gere emun part 20
ፈተውትን አድነቕትን ገሬ እሙን youtube channel subscribe ብምግባር አተባብዑና
Gere emun part 19👉 • Gere emun Part 19
Gere emun part 18👉 • Gere emun part 18
Gere emun part 17👉 • Gere emun Part 17
Gere emun part 16👉 • Gere emun part 16
Gere emun part 15👉 • gere emun part 15
Gere emun part 14👉 • Gere emun part 14
Gere emun part 13👉 • Gere emun part 13
Пікірлер: 1 000
ነዛ ጽሑፍ ተንብብ ዘለኻ
ያ ማራ ደቢሩኒይ ነይሩ እንዃዕ ዳሓን መጻኩም ንበቲይ ሃይላይ ዝፈቱ ላይክ እሰከ ደፉዑኒይ ብሩክ ሰንበት ይኩነልኩም ኣሕዋተይ ብሓበራ ኢትዮ ኤርትራ
ገለ ዓይነት ፍልም ኣመና ጽብቅቲ"
•••ደቂ ኤረ''' & ትግ''' የሕዋት/ኣሓት
ሰበይተይ ጥንሲ ሒዘ ኢላትን ለማዓቲ ኢሞ ተሓጉሰ ኢየ ዘለኩ ኢሞ ላይክ ላይክ ኣሓዋተይ።
ቀዳማይ ኣለኩ
ኣታ ንዓይሲ እዞም እንዳ ዘርኣብሩኽ ዓይነይ ብስሓቅ ክቐትሉኒ እዮም
Good job guys love from eritrea🇪🇷🇪🇷
This is one of the best comedy show in east africa habesha sosiety
Ata ezi zereabruk ayney neay keshq eyu tefetiru 😂🤣😂😂🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
4ሚልዮን ፍቅሪ ዝደሊ እምበር 4ሚልዮን ገንዘብ ዝደሊ ንየው ይበል ክክክክ ገሬ መቅሰን በቅሊ ኣላትና 20ዝዓመታ ክክክክ
ድሙን ኣንጭዋን የታዓርቅ እታ ድሙ ኮ ቁሩብ ትዕንቅጽ ያ ስለ ትጠሚ kkkkkkkkkk ኣላ ጆኬር ሽኮር
ሕቶን መልስን
Tigray eritrean zfetu ske like nay senbet
ንቤቲ ሓይላይ ዘሐቢ like ገሩ ናር የብለኒ ኢስከ
Tgraway and Eritreawi tray sabskrayb gber🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇻🇳🇻🇳🇻🇳
እባ በስምኣም ተሳቅየ ብናፍቆት ገሬ እሙን ድራማ ኣይትደንጉይና ይቅርታ ተቀዳዲመ ናብ ነቀፋ አቲየ ንመላእ ተከተልቲ ክርስቲያን እንካዓ ኣብፀሐና ንበዓለ መስቀል ዘበነ ፍቅርን ዘበነ ሰላም ይኩን ኣብ ኩላና
"ክርስትናኹም አብ ባንኪ ደዮ ሐሊፉ ዋላስ አብ ቤተክርስትያን"ጌሬ ንያ ጆከር,😂😂😂
ዋውውው ናይ ሕማመይ መፂኦም ኣበይ ኣለኩም ኣድንቅቲ እንዳ ገሬ እሙን ላይክ ኣዱይኒ
ን ገሬ እሙን ንጆኮር ንቤቲ ሃይላይ ዝፈቱ ላይክ