ትምህርተ ልሳነ ግእዝ ካልኣይ ክፋል

➨ሕጽረተ ፊደል
➨ንብረተ ፊደል
➨ጽሕፈተ ፊደል
፩.ንባበ ጉርዔ
፪.ንባበ ከናፍር
፫.ንባበ ልሳን
፬.ንባበ አስናን
፭.ንባበ ሥርወ ልሳን

Пікірлер: 31

  • @Abieltsegay-ur8hz
    @Abieltsegay-ur8hzАй бұрын

    ቃለ ሂወት የስማዓልና

  • @MHRETAMARE-et1xt
    @MHRETAMARE-et1xtАй бұрын

    ❤❤❤

  • @user-jb1ps2sk5e
    @user-jb1ps2sk5e3 ай бұрын

    Tsbuk qale hiwet yesmealna Zema gn btami abliluwo alo emo bzey zema temeratsi tekone ybl ane

  • @user-ms4kf5vu7h
    @user-ms4kf5vu7h Жыл бұрын

    💖💖💖💖❤

  • @Ageazawi
    @Ageazawi2 жыл бұрын

    ናይቲ ዓጃቢ መዝሙር ድምጺ ዝበዝሐ ይመስል!

  • @lsanegeezwekne4922

    @lsanegeezwekne4922

    2 жыл бұрын

    እሺ ንዝሃቡክሙና ርኢቶ እግዚአብሔር የኽብረለይ

  • @user-df5fw6zt7h
    @user-df5fw6zt7h2 жыл бұрын

    ቃል ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ ይብዝሐዮ ክብር መምህርና

  • @Mm-ov7id
    @Mm-ov7id2 жыл бұрын

    እሰይይይ ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ክብር አቦና አነስ ተፈሳሁኩ በልሰነ ግእዝ ተስፋ ኣለኒ ግእዚ ክለምድ አቦዋኒ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም

  • @user-df9rz4oo2o
    @user-df9rz4oo2o2 жыл бұрын

    እግዚአብሔር ይሰባሕ መምሕርነ እንኳዕ በሰላም መፃእኩምልነ ቃለ ሰናይ ውኡቱ

  • @user-il8kq2yw3c
    @user-il8kq2yw3c2 жыл бұрын

    ያስመዐ ለነ ቃለ ሕይወት መምህርነ ጥቀ ሰናይ ወእቱ ንሰበሓከ👏

  • @genigeni452
    @genigeni452 Жыл бұрын

    ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሕ ክቡር መምህርና

  • @kdyegalkeshi7115
    @kdyegalkeshi71152 жыл бұрын

    ቃለ ሂወት የስምዕለነ ክቡር መምህርነ 🙏🙏🙏

  • @mebrhitfutsum7997
    @mebrhitfutsum79972 жыл бұрын

    ያል ህይወት የስመዐና ፀጉኡ የብዝሕ እግዚአብሔር አምላክ ክብር ሓቦና

  • @evrenfnan980
    @evrenfnan9802 жыл бұрын

    ቃለ ሂወት የስመአልና እግዚኣቢሔር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ክብር ናይ ግእዝ መምህር

  • @fghjjcghhj3490
    @fghjjcghhj34902 жыл бұрын

    ቃለ ህይወት የስመዓልና ክቡር መምህር ና

  • @zewdihadera2132
    @zewdihadera21322 жыл бұрын

    ፀጋ አምላክ የብዘሐሎም መምህርና የቀንየልና

  • @fghjjcghhj3490
    @fghjjcghhj34902 жыл бұрын

    ጸጋ በረከት የብዘሓልኩም ክቡር መምህርና

  • @musemamilove4519
    @musemamilove45192 жыл бұрын

    ሰላም እግዚአብሔር ይመስገን አሜን ፫ እንኳዕ ብሰላም መፃኢኩም ክቡር መምህርና ቃለ ሂወት የስምዓልና ጸጉኡ የብዝሓልኩም ንዓናም ምስትውዓሉ ይዓድለና ዝተምሃርናዮ ኣብ ፅላት ልቢና የሕድረልና ❤️🙏✝️

  • @user-kv7zn6hr1v
    @user-kv7zn6hr1v2 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና

  • @yohannesabraham4919
    @yohannesabraham49192 жыл бұрын

    ዕድመን ጥዕናን የሃበልና አምላክ መ/ር! ቐጽልሉ! በዙዪ እንተ ቀጺልኩም ኣብ ቀረባ ብዙሓት ተናገርቲ ግዕዝ ክታፍርዩ ኢኹም። ከምኡ እናበለ ድማ ትንሣኤ ግዕዝ ኪገሃድ እዩ ዚብል እምነት አለኒ። ትንሣኤ ግዕዝ ተተጋሂዱ ድማ ተሪኽናን መንነትናን ፈሊጥና ትንሣኤ ትግራይ ክናግህድ ኢና!!

  • @user-qd6cl5yx9r
    @user-qd6cl5yx9r2 жыл бұрын

    እግዚአብሔር ኣምላክ ይመስገን ሰላምኩም ይብዛሕ መምህርይ እንኳዐ ዳሕና መፃእኹም በቂ ቃል ህይወት የስምዓልና

  • @gereziher
    @gereziher2 жыл бұрын

    ቃለ ህይወት የስመዐና ክቡር ኣቦና ድምፂ ናይ ሞዝሙር ቅንስ ተዘብልሉ ፅቡቅ ነይሩ ቀልብና ናብቲ ሞዝሙር ይከድ እሎ ምስ ሰናይ ይቅርታ🌾🌾🌿🌿

  • @user-lh6bx6od2v
    @user-lh6bx6od2v2 жыл бұрын

    እግዚአብሔር ይሴባሕ ክቡር መምህርነ ሰላምክሙ ይፈደፍድ ቃለ ሕይወት ያስምዕክሙ እግዚአብሔር ጥቀ ንሴብሐክሙ በእንተ ዘትህቡነ ትምህርት ልሳነ ግእዝ ንበሩለነ ምስ ይቕሬታ ድፍረት አይትቁፀሩላተይ እታ ድምፂ መዝሙርስ ንእሽተይ ድምፂ እንተትቅነሳ ትምህርት ምእንቲ አፅሪና ነዳምፆ መምህረይ

  • @sendayowlegebrial4195
    @sendayowlegebrial41952 жыл бұрын

    ተመስገን ፈጣሪ እግዚአብሔር ኣምላኽ ጥበቡ ምስጥሩ ኣብዚሑ ይዓድልኩም ክቡር መ/ምርና ትንሳኤ ግእዝ ኣብ ቀረባ እዩ ኣጀኹም በረትዑልና ፍረ ጻዕርኹም ካኣ ክትረኽቡ ኢኩም!

  • @fghjjcghhj3490
    @fghjjcghhj34902 жыл бұрын

    ቐፅልሉ ንከታተል አለና ኢና

  • @user-hx4uc3pv2d
    @user-hx4uc3pv2d2 жыл бұрын

    እግዚአብሔር ይሰባህ መምህርነ ቃለ ህይወት ውእቱ. ግእዝ ይላመድ አለኩ እሞ ካብ ጌጋይ አርሙኒ ክቡር መምህረይን አሓተይን

  • @user-il8kq2yw3c

    @user-il8kq2yw3c

    2 жыл бұрын

    እግዚአብሔር ይሰባሓ መምህረነ👉ያሰመዐ ለነ ቃለ ሕይወት ሰናይ ወእቱ እዩ ዝባሃል ክብርተይ

  • @kidanemuhur7300
    @kidanemuhur7300 Жыл бұрын

    ክብረት ይሃበልና መምህር 1 . ቀዳማይ ቃንቃ ኣቦታትና ትግርና ድዩ ወይስ ግእዝ ?

  • @user-rx7gi1cl5t
    @user-rx7gi1cl5t2 ай бұрын

    ናሆ ሓወይ ዩቱብ ዘለኻ አይመሰለንን ነይሩ ናብ ገዘኻ አትየ አለኹ ናብ ገዛይ እተው ንሰኻውን ግዕዝ ብጣዕሚ ዝፈትዎ ቋንቋ እዩ ቅዳሴ ወድኤ አብ ቅኔ ትምህርቲ አለኩ ናሆ ሓወይ

  • @markosemanuel2289
    @markosemanuel22892 жыл бұрын

    ፅቡቕ ትምህርቲ. የምስግን. ግን ኣነባብባ 'ሀ' እቲ ናይ መጀመርያ 'ሀ' ከም ራብዓይ 'ሃ' ሓደ ገይርካ ኣይንበብን. ሀ ግእዝ ከም በርሀ.

  • @user-wr3jj9kt7h
    @user-wr3jj9kt7h2 жыл бұрын

    _እግዚአብሔር ይሰባሕ ክቡር መምሕርነ እንኳዕ_ _ብሰላም መፃእክሙለነ_ _ቀደማይቲ በዓለይ_😍 ብሓቂ ቃለ ሕይወት የስመዐልና ክቡር መምሕርነ

Келесі