Gere emun part 99 ( ገሬ እሙን ክፋል 99 )

Комедия

እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም
ገሬ እሙን ኢንተርተይመንት መዘናግዕን መምሃራይ ዝኾነ መደባት ብምድላው ዝቐርበሉ ቻነል ኢዩ። ሳብስክራይብ ብምግባር ናይ ወትሩ ተኸታተልትና ክትክኮኑ ንምነ። የቐንየልና!
Welcome back to Gere emun Entertainment KZread Channel in Tigrinya Language. We Recommend you to SUBSCRIBE us to get the most updated videos. Thank you!

Пікірлер: 838

  • @musayemane2268
    @musayemane2268 Жыл бұрын

    ንኣያ ተክስተ💙 ዝፈትዎ እስኪ ሊይክ💙

  • @filmontv5961

    @filmontv5961

    Жыл бұрын

    ☝️🖒❤💘💋👄

  • @user-ep7pk2uq9d

    @user-ep7pk2uq9d

    Жыл бұрын

    ንኩሎም

  • @remetsmedia1677

    @remetsmedia1677

    Жыл бұрын

    ኣነ ኣለኩ ግን ደሞ ንኩሎም ኢና ንፈትወም 💊💊💊💊🥰

  • @loveyourself2406
    @loveyourself2406 Жыл бұрын

    ዘብረአብሩኽ ዓይነይ ለምለም ዓይነይ ለድንቕ እስኪ like ግጨውኒ ደቅነዋይ ደቂ ትግራይ ኩሖሎ።

  • @Jossi_Mashi.
    @Jossi_Mashi. Жыл бұрын

    ናይ ኣያ ጆኴር ስራሕ ዘልኣለም ለከመከ😄 ዘርኣብሩኽ ዓይነይ ኣይስክሕን ደገመከ 😂 እንዳ ገሬ-እሙን RESPECT✋😍😍😍😍

  • @speedcall8796

    @speedcall8796

    Жыл бұрын

    😂😂😂😂😂

  • @user-uq9th3to6o

    @user-uq9th3to6o

    Жыл бұрын

    😁😂

  • @ghgfh621

    @ghgfh621

    Жыл бұрын

    😄😄😄😄😄

  • @user-fh6wj8ln3c

    @user-fh6wj8ln3c

    Жыл бұрын

    😂😂😂😂

  • @abigaltigray-ur2ih
    @abigaltigray-ur2ih Жыл бұрын

    ብሉፃት ብዙሕ ትምህርቲ ንታሪክ ዝቅመጥ ድራማ ኣምሲሎም ግን ከዓ ሓቂ ዘቅርቡልና እንዳ ገሬ እሙን ቀፅልዎ ምትብባዕና ኣይፈለዮም ተጋሩዋይ👏💛❤✊✊

  • @jemalmohammed863
    @jemalmohammed863 Жыл бұрын

    ለምለም ዓይነይ ሃም ትግራይን ህዝባን ማለት እያ !አብዛ ድራማ ! ሓዛንን ሩህሩሁን ❤

  • @Endrtaweit

    @Endrtaweit

    Жыл бұрын

    እወ ብኽያትን ሓጎስን 😢

  • @user-rx4jz6ep3o
    @user-rx4jz6ep3o Жыл бұрын

    እንኳዓ ብሰላም መፃኹም ዳገሬ እሙን🙏 እድነቅቲ #ገሬ_እሙን♥️

  • @mnkjhmnbhg540

    @mnkjhmnbhg540

    Жыл бұрын

    ፅቡቃተይ

  • @user-bp5ye2rh6f

    @user-bp5ye2rh6f

    Жыл бұрын

    እንኳዓ ብሰላም መፀኩም ዳገሬ እመን🌺🌺🌺🌺🌺🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌺🌺🌿🌿🌿😃🌹🌹

  • @henislmahri1423

    @henislmahri1423

    Жыл бұрын

    እየንኳዓ ብሰላም መፃኹም ዳገሬ እሙን 😍😍💘💘💘💘💘🌹🌹🌹🌹

  • @user-ux4le9cb1b
    @user-ux4le9cb1b Жыл бұрын

    ኣያ ተከስተ ዝፈቱ እስኪ ከምዚ ከማይ 😁🤞💘

  • @yoniEri92
    @yoniEri92 Жыл бұрын

    13:22 ቆልዓ ጸጋ አዩ ንዓይ ግን ጸገም አዩ😂😂ገሬ እሙን አታ ዝፈትዋ ኮሜዲ አያ😍😍 ራህዋን ቅሳነት ይፍጠረኩም ፈጣሪ ተጋሩ የሕዋተይ♥from 🇪🇷

  • @user-kj9jo5oj3e

    @user-kj9jo5oj3e

    Жыл бұрын

    ኣሜን 🥺ዝሓወይ ❤️🙏

  • @frehailu3394

    @frehailu3394

    Жыл бұрын

    አሜን ማዕረይ🙏🙏🙏

  • @KokobStudio1
    @KokobStudio1 Жыл бұрын

    Well Come እንዳ ገሬ እሙን ናይ ሰንበትና ድምቀት❤❤❤✊

  • @selamtube5095

    @selamtube5095

    Жыл бұрын

    Kokob ሓወይ ሳብስክራይብ ግበረለይ

  • @KokobStudio1

    @KokobStudio1

    Жыл бұрын

    @@selamtube5095 Done! መዓረይ

  • @brhanwejerat516

    @brhanwejerat516

    Жыл бұрын

    ኣነ መንየ 😂

  • @mnkjhmnbhg540

    @mnkjhmnbhg540

    Жыл бұрын

    @@KokobStudio1❤

  • @KokobStudio1

    @KokobStudio1

    Жыл бұрын

    @@brhanwejerat516 ንስኺ ደኣ ባዕልኺ😁

  • @habeshawit-gf6el
    @habeshawit-gf6el Жыл бұрын

    እንካዕ ብዳሓን መፃእኩም ተናፈቅቲ እንደ ገሬየ እሙን🥰❤️💛❤️💛

  • @selamtube5095

    @selamtube5095

    Жыл бұрын

    ቃንዛኣለኒ ቃንዛ ህዝበይ ክብረተይ ሳብስክራይብ ግበርለይ

  • @jge7tye640
    @jge7tye640 Жыл бұрын

    እንዳ ገሬ እሙን ብሉፃት ናትና እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም መድመቕቲ ሰንበትና ብሩኽ ሰንበተ ክርስትያን ይግበረልና ሰላም ወሰናይ ልዙቡሩኽ ህዝብና ❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤🙏

  • @destagzihar9504
    @destagzihar9504 Жыл бұрын

    ኣያ ተኽስተ ብጃዕጃዕ:ኣያ ጆኬር ብተንኮል:ኣያ ዘብራኣሩኹ ብስሰዐ:ለምለም ዓይነይ ብግርህና ብርህርህና ደስ ባሃልቲ ቀፅሉሉ ጥራይ ዳይ

  • @tekichowe
    @tekichowe Жыл бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃኩም እንዳ ገሬ እሙን🙏 ኣድነቅቲ ኣብርሃም ኣለናዶ❤

  • @frehailu3394

    @frehailu3394

    Жыл бұрын

    me to👌❤❤❤❤❤❤❤

  • @BruktiKb12

    @BruktiKb12

    Жыл бұрын

    አለና👍

  • @alefumekele3184
    @alefumekele3184 Жыл бұрын

    እንኳዕ ዳሓን መፃእኩም ዳ ገሬ እሙን ቡሩክ ሰንበት ተጋሩዋኒ ሰላም ልትግራይና 🤲🤲🤲❤❤❤❤

  • @selamtube5095

    @selamtube5095

    Жыл бұрын

    አልፉ ክብረተይ ናተይ ሳብስክራይብ ግበረለይ

  • @alefumekele3184

    @alefumekele3184

    Жыл бұрын

    @@selamtube5095 ጨለ ማዓረይ ገይረልኪ 😘

  • @user-xb5nf8sy3v
    @user-xb5nf8sy3v Жыл бұрын

    እንኮእ ብሰላም መጸዃም ጎረቤትና ደጋፊ ዘብራአቡሩክ የ

  • @user-np2tt6dx3g
    @user-np2tt6dx3g Жыл бұрын

    እንኳዕ ብድሓን መፃእኩም ስድራና😍😍🙏እናሲ ኣያ ተከስተ ኣብታ ክላስካል ተዝደርፉላ በቲ ጥዑም ድምፆም ንፈትወኩም ኢና ቀፅልሉ

  • @heahheah2523
    @heahheah2523 Жыл бұрын

    እንካዕ ደሓን መፃእኩም ደቂ ሓላል መሬት ቅድስቲ ኣርሴማ ኣዲና ንዓድና ሰላምን ቅሳነትን ኣውርድልና

  • @user-oc2qe2mv6u
    @user-oc2qe2mv6u Жыл бұрын

    እንዳ ገሬ እሙን እንኳዕ ብዳሓን መጻኹም ኩሉ ግዜ ብሃንቀውታ ንጽበየኩም ናይና ቡሱላት በርትዑ ሰላምን ፍቅርን ንትግራይ ሃገርና ሰላም የውርደልና🙏🙏♥️💛✍️

  • @user-uh7sy9uy6j
    @user-uh7sy9uy6j Жыл бұрын

    ቁልጭ እንዳ በልኩ ላትጸበኹ ነይረ 3ይቲ ባዕለይ 🥰😁 እንኳዕ ዳሕና መጻእኹም ቡሩኽ ሰንበት ይግበረልና ደቂ ሪመይ🥰

  • @user-uf4mx7ur6z
    @user-uf4mx7ur6z Жыл бұрын

    ናይ ቀፃሊ ሰባት ይብለና ክቡራት ኣሕዋትና ብሃንቀውታ ኽንፅብኢና ብሰላም የቅነይና ብሰራት ሓጉስ ናይ ዓደና የስምዕና ፍጣሪ ለምለም ዓይነይ ቦቅባቅ አዶ ትግራይ እኮ 💔

  • @aasaas7284
    @aasaas7284 Жыл бұрын

    ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ ናፊቀ ተጋሩ የሕዋተይ ፋቅዐይ ከይኣክለንስ የሕመኒ እሎ ምሕረት የውርደልኪ በሉኒ እፍፍፍ💔💔💔😢😢😢😢😢😢😢

  • @user-jf8ym1dr3d

    @user-jf8ym1dr3d

    Жыл бұрын

    ምሕረት የዉርደልኽ ሓፍተይ ማዓረይ 👏🙏🥰

  • @aasaas7284

    @aasaas7284

    Жыл бұрын

    @@user-jf8ym1dr3d ኣሜን እምበይተዋይ ማዓረይ🙏🙏🙏 💞💞

  • @dhdh9993

    @dhdh9993

    Жыл бұрын

    ምሕረት የዉርደልኪ እምቤተዋይ🙏💛❤️

  • @aasaas7284

    @aasaas7284

    Жыл бұрын

    @@dhdh9993 ኣሜን ዛምበይተይ ማዓረይ🙏🙏🙏💞💞

  • @danitgray4707

    @danitgray4707

    Жыл бұрын

    ፈጣሪ ምሕረት የዉርደልኪ መዓረይ ኣጆኪ

  • @user-bh5zv8jz6c
    @user-bh5zv8jz6c Жыл бұрын

    እንካዕ ሰላም መፃኹም ተጋሩዋይ ተናፈቅቲ ሰላም ንትግራይ ዓደይ ምስ ህዝባ💛❤️

  • @tgtigraweyti1231
    @tgtigraweyti1231 Жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ዓድና ከመይ ኣላ ህዝብና ሰላምና ይምፀአና ናፍቅና 💛❤️🥰🥰🥰🥰

  • @bibiagame9923
    @bibiagame9923 Жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መጻኩም ኣምላክ ምስኩላትኩም ይኩን ተጋሩዋይ 🙏💚😘

  • @selamtube5095

    @selamtube5095

    Жыл бұрын

    bibi a game ክብረተይ ሳብስክራይብ ግበረለይ

  • @bibiagame9923

    @bibiagame9923

    Жыл бұрын

    @@selamtube5095 ጌረልኪ ጽብቅተይ

  • @officailethio6154

    @officailethio6154

    Жыл бұрын

    @@selamtube5095 💓💓💛💊

  • @keduamee3557
    @keduamee3557 Жыл бұрын

    ዋየ ናፍቆት ትግራይ እዛ ዋጣ ክሰምዕ ከለኹ ፈጣሪ ብሰላም ይራኸበና

  • @user-hl4sf9pz2b
    @user-hl4sf9pz2b Жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ጀጋኑና እግዚአብሔር ኣምላክ ምሳኹም ይኹን ትንሳኤ ትግራይና ብርሃን ትግራይና የሪአና እግዚአብሔር ኣምላክ ሰላምን ምሕረትን ልህዝብናን ልሃገርና ትግራይን የዉርደልና🙏🙏🙏🥀🥀🥀💛⭐️❤️⭐️💛❤️⭐️💛❤️⭐️💛❤️⭐️💛❤️⭐️💛❤️⭐️💛❤️⭐️💛❤️⭐️💛❤️⭐️💛❤️💪💪❣️❣️❣️❣️

  • @rawarawa6055
    @rawarawa6055 Жыл бұрын

    ኣያ ተከስተ በዛ ክላሲካል ጌርኩም ድገሙና ሓንቲ ናይዞም ወረርቲ ስራሕ ናብ ግጥሚ ቀይርኩም ❤️💛❤️💛

  • @user-ut3tc8js4q
    @user-ut3tc8js4q Жыл бұрын

    ዋይ ኣያ ጆኮር ስሓቅ ቃቲለምኒ 🤣❤️ ተጋሩዋ ፅሩያት ዓለም 💛❤️💝😍😍😍

  • @akebrtgaletewhedogalesehul5135

    @akebrtgaletewhedogalesehul5135

    Жыл бұрын

    ወየ ፅሪትየይ መልስለይ እስክይ

  • @user-ut3tc8js4q

    @user-ut3tc8js4q

    Жыл бұрын

    @@akebrtgaletewhedogalesehul5135 መሊሰልኪ ህያበይ

  • @akebrtgaletewhedogalesehul5135

    @akebrtgaletewhedogalesehul5135

    Жыл бұрын

    Yekntley Egziabhaiere Amelak Ykbrley

  • @selam801
    @selam801 Жыл бұрын

    welcome back ደቂ ሪመይ ተናፈቕቲ🥰 ሰላም ንውጽዕ ህዝብና😥💔 ብሩኽ ዕለተ ሰንበት

  • @brhaneye9521
    @brhaneye9521 Жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃኹም እንዳ ገሬ እሙን ናይ ሰንበት ድምቀት ተጋሩዋይ ብሩኽ ሰንበት ይግበረልና ሰላም ልህዝብና ከዓ ነተባብዓዮም ከዓ 😍😘❤💛

  • @hhhmmm9501

    @hhhmmm9501

    Жыл бұрын

    Amen amen amen my Queeen

  • @user-nv6mn1nj3g
    @user-nv6mn1nj3g Жыл бұрын

    ብሩኽ ሰንበት ደቂ ሓላል መሬት ተጋሩ❤💛♥️

  • @user-ve4rz1gu5z
    @user-ve4rz1gu5z Жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም እንዳ ግሬ ኡሙን🥰🥰💛♥️🌹🌹🌹😘😘💖💖💙💙🥰🥰🥰

  • @user-pt3dh4zb3y
    @user-pt3dh4zb3y Жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃኣኩም እንዳ ገሬየ እሙን ተናፍቅቲ🙏💛❤😘

  • @ttyy7566
    @ttyy7566 Жыл бұрын

    እንዕ በሰላም መፃኩም ትግራይ ዓደይ ሰላም የሰምዐና ኣምላክ💘💘💘💘💘🙏🙏🙏🙏

  • @abigaltigray-ur2ih
    @abigaltigray-ur2ih Жыл бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃኩም ዓለማተይ ብዘለክምዎ እግዚአብሔር ይሓሊኩም ዓወት ንውፁዕ ህዝበይ❤💛❤💛❤💛✊✊✊✊✊✊

  • @2Corinthians.10-17
    @2Corinthians.10-17 Жыл бұрын

    ዋልታ ትቭ ክትኣምን🤭🤣🤣🤣🤣 እንኳዕ ደሓን መጻኹም ደቅ ጽዮን ትግራይ ዓድና ከመይ ኣላ💛❤

  • @dnglmaryameyarfutalbey1494
    @dnglmaryameyarfutalbey1494 Жыл бұрын

    welcome Enda Gere Emun ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም እግዚአብሔር ኣምላኽ ጀጋኑና ቃደማኩም ብሩካት ዘርኢ ተጋሩዋይ ጸላኣትኩም ከም ጎልያድ የውድቆም ሰላምኩም ይመለስ ❤Happy Sunday ❤✝️💛

  • @rcftcg3667
    @rcftcg3667 Жыл бұрын

    😂😂😂😂😂😂😂😂ጀኮር ኣጆና ትግራይ ትስዒር ❤❤❤❤❤❤❤❤❤👍👍👍👍👍ሰላምኩም ይብዛሕ

  • @tdf179
    @tdf179 Жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃኹምና ክቡራት ኣሕዋትና ንዐድናን ህዝብናንዉን ሰላም የዉርደልና🌹🌹🌹

  • @novelmulubrhan6223
    @novelmulubrhan6223 Жыл бұрын

    waw ፀጋይ ወዲ ነጋ ዓርከይ እንዃዕ ናብዚ ኣብቀዐካ ዝዓርከይ ስለዝራእኩካ ደስ ኢሉኒ

  • @if8f811
    @if8f811 Жыл бұрын

    እንኮዕ ዳሓን መፃእኩም እንዳ ገሬ እሙን ኦብ ዘለክምዋ ሰላምኩም በዚሑ ተርፍ ይበለለይይይይይይ❤️

  • @user-oz9cl7mg9u
    @user-oz9cl7mg9u Жыл бұрын

    ብሉፃት ብዙሕ ትምህርቲ ንታሪክ ዝቅመጥ ድራማ አምስሎም ዝሰርሑ ፅሩያት 💖💖

  • @GgGg-wc2pe
    @GgGg-wc2pe Жыл бұрын

    እንኳዕ ዳሕን መፃእኹም ወጋሕታ ዓድና የርእየና ፈጣሪ

  • @mkm4736
    @mkm4736 Жыл бұрын

    ተጋሩዋኒ ሰላምኺ ይመለስ ዓደይ ኡፍፍፍ❤️💛❤️💛🙏🙏🙏🙏

  • @mkm4736
    @mkm4736 Жыл бұрын

    ምንጪ ሓጎስና❤️💛❤️💛🙏🙏🙏

  • @L.Nuguse
    @L.Nuguse Жыл бұрын

    ኣምሓርኛ ቓንቓ ትሓውስ ኣላ እዛ ቡና መፍሊሒት ጥንቃቐ ግበሩ

  • @user-dq1xr6gn7k
    @user-dq1xr6gn7k Жыл бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃኩም ዳ ገሬ እሙን እግዚአብሔር ኣምላክ ሰላሙ የውርደለና ውሉዲ ወላዲ ንተሓቃቀፈሉ ጊዜ የምፅአልና🤲🤲♥️🥀

  • @user-ep7pk2uq9d
    @user-ep7pk2uq9d Жыл бұрын

    ቐፃሊ ቀልጢፍኩም ልቀቁላ ብጣሚ ደስ በሃሊን መምሃን ድራማ ኣምላክ ምስህዝብና ይኩን ኣጆና

  • @titigaltigray7118
    @titigaltigray7118 Жыл бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃኩም ንፈትወኩም ነክብረኩም እንዳ ገሬ እሙን❤️❤💛❤️💛❤️💛ብሩኩ ሰንበት ይግበረልና ደቂ ሪመይ❤️💛

  • @kndahaftiselemun6662
    @kndahaftiselemun6662 Жыл бұрын

    Enqae bselam metsakum adey selamki ymeles🥺🥺

  • @sayeentertainment
    @sayeentertainment Жыл бұрын

    እንኳዓ ብሰላም መጻኹም ተጋሩዋኒ ኣጆኹም በርሁ እዋን ንዓኹም ይበል ግዜ ከም ልብኹም ክተስርሑ

  • @moomoo1681
    @moomoo1681 Жыл бұрын

    እንኻዕ ድሓን መፃኩም ድቂ ሓላል መሬት ተጋሩ❤💛❤💛

  • @meserettigraweyt7541
    @meserettigraweyt7541 Жыл бұрын

    መቁራት ፍጥረት ምንጪ ሓጎሰይ💛❤️

  • @user-ds4tc5dv1p
    @user-ds4tc5dv1p Жыл бұрын

    ኣቱም እሙናት እንዄዕ ብሰላም መፃእኩም ትግራይና ኢኩም ንዓና ንኣኩም ተራአ ይፃናናዕ እየ ቀፅልሉ🌷🌷🌷እግዚአብሔር ሰላም ንዓድና ይግበረልና💔😭😭

  • @user-oj4un3cm7v
    @user-oj4un3cm7v Жыл бұрын

    ጎረቤትና ሙቁራት ኣነስ ክፈትወኩም ኣያ ጆኸር ቆልዓ ሓዝሉ ዶ ተመርኩፉ kkkkk 🥰🥰🥰🥰🥰

  • @user-qn4rm3ue7x
    @user-qn4rm3ue7x Жыл бұрын

    _ሰላም እንኳዕ ዳሓን መጻእኹም እንዳ ገሬ ጽሩያት♥️💛ብሩክ ሰንበተ ክርስትያን ይግበረልና🥀🌿🥰ዋላ ልጽባሕ ይኹንያ ኣያ ተኸስተ ቀቲልኹምኒ🤣🤣🤣_

  • @user-rv9vm2do8p

    @user-rv9vm2do8p

    Жыл бұрын

    🤣🤣🤣🤣🤣 ሞይተ እኮ

  • @sooqusaabya3831
    @sooqusaabya3831 Жыл бұрын

    ኡንካዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ትግራይ ሃገረይ ዳገርየ እሙን ክፈትወኩም ማዓት እየ እመብርሃን ትሓልውኩም ንሃገርና እግዚኣብሄር ኣምላክና ሰላሙ ይሃበና 💘💘💘💘💊💊💊💊

  • @user-ji1qt8cg2h
    @user-ji1qt8cg2h Жыл бұрын

    ምስ ባህልና ዝከድ ስርሑ ቆልዓ ምስራቅ ስብኣይ ዘለዋ ምውሻም እዚታት ግደፍዎ ብዝተረፈ ፅቡቕ ስራሕ ትግራይ ትዕወት

  • @akebrtgaletewhedogalesehul5135

    @akebrtgaletewhedogalesehul5135

    Жыл бұрын

    መልስለይ ማማየይ

  • @akebrtgaletewhedogalesehul5135

    @akebrtgaletewhedogalesehul5135

    Жыл бұрын

    ከመይ ድዩ መስልክይ ምስቲይ ሕይ መልሓሶም ናለስሱ እዩ ዝከይድ ብዝከነ በዝሕክፅሕፍ ነይረ ግን እዚአስ ቀላል እያ

  • @user-io4bw1wp8l
    @user-io4bw1wp8l Жыл бұрын

    ኣያ ጆኬር ቆልዓ ቃያሕን ፀላምን ዲኩም በሊዕኩሞ ክክ😂😁💓💓

  • @amanielaregawi7278
    @amanielaregawi7278 Жыл бұрын

    ኣያ ጆኬር ግን ክተኳሽሙ😂 ፅብቅቲ ረኪብኩም ከዓ ዕልል እዩ እምበይ🥰

  • @kiduatsbeha1036
    @kiduatsbeha1036 Жыл бұрын

    እንካዕ ዳሓን መፃኩም ጀጋኑ ተጋሩ🥰🥰🥰

  • @efsf9587
    @efsf9587 Жыл бұрын

    እንኾዕ ዳሓን መፃኩም ዳገርየ ቡሩክ ሰንበት ይግበረና💛❤✅🙏🙏🙏

  • @user-ep7pk2uq9d
    @user-ep7pk2uq9d Жыл бұрын

    ቀፃሊ ሃፂፀ ክሪኢ ቀልጢፍኩም ልቀቁልና ብጣዕሚ መሰሓቂን መዛናግዕን ዩ።

  • @user-yq6eh2ee4s
    @user-yq6eh2ee4s Жыл бұрын

    ረጅ ተይ ማለት እዩ ዝብላዕ ድዩ ያ ክክክክ ኣያ ተከስተ🤣🤣❤😘❤

  • @awethadish6643

    @awethadish6643

    Жыл бұрын

    Moyte eko wela zxbah ykun aya tekeste kkkkkkkk

  • @donaidonai9021
    @donaidonai9021 Жыл бұрын

    እንካዕ ዳሓን መፃኩም ደቂ ሓላል መሬት💊💊💊💊💊💊💊💊

  • @user-uy1tl1cq7m
    @user-uy1tl1cq7m Жыл бұрын

    ፈጣር ምስ ኩሉኩም ይኩን ህዝበ ትግራይ 👏👏👏👏👏እንዳ ግሬ እሙን ኣምላክ ዕዲመ ጥዕና ይሃውኩም

  • @hiwoetgerezgbher4924
    @hiwoetgerezgbher4924 Жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🌺🌺🌺🌺🌺😍😍😍😍😍🙏🙏🙏

  • @axumawitkingdom3287
    @axumawitkingdom3287 Жыл бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃኩም እንዳ ጌሬ እሙን ተናፈቅቲ ናይ ሕማመይ❤❤❤

  • @user-gm5qr4jk9f
    @user-gm5qr4jk9f Жыл бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃእኹም እንዳ ገሬ እሙን ሙቁራት🌻❤🌺🌹 እንካዕ አብፅሐኩም ንአደና ቅድስት አርሴማ ፀሎታ ምሕረታ ኣይፈለየና በረከታ ምስ ህዝብና ይኹን 🤲🙏

  • @vjr7453
    @vjr7453 Жыл бұрын

    ዋውውውውው እዛ አብ መፃወድያ ምስ ገይትሽ ዝሰርሐት ጓል ክፈትዋ እንኳዕ ብሰላም መፃኺ💋ዕልል እዩ እምበይ ውን እንኳዕ ብሰላም መፃኽ ናፍቐኪ ነይረ😘 ኣያ ጆኮር መሕረር😉 ገሬ ፃዕዳ ልቡ #ዳኒኤል ክኣስረካ እዩ

  • @efsf9587

    @efsf9587

    Жыл бұрын

    ምሕረት ትባሃል አወ ደሰ ኢሉኒ ብረእክዋ👍

  • @lmiss-youmom

    @lmiss-youmom

    Жыл бұрын

    ምሕረት ዝፈትዋ ተዋሳእት

  • @mesigaltigray
    @mesigaltigray Жыл бұрын

    እንኳዕ ደሓን መፃእኹም ተጋሩዋይ ኣቱም ተናፈቅቲ❤️💛

  • @abrihyema5651
    @abrihyema5651 Жыл бұрын

    ሰላምኪ የሪአና ትግራይ ዓደይ ተፈተውቲ ፍጥረት💛💛😍😍

  • @user-lx4er2ev3l
    @user-lx4er2ev3l Жыл бұрын

    እንካዕ ሰላም መፃእኩም ደቂቀ ትግራይ 💊ዓደይ ሰላምኪ ይመለስ ህዝበይ😥

  • @lmiss-youmom
    @lmiss-youmom Жыл бұрын

    ዋውውው ምሕረትን ፈቨንን እንኳዕ ብሰላም መፃኽን አጀኹም በርትዑ ደቅ ሓላል መሬት💊💊🙏

  • @milihagos2115
    @milihagos2115 Жыл бұрын

    እንኳዕ ሰላም መፃኩም እንዳ ግሬ እሙን 💞💕💕 ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ብሩክ ሰንበት ተጋሩዋይ

  • @fanafani2638
    @fanafani2638 Жыл бұрын

    WellCome እንዳገሬ እሙን መልካም ሰንበት ናፊቀኩም ቃኒየ ነይ💚💚💚💚💚💚💚

  • @KhanKhan-sq3ke
    @KhanKhan-sq3ke Жыл бұрын

    ሰላምኪ ሰሀቅኪ የርየኒ ትግራይ አደይ ህዝበይ አጆና ፀሎት ንግበር

  • @user-pi8jz9hr8p
    @user-pi8jz9hr8p Жыл бұрын

    እንኮዕ ብሰላም መፀኣኩም ሙቁራተይ 😍💖💖

  • @binyam1578
    @binyam1578 Жыл бұрын

    ቡሩኽ ሰምበት ይግበረልና 👏 ሰላምን ራህዋን ንዓኩም ✝️💒☂️⭐️🥰🌻🌿☕️🌽

  • @Axumawit844
    @Axumawit844 Жыл бұрын

    እንኳዕ ድሓን መፃኩም ደቂ ሓላል መሬት ተጋሩዋይ ብሩኽ ሰንበት ይግበረልና ሰላም ወሰናይ ለይደይን ዓደይን እህህህ ናፍቆት ሓይሉና ግዜ መሪሩና ዒረ ኮይኑ 🙏😥😭

  • @user-lt8fp4yi1p
    @user-lt8fp4yi1p Жыл бұрын

    ናይ ፈረንጂ ምግቢ ኣይምቸወንይ ያ 😂😂ኣያ ተኸስተ ❤😁

  • @msgnazeru3431
    @msgnazeru3431 Жыл бұрын

    እንዳ፡ገርየ ሓላላት ሰላምኩም ይመለስ ንራከበሉ ንነጋገደሉ መቀለን ኣስመርን ንከያየደሉ ይምጸልና ፈጣሪ ገበርቲ እከይ ብዓል እሰያስ ክኣ ይጥፍኣልና

  • @rishane9576

    @rishane9576

    Жыл бұрын

    Kindrye yetefae deybelekume yetefalena endabeleka desme fetari yelene ka embere nebesekume xadeke gerekume ne kale kitewenjelu tegeremu

  • @user-of5kb6vl7q
    @user-of5kb6vl7q Жыл бұрын

    እንኳዓ ብሰላም መጻኹም ደቂ ሓላል መሬት 💊 እግዚአብሔር ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን የዋህ ህዝበይ ሰላምኪ የርኤና ትግራይ ሃገረይ 🙏🥰

  • @gebrialgdey9022
    @gebrialgdey9022 Жыл бұрын

    Tigray adey selamki yesmaena lomus nbulo eko chenikina 😢❤❤❤

  • @bettyboo7783
    @bettyboo7783 Жыл бұрын

    ብጣእሚ ደስ ዝብል ድራማ ኣናብስ ቀፅልሉ

  • @user-uo7iv5zw6y
    @user-uo7iv5zw6y Жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም እንዳ ገሬ እግዛኣብሔር ኣምላክ ምስቲ ውፁዕ ህዝብናን ሃገርናን ይኹነልና💊💊💊💊🙏🙏🙏እግዛኣብሔር ንሰራዊትና ሓይሉ ይሃበልና💊💊💊💊🤲🤲🤲👏👏👏🙏🙏🙏

  • @titisabawit3510
    @titisabawit3510 Жыл бұрын

    እንዳ ገሬ ተፈተዉቲ እንቋዕ ብደሓን መፃእኹም🙏ትግራይና ሰላም ይግበረልና🙏😍😍😍

  • @tdf1948
    @tdf1948 Жыл бұрын

    እንዶ ገሬ አሙን እንካዕ ብስላም መፃኩም ❤️💛💊🙏🙏🙏

  • @tigraytigray5893
    @tigraytigray5893 Жыл бұрын

    enda Gera emun nay snbet demikete ❤️❤️ esti aya jekore zefetu 👍👍

  • @alainalain6124
    @alainalain6124 Жыл бұрын

    እኳዕ ደሓን መፃኩም እዳ ገሬ እሙን ወጋሕታ ትግራይ የርእየና

  • @user-lt5oc6fs4h
    @user-lt5oc6fs4h Жыл бұрын

    እንካዕ ዳሓን መፃእኹም እንዳ ገሬ እሙን ቡርክ ሰንበት ይግበረልና ❤🙏🌿ህዝብና ካብዚ መከራን ስቃይን ይእከለኩም ይበለና 😥💊🙏

  • @hiyabkiflom347
    @hiyabkiflom347 Жыл бұрын

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል መስሓቒ ቀፅልሉ

  • @nadernegash827
    @nadernegash827 Жыл бұрын

    ጎበዞቹ አላህ ይጠብቃችሁ 🤲🤲🤲🤲

  • @user-tz5nu7zz7k
    @user-tz5nu7zz7k Жыл бұрын

    እንዳ ገሬ ኡሙን ብጣዕሚ ደሰ ድብል ድራማ ንህዝቢ ኤርትራን ንህዝቢ ትግራይ መዋጾኦን ራህዋ ይፈጠረሎም ፈጣሪሪሪሪሪሪሪሪ

  • @hiwigalzomaygzaeybahalt9680
    @hiwigalzomaygzaeybahalt9680 Жыл бұрын

    ዋውው ደስ ዝብል ስራሕ ቀፅልሉ ጀጋኑ

  • @tdf861
    @tdf861 Жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም ምፃኩም እንደ ጌሬ እሙን ናትና💛❤❤💛

  • @tsruytibrhanu8879
    @tsruytibrhanu8879 Жыл бұрын

    ቡሩኽ ሰንበት ተጋሩዋይ ፈተውቲ ተጋሩን እንኳዕ ሰላም መፃእኹም ዳ ገሬ እሙን ናይ ብሓቂ እሙናት ከፈትወኩም ኣነስ

  • @user-mp5kc3ux4j
    @user-mp5kc3ux4j Жыл бұрын

    እንቋዕ ብሰላም መፃኹም ደቂ ሓላል መሬት ❤💛❤💛❤💛😍😍😍

  • @geezgeezgeez940
    @geezgeezgeez940 Жыл бұрын

    ወቕታዊ ኲነታት?ፈጣሪ የአክል እንዶ በለና አይትጨክን

  • @chgfgfhgfh5905
    @chgfgfhgfh5905 Жыл бұрын

    ኣያ ዘብርኣብሩክ ጥዕይቲ ሓራስ ድያ ገሬ ግደፍ ሙድ ኣይትሓዝ ሞይተ ኣይትሰኣኑ ዳኣ ንስኩምስ ምንጪ ሓጎስና😂😂💕💕

Келесі