gere emun part 142 ገሬ እሙን ክፋል 142

Комедия

Пікірлер: 851

  • @selam801
    @selam8018 ай бұрын

    ሒሙኒ አሎ ብጾሎትኹም ሕሰቡኒ😢 ብሩክ ሰንበት❤

  • @__-wj7zq

    @__-wj7zq

    8 ай бұрын

    _ፆለት ቅዱሳን ኣይፈለይክ ምሕረት የውርደልክ ሶሉዋይ🥺😍😍_

  • @edon7537

    @edon7537

    8 ай бұрын

    ምሕረት ይዉርደልክ ማዓረይ😢✝️❤️💛

  • @ds3zs9

    @ds3zs9

    8 ай бұрын

    ፀሎት ቁዱሳን ፀሎት እመብርሃን ኣይፈለኪ👏

  • @hfhf-jw2lk

    @hfhf-jw2lk

    8 ай бұрын

    ምሕረት የዉርደልኪ ዝሓፍተይ

  • @danayttsegay9822

    @danayttsegay9822

    8 ай бұрын

    ኣደይ ማሪያም ምሕረት ተውርደልኪ ሓላል ሓፍተይ❤

  • @user-oq9yi5ds8x
    @user-oq9yi5ds8x8 ай бұрын

    በጃኹም 1000 ላይክ ሃቡኒ ብ ዶክተር ዩ ትኣዚዙኒ😢

  • @user-bw1zo4uk1w

    @user-bw1zo4uk1w

    8 ай бұрын

    😅🤣

  • @akezaberhe6216

    @akezaberhe6216

    8 ай бұрын

    _ህብና አለና ፅቡቕ ዶግተርዮም እዝኦም እንኳዕ መርፍእ ዘይኾነ ክክክክ_

  • @edon7537

    @edon7537

    8 ай бұрын

    😅😅😅😅😅😅😅

  • @user-xl9vr3tb7q

    @user-xl9vr3tb7q

    8 ай бұрын

    😂😂😂😂😂 ዋይ ብዶክተር ያ😂😂😂

  • @selamukbazgi1854

    @selamukbazgi1854

    8 ай бұрын

    ሞትኩ 😅😅😅😅

  • @gfcjcdfgyu9565
    @gfcjcdfgyu95658 ай бұрын

    ዋይ ኣነሰ ኮመንቲ አናንበብኩ አየ ዝርኢ አሞ ላይክ ግበርለይ ኮመንቲ ምርኣይ ከይገድፎሰ😂😂😂

  • @letshabrha6005

    @letshabrha6005

    8 ай бұрын

    ዋላ ኣነየ ኮመንት ኣምብብ ዝሓድር😂😂😂

  • @miebalegalamare814

    @miebalegalamare814

    8 ай бұрын

    😂🤦‍♀️

  • @laylaal7008

    @laylaal7008

    8 ай бұрын

    😅😅

  • @RayaNewu

    @RayaNewu

    8 ай бұрын

    ዋላ አነ🙆😂😂😂😂😂

  • @moradqwerty2778
    @moradqwerty27788 ай бұрын

    ሰምሃል ዝፈቱ ❤like ኣተውሕዱ ሕቡሽ😊

  • @user-vb7kq8jt4f
    @user-vb7kq8jt4f8 ай бұрын

    ጋሻ እየ 10ዐዐ ላይክ ኣብጽሑኒ ደቅ ዓደይ ❤🎉🎉

  • @tigraytigray5893
    @tigraytigray58938 ай бұрын

    ዘብርአብሩክ መሕረር 😂😂ግደፉ እባ ካብ ርእሲ አብርሃመይ ውረዱ አቱም ናይ አብረሃም አድነቅቲ አብይ አሎኩም እስኪ👍👍ግጨዩኒ ግን ቀስ አቢልኩም❤❤❤😘😘👈

  • @SnitSenayt-uz4ub
    @SnitSenayt-uz4ub8 ай бұрын

    አረ ከብዳና ሓሚምና ብሰሓቅ 🙆‍♀️🙆‍♀️😂🤣🤣🤣🤣🤣

  • @user-tc3et5df3r
    @user-tc3et5df3r8 ай бұрын

    መደብኩም ብጣዓሚ ኢየ ዝክታተል በርትዑ ኢኩም ሓውኩም ኤርትራዊ

  • @user-rh6zq2ty4s
    @user-rh6zq2ty4s8 ай бұрын

    ንመጀመርያ ግዜ ቀዳመይቲ ባዕለይ እንዳ ገሬ ሓላላት 🎉 like ኣይተውሕዱ ሕቡሽ😊

  • @Dawit_2424
    @Dawit_24248 ай бұрын

    I'm from Oromo i love Tigray people ❤

  • @merigaltewahdo1460

    @merigaltewahdo1460

    8 ай бұрын

    Thank you bro❤

  • @rgbe----tigraweyti-

    @rgbe----tigraweyti-

    8 ай бұрын

    ❤❤❤

  • @user-pz6be7xn2l

    @user-pz6be7xn2l

    8 ай бұрын

    me to

  • @user-fu8vz4bw3z

    @user-fu8vz4bw3z

    8 ай бұрын

    ኦሮሞ 💓

  • @fyoriamengedye9421

    @fyoriamengedye9421

    8 ай бұрын

    ❤❤❤

  • @wqwsew6021
    @wqwsew60218 ай бұрын

    አብ ጭንቀት አለኩ አብ ፀሎትኩም ሕሰቡኒ😢😢

  • @user-mb6cr9cb8z

    @user-mb6cr9cb8z

    8 ай бұрын

    ፀሎት ቅዱሳን ፀሎት እመብራሃን አይፈለይኪ ምሕረት የዉርደልኪ ክብረተይ🤲🤲🥰🥰❤❤❤❤

  • @ggff5621

    @ggff5621

    8 ай бұрын

    እመ በርሀን ትሓስብክ እማዬ

  • @bxbbx7087
    @bxbbx70878 ай бұрын

    ንኣብራሃመይ ዝፈቱ👍

  • @desta393
    @desta3938 ай бұрын

    ንለምለም ዓይነይ ትፈትው 🤙ግጨውኒ❤😮

  • @kbtt1917
    @kbtt19178 ай бұрын

    ትግረኛ በደምብ ሳትችል እንኳ ሳትሰለች እምታዬው መቼም ሊቆም እማይገባው የምን ግዜም ምርጡ ትግረኛ ሲትኮም ድራማ❤ I wanna express my deepest love to ለምለም ኣይነይ።

  • @frehiwettesfay8337

    @frehiwettesfay8337

    8 ай бұрын

    Amen

  • @frehiwettesfay8337

    @frehiwettesfay8337

    8 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @user-vi8eq6ob9c
    @user-vi8eq6ob9c8 ай бұрын

    ብሩኹ ስንበት ኣድነቅቲ ኣያ ተከስተ ላይክ ተጋሩዋይ❤😘😊

  • @akezaberhe6216
    @akezaberhe62168 ай бұрын

    _እንኳዕ ብሰላም መጻእኹም እንዳ ገሬ እሙን ፅቡቓተይ ንኹሉኹም ተጋሩን ቤርጌድ ንሓመዱን ስደትኹም የሕፅረልኹም_

  • @YosefYemane-ik7nb

    @YosefYemane-ik7nb

    8 ай бұрын

    ከላ ቦግ በሊ ሓማድ ባእ ኣረጊት

  • @akezaberhe6216

    @akezaberhe6216

    8 ай бұрын

    ወድዛ በቢ ሻዎር ክክክክ እንታይ ነፍሑካ

  • @YosefYemane-ik7nb

    @YosefYemane-ik7nb

    8 ай бұрын

    @@akezaberhe6216 ኣድጊ ንሓመዱ ኤረፓ ከይዱ እምኒ ምድርባይ ለሚዱ እዋይ ሰዲዱ ኣቲ ስዲ ወይ ንሃገራት ወኪልኪ ምበልኪ ኣየለን ሲ ንሓመዱ ሓማድ 🤣🤣😉

  • @kapitalmsgna1734

    @kapitalmsgna1734

    8 ай бұрын

    ብጽብጽ ዋሕድ 1000 ዓምት ይግበሮ ስደትኩም፡ናሓመዱ ገለመለ ጋሕማጣት😂

  • @akezaberhe6216

    @akezaberhe6216

    8 ай бұрын

    _ፓንት አምሓራይ ቤርጌድ ንሓመዱ ጀጋኑ እዮም።_

  • @user-uk5ij7lv2g
    @user-uk5ij7lv2g8 ай бұрын

    እፍፍፍፍ ለምለም ዓይነይ ዝፈትወኪ ምስሊ ኣደይ💜🥰

  • @solomonhaile4502
    @solomonhaile45028 ай бұрын

    ከሆላንድ ነው የማያቹህ ውዶች ! ትግርኛ እየለመድኩ ነው ከጦርነት ወዲህ ! አያ ጆከር ትምችዎኒ ኩል ሻእ ።

  • @kotelkotel8036
    @kotelkotel80368 ай бұрын

    ብሽም ገብረ የሱስ ላይክ ሃቡኒ ኣሕዋት

  • @tarintarin
    @tarintarin8 ай бұрын

    ለምለም ዓይነይ ግን ኡፍፍፍ የኔ እናት በቃ ቱ ኣደነት ክእል ተብሎ የኔ እናት ስወዳት🥺❤ #ሳብስክራይብ ግበሩለይ ኣብዛ ፕሮፋይለይ ጠዊቕኩም🙏

  • @user-ev1gt4ro4m

    @user-ev1gt4ro4m

    8 ай бұрын

    ገይረልኪ ኣለኩ ምቅርተይ❤❤

  • @user-yp4yt9qf3f
    @user-yp4yt9qf3f8 ай бұрын

    እንኳዓ ብሰላም መፃእኩም እንፈትወኩም እንዳ ገርየ እሙን ናይ እመቤትና ቅድስት ድንግል ማርያም ፆሎታ በረኸታ ምስ ኩለና ይኩን አሜን/3👏❤

  • @hffhr6228

    @hffhr6228

    8 ай бұрын

    ጥምየት የምፅእ

  • @uukk438

    @uukk438

    8 ай бұрын

    @@hffhr6228 ማ

  • @alganeshbahre8598

    @alganeshbahre8598

    8 ай бұрын

    @@hffhr6228wow so sad

  • @enzeshberhanu7716

    @enzeshberhanu7716

    8 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን 🙏❤️

  • @zaebakulu8553

    @zaebakulu8553

    8 ай бұрын

    amennnnn amennnn amennn

  • @sakeimahsakeim4662
    @sakeimahsakeim46628 ай бұрын

    ላይክ ሃቡን ደስ እልንዋ❤😁ይመኹም ተገሩወአ❤😍😘

  • @ssyy8243
    @ssyy82438 ай бұрын

    ናይ ለማዓንቲ ድራማ ደስ ክትብል❤❤❤❤

  • @romadiabrha253

    @romadiabrha253

    8 ай бұрын

    ብትክክል ፅርየት ካሜራ ብፍላይ ንፁር ኮይኑ :: ዳ ገሬ ኡሙን ብጣዕሚ እንዳጎቦዙ ይከዱ አለው ..ቀፅልሉ ክብል ጥራሕ እየ ክብል ዝደሊ ብዚ አጋጣሚ ::

  • @user-ve5ej9gb8t
    @user-ve5ej9gb8t8 ай бұрын

    ኣትን ተረጋግኣ😂 ዘብረኣብሩክ ዓይነይ ❤❤❤

  • @meriyhailetube7095
    @meriyhailetube70958 ай бұрын

    ኮሚንተ ቀዳመይቲ ባዕለይ ሎሚ 😁🙌 ብሩክ ሰንብተ ኪዳን ይግብርልና 🙏 ኣድነቅቲ ለምለም ዓይነይ👍 ርግፁ ሰብሰክራብ እውን ገብረልይ ተጋሩዋይ💛

  • @maryamhabsha851
    @maryamhabsha8518 ай бұрын

    ወይ እንኳን ደና መጣችሁ አለን በጣም የምወዳቸው ተዋንያን🎉🎉🎉🎉🎉

  • @mindtest2722

    @mindtest2722

    8 ай бұрын

    ኣማርኛ ዝሰምዕ የለን ሕርርርር

  • @gebreslasegebremedhin5386

    @gebreslasegebremedhin5386

    8 ай бұрын

    halelew@@mindtest2722

  • @user-mb6cr9cb8z

    @user-mb6cr9cb8z

    8 ай бұрын

    ​@@mindtest2722😂😂😂😂😂🤭

  • @TeameMehari-dc6sy
    @TeameMehari-dc6sy8 ай бұрын

    ኣያ ጆኬር (ይሙተለን)😂😂 ዘብረኣብሩኽ (ሓንቲ ሱፉ)🤣😂😂

  • @Aronmekelle
    @Aronmekelle8 ай бұрын

    ሰብ ላተገረፈ ካሜራ ትቐርፁ ዲያስፖራ ዓገብ 😂😂ኣንደኛ ልኾነት ዲያስፖራ ትኽእል እያ ይሞቸይኹም

  • @fidleytube
    @fidleytube8 ай бұрын

    እንዳ ገሬ እሙን እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም እንኳዕ ንባዓል አሸንዳ አብፀሓኩም ❤❤❤❤🙏

  • @Hareg675

    @Hareg675

    8 ай бұрын

    ፊ በቃ ንምዛር ኣይትቅደምን ሓቀይ😂😂😂 ሰይይ ዛናተይ❤❤

  • @fidleytube

    @fidleytube

    8 ай бұрын

    @@Hareg675 🤣🤣🤣yessss

  • @hgo7772

    @hgo7772

    8 ай бұрын

  • @user-eh5iv3jq8p
    @user-eh5iv3jq8p8 ай бұрын

    ወላዲ ግን ከምዚ አይገብርን ነብርሃም ዓሻ ዓሻ ምባል አይድግፎን ኩል ጊዜ ቅር ይብለኒ ብልቀረየ 👌👍❤️💛👏

  • @lemlemyoutube

    @lemlemyoutube

    8 ай бұрын

    እወ ተፅዕኖ ይሓድሮ እዩ

  • @fiyourttv2431
    @fiyourttv24318 ай бұрын

    አብርሃም እረ በቃ ለባም ከይኑ ይስራሕ ትብሉ ስባት like ግበሩ❤❤❤❤

  • @user-ig3ws4bn7g
    @user-ig3ws4bn7g8 ай бұрын

    ገዛና ምንጪ ሰሓቅና💛❤😍

  • @user-ji9os1md9n
    @user-ji9os1md9n8 ай бұрын

    ኣይይይ ኣብርሃመይ ንሶም መንፈሲ ይገብርኻ ኣነ ብኣኻ ይሓዝን ኣይዞኻ❤❤❤❤

  • @hamerhamer4725

    @hamerhamer4725

    8 ай бұрын

    kkkkkkkk😜😜😜

  • @mmn5167
    @mmn51678 ай бұрын

    ሳምሪ ዝፈትው❤❤❤❤❤ ላይክ

  • @natnaeldendir9976
    @natnaeldendir99768 ай бұрын

    ወዲ ጉራጌ እየ ግን ናትኩም ዘለኒ ፍትውት መግለጺ ቃላት የብለይ

  • @ngstihaylay6002

    @ngstihaylay6002

    8 ай бұрын

    ❤❤❤🎉

  • @sabberhan3177

    @sabberhan3177

    8 ай бұрын

    Wow❤❤❤❤❤❤

  • @selam5721

    @selam5721

    8 ай бұрын

    ካበይ ደኣ መፁ ትግርኛ🤔

  • @natnaeldendir9976

    @natnaeldendir9976

    8 ай бұрын

    ብአቦይን ብኣደይን ጉራጌ እየ ግን ተምሃራይ አኽሱም ነይረ አርክታተይ ኩሎም ተጋሩ ነይሮም ንሳቶም አምሂሮኒም ንምልማደይ ሚስጥሩ ድማ ትግራዋይ ተፈታዊት ሰባት ብመዃኖም'ዩ ካብ ልበይ ይፈትወኩ ደቂ አደይ ሽህ አመት ንበሩለይ

  • @user-ei8ne9je1i
    @user-ei8ne9je1i8 ай бұрын

    ደስ ትብል ዛዲያስፖራ ዕድመ ይሃብኪ ሳሓቅ ቀቲላትና😂😂😂😂

  • @user-cz1pk3jw2p
    @user-cz1pk3jw2p8 ай бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃእኩም❤❤❤❤

  • @lixmony6235
    @lixmony62358 ай бұрын

    ኣይ ኣብራህመይ ማዓርይ መዝሕሊ ንደቶም ገይርሞ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-md6yv9zo4i
    @user-md6yv9zo4i8 ай бұрын

    እንዳ ገሬ እሙን መንጪ ሳሓቀይ ኮ❤

  • @narins89
    @narins898 ай бұрын

    አህለን ወሳህለን የሀገራችን የቱርክ ድራማ

  • @medhanehaile349

    @medhanehaile349

    8 ай бұрын

    😂😂እወ ዶ

  • @user-mg8hs6im9g

    @user-mg8hs6im9g

    8 ай бұрын

    😂❤

  • @senayberaki4276

    @senayberaki4276

    8 ай бұрын

    😜😜😜

  • @fritiAbadi720

    @fritiAbadi720

    8 ай бұрын

    😂😂😂😂

  • @AA-kt5zj

    @AA-kt5zj

    8 ай бұрын

    😂😂🤣🤣

  • @user-jw6le6tn5s
    @user-jw6le6tn5s8 ай бұрын

    ንስኹምስ ሃልውልና ዳኣ 👏♥️ዝፈትወኩም ደቂ ሓላል መሬት ኣብ ስደት ኮይነ ጭንቀት ተፈሊይኒ ኣይፈልጥን ናዓኹም ክከታተል ከለኹ ግን ሓጎስ ደስታ ፍስሃ እዩ ዝዓስለኒ so wddd ♥️🤲🥀

  • @kesant83
    @kesant838 ай бұрын

    ሠላም እግዚአብሔር የብዝሕልኩም ዳ ገሬ እሙን ድራማኹም ይከታተል እየ ኔር ግን ሐዚ ግን ዓበይ ስብ ዝደርሶሎ ኣይመስልንን ምክንያቱ ኣብ መወድእታስ ገብረ ኢየሱሰ እናብልኩም ትስሕቁ ኔርኹም ዓብይ ጌጋ እዩ ምክንያቱ ክቡር ናይ ፍጣሪ ስም ስለዝኾነ ይጠፍእኹም ኣይኾንን ግን ጥበብ ሓዊስኹም ንሃይማኖትኹም ኣጥቢቅኹም ዓለማዊ ጥበብ ግን ከምቲ ተምህሩና ዝነበረኹም ቀጽልሉ በዚ ዘለክምዎ ግን ዝከታተል እይመስልኒ ግዜ ምብኻን እዩ መሲሉ ልስምዐኒ ገብረ ኢየሱሰ ኢልካ ሓጎስ ፍስሐ እምበይ ቀልዲ ስሓቂን የብሉን

  • @emmaq1588
    @emmaq15888 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩሞእንኳዕ ናብ አዴና እምበይትና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ወርሓዊ መዘከርታ ብሰላም አብፀሐኩም። በረኸታን ረድኤታን ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስቲያንን ምስቲ ውፁዕ ህዝብናን ይኹን

  • @jge7tye640
    @jge7tye6408 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም እንዳ ገሬ እሙን ምንጪ ሳሓቕና ብሩኽ ሰንበተ ክርስትያን ይግበረልና ናይ ወላዲተ ኣምላክ ፆሎታን በረከታን ኣይፈለየና ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤🙏🙏🙏

  • @user-nq8xp8dt3s
    @user-nq8xp8dt3s8 ай бұрын

    ቤቲ እና ኣያ ተኽስተ ተቀርዬም እዚ ድራማ ክርእዬ እየ 😂

  • @user-rj6zh1sx5d
    @user-rj6zh1sx5d8 ай бұрын

    ኣቱም ሓሪፍት ስብ ኮሞተ ንራጋግዕ እስከ😂😮🙄😃😂ዌል ስናይ ስንበት❤❤

  • @tadelleyohannes9400
    @tadelleyohannes94008 ай бұрын

    ገብረየሱስ ዘስሕቕ ነገር የብሉይ! ክቡር ሽም እዩ

  • @if8f811
    @if8f8118 ай бұрын

    ብስም እግዛብሄር ኣይትቀልዱ ስራሕኩም ብጣዕሚ ተበላሽዩ ጥዕምቶ ካብ ተጅምር ክሳዕ ሐዚ ብዝተኻኣለኩም መጠን አማሓይሹ 🤔

  • @user-lw8hw3fc7j
    @user-lw8hw3fc7j8 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃኹምልና🙏❤ዳገሬ እሙን ምንጪ ስሓቅና ንበሩልና😁❤❤💛💛

  • @Gog-ok3ly
    @Gog-ok3ly8 ай бұрын

    እንኳዕ ንሰንበተ ክርስቲያን ቅድስት ኣብፃሓና ደቂ ጽዮነይ❤

  • @mattiwosnati2250
    @mattiwosnati22508 ай бұрын

    "አየ አሜሪካ ዘልዓለም ብልሀንኮርኩም"

  • @ZebibaBelay-dn4dt
    @ZebibaBelay-dn4dt8 ай бұрын

    ካሜት ብድንግላ ዘይረክባ ዘለኩ ጋይስ ቀስ ባ😂😂😂❤

  • @user-mc2jm1bl8i
    @user-mc2jm1bl8i8 ай бұрын

    እንኳዕ ብዳሕና መፃእኹም እንዳ ገሬ እሙን ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ፆሎታን በረከታን ኣይፈለየና❤❤❤

  • @rrzz8969

    @rrzz8969

    8 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን

  • @debesaybrhane4453
    @debesaybrhane44538 ай бұрын

    ዋእ ዋእ ዋእ እዳ ዘራኣብሩክ ጆኬር ሰሪቅኩም ከይዱ ኣሎ ኣርክብዎ 😅😅😅 ይመችእኩም ። ዝመጽእ ሰሙን ብሰላም ሙጹና ❤

  • @user-tc3et5df3r
    @user-tc3et5df3r8 ай бұрын

    ጆኬር ዝፈቱ like እስከ

  • @sinatekle7846
    @sinatekle78468 ай бұрын

    ኤርትራዊ እየ መደብኩም መዛናግዕን ባህልና ዘንጸባርቕን እዪ።ሰላም ኮይኑ ምስ ምልእቲ ጉጅለኹም አስመራ ትነጉድና ይግበርኩም።

  • @titg7829

    @titg7829

    8 ай бұрын

    ❤❤❤❤🎉

  • @user-yo7oy4fb5x

    @user-yo7oy4fb5x

    8 ай бұрын

    አሜን ሰላም የውርደልና ንዓይውን ተማልአኒ ምስኦም 😂❤❤❤❤ የቅንየልና

  • @user-ko1ih7io7k

    @user-ko1ih7io7k

    8 ай бұрын

    😂😂😂ወዲ ኣፌ ምስ ከረበ ዶ 😂😂😂😂😂

  • @user-ko1ih7io7k

    @user-ko1ih7io7k

    8 ай бұрын

    ሰላም ንኩሉ ሰብ ይፍጠረሉ❤❤❤❤❤❤

  • @user-kn8yy7wy9d

    @user-kn8yy7wy9d

    8 ай бұрын

    ሰላም ፍቅርን ይዓድለና እግዚአብሔር አምላክ ፍትዋተይ❤

  • @user-fn9gh9zn3g
    @user-fn9gh9zn3g8 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃአኩም እንዳ ገሬየ እሙን ምቅራት❤❤

  • @GhGh-hr8hy
    @GhGh-hr8hy8 ай бұрын

    አንዳ ግሬ እሙን ምንጪ ሳሓቅና አጀኩም ቀፅልሉ ሙቁራተይ ❤❤❤ 🥰🥰

  • @dc8625
    @dc86258 ай бұрын

    ዲያስፖራ ሙዉላድ 😂😂😂😂 ፖውው ዲያስፖራ ንምንታይ ልዕሊ ነብስና ልዕሊ እቲ ናብራና ነክብሮም😢

  • @mairyleb9245
    @mairyleb92458 ай бұрын

    እንኳዕ ብስላም መፃእኩም ፉቱዋት አሕዋተይ ዳገሬ አሙን እንኳዕ ንኪዳነ ምህረት ዓመታዊ በዓል አሸንዳ አብፅሐኩም አብፅሐና ፍጣሪ አምላክ ናይ ዓመት ሰባት ይበለና ሙቁራተይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @BrhanBrhan-wc4zu
    @BrhanBrhan-wc4zu7 ай бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋሩዋይ ልህዝብና ፅንዓት ይሃብ ኣምላክ

  • @user-ni1fm7lo2e
    @user-ni1fm7lo2e8 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ሰድራ ገሬ እሙን 🥰🥰🥰

  • @user-ce7ws8lg2f
    @user-ce7ws8lg2f8 ай бұрын

    ሰምሃል ሽኾር❤

  • @Lishaney3
    @Lishaney38 ай бұрын

    ወይዛ ለምለመይሲ ክንደይ ከ እያ ትውርዚይ

  • @asayyeebyo182
    @asayyeebyo1828 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም ፍቁራተይ ብዕድመን ጥዕናን ይሓልወልና እግዚአብሔር አምላኽ❤❤❤

  • @philmonhaftayph6788
    @philmonhaftayph67888 ай бұрын

    ገሬ - እሙን 💛❤

  • @user-uh6ky7oe3x
    @user-uh6ky7oe3x8 ай бұрын

    እንካዕ ዳሕን መፃእኩም ደቂ ትግራይ ኩሑሎ 🥰🥰

  • @qq88ppp32
    @qq88ppp328 ай бұрын

    እንጁራና ናብ ኬክ ተቃጅራ😂😂😂❤❤❤❤❤

  • @user-rx3fz7ty3l
    @user-rx3fz7ty3l8 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም❤❤❤

  • @user-bw1zo4uk1w
    @user-bw1zo4uk1w8 ай бұрын

    ይፅበ ፀኒሐ ዌልካም ተጋሩዋይ❤️🌹

  • @user-ft2zq2bl5v
    @user-ft2zq2bl5v8 ай бұрын

    ንዘብራኣብሩኽ ዝፈቱ ላይክ❤

  • @FhQs
    @FhQs11 күн бұрын

    ኣያ ዘብራኣብሩኺ ሳሓቅ ሞቱኹ😂😂

  • @kbkejivjr3601
    @kbkejivjr36018 ай бұрын

    ለሚ ዓይነይ አነስ ክፈትወኪ ምዓት ማኩ ኩላትኩም ፍትውቱው

  • @user-nq7nf4it4s
    @user-nq7nf4it4s8 ай бұрын

    🎉🎉❤❤❤ለምለም ዓይነይ ፍቅር

  • @abebaabraha2478
    @abebaabraha24788 ай бұрын

    ናይ ዘርኣብሩኽ ገጸ ባይሪ ሽጋራም ዘይትግራዋይ ካብ ውላዱ ገንዘብ ዝፈቱ

  • @selemawittadele3572
    @selemawittadele35728 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ዳ ገሬእሙን አብ ዝለኽምዎ ቅድስት ድንግል ማርያም ትሓልኹም❤❤❤

  • @user-km3qr7ni4q
    @user-km3qr7ni4q8 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ተጋሩዋይ ❤❤❤❤❤

  • @user-qi2vk7wd3q
    @user-qi2vk7wd3q8 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ሰድራ ገሬ እሙን❤❤😍😍😍😘🙏❤😍

  • @user-jv9vj8sz9c
    @user-jv9vj8sz9c8 ай бұрын

    ኣያ ተኸስተ ኣድነቅት like ግጨዉ🙏💚

  • @user-ds1bt1of4g
    @user-ds1bt1of4g8 ай бұрын

    ደቂ ሪመይ ሓላላት ❤️

  • @user-pc3if8nz4o
    @user-pc3if8nz4o8 ай бұрын

    አንካዕ ብሰላም መፃእኹም አንዳ ገሬ እሙን ብሩኽ ሰንበት ኣሸንዳ ሎሞዓንቲ ድያ ትጭረስላ❤❤❤

  • @__-wj7zq
    @__-wj7zq8 ай бұрын

    _እንኳዕ ብስላም መፃእኩም ጽሩያተይ❤❤❤_

  • @EBaydemkristos
    @EBaydemkristos8 ай бұрын

    Joker 🃏😂😂😂 ከምቲ ዘውትር ምትላሉ ገብረየሱስ😂😂😂 በልዎ ሰሓቅ ዝኣመላ ገዛ ዕድመን ጥዕናን ናዓኩም 🌹🌹🥰🥰

  • @user-jl8kf4uv1z
    @user-jl8kf4uv1z8 ай бұрын

    ናይ ሎምስ ትፍለ እያ🤣🤣🤣

  • @SalamSalam-ex1fr
    @SalamSalam-ex1fr8 ай бұрын

    ኣታ እስካብ ዝነብዕ እየ ስሒቀ 😂😂እንካዕ ዲያስፖራ ዝነብር ዘይኮንኩ🙄😁😁💛♥ዋይ ዳ ዜጌም ዓይነይ 😂😂

  • @misghinaberhe6167
    @misghinaberhe61678 ай бұрын

    Huge credit Zereabruk family❤ the way they mocked joker by calling his original name constantly (Gebreyesus)😂😂😂made my day laugh

  • @user-en6ro8nz9f
    @user-en6ro8nz9f8 ай бұрын

    ዋይ ኣሜርካ ዘልኣለም ምስሓንከርኪ ዘረባ እያ😢

  • @user-bp5ye2rh6f
    @user-bp5ye2rh6f8 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም❤❤❤ ኩቡራት ስድራ❤❤

  • @MedhinDesta-mt5vj
    @MedhinDesta-mt5vj8 ай бұрын

    እንካዕ ዳሓን መፃኩም ተጋሩዋይ ቡሩካት ዘርኢ❤❤😊

  • @user-ys9yj7en6v
    @user-ys9yj7en6v8 ай бұрын

    እንኮዕ ብሰላም መፃኩም ፍቅራት ኣሕዋተይ ሰላምታኩም ይብዛሕ ብክርስቶስ ❤🔥

  • @LundkhwarLundkhwar-gq2lb
    @LundkhwarLundkhwar-gq2lb8 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ተናፋቅቲ ሰምሃል ዳሓን ድኺ ፍቅር😍😍

  • @dsertfswer5540
    @dsertfswer55408 ай бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋሩዋይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tarhastube9099
    @tarhastube90998 ай бұрын

    ኪፊቀሩ😂😂😂እሰይ ቀፅልሉ ተጋሪዋይ❤

  • @aotali8812
    @aotali88128 ай бұрын

    ዋይ መን ድዩ ገብረየሱስ😅😅ኣየ ጆኬር

  • @user-pw2ks5ic9v
    @user-pw2ks5ic9v8 ай бұрын

    ኣቤት ደቂ ኣሜረካ ሞያ😂 ረእናልኪን😂

  • @user-sx1sr1jk7c

    @user-sx1sr1jk7c

    8 ай бұрын

    😂😂😂

  • @user-ql9hv9hj2j
    @user-ql9hv9hj2j8 ай бұрын

    እንኳዕ ዳሕነ ምፅእኹም ተጋሩዋይ❤❤❤

  • @baftahadas1264
    @baftahadas12648 ай бұрын

    እንኳዕ በሰላም መፆእኩም ኩቡራተይ ❤❤❤❤❤

  • @Asa-dv3gv
    @Asa-dv3gv8 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃኡኩም ተጋሩዋይ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Asedarna

    @Asedarna

    8 ай бұрын

    ❤❤

  • @DuhfhgcDiufj-wz6qf

    @DuhfhgcDiufj-wz6qf

    8 ай бұрын

    እንኳዓ ብሰላም መፁእኹም እንዳ ጆኳር መቅሰን

  • @AsssAsss-dn8wp
    @AsssAsss-dn8wp8 ай бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃኩሙ ዝፈትወኩሙ እንዳ ገርየ እሙን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🌹

  • @BrhanBrhan-wc4zu
    @BrhanBrhan-wc4zu7 ай бұрын

    ኣያ ዘብር ኣብሩክ ዓይነይ ሰሓቅ መትኩ😂😂😂😂❤

Келесі