gere emun Part 26
ፈተውትን አድነቕትን ገሬ እሙን youtube channel subscribe ብምግባር አተባብዑና
Gere emun part 25👉 • Gere Emun Part 25
Gere emun part 24👉 • gere emun part 24
Gere emun part 23👉 • gere emun Part 23
Gere emun part 22👉 • Gere Emun Part 22
Gere emun part 21👉 • gere emun part 21
Gere emun part 20👉 • gere emun part 20
Gere emun part 19👉 • Gere emun Part 19
Gere emun part 18👉 • Gere emun part 18
Gere emun part 17👉 • Gere emun Part 17
Gere emun part 16👉 • Gere emun part 16
Gere emun part 15👉 • gere emun part 15
Gere emun part 14👉 • Gere emun part 14
Gere emun part 13👉 • Gere emun part 13
Пікірлер: 971
ናይ ብሓቂ ንፉዓት ተጋሩ። ካብ ናይ ትግራይ ድራማ ብሓፈሻ ካብ ዝርኣኸዎ ክንዲ ገሬ እሙን ትመጽእ የላን ።ማሃሪት ኣዘናጋዒት ኣስሓቂት ስለዝኮነት።ብዓቢኡ ክኣ ትግርኛና ከይጠፍእ ዓቢ ስራሕ ኢኹም ትሰርሑ ዘለኹም ሓንቲ ግን ካብ ቡና ምባል ሲ ቡን ምባል ይሓይሽ ሓደ ሓደ ከምዚ ዓይነት ቃላት ክእረሙ ኣለዎም ባሃላይ የ. am abel eritrean from sudan.
ነዛ ኮሞንት ተንብብ ዘለኻ ድንግል ማርያም ኣብ ሙሉእ ሂወትካ ትደግፍኻ ብሩክ ሰንበት ከዓ ።
ብትግራውነቱ ዝሕበን እስከ✌✌
ሐጂ እየ ሓሪሰ ላይክ ደስስ ኢሉኒ አሎ ክልምነኩም ❤😋
እንዳ ገሬ እሙን እንኳዕ ዳሕን መፃእኩሞ
ኣነስ ብዙሕ ኮመንት ይፅሕፍሞ ላይክ ግን ዘይትህቡኒ ዋላ እንዳ ገሬ ልቢ ዘይትህቡኒ 💝
Ata ketebuduni ikum mara ye zeftwekum so Fanny 🤣 one love 🇪🇷
መፂእኩም ዶ ሓላላት ፍጥረት ዘይሎማዓንቲ ለሚነኩም አይፍልጥን ዋ ብሱም ጀጋኑና አዲስ አበባ ዝከድ እስኪ ላይክ ሃቡኒ
Nay lomi mara teshk Bhaki i can't stop laughing haftkum 🇪🇷🇪🇷
ኣቱም ነዞም ዓጋመ ማራ እየ ዝፈትወኩም ሓዉኹም ወዲ ኤረይ እየ ካብ ውሽጢ ኣስመራ እየ ዘለኹ ❤❤❤❤👍🚥🌯🍒💖💗 ላይክ ሂበኩም ኣለኹ ኬፍ ኣለኩም
ኣጆኩም ቀጽልዎ ቢፍላይ ዘርኣብርክ ለምለምን ማራ ኢኩም ደስ ትብልኒ
አንዳ ገሬ ኡሙን አንካዕ ብሰላም መፃኩም ዝተባረከ ሰንበት ይግበረልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
❤ብጣዕሚ ጽቡቕቲ ፊልሚ ተቅሩቡልና ኣለኩም ፡ ተስሑቁና ኣለኩም ስሓቅኩም ይብዛሕ !!
Welcome በረከታ ናይ ቅድስቲ ማርያም ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን ኣሜን።
Bewinhat xhaaak muwtyee, ewye shaet zegberooo. 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣. Ab adis ababa kwolako sheat nay majimryah gezye kmewoo geroni nerooo dekas yeligy galye yalye eway deramaa betamye turgom zalweoo. Bravo Gere hawye 👍✌️👏👏👏👏
ዋው አታ ኖማዓንቲማ ሞይት ብሳሓቅ አጆኩም በሩቱዑ 👍👍🌹🌹🌹
ጫት ዝባሃል ካብ ሽሻ ካብ ትግራይ ክጠፍእ ኣለዎ መንግስቲ ሓላፍነት ወሲዱ ክስርሕ ይግባእ ወጣትና ክባላሾ የብሉን ሓንቲ ሃገር ወጣት እንተዘይሃልይዋ ሞይታ ማለት እዩ
እኔ አቅሙ ቢኖረኝ በአማርኛ አስተርጉሜ ለኢትዮጵያ ህዝብ አቀርበው ነበር ማውራት ባልችልም ትግርኛ መስማቴ በጣም ጠቀመኝ ዘና እያልኩበት ነው !!
ዝተባረከን ፡ ዝተቀደሰን ሰንበት ይግበረልና ፍቁራት የሕዋተይ
እዋይ እዛ ና ምቺ እባ ክትኸፍእ 🙉😂😂😂