gere emun part 107 | ገሬ እሙን ክፋል 107

Комедия

Пікірлер: 968

  • @Dawitsiele
    @Dawitsiele Жыл бұрын

    ገርየ እሙን ከተቋርጽ የብላን ትብሉ👆🏿👆🏿👆🏿❤❤

  • @khangul5036

    @khangul5036

    Жыл бұрын

    እታይ ኮና ትቃረፅ ደኣ🤔

  • @Dawitsiele

    @Dawitsiele

    Жыл бұрын

    @@khangul5036 ኩሉ ድራማ ኣፈጻጽማ ስለ ዘለዎ እየ።

  • @mgbeyasemaw1959

    @mgbeyasemaw1959

    Жыл бұрын

    👍

  • @habenhadish938
    @habenhadish938 Жыл бұрын

    ሰላም ምቁራት ተጋሩ ። ኤርትራዊ ሓውኩም የ ። ሰላም ንህዝቢ ትግራይ ። ሰላም ነታ ዘየዕረፈት ትግራወይቲ ኣዶ ። ሰላም ንመንእሰይ ትግራይ ። ሰላም ንህጻናት ትግራይ ። ሰላም ንኩሉ ። ሰላም ንመሬት ትግራይ ሰላም ። ህዝቢ ኤርትራ ደላዪ ሰላምኩም ዩ ። ሰላም ንብለኩም ኣብዚሕና ተጋሩዋኒ ።

  • @AA-kt5zj

    @AA-kt5zj

    Жыл бұрын

    አሜን ሓወይ🙏🥰

  • @laylaal7008

    @laylaal7008

    Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ክቡር ሓዉና

  • @salmevms5847

    @salmevms5847

    Жыл бұрын

    አሜን(3)

  • @yehaofficialmedia3139

    @yehaofficialmedia3139

    Жыл бұрын

    ኣሜን ሓወና❤❤

  • @marikiros7198

    @marikiros7198

    Жыл бұрын

    ኣሜንነ ሓዋተይ ናተይ

  • @selamaregawi5692
    @selamaregawi5692 Жыл бұрын

    ንቤቲ ዝናፈቀ ላይክ ደቂ ዓደይ ቤቲዋይ ምንጪ ስሓቀይ🤣😥❤️💥

  • @ggghgg7041

    @ggghgg7041

    Жыл бұрын

    😭😭❤😭❤❤

  • @mussietn1966
    @mussietn1966 Жыл бұрын

    ቋዕ ዳሓን መጻእኩም ብሩኽ ሰንበተቺዳን ቤቲ ብምምጻኣ ዝተሓጎሰ like ኣግርጭው #ንፅልንቕድሚት 🔥😁

  • @user-qn4rm3ue7x

    @user-qn4rm3ue7x

    Жыл бұрын

    ጸላኢኻ ንቅድሚት ንብልኮ ድሕሪት ቀሪና🤣

  • @user-ni3jh5un6i

    @user-ni3jh5un6i

    Жыл бұрын

    @@user-qn4rm3ue7x 😂😂

  • @merigaltewahdo1460

    @merigaltewahdo1460

    Жыл бұрын

    @@user-qn4rm3ue7x 😂😂😂

  • @sosoalso3205

    @sosoalso3205

    Жыл бұрын

    አወ ንፅል ዝበለ ይዕዘት😂😂

  • @aldaam8347

    @aldaam8347

    Жыл бұрын

    አታዮ ንፅል ንቕድሚት እናበልኻ ዶ ትነብር ትመርዓወኒ ዶ?😄😄😄😄😍😍😍

  • @AskalAgmawit
    @AskalAgmawit Жыл бұрын

    ⓰ኣዴና ቅድስቲ ኪዳነ ምሕረት ኣብ ዝዘለናዮ ብቃል ኪዳና ትሓልወና አሜን፫🎋🌾🕊 በሩክ ስንበት ይገብረልና🕊❤✝️

  • @user-ev1gt4ro4m

    @user-ev1gt4ro4m

    Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @meri3353

    @meri3353

    Жыл бұрын

    ኣሜን

  • @user-np6ud3ej3j

    @user-np6ud3ej3j

    Жыл бұрын

    አሜን ፫⛪️❤️🕊🥰

  • @hiahaa4075

    @hiahaa4075

    Жыл бұрын

    Amen Amen Amen🙏🙏🙏💒❤

  • @user-uh7sy9uy6j
    @user-uh7sy9uy6j Жыл бұрын

    ኣብ ጭንቅኹም ኣብ ሽግርኹም ኣብ ጸበባኹም ኣብ ዝሃለኹም ሃሊኹም ኣደይ ኪዳና ምህረት ትርዳእኹም ደቂ ዓደይ 🥰🌺

  • @user-ns5wb5ln4d

    @user-ns5wb5ln4d

    Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን

  • @yrodonossolomon2060

    @yrodonossolomon2060

    Жыл бұрын

    አሜን (3)

  • @hiahaa4075

    @hiahaa4075

    Жыл бұрын

    Amen Amen Amen🙏🙏🙏💒❤

  • @akezaberhe6216

    @akezaberhe6216

    Жыл бұрын

    አሜን፫ ማዓረይ

  • @user-md6yv9zo4i

    @user-md6yv9zo4i

    Жыл бұрын

    ኣሜን ማዓረይ

  • @tarintarin
    @tarintarin Жыл бұрын

    መን ኣሎ ድራማ ናረኣየ ኮመንት ምንባብ ዝፈቱ ከማይ ✌️ ኣብዛ ፕሮፋይለይ ኣቲኹም #ሳብስክራይብ ግበሩለይ ኣሕወት🙏

  • @galfreweyni7447

    @galfreweyni7447

    Жыл бұрын

    ሊሊተይ❤

  • @yohni283

    @yohni283

    Жыл бұрын

    ኣነለ

  • @alefumekele3184

    @alefumekele3184

    Жыл бұрын

    አነ😂😂

  • @user-yo7oy4fb5x

    @user-yo7oy4fb5x

    Жыл бұрын

    አነለ

  • @brhanunegese1626

    @brhanunegese1626

    Жыл бұрын

    ኣነ

  • @2Corinthians.10-17
    @2Corinthians.10-17 Жыл бұрын

    በት ተናፋቕት ተጋሩዋይ ድምፅኹም ክሰምዕ ከለኹ ዳርጋ ትግራይና ሓራ ዝወፀት እዩ ዝመስለን ዘሎ❤️💛 ትግራይ ዓደይ ወጋሕታኪ ናፍቐ💔😥

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ክብረተይ♥️

  • @user-gd3zl6ne5j

    @user-gd3zl6ne5j

    Жыл бұрын

    ኣይዞኹም ሰላም ወሪዱልና እዩ ብሓይሊ ፈጣሪ

  • @user-gd3zl6ne5j

    @user-gd3zl6ne5j

    Жыл бұрын

    @@user-ys9yj7en6v ክንደይ ግዚ ኢኺ ትደልዪ

  • @gjryftyftdenaytgalgeriye5603
    @gjryftyftdenaytgalgeriye5603 Жыл бұрын

    ንኣካትኩም ዘይምድናቅ ኣይከኣልን ቀመም ሰነ ጥበብ ኢኩም 👌💛☝️☝️☝️☝️

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ይኩን ክብረተይ

  • @tekichowe
    @tekichowe Жыл бұрын

    ኣብርሃም ዘድንቅ👊❤

  • @user-oz8hx8sd7l
    @user-oz8hx8sd7l Жыл бұрын

    ሰላምምምም ሰላምምምምም ሰላምምምም ንመላእ ህዝብናን ሰራዊትናን ትግራይ ዓደይ ሙሉእ ሰላም ይግበረልኪ ዓዱ ዝናፈቀ ክምዚ ከማይ ኣሎ ዶ

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ይኩን ክብረተይ

  • @eyerusalemtigray4164
    @eyerusalemtigray4164 Жыл бұрын

    ውይይይይይይ ቤቲ ሃይላይ ሕጂ ገና ኣስሒቕክኒ ንኽንደይ ማዓልትታት እዋናትን ኣዋርሕን ዓመትን ልበይ ምስሓቕ ኣቢኒ ነይሩ ፈጣሪ ስሓቕና ሓጎስ ትግራይ ይመልሶ ሕማቕ ኣይትርከቡ ህዝበይ ወለላይ የፍቅረኩም እየ ፍትውውውውውውውውው🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰i love you Tigray ❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ይኩን ክብረተይ♥️✝️

  • @user-fu8vz4bw3z
    @user-fu8vz4bw3z Жыл бұрын

    ምስ ጆን ብሓደ ኢና ዓቢና ጎረቤተይ መታዓቢተይ ክፈትዎ❤

  • @segagezaya2968

    @segagezaya2968

    Жыл бұрын

    🥰🥰🥰🤣🤣🤣

  • @user-zt3yc9or9m
    @user-zt3yc9or9m Жыл бұрын

    _#ዌልካም__ ምቁራተይ ሠላም ንዓድናን ንህዝብናን ብቃል ኪዳና ትሃበልና __#ኪዳነ__ ምህረት አዴና አሜን_

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ክብረተይ♥️

  • @Hanizii
    @Hanizii Жыл бұрын

    Kef alewom yeakk enda gere emun🤣❤love u from🇪🇷

  • @selam801
    @selam801 Жыл бұрын

    ለወርሀዊ መታሰብያ ክብረ በዓል እናታችን ቅድሰት ኪዳነ ምሕረት እንኳን አደረሳችሁ የተዋህዶ ልጆች እግዚአብሔር ሀገራችን እውን ሰላም ያርግልን

  • @imalone7143

    @imalone7143

    Жыл бұрын

    🙏🙏❤

  • @user-bt3bw1ce8q

    @user-bt3bw1ce8q

    Жыл бұрын

    ኢትዮጵያዊ ኣጆኻ

  • @yebitgraweyti8489

    @yebitgraweyti8489

    Жыл бұрын

    ቱ ትግርኛከ ላተፀየፍክዮ ድዩ ባ ኩሉ መዓልቲ ኣማርኛ ትፅሕፊ.?🤔

  • @user-fu8vz4bw3z

    @user-fu8vz4bw3z

    Жыл бұрын

    ኣማርኛ❌❌❌❌❌👎👎👎👎👎 ትግርኛ💘💘💘💘✅✅✅✅✅✅

  • @selam799

    @selam799

    Жыл бұрын

    ካብ ትሳደቡ አሜን ኢልኹም ዘይትሓልፉ🤔

  • @eyuelhagos4372
    @eyuelhagos4372 Жыл бұрын

    ንምንታይ እዩ መንግስት ን ቤቲ ዘይኣሰራ ኣይኮነን ኣያ ተከስተ አፍሪካ ሙሉእ እያ ተጨንቅ ዘላ🤣🤣🤣ደቂ ሽኮሪና😁😁እንዳ ገሬ እሙን ንዘላለም ንበር❤❤❤🙏🙏🙏🙏

  • @eyesussjesus7564

    @eyesussjesus7564

    Жыл бұрын

    Kkkk

  • @bekibeki3670
    @bekibeki3670 Жыл бұрын

    አቱም ቡሩኻት አይትሰአኑ ሰላምኩም ይብዘሐልና ንመላእ ህዝቢ ትግራይን ምስ ሰራዊትና ቀፅሉሉ ጎበዛት👌🙏

  • @user-mk6wg1kc4z
    @user-mk6wg1kc4z Жыл бұрын

    ርኢካ ምውፃእ ኣይፍቀድን ኮመንት ሸር ላይክ ንግበረሎም ኣሕዋተይ ኣዮና ከይንሰንፍ👍👍❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰

  • @meri3353

    @meri3353

    Жыл бұрын

    ኢሺ

  • @user-gd3zl6ne5j

    @user-gd3zl6ne5j

    Жыл бұрын

    እሺ

  • @ffgtdg8194

    @ffgtdg8194

    Жыл бұрын

    እሺ 🥀

  • @user-ug3gm3tp8b

    @user-ug3gm3tp8b

    Жыл бұрын

    ትክክል

  • @user-yo7oy4fb5x

    @user-yo7oy4fb5x

    Жыл бұрын

    ፅቡቅ አለኪጋልኖ ናይ ባዕልና ነበረታትዕ

  • @ferushabtom7172
    @ferushabtom7172 Жыл бұрын

    ኪዳነ ምህረት ምስ ኩልና ትኹን ሰላም ን ምድረ ሓበሻ ይኹን

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ይኩን ክብረተይ♥️✝️

  • @kulunegertigrigna
    @kulunegertigrigna Жыл бұрын

    ሰላም ተጋሩ ኣሕዋተይ ፍትው ፍትው እየ ምስ ወለድና ብሰላም የራክበና ፈጣሪ ❤❤❤

  • @loveyourself2406

    @loveyourself2406

    Жыл бұрын

    አሜን

  • @Channel-qe9mn
    @Channel-qe9mn Жыл бұрын

    አብዙ ዳወርቅስ ናይ ማርያም ስእሊ ሪአ ደስስስስስ ኢሉኒ ክሙርዐ ተለኩ ክገዝአልኩምየዋ አድራሻኩም ፃሓፉለይ😁😂🤣

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቓዱ ይኩን ክብረተይ❤✝️

  • @mikiman5576
    @mikiman5576 Жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ዉዱኣት ስነ ጥበባውያን ኢኹም ንዓኹም ደው ኢለ እየ ዘጣቅዓልኩም ብብቅዓትኩም ሰምበት ሰምበት ምስ ኣገረምኩምና ኢኹም የቀንየልና ቀፅልሉ ኣብ ጎንኹም ኣለና

  • @user-vo6of6xx2f
    @user-vo6of6xx2f Жыл бұрын

    ስሓቅ ሞይተ 😂😂😂😂🥰ሰስኑ ተጋሩዋይ ❤️🙏

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቓዱ ይኩን ክብረተይ❤❤✝️

  • @user-ys9yj7en6v
    @user-ys9yj7en6v Жыл бұрын

    እንኮዕ ብሰላም መፃኩም እንዳ ገሬ እሙን ሰላምታኩም ይብዛሕ እግዚአብሔር ንዓዱና ሰላም ይግበረልና♥️♥️♥️✅✅✅

  • @selam801

    @selam801

    Жыл бұрын

    አሜን፫ የኔ ውድ🥰

  • @henislmahri1423

    @henislmahri1423

    Жыл бұрын

    እንኮዕ ብሰላም መፃኩም ሰላምታኩም ይብዛሕ ፈጣሪ ንዓዱና ሰላም ይግበረልና 👏👏👏💘💘💘💘💘💖💖💖💖💖💖

  • @cairomanchester2301
    @cairomanchester2301 Жыл бұрын

    We love you and miss you tegaruwani ዓድና ተኸፊቱ ገፅ ንፈትዎም ቤተሰብና የራኽበና አሜን ❤💛

  • @mikiatsbaha
    @mikiatsbaha Жыл бұрын

    ኪዳነ ምህረት ኣብ ዙርያኹም ትኹን ደቂ ተዋህዶ

  • @Banatekle2721
    @Banatekle2721 Жыл бұрын

    So beautiful zerabruk mo bfuluy ye zednkom ❤❤❤❤ love all the way from Eri 🇪🇷

  • @zd6493
    @zd6493 Жыл бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃኩም እዳ ግርየ ሙቁራት ህዝበይ ሰላምካ የስመዐና።ምጪ ስሓቅና።

  • @user-nk6mq4vd9j
    @user-nk6mq4vd9j Жыл бұрын

    ብስሩ እና ገርየ እሙን ጽቡቅ ስራሕቢኩም ትሰርሑ ሰምሃል ደኣ ወረቀታ ለይረኸበቶ

  • @khanvai1509
    @khanvai1509 Жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም እንዳ ገሬ እሙን ሰላም ትግራይ ❤️💛❤️💛🙏

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ይኩን ክብረተይ

  • @mawchagebreyohannes5987
    @mawchagebreyohannes5987 Жыл бұрын

    ናይ ሰሓቕ ሽውሃታት!! እንዳ ገሬ እሙን ፍቕኝታት💖

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ክብረተይ

  • @user-bl2eb1wy3g
    @user-bl2eb1wy3g Жыл бұрын

    አንካዕ ብሰላም መፃእኹም አንዳ ገሬ አሙን ንዓድና ሰላም ይግበረልና ናፉቆትኮ መይትና ብትፅቢት ስልኪ ክሰርሕ👏👏👏😥😥😥

  • @user-ds1bt1of4g
    @user-ds1bt1of4g Жыл бұрын

    ገሬስ እዛ ድንካን ናቱ ተመሲላ ትስመዓኒ 😀❤️

  • @amanithupia1201

    @amanithupia1201

    Жыл бұрын

    ኣነዉን

  • @user-ds1bt1of4g

    @user-ds1bt1of4g

    Жыл бұрын

    @@amanithupia1201 ክኾን ኣለዎ ኮ ብስሩ 😉

  • @user-io4bw1wp8l
    @user-io4bw1wp8l Жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋሩዋይ እግዝኣብሔር ሰላምኩም ሙሉእ ብሙሉእ የርእየና ህዝበይ ለዋህ😓💔😢💓💛💊 ዳኒኤል እባ ላበይ ከይዱ ብፍቅሩ💔 ሓሚመዋ😓💔ኣምፁእለይ አንዳ ገሬ እሙን ንዳኒ ዝፈቱ 👍👌💋💋💓💛💓

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሜሪዋይ መኣረይ ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ይኩን ክብረተይ💘

  • @aabaditmumu2317
    @aabaditmumu2317 Жыл бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃኩም ብርካተይ እግዚአብሔር አምላክ ሰላም የውርደልና 💛💛💖💊

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቓዱ ይኩን ክብረተይ❤✝️

  • @musayemane2268
    @musayemane2268 Жыл бұрын

    እንቋዕ ብሰላም መፃእኩም እንዳ ገሬ እሙን 💐💙 ክዳነ 💙ምህረት💖 ንዓድና ሰላም ተውርደልና 🙏

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ክብረተይ♥️

  • @mikiatsbaha
    @mikiatsbaha Жыл бұрын

    ተመስገን እቲ ሰብ ፅልግልግ ምባል ጀሚሩ ምሉእ ሰላም ይግበረልና ህዝበይ

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ይኩን ክብረተይ

  • @KsaKsa-mw2pe
    @KsaKsa-mw2pe Жыл бұрын

    ኣደና ቅድስቲ ኪዳና ምህረት ሰላም ተዉርደልና ተጋሩዋይ🙏🙏💘💘💞💞💞

  • @tgtigraweyti1231
    @tgtigraweyti1231 Жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ሙቁራትና ሰላም ንትግራይና 💛❤️👏👏👏👏

  • @fanafani2638
    @fanafani2638 Жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ፍትዋተይ😘😘ምንጪ ሓጎሰይ ሰንበት ማዓልቲ ብሳሓቅ ውዒለ ተመስገን😘😘

  • @yoniEri92
    @yoniEri92 Жыл бұрын

    አንቃዕ ብሰላም መጻእኩም ዳ ገረ እሙን ፍቱዋት የሕዋት😍 *ብሩኽ ሰንበት*

  • @abebaberhe6547
    @abebaberhe6547 Жыл бұрын

    እንዃዕ ድሓን መፃእኹም እንዳ ገሬ እሙን ሰላም ፍቅሪ ንዓድና 🤲🤲ኣብ ዝሃለና ሃሊና ኣዴና ቅድስቲ ኪዳነ ምህረት ትሓልኹም ትሓልወና ዝተባረኸን ዝተቐደሰን ሰንበት ይግበረልና 🙏🙏🙏🙏🌹

  • @hiahaa4075

    @hiahaa4075

    Жыл бұрын

    Amen Amen Amen🙏🙏🙏💒❤

  • @wediabreha5066
    @wediabreha5066 Жыл бұрын

    ሰላማት ደቂ ዓባይ ሃገረ ትግራይ 💛💛💛💛💛💛💛💛❤❤❤❤❤❤❤❤💪💪💪💪💪

  • @mkm4736
    @mkm4736 Жыл бұрын

    ውይይይይ እንዳ ገሬ እሙን ሓላላተይ ምንጪ ሳሓቅና እንቋዕ ብደሓን መፃኹም ❤🙏ሰላምን ራህዋን የውርደልና ኣምላኽ ሃገረ ትግራይና ትባረኽ❤🔥💊💊💊💋💋💋💋💋💋🥀🥀🍓🍓🍓🙏🙏🙏

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ደቂ ሪመይ ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ይኩን ክብረተይ✝️

  • @user-qv2zr8jh4z
    @user-qv2zr8jh4z Жыл бұрын

    እንዃዕ ብሰላም መፃእኩም ደቂ ሃገረ ትግራይ 💊💞 ኣጆኩም ቃፅሉሉ አብ ጎንኩም አለና እቱም ጀጋኑ

  • @meryam2708

    @meryam2708

    Жыл бұрын

    እንኳዕ ድሓን መፃኩም🥰🥰

  • @biniamafewerki1366
    @biniamafewerki1366 Жыл бұрын

    I am happy to see geria emun

  • @user-dq1xr6gn7k
    @user-dq1xr6gn7k Жыл бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃኩም ዝተባረከ ሰንበት ይግበረልና🌹👏🌷🕊

  • @mamitey44
    @mamitey44 Жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መጻኩም እንዳ ገሬ እሙን ሰላምን ፍቅርን ይምነየልኩም ካብ ሓዉኩም ኤርትራዊ

  • @user-xt8tj3cj8f
    @user-xt8tj3cj8f Жыл бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ደቂ ዓባይ ትግራይ ዝተባረከን ዝተቀደሰ ሰንበት ይኩነልና ተጋሩዋይ✝️🤲🤲🤲🤲🤲ናብ ቤቲ ጫማ ሞትኩ🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ይኩን ክብረተይ💘

  • @wedisegen4982
    @wedisegen4982 Жыл бұрын

    ኩቡራት የሕዋት ተጋሩ. ኩሉኹም ኣምላኽ ሙሉአ ሰላም ይሃብኩ. 🙏🙏🙏🙏.

  • @abrahakonjo9830

    @abrahakonjo9830

    Жыл бұрын

    አሜን ዝሓዋይ ሰላምይሃብካ

  • @aabaditmumu2317
    @aabaditmumu2317 Жыл бұрын

    ገብዚ ተጋርዋኒ💖💖💖💖💛💛

  • @Endrtaweit
    @Endrtaweit Жыл бұрын

    ቤቲ ሽኮር ቕልነትኺ ቐንስሉ ኣመና ኣይትቕለሊ !🥰

  • @abigaltigray-ur2ih
    @abigaltigray-ur2ih Жыл бұрын

    እንካዕ ሰላም መፃኩም ዞምናተይ ምንጪ ሰሓቅና ሰንበት ምሳና ሰላምን ዓወትን ነታ ውቅብቲ ትግራይ ዓደይ💛❤💛💛❤❤❤💛😍😍😍😍🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊👏✊

  • @eyerusalemtigray4164
    @eyerusalemtigray4164 Жыл бұрын

    😂😂😂😂😂😂😂😂😂ዋይ ሎምስ እንታይ እየ ዝገብሮ ብስሓቕ ተፈትፊተ ወይ በይቲ ሃይላይ ከመይ ኢኺ ወሲኽኪ ፀወታ በጃኺ ውይይይይይ ብስሓቕ ቀቲልክኒ እኮ ናተይ ምቅርቲ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @user-qn2vq4rv3p
    @user-qn2vq4rv3p Жыл бұрын

    አንካዕ ብሰላም መፃእኩም እንዳ ገርየ እሙን ተናፈቅት❤❤❤❤❤❤💛💛💛💛💛💛💛💛💛💊💊💊💝💯💯💝💝

  • @WegahtaTube
    @WegahtaTube Жыл бұрын

    እንካዕ ደሓን መፃኩም ፍትዋተይ 🥰🥰❤❤

  • @fraonesamer8282

    @fraonesamer8282

    Жыл бұрын

    አንኳዕ ዳሕና መፃአኹም😘😘❤💛❤💛❤💛😍😍

  • @temsagneamleki5806
    @temsagneamleki5806 Жыл бұрын

    እንኻዕ ብሰላም መፃኩም ሓላላተይይይይይይ😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘ናይ ኪዳነ ምህረት አዴና ፆሎታ አይፈለየና🙏❤❤❤❤

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቓዱ ይኩን ክብረተይ❤✝️

  • @eyerusalemtigray4164
    @eyerusalemtigray4164 Жыл бұрын

    ሓቂ ንምዝራብ ናይ ሎሚ ድራማ ብዝበለፀ ጢዒሙኒ ነዚ ድማ ደጋጊመ ኮሜንት ክገብር ኣላዒሉኒ ምኽንያቱም ብዝበለፀ በሪኽ ድሌት ገፋፊኡኒ ብሓቂ ደስ ኢኹም ትብሉ ካብ ፈለማ ኣትሒዙ ክሻዕ ሎማዓንቲ ዘሎ ዝራኣኽዎ ድራማኹም ማራ ኬፍ ዘለዎ እዩ ብሉፃት እንምከሐልኩም ጀጋኑና ኩርዓትና ኢኹም ኣጆኹም ቀፅልሉ ለባማተይ ሰላሙ የውርድ ፈጣሪ ይሓልወኩም ትግራይ ትዕወት i love you so much Tigray my Country may God be with you and bless you and protect you💛❤💛❤💛❤💛💛❤🥰🥰🥰🥰 Peace to all the worlds❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰

  • @eyerusalemtigray4164

    @eyerusalemtigray4164

    Жыл бұрын

    ኣያ ጆኬር ሎሚ ሓቂ ሰሪሕኻ ክክክክክክክክ😂😂😂😂🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @khangul5036
    @khangul5036 Жыл бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃኩም ቡሩክ ሰንበት ይግበረልና ኣዶና ቅድስት ድንግለ ማርያም ትሓሊኩም ንትግራይ ዓድናን ንህዝብናን ሰላም የውርደልና🙏🙏🙏❤❤❤❤💥💥💥

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ይኩን ክብረተይ

  • @user-nv5vt5ct6f
    @user-nv5vt5ct6f Жыл бұрын

    እንካዕ ዳሓን መፃእኩም እንዳ ጌሬ እሙን ዝተባረከን ዝተቀደሰን ሰንበተ ክርስትያን ይግበረልና ✝💒👏 so betiy welcome bakc 🥰🥰💛❤😍

  • @user-pu9tx8vy7x
    @user-pu9tx8vy7x Жыл бұрын

    ኣንዲ ግሬ ኣሙን ኣንቛዕ ብሰላም መጺአኩም 👏💕👏💕

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ይኩን ክብረተይ

  • @binyam1578
    @binyam1578 Жыл бұрын

    ሩሑስ ቅንያት ይግበረልኩም❤🕊👏☔️💒✝️🥛

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    አሜን(3)ክብረተይ እ/ሳብሰኪራዮብ ገበረለይ ብቓዱ ይኩን ክብረተይ❤✝️

  • @abrehetselomon.1001
    @abrehetselomon.1001 Жыл бұрын

    እንኳዕ ብስላም መፃኩም ደቂ ትግራይ 💛❤️💛❤️💛

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ይኩን ክብረተይ❤✝️

  • @birhankidanu5493
    @birhankidanu5493 Жыл бұрын

    ደቂ ሓላል መሬት ደቂ ማህጸን ትግራወይቲ አዶ እግዚአብሔር አምላክ ይባርኩም ቅዱስ ዝተባረከን ዝተቀደሰን ዕለተ ሰንበት ይግበረልና💖💖💖💖

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ይኩን ክብረተይ♥️✝️

  • @user-uz4qi8qd9s
    @user-uz4qi8qd9s Жыл бұрын

    እንኳዕ በስላም መፃኢኩም ተጋሩዋ❤❤🥰🥰🥰

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ክብረተይ

  • @afarisafari9879
    @afarisafari9879 Жыл бұрын

    እንኳዓ ብዳሓን መፅኩም🥰🥰❤️

  • @zelasiekidani7021
    @zelasiekidani7021 Жыл бұрын

    እንኳዕ ብስላም መፃኩም ክቡራት እግዚአብሔር አምላክ ስላም ይወረደልና ብሓቂ ክሓላፍ እዩ💞💞💞💞💞💛💛💛❤❤❤💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊

  • @ddsd2475
    @ddsd2475 Жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም እንዳ ገሬ እሙን♥♥♥💛💛💛

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ይኩን ክብረተይ♥️

  • @user-nl4kk2zg4y
    @user-nl4kk2zg4y Жыл бұрын

    ዊይዊ ገርየዋይ ፀላኢካ ይካርተም 😁😁😁 ሰላምና ይመልሰልና እግዛኣብሔር ኣምላክ ተጋርዋይ ናይ ኣዴና ኪዳና ምህረት ፆሎታን ቃልኪዳናን ምስ ኩላትና ይኩን

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ይኩን ክብረተይ✝️

  • @asayyeebyo182
    @asayyeebyo182 Жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ፍቁራተይ እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @khangul5036
    @khangul5036 Жыл бұрын

    ተዋስኦ ኣብ ትግራይና ክዓቢ ኣለዎ ክደይ ኪኢላታት እዮም ዘለዉና 🙏❤❤

  • @evt5aser51

    @evt5aser51

    Жыл бұрын

    ብሓቂ❤❤

  • @user-ds4tc5dv1p

    @user-ds4tc5dv1p

    Жыл бұрын

    ብሒቂ ብዝሓት ጎቦዛት ኣለውና

  • @user-qp2np4wc5k

    @user-qp2np4wc5k

    Жыл бұрын

    ብሓቂ💚💚

  • @user-lz1rh4zf1c
    @user-lz1rh4zf1c Жыл бұрын

    እንካዕ ብዳሓን መፃኩም #እንዳ ገሬ ሙቁራት ናይ ሳሓቂይ ምንጪ😁😘😘

  • @wedichahmay2604
    @wedichahmay2604 Жыл бұрын

    እንቃዕ ብዳሓን መፃእኩም እንዳ ገሬ እሙን ደቂ ሃገረ ትግራይ

  • @user-io4bw1wp8l
    @user-io4bw1wp8l Жыл бұрын

    ገሬ ሳሓቅ ወዲእካና የኔ ጌታ💓💓😄😃

  • @filigunners2268
    @filigunners2268 Жыл бұрын

    Enkae bdehan metxakum gorobietachi!!! Grma senbet enda Gerie emun!!! Tigray selam ygbrelkum yhwat!!!!❤❤❤❤❤

  • @user-fn9gh9zn3g
    @user-fn9gh9zn3g Жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፅእኩም እንዳ ገሬየ እሙን ብሩክ ሰንበት ይግበረልና ሰላም ቅሳነትን ንዓድና🙏🌷💐

  • @magitigraweyti579
    @magitigraweyti579 Жыл бұрын

    ቤቲዬ😂😂😂ገደደ ዋእ ቡሩኽ ሰንበት ተጋርዋይ💙😘

  • @mrhwtmrhwt7384

    @mrhwtmrhwt7384

    Жыл бұрын

    😂😂😂😂😂

  • @jge7tye640
    @jge7tye640 Жыл бұрын

    ተጋሩዋይ ብሉፃት❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤✅

  • @user-sd5dm6uz8o
    @user-sd5dm6uz8o Жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ደቂ ሓላል መሬት ሙሉእ ሰላም ንትግራይ ዓድና ይግበረልና ፈጣሪ ።

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ክብረተይ

  • @salama9542
    @salama9542 Жыл бұрын

    ተጋሩዋይ ሰስንለይ ፍትው እየ ዝበለኩም 💖🌹

  • @tglove7635
    @tglove7635 Жыл бұрын

    እንኳዕ ደሓን መፃእኩም እንዳ ገሬ ንኩላትኩም ተከታተልቲ ብሩክ ሰንበት ይግበረልና ኣሕዋት🥰🥰🥰🥰

  • @user-ug3gm3tp8b
    @user-ug3gm3tp8b Жыл бұрын

    ዋይ ዋይ ዘረኣብሩክ ዓይነይ ፀላእኩም ይታሓነቅ ሰላም ራህዋን ነቲ የዋህ ህዝቢ ትግራይ እጀኩም እንዳ ገሬ እሙን ቀፅሉሉ ብጣዕሚ ብጣዕሚ ደስ ባሃላይን ኢዩ ንቅዲሚት ❤❤❤❤

  • @abdollh8519
    @abdollh8519 Жыл бұрын

    እንኳዕ ንወርሓዊ ባዓል ኣብፅሓኩም ኣብፃሓና ደቂ ተዋህዶ

  • @user-yv2eg5yh3d
    @user-yv2eg5yh3d Жыл бұрын

    ስላም ግሬ እሙን ❤💛🙏🙏🙏🙏

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቓዱ ይኩን ክብረተይ❤✝️

  • @TDF-kh7iw
    @TDF-kh7iw Жыл бұрын

    ተጋሩዋይኒ 💛💛💛❤️❤️❤️

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ክብረተይ

  • @user-xn5nt7mt5h
    @user-xn5nt7mt5h Жыл бұрын

    ደቂቶም ጀጋኑ ሓላላት እግዚአብሔር ሰላም የወርደልና

  • @mmn5167
    @mmn5167 Жыл бұрын

    ብስሩ ተከ,ትብኪዶ ዕብድት ከልኪ ኣያይ ኣያይ ተኸስተ😁😁😁😍😍😍😍💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤ቀፅልሉሉሉሉሉሉሉሉሉሉሉሉሉ

  • @user-qy8fb2th6t
    @user-qy8fb2th6t Жыл бұрын

    እንዳ ገሬ ብጣዕሚ እና ንፈትየኩም😊😊💋💋💋💝💘

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ገኒየይ መኣረይ ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ይኩን ክብረተይ።✝️

  • @jshdhd9661
    @jshdhd9661 Жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም🕊💙💙💖💖💖

  • @sabaamanuel8501

    @sabaamanuel8501

    Жыл бұрын

    ማይ ናስ እኮ ተቀይሮም እኮ

  • @dadsfade477
    @dadsfade477 Жыл бұрын

    ዘብረአብር ግደፍሕማሕ ፋል አይተፋሊ ዝዝቃመ ፅብቅ አይረከበን ህዝቢ በይዛኩም ፅብቅ ተመነዩ አበይ እሞኒሆ ናበልኩም ትክነት ሒዛ ተሪፋ ትግራይ ዋይ ታይ ገበርና

  • @user-th2ov2eh9r
    @user-th2ov2eh9r Жыл бұрын

    እንኳዕ ዳሓን መፃእኹም እንዳ ገሬ እሙን ሰላም ንሃገርና😍🥰🥰

  • @user-de5cc2fe3c
    @user-de5cc2fe3c Жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃኣኩሙ 🥰🥰🥰

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳሮነይ ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ክብረተይ♥️

  • @mebrihat5349
    @mebrihat5349 Жыл бұрын

    ብሩካት ስድራ እንካዕ በሰላም መፃኩም ብሩክ ሰንበት 👏👏👏🥰🥰🥰🥰

  • @user-ls3iq2zj3n
    @user-ls3iq2zj3n Жыл бұрын

    ቡሩኩ ሰንበት ደቅ ሓላል መሬት ተጋሩ እንካዓ ሰላም መፃኣኩም ደቅ መንደረይ🥰🥰🥰🥰🥰

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ይኩን ክብረተይ♥️

  • @user-ls3iq2zj3n

    @user-ls3iq2zj3n

    Жыл бұрын

    @@user-ys9yj7en6v እሺ ገይረልኪ እማየይ(💋🥀💋

  • @user-kz3uq2ni7t
    @user-kz3uq2ni7t Жыл бұрын

    እንዳ ገሬ ሙቁራት😘❤️💛❤️✊️

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ይኩን ክብረተይ♥️✝️

  • @user-fx4iw3ls4w
    @user-fx4iw3ls4w Жыл бұрын

    እንኳዕ ደሓን መፃኩም እንዳ ገሬ እሙን ሽኮራት❤️🙏

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቓዱ ይኩን ኽብረተይ❤✝️

  • @hiwoetgerezgbher4924
    @hiwoetgerezgbher4924 Жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ደቂ ሓላልት ትግራይ ፈጣሪ ንህዝቢና ሰላም ይግብረልና

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ይኩን ክብረተይ

  • @eyerusalemtigray4164
    @eyerusalemtigray4164 Жыл бұрын

    ክክክክክክክክክክክክ ዋይ መቑሰሊ ዘራብሩኽ ዋየ ለምለም ዓይነየ ዶ በለ ናይ ቀብሪ ኣውያት ገይርዎ 😂😂😂😂😂ዋይ ኣብዙይ ክዓ ብስሓቕ ኣውያት ምስ ነኝ ፍቖት ዓቕልና ፀቢቡና ስሓቕና ንሰናይ ይግበረልና ደቂ ሪመይ ተጋሩየይ ፍቑራት ❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰

  • @Axumawit844
    @Axumawit844 Жыл бұрын

    ሰላም ለኩም ደቂቀ ትግራይ ይኃሉ ምስሌኩም ፍስኃ ወሰላም 🙏❤💛

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ይኩን ክብረተይ

Келесі