♥️♥️♥️✝️✝️✝️🌹🌹🌹 እንቋዕ ናብ ጎይታናን መድሓኒትናን ኢየሱስ ክርስቶስ ወርሓዊ ክብረ በዓል ብሰላም ኣብጸሓና/ኣብፀሐኩም ። ፣፣፣ ናይ ኣምላኽና እየሱስ ክርስቶስ ይቕሬቱኡን ፣ ምሕረቱን በረኸቱን ፍቀቕሩን ረዲኤቱን ኩሉ ምስ ማሕበርናን ምስ ኩልና ህዝበ ክርስትያንን ይኹን ኣሜን። ንዓድናን ንሃገርናን ኹሉ ሰላምን ምሕረትን ቅሳነትን ስኒትን ፍቕርን የውርደልና ልዑል እግዚኣቢሔር ኣምላኽ ኣሜን ፫። ♥️♥️♥️✝️✝️✝️🌹🌹🌹 ✍️✍️✍️...“ መልክዕ ባርያ ወሲዱ ርእሱ ዓርሱ ኣሕሰረ፡ ሰብ እውን መሰለ፡ ብንብረቱ ከም ሰብ ኾይኑ ተረኸበ። ዓርሱ ኽሻዕ ሞት ኣትሐተ፡ ክሻዕ ሞት ኣብ መስቀል እኳ ደኣ ተኣዘዘ።”ፊሊጲ.2፡7-8 ♥️♥️♥️✝️✝️✝️🌹🌹🌹✝️✝️✝️🌹🌹🌹✝️✝️✝️🌹🌹🌹 ♥️♥️♥️✝️✝️✝️🌹🌹🌹 Happy monthly feast of The Crucifixion of our Lord and God Jesus Christ. May His mercies and pardon be multiplied on us amen.♥️♥️♥️✝️✝️✝️🌹🌹🌹 ✍️✍️✍️... He humbled Himself and became obedient to the point of death, even the death of the cross. Ph2:8 ✍️✍️✍️... taking the form of a bondservant, and coming in the in likeness of men. And being found in appearance as a manPh2:7
Пікірлер: 1 400
ተጋሩዋኒ like ኣግርጭው ብሩኽ ሰንበት ከኣ ይግበረልና
@sosommoo9143
3 жыл бұрын
አሜን
@Seb15
3 жыл бұрын
ኣሜን ክቡረይ
@user-xx4rj6qn9o
3 жыл бұрын
ኣሜንንን🙏🙏
@kulamulu.50
3 жыл бұрын
ኣብ 3ደቂቃ ስልኪ ንምጥላፍ ትኩስ ሓበሬታ kzread.info/dash/bejne/gmmmssaonpSufrg.html
@SENAYITTUBE
3 жыл бұрын
እስኻውነ ስብስክራይብ ግበርለይ ቻናሌነ ላይክ ጌርካለኹ
ነኣያ ጆኬር ዝፈቱ ዝፈቱ ኣብዚኣ Like ሃቡኒ ብሩኽ ሰንበት ይግበረልና ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ይግበረልኩም ካብ 🇪🇷 አየ
@kulamulu.50
3 жыл бұрын
ኣብ 3ደቂቃ ስልኪ ንምጥላፍ ትኩስ ሓበሬታ kzread.info/dash/bejne/gmmmssaonpSufrg.html
@kinfenegash6405
3 жыл бұрын
Ok
@fa4r269
3 жыл бұрын
Amen mary
@kalkederali7375
3 жыл бұрын
😘😘😘
@weyniyasamiehtsamialemye6255
3 жыл бұрын
Amen (3)mearey
ናይ ሎሚዓንቲ ፍልይቲ አያ ክክክክ ብጦሚ ሲሒቀ ከምዚ ናተይ ዝሰሓቀ እስከ like ርገጹለይ።
@user-dt8og2du4q
3 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ፍሊቲ እየ ብጣዕሚ እያ ኣስሒቃትኒ ናይ ለማዕንቲ
@okubaymichael6771
3 жыл бұрын
ኣነ ውን ሲሒቀ.. እዝግሄር ይሃቦም ዘስሓቁና
@emnet93
3 жыл бұрын
Are bhaki kkkkkkkkkkk
@agrawmahmedsiad4546
3 жыл бұрын
ብጣዕሚ እምበር
@natnaelyowans3399
3 жыл бұрын
Nay bhaqi
ለምለም ዓይነይ ልፎቱ!?👌♥️👍👍👍
@kulamulu.50
3 жыл бұрын
ኣብ 3ደቂቃ ስልኪ ንምጥላፍ ትኩስ ሓበሬታ kzread.info/dash/bejne/gmmmssaonpSufrg.html
@ERIINSPIRE
3 жыл бұрын
ብጣዕሚ መሃሪት ፊልም kzread.info/dash/bejne/qYh_mcl7kszYY8Y.html
@NEJATBEAUTY
3 жыл бұрын
👍😍. kzread.info/dash/bejne/o4JqrpR_oqfXmLA.html👈
@user-xj7gm1pm6f
3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቅ እዩ። ቀፅልሉ ክልኩም ዝገርም ኢኩም ሰሪሕኩም ።
ብስም ለምለም ዓይነይ Like ኣግጭዩኒ ሰደትና ከዓ የሕፅረልናዋ
@ERIINSPIRE
3 жыл бұрын
ብጣዕሚ መሃሪት ፊልም kzread.info/dash/bejne/qYh_mcl7kszYY8Y.html
ክክክክክክክክክክ እዋይ ዘረኣብሩኩ ዓይንይ ን ሰቤተይ ከሳብ ሸንቲ ትሸይን አብ ክዳና ጊረካያ Love u so much ደቂ ትግራይይይይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷
@kulamulu.50
3 жыл бұрын
ኣብ 3ደቂቃ ስልኪ ንምጥላፍ ትኩስ ሓበሬታe kzread.info/dash/bejne/gmmmssaonpSufrg.html
@ummita8730
3 жыл бұрын
ግደፋ ትሽን ከማይ እያዋ😄😄😄
@fa4r269
3 жыл бұрын
😀😀🤟👌❤
@oneday9258
3 жыл бұрын
😂😂😂😂😂😂😂😃😃😃
ገሬ እሙን ናይ ብሐቂ ተፈታዊት ስራሕ ። ውድ ጊንዳዕ ፣🇪🇷ካብ፣🇸🇦 Like ኣይትሕመቁ شكرا أحبكم
@Gnat-ww1us
3 жыл бұрын
Ok ayka marey
@NEJATBEAUTY
3 жыл бұрын
Nay bhaqi 👍😍. kzread.info/dash/bejne/o4JqrpR_oqfXmLA.html👈
እስቲ ኣያኣ ዘብራኣብሩክ ልፈቱ ኣብዚኣ ተመዝገቡ፡ ሰላም ምዓልቲ ልኩልና ካብ ሓብቱክኩም ልዋም።
@kulamulu.50
3 жыл бұрын
ኣብ 3ደቂቃ ስልኪ ንምጥላፍ ትኩስ ሓበሬታ kzread.info/dash/bejne/gmmmssaonpSufrg.html
@user-cv7pg1vf3f
3 жыл бұрын
ዘዉረአብርክ ንፈትው
@bcbc2104
3 жыл бұрын
@@kulamulu.50 እሺ ኣረደአና
@hanibaltekie9039
3 жыл бұрын
ግደፍ
@gvhugguu4070
3 жыл бұрын
Ane ☝
መድሀኒአለም ካብዚ መጨነቂ ዝኮነ ሕማም ይሓልኩም ካብ ሕማቅ ነገር ይሓልኩም ቸሩ መድሀኒአለም ኣቦይ ኣሜን አሜን ኣሜን ➕🕯🕯🕯
@hggh1682
3 жыл бұрын
Amen amen AMEN
@totione5362
3 жыл бұрын
Amen Amen Amen🙏🙏🙏
@zenebechkidanu3752
3 жыл бұрын
E
ዝተቀደሰ ዝተባረከ ሰንበተ ኪዳን ይግበረልና። በረከት ናይ ኣቦና ኣቡነ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን ምስ ኩሉና ይኩን።
@negassiteklezghi5860
3 жыл бұрын
Amen amen amen
@user-gg7hk2ll9e
3 жыл бұрын
Amen Amen Amen. 🙏🙏🙏❤
@MK-rg1og
3 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@LL-pt6ub
3 жыл бұрын
Amen Amen Amen 🙏
@iloveyoumama7755
3 жыл бұрын
እሜን እሜን እሜን
ኣነ ነዞም ተጋሩ ክፈትዎም መዓት የ ኩሎም ኣብዚኣ ፊልም ዘሎዉ ተወሳእቲ ስከ ላይክ ሃቡለይ _____====== ብሩክ ሰንበት ይግበርልና (ኣሜን 3)
@sigemgebergergesghghd4036
3 жыл бұрын
Amen amen amen
@berhe__awine6914
3 жыл бұрын
@@sigemgebergergesghghd4036 🙏🙏🙏
@haftomashenafi6128
3 жыл бұрын
Amenn
@ERIINSPIRE
3 жыл бұрын
ብጣዕሚ መሃሪት ፊልም kzread.info/dash/bejne/qYh_mcl7kszYY8Y.html
@girmayande4658
3 жыл бұрын
Kid resha entay iyu profile zelo
ኣቦይ ዘብራኣብሩክ ዝፈቱ ላይክ ሃቡኒ ምቁራተይ ንመጀመርያ እየ ቀዳመይቲ ዝፅሕፍ ዘለኩ
@adiamabay6731
3 жыл бұрын
ኣያ ዘራኣብሩክ ብርክቲ ሰበይቲ ረክቦም ኢበር ኣግህዮምን ኢዘን ሰበይቲ ክክክክክ
@gvhugguu4070
3 жыл бұрын
Ane 👆
@ERIINSPIRE
3 жыл бұрын
ብጣዕሚ መሃሪት ፊልም kzread.info/dash/bejne/qYh_mcl7kszYY8Y.html
@negusemini8521
3 жыл бұрын
a
@user-kd5uc7me3t
3 жыл бұрын
@@gvhugguu4070 q
አብ ዝሃለኹም ሂሊኹም ቸሩ ናይ ፅባሕ መድሃኒአለም ይሓልዉኩም ተጋሩዋኒ
@user-nu7sh7mt6s
3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ልኩልና
@hadasshshay1107
3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቆንጅት
@mdinaal7283
3 жыл бұрын
Amen amen amen nkulatna 💕💕💕👏👏👏
@weyniyasamiehtsamialemye6255
3 жыл бұрын
Amen (3)
@sarahsara6906
3 жыл бұрын
Amen amen
ከምታ አያይ ዘረአቡርክ እታ እንጃራ ዘቆለፍዋ ንትግራይ ዓድና ፀልአቲ ከየአትውዋ ከምአ ገይርና ንቆልፋ አሕዋተይ
@kulamulu.50
3 жыл бұрын
ኣብ 3ደቂቃ ስልኪ ንምጥላፍ ትኩስ ሓበሬታe kzread.info/dash/bejne/gmmmssaonpSufrg.html
@etietyo8610
3 жыл бұрын
You are right,
@leteshwezgay1106
3 жыл бұрын
ብሓቂ
@mdinaal7283
3 жыл бұрын
Bitkikil lebamey tselaeti tigrayn tegarun egzabhar lab midre Getsi yetfealna💕💕💕👏👏👏
@-eliyahu4916
3 жыл бұрын
ከምቶም ቆልዑ ብጢሚት ዝመቱዋ ድማ ኩሎም ህዝቢ ብጥሜት ይመቱ ሓንቲ ሃገር ዝኣቱን ዝወጽእን እንተዘይ ሃሊዋ መጻኢኣ ኣብ ሓደጋ እያ ትኣቱ።
እፍፍፍፍ እንዳ ገሬ ተዘይ ህልዉስ ብፅምዋ ተበሊዕና ነይርና ማለት እዩኮ ሚስዩ ክንፈትወኩም ማዓት ኢና 💋💋💋💋💋💋❤❤❤❤❤💚💚💚💚💚💚💚ግደፍ ላይክ ከይህበኒ
@esuesey2716
3 жыл бұрын
Kkkkkkkkk
@okubaymichael6771
3 жыл бұрын
ትክክል...ዶብ ምስ ተከፍተ ናብ ሰገይቲ ክዕድሞም የ
@yhjhh9741
3 жыл бұрын
Eseyyyyy.mikurattttt
@abirayatube8651
3 жыл бұрын
Kkkkkk
@banamelesmeles1234
3 жыл бұрын
Kale film yelen diyu
Wilkommen ደቂ ተግራይ ሾካኩር አንካ ብሰላም ምሳኩምና ኤድመን ተናን ይህብኩም ከብ ሕውኩም ኤርትረኣዊ አያ 🥰🥰😍😍😍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@kulamulu.50
3 жыл бұрын
ኣብ 3ደቂቃ ስልኪ ንምጥላፍ ትኩስ ሓበሬታy kzread.info/dash/bejne/gmmmssaonpSufrg.html
@fa4r269
3 жыл бұрын
Amen zahaweyy 🙏❤
@mdinaal7283
3 жыл бұрын
Amen amen amen 💕💕💕👏👏👏
@akberet9753
3 жыл бұрын
Amen amen amen zahwoy
@Habesha3789
3 жыл бұрын
Thank you god bless you
ሰላም ንዓኹም ደቂ ትግራይ ማዓረይ ካብ ሓውኹም ኤርትራዊ ብሩኽ ሰንበት
@kulamulu.50
3 жыл бұрын
ኣብ 3ደቂቃ ስልኪ ንምጥላፍ ትኩስ ሓበሬታe kzread.info/dash/bejne/gmmmssaonpSufrg.html
@fa4r269
3 жыл бұрын
Amen Amen Amen hawey 🙏❤
@mdinaal7283
3 жыл бұрын
Amen amen amen 💕💕💕👏👏👏
@user-ic5yd7xd5m
3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜንን ሓውና
@selamgebreslasye4352
3 жыл бұрын
Amenn zehawey
እዋይ ልበይ ዘጌም ግደፍ እዋይ ልበይ ከም ሎሚ ስሒቀ ኣይፈልጥን ቡኡነት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
ጆኬር ዘለዋ'ኮ ጥዕና ዘለዋ ኣይኮነትን ክክክክክክክክክክክክክ 😂😂😂😂😂😂ሞይተ ስሓቅ
አየይ ዘብረኣብረክ ዝፍቱ አግሪጭው ከይበለ ከይሓልፍ💋💋
ደቂ ትግራይ ሽኮራት ዕድመን ጥዕናን ይምነያልኩም ብጣዕምያ ዝፋትወኩም ሓውኩም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Habesha3789
3 жыл бұрын
Me too
@roselove1793
3 жыл бұрын
Me too
@onelove3755
3 жыл бұрын
Thanks daki abeyti
ማማ ለምለም love you ❤️💙❤️💙❤️💙🇪🇷
@kulamulu.50
3 жыл бұрын
ኣብ 3ደቂቃ ስልኪ ንምጥላፍ ትኩስ ሓበሬታy kzread.info/dash/bejne/gmmmssaonpSufrg.html
@ellahealthyfoodchannel614
3 жыл бұрын
kzread.info/dash/bejne/m3aTqNqTes3Pj9o.html please subscribe tehaberni
@ERIINSPIRE
3 жыл бұрын
ብጣዕሚ መሃሪት ፊልም kzread.info/dash/bejne/qYh_mcl7kszYY8Y.html
ስላምን ቅስነት ናዓደይ ትግራይ አብ ስደት ዛለና ኩሉና መሬት ዓድና ይርግፀና❤❤❤🥰🥰🥰
ዘብራኣብሩኽ ዓይነይ መቅሰን ኩሉ ሃፍታም ኮ ጥዑይ ኣይኮነን 👍👏
ብሩክ ሰንበት ይግበረልኩም ፡ኩልኻትኩም ተዛረበቲ ትግርኛ።መድሃኔ ኣለም ምስ ኩልና ይኩን።🇪🇷🇪🇹 subscri be ምግባር ከኣ ኣይትረስዑ።
@iloveyoumama7755
3 жыл бұрын
እሜን እሜን እሜን
@kulamulu.50
3 жыл бұрын
ኣብ 3ደቂቃ ስልኪ ንምጥላፍ ትኩስ ሓበሬታ kzread.info/dash/bejne/gmmmssaonpSufrg.html
@IteractionsNet
3 жыл бұрын
Amen x3
@mdinaal7283
3 жыл бұрын
Amen amen amen 💕💕💕👏👏👏
@user-lj9pm6bb1i
3 жыл бұрын
እሺኒ ናዓ
ኣድነቅቲ ለምለም ዓይነይ ላይክ ሀቡና👍👈
ኩሉ ጊዜ ሓቂ ሓሶት ዘይትናገር ኸምዚ ዝበለ ፀገም ንመንሞ ትናገር ክክክክክክክክክክክክክክክ ኣይ ዘብራኣብሩኽ ዓይነይ ፍቅሪ
Kkkkkkkkkkk ኣታ ኣያጆኮር ቅቅቅቅቅቅቅቅቅ ናብ ዘያኣትውዎዘየብሎም ደልደላ ኣታ ሞትኩ😬😬😁😁😁😁😁😁 ኣያዘረኣብሩክ ዓይነይ ዝፈቱ ኣለዶ ?
ደቂ ትግራይ ጡዑማት ወረ ድምፅኩም ከም ዕምበባ መስከረም ይዓብብ ቡሩክ ቅዱስ ሰንበት ይግበረልና ድንግል ማርያም ኣክሱም ዝቀደሰቶን ዝባረከቶን በብዘለናዮ እንትፍ ትበለልና ኣሜንን
@mdinaal7283
3 жыл бұрын
Amen amen amen 💕💕💕👏👏👏
@user-lj9pm6bb1i
3 жыл бұрын
ሸዊተይ ደምርኒ
@user-do4zd9dl4f
3 жыл бұрын
@@user-lj9pm6bb1iየኔ ቅመም ደምርርርርር
@user-lj9pm6bb1i
3 жыл бұрын
@@user-do4zd9dl4f ሸዊተይ ዋላ አነ ድምርምር ሓላለይ ከከከ አቲ መኒክ ግ ጠርጢረኪ
@wasewase7968
3 жыл бұрын
ማርያም እንትፋ ትብል ድያkkkkkkkk
Zeriabruk ayney zfetu like agrchw haftkum kab 🇪🇷
እዋይ እንዳ ገሬ እሙን መቅሰናት፣ እስቲ ብስም ኣያ ዘብራኣብሩኽ like ሃቡኒ
ኣድኒቐ ምጽጋብ ስኢነኩም ተዋሳእትኹም፥ ደረስትኹም ኣታኣላልያኹም ዋሃ ዘብል እዩ ጽቡቕ ትዓብዩ ኣለኹም ኣጆኹም በርትዑ ካብ ሓዉኹም ወዲEri.
ገዛ ብዘይ ኣዶ ዋጋ የብሉን እኮ ኣዶ ብርሃን ገዛ እያ ❤💖💖
@ERIINSPIRE
3 жыл бұрын
ብጣዕሚ መሃሪት ፊልም kzread.info/dash/bejne/qYh_mcl7kszYY8Y.html
ተጋርዋኒ 😂😂ከመይ ዲኩም መቅሰናት😍😍😘😘
@agrawmahmedsiad4546
3 жыл бұрын
እወ መቅሰናት
ደቂ ትግራይ ጀጋኑ ኣጀኩም ቀፅልልሉሉ ደቂ ዓደይ ሓላላት ኬፍ ኣለኩም ን ጀኮር ዝፈቱ ላይክ
እንዳገሬ ኡሙን ናጣዓመ ናመቀረ ይኸድ አሎ!! በርትዑልና
@kulamulu.50
3 жыл бұрын
ኣብ 3ደቂቃ ስልኪ ንምጥላፍ ትኩስ ሓበሬታ kzread.info/dash/bejne/gmmmssaonpSufrg.html
Aya Zereabruk gdef gdef gibabo mquxxar gdef, deqi Tgray shkorat, God bless, kab🇪🇷.
ብዝኾነ ዘብራኣብሩኽ መወዳድርቲ ዘየብሉ ጸሊም ኮኾብ እዩ
@nwnjwwnwnjwwjnw8550
3 жыл бұрын
ብሓቂ
@user-zi3xk1rx2l
3 жыл бұрын
ዋ ኣታ ሓወይ አንታይ ደኣ ፊሊም ሬአካ ኣይትፍልጥን ዲካ"አዚ ደኣ ፊሊም አኮ ኣይኮነን"ፊሊ አንት ደሊካ ኣብ ኤርትራ ኣለካ።
@user-ev3qn4ox3z
3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ
ብሩክ ሰንበት ፈታዊ ለምለመይ like
የሕዋተይ ከም ወትሩ {{👑ጽዮን👑}} ኣብዙርያኹም ትቁም 𝙨𝙪𝙗𝙨𝙘𝙧𝙞𝙗𝙚 ኣጥሙኒ ሰላምና🕊ከም ሑጻ ባሕሪ ይብዛሕ ብሩኽ ሰንበት ይግበረልና🙏
@kulamulu.50
3 жыл бұрын
ኣብ 3ደቂቃ ስልኪ ንምጥላፍ ትኩስ ሓበሬታ kzread.info/dash/bejne/gmmmssaonpSufrg.html
@Greattigray
3 жыл бұрын
Amen
@mdinaal7283
3 жыл бұрын
Amen amen amen 💕💕💕👏👏👏
@user-lj9pm6bb1i
3 жыл бұрын
ቤተሰብ ንኩን
@user-lj9pm6bb1i
3 жыл бұрын
@Fekri Helna Entertainment ቤተሰብ ንኩን
ተጋርዋኒ lLove u ብርክ ሰንበት
ግደፍ ግደፍ ግደፍ.....ኬፍ ኣለዋ😋
ፐውውውው ጎቢዝኩም ብሓቂ ካብዚ ንላዕሊ ብምስራሕ ድማ ትግራይና ንቅድሚት ኣምርሕዋ
ሊኬቶ ዘላታ ጊባቦስ ናዓይውን መድለየትኒ ኔራ ኣየ ዘርኣብሩኽ ዓይነት 🤣🤣🤣
@AaaBbb-ei3sz
3 жыл бұрын
ክክክክክክክክክክክክክክክክክ
@selamnekulu1731
3 жыл бұрын
@@AaaBbb-ei3sz 🤣🤣
@user-gb7jk1me7w
3 жыл бұрын
🤔😂🙆🙆😂😂😂
@ellahealthyfoodchannel614
3 жыл бұрын
kzread.info/dash/bejne/m3aTqNqTes3Pj9o.html please subscribe tehaberni thank you
@user-jj5tu7ck2l
3 жыл бұрын
ክክክክ እረ ወየውው
እዉይ ኣነስ ባኣካም እንብረ ስራሐይ ረሲዕይ እንዳ ዘርአብሩኩ እንተዘይ ትሁሉዉስ? ዝከነ ቀፅልሉ ደቂ ዓደይ ማዓረይ🇻🇳🇻🇳💪💪💋❤️
ዋውውው... ገሬ እሙን ከም ሎሚ ጌራ ደስ ኣይበለትንን ምስሐይ ክሳብ ዝርስዕ ኢየ ኾይነ 👌👌👌👌🇪🇷
ዋውው እንኳዓ ዳሓን መፃእኹም ናይ ለምለም ዓይነይ&ዘጌም ዓይነይ ኣድነቅቲ👍👍👍👍
@kulamulu.50
3 жыл бұрын
ኣብ 3ደቂቃ ስልኪ ንምጥላፍ ትኩስ ሓበሬታ kzread.info/dash/bejne/gmmmssaonpSufrg.html
ኣታ ናይ ሎምስ ፍልይ ዝበለ እዩ ጎበዛት ኣይተኻኣልኩምን ዘብረኣብሩኽ ዓይነይ ማቅሰን
@hanibaltekie9039
3 жыл бұрын
ዋእ ግደፍ ግደፍ
@user-hb1id3vu4u
3 жыл бұрын
@@hanibaltekie9039 ዋይ ንስኻለ ግደፍ ክክክክክ
@hanibaltekie9039
3 жыл бұрын
@@user-hb1id3vu4u ክክክክክ
ኣያኣ ዘብራኣሩክ ኻኣ ቁልፊ ግደፍ 😂😂🇪🇷🇪🇷
ኣነስ በዛ ፊልም ማራ ዑጉብ እየ ቀጽልዎ እንዳ ገሬ እሙን ካብ ሓውኹም🇪🇷💓🇪🇷💓🇪🇷💓
@ellahealthyfoodchannel614
3 жыл бұрын
kzread.info/dash/bejne/m3aTqNqTes3Pj9o.html please subscribe tehaberni thank you
ኣያዘርኣብርክ ኣያተከስተ ለምለም ዓይኒ ዘራኣብርክ ገርየ ኣብዛፊልም ዝፈትዎም ብፍላይ ዝሰብኣይ ከይተውጽእዎ ግደፊ ክክክክክ።
@emteemte3985
3 жыл бұрын
nyo belo anes ezi gdef zbl kexleani anjal
ለምለም ዓይነይ ገዲፋትኒ ከይዳ ናበይ ናብ ፀበል ድዩ እንታይ ድኣ ዘይተማልአኒ ንዓይ ያ ኣላ ኣብርሃም ክክክክክክ
ዝተባረከን ዝተቀደሰን ብሩክ ሰንበት ይግበረልና ምቁራተይ
@mdinaal7283
3 жыл бұрын
Amen amen amen 💕💕💕👏👏👏
♥️♥️♥️✝️✝️✝️🌹🌹🌹 እንቋዕ ናብ ጎይታናን መድሓኒትናን ኢየሱስ ክርስቶስ ወርሓዊ ክብረ በዓል ብሰላም ኣብጸሓና/ኣብፀሐኩም ። ፣፣፣ ናይ ኣምላኽና እየሱስ ክርስቶስ ይቕሬቱኡን ፣ ምሕረቱን በረኸቱን ፍቀቕሩን ረዲኤቱን ኩሉ ምስ ማሕበርናን ምስ ኩልና ህዝበ ክርስትያንን ይኹን ኣሜን። ንዓድናን ንሃገርናን ኹሉ ሰላምን ምሕረትን ቅሳነትን ስኒትን ፍቕርን የውርደልና ልዑል እግዚኣቢሔር ኣምላኽ ኣሜን ፫። ♥️♥️♥️✝️✝️✝️🌹🌹🌹 ✍️✍️✍️...“ መልክዕ ባርያ ወሲዱ ርእሱ ዓርሱ ኣሕሰረ፡ ሰብ እውን መሰለ፡ ብንብረቱ ከም ሰብ ኾይኑ ተረኸበ። ዓርሱ ኽሻዕ ሞት ኣትሐተ፡ ክሻዕ ሞት ኣብ መስቀል እኳ ደኣ ተኣዘዘ።”ፊሊጲ.2፡7-8 ♥️♥️♥️✝️✝️✝️🌹🌹🌹✝️✝️✝️🌹🌹🌹✝️✝️✝️🌹🌹🌹 ♥️♥️♥️✝️✝️✝️🌹🌹🌹 Happy monthly feast of The Crucifixion of our Lord and God Jesus Christ. May His mercies and pardon be multiplied on us amen.♥️♥️♥️✝️✝️✝️🌹🌹🌹 ✍️✍️✍️... He humbled Himself and became obedient to the point of death, even the death of the cross. Ph2:8 ✍️✍️✍️... taking the form of a bondservant, and coming in the in likeness of men. And being found in appearance as a manPh2:7
@etre2929
3 жыл бұрын
Amen(3)💞💞
ናይ አያይ ዘርኣቡሩኽ ህርፋንስ ዝግርም ኢዩዋ ለምለም ዓይነይ ሻላ ዓቅላ ኪኢላቶ!!
@user-ki9lg2zn4t
3 жыл бұрын
ኣያ ተኸስተ ነጸላ ኣበይ እዮም ረሲዖማ ጊደፍ ጊደፍ ነጸላ ኣይትረስዕ
@kulamulu.50
3 жыл бұрын
ኣብ 3ደቂቃ ስልኪ ንምጥላፍ ትኩስ ሓበሬታ kzread.info/dash/bejne/gmmmssaonpSufrg.html
@agiazitalula3331
3 жыл бұрын
@@user-ki9lg2zn4t 🙌💎 ግደፍ አያይ ተኸስተ ነፀላ እዩ ዘጥዕመሎም!! ግደፍፍፍፍ 😀😀
Merhaba dababa gerye Selam nay erfti gzie nkulu tekatazali ka kab hawkum wedi Eri.. America ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@melatmilli6302
3 жыл бұрын
👌👌👌👌💓👈
@kulamulu.50
3 жыл бұрын
ኣብ 3ደቂቃ ስልኪ ንምጥላፍ ትኩስ ሓበሬታe kzread.info/dash/bejne/gmmmssaonpSufrg.html
ዋዋዋው ክትጥዕም ናይ ሎሚ ድራማ ዘብራኣብሩክ ኣይነይ ብስሓቅ ከቲልኩሙና
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ዳገሬ እሙን ምቁራት ደቂ ትግራይ ማዓራይ💖💖💘💘💘
Waww nay lomi fleyti ya kem lomi aysehakun mara sehabit film xbukat 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ellahealthyfoodchannel614
3 жыл бұрын
kzread.info/dash/bejne/m3aTqNqTes3Pj9o.html please subscribe tehaberni thank you
@elsahaile5293
3 жыл бұрын
@@ellahealthyfoodchannel614 ok xbekti gerelki aloku 😊😊😊
ገሬ እሙን😁😁እናዘናገዐን እናስሓቐን ዘምህር ኮሜዲ ትግርኛ ❤❤❤❤ስለዚ ቀፅልሉ 👍
ግደፈ ዝብል ሰብአይ ተመቹኒ .እስኪ ዝመቸየኩም አብዚአ ታሓወሱኒ ብ like
Wowww deki tigray halalat welcome demo bejakum Like nimejemerya eye come zxihf zeleku Like Like 👍👍 demo enkae Abxehakum ni Ametu beale meskel kbra yhwatey meskelkbra Abe gonkum tikun yehwatey ❤️❤️❤️
ኣያ ተኸስተ:- ሓደርካ ዘርኣብሩኽ ኣያ ዘርኣብሩኽ:- ንዓ በል ተብኣስ 😂😂😂 I’ve not missed any part of Gere Emun and never get bored of it man
@kulamulu.50
3 жыл бұрын
ኣብ 3ደቂቃ ስልኪ ንምጥላፍ ትኩስ ሓበሬታy kzread.info/dash/bejne/gmmmssaonpSufrg.html
@adenaki
3 жыл бұрын
Gere - gezbeye keymelsuley keyabdu
ክክክክክክክክ ሎሚ እኮ ዝሽምግል የለን ባዕልካ ሽግርካ ምፍታሕ ይሓይሽ
@mahderbrhane9117
3 жыл бұрын
ክክክክክ
ኩሎም ንፍትየም ኢና ደቂ ትግራይ ሽከርት ❤❤💪💪💪👍
ደቂ ሓላል መርየት እንኳዕ ዳሓን መፃኩም
ኣያ ዘብራኣብሩክ ዝፎቱ ላይክ ይወቁጥና
ቀጽልዎ ...መሃሪ ዩ.ካብ ሰገነይቲ
አያ ዘውራአውሩኽን ለምለም ዓይነይን ከማይ ዝፈትዎም የለን❤ አዶ ብርሃን ገዛ ❤ እስኪ ኸምዚ ኸማይ ናይ "ማማየ" ናይ አዲኡ ጊዋዎ ዝናፈቀ ላይክ ይግጨው
እዋይ ኣያ ዘራብሩኽ!ዘርኢ መርገም ኢኹም ብሱሩ ሰብ ብኸብዱ ኣይፍረድን ክክክክ
ግደፍ ግደፍ ላይክ ከይገበርካ ኣይትሕለፍ
@kulamulu.50
3 жыл бұрын
ኣብ 3ደቂቃ ስልኪ ንምጥላፍ ትኩስ ሓበሬታ kzread.info/dash/bejne/gmmmssaonpSufrg.html
@amoremi7491
3 жыл бұрын
😂😂😂😂😂😂
@selamag-michael4008
3 жыл бұрын
ግደፍ ግደፍ Like ኣይትለምን
@user-hb1id3vu4u
3 жыл бұрын
ክክክክ በል ገይረ
@menoanano663
3 жыл бұрын
ክክክክክክ
ኣያ ዘራኣብሩክ እንኳዕ ሕልሚ ገበረልኩም።
ልመጀመርያ እየ ከመንቲ ዝፅሕፍለኩ እስቲ ልዘብራአብሮክ ላይክ ሃብለይይይ ደሞ እንካዓ እብፀሐና ልባዓል መድሃኒአለም አሜን አሜን አሜን
ኣድነቅቲ Joker እስከ ላይክ👇🏿 ምሪረኒ እንታይ በሊዒኪ ክክክክክክ
@kulamulu.50
3 жыл бұрын
ኣብ 3ደቂቃ ስልኪ ንምጥላፍ ትኩስ ሓበሬታ kzread.info/dash/bejne/gmmmssaonpSufrg.html
@oneday9258
3 жыл бұрын
እዙ ኣከይ ሰበኣይ😂😂😂😂😂
@malhabib357
3 жыл бұрын
@@oneday9258 kkkkkkkkkkkkkkkk
@user-lj9pm6bb1i
3 жыл бұрын
ቤተሰብ ንኮን
@genetkalata9710
3 жыл бұрын
🌹🌹
ገሬ ለባም ዕሮቆም ዳኣ እና ኣብ ኢስርቤት ዘለው ሓትናውን ፍትሒይ በሉልና ኣብ ሱዑዲ ዓረብ ንዘለው በዛኩይም ኣቡኡ ኣመርኩስኩም ውን ስሩሑ
@user-kq7fg8qu5b
3 жыл бұрын
ገርየየ የኔ ማርር
@ERIINSPIRE
3 жыл бұрын
ብጣዕሚ መሃሪት ፊልም kzread.info/dash/bejne/qYh_mcl7kszYY8Y.html
@lemlemgebremedhin4895
3 жыл бұрын
ዋይዋይ!😆
@hh5249
3 жыл бұрын
@@lemlemgebremedhin4895 ኢሂይ
ናይ ለማዓንቲ እኮ መምህሬ እያ ከብድካ ድማ ይበልዕ ፈጣሪ ስላምና ፍቅርና አንድነትና ባሪኩ ይሃበና መልካም እለተ ስንበት ይግበረልና ደቂ ትግራይ።
ቡሩኹ ሰንበት ኩቡራት ድቂ ዓበይቲ!!!
@kulamulu.50
3 жыл бұрын
ኣብ 3ደቂቃ ስልኪ ንምጥላፍ ትኩስ ሓበሬታ kzread.info/dash/bejne/gmmmssaonpSufrg.html
@mdinaal7283
3 жыл бұрын
AMen amen amen 💕💕💕👏👏👏
እዚ ሓዱሽ ሰብኣይ ኣነ ፈትየዮ ኣለኩ ( ግደፍ ) ክክክክክክ
@hanibaltekie9039
3 жыл бұрын
ዋእ ግደፍ ግደፍ
this is one of the best Tigrinya comedies. I like the family. Enda zereabruk ayney nay gezana meadin shiron tezekreni.
Wawwww Kab wedi asmera ftawi tgray 🇪🇷
ኣያ ዘብራኣብሩክ ማዓረይ ክፈትወኩም እኮ ምስሊ ባባየ😘😢
Abet lemlem ayney akli mara kef zelewa 🇪🇷
ኣንታ እዛ ለምለም ዓይነይ ስድራ የብላን ድዮ ናብ ጆኬር ትኸይድ ቀደም ክክክክክ
@kulamulu.50
3 жыл бұрын
ኣብ 3ደቂቃ ስልኪ ንምጥላፍ ትኩስ ሓበሬታ kzread.info/dash/bejne/gmmmssaonpSufrg.html
@jemilakasim7966
3 жыл бұрын
Kkkkkkk
@mhaymanot1290
3 жыл бұрын
Filmon gdefi dbla seina 😂
@user-bm4vb8hy4l
3 жыл бұрын
@@kulamulu.50 ካሊእ ደማ ከይትምህሩ ናይ ሰይጣን ሓሳባት እንበር
@noreyyaibrahim7190
3 жыл бұрын
@@mhaymanot1290 kkkkkkk
From eritrea i love tgray peple zerabruk ❤❤
ኡይይይይይይ ዘራብሩኽ ዓይነይ ከብደይ በሊዕካኒ
we love you tgray from eritrean
ሓደራኻ ፈጣሪ ሕማቕ ሕልሚ ኣይተሕልመኒ ኣያ ዘረኣብሩኽ ግን እንኳዕ ሕልሚ ገበረልኩም😃😃😃😃😅
ለአያ ዘብራአብሩኽ ዝፎቱ ለምለም ዓይነይ ዓቅላ ወድአ ኩሉኩም መቅሰናት ከምዛ ግባቦ ልትግራይ ዓድና ቁሉፍ አብልና ትግራይ ናሓልዋ ደቂ ትግራይ ♥♥♥♥
ናይ ብሓቂ መሊኡ ፈሲሱ ጥበብ ኣድኒቀ ኣይጸግበክሙን keep it up
@user-ev3qn4ox3z
3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ
ተጋሩዋይ ንበሩለይ እሰከ ንደቂ ኣያዘብራኣብሩክ ዝፈቱ ላይክ ኣግርጭው
@leilee6960
3 жыл бұрын
ዋይ እዙኹሉ ላበልዑስ ብዝኸበረ ናብራ ኪኪኪኪኪኪኪኪኪኪ
ለምለም ዓይነይ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️👍👍👍👍👍👍👍ሰላምን ቅሳነት ደቅ ትግራይ ዓደይ
ዋውውው ደስ ባሃሊ እንዳ ገሬ እሙን ፍትውትው እየ ዘብለኩም So wddd
ጌረ እሙን ፖሎቲካ ዘይብላ ከምዚ ናይ ሎሚ ኣዛናጉዑና
@tgraytgraytgray8814
3 жыл бұрын
Was😲
እንኳዕ ደሓን መፃእኩም እንዳ ገሬ እሙን ትግራይ ዓድና ከመይ ኣላ ብሩክ ሰንበት ይግበረለና🙏
ብረኽ ሰንበት ይሕዋትይ😍😍😍
Welcom atoum tenafekti deki tigray ከም ከመይ ዲኹም እቋዕ ደሓን መጻእኩም🇪🇷🇪🇹🇪🇷🇪🇹 ይበል ሕልሚ ኣጸሊልኩሙና እታይ ክትረኽቡ ታ😁
@kulamulu.50
3 жыл бұрын
ኣብ 3ደቂቃ ስልኪ ንምጥላፍ ትኩስ ሓበሬታt kzread.info/dash/bejne/gmmmssaonpSufrg.html
@Habesha3789
3 жыл бұрын
Me too
ኣነ ከኣ እዞም ገዛ ገለ ኣቲዎም ክብል ጸኒሐ እንቃዕ ሕልሚ ገበሮ
ዳኒየ ክፈትየካ ማዓት እናበላዕካ ግን ከይትሕነቅ ፈሪሐልካ ሽኮረይይ ♥♥
ሕልሚ ደርሆ ዘብረኣብርኩ ዓይነ ከድንቀካ ኮ
ቃናእትለባ ቀናእት ምስ ፍታዉትካ ዝፍላልዩ ለምለም ዓይነይ ከብእሱ