gere emun part 109 | ገሬ እሙን ክፋል 109

Комедия

Пікірлер: 1 000

  • @mussietn1966
    @mussietn1966 Жыл бұрын

    ትፈልጡ ዶ እቲ ዝበለጸ ኮሜድያን ኣብራሃም ምዃኑ ኣነ ኣዝየ'የ ዘድንቖ 👍🏿 ብሩኽ ሠንበተቺዳንን ልደትን 🙏🏾 ሃገረ ትግራይ ትውለደሉ ዓመት ይግበሮ #ኣሜን #ንፅልንቕድሚት😁

  • @rahelasegedom8534

    @rahelasegedom8534

    Жыл бұрын

    አብርሸይ ብጣዕሚ ዩ ዘስሕቀኒ እንኳዕ አብፀሐካ ውውውው ስካብ ሎሚ ንፅል አለኻ

  • @rahelhaileadwa6509

    @rahelhaileadwa6509

    Жыл бұрын

    ብሓቂ❤

  • @aotali8812

    @aotali8812

    Жыл бұрын

    ሓቂ ኣሜን ከኣ

  • @salamaa8995

    @salamaa8995

    Жыл бұрын

    ዋላ ኣነ ነብርሃም ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎ💗ኣሜን ከኣ ንፅል ንቅድሚት ኣይትበል ሃየ ድኣ ናብ ዳብል😍

  • @user-uo7iv5zw6y

    @user-uo7iv5zw6y

    Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን💊💊💊💊🙏🙏🙏

  • @Yohannes_wedi_Humera_Tigray
    @Yohannes_wedi_Humera_Tigray Жыл бұрын

    ደቂ ሃገረ ትግራይ ጥራይ Like 👍 ግጨውኒ 👇

  • @sabaamanuel8501

    @sabaamanuel8501

    Жыл бұрын

    Kkkkkkkkkk 🇪🇷

  • @sabaamanuel8501

    @sabaamanuel8501

    Жыл бұрын

    መርዋ እዩ ለምለም ኣነይ

  • @user-tl4kd3uq8w

    @user-tl4kd3uq8w

    Жыл бұрын

    😘😘😘

  • @selam801

    @selam801

    Жыл бұрын

    ሌላሰ😋

  • @Jossi_Mashi.

    @Jossi_Mashi.

    Жыл бұрын

    ዝሓደረ ጉዑሽ ድዩ ትጸናቅቅለኻ ንስኻን ኣብርሃምን ትልብሙሉ ግዜ ይምጻእ😂

  • @okbeabsandras859
    @okbeabsandras859 Жыл бұрын

    ሩሑስ ኣውዳመንት ሙሉ ሀዝቢ ትግራይ ከምኡ ከኣ ኤሪ 🇪🇷🇪🇷 ሰላም ረሓዋን ይፍተርና

  • @safsaf715

    @safsaf715

    Жыл бұрын

    🙏🙏🙏💊

  • @ccccf2259

    @ccccf2259

    Жыл бұрын

    ኣሜን፫

  • @zaydgadrmkl3278

    @zaydgadrmkl3278

    Жыл бұрын

    ኣሜን ፫

  • @user-zy6bx3hi6q

    @user-zy6bx3hi6q

    Жыл бұрын

    አሜን፫ ወዲኖ 😘

  • @lmiss-youmom

    @lmiss-youmom

    Жыл бұрын

    አሜን💊💊💊💊🙏

  • @Jossi_Mashi.
    @Jossi_Mashi. Жыл бұрын

    ዋ ኣብርሃም🤣🤣🤣🤣ኣብርሃም ነጻ ሰብ. እንቋዕ ኣብጻሓና ድምቀት ሰንበትና❤️❤️❤️

  • @user-yh8lu5cd7j
    @user-yh8lu5cd7j Жыл бұрын

    ፍተውቲይ ኣደነቅቲይ አብራሃም ዓይነይ ሕፍሰ ዝበል ሰላምታ ሃቡልይ

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ይኩን ክብረተይ🎚

  • @selugaltigray5137
    @selugaltigray5137 Жыл бұрын

    ኣብ መላእ ዓለም ትርከቡ ተጋሩን ፈትዉቲ🥰 ተጋሩ እንኳዓ ንባዓል ልደት ኣብፃሓኩም ❤️💛🙌

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    አሜን(3) ጓል ረባይ መኣረይ እና ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ይኩን ክብረተይ♥️

  • @selugaltigray5137

    @selugaltigray5137

    Жыл бұрын

    @@user-ys9yj7en6v ገረልኪ ጋልነይ💛🙏

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    @@selugaltigray5137 እግዚአብሔር የክብረለይ ክብረተይ♥️❤

  • @Saudi-mq1dp
    @Saudi-mq1dp Жыл бұрын

    ተጋሩዋይ ሩሑስ ኣውዳኣመት ይግበረልና ሰላምን ራህዋን ንዝ የዋህ ህዝብና❤💛😘🕊💚🙏 ለምለም ዓይነይ &ኣብራህመይ😂 ዝፈቱ ላይክ ❤😘

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ይኩን ክብረተይ

  • @user-og4vl2wk5n
    @user-og4vl2wk5n Жыл бұрын

    ተጋሩ ጀጋኑ ፈጣሪ ሙሉእ ሰላም የውርደልና ከምዚ ከማይ ስድራኩም ዘይረከብኩም እንተለኩም እውን አምላክ ድምፂ ስድራና ከስመዐና መሊኡ ብርሃን ትግራይና የርኤና

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ይኩን ክብረተይ

  • @user-om6wo3mh9j
    @user-om6wo3mh9j Жыл бұрын

    ሰምበት ሰምበት ተስሕቁና ዘለኹም ስሓቅ ይፍጠረልክም አንዳ ገርየ ኡሙን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏ሩሑስ ልደት

  • @user-kg9sz6tu1w
    @user-kg9sz6tu1w Жыл бұрын

    እንዳ ገሬ እሙን ኣይትስኣኑ ብስሓቅ ቀቲልኩምና 😂😂 እንኳዕ ንብርሃነ ልደቱ ኣብጽሓና እግዚአብሔር አምላክ ልሃገርና ሰላምን ፍቅርን ራህዋን ቅሳነትን የውረደልና ትንሳኤ ሃገርና የሪአና ደቅ ሪመይ❤❤❤

  • @yohanesgebrekidan835
    @yohanesgebrekidan835 Жыл бұрын

    ከም ሎሚ እንድየ ሲሒቑ ዘይፈልጥ ኩሉ ግዜ እናሰሓቕኩም ንበሩ🙏🙏🙏🙏🙏

  • @rahelasegedom8534

    @rahelasegedom8534

    Жыл бұрын

    አነ ሞይተየ ለምለም ዓይነይ ዕድመ ይሃብኪ ትፀሊም ይተኣዘዘኒ ያ 👌👌👌🐑🐏🐏🐓🐓🐓🐓ንለምለም ዓይነይ አብፅሑለይ ሀሀሀሀሀሀ

  • @user-bd6xx4fp8c

    @user-bd6xx4fp8c

    Жыл бұрын

    @@rahelasegedom8534 ክክክክክክክ ኣታ ሞይተ አየ 🤣🤣🤣🤣🤭🤭

  • @rahelasegedom8534

    @rahelasegedom8534

    Жыл бұрын

    @@user-bd6xx4fp8c አነኮ ዘስሓቀኒ ቲፀሊም ይተኣዘዚኒያ ዋይ ዘርአብሩኽ ዓይነይ

  • @dawitmaharezghi9617

    @dawitmaharezghi9617

    Жыл бұрын

    Moyte diye gele ane😂

  • @RaKi-ri2ks
    @RaKi-ri2ks Жыл бұрын

    ከምዚ ከማይ ድምፂ ስድራኩም ዝናፍቀኩም ኣለኩም ዶ እስኪ👍❤💊

  • @Servingthetruth24.

    @Servingthetruth24.

    Жыл бұрын

    Tigray genocide entay dea teresia

  • @brhaneye9521

    @brhaneye9521

    Жыл бұрын

    ኣለና መዓረይ 🙏😥

  • @allbaad6689

    @allbaad6689

    Жыл бұрын

    Aleku ewe

  • @eyorkabel5308

    @eyorkabel5308

    Жыл бұрын

    @@Servingthetruth24. ይገርመካ ዪ ኣደሜ ስድርኣ ምስ ረከበት ረሲዓ እንተ ኣነ ግን ዘይሃስስ ቃንዛ ቤተስብ ኣለኒ🥺😭

  • @BrhanBrhan-wc4zu

    @BrhanBrhan-wc4zu

    Жыл бұрын

    ኣጆኪይ መዓርየይ

  • @aasaas7284
    @aasaas7284 Жыл бұрын

    ኣብሩሸይ ትፈትዉ ላይክ ግጨውኒ እንዳገርየ ፅሩያት ፍሉያት እኮኦይኩም ሞይተ ሎማዓንቲ እፍፍፍ ቐቲልኩምና እኮ ኣቱም ኣብርሃ ስብኣይኪ ይኩን ኢልኩም መርቁኒ ፍቅሪ ሰጣሕ ኣቢሉኒ 💘💘💘💋😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁እፍፍፍፍፍ😘😘💞💞💞💝💐

  • @user-io4bw1wp8l

    @user-io4bw1wp8l

    Жыл бұрын

    ስብኣይኪ ይኩን ምቅርተይ😃😍😍💓

  • @rezenefiseha9774
    @rezenefiseha9774 Жыл бұрын

    ኣብርሸይ መሕረር 🤣 እንኳዕ ኣብፀሐና ደቂ ሪመይ ኣብ ዘለኩምዎ ሰላምኩም ይብዛሕ እስከ ❤️❤️❤️

  • @mrhwtmrhwt7384

    @mrhwtmrhwt7384

    Жыл бұрын

    🥰🥰🥰😁😁😁😁

  • @tigelove2102
    @tigelove2102 Жыл бұрын

    ዋይ ትዕበ ተትህልስ በጊዕ ምገዘአት ሓፍቲ ለምለም ዓይነይግን ነገር ትዕድግ እንካዕ ኣብፀሓኩም 🙏🥰🥰🥰

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ይኩን ክብረተይ

  • @vjr7453

    @vjr7453

    Жыл бұрын

    ትዕበ ሽኮር ጠራዕራዕ ናበት😂 ጎበዝ እያ❤

  • @vjr7453
    @vjr7453 Жыл бұрын

    እንኳዕ አብፀሐኩ ደቅ ሃገረይ💊💊💊❤💊💊💊❤💊 ትዕበ ናበይ ከይዳ ኣውዲ አመት በጊዕ🐑 ትሓርደልኩም ነይራ😂 ሓፍቲ ለምለም ዓይነይ ክኣ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዋ❤❤

  • @mkm4736
    @mkm4736 Жыл бұрын

    ደቂ ሃገረ ትግራይና ሓላላተይ👍ግጨውለይ ❤እንቋዕ ንኹቡር በዓል ልደት ኣብፀሐና ሙሉእ ሰላምን ራህዋን ይግበረልኻ ህዝበይ ሰናይ ዘበን ይኹነልና ኣሜን👏💛❤🥀🕊🕊🎄🎄🎄💋💋💋💛❤💛❤👏👏👏👏💔

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ይኩን ክብረተይ❤

  • @mkm4736

    @mkm4736

    Жыл бұрын

    @@user-ys9yj7en6v ገይረልኺ እየ ማዓረይ❤👏

  • @user-wl1og7dg4y
    @user-wl1og7dg4y Жыл бұрын

    አንቃዕ ኣብፀሐኩም ደቂ ትግራይ ሽኮር 💛❤️😍😍

  • @sabiyasook5968
    @sabiyasook5968 Жыл бұрын

    ንካዕ ኣብፀሐኩም ፉትዋተይ እንካዕ ብሰላም መፃኩም 💛💝💛💛💜💛💜💛ደቅ ሃገረ ትግራይ ማዓረይ ኣብዘለኩምዎ መድሃኒኣለም ይሓሊካትኩም🙏🙏🙏

  • @user-co5ex3jq2e

    @user-co5ex3jq2e

    Жыл бұрын

    ኣሜን 🙏❤❤️

  • @user-ds1bt1of4g
    @user-ds1bt1of4g Жыл бұрын

    እንቃዕ ኣሕቢሩ ኣብፀሓና ደቂ ሓላል መሬት 🙏❤️ ድምፅ ወለድና ዘይሰማዕና ለ ድምፅ ወለድና የስመዓና ተጋሩዋይ 🥺🙏❤️

  • @salammosa1725

    @salammosa1725

    Жыл бұрын

    ኣጀኪ

  • @user-ds1bt1of4g

    @user-ds1bt1of4g

    Жыл бұрын

    @@salammosa1725 🙏❤️

  • @hemoo_sl9005
    @hemoo_sl9005 Жыл бұрын

    ተጋሩዋኒ ታሃረፍቲ ሩሑስ ባዓል ይግበረልኩም♥️♥️♥️♥️💋💋💋

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ይኩን ክብረተይ

  • @mkm4736
    @mkm4736 Жыл бұрын

    ምንጪ ሳሓቅና ፀገም ዘይብግሮም ጠንኻራታት ህዝበይ ፅኑዕ ኣብ መትኸሉ ❤💛👏🕊🥀💋💋

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ይኩን ክብረተይ♥️

  • @mkm4736

    @mkm4736

    Жыл бұрын

    @@user-ys9yj7en6v ትግራወይቲ ዲኺ🙄

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    @@mkm4736 እወ ክብረተይ ጋልቶም ተኪሶም ዘየሰሕቱ ጀግና ዩ መኣረይ ♥️

  • @mkm4736

    @mkm4736

    Жыл бұрын

    @@user-ys9yj7en6v ገይረልኺ ማዓረይ❤

  • @sooqusaabya3831
    @sooqusaabya3831 Жыл бұрын

    ብስምስላሴ ኡንካዕ ኣዳሓንመፃኩም ደቂሃገረይ ማዓረይ ናይባዕለይ ሲስተም እየተጠቂመደበለ ኣብርሃመይ ሽኮርርር💘💘💘💘💐💐💐

  • @Starstefanos
    @Starstefanos Жыл бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏾💪🏾💪🏾✈️✈️✈️ From Eritrean pilot , zerabruk ainei , gegnee emun ..and team selam selam selam

  • @vjr7453

    @vjr7453

    Жыл бұрын

    🇪🇷🐕🇪🇷🐑🇪🇷❌ 💊💪💊💪💊💊💪💪💊💊❤

  • @lmiss-youmom

    @lmiss-youmom

    Жыл бұрын

    🇪🇷🐑🇪🇷🐑🇪🇷🍽🍽🍴🇪🇷❌🇪🇷❌ 💊💊💊💊❤❤❤💊💊💊💊💪💪💪

  • @ybrahhadush6188
    @ybrahhadush6188 Жыл бұрын

    እንቃዕ ንዚ ክበር በዓል አብጸሐኩም አምልካ እቲ ሰላም ስኢኑ ዘሎ ህዝብና ሰላም ይፍጠርሉ

  • @user-wl2bh4sj1k
    @user-wl2bh4sj1k Жыл бұрын

    እንኳዕ አብፀሐኩም ደቁ ሃገረ ትግራይ ማዓረይ🙏🙏❤️🥰

  • @user-ye8gi4pg1u
    @user-ye8gi4pg1u Жыл бұрын

    እንካዕ አብፀሐኩም ሩሑስ ልደት ይግበረልኩም/ና ደቂ ሓላል መሬት ተጋሩዋይ🇻🇳❤️💚

  • @Wedi.haag2
    @Wedi.haag2 Жыл бұрын

    እንቃዕ ብሰላም መጻኹም ጎሮቤታችን ሰላም ዝምነ like rgex

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ይኩን ክብረተይ

  • @mosesmoses7893
    @mosesmoses7893 Жыл бұрын

    Shikorat love from 🇪🇷😂😂😂

  • @nazu2854
    @nazu2854 Жыл бұрын

    ርሑስ በዓል ልደት ይግበረልና የዋህ ህዝበይ ሙሉእ ስላምና ይመለስልና ፈጣሪ🙌🥰

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ይኩን ክብረተይ♥️

  • @nazu2854

    @nazu2854

    Жыл бұрын

    @@user-ys9yj7en6v እሺ 🙌

  • @user-tv9yo2rc8j
    @user-tv9yo2rc8j Жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም እንዳ ገሬ እሙን ግን ምሰ ይቅርታ ናይ ገታና መዳሓኒና ኢየሱስ ክርስቶስ ሰእሊ አዶኖ ብሙዝቃ ልምንታይ ትገይሩ መዝሙር ድኹም ሰእንኩም ብዝተረፈ ሙሉእ ሰላም ይግበረልና ናይ ዓመት ሰባት ይበለና

  • @mamibabi6805
    @mamibabi6805 Жыл бұрын

    ስድራና ሙሉእ ሰላም ንዓኩም ብሩክ ቅንያት ልደተ ክርስቶስ💚💚💚

  • @user-to2jz8lt4b
    @user-to2jz8lt4b Жыл бұрын

    ኣይ ንአብርሃም ንበይኑ ዓለሙ 🥰😂😂😂

  • @wedisegen4982
    @wedisegen4982 Жыл бұрын

    ብሓቂ ኩሉኹም የሕዋት ተጋሩ አንካኤ ደስስስ በለኩም. ሙሉአ ሰላም ይግበረልኩ.. 🙏🙏🙏w🙏

  • @sarahss386
    @sarahss386 Жыл бұрын

    እኳዕ ኣብፀሓኩም እዳ ገሬ እሙን ተመስገን ዶ በልኽን ናይ ብሓቂ ኹሉ ሓሊፉ 👍🙏❤

  • @alganeshbahre8598

    @alganeshbahre8598

    Жыл бұрын

    Yes but I am still worried

  • @abigaltigray-ur2ih
    @abigaltigray-ur2ih Жыл бұрын

    ዓለማተይ ብሩክ ኣውደኣመት ይኩነልኩም/ና💛❤💛❤👏👏👏🕊🕊🕊🕊

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ይኩን ክብረተይ

  • @hayathad3525
    @hayathad3525 Жыл бұрын

    ታማ ጀኮረይከ ጠፉኡ ናይ ሰላም ድዩ💜👌

  • @user-dq1xr6gn7k
    @user-dq1xr6gn7k Жыл бұрын

    እንኳዕ ኣብጸሐኩም ተጋሩዋይ መሐጎሲና በዓል ልደት ይግበረልና ፈጣሪ ምሉእ ሰላም ይግበረልና🤲🤲❤️❤️🕊

  • @MusieTV
    @MusieTV Жыл бұрын

    ርሑስ በዓል ልደትን ሓዱሽ ዓመትን ይግበረልና ንኹሉ ህዝቢ ዓለም ናይ ሰላም ዓመት ትኹነሉ። ፈተውቲ እንዳ ገሬ እሙን እስኪ like ግበሩ።

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    እሸኒ ደስ እናበለኒ ክብረተይ እስኪ ንዓይ እውን ♥️

  • @medhinkiros3044
    @medhinkiros3044 Жыл бұрын

    ሩሑስ ባዓል ልደት ይግበረልና አሜን

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ይኩን ክብረተይ

  • @uyth8675
    @uyth8675 Жыл бұрын

    ተጋሩዋኒ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ❤❤❤ሙሉእ ሰላም ይግበረልና

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ይኩን ክብረተይ

  • @MGT04
    @MGT04 Жыл бұрын

    ሰላም ንውፁዕ ህዝብና💚 ርሑስ ቅንያት ልደት ይግበረልና💛

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ይኩን ክብረተይ

  • @user-kc5bj7pp3o
    @user-kc5bj7pp3o Жыл бұрын

    እንቋዕ ኣብጽሓና ኣብጽሓኩም specially you guys ህዝቢ ትግራይ ዘይግብኣኩም ኣደራዕ እንቋዕ ተቀንጠጠልኩም🙏

  • @almazey2023
    @almazey2023 Жыл бұрын

    ካብ ትጅምር ክሳብ ትውድእ ፍሽክታ ዝሓዘት ኮሜዴ የትስኣኑ ሙቁራት😁❤️

  • @user-yp4yt9qf3f
    @user-yp4yt9qf3f Жыл бұрын

    እንኳዓ ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና ለብርሃነ ልደት ጎይታና መድሃኒና👏 ብሩኽ ኣውድኣመት ይግበረልና ፍፁም ሰላም ፍቅሪ ልህዝብና አሜን(3)👏❤ እንደ ገርየ ኡሙን ተፈተውቲ😘❤🌹

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ፅጌየይ መኣረይ ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ይኩን ክብረተይ።

  • @Golgothaproductionmedia
    @Golgothaproductionmedia Жыл бұрын

    እንኳዕ አብፀሐና ተጋሩ አሕዋተይ ❤💛🙏

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ይኩን ክብረተይ

  • @samera7043
    @samera7043 Жыл бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋሩዋይ እንካዕ ልብርሃነ ልደት ብሰላም ኣብፀሐና ክቡራተይ 🙏💕💕💕💕

  • @musayemane2268
    @musayemane2268 Жыл бұрын

    አሜን ፫ እንቋዕ ኣሕቢሩ ኣብፀሐና

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ይኩን ክብረተይ♥️

  • @meriytgraweyti4577
    @meriytgraweyti4577 Жыл бұрын

    እንካዕ ኣብፅሐና ተጋሩዋኒ እንዳ ገርየ እሙን ምንጪ ሓግስና🧡🧡❤❤❤

  • @filmondesale2796
    @filmondesale2796 Жыл бұрын

    I am from eritrea 🇪🇷 today is too funny i like I keep it up

  • @user-lt5oc6fs4h
    @user-lt5oc6fs4h Жыл бұрын

    ርሑስ በዓል ልደት ይግበረልኩም ኣሕዋተይ❤💛 🥰🥰🥰💊🙏🙏🙏

  • @segagezaya2968

    @segagezaya2968

    Жыл бұрын

    🥰🥰🥰❤️❤️❤️🤣🤣🤣🤣

  • @berekechtadese2084
    @berekechtadese2084 Жыл бұрын

    እንዃዕ አብፀኩም አብፀሕና ንበዓል ልደት ናይ ሰላም ናይ ፍቅር ይግበረልና ሙቁራተይ።

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ይኩን ክብረተይ

  • @berekechtadese2084

    @berekechtadese2084

    Жыл бұрын

    እሺኒ ገረ ሓላለይ።

  • @tsega759
    @tsega759 Жыл бұрын

    ሩሑሰ ሓድሸ ዓመት ይግበረልና ተጋሩዋይ ማዓረይ ዝተበታተና አብ ደገን አብ ውሸጥን ዘለና ብሰላም የራክበና አፈታ ንሃርፈ መሬት ዓድና💊🙏❤

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ይኩን ክብረተይ

  • @user-ep7pk2uq9d
    @user-ep7pk2uq9d Жыл бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃኩም ሩሑስ በዓል ልደት

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ይኩን ክብረተይ♥️

  • @user-qp7ku2yc7l
    @user-qp7ku2yc7l Жыл бұрын

    ኣታ ለማዓቲ መይተ ብሳሓቅ🤣 ኣካዕ ኣብፃሓክም ተጋርዋይ🙏🥰

  • @user-lz1rh4zf1c
    @user-lz1rh4zf1c Жыл бұрын

    እንካዕ ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና እንዳ ገሬ ሙቁራትት😘😘

  • @user-yt2ho4lo3h
    @user-yt2ho4lo3h Жыл бұрын

    ቲ ዝወሓጥካዮ ኮፍ ኢልካ ኢዩ ዘሽን ያ በለ ተኸስተ ቀባፅ😆😆ሙቁራት😍😍😍😍

  • @brhaneye9521

    @brhaneye9521

    Жыл бұрын

    😂😂😁😁😎🙊

  • @benwalta

    @benwalta

    Жыл бұрын

    😅😅😅

  • @user-io4bw1wp8l

    @user-io4bw1wp8l

    Жыл бұрын

    ክክ😄😃

  • @gnigal7031
    @gnigal7031 Жыл бұрын

    እንኳዕ ብላም መፃእኩም እንዳ ገርየ እሙን ሙቁራት ደሞ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ተካተተልቲ ደቂ ትግራይ ዓደይ😍😍😍😍😍❤❤❤💛💛💛❤️❤️❤️💛💛💛❤️❤️❤️

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ይኩን ክብረተይ✝️♥️

  • @fetsegumekonene7869
    @fetsegumekonene7869 Жыл бұрын

    አሜን እንኳዕ ኣሕብሩ ኣብፀሐና😘😍🍀🌹💖💞❤💚🌸🌴🍀💗

  • @user-fo1cg2vm4y
    @user-fo1cg2vm4y Жыл бұрын

    ተጋሩዋኒ እንኳዕ ከ ኣብፀሐና 😘😘

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ይኩን ክብረተይ♥️

  • @esayastv7095
    @esayastv7095 Жыл бұрын

    ርሑስ በዓል ልደት ተጋሩ ሙሉእ ሰላም ይግበረልና ኣምላክ

  • @jge7tye640
    @jge7tye640 Жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ምንጪ ሳሓቕና እንኳዕ ንኽቡር ንባዓል ልደተ ክርስቶስ ኣብፀሐና ኣብፀሐኩም ብሉፃት ናትና❤❤❤❤❤❤❤💞💞💞💞👏

  • @selam801
    @selam801 Жыл бұрын

    ርሑሰ በዓል ልደት ይግበረልኻ የዋህ ህዝበይ ሓፍታ ለምለም ዓይነይ አነሰ ኽፎትዋ አይደለም እንዴ ይደለም 'ባ ይመቸሰ እሰከ😋😁መልካም ዕለተ ሰንበት

  • @akezaberhe6216

    @akezaberhe6216

    Жыл бұрын

    ሓወይ ዘክረ ከምኡ እዩ ዝብለና ነይሩ ክክክክክ

  • @selam799

    @selam799

    Жыл бұрын

    ይመቸሸ እሰከ🤣🥰

  • @nahomsultane2262.

    @nahomsultane2262.

    Жыл бұрын

    @@akezaberhe6216 subscribe iba gbereley

  • @user-kl1rc5ep8v

    @user-kl1rc5ep8v

    Жыл бұрын

    ይደለም ባ 👍😂

  • @user-vo2rz8tp6q

    @user-vo2rz8tp6q

    Жыл бұрын

    ይደለም 'ባ😂

  • @mera3126
    @mera3126 Жыл бұрын

    መጀመርያ ሩሑስ ኣወዳኣመት ን መላእ ህዝቢ ክርስቲያን ቀሲለ እዛ ዓመት ዓመተ ሰላም ዓመተ ራህዋ ዓመተ ብልጽግና ያ ተመስል እም ፈጣሪ ከምኡ ይግበረልና ከምኡ ወን ሰላም ን ኢትጵያን ኤሪትራን ብ ፍላይ ን ህዝቢ ኤርትራ ን ትግራይን እዞም ዘለዉ መራሕቲ ታኣልዮም ን ክልቴና ዝጠቅሙ ኣምላኽ ይሕረየልና ቀጺለ ካኣ ኣየዘራ ብሩኽ ሓድሽ ዓመት ምስ ሓድሽ መንፈስ ይቀይርኩም ።😂

  • @ngstihaylay6002

    @ngstihaylay6002

    Жыл бұрын

    🙏

  • @sarn84
    @sarn84 Жыл бұрын

    ርሑስ በዓል ልደት ይግበረልኻ ንህዝበይ ንትግራይ ትግራይ ሃገርና ሰላም ቕሳነት ይግበረልና ❤️💛🤲🙏ኣብርሃመይ ሓላል ፃዕዳ ልቡ 🤴❤️😂😂😂

  • @maahiii6
    @maahiii6 Жыл бұрын

    ብሩክ በዓል ልደት ሙልእሰላም ዬምፀአልና🙏💖 ምንጪ ሓጎሰና🥰🥰😅

  • @user-en6ro8nz9f
    @user-en6ro8nz9f Жыл бұрын

    ርሑስ በዓል ልደት ደቂ ዓደይ ሙሉእ ሰላምን ራህዋን ልህዝብና ኣብረሃመይ ለብሚዶ ግደፍ

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ይኩን ክብረተይ

  • @user-en6ro8nz9f

    @user-en6ro8nz9f

    Жыл бұрын

    @@user-ys9yj7en6v ገሬልኪ ጋል ዓደይ

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    @@user-en6ro8nz9f እግዚአብሔር የክብረለይ ልዋመይ መኣረይ♥️

  • @mebitigraweyti
    @mebitigraweyti Жыл бұрын

    ሩሑስ ባዓል ልደት ይግበረልኩም ተጋሩዋይ♥️♥️

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ይኩን ክብረተይ✝️

  • @eyuleul1850
    @eyuleul1850 Жыл бұрын

    አንካዕ አብፀሀኩም አብፀሐና ደቂ ዐበይt 🥰🥰🥰🥰

  • @wediwelday7862
    @wediwelday7862 Жыл бұрын

    እኮዕ ኣብፀሐኩም ገዛና❤️❤️💛💛🐅

  • @bertukanbertukan6397
    @bertukanbertukan6397 Жыл бұрын

    ኣሰይ ደስ ክብል ዲራማ🙏🙏🙏❤😍😍😍😍😍😍

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ይኩን ክብረተይ

  • @wediwelday2052
    @wediwelday2052 Жыл бұрын

    መዝሙር ተትገብሩ ምፀበቀ ኔሩ ብዝተረፈ እንኳዕ ኣብፀሓና

  • @user-lz7sl1iq8q

    @user-lz7sl1iq8q

    Жыл бұрын

    ብትክክል ምስ ስእሊ ኣድህኖስ መዝሙር ተዝከውን ፅቡቅ ነይሩ

  • @phili8384
    @phili8384 Жыл бұрын

    Tegaru I'm so proud of you, you r keeping your culture seriously ❤

  • @akezaghebresselassie6681
    @akezaghebresselassie6681 Жыл бұрын

    The best entertainment ever.

  • @BrhanBrhan-wc4zu
    @BrhanBrhan-wc4zu Жыл бұрын

    ዋይ ዘብርኣብርኩ ኣሕዚነምንዋ ❤️❤️🌳

  • @tgtigraweyti1231
    @tgtigraweyti1231 Жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ዙፋን ጓል ዓደይ 💛❤️

  • @lemlemkahsay8956

    @lemlemkahsay8956

    Жыл бұрын

    Enkae nbeal lidet abtsehkum mukuratey🙏🏽💛❤💛❤💛❤💛❤

  • @yekaleenat6552
    @yekaleenat6552 Жыл бұрын

    ተጋሩዋይ ሩሑስ ልደት ይገበረሊና እንዳ ግሬ ኡሙን ከም ስምኩም ኡሙናት እንካዕ ኣብፀሐኩም

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ይኩን ክብረተይ

  • @yute2286
    @yute2286 Жыл бұрын

    ከም ለማዓንቲ ሰሕቀይ አይፈልጥን ልበይ ቆስለ አይትሳአንታ ለምለም ዓይነይ💛❤😁😁😁😘

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ይኩን ክብረተይ♥️

  • @yute2286

    @yute2286

    Жыл бұрын

    @@user-ys9yj7en6v እሽኒ

  • @tsegawezam1814
    @tsegawezam1814 Жыл бұрын

    😂ተጋሩዋይ ዓይኒ አባይኩም ይደፈን💔🙏👏

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ይኩን ክብረተይ🎚

  • @tsegawezam1814

    @tsegawezam1814

    Жыл бұрын

    @@user-ys9yj7en6v ጨለ ክብረተይ ገረኪ አለኩ❤

  • @weyin12
    @weyin12 Жыл бұрын

    ከም ሎሚ ስሒቀ ኣይፈልጥን ት ፀሊም ይተኣዘዘኒ🤣🤣ሰላምኩም ይብዛሕ ተጋሩዋኒ💛❤😘

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ይኩን ክብረተይ🎚

  • @taimotgabu1377
    @taimotgabu1377 Жыл бұрын

    ሰላምኹም ይብዛሕ ተጋርዋይ ግና እቲ ስእሊ አድሆኖ ብመዝሙር ተትገብርዎ

  • @user-fh6wj8ln3c
    @user-fh6wj8ln3c Жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃኣኩም ተጋሩዋይ ፅራያተይ ❤👏

  • @user-ts9pg4qo8i
    @user-ts9pg4qo8i Жыл бұрын

    ደቅዓደይ እንኳዕ ኣሕቢሩ ኣብፀሓና እናኣብኣ ከለኩም ከምኣስተያየት ብዓልልደት እኳ ኣምላኽ እዩ ተወሊዱ ንብልኣለና እናካብ ሙዚቃ ምግባርስ መዝሙር ምግባር ምበለፀ በጃኹም ቡዙሕ ተኸታታሊ ስለዘለኩም

  • @user-ts9pg4qo8i

    @user-ts9pg4qo8i

    Жыл бұрын

    ኣብኣ ከለኹ ክኣ እዚ ቆሎዝብሃል እኳ ሰይጣን እዩ እዚሐዚ ቀልዲ ኣይብሃልን😏

  • @user-nf7ir2qt6j
    @user-nf7ir2qt6j Жыл бұрын

    ርሑሰ ባዓል ልደት እግዚአብሔር ኣምላክ ሰላም ንሃገረ ትግራይ ይግበረልና እንዳ ገርየ እሙን ሰላምኹም ይብዛሕ 💛❤🌹🌹🌹🙏🙏🙏🙏🙏🙏😍😍😍😍

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ይኩን ክብረተይ

  • @user-kp1yk3qv2x
    @user-kp1yk3qv2x Жыл бұрын

    እንኮዕ ዳሓን መፃኣኩም ዳገሬ እሙን ግን ስእሊ ኣዱሁኖ ብመዝሙር ✅ብዝተረፊ ደስ ዝብል ማሃሪ ኣዴታትና ኣብ ትግሪይ ከም ለምለም ዓይነይ ናናም ይሓማ ንድያውሎስ ምእዛዝ ክሕደግ ኡዩ ዘለዎ

  • @hawltbayru3830
    @hawltbayru3830 Жыл бұрын

    ኣየ ተጋሩዋይ ናሳሓቀይ ምክንያት ኣተ ኣነለደማ ኻግርዕ ፃዕዳ ሩዝ መስሐ ድዋዓሉኩ

  • @mkm4736

    @mkm4736

    Жыл бұрын

    😂😂😂

  • @loveyourself2406
    @loveyourself2406 Жыл бұрын

    ፀላኢኹም ዓይኑ ይደፈን ተጋሩዋኒ።

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ይኩን ክብረተይ🎚

  • @mesertwlidegergs9164
    @mesertwlidegergs9164 Жыл бұрын

    እንኳዕ ደሓን መፀአኩም ደቂ ትግርይ 😘✝️

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ይኩን ክብረተይ♥️

  • @rahelhaileadwa6509
    @rahelhaileadwa6509 Жыл бұрын

    ኣምላኽ ሙሉአ ስላም ይገበረልና እስይ ደስ ክብልካ love u so much❤ ኣብራሃምይ❤😂

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ይኩን ክብረተይ

  • @memrir4660
    @memrir4660 Жыл бұрын

    ከማኺን የርእየን ኣደታት አርትራ ድሃይ ደቀን የስማዓየን ብሰላም ይደብሶ እዚ ውጹዕ ህዝብታት መዋእ ዝደመየ ዝረበሐ ዘየለ ተኸባብርናስ ክንደይ ኮን ምጣዓመና።ሳሓቕና መልስኩሞ ክልተ ዓመት ድጠፋኣና ዕድመን ጥዕናን እንቃዕ ኣብገዛኹም ረአናኩም

  • @mkm4736

    @mkm4736

    Жыл бұрын

    ኣሜን💛👏😢

  • @sratasrata5383
    @sratasrata5383 Жыл бұрын

    እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኩቡራተይይይ❤💛❤🙏🙏🙏

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ይኩን ክብረተይ

  • @kalayumulu3308
    @kalayumulu3308 Жыл бұрын

    ለምለም ዓይነይ ሕማቅ ኣምፂኣ ለሚ 🤣🤣🤣 ኣይትሰኣኑ እንዳ ገሬ እሙን

  • @makdatube8713
    @makdatube8713 Жыл бұрын

    ደቂ ሓንቲ ልቢ ብሩኽ ሰንበት ❤💛

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ይኩን ክብረተይ✝️

  • @makdatube8713

    @makdatube8713

    Жыл бұрын

    @@user-ys9yj7en6v 👍

  • @amanuelaplus
    @amanuelaplus Жыл бұрын

    Very good and full of Eritrean/Tigray cultural comedy show. I'm already home sick.

  • @hagushmebeahatom
    @hagushmebeahatom Жыл бұрын

    እንካዕ ኣብፃሓኩም እንዳ ገሬ እሙን ሰላም ን ቅሳነትን ንዓድና የውርደልና 🙏❤️

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ይኩን ክብረተይ♥️

  • @hagushmebeahatom

    @hagushmebeahatom

    Жыл бұрын

    @@user-ys9yj7en6v ገረልኪ ❤️

  • @MusieTV
    @MusieTV Жыл бұрын

    ናይ ኣደታትና ሰስተም ፈረሰይ ጻዕዳ 😂🤣🤣 ኣብርሃም ንበይኑ ዓለሙ 😅🤣🤣🫠

  • @user-ko1ih7io7k
    @user-ko1ih7io7k Жыл бұрын

    ኣሰይ ኣብሩሸይ ደስ ክብለካ መቀረት ፊልም ርሑስ ባዓል ልደት ደቂ ሪመይ

  • @user-ko1ih7io7k

    @user-ko1ih7io7k

    Жыл бұрын

    @@d.p.5822 መን ክብል ክክ

  • @user-ko1ih7io7k

    @user-ko1ih7io7k

    Жыл бұрын

    @@d.p.5822 😁😁😂

  • @hailegebriel9760
    @hailegebriel9760 Жыл бұрын

    እቲ ክቡር በዓል ልደተ ክርስቶስ ብምስጋናን ውዳሴን ክንዲ ምብዓል ብቆለ :ዛር መልእኽቱ በሪዝክምዎ ነውሪ ዝኾነ ስራሕ እግዚአብሔር እዚ ናይ እከይ መናፍስቲ ልምምድ ካብ ምድርና ይጽረጎ ። ሕማቕ ባህሊ ሕብረተሰብ። ኣብ ድንቁርና ዘንብር ጸላኤ ሰናይ ጸላኤ እግዚአብሄር

  • @mosobart
    @mosobart Жыл бұрын

    ኣብ ኤርትራ ሓጎስ ወልድርገብሬል (ሱዚኒኖ) ኣብ ትግራይ ዘርኣብሩኽ ንፉዓት ኮመድያን ስሓቢ ገጸ ባህሪ ዘለዎም ሽልማት ይግበኦም ዩ

  • @haylelovetdf2777
    @haylelovetdf2777 Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን እንኳዕ ሓብሩ ኣብፀሐና

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ይኩን ክብረተይ✝️

Келесі