I love betty’s act she’s so funny.Please give her opportunity to participate in more roles. Dehar si equa felite wa lol dehar si equa felitkumni wa,,,dead😂😂
Ya ane bzuh filmi riye mo aykemzian meshak zkonet film btami Des zbl srah adnikekum malet Nay bhaki zkoreye Seb teheds eya so edmen tnan nkulu ftur part 19 bhankewuta yxbe
Пікірлер: 1 000
ን ወዲ ቀሺ and ቤቲ ሃይላይ ዝፈቱ like ኣግርጭው ኣብሉ ዝፈልጦ ተኣምር የብልየን ወዲ ቀሺ
@yonatanhabte3188
4 жыл бұрын
ኣበይ ትፈልጦም ሎቅማጽ
@OneDay-it5vc
4 жыл бұрын
@@yonatanhabte3188 kkkkkk wedi ami zemdey endeyu lata umun eye ko zebahl
@gonetseadhanom3961
4 жыл бұрын
btaami xbuk comedy
@user-wh2up2mj9h
4 жыл бұрын
feruz efrem zifelto teamir yebleyin wedi trungi gida rigeat sebeytey nafikeya tefia 😁😜
@godisaltijdmetmijfeven2877
4 жыл бұрын
@@OneDay-it5vc ክክክክክክክክ መሕጎስ ዝፍስልጦ ትኣምራት የብለይን ወዲ ቀሺ ዋ ክክክ
ብሓቂ ሎሚ ክንቀያየም ኢና like እተዘይሂብኩምኒ ሰላም ወሰናይ ንኩላህኩም ምድረ ሓበሻ።
@mytigraylove9621
4 жыл бұрын
ክክክክ
@rigbetube1077
4 жыл бұрын
Kkkkkkkkkkkk hibna Alena.
@bariatventertainment657
4 жыл бұрын
@@rigbetube1077 hhhh ይወከፈልካ ግን ሲ ዝሃበ ሂበይ ኣይብልን ዮ
@luulgebremichael9149
4 жыл бұрын
Hlna alona bashay tekeyami
@degenitkefubezezeminpia1826
4 жыл бұрын
Kkkkkkkkkk😂😂🤔
ጌረዋይ ዳሓር ሲ ካ ፈሊጠ ቤቲ ሙካና ሃየ በሉ የሕዋት ድሕሪ 7 ዓመት ምስ ስድራይ ይራከብ ኣለኩ ላይክ ከይገብርኩም ከይትሓልፉ
@user-bl4ej9nq7j
4 жыл бұрын
እንቃዕ ደሰ በለካ ንኣካ የምሰለና
@user-hn9dx6mo8m
4 жыл бұрын
ታዓዲልካ
@user-wv2dr1tf3j
4 жыл бұрын
Congura hawey natey selam belelna sek kburat sedra kea ❤😘
@user-df7jp2gs7q
4 жыл бұрын
እግዚአብሔር ምሳኻ ይኹን
@tesfamarayammesgen8367
4 жыл бұрын
Anka hagoska hawey natay
*ን ገሬ ኡሙን ዝፈቱ like ከይሃበ ከይሓልፍ* *ዝፈልጦ ተኣምራት የብለይን ክክክ*
@beranabebe4614
4 жыл бұрын
ዝፈልጦ ታአምር የብለይይ ወዲ ቀሺ
@tjitji9523
4 жыл бұрын
ዝፎልጦ ታኣምራት የብለይንዋ❤
@tsegayaregawi9529
4 жыл бұрын
One Day Anything will be ok
@tsegayaregawi9529
4 жыл бұрын
ትንሳኤ ኣርት
@hagoshagos3888
4 жыл бұрын
ዋዉ
I like you ደቂ ትግራይ ሽኮሪናታት ሓፍትኩም ካብ ኤርትራ 🇪🇷❤️🇪🇹
@saraarayi4542
4 жыл бұрын
ሀበን ንስኽውን ሽኳሪና: እኪ: ንፈትወኪ:ኢና
@habenyekalo7798
4 жыл бұрын
Sara Arayi oh Thank you 🙏 ❤️😘
@iliveinlove
4 жыл бұрын
Haben Yekalo habeney ane wedi Eri hawuki eye email xehafi eake
ትግራዎት የሕዋተይ ኣነ ኤርትራዊ ሓዉኹም ኢየ። ዓድኹም ኣይፈልጦን ኢየ ግን የሕዋተይ ኣቡ ዘለዉኒ ናትኩም ጽቡቅ ብዙሕ ኢዩም ዝዕሉሉኒ። ኩላቶም ተዋሳኣቲ ብቁዓት እዩም ግን ብፍላይ ካኣ ንቤተይ ሽኮርር ሓሚመላ ድየ ገለ ኢየ ዘለኹ። ዕድመ ንኤርትራዉያን & ትግራዎትን from🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 & i live🇩🇪🇩🇪🇩🇪🇩🇪🇩🇪🇩🇪🇩🇪
@user-ec9zx4ob9r
4 жыл бұрын
ኣሜን ዕድመ ንኹላትና ኩብር ሓውና ።
@user-pr3yt7zs9j
4 жыл бұрын
😍😍😍😍😍
@samsomamine6379
4 жыл бұрын
Nay bahaqi tebaetay 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇹🇪🇹🇪🇹
@user-ot8xz9vy3j
4 жыл бұрын
ዋይ ኣታ ናይ ቤቲስ ንበይኑ እዩ
@Sembelawi__neber
4 жыл бұрын
@@user-ot8xz9vy3j ይገርመኪ አኡ ቅድሚሕጂ ደቂ ሃገረሰብ ኣይፈቱን ኢየ ኔረ . ከምዚ ተኮይነን ግን ኬፍ ኣለዎን። ጎል ሃገረሰብ ክምረዖ ኢየ።
Atuom tenafekitay 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 from er
ድርሰት ፩፲፲% ተዋሳእቲ ፩፲፲% መረፃ ቦታ ፩፲፲% ኣልባሳት ፩፲፲% ከምዚ ከማይ ዝተመቸወትኩም 👍👍👍
@wedihappyybhalkemedmennkdm6447
4 жыл бұрын
ትግስት ፈታዊት ሞሞና ኤማተይ *anti entay eki xehefki zeleki b areb dyu walas eremo*
@user-ie4hn4br4c
4 жыл бұрын
@@wedihappyybhalkemedmennkdm6447 ግእዝ ናቦታተይ እንበር ሓወይ ። 100%👈
@selotesfagabir8988
4 жыл бұрын
@@user-ie4hn4br4c geaz kimahr delye shkorina maharni eba
@user-gb6zc1to6p
4 жыл бұрын
ትጅየ ምቅርቲ ንፍዕቲ ብግእዝ ቁፅሪ ኣይፅሕፍን ስለክይ ኣብዮኒ 100-- የ ትብል ብላዕልን፡ብታህትን ከምቲ ፅሒፍክዮ ዘለኪ ምልክት ዘለዎ እያ ትፅሓፍ ዝያዳይ ቁፅሪ ሓደ ፂሒፍኪ ኣለኪ እተን ክልተ ሕንፅጽ ዝመስላ ከኣ ብርእሰን በቲ መስመር ተጣቢቀን 80 ቁፅሪ ይንበባ ብዝኮነ ተሊኡኪ ኣቲኪ ረኣዮ ኣብቲ ናይ ግእዝ ቁፅሪ ግን ንፍዕቲ ማራ ኩላትና ብግእዝ ከምዚ ናትኪ ተሞኪርና እቲ ቋንቋ ግእዝና ይዓቢ
@ahmedmahamed5488
4 жыл бұрын
Wa entay eyu da ezi xihfet
እዋይ ዘርኣብሩኽ መሳሓቅ ንዘርኣብሩኽ ዝፈቱ ላይክ ገሩኩም ጹፉዑኒ ሓዉኹም ካብ ኤርትራ እየ
@alenawaltaeritrean1367
4 жыл бұрын
Kkkkkkkk 😭 😭 Rip
@user-ik1yb5vm2j
4 жыл бұрын
@@alenawaltaeritrean1367 thankss
ኩላትኩም ተዛረብቲ ትግርኛ ብባህልኹም መንነትኩም እትኾርዑ ላይክ ርገጹኒ ብፋልይ ደገፍቲ ጌሬ እሙን ስከ
@abebachanal1036
4 жыл бұрын
ትግርኛና ይዓብብ
@delinalovemili3942
4 жыл бұрын
ኬክክክክ ኣኪሊለይ ምሽ
@gerriweldegerima3589
4 жыл бұрын
Nice comedy tegaru
@user-ri4xf3rd6o
4 жыл бұрын
@@delinalovemili3942 ጅጅጅጅ በይን መጺኪ
@delinalovemili3942
4 жыл бұрын
@@user-ri4xf3rd6o ክክክክ በዚ እዩ መዓለይ ፌሰቡክ ገዲፎዮ ኣክሊለይ
ዝመፅእ ዘሎ ሓዱሽ ዓመት ሓጥያት ገዲፋና…ብ ፅድቂ ንመላለሰሉ ሰሪሕና…,ፍረ ነፍርየሉ ዝተቀየምናዮ…ይቅረ ንብለሉ ሕጉሳት ንኾነሉ ይግበረልና አሜንንን!!
@user-fg6rp9rv7z
4 жыл бұрын
ኣሜን
@selamalemayu3585
4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@hayahayaa8744
4 жыл бұрын
Amen
@ydfuufght895
4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን Marey
@saraarayi4542
4 жыл бұрын
አሜን: በእውነት: ትክክል ብለሻል እግዝአብሄር ይባርክሽ
ዋውውው ደቂ ትግራይ ሓላላት ኣነስ እንኳዕ ካባኩም ተፈጠርኩ ያዓክ" ንትግራይ ዓደይ ማንታ ማንታ እየ ክወልደላ ብወገነይ 💖💖💖💗👈ilove you ተጋሩየይ ኣብ ዝከድኩምዎ ይምቸኩም ኣይትተዓንቀፉ !
@user-fc6io2rt8o
4 жыл бұрын
ባዕለይ ከውልደኪ እየ ብወገነይ ክኣ😜😜
@delinalovemili3942
4 жыл бұрын
@@user-fc6io2rt8o ክክክክ ኤህ ወሪዱካ ድሙ
@A.A-ec2gu
4 жыл бұрын
Bb Bb 😂😂😂😂😂
@A.A-ec2gu
4 жыл бұрын
delina love mili 🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@user-fc6io2rt8o
4 жыл бұрын
@@delinalovemili3942 እ ድሓን ናይ ድሙስ ኣብ ዓራት የራክበና ጥራሕ 😜😜
ኒቤትን ገሪየን ተድንቑ እስከ ላይክ ረጊጽኩም ሕለፉኒ ደቂ እረይን ቲግራይን
ሓደ ኣካል ሓደ መንፈስ ሰብ ጽቡቅ ሕልና መን ይረብሕ ንሕና ተተፋላላና። ጽቡቅ ስራሕ (Eri)
@rshanrshan2161
4 жыл бұрын
ትክክል ዝያዳይ ከምዚ ከማካ ለባም የብዘሐልና
@user-pp3tq6co4p
4 жыл бұрын
Tselae senay trah yu zrebh nhna ente'tefelalena dea brukey.
@tesfubrhane171
4 жыл бұрын
@@user-pp3tq6co4p ኣብ መስመር √√√
ታ ኾንኩም ደኣ ከምኡ ጌርኩም ትጠፍኡ? ከምዚ ከማይ መዓስ'ያ ትወርድ ኢሉ ክጽበ ዝወዓለ ብስም *ቤቲ ሃይላይ* & *ገሬ ወዲ ቀሺ* like ኤንድ subscribe ኣግርጭው
@henyemu6044
4 жыл бұрын
ዝፈልጦ ታኣምር የብለይ ክክክክ
@abebachanal1036
4 жыл бұрын
አሸንዳ እዩ እኮ ነይሩ ወይለይ ባህልና እባ ክነቅድም መጀመርያ
@rshanrshan2161
4 жыл бұрын
እታ ይሃፍተምካን ዲካ ወይ ክሳብ ሕጂ ትልምን አለካ አነስካ ቅደም ዝተከውክልካ እየ ዋ
@user-ee3gj9hw3y
4 жыл бұрын
ዋላ እስካ ኢካ ጠፊእካ
@poundland3166
4 жыл бұрын
ንዓይ ኡውን ግበረለይ ጌረልካ ኣለኩ
ነዛ ጽሑፍ ተንብብ ዘለካ ሓሳብ ልብካ የስምረልካ! #ሳብስክራይፕ ግን ኣይትረስዑ
@user-il5zb6ts5o
4 жыл бұрын
ኣሜን እሺ ክገብረልካ እየ
@ShalomErena
4 жыл бұрын
@@user-il5zb6ts5o thank you ❤❤❤❤❤!
@heniyehabit3957
4 жыл бұрын
Amen zfelto teamr yebleyn wedi qeshi like neaka
@ShalomErena
4 жыл бұрын
@@heniyehabit3957 😂 thanks bro
@heniyehabit3957
4 жыл бұрын
U welcome habibi
ክክክ እዋይ ኣታ ኣነስ እንካዕ ጋል ትግራይ ኮንኩ ሰላም ንህዝቢ ትግራይ ኤርትራ
@najatsalih9938
4 жыл бұрын
Beti sweet haftki kab Eritrean ea love you🇪🇷
Atum tegaru yehwatna , loms fkrkum gdi khzeni delyu. Hawkum wdi Eritrea, wedi Adi Qala ♡ eye
ኣታ ኩሉ ከም ገሬ እንተዝከውን ገሬ ፋራ ዘይኮነ ሓሪፍ ናይ ብሓቂ ዝፈትዎ ።
ተመስገን ፈጣሪ ትግራይ ካብ ኣምሓርኛ ትናገፍ ኣላ - እንዳ ገሬ እሙን ቀጽልዎ!
ድፈልጦ ተኣምራት የብለይን ራፊ ክክክ ኣቱም ሰባት like እስኪ ዓጨቅ ኣቢልኩም ሰተት በሉ ብሩክ ሰምበት ይግበረልኩም ጽቡቃት ኣሕዋተይ ከኣ።
ሰላም ደቂ ምድረ ሓበሻ እንኳዕ ብሰላም መጻኹም እንዳ ገሬ እሙን ንቤቲ ሃይላይን ንገሬ እሙንን ዝሕቢ like ኣዱዩኒ
አዙ ገሬ አሙን ሲ ምስ ገሬ ፍቕረይ ይማሳሰሉ ክፈትዎም ❤️❤️❤️well come
እንካን ኣደረሳቹ ኣደረሰን ለኣባታችን ለመድሂናችን ዉርሓዊ ክቡሩ ባኣል ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን የነ ገ ሰብ ይበለን
@yt5btkklaalekizhafteycgvhh110
4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@saraarayi4542
4 жыл бұрын
አሜን ማሬ እንኳን አብሮ አደርስን
@samrahhh2304
4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜንንን
ነዛ ኮመንት ተንብብ ዘለኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ኣብ ስደት ዘለና ከኣ ገጽ እቶም ንፈትዎም ስድራና የርእየና ካብ ትፌዘኹም ወዲ ኤረ
@saraarayi4542
4 жыл бұрын
አሜን: አሜን: አሜን
@brhanmulu7878
4 жыл бұрын
Amen amen amen
@mulubaryagabr5300
4 жыл бұрын
AMEN AMEN AMEN
@bestebeste5108
4 жыл бұрын
አሜንንንን...
@user-ug6hi9ww2u
4 жыл бұрын
ኣሜን/3/
እንካዕ ብሓጎስ መፃኹም እንዳ #ገሬእሙን #ቤቲ" ሄሎ ቤቲ ዋና ቡቀልቲ መከፋፈሊት #ገሬ"ኣቲ ዝፈልጦ ታኣምር የብለይን ዋ ኣበይ ኣለኺ
ገሬዋይ ቢቲዋይ ዘርኣቡሩኽ ዓይነይ ለምለም ዓይነይ ዳሓንዶ ቀንኹም ኩሉኹም😍😍😍😍እስኪ ምስ ገሬ ኣጣቡስኝ🤓
ንቤቲ መከፋፋሊት ብቅልቲ ዝፈቱ ላይክ ይሃበኒ
@merhawetlove4347
4 жыл бұрын
👍
Ata sahak moyte kemzi kemay alekum do so good job continue deki tgray yhwatna hawkum kab Eritrea 🇪🇷 like
ፈቲና ኣይፈቲና ንስሕቕ። ዝደኸመ.... ዝሓዘነ... ዝጸመዎ... ዝተጨነቐ... (ጸጋማት ዓለም) ኣብ'ዚ መጺኻ ኩሉ ወይ ብኸፊል ከተፍኲሶ እተኽእል ስራሕ።
Tegaru yehwatey fnchah mesengeley I love you so much
ብጣዕሚ ንፋዓት ኣጆኩም ተጋሩ ኣሕዋትና
@user-xr5hf3te9l
4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ፁቡቅ
@user-xr5hf3te9l
4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ብጣዕሚፀቡቅ
ክፈትወኩም ምዓት እየ from 🇪🇷✅
@user-zd3ud4cc3o
4 жыл бұрын
Aseyyyy💞💞💞
@DSomer
4 жыл бұрын
هلا✌🇪🇷🇪🇹🇵🇸
@user-ee3gj9hw3y
4 жыл бұрын
ዋላ ንሕና
@user-kz5oi4fc7u
4 жыл бұрын
ንሕናለ ንፈትየካ አና ምቁረይ
@samsomamine6379
4 жыл бұрын
Btaemi keambe ftwtw des bhalti🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤💓
Einkae selam mexaekum xubukat 🙏🏻💋😍😍😍😍💋💋💋💋🇪🇷
ክክክክክ ከም ሎሚ ኣይ ሰሓቅኩን ብፍላይ ዘረኣብሩኽ ኣይነይን and በቲ ሃይላይን ዝገበርዎ ። ከምዚ ከማይ ተሃሊኩም ኣድናቆትኩም ግለጹለይ. ..........
ነዛ ፊልም ትርእያ ዘለካ ኣብ ሂወትካ ሙሉእ ጸጋ አግዛቢሄር ምሳካ ይኩን ወይ ምሳኪ ይኩን
@samrahhh2304
4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ንኩላህና ትግራዎት በቢዘለናዮ ስላምን ፍቅርን ፀጋን ይሃበና
@Robbiel192
2 жыл бұрын
Amen
ዝፈልጦ ታኣምራት የብለይን ጓል ማርያም ጽዮን እንዳ ገሬ እሙን ማራ እየ ዝፈትወኩም ከምዘን ኣዴታትና ወልፊ ቡና ዝሕዘን እዚ ናትኩም ድራም ነዓይ ወልፊ ኮይኑኒ ኣሎ ክክክ ብልቢ እናደጋገምኩ እየ ዝሪኦ ንፉዓት ደቂ ዓደይ ኣምላክ ሓሳብ ልብኩም የስምረልኩም ኣቱም ለባማት!!
@samrawit7393
4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጋል ዓደይ ምቅርት💓
@user-il5zb6ts5o
4 жыл бұрын
# ናይ #ማርያም #ባርያ #ናይ #ኣምላክይ #ኣደ! ሽኮረይ ዋላ ምዚ እኮአየ ዝፍልጦ ታኣምር ዘይብለ ክክክክ
@abaytigray2148
4 жыл бұрын
Namankum
Ata eza jokor bejakum like habiley akayda nay joker no one just like him
Dhir 5 mealti Tigray hagerey kiatu eyu Like
@user-th4bf6ur5d
4 жыл бұрын
BSelam yetiki
@Peace-zf1br
4 жыл бұрын
Seny guzzzo
@alishaalisha6141
4 жыл бұрын
TEADILKI BSELAM ETEWI HABIBTI NEAYS MKURATSI ABEMUNA AERAB
@meryhaylay4760
4 жыл бұрын
Nagada ku oribesoyo
ባህሊ ትግራይ ንክዓቢ እትገብርዎ ዘለኩ ኣዝዩ ደስ ዝብልእዩ
ከመይ ኣለኻ ጊባቦ ክክክክክ ናፍቕኩም ቀንየ የሕዋት ሰላምኩም ይብዛሕ የሕዋት
We love you nayna from Eritrea
@arounadembele303
4 жыл бұрын
Kkk naina
ይህን ድራማ ትርጉሙን ሳላውቅ ነው ማየው ስለምወዳቸው♥
ን ገሬ እሙን and ቤቲ ሃይላይ ዝፎቱ ላይክ ሃቡኒ በር ተብሉ ታሓጎሱ ❤❤❤❤❤
@asdasd-re1xo
4 жыл бұрын
አሜን ዓርከዋኒ😘
ዝፈልጦ ተኣምር የብለይን ወዲ ቐሺ ዋይ ቀዳማይ ባዕለይ
Wawwww ደቂ ትግራይ ሸኮሪናታት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ሓወኹም ካብ #ኤረይ ማራ ኢየ ዝፈትወኩም ደላይ ሰላም፡ ከምዚ ከማይ ደላይ ሰላም እንተ ሃሊኹም like like
@user-jj3yi5sv2w
4 жыл бұрын
ሰላም ዝፀልእ የለን
@rshanrshan2161
4 жыл бұрын
ሰላምካ ይብዛሕ ዘሓወይ
እዳገሬ እሙን ፍቕርኩም ያምሽየልና አይትሳአኑ ደስ ዝብል ስራሕ እዩ ቀፅልሉ👌👌👌👌
@user-il5zb6ts5o
4 жыл бұрын
ግርማዊተይ ከመይ ትቅንይ
@grmawit1902
4 жыл бұрын
@@user-il5zb6ts5o እግዝአብሄር ይመስገን ማዓዛየ ማዓረይ ከመይ አለኪ ተጠፉፊእና
ናይ ገሬ ከላግጽ ክብል ከም ናይ ገሬ ኮይኑ ዘረባይ እንኮላይ ኣቦይ ጆኬር ቤቲ ሃይላይ ዝፈቱ እስከ #like#Eri
ገሬ ናይ ስራሕ ሰብ ቀጽልዎ ደቂ ትግራይ ሽኾር ካብ ሓዉኹም ሰሜን ትግራይ (ኤርትራ )
ሎሚ እየ ሪኤያ ኣብኣ ከለኩ ከኣ ፈትየያ ዘረኣብሩክ ዓይነይ subscribe ጌረ ኣለኩ pice በሉኒ ወዓል ሕደር ዘይብላ
@user-on5fc4ct1i
4 жыл бұрын
Pice
@nevergiveup3251
4 жыл бұрын
Pice
@user-pf4vd8rc9z
4 жыл бұрын
ኣብ ኩሉ ዲካ ትጸንሕ ወዲ ኣብሻይ ብዝኮነ እቲ ላይክ እካ ኣይሃብኩካን ዘልኩ።
@wediabshayellborezeto3613
4 жыл бұрын
@@user-pf4vd8rc9z እሞ like ከይሃብካ ኢካ ታዕ ታዕ ትብል ዘለካ ኣይዘረባን መልሰሉ ደኣ
@user-pf4vd8rc9z
4 жыл бұрын
@@wediabshayellborezeto3613 ኣጆካ ኣታ ወዲ ግርማይ ሂበካ ኣልኩ ግልታዕታዕ ኣይትበል ።
ዋ ኣታ ብምጽባይ እምበር መይተ ውዒለ እንኳዕ ብድሓን መጻእኩም ደቂ ትግርኛ ሰላም ወሰናይ ንኩለኩም ደቂ ተዋህዶየ💓💓💓💓 #ልፈልጦ #ተኣምር #የብለይን ዋ
ክክክክክክክክ ትማሃር እኮ ኣይመስለን ትምህርትኻ ይግለጸልካ ክክክክክ ጆኮር ድፎቱ እስከ #like
እውይይይይይይይ ክንደይ ለማኒ like እዩ ደቀይ እዋይ ኣሕዋተይ በሉ ናዓይ እውን ኣጥዕሙኒ
ቤቲ ሽኮር ሞባይል ሰሪቆማ እዋይ ጭካነ 😊
@A.A-ec2gu
4 жыл бұрын
Yared Kahsay 😂😂😂😂
ዘርኣ ቡሩኽ ዓይነይ ኾኖ ብጣዕሚ ኣስዕቓትኒ
እንኳዕ ዳሓን መፃኣኩም ዳ ገሬ እሙን ከመይ ዲኹም መቅስን
Ewwwwyyyy enda gere emun kixibeyekum tikil ele wiele enkae dehan mexakumuley atum meksenat 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
@A.A-ec2gu
4 жыл бұрын
Rahwa Mehari 😁😁😁 👍👍👍
ማራ እየ ናፊቀኩም ቀንየረ ካማየይ ዝናፈቆም እስኪ 😍😘👍👈
@heniyehabit3957
4 жыл бұрын
Wayway nafqot do ilka dahar si ka felite
@hdbvzcyjnvxbn6544
4 жыл бұрын
ዋውውውውውውው ቀጽልሉ.ደቂ ዓደይ
@betibeti6620
4 жыл бұрын
@@heniyehabit3957 ድሓርስማ ፍልጥዶዋ ከምዝፈልጥካ
@heniyehabit3957
4 жыл бұрын
Wayway ayneqehkn diki imo xada xelam do kexawteki
ኒ ገሬ እሙን ዝፍቲ ብቻ ላይክ ብትግራውይነቱ ዝኾርዕ ውን ላይክ ዌልካም ደቂ ዓባይ ትግራይ💘💘💘💘 እንካዕ ካባኩም ተፈጠርኩ ደቂ ሓላል መሬት ኣብ ስራሕኩም ዓወት ይምነየልኩም ።
@delinalovemili3942
4 жыл бұрын
ሓፍተይ ሓፍተይ ሰላም ዶ
@merigalftsum5855
4 жыл бұрын
@@delinalovemili3942 ሽኮሪና ከመይ ክክክክ ፎካስ
@delinalovemili3942
4 жыл бұрын
@@merigalftsum5855 ክክክክክ ኣሎኩ ዛሓፍተይ
@merigalftsum5855
4 жыл бұрын
@@delinalovemili3942 ምህላውኪ ምህላወይ እዩ ኣወለይ ክክክ
@mahireemahariree1384
4 жыл бұрын
👍👍👍👍👍
እዋይ በቲ ሽኮር ናይ ልበይ፡ገረ ካልእ ጠምት በቲ ሃይላይ ጠመትቲ በዚሖማ ኣለዉ።I miss you too from Eri.
ንጆኮር ዝሕቢ እስከ ላይክ ኣግርጭው
ኣሰይ እናዘከርክኩም ኔረ ሐጂ እንኳዕ ድሓን መፃኩም Like 👍ኣፍንጫይ ፃሓይ ወቂዑኒ ኣይፈልጥን ገንበረይ ዩ ዝከላከለለይ ዶ ኢልኪ ቤቲ ሽኮር ክክክክክ i Love U 💋
እንዳ ገሬ መፅኦም እንሄው ንዑ ራአዩ ንዓይ ድማ አሕፍስ አቢልኩም ላይክ
በቅርብ ግዜ ነው መከታተል የጀመርኩት ግን በጣም ነው የተመቸኝ 😂😂😂😂
@dawitmehari4011
Жыл бұрын
¹
ንኩለኩም አወዳት ከም ለምለም ዓይነይ ዝበለት ለባም ሰበይቲ ይፍጠረልኩም እሕዋተይ አሜን በሉ ሳአን አሜን ይሓልፍ መርቃ
I love betty’s act she’s so funny.Please give her opportunity to participate in more roles. Dehar si equa felite wa lol dehar si equa felitkumni wa,,,dead😂😂
ኣቦይ ጆኬር ሕማቅ ትገብሩ ዋይይይ ኣብ ልዕሊ ሞባይላ ምስራቃስ ቅርሻ ክኣ ውይይይይይይ
ይእን ድራማ ፍቅር ነው የማይው የሚያስቅ ቦታ ዝም ብይ ስቃለው ግን ምንም አላውቅም ምን እደሚሉ😒😒😒😒
ኣነ ኤርትራዊ የ ግን ብጣሚ የ ዘፈትወኩም ናይ ገርየ እሙን ቴለ ዝህበኒ
@user-vd2dk5un5c
4 жыл бұрын
ዜግነትካ መን ግለጽ ኢሉካ ወስላኽ
ቤት ሞባይላ ስለ ዝተሰርቀት ከምኡ ውን ኣቦይ ጆኬር ገንዘብ ስለ ዝበልዕዋ ፡በብዛዓቅምኩም #like ሃብዋ ኣቱም ነዛ ቻነል ትካታተሉ ዘለኩም ።
God bless my people 🇪🇷🇪🇹 If you agree 🙏 ⬇️ ⬇️ ⬇️
@A.A-ec2gu
4 жыл бұрын
Amen 🙏
Bluxat comedian. Nay bhaqi ntgray Abi lewti eu.👍
ብትግራዋይነትኩም ትሕበኑ ሰብስክራይብ ግበሩና
@poundland3166
4 жыл бұрын
ጌርና ግበርልና ጋልዛም ጀጋኑ
@merhawetlove4347
4 жыл бұрын
💕
እተን ዳይሬክተር፣ ፕሮዱዩሰር,.. ዝብላ ቃላት ብትግርኛ ቀይርዎን....ብዝተረፈ ፅቡቅ ኣሎኹም!
ናይ ብሓቂ ደስ ትብሉ ተዋሳእቲ ኣብዚ ዝሓለፈ ሰሙን እየ ክሪኣ ጀሚረ በርትዑ ንፍዓት
አምላክ ምሳኩም የኩን ኣብ ዓበይ ባታ ንሪኤኩም ኢና keep it up
ደስ ዝብል በሃቂ፡ ኣብ ሊብያ ዘለዉ ኣሕዋትና ድማ ከምዚ ንስሕቆ ዘለና ሰሓቅ ይፍጠረሎም
@natsenetabraham3266
4 жыл бұрын
shishay shishay Amen (3)
እዊ መፂእኩም ዶ ጥዕማት ላዛ ናናፈቅቅኩም ኣነስ ታይ እየ ዝገበር ግን ገና እየ ኣራኣክዋን ተጋሩ ውድድድድድድድድድድድ
ክክክክ እዋይ ዘራኣብሩክስ ንበይንካ ኢካ ምሓዮ ምሓዮ ወ ምሓዮ,,,,ብዝኮነ ኬፍ ኣለካ ዓባይ ሓፍተይ ምስ ገዝማ ክበካ ኢየ
ጆኮር - 😂😂😂 ብሰሐቅ - ሙቁራት ደቂ ትግራይ ኩሕሎ ተፈተዉቲ ❤️💗❤️
gera emun atum dess behalo metsikum do lele 😄😄😃❤❤✌
Wowww abzi comment kenbb txnihe mebzhtom.nay eritrea tigringa eyom Nay bhaki zehegus eyu Ajokum tehababirna kunkana nemaebl
ሲሒቕና መቸም ኣይትሳኣኑ ተጛሩ ብሩኻት ክክክክክ ዝቕጽል ክፋል ባሃንቀውታ ክንጽበየኩም ኢና ሓዉኹም ኤርትራዊ
i really love beti hailay .............and all of you guys are amazing. you have taken the art of drama to another level in tigray!
@selamgebirehaweriy1642
2 жыл бұрын
xbka zela bseda dyu wys ormo ya
Kkkkkkkkkkkk lovely 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🥰🥰😘🥰😘❤️❤️❤️❤️ አረ ፈቲናኩም ክኑሞት ደቂ ትግራይ ሽኮራት ባዓይንና ክትወጹ ኢልኩም
Welcome ደቂ ትግራይ መዓረይ ዝፈልጦ ተኣምር የብለይን ጓል ገሬዋ ንገሬን ንቤትን ዝፈቱ Like ኣጥዑሙኒ እንኳዕ ናብ ወርሓዊ በዓል መድኃኒኣለም ብሰላም ኣብፀሓና ኣብፀሐኩም ዝተባረከ ዝተቀደስ ሰንበት ይግበረልና አሜን ፫
ሽጋኹም!! ትፈትዎ like ግጨዩኒ።ናብ ቻናለይ ድማ ቅልቅል በሉ።ነመስግን
GOOD bless you sebokaty from eritrean 😘🙏❤
ብጣዕሚየ ዝፈትወኩም ተጋሩ ሽኮራት ፈታዊኹም ካብ ኤርትራ
ትግረኛ ብችል እንዴት ደስ ይለኝ ነበር እስኪ አስተምሩኝ
ብጣዕሚ ደስ በሃሊ እዩ ቀፅልሊ ብፍላይ ዮውሃንስ ኣለማትን ለምለም ዓይነይን ትክክለኛ ተዋሳእቲ እዩም በቲ ሃይላይ ኽምስታ ናሸነፈኪ ኣብዚ ዝሰራሕኽዮ ገፀባህሪ ብጣዕሚ ትኳሳተሪ ነይርኪ ብቻ ብጣዕሚ ሓርፍ እዩ keep going
ናይ ብሓቂ ሰራቂ ዝባሃል ጉድ እዩ ሰብ በገዛ ዓዱ ብነጻነት ክንቀሳቀስ ኣይክእልን እዋእ ሕጊ ኣጢቢቁ ክሰርሐሉ ይግባእ ፣ሰብ ካኣ ጥንቅቅ በሉ በፍላይ ካብ ውጪ ንኣትይ ብጣዓሚ ዓብይ ጥንቃቄ ክንገብር ይግባእ ብክዳና ድዩ ብሳንጣና ድዩ ካብ ውጪ ከም ዝመፃና ይፈልጡና ናተባረዩ ካኣ ይሕልዩና ኣብ ፍዝዝ ዝበልናሉ ግዜ ጥልፍ የብሉና ይጥለፈም ዳኣምበር
ድሕሪ 2 ዓመት ሎማዓንቲ ምስ ኣፍቃርየይ ተራኪበ ልፈልጦ ታኣምራት የብለይን ሄሪ ስለ ፍቅሪ ላይክ ግጨዩኒ
ዋ ኣብዝለኻ ተቐደም ብዝኾነ ሰናይ ምክትታል ይኹነልኩም ኣነኳ ኣብ ኣያ ዘብራኣብሩኽ ኣብ ጊባቦ ሕምባሻ እናረኣዩ በፂሐለኹ....
ለምለም ዓይነይ ሲ ልክዕ ከምናይ ቀደም ኣደታትና ከኣለት ፀዋሪት ኩሉ።
Ya ane bzuh filmi riye mo aykemzian meshak zkonet film btami Des zbl srah adnikekum malet Nay bhaki zkoreye Seb teheds eya so edmen tnan nkulu ftur part 19 bhankewuta yxbe
ቤቲ ፀርቲ ምቅርተይ ደስ ክትቡሊ አኮ ሽኮርኣኪ ውበት ኩሉ ቡናይባዓልኪ ውበት አድናቅትኪ አየ
I love tegaru ajokum I am from Eritrea ኣብ ሓሳበይ ዝተሳማዕ እንተሎ ኣብ ሕልና ቲቪ contact ygbereni ኣግርጭው የብለኒ
ለምለምን ዘረኣብሩክን ኣይፈትወኹምን ሓብላቆ ልምንታይ ንዳባንዳ ኸይድኹም ባንዳታት ካልኦት ማራ እየ ዝፈትወኹም ቀፅልዎ ጀጋኑ😘😍😍😍😘
@wediama7565
4 жыл бұрын
Men hizom kwasu zerabruk zeybulu
ናይብሐቂ መጻጺኩም አለኩም ካብ ናይ ዝሐለፈ ፓርትታት ስለዚ ቀጽሉሉ አገናዕ።