ሎሚ ዝነበረና ናይ ቋንቋ ትምህርቲ። ብቴሌግራም

ሰብስክራይብ ጌርኩም ኩሉ ሰብ ክፈልጥ ስለዘለዎ ሼር ጌርኩም ኣባጽሕዎ።

Пікірлер: 13

  • @user-hr2rx2vy4q
    @user-hr2rx2vy4q2 жыл бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓዉናን መምህርናን

  • @user-if3eq9iq4s
    @user-if3eq9iq4s Жыл бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓወና

  • @user-uf9tb8mn6e
    @user-uf9tb8mn6e9 ай бұрын

    👏👏👏❤❤❤❤❤

  • @ngstitigraykuweit2624
    @ngstitigraykuweit2624 Жыл бұрын

    ሰላም ኩቡራት ስድራ እግዚኣቢሔር ኩቡር መምህርና አነውና ናብ ተለግራም ክመፅእ ግእዝ ክማሃር ደልየ እሞ ሊክ ላአኹለይ ኩቡር መምህረይ

  • @user-dl5jy6xu9v
    @user-dl5jy6xu9v Жыл бұрын

    እግዚኣብሄር ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ ኩቡር ሓዉናን መምህርናን ብሃንቀዉታ ዝምነዮ ዝነበርኩ ተመስገን ቀፅልሉ ኩቡር መምህርና ❤🙏

  • @user-lk3jo3uv6k
    @user-lk3jo3uv6k Жыл бұрын

    Bmntay kketatel liv kuburatey

  • @AsSa-bt7ct
    @AsSa-bt7ct Жыл бұрын

    ቃል ሂወት የሰመዐልና 🥰🥰🥰

  • @rdfffegfr6136
    @rdfffegfr61362 жыл бұрын

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መም/ርና

  • @user-qt1sp2hh4j
    @user-qt1sp2hh4j2 жыл бұрын

    መምህረይ 🥰🥰🥰

  • @Yallah-2023
    @Yallah-20232 ай бұрын

    ኀደርክሙ ደይኮነይ?

  • @musemamilove4519
    @musemamilove4519 Жыл бұрын

    ሰላም እግዚአብሔር ይመስገን አሜን ፫ እንኳዕ ብሰላም መፃኢኩም ክቡር መምህርና ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዓልና ብቀፃሊ ነዚ ትምህርት ብ ዩቲዩብ ክትፍኒውልና ብትሕትና #ይላቦ( ይምሕፀን ) ካብ ቀደም ዝምነዮ ዝነበርኩ ትምህርት ስለ ዝኾነ ሐዚ እየ ረኽበዮ ከም አጋጣሚ ብኽልተ 📱ሞባይለይ ከዓ #subscribe ገይረ አሎኹ ቀፅልሉ

  • @alemuyohannes4584
    @alemuyohannes4584 Жыл бұрын

    እፎ እንታይ ማለት እዩ? ከመይ (ዳሓንዶ) ኣየናይ እዩ?

  • @Yallah-2023

    @Yallah-2023

    2 ай бұрын

    እፎ ማለት ከመይ ማለት እዩ

Келесі