Gere emun Part 27 ገሬ እሙን ክፋል 27
Комедия
ፈተውትን አድነቕትን ገሬ እሙን youtube channel subscribe ብምግባር አተባብዑና
Gere emun part 26👉 • gere emun Part 26
Gere emun part 25👉 • Gere Emun Part 25
Gere emun part 24👉 • gere emun part 24
Gere emun part 23👉 • gere emun Part 23
Gere emun part 22👉 • Gere Emun Part 22
Gere emun part 21👉 • gere emun part 21
Gere emun part 20👉 • gere emun part 20
Gere emun part 19👉 • Gere emun Part 19
Gere emun part 18👉 • Gere emun part 18
Gere emun part 17👉 • Gere emun Part 17
Gere emun part 16👉 • Gere emun part 16
Gere emun part 15👉 • gere emun part 15
Gere emun part 14👉 • Gere emun part 14
Gere emun part 13👉 • Gere emun part 13
Пікірлер: 796
ሎሚ ድሕሪ 9 ዓመት ምስ ማማ ተራኺበ ከማይ የማስልኩም ገጽ ትፍትውዎም ስድራኹም የሕቅፍኩም ።
@user-nu7sh7mt6s
4 жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ሙቁራት
@hd-fm5tz
4 жыл бұрын
ትዓድልክ ኣነ ምስ ማማ ተፈሎኹ 7ዓመት ንፊቅ ኣብለያ
@Seb15
4 жыл бұрын
ማንቻዊ 69 እንካዕ ደስ በለካ/ኪ ደስ ይብል 🙏
@Peace-zf1br
4 жыл бұрын
Congratulations Ani 12 amet gara alku ms aday kabzay reakb
@user-um8dd5el4h
4 жыл бұрын
እንካዕ ደስበለካ
ፆም እኮ ኣትዩ ፅቡቕ ናይ ፆም ግዜ ን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ተከተልቲ 👇 👍👍👍 ኣይትረስዑ
@birktaytr.e1258
4 жыл бұрын
Kab lemaanti jemru diyu tsom
@tesfayteklay1695
4 жыл бұрын
ኖኖ ካብ ፅባሕ ንጉሆ (ሰኑይ) ብ ግዕዝ ኣቆፃፅራ ሕዳር 15 ኩሉ ግዜ ዩ።
@birktaytr.e1258
4 жыл бұрын
thank you brother
@Peace-zf1br
4 жыл бұрын
Ewayy tugdayy measy jamru Temali telulat balie
@Seb15
4 жыл бұрын
ኣሜን ዝሓወይ
ለምለም ዓይነይ ክፈትወኪይ ሰናይ ሰንበት ደቂ ዓባይ ትግራይ💖💛💖💛💖💛💖💛💖💛💖💛💖💛💖💛💖💛💖💛💖
@user-zy7nm8vn6r
4 жыл бұрын
ኣሜን(3)ማዓረይ ዋላ ኣነ እየ ፍትው ዘብላ💖💖💖💞💓💖💖💖💞💞💕💞💓
@user-lj3gz8rf1x
4 жыл бұрын
@@user-zy7nm8vn6r ትፍቶ እያኮ ጥ ዕምቲ ላዛ ወለላ መዓር ዝኾነት ምቅርቲ እያ ብጣዕሚ ዝያዳይ
ነዛ ኮመንት ተንብቡ ሰናይ መዓልቲ ፅቡቕ ምጅማር ፆመ ነብያት ትምኒት ዝሰምረሉ ይግበረልኩም ሳብስክራይብ ኣእውዱኒ
@mebrhitberhe9816
4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@a.g751
4 жыл бұрын
Amen amen amen
@hanafere62
4 жыл бұрын
Amen amen amen
@dontwoorybehappy8865
4 жыл бұрын
Amen
@wezefabraha8965
4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
ደቂ ትግራይ ዓደይ ሰበይተይ ሓሪሳ ላይክ እባ ሃበንዩ
@zenebugebrekidan
4 жыл бұрын
በል ክርስትና ከይትርሰዓና😉😉😉😉
@nahomnahom7204
4 жыл бұрын
@@zenebugebrekidan ጸገም የለን
@febenandemeskel8301
4 жыл бұрын
Enukae mariam mharia
@yordigaltigrayselammskulu2399
4 жыл бұрын
እንኳዕ ደስ በለኩም ክሳብ መፂና ንሪአኩም😍
@nahomnahom7204
4 жыл бұрын
@@yordigaltigrayselammskulu2399 ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Welcome ደቂ ትግራይ መዓረይ ናይ ለምለም ዓይነይ ዘብርኣብሩክ ዓይነይ ኣድነቅቲ Like
@Peace-zf1br
4 жыл бұрын
Kulu gezza zerabrik eki tebli Kulom nefat Eyam Beayy wegen dema geri and betty best workers
@ermilove685
3 жыл бұрын
ሓፍተኒ
እርጉዝ ነኝ ላይክ ናፍቆኛል ላይክ ስጡኝ👍👈
I’m from Eritrea 🇪🇷 nice work deki tgray kexlwo keep going 😀👍🏼👍🏼👍🏼
እንካዕ ደሓን መፃእኩም ሙቁራት ብሩክ ሰንበት ይግበረልና ፀሎቶምን በረኮቶምን ኣባ ኣምነኣረጋዊ ኣይፈለየና ኣብ ስደት ለለና እውን ስደትና ኣሕፂሩ ብሰላም ይምለሰና ንዓካትኩምለ ኣብ ስራሕኩም ኣስልጦ ኣብ ሂወትኩም ሰላም ይምንየልኩም ሙቁራት ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏
ሰላም ደቂ ዓደይ ምቁራት እንኳዕ ንክብረ በዓል ኣቦና ኣብነ ኣረጋዊ ብሰላም እብፀሐኹም ስደት ዘለና ስደትና የሕፅረልና ንዓድና እውን ሰላም ይሃበልና ፈጣሪ እንዳ ገሬ ደሞ ቀፅሉሉ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ እዩ
@user-pt1od2ue2d
4 жыл бұрын
አሜን❤((3))
@hrithailay5904
4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@user-sk4dd4gq7s
4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@bereykahsay2628
4 жыл бұрын
Filimawit Aregawi amen amen amen
@safiqsajab8520
4 жыл бұрын
ኣሜን
*ተጋሩ ሽኮሪናታት ብስም ገሬ እሙን like & subscribe ኣግርጭው* ገሬ ሰነፍ ኣፍቂረኪ ኒኤኹ ልካ ቶግ ዘይተብለላ
@MrBrhan
4 жыл бұрын
ሂበካ ኣለኩ ክቡር ሓው
@user-zy7nm8vn6r
4 жыл бұрын
ኣግርጭው ዛሓወይ ማዓረይ👍👍👍
@user-ns5nd6uy8m
4 жыл бұрын
Bezi kea rekibeka mehazay mearey
ቀዳመይቲ እየ ሎሚ like ከይጸቐጥኩም ከይትሓልፉ ፡ ሰናይ ሰንበት ፈተውቲ ትግርኛ💟❤️
@user-ot8xz9vy3j
4 жыл бұрын
ቀዲውኪ ሓፍተይ
@danieshew
4 жыл бұрын
ነዋሓቲ ኢድ ለገስቲ ንዝለመነኩም ዋሃብቲ ዕጽፊ ምእዛት እንድኹም መኻፍልቲ ሰብስክራይብ ደልየ ካባኻትኩም ቻነል ክፈትሕ ከዛናግዕ ናዓኹም pls subscribers Subscriber subscribers
@rahelrahel8397
4 жыл бұрын
Bruk senbet
@samrawit7393
4 жыл бұрын
❤❤❤
@merilove8023
4 жыл бұрын
Breku sanbet marey
ዘርአብሩኽን ገብረሂወትን ካብ ዝፈትዎም ተዋሰእቲ ። ፃዲቁ አባታችን አቡነ አረጋዊ ከክፉ ሁሉ ይጠብቀን አሜን።
@user-nu7sh7mt6s
4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@user-uy9zi5jb7w
4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን አሜን ማሬ🙏🙏🙏🙏😍😍😍
@azemeraazemar1543
4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@user-tn9yq3qx4u
4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@user-hb1id3vu4u
4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ነዛ ድራማ ጌና ከይራእኽዋ ከለኹ'የ like ዝብላ:: ክሳብ ክንድዚ'የ ዝህንጠያ: ጌሬ እመን: ኣያ ዘራእብሩኽ👍👍👍
@user-yk5fp9of6l
4 жыл бұрын
Ane ewn
ተጋሩ ኣሕዋትና ኣጆኩም በርትዑ ካብ ኤርትራ
@user-og4ok5fr9i
4 жыл бұрын
👍
@abrehagabresgihar3360
4 жыл бұрын
😍
@user-tn9yq3qx4u
4 жыл бұрын
🇪🇷👍
@omexhabeshawi6337
4 жыл бұрын
Sekit wgin tgraway tekemati Eritra bel gumama
@frejohn9107
4 жыл бұрын
❤😘R
ንገሬ እሙን ንቤቲ ሃይላይን ዝፈቱ ላይክ ሃቡኒ ሓውኩም ኤርትራዊ ሰናይ ማዓልቲ
@user-hc1vc7fv9i
4 жыл бұрын
ላይክ ትፈቱ ዲኻ ኻልኣይ ዶ ለ ኽደግመካ ብሽም ወዲ ኤሪ
💖💖💖ክክክክ ኣታ ሎሚ ገሬ ዝረኸቦ በቱይ ቤቲ ትብላዕ ብቱይ ጆኬር ቅርሹ ተዘሚቱ ❤ቤቲ ሽኮር ኣይሃፀፅናን ዶ..ይይ...ተጋሩ ሓላላት ከመይ ድኹም ዉሽጠይ በቃ ኩሩዓት🇪🇷🇻🇳👍👍👍👍👍👍👍ሰላም ንዘን ኣዴታት እዚኣተን ይኹን
I am in love wiz this movie lol 😂 good job guys keep it up. Love from 🇪🇷
እንዳ ገሬ እሙን ብሩኽ ሰንበት ይግበረልና👌❤😍😍😍 ጋል ዘጌ ተናፊቃ ነይራ😂😂😂😂
@user-bn9vs5yq3p
4 жыл бұрын
ንኣየይ ክትብል እያ መፅያ 😂😂😂
@user-og4ok5fr9i
4 жыл бұрын
@@user-bn9vs5yq3p 😂😂😂
ናይ ቀዳማይ ዝራኣክዋ ላይክ ኣይትሕመቁ
ከምዚ ከማይ አቦይ ዘብራኣብሩኽ ና ለምለም ዓይነይ ትፈትው ደለኹም
@abasshamie916
4 жыл бұрын
Nay hlmey gal
ሰላም ናይ እግዝኣብሔር ምስ ኩላትኩም ይኩን ።ዝተቀደሰን ዝተባረከን ሰምበተ ክዳን ይግበረልኩም ነዛ ኮሜንት ተንብቡ ዘለኩም የሕዋት ❤❤❤❤❤❤
@user-dk6ee9eu5q
4 жыл бұрын
ሰላም ንዓኩም
መርሓባ ደቂ ማማ ትግራይ 🇻🇳🇻🇳🇻🇳 ንኩሉኩም ህዝቢ ክርስቲያን & ሞስሊም ብሩክ ማዓልቲ ይገበረልና ኣሜን(3)🙏
@alenawaltaeritrean1367
4 жыл бұрын
Amen (3)🌹 🌹 🌹 🌹 🌹 🙏🙏🙏
@almazgiday9935
4 жыл бұрын
አመን ማዐረይ
ስደት መኚኙና ኣቱም ሰባት ኬፍ ኣለኩም እንዳ ገሬ እሙን
@user-yk5fp9of6l
4 жыл бұрын
Kkkkkk omg
@user-oc4up5dm3k
4 жыл бұрын
Kkkk kulna eyu hawey ajoka tray
ዝተባረከን ዝተቀደስን ሰንበት ይግበረልና ኣንታ ስምዕዶ አብ ይቱብ ድዩ ስራሕኩም ዋእ ቀዲምኩኒ ላይክ ዝሃበኒ ኣዲኡ 1000 ዓመት ትንበረልካ/ኪ
@zenebugebrekidan
4 жыл бұрын
😂😂😂😂😂😂
@sjsj4853
4 жыл бұрын
አሜን
@user-od4xs2jh2d
4 жыл бұрын
Kkkkkkkkk ፀሎት ብላይክ ድዩ ኮይኑ
@user-oo3lq8tx3m
4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም እንዳ ገሬ እሙን ። ፍቅር ደስታን ዛዓሶሎ ሰንበት ይግበረልና የሕዋት።
ብቋንቋ ትግርኛ ትሕበኑ ሰብስክራይብ ግበሩና
@yetmale281
4 жыл бұрын
gahaf
@user-nu7sh7mt6s
4 жыл бұрын
ገይረልካ ኣለኩ ብስም ትግራይ
@alenawaltaeritrean1367
4 жыл бұрын
👿👿Tagrawy qomal
@erimannerimann112
4 жыл бұрын
ኣነ ማራ ይኮርዕ ብ ትግርኛ
@user-fq5pg1hs7i
4 жыл бұрын
@@alenawaltaeritrean1367 ayfeletkayon ember nbalika eu tserifka
ስሰናዩ ናዓኹም ኣብስደት ዘለኹም ኣሕዋት
@user-zy7nm8vn6r
4 жыл бұрын
ኣሜን(3)መክሰበይ🙏🙏🙏💕💗💓💖💖💖💞
@amenamenamentemesgenfetary8308
4 жыл бұрын
Amen amen amen
መን እዩ ከማይ እዛ ሲትኮም ዝተመቸወቶ? ስለ ገኜ እሙን ክትብሉ እስከ like ወቅጡኒ!!
እንቃዕ ብድሓን መጻኩም ደቂ ዓደይ ማዓረይ ኣጀኩም ቀፅልዎ ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ እዩ። ብትግርኛ ጥራይ ሕዝኩም ምፅና ቃንቃና ኪዓቢ ኣለዎ። ኣነ ሓዉኩም ኤርትራዊ እዩ ወዲ ኣከለ ጉዛይ እየ። ኣነ ን ህዝቢ ትግራይ ብጣዕሚ እየ። ዘክብረኩምን ዝፈትወኩም ኣብ ትግራይ በሊዐ ሰቲየ እየ። ህዝቢ ትግራይ ፈቃር እዩ። ስደትና የሕፅረልና የሕዋተይ 🙏🙏🙏
@segarentertainment1212
4 жыл бұрын
ኩቡር መጠን ነብሱ የኽብረካ ። የቐንየልና ወድኹቡራት 🙏🙏🙏
ቅቅቅቅ ወይ ሎሚ ኣያ ዘረኣብሩኽ ዛኪ ኣታዮ ከመይ ዝበልኩም መቁራት ስድራ ኢኹም👍👍🇻🇳🇻🇳🇪🇷🇪🇷👍👍👍💖❤💖❤👍ሰላምኩም ይብዛሕ
ርግኣት እባ ላበይ ገዲፍኪሞዋ ከፍ ኣለዋ እዩ ኣይትግደፍዋ
@merrytube8231
4 жыл бұрын
Mara Eunet keftwa
@alambradani2259
4 жыл бұрын
Good Plaza: “ kef alewa eyu” 😂😂😂 eska wn kef aleka 😂😂😂
ዝተቀደሰን ዝተባረኸን ሰምበትይግበረልና ንኩሉኩም ህዝቢ ሓበሻ ስደትና የህጽረልና ፍቕርን ሰላምን የውርደልና ምረቓ ከይሃልፈካ/ኪ ምረቓ ዝፈቱ #like ረጊጹ ይሕለፍ ሓወይ ሓፍተይ ኩልኻ ።
@Seb15
4 жыл бұрын
ዘመንካ ይመለስ ጣኒቆይ ኣሜን ሰላም ንዝምነ ኩሉ ሰላም ይሃቦ ክበረይ
@theonly3409
4 жыл бұрын
💐🌷🌹🌹🌼🌺
@user-lc7tk2yw7t
4 жыл бұрын
Amen
@user-er8sj3qt9i
4 жыл бұрын
🌹🌹🌹🌹አሜን አሜን አሜን 🌹🌹🌹🙏🙏🙏👍
@user-hc1vc7fv9i
4 жыл бұрын
ምርቓ ብላይክ ድዩ ኮይኑ ሰበይ kkkk
ደቂ ትግራይ መዓረይ ሰናይ መዓልቲ ሰንበት ይኩነልና አብ ስደት ዘለና ውን ስደትና የሕፅረልና 💖💖💖
እንቓዕ ብሰላም መጻእኹም ደቅዛ ቅድስቲ መሬት
ክክክክክክ ቤቲ ተጠንቀቂ ናይ መወዳእታ እያ ክክክክክ ኣነ እንታይ ክገብሮ የ ኣዚ ገሬ ወዲ ቀሺ
eway eza akeza kef zelewa azerarba tefetro eyuuu kkkkkkkkkkkkk 1000 likes kiki habuley
😂🤣😂 I love you 💕 Tigray 🥰 I am from Eritrea
ngere emun zfetu tray abzia 👉☝️👍
ሃሃሃሃህ ስርዓት ግበር መንኪስ ሽም ሰብ ይከበር እንኳዕ ብሰላም መጻኩም ድማ
እንዃዕ ብሰላም መፃኹም እንዳ ገሬ እሙን ብሩክ ሰንበት ህዝቢ ክርስትያን
ብሩኽ ሰንበት ደቂ ዓደይ ❤️
Bruk senbet ntekatatelyi eza film, nana tkewn hadas amet ygberelna. Blessd Sundag
Amnaregawi yhalkum yehwatey buruk sunday ygberelkum hawkum eritrawi
well አንዳ ገሬ ኡሙን ረኢቶ ኣለኒ መንካሰ ዝባሃል ተተውፁኡዎ ይምረፅ።ቤቲ ካዓ ሙዳ ጠፊኡ ብሓፈሻ ካዓ ከምቲ ናይ መጀመርታ ዘሰሕቅን ዝህንጥይን ኣይኮነን ክትማሓይሹ ተሰፊ ይገብር በርትዑ የቅንየለይ።
ዝተባረከ ሰምበት ይግበረልና እግዚአብሔር አምላክህ
ብሩኽ ሰንበት ይግበረልና ይገብረልኩም ገርየ እሙን ፈውሲ ልቢ እስከ ንገረ እሙን ዝፈቱ like ኣግርጭው ብሉለይ!!!
እሰየ ደቅአደየ ማዓረይ እንኮእ ብሰላም መፃኹም ገሪ እሙን
Ndeki tgray zfetu like eski ngber deki er meley🌏❤❤❤🇪🇷👇
ዝተባረኸን ዝተቐደሰን ሰንበት ኣውዕለና ደሃይ ዝተሸገሩን ዝጠፍኡን ወገናትና ጠጥዑሙ የስመዓና::ስደትና የሕጽረልና ምረቓ ወለድና ኣይፈለየና.......ደቂ ትግራይን ኤረይን ኩሑሎ Subscribe አሕፍስ አቢልኩም ተወከሱና ሓድሽ እያ ዛ 'ቻናል
@user-hc1vc7fv9i
4 жыл бұрын
አንኻ አንበር kkkkk
@user-rb7is7bv7o
4 жыл бұрын
Amen amen amen
@user-gb6zc1to6p
4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን!
@ydfuufght895
4 жыл бұрын
ኣሜን
ቨጃኹም ወዲቶም ብመንነቶም ዝኾርዑ እየ ላይክ ሃቡኒ ማራያም ድንግል ምሳኹም ትኹን
@user-hc1vc7fv9i
4 жыл бұрын
ኣሜን
Nezia tenbb zelekaka/zeleki ztebareketn zteqedesetn Senbet ms Familika ygberelka/ygberelkii❤❤❤
ብጣዕሚ ደስ በሃልቲ ዘራብሩኽን ጆከርን ማራ ዘድንቖም ተዋሳእቲ ፡ብዝያዳ ኣጆኩም በርትዑ ኩልኩም ንፉዓት
ፍስሃ ዝዓሰሎ ምዓልቲ የውዕለና ቡሩካት❤️❤️❤️
@frehiwettesfamikael5964
4 жыл бұрын
Amen
@aill8641
4 жыл бұрын
ኣሜን
@amenamenamentemesgenfetary8308
4 жыл бұрын
Amennnnn
Welcome enda gere emun Ztebareke senbet ykunelna Habayb
ሰናይ ሰንበት ኣብ ስድትን ዓድን ዘለኩም መላእ ተጋሩ ኣሕዋተይ😘😘👏
@blen9505
4 жыл бұрын
Amen mkrti
@amenamenamentemesgenfetary8308
4 жыл бұрын
Amen amen amen marrr
@abrahamberhe8062
4 жыл бұрын
Amen konjo
ፈተውቲ ኣያ ጆኬር like መጥዉለይ
Kisab zireyo enkuae bidahan metsekum. 🤗🤗 Bruk senbet dima yikunelna deqi Tigray halal.
ክክክክክ ቤቲ ግደፊ ንገሬ ተረድኡሉ
ቡሩክ ሰንበት ይግበረልና ገሬ እሙን ኣዚያ መሳጢትን መዛናጋዒትን ቀጽልዎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ።
በጃኩም ነዚ ገጣማይ እየ ዝብል ዘሎ ሰብ ኣጥፍእዎ ካብዛ ፊልም
@user-cc6rl1nb5l
4 жыл бұрын
እወ ሓቅካ አለካ ብዝሕ አይኮነን
@helenwelsenkel7335
4 жыл бұрын
Kkkkkk
@zufanhadush3615
4 жыл бұрын
ኣየጥዕመሉይ ክክክክክ
@user-xh7gg2hu1b
4 жыл бұрын
ክውዳኣካ ሚሽ ክምገለ
@muluraya7497
4 жыл бұрын
እወ ቡዙሕ ምስቲ ድራማ አይከድን ደሞ ንበቲ ንሱ ከይወስዳ ሕድሪ ንገሬ ትኹን
ሰላም ደቂ ዓደይ ጥዑማት ❤❤❤💔💔💖💖
ዋው ዌልካም ደቂ ትግራይ ኣጆኩም እንዳ ገሬ በርትዑ👍👍👍
ዝተባረከን ፡ ዝተቀደሰን ሰንበት ይግበረልና ፍቁራት የሕዋተይ
*welcome እንዳ ግሬ እንካዕ ዳሓን መፃኩም ብሩክ ሰንበት ካዓ ይግበረልና 🙏*
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ደቅዛ ሓላል መሬት ዝተባረከ ሰንበት ይግበረልኩም ለምለም ዓይነይ ዘብረኣሩክ ዓይነይ ክንደይ ድየ ዝፈትዎኩም 100%ፍትዉትዉ እየ ዘብለኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ
ዋው እንዳ ገሬ እሙን ሽኮሪናታት 🌹🌹🌹🌹🌹👍👍👍👍👍
Mindmew GnaGna yemilew sewyew hahahhaha ene tinish tinsh semalhu gin bizu algebagnim betam wodachiwalhu Birkiti Beti hahahaha
ቤቲ ሃይላይ ማዕቢላ ንገሬ እሙን ክትሽንድሖ ድያ ደልያ ካብ ገሬ ናብ ገብረሂወይ ተቐይራ ስሙ። ፍቕሪ ዕውር ዝብልዎስ ክምዚ ኢዩ። ገሬ ሓወይ ዝሒልካ ። ቦግ ኣቢሎሙልካ ደቂ ሹቅ ብግጥሚ እኛኸሽከሹ ። ብዝኾነ ጽብቕቲ ድራማ ይከታተላ ኢየ በርትዑ ። ግርኛ ይዓምብብ።ኤርትራ።
ሰናይ ወሰላም ዝዓሰሎ ሰንበት ይግበረልና
ጆኬር ግን ኣብ መንገዲ ድዩ ዝነብር
@user-bn9vs5yq3p
4 жыл бұрын
ክክክክክኽኽ
@Londonuk2285
4 жыл бұрын
Kkkkk
@dontwoorybehappy8865
4 жыл бұрын
😁😁😁😁
@sohkaomed9127
4 жыл бұрын
Kkkkkkkkkk ሞይተ ስሓቕ
@user-od4xs2jh2d
4 жыл бұрын
Kkkkkkkk
አይሃጸጽናን ዶ ላሎላሎ ክክክክክ
ልኮነ ኮይኑ ይፈትወኩም እየ በርትዑ ሃማይ ትፈትዎም ረጊፅኩም ሕለፉ😊
Wellcome,and bruk senbet ygberelna 😍
ደቂ ዓደይ ማዓረይ ከመይ ድየ ፍትውትውውውውው ዘበለኩም ቀፅልሉ
እንካዕ ዳሕና መፃኩም ናይካቱምሲ ዋ ላደጋገምካ ይረእ
ዋዋዋ ልኩልኩም ተዋሳእቲ ገሬ እሙን አድናቂትኩም እየ አከዛ ደባሪ አነጋ
ኣታ እንኻዕ ብሰላም መፃእኩምና ናፊቅና ነይርና
ገሪ ሽካር ጉድ ረኪብካ ብት ሀላይ አምሊጣ ክክክ
መደብኩም ብጣዕሚ ኢየ ዝፈትዎ ማሃሪ ኢዩ ግን ኣብ ገለ መሰልቸው ኣለዎ ን ኣብነት ኣብ መስቀል ዝነበረ ብዛዕባ ናይ ደርሆ ዝተፈጥረ ባእሲ ገሪየ ክፈልጦ ይግባእ ነይሩ እቲ ሚስጢር ኣብ ዝቅጽል መደብ ማለተይ እንደገና ቤቲ ምስ ገሪየ ዝተባእሱሉ ኣብ ዝቅጽል መደብ ብዘይ ወላሓደ ነገር ታዓሪቆም ብድሕሪኡ ውን ናይ ጫት ዝሰተዮ ገሪየ መዕለቢኡ ምስቶም ሰባት ከ ሓፈሻዊ ካብ ዝተቃረጾ ክቅጽል ኣለው
እንካዕ ደሓን መፃእኩም እንዳ ገሬ እሙን #ብሩክ ሰምበት ተናገርቲ ትግርኛ ብምሉእኩም💗💗💗
መፂኩም ኣቱም ድቅዛ ሓላል መሬት ኣባይኩም ይደፈን ድቂ ትግራይ
It's funny to see more comments than the views ! Sesunilna sti deki adey weyno!
ዳገሬ ሰላማትትትት እንኳዕ አብፀሐኩም ልፆመ ልደትትት ኣብዘለኩምዎ ሰላምኩም ይብዛሕ😗❤❤❤
ውልቃዊ ሪእይቶይ ! ን ተክሊሽ ወይ ( መንኪስ ) ወይ ኣውጺዎ ወይ ካልእ ግጥሚ ወይ ስራሕ እንተትህብዎ ኣይምሓሸን ዶ ? የቀንየለይ
እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ሽኮራት
Bruck senbet enka bselam mesakum schkorinatat 😍😍
ILovey tigray film gere emun ❤❤❤❤❤❤🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳👈
እንዳ ኣያ ዘብራኣብሩክ ክፈትወኩም ኮ ማዓት የ።
አይፈጠናን "ዶየ "ላሎሎሎሎሎሎያያያያያ......ሃሃሃሃሃሃ ቤቲ ሃይላይ ሕጂ ናብ ቦታኪ መፂኪ አለኪ በዚአ ቀፅሊ...... ነዳለዉቲን አለይትን ዛ ኮሜዲ ድማ አብ ኢዲት አጋብራ አፅፊፍኩም እለይዎ .....ሰላምን ጥዕናን ንኩሉኩም እምነየልኩም ክሳብ ቀፃሊ ንራከብ ...... አትትትትትትትርርርርርንንንንንን
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም 👏👏👏
Enka bselam mexakum gery emun ❤💚💛💟👍
Welcome gere emun
Like habun
ክክክክክክ ለማዓንትስ መስሓቂት ብጣዕሚ 😂😂😂
እንታይ ኮይነማ ህራስ ኣቢኒ እለ ለከስ ቀዲምኩምኒ ኮሜንቲ 👍 በሉ ሃብኒ 😀
@Seb15
4 жыл бұрын
ዳኒ ሓዊ ፍሽ ኣሕልፍዎ ንቅድሚት ክንብሎም ኢና ጸገም የለን ደቅስ ድኣ ዝሓወይ
ሹከራት. ገሬ. አሙን. በትዬ. ጆከር ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ከተቃርፅዋ ትግራይ ዓደይ ሰላምኩም ይብዛሕ ተካታተልቲ ካኣ ላይክ ኣትሕመቁ ደስ ትብል ፍልሚ እያ።
Wwwwww well come back enda gere eumun
Kkkkkkkkkkkk እናተ ባትኖሩ በምን ዘና ፈታ እንል ነበርን ሰላምን ይብዛላችሁ