Gere emun part 16

Комедия

new Ethiopian Tigrigna Comedy - gere emun-ገሬ እሙን Part 16 (FULL) 2019
ፈተውትን አድነቕትን ገሬ እሙን youtube channel subscribe ብምግባር አተባብዑና

Пікірлер: 1 400

  • @nevergiveup8614
    @nevergiveup86145 жыл бұрын

    ጽብቕቲ ፊልም ካብ ኣስመራ እየ ሰላምኩም ይብዛሕ ደቂ ትግራይ ኣጆኹም በርትዑ። ገሬ 100%

  • @almdaalmda4097

    @almdaalmda4097

    5 жыл бұрын

    Hasawi agame

  • @habeshahabshy3378

    @habeshahabshy3378

    5 жыл бұрын

    Almda Almda Almda. Wedi abay sehrmuta eka malet eu

  • @almdaalmda4097

    @almdaalmda4097

    5 жыл бұрын

    @@habeshahabshy3378 terwaeti tigray oromo Amhara fuuuuuck of neklkum

  • @kiroseyymeatwerzyelezyeneb4486

    @kiroseyymeatwerzyelezyeneb4486

    5 жыл бұрын

    @@almdaalmda4097kkkkk hji ko hade zyterebh seb eka kemu sel zkonka eka txarefeka

  • @almdaalmda4097

    @almdaalmda4097

    5 жыл бұрын

    @@kiroseyymeatwerzyelezyeneb4486 sek bel ata agame

  • @abrahamghebremedhin1694
    @abrahamghebremedhin16944 жыл бұрын

    I'm from eritrea but I love it ቤቲ ሃይላይ ዝፈቱዉ እስከ ኣጋጩዉ ኣቡሉለይ ኣሰይ ኣሰይ ቤቱዋይ I love you ኣስይ ምቅርቲ

  • @biniamokbamariam7708
    @biniamokbamariam77085 жыл бұрын

    Ane Eritrean ናትኩም ፍልም ደስ ይብለኒ ኣጀኩም ቀጽልዎ ላይክ ሂበኩም ኣለኩ ብጣዕሚ ጽቡቅ ሽኮርናታቲ

  • @helenasmerom6613
    @helenasmerom66135 жыл бұрын

    Kkkkkk አይ ቤቲ መዓር እስኪ ንቤቲ ዝፎቱ ላይክ ሃቡኒ

  • @sesinabrhane9859

    @sesinabrhane9859

    4 жыл бұрын

    Milue mealti iye nbieti zreya

  • @Amanual871

    @Amanual871

    4 жыл бұрын

    Helen naki layk nay dma adress nay bietu habuni

  • @jddbxx4445

    @jddbxx4445

    4 жыл бұрын

    Kklkkk kkķkkkkk

  • @user-yg5qq6wg5p

    @user-yg5qq6wg5p

    4 жыл бұрын

    ክክክ

  • @Embaynesh1083

    @Embaynesh1083

    4 жыл бұрын

    Betty

  • @africaafrica3915
    @africaafrica39155 жыл бұрын

    ያ በጃኩ ኢሰከ ገል ሃቡኒ ምኽንያቱ ኣብ ሰለስተ ዓመተይ ሎማዓንቲ ቀዳማይ ጺሕፈ ሕጂ like ሃቡኒ ተሓጉሰ ክውዕል ናይ ሰንበተይ ነዓኩም ከኣ ሰናይ ሰንበትኩም ኢዳ ተመነኩ ኢየ

  • @eyobtesfay418

    @eyobtesfay418

    5 жыл бұрын

    10 gerelka arku tehagos gere arkey

  • @user-ih5gn5hq3m

    @user-ih5gn5hq3m

    5 жыл бұрын

    @@eyobtesfay418 አሜን

  • @meriwelday8275

    @meriwelday8275

    5 жыл бұрын

    Gerye emunnnnnnnn

  • @meriwelday8275

    @meriwelday8275

    5 жыл бұрын

    Des bhaliiiio

  • @user-xn8jp9tg8g

    @user-xn8jp9tg8g

    5 жыл бұрын

    Like -10

  • @user-ff6gl2ix3b
    @user-ff6gl2ix3b5 жыл бұрын

    ቅዱስ ሚኪኤል ኣቦይ ዋሓሲ ጠበቃናንን ይኩን ስደትና ይሕፅረልና ሰለምና ይብዘሐልና ኣሜን ደቂ ትግራይ ሓላለይ ሰሱኑለይ ዋውው ኢለ እንድየ ከምቲ ልሙድ❤❤❤❤❤❤

  • @mirrym8719

    @mirrym8719

    5 жыл бұрын

    Amen amen amen (3)

  • @zenebugebrekidan

    @zenebugebrekidan

    5 жыл бұрын

    Amen amen amen mearey

  • @ydfuufght895

    @ydfuufght895

    5 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @galaxygrend7353

    @galaxygrend7353

    5 жыл бұрын

    @@zenebugebrekidan konjt

  • @thth7159

    @thth7159

    4 жыл бұрын

    Bat shcor

  • @temesgenbrhane8652
    @temesgenbrhane86525 жыл бұрын

    እስከ ኸመይ ን ቤቲ ሓይላይ ድፈቱ, ሓንቲ 👍 ኣግርጭው የብለኒ ♥️

  • @user-sl3bx5un5k

    @user-sl3bx5un5k

    5 жыл бұрын

    ቤቲሃይሉይሸከረ

  • @tiebegebretnsae2722

    @tiebegebretnsae2722

    4 жыл бұрын

    Aye beti konjo btieme ekum temechikmuni ketsillu gere.....

  • @shishaygebretsadik5133

    @shishaygebretsadik5133

    4 жыл бұрын

    ኣየ ቤቲ መስሓቂት

  • @yowhanasolomon8969

    @yowhanasolomon8969

    3 жыл бұрын

    ❤ ሓፍትኩም ኣብ ስደት ፍራንክፈርት እየ ዘለኹ ዳግማዊት ይበሃል ኣሕዋተይ ንዓይ ሓፍትኩም እባ ኣተባብዑኒ subscrbe ንቁምነገር ክልምነኩም መዘናግዒ ቪድዮ ኣለኒ!!!ናብ ደቂ ዓደይ ክምለስ ጸሎት ግበሩለይ""👇👇👇👇!! 👇👉👉 kzread.info/dash/bejne/i2p5qNmAgsvWpNI.html

  • @bahlbimebrahtom8760
    @bahlbimebrahtom87605 жыл бұрын

    ኣድነቅቲ ዘርኣብሩኽ ዓይነይን ለምለም ዓይነይን ብ like ገርኩም እስኪ ኣጋራጭው ኣብሉኒ ሰላምታ ኣይረሳዕኩን ሰላም ወሰናይ ዘለዎ ሰንበት ይግበረልና ቡሩኻተይ

  • @tesfubrhane171
    @tesfubrhane1715 жыл бұрын

    ዝተባረከን ዝተቀደሰን ሰንበት ይግበረልኩም ይግበረልና ሙቁራት ሰናይ ምክትታልልል

  • @user-gb6zc1to6p

    @user-gb6zc1to6p

    5 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን!!

  • @biniamokbamariam7708

    @biniamokbamariam7708

    5 жыл бұрын

    ደቂ ትግራይ ሽኮርናት

  • @user-do7gy1fu6z

    @user-do7gy1fu6z

    5 жыл бұрын

    ኣጭነቅ ኣይድነቅ ተስፋ ኣይቆርጽ ኣሜን ኣሜን ኣሜንንንን ዝያዳይይይይ

  • @adiyamdw7f568

    @adiyamdw7f568

    5 жыл бұрын

    amen amen amen

  • @ydfuufght895

    @ydfuufght895

    5 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @shishayshishay1319
    @shishayshishay13194 жыл бұрын

    እንጋዕ ካብ ትግርኛ ቃንቃ ተወለድኩ ሕቡን ኢየ ክብረት ይሃበለይ በርቱዑ ቀጽሊዎ የሕዋተይ ካብ ኤርትራ ኣስመራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @lmiss-youmom

    @lmiss-youmom

    Жыл бұрын

    ጎረቤትና🐏

  • @ramandebene1131

    @ramandebene1131

    Жыл бұрын

    Gondaf Agame ab Eritrea teweldka Eritreawi kitkewn aytkelin. Muwlad entay taka alewo kedaa. Akrarinet nay duhurat kedaat e u.

  • @wedighebremeskel13

    @wedighebremeskel13

    Жыл бұрын

    Kkkkkkkkkk enquae tgraway konka

  • @Mayawi_1

    @Mayawi_1

    Жыл бұрын

    @@lmiss-youmom agame gahba

  • @hannaaron2297

    @hannaaron2297

    Жыл бұрын

    😅😅😅

  • @haileblatta677
    @haileblatta6774 жыл бұрын

    Rigat nay bhaki 100% perfect 👌🏼 From Eritrea 🇪🇷

  • @user-el6mn1yu2d
    @user-el6mn1yu2d5 жыл бұрын

    ኣነስ ዛ ቤቱ ሃይላይ ትብሃል ተዋሳኢት ፣ ኬፍ ኣለዋ ኣብ ትገብሮ ኣክሽን ብጣዕሚያ ንፍዕቲ። ንቤቱ ዝፈቱ like ኣይትበቀቁ። እንዳ ገሬ እሙን ድማ ኣይትደንጉዩና ኢኹም። ሓውኹም ‘የ ወዲ ኤረይ እየ።

  • @A.A-ec2gu

    @A.A-ec2gu

    5 жыл бұрын

    ዓወት‘ዩ ስመይ 😁😁😁 Thank you 🙏

  • @user-sl3bx5un5k

    @user-sl3bx5un5k

    5 жыл бұрын

    እሙንሸከሩይኡኩ

  • @tsegtesh8008

    @tsegtesh8008

    4 жыл бұрын

    ብጣዕሚ እየ ዘድንቀኩም ደቂ ትግራይ የሕዋት ቀፅልሉ

  • @adrianomachava8719

    @adrianomachava8719

    4 жыл бұрын

    q frontline

  • @filimonhagos9281

    @filimonhagos9281

    4 жыл бұрын

    Kkkkkkkk Beti Mara kef aleki

  • @moskotawet7593
    @moskotawet75934 жыл бұрын

    ወየን ኤረትራውያን ናይ ዓደን ገዲፈን ፍቅሪ ናይ ተጋሩ ሲሑቡን ፡ ኣጆኩም ተጋሩ ፍቅሪ ፡ ወዲ ኢረ ሓውኩም ኢየ

  • @lulrbahri

    @lulrbahri

    4 жыл бұрын

    Kkkk I love u kblu jemirom kemu eyu eko tsbuq teseriHka eka tfqer

  • @moskotawet7593

    @moskotawet7593

    4 жыл бұрын

    #Eri Love Haqka aloka ayxelaikwaon

  • @muluymaryamlji9323

    @muluymaryamlji9323

    4 жыл бұрын

    እግዚአብሔር የመስገን እንካዕ ስላም ወረዲ

  • @nwnjwwnwnjwwjnw8550

    @nwnjwwnwnjwwjnw8550

    4 жыл бұрын

    💜💜💜💜💜💜

  • @abrsh7484
    @abrsh74845 жыл бұрын

    😍🤣🤣🤣 ኣታ ዞም ደቂ ጽብቕቲ ምቁራት ደቂ ትግራይ ሓላል ብስሓቕ ቀቲሎምኒ ኣጆኹምስከ በሉ ደቂ ትግራይ ብሌን ዓይነይ በርትዑ❤❤❤❤

  • @weygudeweyadiynafckemasyzi8555
    @weygudeweyadiynafckemasyzi85554 жыл бұрын

    Wwwww deki tigray🇻🇳👍👍👍👍 shikorranttttyyyyyy vetam xubukit filme i am Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-wi9ye5sj3w
    @user-wi9ye5sj3w4 жыл бұрын

    ይቅርታ ይሓትት አለኩ እዚይ ዝመስል ፊልሚ እስካብ ሎሚ ብዘይ ምክትታለይ omg ቀፅሉሉ ብሉፃት ተዋሳእቲ ኢኩም ቤቲ ምቅርቲ

  • @kokoblove1359
    @kokoblove13595 жыл бұрын

    እንኳዕ ብደሓን መጻኹም ኣቱም መሻቕልተይ ደቂ ትግራይ ሓላላት ካብ ኣድናቒኹም ኤረ ኣይ ላቭ ዩ ❤❤❤❤❤❤

  • @user-yk5fp9of6l

    @user-yk5fp9of6l

    5 жыл бұрын

    ❤😍❤😍

  • @user-ig9xo1xj3e

    @user-ig9xo1xj3e

    5 жыл бұрын

    love you tooo

  • @rsahnrsahn1157

    @rsahnrsahn1157

    4 жыл бұрын

    😍😍😘😘😘

  • @user-ff6gl2ix3b

    @user-ff6gl2ix3b

    4 жыл бұрын

    ሚቱ ክብረተይ😘😘

  • @yowhanasolomon8969

    @yowhanasolomon8969

    3 жыл бұрын

    ❤ ሓፍትኩም ኣብ ስደት ፍራንክፈርት እየ ዘለኹ ዳግማዊት ይበሃል ኣሕዋተይ ንዓይ ሓፍትኩም እባ ኣተባብዑኒ subscrbe ንቁምነገር ክልምነኩም መዘናግዒ ቪድዮ ኣለኒ!!!ናብ ደቂ ዓደይ ክምለስ ጸሎት ግበሩለይ""👇👇👇👇!! 👇👉👉 kzread.info/dash/bejne/i2p5qNmAgsvWpNI.html

  • @imissmama3978
    @imissmama39785 жыл бұрын

    ገሬ እሙን መጽያ በሉ ብርኽቲ ሰንበት ይግበረልኩም ኣብ ስደት ንዘለኹም ከኣ ስደትኩም የሕጽረልኩም ኣሜን።

  • @user-nu7sh7mt6s

    @user-nu7sh7mt6s

    5 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን

  • @mememari3064

    @mememari3064

    5 жыл бұрын

    Amen

  • @user-gb6zc1to6p

    @user-gb6zc1to6p

    5 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን !!

  • @user-il5zb6ts5o

    @user-il5zb6ts5o

    5 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝያዳይ

  • @bahery5850

    @bahery5850

    4 жыл бұрын

    ትርጉም ኣልቦ,ዩ ሓቂ ተረሓቐ ኣሜን ማዓረይ

  • @kanyohaye
    @kanyohaye4 жыл бұрын

    ዘብረኣብሩክ ብጣዕሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚ ፍሉይ ተውህቦ(talent )ኣለካ ብጣሚ ይናደደ እቲ ድራማ ክውዳእ ክብል ሙሉእ መዓልቲ ተዝርእዬ ደስ መበለኒ!!!በጠቃላሊ ግን ኪላኩም ብጣዕሚሚሚ ጀጋኑ ኢኩም !!

  • @merigalftsum5855
    @merigalftsum58555 жыл бұрын

    ኣቦና ቅዱስ ሚካኤል ይሓልኩም ደቂ ዓባይ ትግራይ ደቂ ዓደይ ኣብ ስራሕኩም ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልኩም ብሩክ ሰንበት ሙቁራተይ

  • @DESETFQRI

    @DESETFQRI

    5 жыл бұрын

    Ktshkuri natki do ykewn ezi sieli facebook ba habni natki shkorina

  • @user-gb6zc1to6p

    @user-gb6zc1to6p

    5 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን መዓረይ!

  • @merigalftsum5855

    @merigalftsum5855

    5 жыл бұрын

    @@DESETFQRI እሺ ክህበካ እየ ዝያዳይ

  • @user-hz8ng3yf7q

    @user-hz8ng3yf7q

    5 жыл бұрын

    Amen

  • @dontwoorybehappy8865

    @dontwoorybehappy8865

    5 жыл бұрын

    Amen

  • @user-nh9vp7qw6b
    @user-nh9vp7qw6b4 жыл бұрын

    ቤቲ ሽኮር ንዓኪ ክርኢ ሽሕ ግዜ ደጋጊመያ ነዛ ኮሜድይ from eritrea

  • @awetaweldy4600
    @awetaweldy46005 жыл бұрын

    በጣሚ ጽቡክቲ ድራማ እያ አጆኩም ቀጽልሉው ቡሩክ ሰንበት ይግበረልና ላክ❤❤❤❤

  • @brhanegerman2080
    @brhanegerman20804 жыл бұрын

    ጽቡቅ ስራሕ ቀጽልዎ በርትዑ ካብ ሐውኹም ዜጋ ኤርትራዊ።

  • @roozkiros6065
    @roozkiros60655 жыл бұрын

    ዘውረኣብሩኽ ዓይነይ ዝፈቱ ላይክ ግጨይዎ ሽኮርናታት ደቂ ትግራይ ኩሕሎ ርእኻ ዘይትምኖ

  • @fthawiabedom1611
    @fthawiabedom16115 жыл бұрын

    ዘረኣብሩክ ሽኮር ከማይ ዝፈትዎ ዶ ይህሉው like habley eske bejakum

  • @mikihabesha1660
    @mikihabesha16605 жыл бұрын

    ደቂ ዓባይ ትግራይ እንኻዓ ብድሓን መጾእኩም ቡሩክ ሰንበት ይግበረልኩም

  • @user-nu7sh7mt6s

    @user-nu7sh7mt6s

    5 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን

  • @user-gb6zc1to6p

    @user-gb6zc1to6p

    5 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን!!

  • @fkrieuhiwetey3798

    @fkrieuhiwetey3798

    4 жыл бұрын

    Kab adey ewe hakki hahaha shekorina

  • @tkentertainment3643
    @tkentertainment36435 жыл бұрын

    ርግኣት ኤርትራዊት ኢያ ትመስል፡ ላህጅኣ ከምቶም ተዋሳእቲ ኣይኮነትን፡ ተጋሩ ኣናብስ ኬፍ ኣለኩም፡ ቤቲ ሽኮርር መቐረት ናይ ዛ ፊልም ኢኪ ኣጆኪ

  • @matyassirak7889

    @matyassirak7889

    4 жыл бұрын

    Ewe ane wala tertire aleku

  • @habtomalula9277

    @habtomalula9277

    4 жыл бұрын

    Ab Tigray bizuh lahaja yu zelo, nay Raya, Enderta, Agame, Adwa-Aksum, Shire .....

  • @user-bl4ej9nq7j

    @user-bl4ej9nq7j

    4 жыл бұрын

    ክትከውን እውን ትክእል እያ ግን ካኣ ትግራይ ኩሉ እውን ላህጃ ኣይዛረብን ዘይዛረብ ኣሎ

  • @lukaku1217

    @lukaku1217

    4 жыл бұрын

    ጓል ባጽዕ እያ

  • @tkentertainment3643

    @tkentertainment3643

    4 жыл бұрын

    @not interested in politic ሎቑማጽ፡ ታይ ለመጭ ዘብል ቃል ረኺብካላ እዛ ሪኢቶ

  • @amarechzenebe3497
    @amarechzenebe34975 жыл бұрын

    እንካዕ ደሓን መፃኩም ሽኬሪናታት በዚ ቀፅሉሉ ትግርኛና ንቅድሜት ካብ ትግርኛ ወፃእ ናብ ወፃእ

  • @wedibaba143
    @wedibaba1435 жыл бұрын

    ናፊቅናኩም ቀኒና እንዳ ገርየ እሙን ጽቡቅ ስራሕ ሞራል ንሃቦም like 👌👌👌ርግኣተይ ደኣ ናበይ ኣጥፊእኩማ ቀኒኩም ደቂ ትግራይ

  • @weldayoubuya903
    @weldayoubuya9034 жыл бұрын

    ይይይይይይይ ዝፈልጦ ታምራት የብለይን ሃሃሃሃሃሃ እስከ በጃኩም ኣነ ፈትየም ኣሎኹ ንዓይ ከኣ ፍተውኒ በጃኩም like habuni

  • @sz8028
    @sz80284 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ጽብቅቲ ኮሜዲ We love You tegray people.ካብ ኤረትራዊት ሓፍትኩም ቀጽልዎ።

  • @samitigray4537
    @samitigray45373 жыл бұрын

    ነዛ ፅሑፍ ተንብብ ዘለካ ብር ክተብል ተሓጎስ ፀላእ ዓይንካ ይደፈን ፍቅርን ስኒትን ይምለኣዮ ቤትካ/ኪ subscribe ግጨውኒ የቀንየለይ።

  • @uipo4291

    @uipo4291

    2 жыл бұрын

    ኣሜን🤲🤲🤲ሳምየ

  • @user-ot8xz9vy3j
    @user-ot8xz9vy3j5 жыл бұрын

    ብ ገሪ እሙን ናሳሓቐ ስደቱ ዝርስዕ

  • @yowhanasolomon8969

    @yowhanasolomon8969

    3 жыл бұрын

    ❤ ሓፍትኩም ኣብ ስደት ፍራንክፈርት እየ ዘለኹ ዳግማዊት ይበሃል ኣሕዋተይ ንዓይ ሓፍትኩም እባ ኣተባብዑኒ subscrbe ንቁምነገር ክልምነኩም መዘናግዒ ቪድዮ ኣለኒ!!!ናብ ደቂ ዓደይ ክምለስ ጸሎት ግበሩለይ""👇👇👇👇!! 👇👉👉 kzread.info/dash/bejne/i2p5qNmAgsvWpNI.html

  • @user-xb1lq2gd3u
    @user-xb1lq2gd3u5 жыл бұрын

    እስቲ ናይ ቤቲ አድነቅቲ ክሪኦክም ቤቲየ ፍቱዉዉዉዉዉ!!!

  • @user-ky3my7mt6r
    @user-ky3my7mt6r5 жыл бұрын

    ኩላ ትግራይ ትግሪኚ ከሪኦም እየ ናይ በሓቂ ደበብ ተጋሩ የሓዋተይ ብጣዕሚ ተሕጉስና ኣለኩም ከብረት የሃብኩም ።

  • @yowhanasolomon8969

    @yowhanasolomon8969

    3 жыл бұрын

    ❤ ሓፍትኩም ኣብ ስደት ፍራንክፈርት እየ ዘለኹ ዳግማዊት ይበሃል ኣሕዋተይ ንዓይ ሓፍትኩም እባ ኣተባብዑኒ subscrbe ንቁምነገር ክልምነኩም መዘናግዒ ቪድዮ ኣለኒ!!!ናብ ደቂ ዓደይ ክምለስ ጸሎት ግበሩለይ""👇👇👇👇!! 👇👉👉 kzread.info/dash/bejne/i2p5qNmAgsvWpNI.html

  • @user-do7gy1fu6z
    @user-do7gy1fu6z5 жыл бұрын

    ሰላም ሰላም ፡ሰላም ደቂ ትግራይ ወርቂ ብሩኽ ስንበት ኣብ ዘለኹም ሃሊኩም ሊቀ መላእኽቲ ቁዱስ ምካኤል ካብ ክፉእ ኩሉ ይሓልውኩም ይሓልወና ቡሩካተይይይይ

  • @user-nu5qg9hr1c
    @user-nu5qg9hr1c4 жыл бұрын

    ክክክክ ሓዳር ግበሪ አየ ኢለ አምበር ተዋረዘይ ዶ ኢለኪ አየ አዋይ አዛ አደይ ለምለም ኮይና ትሰርሕ ዘላሰ ክትፍተወካ ብጣዕሚ ደሰ ዝብል ፊልሚ አዩቀፅልሉ ሙቁራተይ አድናቂትኩም አየ

  • @merrytube8231
    @merrytube82314 жыл бұрын

    Kkkkkkk ትግርኛ ድራማ ንመጀመርያ ጊዜ እዚ ተመችይኒ እስኪ ከማይ ዝተመቸዏ like Belu😅😀

  • @user-le5bz7bh5b
    @user-le5bz7bh5b4 жыл бұрын

    ብትግራይ ዓዱኩም ትሕቦኑ ብቻ ላይክ ኣግርጭው ኣቡልለይ እስኪ መእንታን ደስ ክብለኒይ ❤❤❤❤ዝተባረከን ዝተቀደሰን ሰንበቴ ካኣ ይግበረልና ኣሜን🙏🙏🙏❤ሰናይ ምክትታል❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @yowhanasolomon8969

    @yowhanasolomon8969

    3 жыл бұрын

    ❤ ሓፍትኩም ኣብ ስደት ፍራንክፈርት እየ ዘለኹ ዳግማዊት ይበሃል ኣሕዋተይ ንዓይ ሓፍትኩም እባ ኣተባብዑኒ subscrbe ንቁምነገር ክልምነኩም መዘናግዒ ቪድዮ ኣለኒ!!!ናብ ደቂ ዓደይ ክምለስ ጸሎት ግበሩለይ""👇👇👇👇!! 👇👉👉 kzread.info/dash/bejne/i2p5qNmAgsvWpNI.html

  • @alulihabibi690

    @alulihabibi690

    3 жыл бұрын

    like kegber deliyes ta ብቻ ትብል ቃል ትርጉማ ተፊኣትኒ ኣይገበርኩን yqreta ካብ eri ye

  • @AsSa-ub9kb
    @AsSa-ub9kb5 жыл бұрын

    I am eritrea ኣታ እዛ ቤቲ ማራ ኬአፍ ዘለዋ ኣጀኩም ቀጽልዋ ንፉዓት

  • @A.A-ec2gu

    @A.A-ec2gu

    5 жыл бұрын

    As Sa 😍thank you 🙏

  • @yowhanasolomon8969

    @yowhanasolomon8969

    3 жыл бұрын

    ❤ ሓፍትኩም ኣብ ስደት ፍራንክፈርት እየ ዘለኹ ዳግማዊት ይበሃል ኣሕዋተይ ንዓይ ሓፍትኩም እባ ኣተባብዑኒ subscrbe ንቁምነገር ክልምነኩም መዘናግዒ ቪድዮ ኣለኒ!!!ናብ ደቂ ዓደይ ክምለስ ጸሎት ግበሩለይ""👇👇👇👇!! 👇👉👉 kzread.info/dash/bejne/i2p5qNmAgsvWpNI.html

  • @genetgeryeiamproudoftigray3032
    @genetgeryeiamproudoftigray30325 жыл бұрын

    Wecome ዳገሬ ናይ ሙደይ ክፈትየኩም ኣነስ ደቂ ትግራይ ኩሕሎ ሰሱኑለይ በዘይበኣኩም ወጊሐ ኣይትምስ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ንበዓል ኣሸንዳ ርሑስ በዓል ይግበረልኩም

  • @tsadeydelaytifkernselamn5484

    @tsadeydelaytifkernselamn5484

    5 жыл бұрын

    Amen amen amen ahbiru enqae abtshana habibiti

  • @user-gb6zc1to6p

    @user-gb6zc1to6p

    5 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን አያቴ ምቅርቲ

  • @yt5btkklaalekizhafteycgvhh110

    @yt5btkklaalekizhafteycgvhh110

    4 жыл бұрын

    Amen Amen Amen Enkan Aabro Aaderesn

  • @awetweldemariam9126
    @awetweldemariam91264 жыл бұрын

    እስከ like ሃቡኒ ተዛረብቲ ትግርኛ ካብ ጀርመን ጪንቀት ኢየ ነዛ በቲ ምስ ራኩ ግን ጽቡቅ ተዘናጊዐ

  • @abihile4642
    @abihile46424 жыл бұрын

    ደስ የሚል ኮሚዲ ነው ቀጥሉበት ጎበዞች ገሪ wowwwwwww

  • @axsumtube9454
    @axsumtube94545 жыл бұрын

    ፋራ ማለት ዘዋጾ ዝፈልጥ ማለት እዩ እስከ ንጌሬ እሙን ዝፈቱ @ ሰፕስክራይብ @ግበሩኒ ደቂ ዓደይ

  • @merhawimedia8898

    @merhawimedia8898

    3 жыл бұрын

    OK 👌👍👈

  • @monalizagirma306
    @monalizagirma3065 жыл бұрын

    ደቂ ትግራይ ሙቁራት ያ ቀፅልሉ 😘ክፈትወኩምን ከድንቀኩምን ማዓት እየ ንሕናውን ከማኪ ትብሉ like እናሃብኩም አባራታትዕዎም🇻🇳

  • @eritreagebrieal1910
    @eritreagebrieal19104 жыл бұрын

    Xbuk srah des tblu gere & peti 😍 kab haftkum Eritrawit🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-il5zb6ts5o
    @user-il5zb6ts5o5 жыл бұрын

    ዋውውውውው እንዳ ገሬ እሙን ተራኩብና እባ ከመይ ትቅንዩ ሽኮሪናታት ኬፍ ኣለኩም ዳሕራይ ካዓ እቲ መርዓኩም ምስሓሰብክምሉ ሓዲኡ ንገርና ኢኩም ክክክክክ ኻልኣይ ድማ ሃገረ ሰብ ኢልኩም ኣይትፃረፍ ዋእ

  • @user-lq4fw2qm9s
    @user-lq4fw2qm9s5 жыл бұрын

    ምቁራተይ ሰላምን ቅሳነትን የብዛሓልኩም 🙏👍 ክክክክክ ክተስሕቁ 😆

  • @efyabrha9839
    @efyabrha98395 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ትሰርሑ ኣለኩም ኣጆኩም ከጽልሉ (eritrea)

  • @tesfayasfaha4897
    @tesfayasfaha48974 жыл бұрын

    Gerye emun beiti ajokum Kexlwo nay tgrina comodi Hiskuma alekum 🇪🇷kkkkkkk

  • @anjerufael1075
    @anjerufael10754 жыл бұрын

    ገሬ እሙን ብዘይ ጆከር ፡ ቡን ብዘይ ሽኮር፡ መቐረት የብሉን ። በጃኹም ጆከር ዘይብላ ኣይትስርሑ ። from ERI

  • @Eri.Boy07
    @Eri.Boy075 жыл бұрын

    ክክክክክክክክክክክክ ደቂ ትግራይ ሽኮር ከፍ ኣለኩም ካብ ሓውኩም ኤርትራዊ

  • @user-xj2jd2gn1g
    @user-xj2jd2gn1g5 жыл бұрын

    እንቃዕ ብደሓን መጻእኩም እንዳ ኣያ ጆኬር ፡ ጌረ እሙን ፡ ዘሬ ኩልኩም ብሓፈሻ ኣዝየ እየ ዝፈትወኩም፡ ዘድንቀኩም ካብ ሓውኩም ፍሊሞን ብሩክን ቅዱሱን ሰንበት ይግበረልና ኣምላክ ነቶም ኣብ ጸበባ ዘለዉ የሕዋትና መዋጽኦ ይፍጠረሎም። ኣላ ቤቲ ሽኮር ዕላማ ኣለኒ ኣነ እየ! ክሓስበሉ እየ ክክክክክ መቸም መቅሰናት ኢኩም። ኣብ ትመጽእ ክፋል ጥራይ ኣይትዶንጉዩና ሰንበት ሃንቀው ኢና ኢልና ንጽበያ።

  • @user-gb6zc1to6p

    @user-gb6zc1to6p

    5 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ክቡር ሓውይ!

  • @user-xj2jd2gn1g

    @user-xj2jd2gn1g

    5 жыл бұрын

    @@user-gb6zc1to6p *** ክብረት ይሃብኪ ብርክቲ ሓብተይ

  • @samrahhh2304

    @samrahhh2304

    4 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ማዓረይ

  • @kirosbeyene6635

    @kirosbeyene6635

    4 жыл бұрын

    Kirosdeye

  • @yowhanasolomon8969

    @yowhanasolomon8969

    3 жыл бұрын

    ❤ ሓፍትኩም ኣብ ስደት ፍራንክፈርት እየ ዘለኹ ዳግማዊት ይበሃል ኣሕዋተይ ንዓይ ሓፍትኩም እባ ኣተባብዑኒ subscrbe ንቁምነገር ክልምነኩም መዘናግዒ ቪድዮ ኣለኒ!!!ናብ ደቂ ዓደይ ክምለስ ጸሎት ግበሩለይ""👇👇👇👇 👇👉👉 kzread.info/dash/bejne/i2p5qNmAgsvWpNI.html

  • @msgannabaire
    @msgannabaire4 жыл бұрын

    I Love this comedy from North Tigray

  • @brimuauz6204
    @brimuauz62045 жыл бұрын

    አጀኩም በጣም ፅቡቅ እዩ ደቂ ዓባይ ትግራይ 🇻🇳🇻🇳💗💗💗😘😘😘

  • @alexhawmercy1715
    @alexhawmercy17155 жыл бұрын

    እንታይ ኣለኪ ዝርዝሕ ለብኪ መጋልዋ ኣሃሃሃሃ ክክክክክ ኣታ እዞም መቅሰን ዘርኣ ቡሩኽ እስከ ነዚኦም መቅሰናት ደቂ ትግራይ ክትብሉ ላይክ ቆጣዕ ቆጣዕ ኣብሉኒ

  • @user-lc8hq6vc5g
    @user-lc8hq6vc5g4 жыл бұрын

    አዛ coment ካብ ደቀምሓረ ኤርትራ አያ ኣጆኩም፡ደቂ ትግራይ

  • @user-hz1py9co7p

    @user-hz1py9co7p

    4 жыл бұрын

    ንፍቅሪ አየ ዝነብር

  • @yowhanasolomon8969

    @yowhanasolomon8969

    3 жыл бұрын

    ❤ ሓፍትኩም ኣብ ስደት ፍራንክፈርት እየ ዘለኹ ዳግማዊት ይበሃል ኣሕዋተይ ንዓይ ሓፍትኩም እባ ኣተባብዑኒ subscrbe ንቁምነገር ክልምነኩም መዘናግዒ ቪድዮ ኣለኒ!!!ናብ ደቂ ዓደይ ክምለስ ጸሎት ግበሩለይ""👇👇👇👇!! 👇👉👉 kzread.info/dash/bejne/i2p5qNmAgsvWpNI.html

  • @muluhagos7192
    @muluhagos71925 жыл бұрын

    ገሬ እሙን ብልፅቲ ፊልም ኣብ ትግራይ ንመጀመርያ ግዜ ተፈታዊት ድራማ

  • @user-fj4sw9hi8c
    @user-fj4sw9hi8c5 жыл бұрын

    ዳ ገሬ እሙን ዌል ሓባይበይይይይይይይይይይይ ንፉቅ ኣቢለኩም ቀንየ ዋኢ ላይክ ፀፊዕኩምኒ ሕለፉ ብሩክ ሰንበት ይግበረልና ከኣ

  • @user-vb3ny4gb5o

    @user-vb3ny4gb5o

    4 жыл бұрын

    ኣሜን እና ላይክ ገጪናኪ ብብዝሑ

  • @user-mu8tv5qv1s

    @user-mu8tv5qv1s

    4 жыл бұрын

    ስነ ስርዓት ይገበር ራያ ፍራ አይኮነን ዩ

  • @user-fj4sw9hi8c

    @user-fj4sw9hi8c

    4 жыл бұрын

    @@user-vb3ny4gb5o 😘💘💘❤

  • @user-fj4sw9hi8c

    @user-fj4sw9hi8c

    4 жыл бұрын

    @@user-mu8tv5qv1s 🙄🙄🙄🙄ኣበይ ኣሎ ከምኡ ዝብል ፅሑፉ😳

  • @henokhabtemariam3968
    @henokhabtemariam39685 жыл бұрын

    wawww xubuq srh hawkum kab🇪🇷🇪🇷🇪🇷 N betie zifetu like yirgex🎶🎶🎶🎶

  • @user-vx3wu5nt2h
    @user-vx3wu5nt2h4 жыл бұрын

    አታ ብጣዕሚ ፅብቅቲ መልእኽቲ እያ አየኩም ትግራይና ደሞ ብጣዕሚ እየ ሲሒቀ ዘራአብሩክ ዓይነይ ክክክክክክክክክ

  • @user-tz7xj6tj5e
    @user-tz7xj6tj5e5 жыл бұрын

    kkkk ወይ ቤቲ ደርፊ ኩሉ እኮ ሕውስውስ አቢላቶ ካብ ናይ አሸንዳ ናብ ቁጽይ ካብ ቁጽይ መሓዛይ ተተሪኢኒ ዲሪን ዲሪን😂

  • @rsahnrsahn1157

    @rsahnrsahn1157

    4 жыл бұрын

    😂😂😂😂😂

  • @senayiteyob1140

    @senayiteyob1140

    4 жыл бұрын

    😃😃😃😁

  • @bahgilibey1460

    @bahgilibey1460

    4 жыл бұрын

    Beti shikor 👉😘

  • @yowhanasolomon8969

    @yowhanasolomon8969

    3 жыл бұрын

    ❤ ሓፍትኩም ኣብ ስደት ፍራንክፈርት እየ ዘለኹ ዳግማዊት ይበሃል ኣሕዋተይ ንዓይ ሓፍትኩም እባ ኣተባብዑኒ subscrbe ንቁምነገር ክልምነኩም መዘናግዒ ቪድዮ ኣለኒ!!!ናብ ደቂ ዓደይ ክምለስ ጸሎት ግበሩለይ""👇👇👇👇!! 👇👉👉 kzread.info/dash/bejne/i2p5qNmAgsvWpNI.html

  • @user-mw5hp2mr7t
    @user-mw5hp2mr7t5 жыл бұрын

    ኣየ ቤቲ ኣነ ከኣ ክሓስበሉ እየ😁ከመይ ደስ ትብለካ ወደይ ፈታ እያ ተብለኒ😜😁😁😁😂

  • @merhawitwukro3403
    @merhawitwukro34035 жыл бұрын

    እንካዕ ስላም መፃኩም ገሬ እሙን ኣድናቂትኩም እየ ርጋኣት ድፍረትኪ ኣይፀላእክዎን♥

  • @danitigray6813
    @danitigray68135 жыл бұрын

    ቤቲ ሃይላይ ሰሓቅ ቀቲልክና ቅቅቅቅቅ እንዳ ጌሬ እሙን ቀፅልዎ

  • @user-mh8no7vt9r
    @user-mh8no7vt9r5 жыл бұрын

    ጽብቅቲ film #like እስከ ሸርጥጢለይ ንገረ እምን ዝሕቢ

  • @eliaskiflu2359
    @eliaskiflu23594 жыл бұрын

    I am Eritrean but I found this film amusing.Keep it up.

  • @Eriboy839
    @Eriboy8395 жыл бұрын

    ኣሰይይይይይ ደስ ክትብሉ ደቂ ትግራይ መዓረይ ሰላም ኮይኑ ንብጻጽሓሉ ንነጋገደሉ ህይወት ይፍጠረልና።🙏

  • @Simgo6191
    @Simgo61914 жыл бұрын

    ኣቤት እዚ ባህልናን ቑዋንቑዋና መግለጺ ሲኢነሉ ብሰንኪ ክልተ ሓራምዝ ያኣከ.... i come from Eritrea ደቂ ሓደ ኣዳም ከለና ።

  • @user-ob4qk3om6s
    @user-ob4qk3om6s5 жыл бұрын

    ፅብቅ መልእክቲ እዪ ባህልና አይንረስዕ ገሬን ቤትን ዝፈቱ እስኪ አብዚለኩ ይበለኒ ብላይክ ትግራይ ዓደይ ሰስንለይ ምስ ደቅኪ

  • @hameadem7291
    @hameadem72914 жыл бұрын

    ዎው ብጣዕሚ ደስ ተቢል ብፊላ ገሬ ኡንድ በቲ ኪየፍ ዛለኩም ሓፈሻዊ ኩላትኩም ፈስ ትብሉ ኣነ ሓውኩም ወዲ ኤረይ ኢየ፡ሓንቲ ፍልም ነራትኒ ምሳኩም ኮይነ ክሰርሓ ደስ ናበለኒ..ኣበይ ሞ ዓዲ ሪሒቕና ኢምበር

  • @hsus6859
    @hsus68595 жыл бұрын

    Kkkkkkkkkkkkkkk ከምዚ እውን ኣሎ ድዩ ኣቲ ኪዲ ጓል ክላሱ ልገሬ እስኪኸ ሚኒተርና ኣይ ቤቲ ፅሪቲ ፍጥረት ቀፅልዮ ኣጆኪ

  • @filimonahferom5211
    @filimonahferom52115 жыл бұрын

    እንቓዕ ብሰላም መጻኹ ዝፋትወኩም ተዋሳእቲ ብፍላይ ጆኬር ኣጆኹም ብጣዕሚ ጽብቕ ቐጽልዎ ካብ ሓውኹም ፊልሞን

  • @user-js9cv5kt1r
    @user-js9cv5kt1r5 жыл бұрын

    እንካዓ በሰላም መፃእኩም እንዳ ገርየ ሙቁራት እይትዘንጉዑና ሰሙን ሰሙን ልቀቁልና በጥዓሞ ♥

  • @waterfull2907
    @waterfull29075 жыл бұрын

    I love you Tegaru from North Tigray (Eri).😍😍

  • @waterfull2907

    @waterfull2907

    4 жыл бұрын

    @@lulrbahri Entay adeka yimilketaka wedza gohaaf Aslmaay!🙄 Am from AkelGuzay u got a problem🧠?

  • @lulrbahri

    @lulrbahri

    4 жыл бұрын

    @@waterfull2907 akelwguza kemaka yeblnan hawey ayttsref kea tserfi nay dkumat eyu

  • @waterfull2907

    @waterfull2907

    4 жыл бұрын

    @@lulrbahri Men adeka koinka eka niska mo niaay guana kitgebireni wedza gohaaf. Kabay nilaeli wedi-Abat yelen! Ni Eritrea wela lamba afisise keqatsila yikel eie ente delie ane!🙄

  • @lulrbahri

    @lulrbahri

    4 жыл бұрын

    @@waterfull2907 ብኣፍካ ደኣ ንዓና ከማ ኣቃጺልካና ኣለካ ብትግራውነትካ ኩራዕ ህራይ

  • @abrehamabreham3111

    @abrehamabreham3111

    4 жыл бұрын

    ጥሙይ እንታይ ማለት አከለጉዛይ ወዲዛ ኣጋመ

  • @jesusislordsamenamenamen8312
    @jesusislordsamenamenamen83124 жыл бұрын

    I am from eritrea but a l like more film tigray comme biti hayle and wedi qeshi

  • @7ermiaskfle26
    @7ermiaskfle265 жыл бұрын

    I am from Eritrean,but nice movie just coutunie

  • @naniasli7433
    @naniasli74335 жыл бұрын

    wawww very nice beautiful film አዛ ፊልሚ ትርኢዩ ዘለኩም ብርክ ሰንበት ይግበረልኩም

  • @user-jj8us6vg4n
    @user-jj8us6vg4n5 жыл бұрын

    ደቂ ዓባይ ትግራይ ኣጆኩም ቀፅሉሉ💕

  • @selambahta9531
    @selambahta95315 жыл бұрын

    እዋይ ብኡነት ናይ ትግራይ ፊሊይም ሪኢየ ኣይፈልጥን ነይረ ሕጂ ግን ከምዚኣ ኬፍዘለዋ ክክክክክክክ

  • @user-df7jp2gs7q
    @user-df7jp2gs7q5 жыл бұрын

    ቢቲ እና ገሬ 💗😍😍😍ኣጀኹም ቀጽልሉ ብጣዓሚ ፅቡቅ ስራሕ እዩ ብሃንቀውታ እና ንፅበየኩም

  • @bsnitmnbar9986
    @bsnitmnbar99865 жыл бұрын

    ኣብ እዚ ኮመንቲ ተንቡቡ/ባ ዝተባርከ ሰንበት ይግበርልኩም (ቢዚ ኮይነ)ክክክ🇪🇷

  • @user-wv7yn8pq8t

    @user-wv7yn8pq8t

    5 жыл бұрын

    Amen marey 💝💝💝💝

  • @dhfiremareyam831

    @dhfiremareyam831

    5 жыл бұрын

    አሜን ፫ማዓረይ

  • @alishaalisha6141

    @alishaalisha6141

    4 жыл бұрын

    AMEN SHKOREY ♥️♥️♥️🌹

  • @alyanaha2910

    @alyanaha2910

    4 жыл бұрын

    Amen

  • @soliyanabrhanu6504

    @soliyanabrhanu6504

    4 жыл бұрын

    Amennnn

  • @Helisinzro1234
    @Helisinzro12345 жыл бұрын

    ክክክክክክክክክክ ቤቲ ሽካርና ኡፈፈፈፈፈፈፈይ ብሰሓቕ ሞይተ🤣🤣🤣😍

  • @galedagahamus9984
    @galedagahamus99845 жыл бұрын

    መፀለላት ሽኮራት ደቂ ትግራይ ኩሑሎ ዳ ገርየ እሙነይ ቀፅሉሉ 😍😍😍😍

  • @MyLife-vl9yc
    @MyLife-vl9yc5 жыл бұрын

    ብዘይ ቀልዓለም ጥዕምቲ ድራማ ናይ በሓቂ ተዘናጋዕካ

  • @AliAli-cr3ns
    @AliAli-cr3ns5 жыл бұрын

    ዋዉዉ ከማይ ልገሬ ዝፈቱ በላይክ ይግለፀኝ

  • @awetamaha9504
    @awetamaha95045 жыл бұрын

    ወይ ቤቲ እንቋዕ ተፈጠርኪ ክክክ

  • @hiyabtsegay3226
    @hiyabtsegay32264 жыл бұрын

    ቤቲ ሓዎዊሳ ምቅርቲ ግን ንመን ከምዝመርፅ ጨኒቁኒ ኩሉኩም ሓላላት ደቅ ዓደይ ካብዚ ብላዕሊ ክትሰርሑ ተስፋ እገብር ዓቅሚ አለኩም በርቱዑለይ ፍትውትውውውውውው

  • @user-ih5gn5hq3m
    @user-ih5gn5hq3m5 жыл бұрын

    ሰላማት ደቂ ዓበይትይ ከመይ አለኩም ሰላምኩም የብዘሓዮ እንካዕ ንአሸንዳ በዓል አብፀሐኩም ኪዳነ ምህረት በብለለናዮ ተሓልወና አሜን በሉታይ ደሞ ላይክ @ኮሜንት ሃቡኒ

  • @lemigaultigray6335

    @lemigaultigray6335

    3 жыл бұрын

    Amen maery egue ahberu absehena

  • @gsfs6853
    @gsfs68534 жыл бұрын

    ዋዉዉዉ ብጣዕሚ ደስ ዘብል ኣብ 5 መዓልታት 8.8k like ሓቆም እዮምባ ኣቦይ ዘብረኣብሩኽ """ትግራዋይ ምስ ትግርኛ ተዓሪቑ''' ዝበሉ ጆን ኣብ " ቀዛሕታ ሾው""ዝተናገራ እያ ቀፅልሉ ደቅትግራይ ዓደይይይ

  • @user-eu2pb9lw8f
    @user-eu2pb9lw8f5 жыл бұрын

    ፍራ ካብ መዓዝ እዩ ዘዋፅኦ ዝፈልጥ ዶ በልኪ😄 ቤቲዋይ ፅሪቲ💖

  • @SaraSara-hp2if

    @SaraSara-hp2if

    5 жыл бұрын

    Hahaha eway moite

  • @eriboy9694
    @eriboy96944 жыл бұрын

    I am from Eritrea like film very funny 😂❤️❤️

  • @user-qn6xj9uj8q
    @user-qn6xj9uj8q5 жыл бұрын

    ዝፈልጦ ታኣምራት የብለይን i love This Film ብጣዕሚ ኢኹም ተስሑቑኒ ሓውኹም ኤሪትራዊ አየ ኣብ ትግራይ አንዳሃለኹ ማለት ኣብቲ ከባቢ ማዓስከር አዞም ጻዕዳ ጸሊም ዝብሉ ቁሩብ ገንዘብ በሊዖምኒ ነሮም ስለዘይነቃሕኩ ዝነበርኩ ሕጂ ግን አዚ ነዛ ፊሊም ዝከታተል ሰብ ኣይጻወታን አዩ ምኽንያቱ ናይዘይነቀሐ አያ ኢልኩም ትምህርዎ ስለዘኹም የቀንየልና ደቂ ዓበይቲ

  • @rshanrshan2161

    @rshanrshan2161

    4 жыл бұрын

    ክክክክክክክክክክክ ንስካ እሞ ሕጅካ ነቅሕካ ዳ

  • @user-qn6xj9uj8q

    @user-qn6xj9uj8q

    4 жыл бұрын

    @@rshanrshan2161 ክክክ አወ ክትበልዕ ክምዘይትኽአል ፈሊጠ ኣለኹ

  • @rshanrshan2161

    @rshanrshan2161

    4 жыл бұрын

    @@user-qn6xj9uj8q ፅብቅ

  • @user-qn6xj9uj8q

    @user-qn6xj9uj8q

    4 жыл бұрын

    @@rshanrshan2161 ኣበይ ትነብሪ ኣለኺ ሓቢብቲ

  • @rshanrshan2161

    @rshanrshan2161

    4 жыл бұрын

    @@user-qn6xj9uj8q አብ ትግራይ እንታይ ነይሩ ሓቢቢ

  • @user-xw8jg5cr4v
    @user-xw8jg5cr4v4 жыл бұрын

    Kkkkkkk kief alekum deqi tgray kexlwo hawkum eye kab eritrea🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @mehari2596
    @mehari25965 жыл бұрын

    ክክክክክክክ ቤቲ ሽኮር ዝቀረየ የለን እዛ ዳርፍስ ማዓንጣኣ አውፂእክያ

  • @agosomagosom8730
    @agosomagosom87305 жыл бұрын

    ኣታ ሰሓቅ ከትሎምና ክክክክክክ በቲ ሽኮር ፋራ ካብ መኣስ ዩ ዘዋጾኦ ዝፈልጥ

  • @zaharabob779
    @zaharabob7793 жыл бұрын

    ፋናኸ መንያ ክንደይ ድየን ድንሄባካ ኣየ ቤት ሽኮር 💘💘💘💘

  • @freabreha9652
    @freabreha96524 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ተፎታዊት ድራማ እያ ቤቲ ሃይላይ ውስጤ ናት

  • @user-xw8jg5cr4v
    @user-xw8jg5cr4v4 жыл бұрын

    Bteami znead srah dashake zmhryu deqi tgray shkorinatat hawkum eye kab eritrea🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @fionagebre6483

    @fionagebre6483

    4 жыл бұрын

    Wow wow bety sak katlkeny

  • @Yonino660
    @Yonino6604 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ደስ ዝብልን አስሐቂ ኮሜዲ እዩ ።ካብ ዝከታተለኩም ሐደ ስሙን እዩ ።ቀጽልዎ ብርትዖ

Келесі