ወዲ ኣያ ዘርኣብሩኽ (ኣብርሃም) ፕራንክ ተገይሩ 😂| መዘንግዕ ካሜራ |

ዘይሓልፍ ነገር የለን ሞ ንደቃይቅ ሓሳባትኩም ገዲፍኩም ክትዘናጉዑልና ንደሊ::
‪@gereemunentertainment‬
New Tigrgna music,Eritrean movie,Eritrean comedy,New eritrean music 2022,wedi shuk,yonas minus,Neshnesh tv,tigray media house,መዘንግዕ ካሜራ,ፕራንክ,zeriabruk weeding,habesha weeding,gere emun,enda thsh

Пікірлер: 623

  • @eiyorsalemhaylemaryam5038
    @eiyorsalemhaylemaryam5038 Жыл бұрын

    ለምለም ዓይነይ እውን ፕራክ ይገበራ ትብሉ ላይክ ጠውቑ❤ተጋሩዋኒ

  • @tigraytigray5893
    @tigraytigray5893 Жыл бұрын

    የዳ መሕረረ ሎሚ ገና ብዓይነይ መፂካኒ 😂😂አቱም ናይ አብርሃም አድነቅቲ አብይ አሎኩም ❤❤👍👍ግጨዩኒ እስቲ ❤️👈

  • @user-cc1qs7lb2c

    @user-cc1qs7lb2c

    Жыл бұрын

    😂ኣለኩ😂

  • @tigraytigray5893

    @tigraytigray5893

    Жыл бұрын

    @@user-cc1qs7lb2c ብአብርሃም ዓይነይ ቀልዲ የለይ 🥰🥰😂

  • @user-cc1qs7lb2c

    @user-cc1qs7lb2c

    Жыл бұрын

    @@tigraytigray5893 😁💚

  • @tigraytigray5893

    @tigraytigray5893

    Жыл бұрын

    @@user-cc1qs7lb2c 😂😂🥰🥰

  • @desnetkbrom
    @desnetkbrom Жыл бұрын

    ትዕግስቱ ስነስርዓቱ ናይ ኣብረሃም ዝድነቅዩ ❤❤❤❤

  • @goodboyeshabasi1662
    @goodboyeshabasi1662 Жыл бұрын

    ኣብርሃም ሽኮር ናይ ኣብርሃም ኣደነቅትይ እስኪ ላይክ❤❤❤❤❤❤❤❤ ለባም

  • @user-zp3ts9ji1v
    @user-zp3ts9ji1v Жыл бұрын

    መን ኣሎ ንኣብርሃም ከምዚ ከማይ ዝፈቶ❤❤❤❤❤❤❤

  • @gygy1761

    @gygy1761

    Жыл бұрын

    አነ ኣለኪ ዓይነይ❤❤❤❤❤

  • @user-zp3ts9ji1v

    @user-zp3ts9ji1v

    Жыл бұрын

    @@gygy1761 መዓረይ❤❤❤❤

  • @kbromafe-ht4yv

    @kbromafe-ht4yv

    Жыл бұрын

    ኣብራሃም ጅግና።

  • @MahamedAbdallah-nq4rm

    @MahamedAbdallah-nq4rm

    Жыл бұрын

    🥰🥰🥰🥰

  • @user-zp3ts9ji1v

    @user-zp3ts9ji1v

    Жыл бұрын

    @@kbromafe-ht4yv መዓረይ❤❤❤❤

  • @eiyorsalemhaylemaryam5038
    @eiyorsalemhaylemaryam5038 Жыл бұрын

    ክንደይ ነገር ሓሊፍካስ እዙይ ቀሊል እዩ ኣየ ኣብርሃመይ😥❤ለባም ወዲ ለባማት

  • @HHy-hz1du
    @HHy-hz1du Жыл бұрын

    ዋውውውው ናይ ባሓቂ ንፉዕ ኣብራሃም በሊሕ ሰብ ኣድነቅለይ ካብ ኣዝየ ዝፈትወካ ኤርትራዊ ሓውካ ኩሉ ነገር ደስ ዝበለካ❤❤❤❤❤

  • @umafepop3439

    @umafepop3439

    Жыл бұрын

    Aytixaref ata seb akibr sinesreat giberelu kalatika etay eyu k kulu gize fmes.tibla.kali tidegagem ala kabuewu aytixaref

  • @umafepop3439

    @umafepop3439

    Жыл бұрын

    Abrishi goyta akiliy

  • @70wit

    @70wit

    Жыл бұрын

    ​@@umafepop3439 አረ ኣይትፃረፈን😂❤

  • @user-iw9ju7cy6q
    @user-iw9ju7cy6q Жыл бұрын

    ኣቤት ትዕግስት 100%❤ በእዉነት እግዚአብሔር ይሓልዉኩም

  • @mmn7636

    @mmn7636

    Жыл бұрын

    ብሓቂትዕግተኛእዩትግራዋይከምዚይክኸውንኣለዎ💊💊💊

  • @user-qs8mb5ul2y
    @user-qs8mb5ul2y Жыл бұрын

    መን ኣሎ ንኣብርሃም ከምዚ ከማይ ዝፈቶ 💘💘💘

  • @selamukbazgi1854
    @selamukbazgi1854 Жыл бұрын

    ኣብርሸይ ሽኮር ካብ ኣፋቃሪትካ ኤርትራዊት❤❤

  • @miraclemiracle3216

    @miraclemiracle3216

    Жыл бұрын

    😂😂😂😂 lihas has 😂

  • @hanisamrawit6048

    @hanisamrawit6048

    Жыл бұрын

    😃😃😃

  • @LiLi-hb9hm

    @LiLi-hb9hm

    Жыл бұрын

    😂ብመድፍዕ ወይ ብፍቅሪ ኢካ አፍቃሪቱ

  • @BiniyamWeldu

    @BiniyamWeldu

    Жыл бұрын

    Ane ke selam 😮😮😮😮😮😮

  • @selamukbazgi1854

    @selamukbazgi1854

    Жыл бұрын

    @@BiniyamWeldu ንክልቲኦኩም ይኣክለኩም እይ bini

  • @ggg2239
    @ggg2239 Жыл бұрын

    ካብቲ ፕራንክ እቲ ጽፉፍ ትግርኛን ኣዘራርባን ላይክ ሂበኩም ኑፉዓት❤

  • @Ksanetdesta
    @Ksanetdesta5 ай бұрын

    ኣብራሃም በሓቂ ዘድንቅ ፀባይ እና ትዕግስቲ ኣለካ ብዝኮነ ቀፅለሉ ወዲ ሪመይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @eiyorsalemhaylemaryam5038
    @eiyorsalemhaylemaryam5038 Жыл бұрын

    ኣብርሃመይ ሽኮር ገና ሀዚ እየ ክሪኦ ግን ይተኣማመን እየ ኣብርሃመይ ለባም እዩ❤👌

  • @lilitylility4864
    @lilitylility4864 Жыл бұрын

    ኣብራህም ዝፍትዎን ዘዲኒቆን ቃዳማይ ተዋዳዳሪ እዩ❤❤❤❤❤❤

  • @sooqusaabya3831
    @sooqusaabya3831 Жыл бұрын

    ኣብርሃመይ የኔ ጅጌና ብጣዕሚ ኣድኒቀካ ትዕግስትካ ብጣዕሚ ኣድኒ ቀዮ💘

  • @tdf1948
    @tdf1948 Жыл бұрын

    አነ ተዝከውን ንያዳ ድፍእ መብልክው ነይረ ብፀርፊ ናይ አብራሃም ዓቃሊ❤👏

  • @jesusmaryam8164
    @jesusmaryam8164 Жыл бұрын

    ተጋሩ ዝኮንክን ሓራሙ ማራ ኢክን ኪፍ ትህባኒ❤

  • @fanafani2638
    @fanafani2638 Жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ❤❤ኣሕዋተይ በሽም ወላዲትኩም ሳፕስክራይብ ግበሩለይ ተጋሩዋይ❤❤❤

  • @mkm4736
    @mkm4736 Жыл бұрын

    ሸተት ኢልኻ ገዲፍኻዮ ምውፃእ ኣብሩሁሸይ ለባም❤❤🎉

  • @saraasmre2590
    @saraasmre2590 Жыл бұрын

    እብርሸይ ዓቅሊ ከም ገለ ዓይነት ውድእ ዝኮኑ ወዲ ያዕኪ ኣቲ ላይክ🤙👍👈❤

  • @fewakonjo3453
    @fewakonjo3453 Жыл бұрын

    ብሓቂ ብሓቂ ለባም ሰብ እዩ አብራሃም አቤት ትዕግስቲ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @frehailu3394
    @frehailu3394 Жыл бұрын

    ታይ ገይረኹም ኣብራሃመይ ኣሕዙኑን ሶ ትዕግስት ልቦና100%🎉🎉❤❤❤

  • @herutigraweti1726
    @herutigraweti1726 Жыл бұрын

    ናይ ባሓቂ ናፀረፍካስ ፕራንክ ክብሪ ሰብ ኢካ ትውድአ ዘለካ አጭ😏 ኡፍ ኣብሩሸይ ማርያምን ብጣዕሚ አዩ ለባም ከብደይ በሊዑኒ🥺❤🙏

  • @danitekeste7277

    @danitekeste7277

    Жыл бұрын

    ረሳሕ ናበልካስ ፕራንክ ትብል

  • @herutigraweti1726

    @herutigraweti1726

    Жыл бұрын

    @@danitekeste7277 ይገርም ኮ አዩ ዋይ🤔

  • @user-jb4tt8pi1u

    @user-jb4tt8pi1u

    Жыл бұрын

    ብሓቂ ከብደይ ከም ገለ ኢሉኒ ክብሪ ሰብ ናገሃስካ ፕራንክ ይበሃል😢

  • @tsarkangebremeskel6947
    @tsarkangebremeskel6947 Жыл бұрын

    ብሓቂ ለባም አብራሃም ሓውና ከማካ ዝበሉ ይብዝሑልና አብቲ ትዕግስቲ ዘሎ ፀጋ

  • @user-yh8lu5cd7j
    @user-yh8lu5cd7j Жыл бұрын

    አደነቅቲይ አብራሃም ሃየ ሰላም በሉኒ

  • @samera5270
    @samera5270 Жыл бұрын

    አብርሸይ ማዓረይ ትዕግስቲ ዕደመን ጥዕናን ንኹሉኹም

  • @selam9178
    @selam9178 Жыл бұрын

    ፕራንክ ዝባሃል ብያዳ ክስራሕ ኣለዎ ኣብራሃመይ ባዓል ዓቅሊ ይሞቺካ ወዲ ሪመይ💓❤💛

  • @ngsti8856
    @ngsti8856 Жыл бұрын

    ኣቤት ትዕግስቲ 👌🏻👌🏻👌🏻ካብ ሕማቕ ነገር ርሕቅ ኢሉ ምኻዱ ኣዲኒቀዮ ብሓቂ ሓደ. ክናደድ ከሎ እቲ ካልኣይ ዝሕል ክብል ሓሪፍዩ

  • @letishkebede5965
    @letishkebede5965 Жыл бұрын

    የዳ መሕረር ሰላምኩም ይብዝሓለይ ተጋሩዋኒ ላያ ጀኮር ቀፃሊ ሕዝካና ነዓ❤❤❤😂😂

  • @saron20

    @saron20

    Жыл бұрын

    ጆኬር ድኣ ክቐትሎ ዶ ኾይኑ😂😂😂

  • @Dawitsiele

    @Dawitsiele

    Жыл бұрын

    ጆንኮር ሳሪሃ ማሪሃ ጌሩ ቀዲሙ ፕራንክ ክገብሮም እዩ😂😂😂😂

  • @tigraytigray5893

    @tigraytigray5893

    Жыл бұрын

    ሱቅ ኢሉዳ ንየዳ ተመሊሱ ፕራንክ ክገብሮ ኮይኑ ክገርመኒ 😂😂🥰

  • @birhankidanu5493
    @birhankidanu5493 Жыл бұрын

    አብርሸይ ብጣዕሚ እየ አድኒቀዮ 1 ብውሽጡ ሓሪቁ እናዳሃለወ ብስቅታ እምዝበአስ ብምውጹኡ 2 ምስ ወዲ ዛላ ጓል ሂዋን ከምዘይትምነ ብምባሉ መግለጺ የብለይን ለባም ከማካ ዝበሉ የብዘሐዮም ፍርያት ትግራይ ያዳዋይ ካኣ ብጣዕሚ ኢና እንፈትወካ ወድኖ💖💖💖💖💖

  • @gix9374
    @gix9374 Жыл бұрын

    ኣብየት ትዕግስቲ ኣብርሸይ ከማካስ ኣሻሓት ይወሎዱ ድኣም ❤❤❤😘😘😘😘😘

  • @fevenberhane4802
    @fevenberhane4802 Жыл бұрын

    Assey shikor ,Abrham (hadgu)❤❤❤from Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-rc2td9fy6m
    @user-rc2td9fy6m Жыл бұрын

    ያዳ መሕረር😂 ንዓኻ እውን ፕራንኽ ዝገብር ተዝርከብ ፅቡቅ ነይሩ። ኣብረሃም ለባም ዓቃል መስተውዐሊ👌

  • @galltigray4548
    @galltigray4548 Жыл бұрын

    ውይይይ አብርሃም ትዕግስቱ 😢100%❤❤❤

  • @ftooo7hayatt871
    @ftooo7hayatt871 Жыл бұрын

    ክንደይ ነገር እኳ ሓሊፍና ነዚ ኣብራሃም ለባም ኢለካ ኣለኹ🥺💚🙏

  • @user-si6jk6ve6m
    @user-si6jk6ve6m Жыл бұрын

    ❤ወይ አብርሃም መዓረይ ጅግና አንበሳ ማርያምን እሰይይይ ዝያዳ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወድነይ

  • @Sara-wd7gb
    @Sara-wd7gb Жыл бұрын

    እፍፍፍፍ ኣብርህሸይ ኣቤት ትዕግስቲ ወሊደ በሊ ኣዶ ማርያምን ክፈትወካ ኣነስ ኣብርህሸይይይይይ 💘💘💘💘💘 ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ

  • @Monliaz
    @Monliaz Жыл бұрын

    አረረረረ ሂኒ&ኢሙየይ አምፅእሊና😢❤❤❤❤❤

  • @Mlate-ek7gh
    @Mlate-ek7gh8 ай бұрын

    ውይ ኣብራሃመይ ለባም ትዕግስቱ ግን ድስ ክብል የኔ ጅግና😘😊

  • @andomangosom9843
    @andomangosom9843 Жыл бұрын

    ❤ብሓቂ ትዕግስቲ ናይ ኣብርሃም ኣድኒቐዮ❤

  • @user-nw3xs9px3y
    @user-nw3xs9px3y Жыл бұрын

    ንኣብርሃም ዘድንቅ ብላይክ ግለጹለይ❤❤

  • @dfsd1340
    @dfsd1340 Жыл бұрын

    ኣቤት ልቦና ኣብራሃም ቀፅለሉ ከይኣድነቅኩካ ክሓልፍ ኣይደልን❤❤❤

  • @Hareg675
    @Hareg675 Жыл бұрын

    ሓድጋትት ብጣዕሚሚሚሚ 100% ትዕግቲ ንኩላትና ይሃበና🙏

  • @mickeyzemicheal4677
    @mickeyzemicheal4677 Жыл бұрын

    ጎቢዝካ ያሬዶ---በርትዕ

  • @ArsuMan-sz7uk
    @ArsuMan-sz7uk Жыл бұрын

    ይበል ዓቅሊ ኣብርሃም ብጣዕሚ ኢኻ ጎበዝ በዓል ዮቲብ ውን

  • @luelgebrealif8527
    @luelgebrealif85279 ай бұрын

    Wow Abrsh u r so Patience.u r hero

  • @saron20
    @saron20 Жыл бұрын

    ኣቤት ያዳ ግን ሓንቲ ምዓልቲኮሞ እንዳ ገሬ እሙን ተማኺሮም ክሰርሑልካ እዮም የለኹላን ኣነ ናይ ኩሉኹም ደጋፊት እየ😂😂❤❤❤❤

  • @tdflove3582
    @tdflove3582 Жыл бұрын

    ኣብየት ትዕግስቲ አብርሃም ዓይነይ🌍💘💕💊 ምሽ ድሕሪ ግዜ ንመርዓ ኢና ተጋሩዋይ ይስመርለኪ ቦሉ ሕራይ🙏

  • @jge7tye640
    @jge7tye640 Жыл бұрын

    ኣብራሃመይ ለባም ክንደይ ነገር ሓሊፍካስ እኮ ኢሉ ሚስኪናይ ግደፍ ያዳ እንዳ ገሬ እሙን ኣይተኮርየልና😂 ብዝኾነ ይመችኹም❤❤❤

  • @user-wl2bh4sj1k
    @user-wl2bh4sj1k Жыл бұрын

    ዋዉ ናይ አብረሃም አቤት ትዕግስቲ ዝፈትወካ ጅግና 👌👌👌🥰

  • @yasinibrahim2198
    @yasinibrahim2198 Жыл бұрын

    ልጁ አሳዘነኝ:: ግን በጣም ጏበዝ ልጅ ነዉ :: ምክንያቱም ያላምንም ጥፋቱ ልቶናከለዉ የፈለገዉን ጠበኛ ዝም ብሎ ጥሉ መሄዱ ታላቅነቱን (ትልቅ ሰዉ) መሆኑን ይመሰክራል:: Well done! በሉልኝ::

  • @eyerusalemtigray4164
    @eyerusalemtigray4164 Жыл бұрын

    ኣብርሃም ብጣዕሚ ኣስተውዓሊ ድማ ፀባየኛ ትዕግስተኛ ሰናይ እዩ ፅልኢ ኣይፈቱን ጭቕጭቕ ገዲፍዎም ምስወፀ ኣስሒቑኒ ክክክክክክክክ ኣንበሳ ኣብርሃም ካሊእ ፊልሚ እውን ተዘሳትፉኻ ፅቡቕ ነይሩ ኣብ ኩሉ ክትሳተፉ ሓደሽቲ ነገራት ኩላይ ከምኡ እውን ጅግና ሓውና ፕራንክ እትገብሮም ዘለኻ ኣስተውዓሊ ሓውና ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ስራሕኻ ሰናይ እዩ ቀፅለሉ ኣጆኹም ቀፅልሉ ተጋሩየይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @freweynidesta
    @freweynidesta Жыл бұрын

    ኣቤት ትዕግስቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ቀፅለሉ ❤❤❤

  • @maryamdjggifhyft9082
    @maryamdjggifhyft9082 Жыл бұрын

    ብሓቂ ኣዚካ ለባም መስተውዐሊ ትዕግስተኛ🥺💯ኣብርሸይ ❤

  • @ruthberhane5073
    @ruthberhane5073 Жыл бұрын

    ብጣአሚ እቃል ኣብርሃም ንፉዕ

  • @lemlem7065
    @lemlem7065 Жыл бұрын

    ዋይ ኣብራሃም ብጣዓም እዩ ከብደይ ዝበለዐኒ😢

  • @user-bs5py2ws1z
    @user-bs5py2ws1z Жыл бұрын

    ገና ከይረአኽወ እየ ፅሕፍለኹ ተፈተውቲ አኮ ተጋሩዋይ❤❤

  • @natty_Trap
    @natty_Trap Жыл бұрын

    ትክክለኛ ናይ ጥበብ ሰብ ትዕግሰተኛ። ሓሪፍ እዩ yada ቀፅለሉ🔥

  • @user-wo7zw5hk8l
    @user-wo7zw5hk8l Жыл бұрын

    ብሓቂ ኣብርሃም ለባም በእውነት ቀፅለሉ❤ ይመቸኹም❤❤❤❤

  • @zainazaina2750
    @zainazaina2750 Жыл бұрын

    እንኳዕ ሰላም መፃኩም ፅሩያተይ

  • @meri.tigraweti
    @meri.tigraweti Жыл бұрын

    ያዳዬ ብጣዕሚ እየ ዝትወካ ተጋሩዋኒ❤💛 ሰሱኑለይ❤💛

  • @fanafani2638

    @fanafani2638

    Жыл бұрын

    ክብረተይ ሳፕስክራይብ ግበርለይ ዛናተይ

  • @meri.tigraweti

    @meri.tigraweti

    Жыл бұрын

    @@fanafani2638 እሺ😘

  • @frehiwettesfay8337

    @frehiwettesfay8337

    Жыл бұрын

    Amen❤♥🌹🌹

  • @user-np6ud3ej3j
    @user-np6ud3ej3j Жыл бұрын

    ዋውውውውው ዓቃል ዝመስልወ ኣበይ ይርከብ❤️🥰

  • @dhjff9325
    @dhjff9325 Жыл бұрын

    ኣብራሂም ምርጥ ሰው❤❤❤

  • @salojj2828
    @salojj2828 Жыл бұрын

    ኣዝየ ዝፈትዎን ዘደንቖን ተዋሳኣይ ኣብርሃም ጎይታ ፀባይ ኣሰይ ትዕግስቲ ትዕድልቲ እግዝኣብሄር እዩ🙏❤❤❤💊💊💊

  • @jftwrwsw5001
    @jftwrwsw5001 Жыл бұрын

    ኣብርሃመይ ለባም እዋይ ታዓዲሉ ትቱዕግስቱ አብየት ኣነ ተዝከውን ማ😌

  • @Lima-mj6ie
    @Lima-mj6ie Жыл бұрын

    ኣብራሃም ለባም ብጣዕሚ ብጣዕሚ❤❤❤

  • @user-ss7xv7dk8d
    @user-ss7xv7dk8d10 ай бұрын

    ኣብርሁሸ ፅሪይ🎉🎉❤

  • @rfduv1457
    @rfduv14573 ай бұрын

    ትዕግስት ኣብራህም ሽኮር ቃፅሎሉ❤🥰

  • @user-mc2jm1bl8i
    @user-mc2jm1bl8i Жыл бұрын

    ኣብርሃም ለባም ናይ ብሓቂ ካብ ነገር ፆምኻ ሕደር ዝብሃል ምስላ❤ካብ ብጣዕሚ ዝፈትወካን ዘድንቀካን እየ❤❤

  • @melataskal9201
    @melataskal9201 Жыл бұрын

    ናይ ባሓቂ ትዕግስቱኡ ንፎዕ ቆልዓ ❤❤❤❤❤

  • @MP-lu8mh
    @MP-lu8mh Жыл бұрын

    Wala Prank yekun ember resah gele zibil himak kalat kititikem yebilkan ezi hawey 🙏🏾 Bizitrefe fetiyo eye.

  • @richochewa1640
    @richochewa164010 ай бұрын

    Weyyy Abresh Betaeemi Patient Aleka ❤❤❤

  • @WeWe-iz2eh
    @WeWe-iz2eh Жыл бұрын

    አቤት ትዕግስቲ አብራሀም ክከውን አለዋ ሐደ ትትናደድ ሐደ ሰቅ ፅብቅ እዩ

  • @user-ci7pi5gu7y
    @user-ci7pi5gu7y10 ай бұрын

    ውይ ኣብርሂሞ ሽኮር ❤❤

  • @amennasr3191
    @amennasr3191 Жыл бұрын

    አብራሀመይ ዳቡጭ ሐወይ ብጣዕሚየ ዝፈትወካ ትዕግሰትኻ ካአሞ ገራሚዩ ብከምዝ ቀጽል ❤❤❤❤❤❤❤ ኩሉኩም ጎበዛት😘😘😘

  • @user-tv9yo2rc8j
    @user-tv9yo2rc8j Жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ተጋሩዋይ አብርሃመይ ልባም ❤❤❤

  • @NoraNora-em6wb
    @NoraNora-em6wb Жыл бұрын

    አብሩሸይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @yonasgmedihin8276
    @yonasgmedihin8276 Жыл бұрын

    ናትካ ፕራንክ ግን ዝገርም እዩ 🥰🥰

  • @user-rx5bi8qp5x
    @user-rx5bi8qp5x10 ай бұрын

    ሓድጉዋይ የኔ የዋህ ክወትዎ ኣነሰ😘❤

  • @kibromteklemariam2021
    @kibromteklemariam2021 Жыл бұрын

    Abrsh abet tegsti kemaka ybzuh 😘😘😘😘

  • @DendenHabab
    @DendenHabab Жыл бұрын

    Abraham is very well disciplined person.

  • @gamait-xb8ei
    @gamait-xb8ei Жыл бұрын

    ታዓዲልካ እንየካ ትዕግስቲ ኣብራሃም ❤❤❤❤ እዋእ ❤❤

  • @ufh4391
    @ufh4391 Жыл бұрын

    ይመቸይካ ኣብሩሸይ ናይ ስሓቀይ ምንጪ♥️🥀

  • @zafuzanbeyegaltigray
    @zafuzanbeyegaltigray Жыл бұрын

    እሰይይ ኣብራሃመይ ጅግና 💓💞##💞 ኣብ ዝተናደደሉ ሰዓት ቀስስ ኢልካ ምውፃእ እታ ዓባይ ቁምነገር ዘለዋ እያ።💓💞💞💞

  • @user-xl9vr3tb7q
    @user-xl9vr3tb7q Жыл бұрын

    አብርሸይ ጎይታ ዓቅሊ ❤❤❤አብርሸይ ፍቅረይ ናተይ ብጣዕሚ እየ ዘፍቅረካ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @edon7537

    @edon7537

    Жыл бұрын

    😢😅😅😅😅😅

  • @aximtube6963
    @aximtube6963 Жыл бұрын

    ኣቤት ትዕግስቲ ኣብርሻየ ሽኮር ከየድነቅኹ ኣይሓልፊን🥰 ግን ሓቅካ ኢካ ስብ መንትሉ እዮ ዘሎ ዓቅሊ እዮ ዘዋፅእ ኣብርሻየ 😁😁😁

  • @selamialeku3614
    @selamialeku3614 Жыл бұрын

    ኣነ ዚ ኣብርሃም ብጣዕሚደስ ይብለካ

  • @habtomkahsay9949
    @habtomkahsay9949 Жыл бұрын

    ኣብርሽ በዓል ዓቕሊ ደጀን ብሓቂ

  • @abebafkri975
    @abebafkri975 Жыл бұрын

    ኣብርሸይ የኔ ፀባይ ኣቦ ትዕግስቲ❤

  • @milihabesawit8861
    @milihabesawit8861 Жыл бұрын

    ውይ ትዕግስቲ ኣብርህሽ😍😘😘

  • @user-qp2qo9dc9r
    @user-qp2qo9dc9r Жыл бұрын

    አቤት ትዕግሰቲ ኣብርሃም ዓቢይ ሰብ🥰🥰🥰

  • @makumaku1144
    @makumaku1144 Жыл бұрын

    ኣቤት ትዕግስቲ ማርያምን 100%❤

  • @ali-yx5ne
    @ali-yx5ne Жыл бұрын

    ኣብራሃም ሽኮር ናይ ብሓቂ ለባም ዓቅሊ 💯💯ዕድመን ጥዕናን ይሓብኹም ደቂ ዓደይይ ቀጽልዎ ❤️❤️

  • @hfhf-jw2lk
    @hfhf-jw2lk Жыл бұрын

    ኣብርሁሸይ የኔ የዋህ ኣሕዚኑኒ በእዉነት😔

  • @uyth8675
    @uyth8675 Жыл бұрын

    አቤት ትእግስት ግን ዝገርም እዩ❤❤❤

  • @user-kz1mt1sh4r
    @user-kz1mt1sh4r Жыл бұрын

    እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምቁራተይ ኣብራሃም ሽኮር ትዕግስትካ ዋው ማዓረይ ❤❤❤ ያዳ መሕረር😅❤

  • @genetgebre3433
    @genetgebre3433 Жыл бұрын

    Gobez 👌👌👌abrham

  • @YouTubemedia-rg9gv
    @YouTubemedia-rg9gv Жыл бұрын

    ኣይ ኣብራሃም ሽኮር ትዕግስተኛ ❤😂❤❤

  • @tomasfeshaye6319
    @tomasfeshaye6319 Жыл бұрын

    Abrisha yemchika brother 🥰🥰🥰🥰✔

  • @awetafera5608
    @awetafera5608 Жыл бұрын

    ኣብርሽ ትዕግስቲ Respect🥰

Келесі