gere emun part 103 | ገሬ እሙን ክፋል 103

Комедия

እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም
ገሬ እሙን ኢንተርተይመንት መዘናግዕን መምሃራይ ዝኾነ መደባት ብምድላው ዝቐርበሉ ቻነል ኢዩ። ሳብስክራይብ ብምግባር ናይ ወትሩ ተኸታተልትና ክትክኮኑ ንምነ። የቐንየልና!
Welcome back to Gere emun Entertainment KZread Channel in Tigrinya Language. We Recommend you to SUBSCRIBE us to get the most updated videos. Thank you!

Пікірлер: 836

  • @robiman531
    @robiman531 Жыл бұрын

    ንኣያ ተኸስተ ዝፈትው እስኪ ላይክ ይሀብ

  • @bri7094

    @bri7094

    Жыл бұрын

    ዞም ኣቦይ ተኸስተ ኣነስ ኣይፎትዮምን ልገሬ ሸዊዶሞስ

  • @lemlemmirach7838

    @lemlemmirach7838

    Жыл бұрын

    @@bri7094 kkkkkkkkkk

  • @user-ds4tc5dv1p

    @user-ds4tc5dv1p

    Жыл бұрын

    ዒዉላ እዮም ንገሬ ኣታሊለምዎ😅😅😂

  • @fkk6481

    @fkk6481

    Жыл бұрын

    ንኹሎም እና ንፈትዎም 100✅️

  • @Pasttest543

    @Pasttest543

    Жыл бұрын

    አነ ንጀኮር እየ ዝፈቱ

  • @selam801
    @selam801 Жыл бұрын

    ለዓመታዊ መታሰብያ ክብረ በዓል ዋዜማ ሊቀ መላእክት ቅዱሰ ሚካኤል እንኳን አደረሳችሁ የተዋህዶ ልጆች ለሁላችን በምልጃው ከክፉ ሁሉ ይጠብቀን ሀገራችን ሰላም ያድርግልን

  • @hdhdhhdr6694

    @hdhdhhdr6694

    Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን እንኳን አብሮ አደረሰን🙏🙏🙏

  • @fhhuuikk9179

    @fhhuuikk9179

    Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን 💔🙏

  • @user-by3ii6tr7y

    @user-by3ii6tr7y

    Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን እንኳዕ ሕብሩ ኣበፀሐና ✝️✝️✝️🙏🙏🙏💒💒💒

  • @saranigus8714

    @saranigus8714

    Жыл бұрын

    ኣሜን(3)❤❤🙏🙏🙏

  • @rahealraheal1881

    @rahealraheal1881

    Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሚአን ኣሜንንን

  • @2Corinthians.10-17
    @2Corinthians.10-17 Жыл бұрын

    ኣየ ገጠር ዓደይ የዋህ💔 ጎይታ መዓረይ ህዝብኻ ኣድሕን😥 እንኳዕ ንሊቀ መላእክት ቅዱስ ሚካኤል ዓመታዊ ክብረ በዓል ብሰላም ኣብጽሐና ኣብጽሐኩም ደቅ ዓባይ ትግራይ❤️💛

  • @sakeimahsakeim4662

    @sakeimahsakeim4662

    Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን እንካዕ ሓብሩ ኣብፀሐና🙏🙏👏12 ኣባቴ🙏❤

  • @user-vj9ld4ni2v

    @user-vj9ld4ni2v

    Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን

  • @adgrgd9730

    @adgrgd9730

    Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏❤❤

  • @faswelsfr1974

    @faswelsfr1974

    Жыл бұрын

    አሜን(3)😘😘

  • @mebrahtikiros2304

    @mebrahtikiros2304

    Жыл бұрын

    አሜን. አሜን. አሜን

  • @LiLiYouTube444
    @LiLiYouTube444 Жыл бұрын

    እንኻዓ ብሰላም መፃኣኩም እንዳ ገሪየ እሙን ተናፈቕቲ ብሩኽ ሰንበት ይግበረልና👏🌷🌹❤

  • @xdggg9171
    @xdggg9171 Жыл бұрын

    ዋያ ዝተስርሕዎ ድራማ ዋዛ ምስቁምነገረ ብጣዕሚ ሓሳብካና ጭንቀትካና ዘረስዕ ፣ናያ ብሓቂ ጀጋኑ ኢኺሙ ፈጣሪ ሰላምን ራህዋና ንህዝብና ኣሜን🙏🙏🙏💑💑💑💑

  • @akileag5439
    @akileag5439 Жыл бұрын

    ዋዜማ ቆይሞም እኒሀው ድምፂ ምስ ሰማዕኩ ነብሰይ ተዘዝ ኢልኒ ማርያምን🥺 ቅዱስ ሚካኤል አቦይ ሓደራኻይዶ ሰላም አውርደልና🙏

  • @zenebugebrekidan
    @zenebugebrekidan Жыл бұрын

    እንዳ ገሬ እሙን ከም ሽምኩም እሙናት ጀገኑ ኢኹም❤️💛 ናይ ሞት ደብዳቤ ናብ መርዓ ዝለወጠ #ሊቀ_መላእክት_ቅዱስ_ሚካኤል ናይ ህዝብና መዓት ናብ ሰላምን ቅሳነትን ይለውጠልና 🙏🙏🙏

  • @__-wj7zq

    @__-wj7zq

    Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን

  • @mahaletsesaye8487

    @mahaletsesaye8487

    Жыл бұрын

    ኣሜንን

  • @selamyoha3209

    @selamyoha3209

    Жыл бұрын

    ኣሜን🙏

  • @axumawitkingdom3287

    @axumawitkingdom3287

    Жыл бұрын

    አሜን አሜን ማዓረይ🙏🙏

  • @user-vj9ld4ni2v

    @user-vj9ld4ni2v

    Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን

  • @rhdbxhff5098
    @rhdbxhff5098 Жыл бұрын

    ለዓመታዊ ሊቅ መላእክት ቅዱሰ ሚካኤል እንካዕ ኣብፀሐና ኣብፀሐኩም ንህዝብና እውን ሰላም የውርደልና ኣብ ሰደት ዘለና እውን ሰደትና የሕፀረልና ንቶም ንፈትወም ሰድራና የራክበና ኣሜን ኣሜን ኣሜን♥️🙏🙏🙏🙏

  • @adgrgd9730

    @adgrgd9730

    Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏🥰🥰🥰

  • @grmaneshalal4401
    @grmaneshalal4401 Жыл бұрын

    ናጋኮ ናይ ሊቀ መላእክት ቅዱስ ሚካኤል ዓመታዊ በዓል እዩ ኣብ ዝሃለና ሃሊና ቅዱስ ሚካኤል ይሓልወና ተጋሩዋይ😘✝️💒 ገዛናኮ ዓመቱ እዩ ናጋ😥ሓሊፍኒ ንትዕቢት ድያብሎስ ዝሰዓረ ቅዱስ ኣብ ሚካኤል ኣብ ሚካኤል ተስፋ ኣለኒ ኣነስ💒 እንኳዕ ሰላም መፃእኹም ምንጪ ሰሓቀይ😘 ከሰተ ዝፈቱ❤

  • @user-qd6cl5yx9r

    @user-qd6cl5yx9r

    Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ዋላ ገዛና ማዓረይ ኣጆና ዳዓመታ ዓድና ንውዕል ቅዱስ ፍቃዱ ይኹን

  • @grmaneshalal4401

    @grmaneshalal4401

    Жыл бұрын

    @@user-qd6cl5yx9r አሜን አሜን አሜን ፅሪተይ💊😘ጋሻሹ ምሕዳሮም ኣትዮም ክኾኑ ሕምበሻ ሒዝኻ ትኸድለኻ ቤተክርስትያን ናፊቀዮ😘😥

  • @user-zn5zh3bc2i

    @user-zn5zh3bc2i

    Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን 🤲🏻🥰🥰🥰🥰

  • @user-qz8vq8rv2e
    @user-qz8vq8rv2e Жыл бұрын

    ኣኽሰተ ናይ ሕማም ዝፈቱ like ሃቡለይ እስከ፡፡

  • @Axumawit844
    @Axumawit844 Жыл бұрын

    ብሩኽ ሰንበት ይግበረልና ሰላም ፍቅሪ ልትግራይና ይኹን 🙏❤💛🕊

  • @user-zi8sf9sx3g
    @user-zi8sf9sx3g Жыл бұрын

    እንካዕ ናብ ዓመታዊ ክብረ በዓል ቅዱስ ሚካኤል ብሰላም ኣብፀሓና ብምሕረቱን ብፈጥነ ረዲኤቱን ንህዝብና ካብቲ መንካራ የውፃኣልና ኣሜን🤲🙏♥️🥀🌿

  • @user-rw4ui2nn2f

    @user-rw4ui2nn2f

    Жыл бұрын

    ኣሜን ማንታይ❤🥰

  • @Erenahagerejeganu

    @Erenahagerejeganu

    Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሕቢሩ

  • @jge7tye640
    @jge7tye640 Жыл бұрын

    መድመቅቲ ሰንበትና ብሩኽ ሰንበተ ክርስትያን ይግበረልና እቲ ድምፂ ቅዳሴ ደስስ ክብለካ ዓድኻ ጥዑም ኣምላኬ ሆይ ህዝብናን ዓድናን ሓደራ❤💛👏

  • @user-sd5dm6uz8o
    @user-sd5dm6uz8o Жыл бұрын

    እንኳዕ ኣብፀሐና ንዓመታዊ ክብረ ባዓል ቅዱስ ሚካኤል ብዓይኒ ምሕረቱ ሙሉእ ሰላም የውርደልና ለዋህ ህዝበይ።

  • @rahealraheal1881

    @rahealraheal1881

    Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜንንንንን😍

  • @user-wt7tr8mm4c
    @user-wt7tr8mm4c Жыл бұрын

    እንዳ ገሬ እሙን ምንጭ ሳሓቀይ😁🤣ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ፈጣሪ ዓይን ኣባይኹም ይደፈን ተጋሩዋይ💊💊💞💚💞💞💞💕💕

  • @vjr7453
    @vjr7453 Жыл бұрын

    Like ልዒል 10 ሺሕ Com ልዕሊ 9 ሚኢት ክበፅሕ ከሎ ብሓጎስ እየ ዝሰራሰር በእውነት ሚድያታትኩም ማዕረ ክንድዝ ተገዳስነት ከም ዘለኩም እዩ ዘርእ ዘሎ ብጣዕሚ እዩ ዘቕንእ ፍቕርኹም

  • @yute2286
    @yute2286 Жыл бұрын

    እሰይ ደስ ክብል ቅዳሴ ክትሰምዕ ከለካ አምላክ አብ ገዛካ መፅን ንፅልይ ቅዳሴ ንሰምዕሉ ግዜ አብቀዕና ሰደትና አሕፅሮ ዓድና ሰላም መልሰልና💛❤✝️🙏🙏🙏

  • @user-rj3oz5eg3d

    @user-rj3oz5eg3d

    Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @selam801
    @selam801 Жыл бұрын

    ለምለም ዓይነይ ኽርኢ ኸለኹ ልክዕ ማዘረይ ዝርአኹ ይመሰለኒ 'ሞ ከብደይ ብናፍቆት ሕቁንቑን ይብል እማዬ ክፉሸን አልሰማ🥰😥

  • @user-nt1gq9qh3g

    @user-nt1gq9qh3g

    Жыл бұрын

    ኣነለ💔

  • @ytr5543

    @ytr5543

    Жыл бұрын

    @@user-nt1gq9qh3g @ለምለምዓይነይ🌹🌹🌹🌹🙏❤ደቅዓደይ

  • @slamslam8991

    @slamslam8991

    Жыл бұрын

    @@ytr5543 ኣበይ ድዩ ዓዳ ለምለም

  • @lmiss-youmom

    @lmiss-youmom

    Жыл бұрын

    አኘኺ ጓል ኣመንዝራ ድቓላ ጎንደር🇪🇹🐴

  • @selam801

    @selam801

    Жыл бұрын

    @@lmiss-youmom ጸርፊ ናይ ድሑራትን ደደባትን ሰባት ምኻኑ ሰለ ዝፈልጥ ናብ ናትኺ ደረጃ አይወርድን እየ ልቦና ይሃብኺ ለባም ጓል ዓበይቲ😒

  • @user-fu8vz4bw3z
    @user-fu8vz4bw3z Жыл бұрын

    ነዛ ሰላምና ዘፀልመትኩም ኣብ ፀልማት ንበሩ እንተ ተጋሩ ኩሉ ሓሊፍና ከም ፀሓይ ደሚቕና ኣብ ዓለም መድረኽ ክንረአ ኢና ተጋሩ ፅንዑ❤❤❤

  • @user-uw8tf5bw4r

    @user-uw8tf5bw4r

    Жыл бұрын

    ሳብክራይብ በልለይ ህያበይ💞🙏

  • @gdeyfkr8926

    @gdeyfkr8926

    Жыл бұрын

    Amen

  • @user-fu8vz4bw3z

    @user-fu8vz4bw3z

    Жыл бұрын

    @@user-uw8tf5bw4r ጨለ💞💞

  • @abeaabea1694

    @abeaabea1694

    Жыл бұрын

    Amen 🙏

  • @ramandebene1131

    @ramandebene1131

    Жыл бұрын

    Goal Rasi Alula do belka gual shifta seraqi zemati ulul medenagari.

  • @yoniEri92
    @yoniEri92 Жыл бұрын

    አንቃዕ ብድሓን መጻእኩም ሰላምኩም ይብዛሕ ብሩኻተይ😍❤ *ብሩኽ ሰንበት*

  • @user-fh6wj8ln3c

    @user-fh6wj8ln3c

    Жыл бұрын

    ፍቅራይ🤣🤣 እንቃዕ ብሰላም መጻኣካ ❤❤

  • @user-zl6iu3fd8x
    @user-zl6iu3fd8x Жыл бұрын

    *_የኛ ቅመሞች እንኳን ደህና መጣችሁ የመላእክት አለቃ ቅዱስ ሚካኤል ሃገራችንን ህዝባችን ይጠብቅልን መልካም እለተ ሰንበት ይሁንልን_*

  • @user-bt4ln8oi7e

    @user-bt4ln8oi7e

    Жыл бұрын

    ትግርኛኪ ፃሓፊ

  • @user-rx4mu4el1s

    @user-rx4mu4el1s

    Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን

  • @user-zn5zh3bc2i

    @user-zn5zh3bc2i

    Жыл бұрын

    ኣምሓሩ ዲና ዘለና ዋላ ተጋሩ ኢና ብትግርኛ ስ ታይ ዓቀብ ኣለዎ አንካዕ ኣብጸሐኩም ምባል ብዝኾነ አሜን 3//

  • @user-bt4ln8oi7e

    @user-bt4ln8oi7e

    Жыл бұрын

    @@user-zn5zh3bc2i ሕርፍና ቀደም ኣማርኛ ዝተናገረ ሓሪፍ ንብል ነይርና ከዚ ግን ኣማርኛ ዝተናገረ ቅተልዮ ይብኒሎ

  • @user-zn5zh3bc2i

    @user-zn5zh3bc2i

    Жыл бұрын

    @@user-bt4ln8oi7e ኣነስ ባጣዕሚ አየ ዝናደድ በተለይ ዝኽነ ምድያ ብትግርኛ ላሓለፈ ኣማርኛ ልጽሕፍ ኣብ ምድያ ትግርኛ ትግርኛ ምጽሓፍ ኣብ ኣማርኛ ለ ኣማርኛ ምጽሓፍ ኣብ ኩሉ ኣማርኛ

  • @user-mb6de6yc5c
    @user-mb6de6yc5c Жыл бұрын

    እንኳዕ ብስላም መፃእኩም ተጋሩዋይ ፅሩያት ዓድና ስላም ይገበረልና ፈጣሪ💊💘

  • @samiramuhammed3251
    @samiramuhammed3251 Жыл бұрын

    ሃገረ ትግራይና ሰላም ንህዝብና አሜን አሜን

  • @user-qo8uw6zt7m
    @user-qo8uw6zt7m Жыл бұрын

    ደቂ ትግራይ ሓላላት እንኮዕ ብዳሕን መፃእክም ትግራይ ሰላምኪ ይብዛሕ ዓደይ ወጋሕታኪ ይሪአና

  • @user-uw8tf5bw4r

    @user-uw8tf5bw4r

    Жыл бұрын

    ሳብክራይብ በልለይ ህያበይ🙏💓

  • @user-rj3oz5eg3d

    @user-rj3oz5eg3d

    Жыл бұрын

    ኣሜን 🙏🙏🙏❤️❤️❤️

  • @user-qo8uw6zt7m

    @user-qo8uw6zt7m

    Жыл бұрын

    @@user-uw8tf5bw4r እሺ ማዓረይ

  • @meareythegay1548

    @meareythegay1548

    Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን 😥🤲🤲🤲🤲

  • @abebaabeba7188

    @abebaabeba7188

    Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን 🙏❤️

  • @KsaKsa-mw2pe
    @KsaKsa-mw2pe Жыл бұрын

    ገይታይ ማዓረይ ነዚ ለዋህ ህዝብስ ሰላም እንዶ ኣዉርደሉይ😥😥 ሰላም እኳ ናፍቅና ዋይ ህዝበይ መዲህናኣለም ኣባይ ሰላም የዉርደልና💙💙💚💚🙏🙏

  • @coolcure6361
    @coolcure6361 Жыл бұрын

    በጃኹም like ሃቡኒ ሓራስ እየ great movie 😍

  • @user-fz7gb1ey9f

    @user-fz7gb1ey9f

    Жыл бұрын

    እንዃዕ ብሰላም ተገላገልካ🙄🤔😁

  • @eyophagos5232
    @eyophagos5232 Жыл бұрын

    ፍቅርን ሳሓቅን ምስ ገሬ አሙን❤❤😂😂 ቡሰለም ከቡ ኩሉ ስቃይን መከራን የዊፅእኩም🙏🙏🙏

  • @fotfo7241
    @fotfo7241 Жыл бұрын

    ብሩኽ ሰንበት ይገበረልና አያ ጆኮር መሕረር ❤😍😍🥰🥰🥰🥰

  • @mebitigraweyti
    @mebitigraweyti Жыл бұрын

    እንካዕ ዳሓን መጻእኩም ተጋሩዋይ አሰይ ድምጺ ቤተክርስትያን ኣሎ🥰🥰😥

  • @fanafani2638
    @fanafani2638 Жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ታሃረፍቲ ናትና💊💚እንኳዕ ኣብፀሐኩም ዓመታዊ ቁዱስ ሚካኤል ሰላምን ፍቅርን ይላኣከልና ኣሕዋተይ💕💕💕💘💘💘💘

  • @user-tv9yo2rc8j
    @user-tv9yo2rc8j Жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ተጋሩዋይ እንኳዕ ልዓመታዊ ክብረ ባዓል ቅዱስ ሚካኤል በሰላም አብፀሐና ተጋሩዋይ ናይ ቅዱስ ሚካኤል ፀሎትን በረከትን አማላድነትን አይፈለየና ቅዱስ ሚካኤል ከምቲ ናይ ባህራን ደብዳቤ ካብ ሞት ናብ ሂወት ዝቀየረ ናይ ህዝብናን ዓድናን እውን ካብቲ ችግርን መከራን ይቀይረልና ሰናይ ዕለተ ሰንበት ክርስቲያን ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💛💛💛💛💛

  • @dnglmaryameyarfutalbey1494
    @dnglmaryameyarfutalbey1494 Жыл бұрын

    እንዳ ግሬ እሙን እንኳዕ ብሰላም መጽኣኹም✝️ ብሩኽ ሰንበት ይግበረልኹም እግዚአብሔር ኣምላኽ❤💛

  • @user-zt3yc9or9m
    @user-zt3yc9or9m Жыл бұрын

    _እንካዕ ንሊቀ መላእክት ቅዱስ ሚካኤል ዓመታዊ ብዓል አብጽሐኩም በረከቱ ረድኤቱ ይክፈለና እንካዕ ሰላም መጻኩም ምቁራተይ ሰላም ንዓድናን ንህዝብናን_

  • @ffgcfchtd6997
    @ffgcfchtd6997 Жыл бұрын

    ደስ ባሃልቲ ተጋሩዋይ ሰላምና ይምለሰልና ፈጣሪ 🙏🥰

  • @user-uw8tf5bw4r

    @user-uw8tf5bw4r

    Жыл бұрын

    ሳብክራይብ በልለይ ህያበይ💞🙏

  • @azakmashoiiir3413
    @azakmashoiiir3413 Жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ዳገር ኡሙን እንኳዕ ኣብፀሐና ኣብፀሐኩም ንዓመታዊ ክብረ በዓል ቅድስ ሚካኤል ሰላም ንህዝብና ንትግራይ ዓድና የውርደልና

  • @user-fd3db4jv4m
    @user-fd3db4jv4m Жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም እንዳ ገሬ ኡሙን ተናፈቅቲ ደቂ ትግራይ ❤️❤️❤️💛💛💛☘️☘️

  • @ara8066
    @ara8066 Жыл бұрын

    ዌልካም ዳገሬዋኒ ናይ ሰንበት ዓባይ ደስታና ስሓቅና😘♥️ ሰላምና ይመልሰልና ፈጣሪ ክዓ👏

  • @user-uw8tf5bw4r

    @user-uw8tf5bw4r

    Жыл бұрын

    ሳብክራይብ በልለይ ህያበይ ኣሜን ሳላምና ይመልሰልና ልዕሉ ጓታ💓🙏

  • @hayelomhadish9793
    @hayelomhadish9793 Жыл бұрын

    ሰላምኩም ይምለሰልኩም ኣምላኽ ብሩኻት ኣሕዋት ኣሓት እንዳ ገርየ እሙን ❤🙏

  • @boyemidya296
    @boyemidya296 Жыл бұрын

    ቀደማይ ባዕለይ❤💛❤

  • @user-vl9cc8bd3n
    @user-vl9cc8bd3n Жыл бұрын

    _እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም ተጋሩዋይ_ _ናይ ገጠር ናብራ ክንደይ ደስ ይብል ነፊቅና ኮ ሰላምኪ ይመለስ ዓደይ_ 🥰🥰🥰❤❤

  • @emutube3141
    @emutube3141 Жыл бұрын

    well come back ዳ ገሬ እሙነይ ምንጪ ሳሓቅና❤✊

  • @wterkonjoo2427
    @wterkonjoo2427 Жыл бұрын

    እንዳገሬ ፅሩያት እንኳዕ ዳሓን መፃእኩም💛❤️💛❤️💛❤️✊😘😘😘😘

  • @user-uw8tf5bw4r

    @user-uw8tf5bw4r

    Жыл бұрын

    ሳብክራይብ በልለይ ህያበይ🙏💞

  • @wterkonjoo2427

    @wterkonjoo2427

    Жыл бұрын

    @@user-uw8tf5bw4r ገይረልኪ መዓረይ❤️🙏

  • @user-uw8tf5bw4r

    @user-uw8tf5bw4r

    Жыл бұрын

    እሺ ሂያበይ😍💞

  • @musayemane2268
    @musayemane2268 Жыл бұрын

    እንቋዕ ብሰላም መፃእኩም እንዳ ገሬ እሙን👌 ቡሩክ ሰንበት ይግበረልና🙏 ንዓድና እውን ሰላም የውርደልና እግዚኣብሔር ኣምላክ💒💘🙏

  • @user-vd3md4wm6d
    @user-vd3md4wm6d Жыл бұрын

    ፈጣሪ ትግራይና ስላም የውርደልና ምስ ቤተስብና ንራከበሉ ወርሒ ይግበረልና እንኳ ንቅዱስ ሚካኤል ዓመታዊ ክብረ ብዓል ብስላም አብፃሓና አብፃሓኹም 💛❤🙏

  • @higbjxnx3886

    @higbjxnx3886

    Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ምቅረት

  • @anama5649

    @anama5649

    Жыл бұрын

    አሜን ይግበረልና እግዚአብሔር አምለክ

  • @user-dx8bi9dk6w
    @user-dx8bi9dk6w Жыл бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ድቂ ሓላል መሬት 💘❤❤

  • @user-ee6xm2ei2y
    @user-ee6xm2ei2y Жыл бұрын

    ሰላም ንሃገርና❤❤❤❤❤

  • @user-uw8tf5bw4r

    @user-uw8tf5bw4r

    Жыл бұрын

    ሳብክራይብ በለለይ ወዲ ረመይ💓🙏

  • @lixmony6235
    @lixmony6235 Жыл бұрын

    እንኳዕ ብስላም መፃእኩም ደቂ ሃገረ ትግራይ ስላምን ቅሳንትን ልህዝብና♥♥♥♥♥ ♥♥♥♥♥♥♥♥ኣያ ጅኮር ዓፍና

  • @wedimisgna4638
    @wedimisgna4638 Жыл бұрын

    ብሩኽ ሰንበት ደቒ ትግራይ ንትግራይና ፈጣሪ ብዓይነ ምሕርቱ ይርኣየልና ሰላም ንህዝብና

  • @user-nb2wi8pp7q

    @user-nb2wi8pp7q

    Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ❤️❤️❤️

  • @rahealraheal1881

    @rahealraheal1881

    Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜንንንን😍

  • @user-ut3tc8js4q
    @user-ut3tc8js4q Жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃኣኹም እንዳ ገሬየ💛❤️😍🔥 ዓደይ ናፊቀ ኣነስ ኣይ🥺

  • @user-ds1bt1of4g
    @user-ds1bt1of4g Жыл бұрын

    እንቃዕ ሰላም መፃኩም ደቂ ሓላል መሬት❤️ ሰላምን ፍቅርን ንሃገርናን ንህዝብናን የዉርደልና 🙏❤️

  • @Habtomtesfay595
    @Habtomtesfay595 Жыл бұрын

    😂😂😂 happy Sunday my people ❤💛💙🌿

  • @user-cr1yp9ow6f
    @user-cr1yp9ow6f Жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃክም ተጋሩዋኒ መቅሰናት ምንጪ ሰሓቅና እክም 🙏♥️♥️♥️🍀🍀🍀ጀኮር መሕረር ክክክ🤣🤣🤣🤣

  • @user-zy1lm5bo4c
    @user-zy1lm5bo4c Жыл бұрын

    አንካዕ ብሰላም መፃአኹም አንዳ ገርየ አሙን🙏🤗ኣምላኽ ሰላም የውርደና ተጋርዋይ🙏💊❤

  • @tigrayeyahegrey3705
    @tigrayeyahegrey3705 Жыл бұрын

    ትግራይ ዝዓደይ ዓዲ ሓራስታይ ዓዲ ነጋዳይ ዓዲ ዶ/ር ዓዲ ዘም ቁድሱን ሰላምኪ ይመለስ ለዋህ ህዝበይ 😢💛❤️

  • @user-uw8tf5bw4r

    @user-uw8tf5bw4r

    Жыл бұрын

    ሳብክራይብ በልለይ💞🙏

  • @user-kd7lt2cu5r
    @user-kd7lt2cu5r Жыл бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፅእኩም አትም ፅርያት ፍጥረት❤❤❤

  • @fjtfjt4679
    @fjtfjt4679 Жыл бұрын

    ሊቀ ማላእክት ቁዱስ ሚኬኤል ንህዝብና ካብ ኩፉእ ዘበለ ያሓልወልና ድምፂ ወለድና የስመዐና ተጋሩዋይ ዶሞ እንካዕ ዳሓን መፃእኩም💝💊

  • @lidu7571
    @lidu7571 Жыл бұрын

    እንኳዕ ዳሓን መፃኩም እንዳ ገርየ እሙን😘💘

  • @shashutsegy3170
    @shashutsegy3170 Жыл бұрын

    እንዃዕ ብሰላም መፃአኩም ብርካት ገዛና እግዚአብሔር አምላክ ይሓልዉኩም ንሃገርና ድማ ሰላም የዉርደልና ❤❤❤❤❤🙏🙏🙏

  • @user-rj3oz5eg3d
    @user-rj3oz5eg3d Жыл бұрын

    ተጋሩዋይ ጥዑማት ላዛ ሕማቅ ኣየግንይኹም❤️❤️❤️ትግራይ ዓደይ ወጋሕታኺ የርእየና❤️❤️❤️❤️❤️

  • @__-wj7zq
    @__-wj7zq Жыл бұрын

    እንኳዕ ብስላም መፃአኩም እዳ ገሬ ተናፈቅት🥰❤️ እግዚአብሔር አምላክ ስላም ንህዝብና የውርደልና🤲🥰💛😘

  • @temsagneamleki5806
    @temsagneamleki5806 Жыл бұрын

    አሰይ ተመስገገን አምላክ❤🥰❤🥰 እንኻዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ዓደይ ሓላላተይ💖❤💖❤💖❤💖❤ ደሞ እንኻዕ ንዓመታዊ ክብረ ብዓል ቅዱስ ምካኤል ብሰላም አብፀሐና 💖🥰💖

  • @lulaweldelchel8502
    @lulaweldelchel8502 Жыл бұрын

    It's a very nice drama I like that an amazing job! Have a good 👍 peace ✌️ our lovely people Tigray!!!!

  • @fggg199
    @fggg199 Жыл бұрын

    እንዳ ገሬ እሙን ፅሩያት❤❤❤❤❤❤❤

  • @boyemidya296
    @boyemidya296 Жыл бұрын

    እንኳዕ ብድሓን መፀእኹም እንዳ ገሬ እሙን🥰🥰

  • @user-uw8tf5bw4r

    @user-uw8tf5bw4r

    Жыл бұрын

    ሳብክራይብ በልለይ ህያበይ💞🙏

  • @Gal_Tegadalay_Gere
    @Gal_Tegadalay_Gere Жыл бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ደቂ ሓላል መሬት እንካዕ ን ዓመታዊ ክብረ ባዓል ቁድሰ ሚካኤል////12/// ብሰላም ኣብፀሐና በረከቱ ኣይፈለየና ተጋሩዋይ ንዓድና ሰላም ይግበረልና አሜን ፫👏

  • @user-nb2wi8pp7q

    @user-nb2wi8pp7q

    Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን

  • @merrymiki1552

    @merrymiki1552

    Жыл бұрын

    Amen!!!!xbah deu kudus Michael weys dhri xbah haftey.

  • @user-uw8tf5bw4r

    @user-uw8tf5bw4r

    Жыл бұрын

    ሳብክራይብ በልለይ ህያበይ💞🙏

  • @natnamdi
    @natnamdi Жыл бұрын

    Zebrabruck my love bro kab Eritrea ab sedat zenbre hawey ka

  • @user-si7ek7qc7w
    @user-si7ek7qc7w Жыл бұрын

    ሰላምኪ ይመልሰልኪ እቲ ልዑል ፈጣሪ ትግራይ ዓደይ 🙏❤

  • @yaredkahentemelsan2950
    @yaredkahentemelsan2950 Жыл бұрын

    እንኳዕ ንዓመታዊ ክቡር ብዓል ሊቃነ መላእክቲ ቁዱስ ሚካኤል ኣብፀሐና ኣብፀሐኩም ደቂ ዓባይ ትግራይ ❤️💛❤️💛❤️ ሰላም ኪ የርእየኒ ትግራይ ዓደይይይ❤️👏👏

  • @user-yw8fy7tp7z
    @user-yw8fy7tp7z Жыл бұрын

    ኣሰይይይ ድምፂ ቤተርክስትያን ስማዕሎ ፈጣሪ ስዴትና አሕፂሩ ናብ ቅዱስ ኣዉደ ምህረቱ የብፀሐና❤❤❤❤❤❤❤💛💛💛💛💛

  • @user-xt8tj3cj8f
    @user-xt8tj3cj8f Жыл бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ደቂ ዓባይ ትግራይ🥰 እንካዕ ንሊቀመላእክቲ ቅዱስ ሚካኤል ብሰላም አብፀሐና አብፀሐኩም ቅዳሴ ይሰምዕ አለኩ😍😍😍😍😍😍 ዓደይ እሞበ ለለ ናፊቀ🥲🥲

  • @SaraSara-zu2vl
    @SaraSara-zu2vl Жыл бұрын

    እንኳዕ ሰላም መፃኩም ዳ ገሬ ኡሙን ሓላላት ፣እንኳዕ ኣብፀሐና ንዓመታዊ ክብረ ብዓል ቅዱስ ሚካኤል፣ ዊ ኣያ ጆኮር ንዘን ሰበይቲ ዙ ኣድገን ምስ ፁዑኑ ዎሲዶምለን ክክክ ዋይ

  • @meriytgraweyti4577
    @meriytgraweyti4577 Жыл бұрын

    ኣሕ ህዝበይ ትግራይ ዓደይ ለምለም ዓይነይ ኣደዋይ መሲላ እያ ትረአየኒ ምኣዝ ክወግሕ ይኮን😭😭😭😭

  • @axhc745
    @axhc745 Жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ🙏🙏❤❤❤

  • @brktigaltigray3698
    @brktigaltigray3698 Жыл бұрын

    እንኻዕ ብስላም መፃእኩም ተጋሩዊኒ ሓላለ እግዚኣብሔር ኣምላክ ስላም ይመለስልና

  • @TheCritic101
    @TheCritic101 Жыл бұрын

    ብኣምሓርኛ እትፅሕፉ ኣእዱግ ዕድመኹም ይሕፀር!

  • @binilove3333

    @binilove3333

    Жыл бұрын

    ይገርመካ እዩ ኣዲኣ ገዲፋ ሓፍቲ ኣዲኣ ትናፍቕ እዩ።

  • @saharasharkmohamad3785

    @saharasharkmohamad3785

    Жыл бұрын

    @@binilove3333 ሕርፍኛ ናመሰሎም እዩ ቃሃምም 😏😏😏

  • @gamilahgamilah3329

    @gamilahgamilah3329

    Жыл бұрын

    ብጰበል የርሕቆም ጋሒፍት

  • @Paris-sh3qm
    @Paris-sh3qm Жыл бұрын

    ተጋሩዋይ 💛❤💛✊✊✝️🙏

  • @wezamkedn7603
    @wezamkedn7603 Жыл бұрын

    እንዳ ገሬ ምቁራት ♥️❤️❤️💞❤️♥️♥️

  • @helenkalaytigraweyti3732
    @helenkalaytigraweyti3732 Жыл бұрын

    እግዚአብሔር ሰላምና ይመልሰልና💊😍🙏

  • @user-nf7ir2qt6j
    @user-nf7ir2qt6j Жыл бұрын

    ሰላምኹም ይብዛሕ እዳ ገርየ እሙን ሰላም ንተጋሩ❤💛🙏🥀🥀🥀🌹🌹🌹

  • @lmiss-youmom
    @lmiss-youmom Жыл бұрын

    ጎኘኘኺኝ ኘቕጭኺኝ በይኛ በይኛ😂😂እንዳ ገሬ እሙን ፈውስ ጭቀይ አጀኹም በርትዑ❤💊❤💊❤💊💊💊🍀💊🍀💊

  • @felegfeleg555
    @felegfeleg555 Жыл бұрын

    I am in love with Aya Tekeste 😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤

  • @user-dr9bb1by8s
    @user-dr9bb1by8s Жыл бұрын

    እንኻዕ ብሰላም መፃኩም እንዳ ገሬ እሙን ጀጋኑ ናትና👏💝💝💝

  • @akezaberhe6216
    @akezaberhe6216 Жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መጻእኹም ዝፎትወኩም ስድራና ሰላምን ቅሳነትን ራህዋን ንትግራይና ደምፅ ቤተክርስትያን ሰምዑ ዝተደሰትኹም ላይክ ተመስገን አምላክ ፈተውትና አብዝሓልና

  • @user-uw8tf5bw4r

    @user-uw8tf5bw4r

    Жыл бұрын

    ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💞🙏

  • @akezaberhe6216

    @akezaberhe6216

    Жыл бұрын

    ገይረልኽ ማዓረይ በርትዕ

  • @user-uw8tf5bw4r

    @user-uw8tf5bw4r

    Жыл бұрын

    እሺ ክብረት ያሃበለይ ክብረተይ💞🙏

  • @sesw9632
    @sesw9632 Жыл бұрын

    ቱጋሩዋይ እንካዕ ዳሓን መፃአኩ ፅቡቃት💖💖💓💓

  • @user-si6jk6ve6m
    @user-si6jk6ve6m Жыл бұрын

    ኮሜንቶች አሜን እንኳዕ አሕቢሩ አብፅሐና ቅዱስ ሚካኤል እስራኤላውያን ባሕሪ ኤርትራ ከፊሉ ዘሻገረ መልአክ ሕዝውን ህዝብና ካብዚ መከራ እዚ የውፅአልና ። ኦ አምላክ ሰላምካ አውርደልና

  • @abigaltigray-ur2ih
    @abigaltigray-ur2ih Жыл бұрын

    ደቂ ሪመይ ሓላላተይ ንበሩለይ❤ ዓወት ንትግራይ ዓደይ💛❤💛✊✊✊✊✊

  • @user-sy8hs2zj9y
    @user-sy8hs2zj9y Жыл бұрын

    እንዃዕ ናብ ቅዱስ ሚካኤል ዓመታዊ ክብረ በዓል ብሰላም አብፀሐኩም ተጋሩዋይ ቅዱስ ሚካኤል ህዝብና ይሓልወልና አሜን አሜን አሜን❤💛

  • @wediegodan2807
    @wediegodan2807 Жыл бұрын

    ኣያ ዘብራቡሩክ እንባ ክትኮንና መፀግዒ ጐልጐል ክትኮንና መሳፉሒ ንሰማሃል ጋልኩም ሃቡና ? ኣታ ዬ ሰብ እዶ ግበሩናይ ዶ 🥰🥰🥰

  • @saaalamm8736
    @saaalamm8736 Жыл бұрын

    እንካዕ ደሓን መፃኩም እንዳጌርየ እሙን 💊💊💊💊🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @user-yo7oy4fb5x
    @user-yo7oy4fb5x Жыл бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃእኩም እሙናተይ እግዚአብሔር ሰላም ይልአከልና ንዓድና

  • @abduahmed5477
    @abduahmed5477 Жыл бұрын

    እንካእ ብሰላም መፃእኹም እጥቅና አስጢምና ዓድና ሰላም ይግበረልና

  • @berekechtadese2084
    @berekechtadese2084 Жыл бұрын

    አሰይይ ጀጋኑ ደቂ ጀጋኑ እንኻዕ ድሓን መፃኩም ሙቁራተይይ።

  • @ihateethiopia5865
    @ihateethiopia5865 Жыл бұрын

    No more ነፍጠኛ ። 🦓 No more ለሐጫም።🦓 No more ደብተራ።🦓 No more ቡዳ። 🦓 No more ጠንቅይ።🦓 No more መጤ።🦓 No more ኣህያ።🦓 No more ኣድጊ።🦓 RIP Ethiopia ⚰🇪🇹

  • @hemoo_sl9005

    @hemoo_sl9005

    Жыл бұрын

    ❌❌❌🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹❌

  • @MGT04
    @MGT04 Жыл бұрын

    ብሩክ ሰምበት ይግበረልና💐💐💜

  • @user-uw8tf5bw4r

    @user-uw8tf5bw4r

    Жыл бұрын

    ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💓🙏

  • @user-fe8yr2mo1i

    @user-fe8yr2mo1i

    Жыл бұрын

    ኣሜን/3/

  • @merhawitesfagerges6920
    @merhawitesfagerges6920 Жыл бұрын

    ጥዑማት ሰባት ጽቡቅ ስራሕ ከም ወትሩ ቡሉጻ ❤❤❤❤

  • @rgbe----tigraweyti-
    @rgbe----tigraweyti- Жыл бұрын

    ተጋሩዋይ❤💛

  • @user-cg7is4sl6r
    @user-cg7is4sl6r Жыл бұрын

    ስላምኩም ይብዛሕ እንዳ ገሬ እሙን 🙏💊

  • @user-ds4tc5dv1p
    @user-ds4tc5dv1p Жыл бұрын

    እንኻዕ ኣብፀሐና ንቅዱስ ሚካኤል ዓመታዊ ብዓል ሓላዊና ይኩን ሰላም ንትግራይና ይግበረልና እንዳ ገሬ እሙናት ሰላምኩም ይብዛሕ💛💟

  • @nazu2854
    @nazu2854 Жыл бұрын

    ተጋሩዋኒ ፅሩያት ስላምና ይመለስልና 🙏🥰💊

  • @user-dq1xr6gn7k
    @user-dq1xr6gn7k Жыл бұрын

    እንኳዕ ልዓመታዊ ክብረ በዓል ሊቀ መላእክት ቅዱስ ሚካኤል ብሰላም ኣብጸሐኩም ከምቲ ንህዝቢ እስራኤል ካብቲ ዝነበሮም ጭንቂ ዘናገፎም ንህዝብና እውን ካፍቱ ወሪድዎ ዘሎ ጭንቂ ፀበባ ጥምየት የናግፈልና👏👏

Келесі