gere emun part 108 | ገሬ እሙን ክፋል 108

Комедия

Пікірлер: 1 600

  • @ftsum_wedi_shire3677
    @ftsum_wedi_shire3677 Жыл бұрын

    ኣነስ ንኣያ ተኸስተ ክፈትዎ ኣያተኸስተ ዝፈቱ ብላይክ ✅✅✅✅✅✅

  • @luwamteklom5507

    @luwamteklom5507

    Жыл бұрын

    Bflay ገሪሂወት ክብል ከሎ

  • @user-ut2ri6xp6v

    @user-ut2ri6xp6v

    Жыл бұрын

    ኣለና ♥️♥️♥️ተኸስተ ሽኮር ❤❤❤

  • @user-uw8tf5bw4r

    @user-uw8tf5bw4r

    Жыл бұрын

    ሓላላተይ ሳብክራይብ በሉይ ደቂ ዓደይ ማዓረይ መሉኡ ሰላም ላሃገርና🙏😍😍

  • @cucumberoct1156

    @cucumberoct1156

    Жыл бұрын

    @@luwamteklom5507 ክክክክ እወ ጣዕሚ ኣለዋ ገብረሂወት 😂

  • @alganeshbahre8598

    @alganeshbahre8598

    Жыл бұрын

    Me too very good actor

  • @RaKi-ri2ks
    @RaKi-ri2ks Жыл бұрын

    ተጋሩዋይ ምዓረይ❤ሎሚ ወዲ ወሊደ 💊ንዓይ የምስልክን ኣሕወተይ💎

  • @erapentertement1043

    @erapentertement1043

    Жыл бұрын

    Debretsen belyo Eki 😂

  • @merieyob6828

    @merieyob6828

    Жыл бұрын

    embtachen be sehlem tawetke 🙏

  • @RaKi-ri2ks

    @RaKi-ri2ks

    Жыл бұрын

    @@merieyob6828 Amen ምዓረይ❤

  • @RaKi-ri2ks

    @RaKi-ri2ks

    Жыл бұрын

    @@erapentertement1043 ጨለ😁

  • @mirmir1048

    @mirmir1048

    Жыл бұрын

    እካዕ ማርያም ኣውፀትኪ ማዓረይ 🙏💖

  • @saralove7966
    @saralove7966 Жыл бұрын

    ክምዝ ከማይ ወረ ሰላም ንገሬ ኡሙን ክፅበ ዝፀነሐ ላይክ ይግጭወኒ

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ይኩን ክብረተይ💘

  • @lulu-bt1nq
    @lulu-bt1nq Жыл бұрын

    Mulue selam yigberelna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Jossi_Mashi.
    @Jossi_Mashi. Жыл бұрын

    እንቋዕ ብሰላም መጻእኩም እንዳ ገሬ-እሙን💖 19፡19 ለምለም ዓይነይ😥💔 እስኪ ምሉእ ሰላም ይግበረልካ ወገነይ።

  • @Amora-.9063

    @Amora-.9063

    Жыл бұрын

    josi ሓወይ ሩሑስ ለደት ይግበረልና፣ በጃካ Subscribe አባ ግበረለይ።❤❤❤

  • @Jossi_Mashi.

    @Jossi_Mashi.

    Жыл бұрын

    @@Amora-.9063 ኣሜን፡ ጸቂጠልካ ኣለኹ።

  • @weynigaltewahdo2854

    @weynigaltewahdo2854

    Жыл бұрын

    አሜን ሓወይ ናተይ💕

  • @user-yo7oy4fb5x

    @user-yo7oy4fb5x

    Жыл бұрын

    አሜን ጆስየ ሲንግለይ አኞካ አነን ንስካን ክንጣመር ኢና ዋ ክክክ

  • @Jossi_Mashi.

    @Jossi_Mashi.

    Жыл бұрын

    @@user-yo7oy4fb5x ጸገም የለን ዶ በለ ኣያዘራብሩኽ😄ድንግለይ ዕልል ዩ ምበይ 𝗸𝗸𝗸𝗸𝗸

  • @hiwetmeles7601
    @hiwetmeles7601 Жыл бұрын

    ኣቡነ ተክልየ ይሓሊኩም🙏🙏🙏💛❤💛❤💛❤💛❤💛

  • @Amora-.9063

    @Amora-.9063

    Жыл бұрын

    Hiwet ሓፍተይ ሩሑስ ለደት ይግበረልና፣ በጃኪ Subscribe አባ ግበርለይ።❤❤❤

  • @xdggg9171
    @xdggg9171 Жыл бұрын

    ሙሉኡ ብራሃን ይግበረልና ፈጣሪ🙏💑💑💑

  • @user-nb2wi8pp7q

    @user-nb2wi8pp7q

    Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ♥️♥️♥️

  • @gerlrye3886

    @gerlrye3886

    Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @user-vy2nm1hn1u

    @user-vy2nm1hn1u

    Жыл бұрын

    አሜን 🙏🙏🥰🥰🥰

  • @user-uh7sy9uy6j
    @user-uh7sy9uy6j Жыл бұрын

    ጽሓይ በሪቃ ኣበየ ኣብ ሜዳ ትግራየ 🙏❤ ሰላምኩም ይብዛሕ እንዳ ገሬየ🥰

  • @Amora-.9063

    @Amora-.9063

    Жыл бұрын

    Kbretey ሩሑስ ለደት ይግበረልና፣ Subscribe አባ ግበርለይ።❤❤❤

  • @user-zd4wy8gp4i
    @user-zd4wy8gp4i Жыл бұрын

    Welcome back እንዳ ገረ እሙን እንቃዕ ሓጎስኩም ተጋሩ ደመይ ሙሉአ ሰላም ይግብርለኩም ሓጎስኩም ሓጎስና ንብዓትኩም ንብዓትን እዩ ካብ ሓውኩም ወዲ ኣከለ-ጉዛይ እዩ 🙏💒💙♥️💌💊💊🍎

  • @Amora-.9063

    @Amora-.9063

    Жыл бұрын

    Wedi Hazomo ሓወይ ሩሑስ ለደት ይግበረልና፣ በጃካ Subscribe አባ ግበረለይ።❤❤❤

  • @fiyourttv2431

    @fiyourttv2431

    Жыл бұрын

    እንካዕ ደስ ብለና❤❤❤❤❤

  • @mdkorimmdkorimdd6916

    @mdkorimmdkorimdd6916

    Жыл бұрын

    አሜን ሓወይ ናተይ ናይ ብሓቂ ኣብ ሓዘንና ይኩን ኣብ ሓጎስና ደው ስለ ዝበልኩም ደቂ ሓትነይ የቀንየልና ዓስብኩም ካብ እግዚአብሔር ርከብዎ 😘💊💙💋💛❤️

  • @user-zd4wy8gp4i

    @user-zd4wy8gp4i

    Жыл бұрын

    @@mdkorimmdkorimdd6916 ሽገር ይለን ጋል ሓትነይ ሽኮር 🙏♥️❤

  • @sendayowlegebrial4195

    @sendayowlegebrial4195

    Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን 🤲ደመይ😍😘

  • @isaqtesfalem6200
    @isaqtesfalem6200 Жыл бұрын

    Des zebel eyu enqae ezia arayena yemlealkum melue selam yegbrlekum leul fetari 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Amora-.9063

    @Amora-.9063

    Жыл бұрын

    Isako ሓወይ ሩሑስ ለደት ይግበረልና፣ በጃካ subscribe አባ ግበርለይ።❤❤❤.

  • @kudusann8413
    @kudusann8413 Жыл бұрын

    ኣያዘብራኣብሩኽ ትኽክል ቋንቋናን ባህልናን ምርሳዕ የብልናን ዘኹርዕ ቋንቋን ባህልን ኣለና ነማዕብሎ

  • @Amora-.9063

    @Amora-.9063

    Жыл бұрын

    Kedish ሓፍተይ ሩሑስ ለደት ይግበረልና፣ በጃኪ Subscribe አባ ግበርለይ።❤❤❤

  • @stahayyebeyo3451
    @stahayyebeyo3451 Жыл бұрын

    Wowww Congratulations Shikorionttt thanks God for everything 🙏 🙌 ❤ I form Eritrea 🇪🇷 Asmara

  • @Amora-.9063

    @Amora-.9063

    Жыл бұрын

    ሓፍተይ ሩሑስ ለደት ይግበረልና፣ በጃኪ Subscribe አባ ግበርለይ።❤❤❤

  • @aaaaa4486
    @aaaaa4486 Жыл бұрын

    እንዳ ገሬ እሙን እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ተጋሩዋይ ሙሉእ ሰላም ድትውፁዕ ህዝብና እስቲ ብስም አያ ተኸስተ 👍 አግርጭው

  • @almaz1323

    @almaz1323

    Жыл бұрын

    Amen❤💛❤💛❤💛

  • @user-uw8tf5bw4r

    @user-uw8tf5bw4r

    Жыл бұрын

    ሳብክራይብ ዘይገበሩኹምለይ ሳብክራይብ ቡለለይ ደቂ ረመይ መሉኡ ሰላም ላሃገርና🙏😍😍

  • @user-mb6de6yc5c
    @user-mb6de6yc5c Жыл бұрын

    ኮሞንቲ ብድንግላ 😁እንኳዕ ብስላም መፃእኩም ተጋሩዋይ ዓድና ምሉእ ስላም ይገበረልና ፈጣሪ💊🙏

  • @kahsaykahsay2144

    @kahsaykahsay2144

    Жыл бұрын

    ሰላማትትትት

  • @user-pq3mn1sf1n

    @user-pq3mn1sf1n

    Жыл бұрын

    Dngel diki yu😋😂

  • @titihabeshawit4792
    @titihabeshawit4792 Жыл бұрын

    ፀሓይ በሪቃ ኣበየ ኣብ ማእከል ትግራየ እንኳዕ ደስ በለና እስቲ ብዝቀደመ ተጋርዋይ ንዝሞቱ መንግስተ ሰማያት የዋርሰልና😥 ንዘለና ካኣ ሙሉእ ሰላም የዉርደልና እስኪ ኣሜን❤👏

  • @yghfjgjhg3013

    @yghfjgjhg3013

    Жыл бұрын

    ኣሜን ሲስቱየ ሳብስክራብ ግበሪለይ

  • @AsAs-rk1ou

    @AsAs-rk1ou

    Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @user-ev6xn2oi2h

    @user-ev6xn2oi2h

    Жыл бұрын

    ኣሜን

  • @kbiove7185
    @kbiove7185 Жыл бұрын

    እንካዕ ንበዓል ልደት ኣብፀሐና ትግራይና ሙሉእ ሰላም ይግበረልና❤🙏

  • @user-up2js8ls3x

    @user-up2js8ls3x

    Жыл бұрын

    አሜን 🙏🙏🙏

  • @akezaberhe6216

    @akezaberhe6216

    Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን

  • @user-uw8tf5bw4r

    @user-uw8tf5bw4r

    Жыл бұрын

    ማዓረይ ሳብክራይብ በልለይ ክብረተይ ኣብዚ ዘለኹም🙏😍😍

  • @kbiove7185

    @kbiove7185

    Жыл бұрын

    መርሓባ❤

  • @sabaamanuel8501

    @sabaamanuel8501

    Жыл бұрын

    ነቶም መራሕጥቁ የክለና ሸገር

  • @user-fk8mc6fb9k
    @user-fk8mc6fb9k Жыл бұрын

    እንካዕ ብዳሓን መፃኹም ❤ ኣቱም ተጋሩዋይ ልምንታይ ኢና ምድያታትና ዘይንዐቢ ሪኢኹም ትወፁ ልምንታይ ላይክ ግበሩ

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    እሸኒ ክብረተይ እና ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ይኩን ክብረተይ ናይ ባዕልና ቻነልት ነዐቢ ዩ ብሓቂ ክብረተይ ኣነስ ኩሉ ሰብ ዩ ዘገበረ ናይ ባዕልና ክብረተይ♥️💘

  • @user-fk8mc6fb9k

    @user-fk8mc6fb9k

    Жыл бұрын

    @@user-ys9yj7en6v ኡሽኒ ዛምበይተይ ❤❤❤❤❤

  • @adsasa4810
    @adsasa4810 Жыл бұрын

    እንካዕ ድባዓለ ልደት ብሰላም አብፀሐኩም ደቅ ዓደይ ማዓረይ 😘😘❤❤

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ይኩን ክብረተይ

  • @Blue_2024
    @Blue_2024 Жыл бұрын

    Selam ygebrelkum Tegaruwani nay wetru xelotey nakum Selam eyu ❤

  • @user-ns5wb5ln4d

    @user-ns5wb5ln4d

    Жыл бұрын

    አሜን፫ ንኩላና ሰላም ይሃበና አምላክ

  • @mirmir1048

    @mirmir1048

    Жыл бұрын

    ኣሜን ንኹላሃና ሰላም የውርደልና ፈጣሪ ኩቡር ሓው🙏💖

  • @Blue_2024

    @Blue_2024

    Жыл бұрын

    @@user-ns5wb5ln4d Amen 🙏 ❤️

  • @Blue_2024

    @Blue_2024

    Жыл бұрын

    @@mirmir1048 Amen 🙏❤️

  • @saralove7966

    @saralove7966

    Жыл бұрын

    ኣሜን ወዲ ኣከለይ ፃዕዳ

  • @letaygebrehiwot9415
    @letaygebrehiwot9415 Жыл бұрын

    አየ አቱም ጀጋኑ ደቂ ትግራይ መዓረይ እስቲ ሙሉእ ሓጎስ ይግበረለና❤️❤️🙏

  • @Amora-.9063

    @Amora-.9063

    Жыл бұрын

    letay ሓፍተይ ሩሑስ ለደት ይግበረልና፣ በጃኪ Subscribe አባ ግበርለይ።❤❤❤

  • @maryamaaqq2400
    @maryamaaqq2400 Жыл бұрын

    ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልል ተመሰገን ኣምላክ እኮዕ ደሰ በለና ምሉእ ሰላም ይገበሮ❤❤🥰🥰🙏🙏🙏

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    እልልልልልታኪ/ካ ይጡዓም ክብረተይ እና ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ይኩን ክብረተይ

  • @user-qn2vq4rv3p
    @user-qn2vq4rv3p Жыл бұрын

    ሰለም ሰላም እንዳ ገርየ እሙን እንካዕ ብሰላም መፃእኹም ተናፈቅት😘😘😘😘❤❤❤❤❤❤ዓደይ ማዓሮ ወዛ ርሕቁ 😥😥😥እግዚአብሔር ኣምላኽና ሙሉእ ሰላም ይግበረልና ናብ ቅዴማ ፅርየታን ዕብየታን ከተማታትናን ሰላማዊ ህይወት ህዝባን ናብ ንቡሩ ተመልሱ ንሕገሰሉ ግዜ የምፀኤልና

  • @tesfdjejdjdjjehehjdjfjfjf3067
    @tesfdjejdjdjjehehjdjfjfjf3067 Жыл бұрын

    ፃሓይ በርቃ አበየ አብ ማእኸል ትግራይየ እንዳ ገሬ ሽኮራት

  • @fevenalem5297
    @fevenalem5297 Жыл бұрын

    ህዝብ እሮብ ሕጅ አዉን አብ ቲሕቲ ፀላኢ አሎ ሰሊክ የለን ትራን አሰፖረት የለን 💔💔💔💔

  • @samigunner2374

    @samigunner2374

    Жыл бұрын

    ጽቡቅ ኣለኻ ጉሎምኻዳን ኢሮብን ትግራይ ኣይኮናን ንዓኣቶም ደቂ ረሳሓት

  • @ERI_ATS

    @ERI_ATS

    Жыл бұрын

    መቀለ ከ ኣብ ትሕቲ መን ድያ ዘላ፡ እንታይ ሰራዊት ኣለኩም ኢዩ ሐዚ ጸላኢ ትብሉ ዘለኹም ፡ ትግራይ ብምልኣ ኣብ ትሕቲ ፈደራል ኢያ ዘላ

  • @samigunner2374

    @samigunner2374

    Жыл бұрын

    @Ats ነፋጥ

  • @vjr7453
    @vjr7453 Жыл бұрын

    ቤት ሃይላይ ካበይ እያ ተምፅኦም ዘላ እት ክዳንን ጫማን😂😂

  • @user-kj9jo5oj3e

    @user-kj9jo5oj3e

    Жыл бұрын

    😁😁😁

  • @yordigalltigray

    @yordigalltigray

    Жыл бұрын

    😂😂😂😂😂

  • @user-hv1ux8tt2q

    @user-hv1ux8tt2q

    Жыл бұрын

    ኣነ ሊኢኸላ ካብ ካናዳ🤔😂😂🤔

  • @gamilahgamilah3329

    @gamilahgamilah3329

    Жыл бұрын

    ኣነለ ይገርመንይ እዩ

  • @TV-vh2im

    @TV-vh2im

    Жыл бұрын

    😁😁😁

  • @Eruna757
    @Eruna757 Жыл бұрын

    ኣጆኹም ቀጽልዎ ጽብቅቲ ፊሊም እያ❤️❤️❤️💜

  • @BrhanBrhan-wc4zu
    @BrhanBrhan-wc4zu Жыл бұрын

    ኣነ ኣደናቂት ናይ ኣያ ዘብራኣብሩህ እየ ዕደመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @gzanaentertainmenttv3384
    @gzanaentertainmenttv3384 Жыл бұрын

    መድሃኒአለም አቦና ካብ ኩፉእ ነገር ይሓሊኩም ኣብ ስደት ዘለኩም ብሰለም ምስ ኩቡራት ስድራኩም የራክብኩም አሜን 👏 ስብሰክራይብ ከዓነ ተሓባበሩኒ ብስም መድሃኒኣለም 👏👏❤️

  • @yoniEri92
    @yoniEri92 Жыл бұрын

    Big lke👍 አንቃዕ ብሰላም መጻእኩም 'ዳ ገረ እሙን፡ ምሉእ ሰላም ይኹነልኩም 🙏 ጽሓየ በሪቓ ኣበየ፡ ኣብ ማእከል ትግራየ😍😍..... ኣቱም ሰባት ደቂስኩም ኣለኹም ሕጂ ውን ገጽኩም ተሓጸቡ😀😀😀😀😀

  • @mkm4736
    @mkm4736 Жыл бұрын

    ውይይይይ ህዝበይ ማዓረይ እስኸ ሙሉእ ሰላም ይግበረልኹም ትንሳኤኺ የርእየኒ ዓደይ ወለላይ❤❤🏖🏖💊💊💊💘💘😢😢😢😢🙏🙏🙏🙏

  • @Amora-.9063

    @Amora-.9063

    Жыл бұрын

    Mulue selam ygberelna ሓፍተይ ሩሑስ ለደት ይግበረልና፣ በጃኪ Subscribe አባ ግበርለይ።❤❤❤

  • @user-ds1bt1of4g
    @user-ds1bt1of4g Жыл бұрын

    እንቃዕ ሰላም መፃኩም ምጭዋተይ ደቂ ሓላል መሬት እግዚአብሔር ኣምላኽ ምሉእ ሰላም ይግበረልና 🙏❤️

  • @stu147
    @stu147 Жыл бұрын

    Welcome back my brother, Enka hagosena kea kbl yfetu amlak entay ysano selam gerulna ❤

  • @kallmikael4519
    @kallmikael4519 Жыл бұрын

    ናፍቆት ምስ ስድራና አውያት ኮኑና አይ ሓጎስ አይ ደስታ ሕስውስ ልኮነ ጊዜ ስድራኩም ለግነኩም እካዕ ደስ በለኩም ተጋሩዋይ ስድራኩም ድምፂ ለይሰማዕኩምለ አይዞና 🙏ምሉእ ሰላም ይግበሮ ፈጣሪ

  • @fevenalltidlove1378
    @fevenalltidlove1378 Жыл бұрын

    እንቃዕ ሓጎሰኩም ህዝቢ ትግራይ 🙏😘

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ይኩን ክብረተይ💘

  • @anamanamannn2377
    @anamanamannn2377 Жыл бұрын

    ደስ ባሃልቲ ኡንኳዕ ብሰላም መፃኹም😘😘😘😘🙏🙏🙏

  • @user-uw8tf5bw4r

    @user-uw8tf5bw4r

    Жыл бұрын

    ሳብክራይብ በልለይ ህያበይ🙏😍

  • @tgtigraweyti1231
    @tgtigraweyti1231 Жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ሙሉእ ሰላም ይግበረልና 💛❤️🥰🥰🥰🥰

  • @tdf8017
    @tdf8017 Жыл бұрын

    ኡፍ ተመስገን ህዝበይ እንኳዓ እዚኣ ኣርአካኒ ፈጣሪ💊🙏💘

  • @2Corinthians.10-17
    @2Corinthians.10-17 Жыл бұрын

    ለምለም ዓይነይ ስምዕት ወለድና እየን ገልፀንኦ ቕድመኻትኹም ስጥሕ💔😥

  • @Amora-.9063

    @Amora-.9063

    Жыл бұрын

    Gal tewahdo ሓፍተይ ሩሑስ ለደት ይግበረልና፣ በጃኪ Subscribe አባ ግበርለይ።❤❤❤

  • @2Corinthians.10-17

    @2Corinthians.10-17

    Жыл бұрын

    @@Amora-.9063 ኣሜን፫ እሺን ❤️

  • @Amora-.9063

    @Amora-.9063

    Жыл бұрын

    @@2Corinthians.10-17 💗💗

  • @user-en9rb2kq3t
    @user-en9rb2kq3t Жыл бұрын

    ተጋሩ ኣሕዋተይ ተመስገን ዘዘቀደመ🙏 ድሚፂ ስድራኹም ዝስማዓኹም እንኳዕ ደስ በለኹም🙏 ኣነ ግና ምንም ዳሃይ ይብለይን ዘለኹ ስድራይ ክረኽቦም ፆሎት ሓጉዙኒ💚😌 ንቴልፎን ኢኹም ዙኩሉ መስዋእቲ ተኽፍሉ ጌጋ እዩ እንዳ ገሬ እሙን ህዝቢ ኣብ ስቃይ ኣሎ በጃኹም ኣምሱሉታትት ኣይትኩኑ ድምፂ ኩኑዋ ነዚ ህዝቢ🤔🙌🥺

  • @2Corinthians.10-17

    @2Corinthians.10-17

    Жыл бұрын

    ኣጆና ክንረኽቦም እና ንመን እልዎል ፈጣሪ😍❤️💛

  • @eritreanlove6425
    @eritreanlove6425 Жыл бұрын

    ከምዚ ከማይ ሃንቀው ኢሉ ዝጽበያስ ይህሉ 😍

  • @Amora-.9063

    @Amora-.9063

    Жыл бұрын

    hawey Subscribe eba gbereley and ruhus ldet ygberelna 😍😍😍😍

  • @eritreanlove6425

    @eritreanlove6425

    Жыл бұрын

    @@Amora-.9063 እሺ ገረልካ ኣለኩ 😍

  • @user-tx9ic7ys2v
    @user-tx9ic7ys2v Жыл бұрын

    እንኳዓ ደስ በለና ተጋሩዋይ ምሉእ ሰላም ይግበሮ❤❤❤

  • @maerah45
    @maerah45 Жыл бұрын

    እሰይይ እንካዕ ናብዚ ኣብቀዐኩም እንዳ ገሬ እሙን ተመስገን ፈጣሪ ታይ ይሳኣኖ ፆሎቱ ሰሚሩ እቲ የዋህ ሚስኪን ህዝቢ 🙏🙏🙏🙏

  • @Amora-.9063

    @Amora-.9063

    Жыл бұрын

    Kbretey ሩሑስ ለደት ይግበረልና፣ በጃካ Subscribe አባ ግበረለይ።❤❤❤

  • @mahdergabra8017
    @mahdergabra8017 Жыл бұрын

    Welcome bac❤️enda gere emun 🇪🇷🇪🇷

  • @rgbe----tigraweyti-
    @rgbe----tigraweyti- Жыл бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃእኹም ተጋሩዋይ❤💛

  • @Blue_2024
    @Blue_2024 Жыл бұрын

    Welcome back ❤enda gere emun

  • @rgbe----tigraweyti-

    @rgbe----tigraweyti-

    Жыл бұрын

    😘❤❤❤

  • @Blue_2024

    @Blue_2024

    Жыл бұрын

    @@rgbe----tigraweyti- ❤️🙏

  • @user-ti2pf9nd4h

    @user-ti2pf9nd4h

    Жыл бұрын

    Pp

  • @johnwick7208

    @johnwick7208

    Жыл бұрын

    Stay well ❤❤💛💛

  • @user-qn4rm3ue7x
    @user-qn4rm3ue7x Жыл бұрын

    _እንኳዕ ብሰላም መጻእኹም እንዳ ገሬ ጽሩያት💛❤️_

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ይኩን ክብረተይ

  • @user-tv9yo2rc8j
    @user-tv9yo2rc8j Жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኹ ተጋሩዋይ ❤️❤️❤️❤️❤️💛💛💛💛💊💊💊

  • @jge7tye640
    @jge7tye640 Жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ድሙቓት ናትና ምንጪ ሓጎስና💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤👏

  • @afarisafari9879
    @afarisafari9879 Жыл бұрын

    ተመስገንኻ ፈጣር ታይ ክሳኣነካ🙏🥰🥰🥰❤️

  • @user-wl1og7dg4y
    @user-wl1og7dg4y Жыл бұрын

    አንቃዕ ሰላም መፃኩም ደቂ ትግራይ ፍቅርር 💛❤️😍

  • @user-io4bw1wp8l
    @user-io4bw1wp8l Жыл бұрын

    ተመስገን እንኳዕ ናብዚ ኣብቀዐካ ሓላል ህዝበይ🙏🙏💓💓💛💛💐💐💙 እንኳዕ ንባዓል ልደተ ክርስቶስ ኣብፀሐኩም ህዝበይ🙏🙏💒💈💐💐🙏💓💓💓

  • @genetgyohans3381
    @genetgyohans3381 Жыл бұрын

    አይይ እዚ ሰላምስ ምጥዓሙ😢❤ ምሉእ ሰላም ይግበረልና ተጋሩዋኒ🙏❤

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ይኩን ክብረተይ♥️

  • @Dawitsiele
    @Dawitsiele Жыл бұрын

    ቅሳነት፣ሰላምን፣ናጽነትን ነዓኹም ደቂ ትግራይ❤️❤️ ሓውኹም ካብ ሰሜን ትግራይ(ኤርትራ)

  • @akezaberhe6216

    @akezaberhe6216

    Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ልባም ሰብ

  • @rgbe----tigraweyti-

    @rgbe----tigraweyti-

    Жыл бұрын

    የኽብረልና ዝሓወይ❤

  • @user-gzieyumemhrey

    @user-gzieyumemhrey

    Жыл бұрын

    ቆንዳፍ ሰሜን ትግራይ ዝበሃል የለን ብሓይሊ ጸምብሩኒ! ትግራይነትካ ሒዝካ ጸጥ ምባል ይሕሸካ!

  • @yghfjgjhg3013

    @yghfjgjhg3013

    Жыл бұрын

    ሳብስክራይብ ግበረለይ ብሮይ

  • @sebyumekseb4939

    @sebyumekseb4939

    Жыл бұрын

    Wedi megal tigraway

  • @merrylove696
    @merrylove696 Жыл бұрын

    እግዚአብሔር ኣምላክ ሙሉኢ ሰላም ይገብርለና ተጋሩዋይ♥️🙏💛

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ይኩን ክብረተይ 💘

  • @edon7537
    @edon7537 Жыл бұрын

    ሙሉኡ ሰላም ይግበረልና 🥳😍😍😍😍

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    አሜን(3)ክብረተይ ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ይኩን ክብረተይ♥️

  • @heefhedhy7144
    @heefhedhy7144 Жыл бұрын

    ተመስገን ስለ ኩሉ ነገር ኣብነ ተክለ ሃይማኖት ፅሎት ረድኤትም ኣይፈለየና ናይ ዓመት ሰባት ይበለና።ምልኢ ሠላም ይግበሮ እግዚአብሔር አምላክ ኣስይይይ ደቁ ትግራይይ ዓደይይይይይይ ♥♥♠♣♣♥♦

  • @Amora-.9063

    @Amora-.9063

    Жыл бұрын

    ሩሑስ ለደት ይግበረልና፣ በጃኪ Subscribe አባ ግበርለይ።❤❤❤

  • @tuutttet1854

    @tuutttet1854

    Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏

  • @hdhhd6525
    @hdhhd6525 Жыл бұрын

    እንዃዕ ብሰላም መፃእኩም እዳ ገርየ እሙን ሙሉእ ሓጓስ ይግበረልና 🙏🙏🙏🥰🥰🥰

  • @user-bo4yr7ms2d
    @user-bo4yr7ms2d Жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃኹምልና እንዳ ገሬ ፍቁራተይ ሰላም ቅሳነትን ንትግራይና💊💘👌

  • @user-lf5bi9yj3p
    @user-lf5bi9yj3p Жыл бұрын

    ተመስገን ፈጠራ 😭😭😭😭🥰🥰🙏

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ኣይዞኪ ምስጋናኪ/ካ ይብዛሕ ክብረተይ ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ይኩን ክብረተይ

  • @jge7tye640
    @jge7tye640 Жыл бұрын

    ፃሓይ በሪቓ ኣብየ ኣብ ማእኸል ትግራየ ኣሰይይይይ ዕልልልልታ ሓጎስ ይግበረልና ምሉእ ሰላም ይግበረልና ልዑል ፈጣሪ💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤

  • @tekichowe
    @tekichowe Жыл бұрын

    እንካዕ ደሓን መፃኩም እንዳ ገሬ እሙን❤ እንካዕ ኣብፀሐና ንኩቡር ዓመታዊ በዓል ኣብነ ተክለ ሃይማኖት ኣቦና #24🙏ኣሕዋተይ ሙሉእ ሰላም ይግበረልና ዝጠመየ ዝዕንገለሉ😭ዝሓመመ ዝሕከመሉ😭ዝተበተነ ዝእከበሉ😭ዝተሰደተ ዓዱ ዝምለሰሉ ግዘ ይግበረልና🙏❤

  • @rahielmehari

    @rahielmehari

    Жыл бұрын

    Wawa💊🙏🙏🙏✊💯💯💯

  • @user-qp7ku2yc7l

    @user-qp7ku2yc7l

    Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን👏👏👏

  • @ndgsr2892

    @ndgsr2892

    Жыл бұрын

    _*አሜን ንኩላትና መዓረይ*_🕊🕊🕊🕊🕊

  • @user-vj9ld4ni2v

    @user-vj9ld4ni2v

    Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን

  • @user-dq1xr6gn7k
    @user-dq1xr6gn7k Жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ዳ ገሬ እሙን ፈጣሪ ምሉእ ሰላም ይግበረልና ተጋሩዋይ መዓረይ🙏♥️🥺

  • @Amora-.9063

    @Amora-.9063

    Жыл бұрын

    Kusu haftey Subscribe eba gbereley and ruhus ldet ygberelna 😍😍😍😍

  • @user-zs1rr4bo6c
    @user-zs1rr4bo6c Жыл бұрын

    እንክዓ በሰላም መፅኩም ተጋሪ ፅርያት ሙሉኣ ሰላም የግበረልና ንህዝቢናን ንዓድናና ኣንቱም ደለይቲ ሰላም

  • @semereandebrehan1836
    @semereandebrehan1836 Жыл бұрын

    Nay bhqi das zabel eu guys from eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Amora-.9063

    @Amora-.9063

    Жыл бұрын

    subscribe eba gbereley Semere hawey

  • @selam801
    @selam801 Жыл бұрын

    ለዓመታዊ መታሰብያ ክብረ በዓል ጻድቁ አቡነ ተክለ ሃይማኖት እንኳን አደረሳችሁ የተዋህዶ ልጆች

  • @henokbereket9089

    @henokbereket9089

    Жыл бұрын

    AMEN AMEN ENQUA AHBRU ABSTEHENA.

  • @lilitylility4864

    @lilitylility4864

    Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ማዓረይ 🙏🙏🙏🙏🙏❤💛❤💛

  • @mussietn1966

    @mussietn1966

    Жыл бұрын

    ተኽሌ ወዲ ሽዋ 😁

  • @sabaamanuel8501

    @sabaamanuel8501

    Жыл бұрын

    ተጋሩ የሕዋትና እንካዖ ሃገሱኩም

  • @atakltilegese5523

    @atakltilegese5523

    Жыл бұрын

    ካብዛ ድራማ እኳ ትምህርቲ ክትወስድሉ ዘይከአልኪ ሓደ ዘረባ እኒሀ ብዛዕባ ቋንቋን መንነትን እዛ ፅሕፍቲ ግን ንመን ኢኺ ፂሒፍኪያ?

  • @bettyboo7783
    @bettyboo7783 Жыл бұрын

    ሙሉእ ሰላም ራህዋ ቅሳነት ንኣዲ ጀጋኑ ትግራይ ብጣእሚ እዩ ደስ ዝብል ድራማኩም በርቱኡ

  • @Amora-.9063

    @Amora-.9063

    Жыл бұрын

    Hawey natey Subscribe eba gbereley and ruhus ldet ygberelna 😍😍😍😍

  • @tigraweyti7855
    @tigraweyti7855 Жыл бұрын

    ተጋሩዋይ እንኳዕ ብሰላም መጸአኩም ንሃገርና ንህዝብና ፍጹም ሰላም ይግበረልና

  • @Amora-.9063

    @Amora-.9063

    Жыл бұрын

    Ngsti ሓፍተይ ሩሑስ ለደት ይግበረልና፣ በጃኪ Subscribe አባ ግበርለይ።❤❤❤

  • @wedisegen4982
    @wedisegen4982 Жыл бұрын

    አንቃአ ደስ በለኩም የሕዋትና ተጋሩ ኣምላኽ ሙሉአ ሰላም ይሃብኩም. 🙏🙏🙏

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ይኩን ክብረተይ💘

  • @werkneshmelaw3746
    @werkneshmelaw3746 Жыл бұрын

    እንካዓ ብስላም መፃኩሙ እንዳ ገሪ እሙን🙏💚💚💋

  • @Amora-.9063

    @Amora-.9063

    Жыл бұрын

    Werkinesh ሓፍተይ ሩሑስ ለደት ይግበረልና፣ በጃኪ Subscribe አባ ግበርለይ።❤❤❤

  • @aabaditmumu2317
    @aabaditmumu2317 Жыл бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃኩም ብርካተይ እግዚአብሔር አምላክ ምሉእ ሰላም ይግብረልና 💖💖💛💛💛

  • @Amora-.9063

    @Amora-.9063

    Жыл бұрын

    Abadit ሓፍተይ ሩሑስ ለደት ይግበረልና፣ በጃኪ Subscribe አባ ግበርለይ።❤❤❤

  • @danielgebrehiwet6316
    @danielgebrehiwet6316 Жыл бұрын

    Welcome our neighbours ❤😘😘 ይደለም እባ😁😁😂😂

  • @user-qk9kx2ft5w
    @user-qk9kx2ft5w Жыл бұрын

    ተጋሩዋኒ ኸይሮኦኹ እየ ኾሞንቲ ዝፅሕፍ ዘለኹ እንኻዕ ሰላም ኾነልና ሙሉኡ ሰላም ይገበረልና ባዓዲ ብበረኻይ ዘለና ደሞ ኣምላኽ ኣቦይ ያኣኻኽበና ኣብ ፎቆዱኡ ፀበባን ጭንቅን ዘለኹም የበረሀልኹም ዝልዕል ፈጣሪ ኣሰይይ መን ኸም ሰላም ኣብ እስርቤት ዝነበሩለ ዳርጋ ኹሎም ተራጊፎም ተጋሩዋኒ ኣባይና ይደፈን ደቂ ሃገረይይ።

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ይኩን ክብረተይ❤

  • @binyam1578
    @binyam1578 Жыл бұрын

    ❤ሰላም🎉ትማሊ ክጽበየኩም ዉዒለ👏🕊🌻🥰ሩሑስ በዓል ልደት ይግበረልና ✝️⛪️🔔🕊🌿🌿

  • @Amora-.9063

    @Amora-.9063

    Жыл бұрын

    Bini ሓወይ ሩሑስ ለደት ይግበረልና፣ በጃካ Subscribe አባ ግበረለይ።❤❤❤

  • @msganagebrekidan
    @msganagebrekidan Жыл бұрын

    ኧረ ይመችኹም ቡሉፃት ተጋሩዋይ ❤❤🌹

  • @Amora-.9063

    @Amora-.9063

    Жыл бұрын

    Msgu ሓፍተይ ሩሑስ ለደት ይግበረልና፣ በጃኪ subscribe አባ ግበርለይ።❤❤❤.

  • @msganagebrekidan

    @msganagebrekidan

    Жыл бұрын

    ጥራይ ሰሱኑለይ ጀጋኑና

  • @abebachanal1036
    @abebachanal1036 Жыл бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋርዋኑ ትግራይና ሙሉእ ሰላም ይግበረልና

  • @hymiyoutubechanel6651
    @hymiyoutubechanel6651 Жыл бұрын

    አይ ደቅዓደይ ሓላላት ስሓቅ ቀቲልኩምኒ😁❤

  • @selam801
    @selam801 Жыл бұрын

    1st welcome back ደቂ ሪመይ አድነቕቲ ለምለም ዓይነይ🥰👍

  • @user-ug8ze2io8u
    @user-ug8ze2io8u Жыл бұрын

    አቱ ጀጋኑ ዕድመአን ጥዕናይ ይሐብኺም❤❤💛💛💛💛❤❤🌹🌹🌹🌹🌹🌹🙏🙏🙏😘😘😘

  • @Amora-.9063

    @Amora-.9063

    Жыл бұрын

    Nurya ሓፍተይ ሩሑስ ለደት ይግበረልና፣ በጃኪ Subscribe አባ ግበርለይ።❤❤❤

  • @rayumarayuma3652
    @rayumarayuma3652 Жыл бұрын

    መጀመርያ ንብሉኡኹም ህዝቢ ትግረይ እንኳዕ ደስ በለካ ክብል ይፎቲ ብምቅፃል ንዞም መቅሰን ዝኾኑኹም እንዳ ገሬ እሙን እውን❤️❤️❤️❤️❤️💖💖💖💪💪💪

  • @Amora-.9063

    @Amora-.9063

    Жыл бұрын

    Haftey Subscribe eba gbereley and ruhus ldet ygberelna 😍😍😍😍

  • @user-ns5wb5ln4d
    @user-ns5wb5ln4d Жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃኣኩም ደቂ ሪመይ 💛❤

  • @saymonermias
    @saymonermias Жыл бұрын

    ንዓታ ለይካረ ኾቦሮ🤣🤣

  • @ephremwelegebreal9085
    @ephremwelegebreal9085 Жыл бұрын

    ጀጋኑ አሕዋትና ክብረት ይሃበልና ሰስኑ ረዚን ትሕዝቶ ናይማን ስነጥበባውያን

  • @user-qk9kx2ft5w
    @user-qk9kx2ft5w Жыл бұрын

    ብትኽኽል ዘብራኣቡሪኽ ዓይነይ ሰላም ኾይኒ እዩ ኢልኻ ቖንቆኻ ዘይምርሳዓ ፅሕፈት ብትግርኛ ደርፍና ብትግርኛ መዝሙርና ብትግርኛ ኣማሓሩ ኣኣድግ ኣይንርስዖን ዝበደልና በደል ሓደ ሓደ ዘለኽን ተጋሩ ማራ ኢኺን ተናድዳ ናሓረፍኽን መሲልኽ ኾሞንቲ ብኣማርኛ ትፅሕፋ በደልና ኣይንርሶዖን 10 ሰላም ይኹን

  • @user-zs1rr4bo6c

    @user-zs1rr4bo6c

    Жыл бұрын

    ቋንቋ ምፍልጥ ፅቡቅ እዩ እኮ ኣማርኛ ትግርኛ ዩኩን እንተ ኪኡልኪ ናይ ከሉ ዓለም ቋንቋ ክትፈልጢ ሙኩሪ እንበር ኣማርኞ ምዝረባ ምሕራፍ ኣይኮነን ምፍልጥ እዩ ከሉ ቋንቋ ምስ ትፈልጥ ኣብ ዙኮነ ዩኩን ይጠቅመኪ እዩ ጓል ሪመይ ሹኮር

  • @mssosmita9164
    @mssosmita9164 Жыл бұрын

    ውይ ደስ ክብሉ ❤❤❤

  • @Amora-.9063

    @Amora-.9063

    Жыл бұрын

    Kbretey ሩሑስ ለደት ይግበረልና፣Subscribe አባ ግበረለይ።❤❤❤

  • @tigrayadey7909
    @tigrayadey7909 Жыл бұрын

    ርሑስ ባዓል ሓድሽ ዓመት ዘመና ይባርከልና ፈጣሪ ደቂ ሓላል መሬት ዘ ትግራይ❤💛✅😍

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    አሜን(3)ክብረተይ እና ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ይኩን ክብረተይ💘

  • @magemicy5695
    @magemicy5695 Жыл бұрын

    Enke hagoskum tegaru betami tahgudna 🇪🇷🇪🇷🕌⛪ fekirn selamen yewerdelna

  • @user-gw1ur3qd2l
    @user-gw1ur3qd2l Жыл бұрын

    ተመስገን ፈጣሪ ኩሉ አለም ስድራኩም ዘረከብኩም እንዃዕ ደስ በለኩም ንዘይ ረከበና እውን ብተስፋ ምፅብይ ካብዚ ናሓልፍናዮ አይ ገደናይ ድምፂ ወለድና ክንሰምዕ እና አጀና እንዳ ገረ እምን ፍትውትውውውውው ክፅበየኩም ቀንየ አይፈላልኩም ደቂ ዓባይ ትግራይ

  • @Amora-.9063

    @Amora-.9063

    Жыл бұрын

    Kbretey Subscribe eba gbereley and ruhus ldet ygberelna 😍😍😍😍

  • @user-fd3db4jv4m
    @user-fd3db4jv4m Жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ ተናፈቅቲ ሙሉኡ ሰላም ይግበረልና ሰላም ይግበረልኪ ትግራይ ማዓረይ ሰላም ንኩሉ ህዝቢ ዓለም ❤️💛❤️💛❤️💛🌹🌹🌹😘😘😘🥰🥰

  • @Amora-.9063

    @Amora-.9063

    Жыл бұрын

    Arsu ሓፍተይ ሩሑስ ለደት ይግበረልና፣ በጃኪ Subscribe አባ ግበርለይ።❤❤❤

  • @filmontsegay297
    @filmontsegay297 Жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ሓላል መሬት እግዚአብሔር ኣምላክ ሙሉእ ሓጎስ ቅሳነት ራህዋ ይግበረልና 🙏 ❤❤

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ይኩን ክብረተይ💘

  • @grmaneshalal4401
    @grmaneshalal4401 Жыл бұрын

    እሰይይይ እልልልልል😂😂😂ተመስገን ጎይታ ኹሉ ንዓና ዝሃበ ንመን ሂቡ እግዛብሔር አምላክ እንኳዕ ደስ በለና ደስ በለኩም

  • @Amora-.9063

    @Amora-.9063

    Жыл бұрын

    Grmanesh ሓፍተይ ሩሑስ ለደት ይግበረልና፣ በጃኪ subscribe አባ ግበርለይ።❤❤❤.

  • @grmaneshalal4401

    @grmaneshalal4401

    Жыл бұрын

    @@Amora-.9063 ገይረ🥰🥰🥰

  • @gjfh7318
    @gjfh7318 Жыл бұрын

    ኣሰይይ መሊኡ ሰላም የውርደልና ህዝቨይ💚❤️

  • @Amora-.9063

    @Amora-.9063

    Жыл бұрын

    Amen mulue selam ygberelna. ሓወይ/ሓፍተይ ሩሑስ ለደት ይግበረልና፣ በጃኪ/በጃካ subscribe አባ ግበርለይ።❤❤❤.

  • @kbromkalayu2452
    @kbromkalayu2452 Жыл бұрын

    ሙሉእ ሰላም ይግበረልና ገሬ እሙን እዉን ኩሉ ትስርሕዎ ስራሕ ምስግና ይግበአኩም

  • @Amora-.9063

    @Amora-.9063

    Жыл бұрын

    Mulue selam ygberelna Kibye ሓወይ ሩሑስ ለደት ይግበረልና፣ በጃኪ Subscribe አባ ግበረለይ።❤❤❤

  • @user-gq1is1eh2s
    @user-gq1is1eh2s Жыл бұрын

    ተጋሩዋይ እንቆዕ ዳሓን መፃኩም🥰🥰🥰🥰

  • @Amora-.9063

    @Amora-.9063

    Жыл бұрын

    Gal Agame ሓፍተይ ሩሑስ ለደት ይግበረልና፣ በጃኪ Subscribe አባ ግበርለይ።❤❤❤

  • @user-jj4lh3lo6q
    @user-jj4lh3lo6q Жыл бұрын

    ክክክክክክክክክ ሃሎ ገብረሂወት አይስሞዖሎን ብዝተረፍ ሰላም ፍቅር አንድነት ፍፅም እግዚአብሔር አምላክ የውርደልና

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ይኩን ክብረተይ❤

  • @user-gq5gx4iq9c
    @user-gq5gx4iq9c Жыл бұрын

    እንዳ ገሬዋይ ድምቀት ትግራይና🥰🥀

  • @Amora-.9063

    @Amora-.9063

    Жыл бұрын

    axumawitey Subscribe eba gbereley and ruhus ldet ygberelna 😍😍😍😍

  • @biniamafewerki1366
    @biniamafewerki1366 Жыл бұрын

    Selam kum ybzah hzbi tgray

  • @user-kj9jo5oj3e

    @user-kj9jo5oj3e

    Жыл бұрын

    ኣሜን 🙏

  • @mahleyt7694

    @mahleyt7694

    Жыл бұрын

    Amen amen amen zehwey

  • @mkm4736

    @mkm4736

    Жыл бұрын

    ኣሜን(3)ኹቡር ሓው❤🏖🙏😢

  • @medid.454
    @medid.454 Жыл бұрын

    My favorite drama always ❤️

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ይኩን ክብረተይ

  • @temsagneamleki5806
    @temsagneamleki5806 Жыл бұрын

    እንኻዕ ብሰሓም መፃኩም ሓላላተይይይይ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️ አይይይይ ገሬ እና አያ ተከስተ ስሓቅ ቀቲሎምኒ😁😁😅😅😅

  • @user-yx5vw1xb6b
    @user-yx5vw1xb6b Жыл бұрын

    ምሉእ ሰላም ይግበረልና ፈጣሪ ተጋሩዋይ

  • @Amora-.9063

    @Amora-.9063

    Жыл бұрын

    Lemlem ሓፍተይ ሩሑስ ለደት ይግበረልና፣ በጃኪ subscribe አባ ግበርለይ።❤❤❤.

  • @ds3zs9
    @ds3zs9 Жыл бұрын

    ዌልካም ገሬ እሙን👏💥♥

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ይኩን ክብረተይ♥️

Келесі