Gere emun part 172 / ገሬ እሙን ክፋል 172

Комедия

እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም
ገሬ እሙን ኢንተርተይመንት መዘናግዕን መምሃራይ ዝኾነ መደባት ብምድላው ዝቐርበሉ ቻነል ኢዩ። ሳብስክራይብ ብምግባር ናይ ወትሩ ተኸታተልትና ክትክኮኑ ንምነ። የቐንየልና!
Welcome back to Gere emun Entertainment KZread Channel in Tigrinya Language. We Recommend you to SUBSCRIBE us to get the most updated videos. Thank you!

Пікірлер: 1 100

  • @gereemunentertainment
    @gereemunentertainment25 күн бұрын

    ገሬ እሙን አፕሊኬሽን Download link👇👇 play.google.com/store/apps/details?id=com.ccl.gereemun

  • @Gog-ok3ly

    @Gog-ok3ly

    25 күн бұрын

    እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመንጥዕናን ይሃብኩም ስድራና ብሓቂ ድምጺ ቅዳሴ እንኤ ኣነስ ዝስማዓኒ ሓጎስ ክገልጾ ኣይክእልን የቕንየልና ሓፍትኩም ሳምሪ ካብ ሳውዲ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-vs6tk7cm1e

    @user-vs6tk7cm1e

    24 күн бұрын

    ❤❤❤​@@Gog-ok3ly

  • @zekimezgebe4942

    @zekimezgebe4942

    24 күн бұрын

    ፤ፈፈፈፈኀኀኀዐ ኀኀ ኅ

  • @user-ld8px5xr1z

    @user-ld8px5xr1z

    23 күн бұрын

    የቀንየልና ደቂቃ ኣንዊሕኩምልና❤

  • @user-nw2ol6fk1v

    @user-nw2ol6fk1v

    23 күн бұрын

    ❤❤❤❤😂🎋🎋☘️☘️🎋🌿

  • @filmongoytom2938
    @filmongoytom293825 күн бұрын

    🇪🇷🇪🇷 ሰላም ተጋሩ የሕዋተይ ወላዲት ድንግል ማርያም ሰላም ተሃበና

  • @user-ko1ih7io7k

    @user-ko1ih7io7k

    24 күн бұрын

    ኣሜን ብሩከይ ❤

  • @user-fh1nb6ym7e

    @user-fh1nb6ym7e

    24 күн бұрын

    አሜን የኔ ውድድድ

  • @user-xj3jv6iv6b

    @user-xj3jv6iv6b

    24 күн бұрын

    ሰላም ዝደሊ ሰላም ይሃቦ ሰላምካ ይብዛሕ ሓወይ🙏❤❤❤❤❤

  • @waskan7162

    @waskan7162

    24 күн бұрын

    Amen Amen Amen❤❤

  • @user-rs8bd8un8y

    @user-rs8bd8un8y

    24 күн бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ማዓረይ🙏❤❤❤

  • @MedhanieKidane-mu9du
    @MedhanieKidane-mu9du25 күн бұрын

    ዘብርኣብሩኽ ዝፈቱ Like ርገጽ 💙🌿💙🌿🥰🥰🥰🥰🥰

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    25 күн бұрын

    ሳብስኽራይብ❤❤

  • @brged885

    @brged885

    25 күн бұрын

    ዘሬ ዓይነይ😂😂😂ዉዋዋዋ😂😂

  • @lidyaasfaha6184
    @lidyaasfaha618425 күн бұрын

    ለምለም ዓይነይ ዝፈቱ like ርገፁ ይሕዋተይ💞💞👍👌

  • @user-cb6hy6fz2v

    @user-cb6hy6fz2v

    22 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤👍👍👍

  • @gueshsolomon4384

    @gueshsolomon4384

    22 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @GmhlHpyu

    @GmhlHpyu

    20 күн бұрын

    😊😊😊❤❤

  • @tekichowe
    @tekichowe25 күн бұрын

    ናይ ኣብርሃም ኣድነቅቲ ላይክ ፅፍዕኒ🥰💚 0:35

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    25 күн бұрын

    ሳብስኽራይብ ተሓባበሩኒ ብርኻተይ❤❤❤❤😊

  • @user-cb6hy6fz2v

    @user-cb6hy6fz2v

    22 күн бұрын

    ❤️❤️❤️❤️❤️👍👍👍

  • @Asa-dv3gv

    @Asa-dv3gv

    Күн бұрын

    ❤❤❤❤

  • @magitigraweyti579
    @magitigraweyti57925 күн бұрын

    ዝቅዳሴ ደስ ክብል😢💙🤲እግዝዮ መሃረነ ክርስቶስ☦️

  • @hiwettsegay2861

    @hiwettsegay2861

    24 күн бұрын

    ቤተሰብ ሳብስክራብ❤❤

  • @wediakoni

    @wediakoni

    24 күн бұрын

    ናይ ብሓቂ ❤❤❤

  • @MlashKashsay-om7dc

    @MlashKashsay-om7dc

    24 күн бұрын

    እናበልኩ

  • @user-my6og5yi2b

    @user-my6og5yi2b

    23 күн бұрын

    ዓድና ኣይኮንን ሓወይ ጽዕዳ😢😢

  • @user-ji5rd2fb2h

    @user-ji5rd2fb2h

    22 күн бұрын

    ​@@hiwettsegay2861እሺ❤❤❤

  • @mareyhelsh5850
    @mareyhelsh585024 күн бұрын

    መንኣሎ ክመይ ቅዳሴ ዝስምዕ ናቤቱ የብቀዕና ፈጣሪ👏❤❤

  • @JoleanJobanm-xf7je

    @JoleanJobanm-xf7je

    24 күн бұрын

    አሜን❤❤

  • @user-bg5ck4mj9i

    @user-bg5ck4mj9i

    24 күн бұрын

    አሜን ጋልይ ሰደት እዚ ካብ ኩሉ እዩ ፈሉዩና😢

  • @mariyamey555

    @mariyamey555

    24 күн бұрын

    አሜን ኣጆና ቡሩካተይ ሳብስክራይብ ግበራለይ❤

  • @user-ji5rd2fb2h

    @user-ji5rd2fb2h

    22 күн бұрын

    አጆኪ እማዬ እግዚአብሔር ኣምላክ ዝሰአኖ የለን ከብቀዐና እዩ❤

  • @UabBdj

    @UabBdj

    21 күн бұрын

    ኣሜን አሜን ኣሜን❤❤❤

  • @Sinksa
    @Sinksa25 күн бұрын

    Wellcom ተጋሩ ኣሕዋተይ ዓይኒ ጸላኢኩም ይደፈን❤=🇪🇷

  • @user-vj9uh1ji2i

    @user-vj9uh1ji2i

    25 күн бұрын

    ኣሜን እዝ ሓወይ ፍቅሪ ፅብቅ ኣትም ዓድ💊ሰላም🇪🇷❤❤❤

  • @Debas97

    @Debas97

    25 күн бұрын

  • @user-hy4wu3cw5s

    @user-hy4wu3cw5s

    25 күн бұрын

    ኣሜን 🙏🏼♥️❤

  • @ahmaduhfyui2521

    @ahmaduhfyui2521

    25 күн бұрын

    ኣሜን እግዚአብሔር ሰላም የውርደልና

  • @user-wt5gh5ub2l

    @user-wt5gh5ub2l

    25 күн бұрын

    ኣሜን ፍቅሪ የዉርደልና💙💊

  • @KalidApp-ry5xi
    @KalidApp-ry5xi24 күн бұрын

    እዋይ እንዳ ገሬ እሙን ሽኮራት ፣ ኣታ ንስኹምሲ ሽሕ ዓመት ንበሩ ብሰሓቕ ልብና ቶኪስኩምና ። ጌሬ ናይ ሕማመይ ኩላትኩም ብጣዕሚ ጽቡቕ ሰሪሕኩማ ሎሚ ።

  • @KalidApp-ry5xi
    @KalidApp-ry5xi24 күн бұрын

    ኣብዚ እዋን እታ እንኮ ትብላዕ ናይ ትግርኛ ኮሜዲ እንዳ ገሬ እሙን እያ ። ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Nebyat674
    @Nebyat67424 күн бұрын

    ከምዚ ከማይ ቅዳስየ ዝሰምዐ ደስ ክብል✝️💒🙏

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    24 күн бұрын

    ሳብስኽራይብ ግበሪለይ ማዓረይ❤❤❤❤❤

  • @user-ji5rd2fb2h

    @user-ji5rd2fb2h

    22 күн бұрын

    አጆና ፍቱዋተይ ናተይ እግዚአብሔር ኣምላክ ናብ ቤቱ ከብቀዐና እዩ

  • @sarassss5088
    @sarassss508825 күн бұрын

    ብርክ ሰንበትን ደበረዘይትን ይግበረልና ተጋርዋይ❤

  • @user-hy4wu3cw5s

    @user-hy4wu3cw5s

    25 күн бұрын

    ኣሜን (3)♥️🙏🏼

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    25 күн бұрын

    ሳብስኽራይብ ተሓባበሩኒ ብርኻተይ❤❤❤❤

  • @Gochu1132

    @Gochu1132

    25 күн бұрын

    Ferki stom eu zebahal .tseme 40 eya tebahal be tigrinya mebokel haimanot ab tigray koyenu endahalew selementai ina nai kab amharu nelekah ? Bruche senbet ❤❤❤

  • @ahmaduhfyui2521

    @ahmaduhfyui2521

    25 күн бұрын

    ኣሜን ❤❤❤❤❤

  • @user-fd3db4jv4m

    @user-fd3db4jv4m

    25 күн бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏🌾🌿☘️🥰

  • @letishkebede5965
    @letishkebede596525 күн бұрын

    ብሩክ ሰንበት ተጋሩዋኒ ብሽም ዋዕሮታት ትግራይ Like ግበሩ❤❤❤❤

  • @yebitgraweyti8489
    @yebitgraweyti848925 күн бұрын

    ዘብረኣውርኽ ዓይነይን ለምለም ዓይነይን ተምሳሌት ፍቅሪ❤😂ደስ ክብሉ😍😁

  • @zafu6265
    @zafu626525 күн бұрын

    ቅዳሴ ድምፂ ደስ ክብል 🥰🥰🥰🥰

  • @user-tx8if2hl6o

    @user-tx8if2hl6o

    24 күн бұрын

    ❤️❤️❤️✝️🙏

  • @yohni283
    @yohni28324 күн бұрын

    ኣቤት ዝቅዳሴ ዉነካ ምልስ የብለካ ኣብ ቤቱ ተዝህሉስ ከመይ መበልኩ ኢለ ድምፂ ኳ ክንድዚ ልበይ ዝሰረቀንስ ❤❤ዓድካ ጥዑም ብሰላም ዓድና ይመልሰና😢

  • @Hagosalemayo12
    @Hagosalemayo1225 күн бұрын

    ብሩክ ሰንበትን ደብረዘይትን ይግበረልና ተጋሩዋይ✝️❤🙏

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    25 күн бұрын

    ሳብስኽራይብ ግበረለይ ብርኸይ❤❤❤❤😊

  • @MulerTigraweti
    @MulerTigraweti25 күн бұрын

    *_እንኳዕ ኣብጸሐኩም ንደብረ ዘይቲ ተጋሩዋይ ንኩሉኩም ብዘይ ኣፈላላይ✝️❣️💐_*

  • @atranos2198
    @atranos219824 күн бұрын

    ናይ ፈረንጂ ጽግምቲ ። ገለ ገበን ፈጺማ ኣላ። ኣብ ዓዲ ኣመሪካ።ኣያ ዘራብሩኽ❤❤Eritrea

  • @Hlifit
    @Hlifit24 күн бұрын

    ኡፍፍፍ ናፍቆት ቅዳሴ ምስ ሰማዕኩስ ነቢዐ😢 እግዚአብሔር አምላክ ስደትና የሕፅረልና ንኩላትና አብ ስደት ዘሐና🤲🥰❤

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    24 күн бұрын

    ሳብስኽራይብ ግበሪለይ ዝያዳይ❤❤❤❤

  • @user-ig3ws4bn7g
    @user-ig3ws4bn7g24 күн бұрын

    ኣሰይ ሰንበተይ ጥዕምቲ ውነይ ናፍቱ ቅዳሴ ኮይኑ ተመስገን እግዚአብሔር ኣምላኬ💘💛❤ ተጋሩዋይ ዓለመይ 💘💛❤💛❤😘😘😘

  • @GMGIRMAYMEHARI
    @GMGIRMAYMEHARI25 күн бұрын

    ኣብራሂም ዝፎቱው like ግጭው❤❤❤

  • @asayyeebyo182
    @asayyeebyo18225 күн бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም ፍቁራተይ ብዕድመን ጥዕናን ይሓልወልና እግዚአብሔር አምላኽ❤❤❤ እንኳዕ ብሰላም አብፀሐና ንደብረ ዘይት ተመስገን መድኃኔዓለም አቦይ ዓመት ልዓመት ዝዓቆረካና ዝተባረኸን ዝተሰደሰን ሰንበተ ክርስቲያን ይግበረልና ፍቁራተይ❤❤❤

  • @Shwati308
    @Shwati30825 күн бұрын

    ገሬ እሙን ዘቅምጠን ቃላት ግን በእውነት ብጣዕሚ እዩ ማሃሪን ዘመን ዝገልፅ ቀፅለሉ ገሬ ሙን❤❤❤❤❤

  • @Merimeri-1619

    @Merimeri-1619

    24 күн бұрын

    ሳብስክራይብ ግበረ ምቅርቲ❤❤

  • @tijichannal27
    @tijichannal2725 күн бұрын

    እዛ ከምነት ተንብቡ ዘለኩም ቅዱስ ሚካኤል ካብ ክፍእ ይሰውርኩም ስደትና የሕፅረና ፈጣሪ ሓላለተይ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ፍቁራተይ ብታ ትፈትውዋ ወላድትኩም ሰለ እትገብሩለይ የመስግነኩም💞💞💞☕️☕️☕️☕️💖💖💝💝💝

  • @user-zh5lj4ex3k

    @user-zh5lj4ex3k

    23 күн бұрын

    አሜን ማዓረይ ገረልኺ ንስኽውን ግበርለይ

  • @alexandermulugeta4807
    @alexandermulugeta480725 күн бұрын

    ኣያ ዘረኣብሩክ የኣኽ😂😂😂 ናይ ብሓቂ ዝድነቕ ተዋሳኣይ❤

  • @mariyamey555

    @mariyamey555

    24 күн бұрын

    ሳብስክራይብ ግበረለይ ማዓረይ❤

  • @user-vj9uh1ji2i
    @user-vj9uh1ji2i25 күн бұрын

    እንኳዕ ዳሕን መፃእኩም ደቂ ረመይ💊 ኣያ ዘብራኣብሩክ ምንጭ ሳቅና🤣🤣🤣

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    25 күн бұрын

    ሳብስኽራይብ ግበሪለይ ዝያዳይ❤❤❤

  • @ghggfgttyt9588
    @ghggfgttyt958825 күн бұрын

    ተሰፋ ትግረይ ጀጋኑ አንዳ ገሬ አሙን💞♥️

  • @mariyamey555

    @mariyamey555

    24 күн бұрын

    እመብርሃን ታሓልኪ ክብረተይ ሳብስክራይብ ግበርለይ❤️❤️

  • @user-zz5jv5pk1z

    @user-zz5jv5pk1z

    22 күн бұрын

    ❤😂🎉wgko

  • @user-pd3np7bw5y
    @user-pd3np7bw5y25 күн бұрын

    ሰናይ ዕለተ ሰንበት ላይክ ግበሩ የሕዋት

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    25 күн бұрын

    ደምረኒ ማዓረይ❤❤❤❤

  • @user-pd3np7bw5y

    @user-pd3np7bw5y

    25 күн бұрын

    @@user-uy4ek2zj3s ጠዋሊ

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    24 күн бұрын

    ❤❤❤❤

  • @user-nm9tl3jb1j
    @user-nm9tl3jb1j24 күн бұрын

    ዝቅዳሴ ደስክብል ኣምላክ ኣቦይ ብሰላም ናብ መሬት ዓድና መልሰና❤🙏

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    24 күн бұрын

    ሳብስኽራይብ ግበሪለይ ዝያዳይ❤❤❤❤😊

  • @user-nm9tl3jb1j

    @user-nm9tl3jb1j

    24 күн бұрын

    @@user-uy4ek2zj3s እሺ

  • @BreFekr
    @BreFekr25 күн бұрын

    አንኳዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ሪመይ አድነቂቲ ለምለም ዓይነይ ላይክ👍👍❤❤💛🇨🇳🌹💐❤❤

  • @hiwettsegay2861

    @hiwettsegay2861

    24 күн бұрын

    ደምርኒ 🌹🌹

  • @mariyamey555

    @mariyamey555

    24 күн бұрын

    እመብርሃን ታሓልኪ ክብረተይ ሳብስክራይብ ግበርለይ❤️❤️

  • @user-vp6oh8vq7f
    @user-vp6oh8vq7f24 күн бұрын

    From Eritrea 🇪🇷 I like you guys

  • @maohamed3399
    @maohamed339925 күн бұрын

    ቃደሞይቲ ባዕለይ ብሩክ ስንበት❤🎉

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    25 күн бұрын

    ደምራኒ ኽብራተይ❤❤❤❤

  • @herilove7188
    @herilove718825 күн бұрын

    ክክክክክ ኣያ ዘብርኣብሩኽ ዝፈትው👍🤣🤣🤣❤❤

  • @mariyamey555

    @mariyamey555

    24 күн бұрын

    እመብርሃን ታሓልኪ ክብረተይ ሳብስክራይብ ግበርለይ❤️❤️

  • @user-gj2eh8yy4j
    @user-gj2eh8yy4j25 күн бұрын

    ዋው ዝበለፀ ድራማ እዚ ክዓ ❤❤❤❤ውሰድዋ 100 100

  • @HhHh-qh2lj
    @HhHh-qh2lj25 күн бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃአኩም ድቅ ዓባይ ትግራይ💛❤️💛❤️💊💊🥰🥰🥰🥰

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    25 күн бұрын

    ሳብስኽራይብ ግበሩለይ ብርኻተይ❤❤❤❤

  • @HhHh-qh2lj

    @HhHh-qh2lj

    25 күн бұрын

    ​@@user-uy4ek2zj3s እሺ ዝሓፍተይ❤❤❤

  • @HhHh-qh2lj

    @HhHh-qh2lj

    25 күн бұрын

    ​@@user-uy4ek2zj3s እሺ ዝሓፍተይ❤❤❤

  • @jge7tye640
    @jge7tye64025 күн бұрын

    ኣሰይይይ ቱቕዳሴ ደስስ ክብል ዓድኻ ጥዑም ብሩኽ ሰንበት ይግበረልና ፈጣሪ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🙏🙏🙏

  • @mariyamey555

    @mariyamey555

    24 күн бұрын

    እመብርሃን ታሓልኪ ክብረተይ ሳብስክራይብ ግበርለይ❤️❤️

  • @user-cx7vk5vj6j
    @user-cx7vk5vj6j24 күн бұрын

    ዙቅዳሴ ደስ ክብል ጎይታይ ማዓረይ ስደትና ዋሕፅረልና

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    24 күн бұрын

    ሳብስኽራይብ ግበሪለይ ዝያዳይ❤❤❤❤

  • @josieg.2881
    @josieg.288125 күн бұрын

    you guys Deserve the Best .lov u peace be upon is🇪🇷💊🇪🇹

  • @user-wt5gh5ub2l

    @user-wt5gh5ub2l

    21 күн бұрын

  • @khjh8891
    @khjh889125 күн бұрын

    ለምለም ዓይነይ ምቅርቲ💋💜ኣያ ዘብረኣብሩክ ምንጪ ሰሓቀይ❤🤣🤣🤣

  • @user-hw9ui3nx2t
    @user-hw9ui3nx2t25 күн бұрын

    እንዃዕ አብፅሐና ደቂ ሪመይ💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    25 күн бұрын

    ሳብስኽራይብ ግበሪለይ ማዓረይ❤❤❤❤

  • @user-qi2vk7wd3q
    @user-qi2vk7wd3q25 күн бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃአኩም ድቅ ዓባይ ትግራይ❤❤❤🙏💖🥀💊💊💊💊

  • @mariyamey555

    @mariyamey555

    24 күн бұрын

    እመብርሃን ታሓልኪ ክብረተይ ሳብስክራይብ ግበርለይ❤️❤️

  • @eyfryyf3929
    @eyfryyf392924 күн бұрын

    እንኳዕ አብፀሐኩም ንዓመትዋ ክብር ባዓል ደብረ ዘይት እንዳ ግረ አሙ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ፈጣር❤❤

  • @user-pc6sw4gn8i
    @user-pc6sw4gn8i25 күн бұрын

    እንካዕለ ልደብረዘይቲ ብሰላም ኣብፀሐና ደቂዓደይ ኣብምፃኣቱ ኣየስተሃፍረነ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @mariyamey555

    @mariyamey555

    24 күн бұрын

    አሜን ማዓረይ ሳብስክራይብ ግበርለይ❤❤

  • @user-gm5kz5ce4b
    @user-gm5kz5ce4b25 күн бұрын

    እንካዕ ንደብረዘይቲ ኣብፀሐኩም አብፀሐና❤❤❤❤❤❤❤

  • @ndjs6045

    @ndjs6045

    25 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂😂😂

  • @selam801
    @selam80125 күн бұрын

    ዌል ከመይ ቀኒኹም ሕቡሸ ዓይነይ😊 ቸሩ ሰንበት❤

  • @user-zh5lj4ex3k

    @user-zh5lj4ex3k

    23 күн бұрын

    ደምርኒ ማዓረይ

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay593124 күн бұрын

    ከም ዲኒኤል ንስድርኡ ዘኽብር መንእሰይ ይህሉ ዶ አብዚ ግዘ?

  • @user-ky7bo8mu8p
    @user-ky7bo8mu8p25 күн бұрын

    መበል 189ላይክ ፅፉዕኒ

  • @user-cu3sz2yh1p
    @user-cu3sz2yh1p25 күн бұрын

    ብሽም tdf like

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    25 күн бұрын

    ደምሩኒ ማዓረይ❤❤❤😊

  • @YusufMustaFa-lu4ug

    @YusufMustaFa-lu4ug

    25 күн бұрын

    tdf ዝበሀል የለን

  • @Ema.7.7.7

    @Ema.7.7.7

    25 күн бұрын

    ​@@user-uy4ek2zj3s lekmni marey

  • @user-cu3sz2yh1p

    @user-cu3sz2yh1p

    25 күн бұрын

    @@YusufMustaFa-lu4ug ተወሳኪ ሽሙ ድማ ንጉስ ኣፍሪካ ይበሃል ብtdf ዘይ ትፈልጦ ተኮይንካ

  • @user-cu3sz2yh1p

    @user-cu3sz2yh1p

    25 күн бұрын

    @@user-uy4ek2zj3s ቡሩክ ሰንበት ይግበረልኪ ጋል ሪመይ

  • @MikyBerhane-vj1wf
    @MikyBerhane-vj1wf23 күн бұрын

    ኣድናቒኹም ኢየ ካብ ኤርትራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷። ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ እንዳ ገሬ እሙን። ኣያ ጆንከር ከኣ ኣይትጥፋእ ኢኻ። ንናፍቐካ ኣለና ክትጠፍእ ከለኻ።

  • @user-wt5gh5ub2l

    @user-wt5gh5ub2l

    21 күн бұрын

  • @Dolar1219
    @Dolar121925 күн бұрын

    ዳገሬ መዓራት😊 ለምለም ዓይነይ ፍቅርርርርር ፍትውውውው

  • @user-og5gm7mm9k
    @user-og5gm7mm9k25 күн бұрын

    እንኳዕ ንደብረዘይቲ ኣብፀሐኩም ትግራዊ ❤❤❤❤❤

  • @user-uw8tf5bw4r
    @user-uw8tf5bw4r25 күн бұрын

    ቓደመት ኣደ ገሬየ ሰናይ ሰንበት ይኹነልና ልለምለም ዓይነይ ❤😂 መጋለገልቲ😂 ተጋሩዋይ#በተሰብ#ግበሩኒ#ኣትኽፈለይ❤❤❤❤

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    25 күн бұрын

    ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤😊

  • @rozaoppo828

    @rozaoppo828

    25 күн бұрын

    ገርናክ ፅግበይ😂😂

  • @liveyourdream2121
    @liveyourdream212125 күн бұрын

    መይተ ድየ ገለ ዘራብሩኽ ናይ ሕማመይ 🥰🫣😂😂😂

  • @mariyamey555

    @mariyamey555

    24 күн бұрын

    እመብርሃን ታሓልኪ ክብረተይ ሳብስክራይብ ግበርለይ❤️❤️

  • @user-em7xk9bz3q
    @user-em7xk9bz3q25 күн бұрын

    😂ሞይተ ሎሞስ ኩሉ ከክውን ውጪ እየ ዘለኩሞ ትግራይ ከሰብ ዝመጸእ ከመወት ብሳሓቅ ጽሎት ሓጉዙኒ 😅አብ ደቅናስ ሪኢናዮ ዋ አብ ደቂ ደቅና ያ አይትርእየና 😅😅😅😅😅😅😅

  • @maymayorecordsandentertain5523
    @maymayorecordsandentertain552325 күн бұрын

    ተስፋ ትግራይና ጀጋኑ እንዳ ገሬ እሙን

  • @VjS-iu9dg
    @VjS-iu9dg24 күн бұрын

    ኡፍፍፍ ቅዳሴ😢 በጃኩም እባ ቤተክርሰትያን እውን ናከድኩም ሰሩሑልና❤

  • @aleemlove3832
    @aleemlove383225 күн бұрын

    ተሰፋ ትግራይና ጀጋኑ እንዳ ገሬ እሙን❤❤❤❤❤

  • @rahelestif2112
    @rahelestif211225 күн бұрын

    አያ ዘራአብሩኽ ይዓኺ 😂😂😂...ሰብ ቀቲላ እያ ያ መፅያ አታ ሰሓቕ ሞይተ

  • @user-zh5lj4ex3k

    @user-zh5lj4ex3k

    23 күн бұрын

    ደምርኑ ማዓረይ

  • @tesfayaberhe
    @tesfayaberhe25 күн бұрын

    ብሩኽ ሰንበት, ብዓለዝግሄር, ደብረዘይቲ ይግበረልና !!!

  • @mariyamey555

    @mariyamey555

    24 күн бұрын

    አሜን ሳብስክራይብ ግበረለይ ማዓረይ❤

  • @hayelomWelday-mm9uy
    @hayelomWelday-mm9uy25 күн бұрын

    ብሌን ዓይኒ ትግራይ ገሬ እሙን

  • @Tsgab.
    @Tsgab.25 күн бұрын

    እንካዕ ዳሓን መፃኩም እንዳ ገሪየ እሙን ዝፈትወኩም ኣያ ዘብራኣብርኩ ምንጭ ሳሓቀይ😀💕💕💕💕💕💕💕

  • @nebiatgebremariam8193
    @nebiatgebremariam819324 күн бұрын

    Samri shikor, you are amazing actress I just love watching you 🙏🏽💯🇪🇷⭐️love from Washington DC ❤❤❤

  • @DebreSina21
    @DebreSina2125 күн бұрын

    ኣቱም መተርኣስ እባ, ሞ ሃቡና 😅😅😅😅😅😅 ኣይከኣልኩን 😂😂😂

  • @neimaneima7932

    @neimaneima7932

    24 күн бұрын

    ክክክክክ ወላ አነ አየ ሰሃቅ ሞየት 😄😄😄😄

  • @user-gc1zk5uf2n
    @user-gc1zk5uf2n25 күн бұрын

    ሳብስክራይብ ዝገበረለይ ድንግል ወላዲተ ኣምላክ ስደቱ ተሕፅረሉ ኩሎም ስድራቤቱ ትሓልወሉ😢❤❤❤❤

  • @beharwabela6385

    @beharwabela6385

    25 күн бұрын

    ኣሜን ገይረልኪ

  • @Trhas-oc1js

    @Trhas-oc1js

    25 күн бұрын

    𝘈𝘮𝘦𝘯🕊️ 𝘨𝘦𝘳𝘦𝘭𝘬𝘪🥰

  • @user-gc1zk5uf2n

    @user-gc1zk5uf2n

    24 күн бұрын

    @@Trhas-oc1js እሽኒ🥰🥺

  • @user-gc1zk5uf2n

    @user-gc1zk5uf2n

    24 күн бұрын

    @@beharwabela6385 እሺኒ🥰

  • @genetkebede649
    @genetkebede64924 күн бұрын

    Wow Lemlem I appreciate her the way she solves challenges and conflicts ❤❤❤❤

  • @user-yh6zb4sq3w
    @user-yh6zb4sq3w25 күн бұрын

    ቅዳሴ ንስምዕለና ተዓዲልኩም❤❤❤😊

  • @muluwelday4144
    @muluwelday414425 күн бұрын

    እንካዕለዐልጸብረዘዶቲ ብሰላሞ አብፀሐና

  • @arongebremical3136
    @arongebremical313625 күн бұрын

    Welcam berhan gaxom 💙👌👍🏻✅️

  • @user-hl5gy7fs7i
    @user-hl5gy7fs7i25 күн бұрын

    Deki rimey ab zelekmwo selam kunuley adna tigray selam ygberelna deki halal meret💊💊🥳🥰

  • @LuleyNatey
    @LuleyNatey18 күн бұрын

    ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ምቁራት. ..ሓፍትኹም ካብ 🇪🇷❤❤❤

  • @user-zs1rr4bo6c
    @user-zs1rr4bo6c23 күн бұрын

    ያ ዘረኣቡሩኹን እና ለምለም ዓይነይ ደስ ክቡሉካ ናይ ባሓቂ ፍቁሩት ይመስሉ ❤

  • @teameema9832
    @teameema983224 күн бұрын

    Zebrabruk zefto like 💙💙💙💙 wedi Meley 💙💙💙🙏

  • @danulove413
    @danulove41325 күн бұрын

    ዘብራኣብርኩ ዝፎቲ❤

  • @abize_bhieretigray
    @abize_bhieretigray25 күн бұрын

    ኣያ ዘብርኣብሩኽ ኣቦ ጥበብ

  • @user-ly9wk2ed7q
    @user-ly9wk2ed7q25 күн бұрын

    እንዳ ገረየ እንኳዕ ብሰላም መፃእክም መቅሰናት🎉❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @HiwetBerhe-gg3lb
    @HiwetBerhe-gg3lb24 күн бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም🎉❤ ዝቅዳሴ ደስ ክብል ዓድካ ጥዑም😢

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    24 күн бұрын

    ሳብስኽራይብ ግበሪለይ ዝያዳይ❤❤❤❤

  • @dsertfswer5540
    @dsertfswer554025 күн бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋሩዋይ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-on8su8cy2o
    @user-on8su8cy2o23 күн бұрын

    ድምፂ ቅዳሴ እኒኦ ደስ ክብለካ ዓድካ ጥዑም

  • @dnglmaryamadey
    @dnglmaryamadey25 күн бұрын

    ዘውራአውሩክ ምስ ለምለመይ ናይ ባሓቂ ከም ኮኑ 😅❤

  • @weldeababraha4469
    @weldeababraha446925 күн бұрын

    ብዙሕ ጽቡቕ ትሕዝቶታት ዘቕረበት፣ እዚ ጥራይ ዘይኮነ ሓያላት ተዋሳእቲ ከም ኣያ ዘርኣብሩኽ፣ ቤቲ-ሃይላይ ብዓልቲ ብቁልቲ፣ ገርሂ ገርየ እሙን ከፋሊ ግብሪ፣ ድሒሩ ዝመጽአ ኣያ ተኸስተ፣ ምሉእ ናይ ኣደ ባህሪ ዝተላበሰት ለምለይ ዓይነይ ፣ ኣብ ፊልም ትግርኛ ዓቢ ተራ ክጻወት ዝኽእል ንኡስ ኣላዪ ፊልም ጆከር፣ ዘርኣየት፣ ዘዘናግዐት ድራማያ። ካብ መጀመርታ ክሳብ ሕጂ ኣብ ምክትታል እንዳ ገሬ እሙንየ። ነፍሲ ወከፍ ሰንበት ንኽሪኣ ዝሃርፍ ኩነታት ዓዲ እትሕብር መደብያ። ሕጂ ግን ቁሩብ ቅሬታ ኣለኒ። ምኽሪ ሓውካ ብደውካ ደረጃኹም እናጎደለ ይከይድ ኣሎ። ምሃዝነትኩም ከም ቀደሙ የለን። ሓዱሽ ነገር ንርኢ የለናን። ኣሰልቻውን ተደጋጋምምንዩ። እዚ ዝብል ዘለኹ ንኽጎድኣኩም ወይ ጽቡቕ ዘይትሰርሑ ስለ ዝኾንኩም ኣይኮነን። ጽቡቕ ስለ ትሰርሑ እየ ካብ መጀመርታ ክሳብ ሕጂ ተኸታቲለኩም ካልኦት ከማይውን ዝከታተልኹምን። እዛ ካብ ኣሜሪካ ከም ዝመጸት ተዋስእዋ ዘለኹም ጓል ወይ ዘምጻእኩማ ጓል ነቲ ገጸ ባህሪ ብግቡእ ኣይተላበሰቶን። ምርር ክብለኒ እንከሎሞ ተዋሳኢት ኣይኮነትን። ወይ እቲ ገጸ ባህሪ ናይ ወጻኢ ብግቡእ ዘየጽናዕኩሞ ከይትኾኑ። ካብ ምዕራብ ዝመጸ ብክንደይ ሽግር ዝሓለፈ ዝተሳሕለ ሰብ ሽግር ናይ ከባቢኡ ብቐሊሉ ዘለሊ ሰብዩ። ብዓቢኡውን እቲ ካራክተር ኣይተላበሰቶን። በጃኹም ስለ ምህረት በዛ ጓል ጌርኩም ነዘን ዝመጻ ሰናብቲ ኣሰልቻዊ ድራማ ከይትሰርሑ። ቤቲ ሃይላይ፣ ኣያ ተኸስተ፣ ኣያ ዘርኣብሩኽ ከለዉኹም፣ ስለ ቲ ንኽንደይ ግዜ ዘዘናጋዕኩምና ነመስግነኩም። ይፈትወኩምየ

  • @algaw1
    @algaw124 күн бұрын

    Aya Zerabruk says "ልሰበይቱ ዘይቀጸዕ ዳኛ ዶ ኣሎ ዩ ኣብኣ ደጊሙ ይሰደኪ" so funny aya joker says " እንድሕር ዘኪርኪዮ ሻዎር ውሰዲ " my dirty mind going on 🤣🤣😃😃

  • @user-bp5ye2rh6f
    @user-bp5ye2rh6f25 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤እንኳዕ ዲሓን መፀኩም ኩቡራት ስድራ❤❤

  • @AffectionateLunarModule-yj2cl
    @AffectionateLunarModule-yj2cl25 күн бұрын

    ዋይ ዘብረኣብሩክ ልክዕ ናተይ ኣቦ ዓምጫቅ😢

  • @HhgggVgfgg

    @HhgggVgfgg

    18 күн бұрын

    Teadikmo feta tbli😂😂😂😂😂😂

  • @Gash-Media1
    @Gash-Media125 күн бұрын

    We wait you allways at the time. ❤❤❤ And Love you guys

  • @tekesteteame7400
    @tekesteteame740025 күн бұрын

    እንካዕ ብሰለም መፃእኹም

  • @GghhErr
    @GghhErr23 күн бұрын

    ድምፂ ቅዳሰ ደስ ክብል እንካዕ ኣብፀሓና ንዓመት ባዓል ተጋርዋይ ፅርያት❤❤❤❤

  • @user-pq4hi2ls7o
    @user-pq4hi2ls7o24 күн бұрын

    ተስፋ ትግራይ ጀጋኑ እዳ ገረ እሙን❤❤❤❤❤

  • @Rayamedia-ep7nc
    @Rayamedia-ep7nc24 күн бұрын

    ለምለም ዓይነይ ዝፈቱው Like❤❤

  • @user-lq9ix3ty2t
    @user-lq9ix3ty2t25 күн бұрын

    ቅዳሴ አብ ክንደይ ዓመተይ ሰሚዐ አብኡ ለለኩ ልኣክል እዩ ተሰሚዑኒ 😢 አደዋኒ ትግራይ ሰላምኪ ይመልሰልኪ ለይስኪ እካ ካልእ አዶ ለይብልና

  • @makiway
    @makiway24 күн бұрын

    ብጣዕሚ ደስ ይብል ናይ ሎምዓንቲ ቀፅሉሉ ❤

  • @richochewa1640
    @richochewa164023 күн бұрын

    ዘጌም ዐይነይ ይ ለምለም ዐይነይ ናይ በሐቂ ቃሕ በሐሎ ሰብአይ ሰበይቲ አቦኻ ይ እነኻ ይመስሉኻ ፅቡቃት ፍቁራት እንዳገሬእሙን ሽኮራት ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @MiskrReyes9
    @MiskrReyes924 күн бұрын

    ናይ ሎሚ ማራ ኬፍ ነይርዋ😂❤

  • @user-cr5qd3rn9j
    @user-cr5qd3rn9j25 күн бұрын

    😄😄🥰🥰ይመቺኩም እስከ እንዳ ገርየ እሙን ትዑማት

  • @bettyboo7783
    @bettyboo778324 күн бұрын

    ስራህትኩም ብጣእሚ ፅቡቅ መምሀሪ መስሀቂ እዩ ተባረኩ

  • @Abela_films1
    @Abela_films124 күн бұрын

    ሓሪፍ ለውጢ እዩ ኣሕዋት ዛዳ ዘርኣብሩኽ ገዛ ዝተጠቀምኩምዎ ብርሃን Light(cinematic video) ጌርኩም ብምቕራብኩም ሓሪፍ ጌርኩምዋ ኒአኹም👌🎬💯

  • @ggcf1371
    @ggcf137124 күн бұрын

    ለምለመይ ዘብረኣብሩኸይ ዝፈትወኩም🎉❤

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    24 күн бұрын

    ሳብስኽራይብ ግበሪለይ❤❤❤❤

  • @healthmedia148
    @healthmedia14825 күн бұрын

    ብሓቂ መምሃራይ እዩ ቀፅልሉ❤❤❤

  • @handl741
    @handl74124 күн бұрын

    ቅዳሴ ደስ ክብል 🙏✝️💚

  • @hhuu4805
    @hhuu480523 күн бұрын

    እንዳ ገሬ እሙን ክንዲ ሎማዓቲ ሲሕቀ ኣይፈልጥን😂❤

Келесі