ሰላምታ ብናይ ግዕዝ and English ቋንቋ Subscribe and Share ምግባርኩም ኣይትርስዑ...

Пікірлер: 15

  • @user-fq6if3zl4w
    @user-fq6if3zl4wКүн бұрын

    ❤❤❤❤❤👍

  • @Mm-ov7id
    @Mm-ov7id2 жыл бұрын

    የቅኒየልና ክብር መምህረይ ከም ትቅፅልዎ ተስፋ ይገብር

  • @user-bq3qi9jh4h

    @user-bq3qi9jh4h

    2 жыл бұрын

    የቐንየለይ ሼርኩም ጥራሕ እያ አገዳሲት

  • @tigraweyti7855
    @tigraweyti78552 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ብጣዕሚ ፅቡቅ ክቡር መምህርና

  • @goitomadisalem8155
    @goitomadisalem81552 жыл бұрын

    ብጣዕሚ አገዳሲ ትምህርቲ እዩ ንመምህርና ሼር ሰብስክራይብ እንዳገበርና ነበረታትዓዮም

  • @user-wb6sg3bc8c
    @user-wb6sg3bc8c2 жыл бұрын

    እግዚአብሄር ይመስገን ሰላም ኩም መምህርና ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ድያቆን ሓውና

  • @user-wb6sg3bc8c
    @user-wb6sg3bc8c2 жыл бұрын

    ብሓቂ ብሓቂ ተደናቒ ትምህርትዮ ንቅዱስ ያሬድ ዘበርተዐ መንፈስ ቅደስ ንዓኻውን ይሓግዝካ ሓውና ድያቆን በርተዐልና ብጣዕሚ ሐረው ኢልና ንፅበዮ ዝነበርና እዩ እዚ ትገብሮ ዘለኻ በርተዐልና ንሕና ድማ ን ቅዱስ ያሬድ ረድአ መንፈስ ቅዱስ ንዓናውን ዓይነ ልቦናና ይኽፈልና

  • @musemamilove4519
    @musemamilove4519 Жыл бұрын

    ሰላም እግዚአብሔር ይመስገን አሜን ፫ እንኳዕ ብሰላም መፃኢኩም ክቡር መምህርና ዲያቆን ዘመነ ጽጌ ቃለ ሂወት የስምዓልና እግዚአብሔር ይሴባሕ አማን በአማነ ሰናይ ውእቱ ❤✝️✅ አነ አፍቅራ ጥቀ ለግእዝ ( ዝምህረኒ ሰብ እንዳ አለሽኩ ነይረ ሐዝ ግን ረኽበ ምስጋናይ ወሰን የብሉን መምህረይ ይጋጌ ከይህሉ ገስፁኒ ብሃበ ተረኸበ ከይፅሕፎ ደስ ስለ ዝበለኒ እየ እምበር ኣይክእልን ይጅምር እየ ዘሎኹ ቋንቋ ግእዝ ክሳብ ሐዚ ኣበይ ከም ዝነበርኩ ኣይፈልጥን 🥺💔 ድሕሪ ሕጂ ተተማህረ እውን ከርክበሉ ተስፋ አሎኒ ምስ ፍቃድ ፈጣሪ

  • @user-fh9nj9yf1w
    @user-fh9nj9yf1w2 жыл бұрын

    የቀንየልና መምህርና ብሓቂ ቃለ ህይወት የሥመዐልና እና ቁሩብ እቲ ናይ መዝሙር ድምፂ ንድምፅኩም ይሽፍነሎ ንከይስማዕ

  • @hannahanna8794
    @hannahanna87942 жыл бұрын

    እግዚአብሔር አምላክ የክብረልና ቃል ሂወት የስመዐልና 🌿🌿🌿

  • @user-qt1sp2hh4j
    @user-qt1sp2hh4j2 жыл бұрын

    መምህረይ 🥰🥰

  • @hayelomandom3053
    @hayelomandom3053 Жыл бұрын

    Kal hiwet yesmealna

  • @abezashdesalenmota-ir9yf
    @abezashdesalenmota-ir9yf5 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @user-uf9tb8mn6e
    @user-uf9tb8mn6e9 ай бұрын

    ❤❤❤❤

  • @delayselam7403
    @delayselam74032 жыл бұрын

    Thank you

Келесі