አሜን አሜይ አሜን እግዚአብሔር ይሃበለይ ንኣሕዋትና እውን ነባጽሕ ኣሕትይን ኣሕዋትይን
እሺ ክቡር መምህርና
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስምዓልና ክቡር አቦና ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወልና
ቃል ህይወት የስመዐልና መምህርና 🌹🙏🌺
እግዚአብሔር ይሰባህ መምህርነ ሀለውነ በምህረቱ ቃለ ሠናይ ቃለ ህይወት ያስምዕ ለነ መምህርየ ንሰብሀኩሙ ጥቀ 👏
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር አቦና
እግዚኣቢሔር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ኣቦና
🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እግዚአብሔር ይሃበልና ቃለ ህይወት የስምዓልና
ወአነኒ ከም እብል ነበርኩ ልሳነ ግእዝ ከመ ነበረ አቦነ አዳም
ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣቦና
እግዚአብሔር ይመስገን ክብር አቦና ብሓቂ ቃል ህይወት የስመኣና 🤲🤲🤲
ያስመእ ለኩሙ ቃለ ሰናይ ኦ መምህረ ግእዝ ኣቡነ
ቃል ህይወት የስመዐልና ፀግኡ የብዝሕ ቅዱስ እግዚአብሔር አምላክ ኣበይ ይርከብ እቲ ብጽሑፍ እትፈልጡዎ ኣቃላቅሉኒ
እግዚኣብሔር ኣምላክ ይመሰገን እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ክብር መምህና
ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር መምህርና✝️
አሜን አሜን አሜን እግዚአብሔር አምላክ ይሓግዘና
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት ይሰመዐልና ኩቡሩ አቦና እግዚአብሔር የኽእለና እእምሮና ይክፈልና
እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ሰላምኩም ይብዛሕ ክቡር አቦና መምህርና
እግዚአብሔር ይመስገን ክቡር መምህርና ቃለ ሕይወት የስመዐልና ጸግኡ የብዘሐሎም እቶም ድምፆም ዝጠፍኡ ክንምልሶም ይግበአና! መምህራንና ከምቲ ሐዚ ፈሊምክምዎ ዘለኹም ቀጽልሉ ድምፆም ዝጠፍኡለ ክምለሱ ግበሩ እዞም ዓዲ ሰለስተ ፀይቅቲ ነገርዮም አጥፊኦምልና ዘለዉ ሐ ዐ ኽብሉ ስለ ዘይኽእሉ አበላሽየምዎ ስለዚ ቲ ትኽክለኛ ሒዝና ኽንጎዓዝ ግበሩ!
እግዚአብሔር ኣምላክ ይመስገን እንኳዕ እሕቡሩ ብሰላም ኣብፀሐና ክቡራት ስድራ እግዚአብሔር ።
እግዚአብሔር ኣምላክ ይመስገን ክቡር ኣቦና እንኳዕ ብሰላም መፁና 👏👏👏
ሰላምኩም ይብዝሕ ክቡር መምህርና እንኳዕ ዳሕን መጻእኹም እግዚአብሔር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም
ይቐጽልሉ መ/ር ብጣዕሚ ጽቡቕ ትምህርቲ ኣምሂርክሙና!
አሜን አሜን አሜን
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የሰመዓልና
እግዚኣብሔር አምላክ ይመስገን ስላምታኩም ይብዛሕ
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም መምህርና
እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምኩም ይብዛሕ ክቡር መምህርነ ናሁ ሠናይ እንኳዕ በዚ በሰላም መጸኹሙና ናይ ባሓቂ ሳለኻቱም ደቂቀ ትግራይ ልሳነ ግእዝ ጥቅ ተፈሳህኩ እግዚአብሔር ኣምላኽ ብዕድመ ብጥዕና ይሓልወልና🤲✝️✝️✝️💘💘💘
ክብረይት ይሃበለይ አጆና ንጠንክር
አሰይይይይ ብሓቂ ፁጉኡ ይብዝሐዮ 👏👏
ሰላምኹም ይብዛሓ መምህርየ
አሜን ሓፍተይ
ለባም ሓውና ፁቡቕ መንገዲ ትመርሓና ስለዘለኻ መንነትናን ፣ ናፅነትናን ትምህረና ስለዘለኻ ብተጋሩ ስም ምስጋና ይብፃሕኻ እግዚኣብሄር ምሳኻ ይኹን በርትዕ ዝሓውና ።
እግዚአብሔር ይሴባሕ መምኅረነ ❤ ቃለ ሕይወት ያስምዐ ለነ ጥቀ ጥቀ ሰናይ ውእቱ መምኅርነ❤👌
ጥቀ ጥቀ ማለት ትርጉም ንገሩኒ ፍቁራተይ
@@user-cc1qs7lb2c ብጣዓሚ ማለት እዮ ክብረተይ❤❤
@@stegahiayluhiaylu1843 የክብረለይ ኣበይ ዓድኪ ካ ክትብልከ ብግእዝ
ግን ኩቡር አቦና ሰባውያን ድሕሪ ልደተ ክርስቶስ እዪ መሰለኒ ቶም ቅድሚ ልደተ ክርስቶስ እማ ታይ ነይሩ ቋንቆኦም? ተደፊረ ይቅርታ
ሳብስክራይብ ግበሩኒ ደቂ ተዋህዶ አሕዋተይ
Пікірлер: 41
አሜን አሜይ አሜን እግዚአብሔር ይሃበለይ ንኣሕዋትና እውን ነባጽሕ ኣሕትይን ኣሕዋትይን
@user-wb6sg3bc8c
Жыл бұрын

@nwnwjwjjwjwjw5912
2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የሰመዓልና
@user-ff8ow4tq1p
2 жыл бұрын
እግዚኣብሔር አምላክ ይመስገን ስላምታኩም ይብዛሕ
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም መምህርና
እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምኩም ይብዛሕ ክቡር መምህርነ ናሁ ሠናይ እንኳዕ በዚ በሰላም መጸኹሙና ናይ ባሓቂ ሳለኻቱም ደቂቀ ትግራይ ልሳነ ግእዝ ጥቅ ተፈሳህኩ እግዚአብሔር ኣምላኽ ብዕድመ ብጥዕና ይሓልወልና🤲✝️✝️✝️💘💘💘
@lsanegeezwekne4922
2 жыл бұрын
ክብረይት ይሃበለይ አጆና ንጠንክር
አሰይይይይ ብሓቂ ፁጉኡ ይብዝሐዮ 👏👏
ሰላምኹም ይብዛሓ መምህርየ
@lsanegeezwekne4922
2 жыл бұрын
አሜን ሓፍተይ
ለባም ሓውና ፁቡቕ መንገዲ ትመርሓና ስለዘለኻ መንነትናን ፣ ናፅነትናን ትምህረና ስለዘለኻ ብተጋሩ ስም ምስጋና ይብፃሕኻ እግዚኣብሄር ምሳኻ ይኹን በርትዕ ዝሓውና ።
እግዚአብሔር ይሴባሕ መምኅረነ ❤ ቃለ ሕይወት ያስምዐ ለነ ጥቀ ጥቀ ሰናይ ውእቱ መምኅርነ❤👌
@user-cc1qs7lb2c
Жыл бұрын
ጥቀ ጥቀ ማለት ትርጉም ንገሩኒ ፍቁራተይ
@stegahiayluhiaylu1843