • @fdg761
    @fdg761 Жыл бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @bsratbs6688
    @bsratbs6688 Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ምስጋናካ ይብዛሕ ክቡር ሓውይ እሽኒ

  • @user-wq8xr8ms1m
    @user-wq8xr8ms1m Жыл бұрын

    ቃል ህይወት የስምዐልና 🙏🙏🙏

  • @zewdihadera2132
    @zewdihadera2132 Жыл бұрын

    ቃለ ሰናይ

  • @zetewahdotube1905
    @zetewahdotube1905 Жыл бұрын

    ቃለ ሰናይ የሰመዐልነ ኣሓዉየ

  • @zaydteklu641
    @zaydteklu641 Жыл бұрын

    ተመሰገን 🙏❤️

  • @user-if3eq9iq4s
    @user-if3eq9iq4s Жыл бұрын

    እግዚአብሔር ይክብረልና ክቡር ሓወና

  • @muludegol5950
    @muludegol5950 Жыл бұрын

    እሴብሐከ🙏

  • @dadadadadada9100
    @dadadadadada9100 Жыл бұрын

    ንሴባሕከ ጥቀ መምኅርነ ቃለ ህይወት ያስመዐ ለነ

  • @user-be6zm5ik8h
    @user-be6zm5ik8h Жыл бұрын

    ብከሠይ ንረክበካ ማሕበር ንሕወስ

  • @user-dl5jy6xu9v
    @user-dl5jy6xu9v Жыл бұрын

    እግዚኣብሄር ይመስገን ሰላምኩም ይብዛሕ ኩቡር ሓዉና ቃለ ህይወት የስመዓልና ጸጉኡ የብዝሕ ግእዝ ከከእል ብጣዕሚ እየ ሃረር ዝብል

  • @dadadadadada9100

    @dadadadadada9100

    Жыл бұрын

    ዋላ ኣነ ዊይይ

  • @user-hx1zv8ih5m

    @user-hx1zv8ih5m

    Ай бұрын

    ግእዝ ናይ ጥንቲ ቋንቋ እምበር ሃይማኖት አይኮነን ንምዝክካር ።

  • @user-bc7kv4jw9o
    @user-bc7kv4jw9o Жыл бұрын

    ሰላም ለኩሙ መምህርየ ወአኃትየ እፎ ጸናኃኩሙኒ

  • @mahritma9201
    @mahritma9201 Жыл бұрын

    thanku

  • @kahsayemane335
    @kahsayemane335 Жыл бұрын

    የቐንየልና ክቡር መምህርና ጸግኡ የብዘሐልኩም ብዝበለ እውን ምሳኹም ኣቲና ክንመሃር ናይ ቴሌግራም ሊንክ ኣቐምጡልና

  • @Mm-ov7id
    @Mm-ov7id Жыл бұрын

    የቅኒየልና

  • @jxhsbfjdjhx7754
    @jxhsbfjdjhx7754 Жыл бұрын

    ቃል ህይወት የስምዐልና ክቡር ሓውና

  • @user-hx1zv8ih5m

    @user-hx1zv8ih5m

    Ай бұрын

    ግእዝ ናይ ጥንቲ ቋንቋ እምበር ሃይማኖት አይኮነን ከም አብ ዓለም ዘሎ ቋነቋታት እዩ።

  • @user-ms5yj7kl2h
    @user-ms5yj7kl2h Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና🤲🤲🤲

  • @user-hx1zv8ih5m

    @user-hx1zv8ih5m

    Ай бұрын

    ግእዝ ቋንቋ ከም ኩለን ቋንቋታት አብ ዓለም ዘለዋ እያ ሃይማኖት አይኮነትን ከምዚ ክገለጽ ዝፈተኹ ብዙሐት ተጋሩ ከም ሃይማኖት ወሲዶም አግአዝያን ኢና ዶ ትግርኛ ኢና ዶ እንኮላይ እታ ትግርኛ ከም ሃይማኖት ይወስድዋ ንቅሐት የድሊ መስለኒ ከምዚ ምባለይ ግእዝ ከም ቋንቋ ስለትቀርበኒ እዩ ሰለስተ ትርቢዒት ናይ ቋንቋይ እያ ።

  • @user-hx1zv8ih5m
    @user-hx1zv8ih5mАй бұрын

    ግእዝ ካብ ዓዲ ዓረብ ብቀይሕ ባሕሪ ናብ ናይ ሎሚ ኤርትራ መጺኡ ካብ ግእዝ ሰለስተ ቋንቋታት ተወሊደን ቋንቋ ትግሬ ብሄረ ሰብ ትግሬ ኤርትራውያን እዮም ✅🇪🇷 ቋንቋ ትግርኛ ብሄረ ሰብ ትግርኛ ኤርትራውያን እዮም።✅🇪🇷 ቋንቋ አማርኛ ብሄረ ሰብ አማራ ኢትዮጵያውያን እዮም። ✅🇪🇹 ከምዚ ይስራዕ ሃየ በሉ ግእዝ ትግሬ ትግርኛ አማርኛ አብዚ እዋን ግእዝ ናይ ጥንቲ ቋንቋ ኮይና አብ በተ ክርስትያናት ኤርትራን ኢትዮጵያን ተሓጺራ ትርከብ ። እቶም አብ ሀገረ ኤርትራ ዘሎው ብሄረ ሰብ ትግሬ ቋንቋ ትግሬ ተዛረብቲ 70% ቋንቋ ግእዝ ይሰምዕዎ እቶም ቀቢላ ዶ ጥባሕ ጥባሕ ትብልዎም እዮም ። ስልጣነ ናቶም ንምፍላጥ ታሪኽ ምንባብ የድሊ ግእዝ አብ አክሱም ተፈጢሩ : ክርስትና አብ አክሱም ተፈጢሩ ዝብል ጽጽዋይ መሳፍንቲ አቢሲንያ እዩ ግእዝ ይኹን ክርስትና ካብ ዓዲ ዓረብ ብቀይሕ ባሕሪ ብናይ ሎሚ ሀገረ ኤርትራ አቢሉ ዝመጸአ ኮይኑ አብ ናይ ሎሚ ኢትዮጰያ ዝአተወ እዩ አብ መጨረሻ እሴበሐካ የቀንየለይ።

Келесі